ፖለቲካዊ ሕምበለል - መደብ ትሕቲ ሰማይ ትግራይ - ላዛ ትግርኛ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 ก.ย. 2024
  • እዚ ናይ ላዛ ትግርኛ ናይ ዩትዩብ ቻናል እዩ
    © Copyright: Laza Tigrigna Media & Communications
    This video is property of Laza Tigrgina Media And Communications, managing this TH-cam Channel on behalf of Laza Tigrigna Media on Internet.
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    Laza Tigrigna Media & Communications
    Email- lazatigrigna@gmail.com
    Mobile- +251962190971
    Central Square Building 3rd Floor
    Mekelle - Tigrai -Ethiopia
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    / lazatigrigna
    / lazatigrigna
    www.tiktok.com...
    www.lazatigrign...
    / lazatigrigna
    / kezahta
    / lazacinema
    / lazaidol
    / lazarecords

ความคิดเห็น • 59

  • @user-gi5cv5xx4b
    @user-gi5cv5xx4b หลายเดือนก่อน +3

    T This guy is the most outstanding political analyst in tigray. His idea had remedy solution to political, economical, social & psychological crises happened in tigray. Please keep it up & continue ur constructive analysis to reform & rehab the coming new tigray for these young generations.

  • @aberadesta1703
    @aberadesta1703 หลายเดือนก่อน

    አሕዋት አጠቃላሊ ኩነታትና "ሓይልና ንዳሓር" ዘዓይነቱ 'ዩ ዝመስል ። እሞ ፈጣሪ የሓግዝ!

  • @KahaseMezgebe
    @KahaseMezgebe หลายเดือนก่อน

    ጀጋኑ ሙሉእ ብቅዓት ዘለኩም ቀፅሉሉ ከማኹም ዝበለ ትግሮዋይ የብዘሐልና።

  • @g.haweriag.tsadik7846
    @g.haweriag.tsadik7846 หลายเดือนก่อน

    GOOD EXPRESSION

  • @negasiberhe9513
    @negasiberhe9513 หลายเดือนก่อน +1

    በጃኹም አቱም እትፃረፉ ዘለኹም ሰባት ኣደብ ግዝኡ ንዝኹሉ ሽግር ዝዳርገና ዘሎ ምምይያጥ ሓሳብካ ብዘይምግለፅ እዩ ንዝኹሉ ሽግር ዘውድቀና ዘሎ እንድያው ክታባብዑ ዝግብኦም እዩ ኣጆኹም ብፀርፊ ከይትደሃሉ ሰብ እንክቃለስ እንከሎ እናተኣስረ እናተፈትሔ እዩ ብጣዕሚ አድናቂኹም እየ ቀፅልሉ

  • @LuelTadesse
    @LuelTadesse หลายเดือนก่อน

    You are very interesting man Amanuel,thank you keep it on.

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 หลายเดือนก่อน

    ብዛዕባ ህዝቢ ምንም ኣይግደሹን ። እተን ሰሪቖም ዝኣከቡወን ሃፍቲ ንምውሳድ እዮም ንህዝቢ ትግራይ ኪሒዶም ዝቆሪቖሱ ዘሉዉ ። የሕፍርን ይሕዝንን እዩ። ህዝቢ ትግራይ እዙይ ኣይግቦኦን

  • @trustingod2549
    @trustingod2549 หลายเดือนก่อน +2

    Can any one please tell me the song at the beginning of the program? I just love the tune

    • @meharihagos5126
      @meharihagos5126 หลายเดือนก่อน +1

      ትግራይ ሃፍታም እያ ኣይኾነትን ድኻ።
      ገ/ፃዲቕ

    • @trustingod2549
      @trustingod2549 หลายเดือนก่อน

      @@meharihagos5126 ያቀንየለይ

    • @tesfayamare8929
      @tesfayamare8929 หลายเดือนก่อน +1

      th-cam.com/video/_BGQVNvntQY/w-d-xo.htmlsi=21lpNxktoirdyetH

    • @tesfayamare8929
      @tesfayamare8929 หลายเดือนก่อน

      th-cam.com/video/_BGQVNvntQY/w-d-xo.htmlsi=21lpNxktoirdyetH

    • @tesfayamare8929
      @tesfayamare8929 หลายเดือนก่อน

      ገ/ፃዲቕ ኣይኮነን ተወልደ ጅቡቲ ዝባሃል ስዉእ ተጋዳላይ'ዩ

  • @iskatl1098
    @iskatl1098 หลายเดือนก่อน

    ሕምብሊል እባሃልዩ ዕንክሊል ከኣ እቲ ቅኑዕ ቃል እዩ መዝገበ ቃላት ተወከሱ ተኸታተልቲ ክመሃሩሉ እውን ሓጋዚ እዩ።

  • @luiginov74
    @luiginov74 หลายเดือนก่อน

    ብዛዕ ጸገም ህዝቢ ግዲ ዘይብሎም : ዝይዳ ስልጣኖም ዝዓጦም : ሕማቓት መራሕቲ ሕውሓት 😢😢

  • @MichaelAmbaye-j3l
    @MichaelAmbaye-j3l หลายเดือนก่อน +1

    If any politician exist do expansion of functionality

  • @omerabdella8212
    @omerabdella8212 หลายเดือนก่อน

    Kab shihmu malhasu yinewih
    Qundaf agame

  • @tsgehanafisshatedla5448
    @tsgehanafisshatedla5448 หลายเดือนก่อน

    ኩሉ ሻዕ ዘይምፅላም ፅቡቕ ዘይመልቆም

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970 หลายเดือนก่อน

    ሓደ ማሕበርሰብን ንዕኡ ዝመርሕ ልሂቅን; ዓቕሚ ከም ኣንበሳ; ጉርሒ ከም ቡኻርያ እንተዘይ ሃሊይዎ: ሕምበለል( ሸንኮለል) እናበለ ይነብር "ፕሮፌሰር ገላውዴዎስ ኣርኣያ"::

  • @hailayasefa-tg7gb
    @hailayasefa-tg7gb หลายเดือนก่อน

    ናይ አማን ኤል ስልክ ላዓከለይ

  • @SmilingBeagle-mc8gs
    @SmilingBeagle-mc8gs หลายเดือนก่อน

    ልምታይ ዝይትመክርዎሞ

  • @g.haweriag.tsadik7846
    @g.haweriag.tsadik7846 หลายเดือนก่อน

    ሓሳብ ተቀባሊ እንተሃልዩ ነጋ እተዳልዎም ዘለካ ፕሮግራማት ብጣሚ ንትግራይና ብጣዕሚ ዝጠቅሙን መፍትሒ ዝኮኑን እዮም እሞ ቀፅለሉ

  • @Trendy-nd9ho
    @Trendy-nd9ho หลายเดือนก่อน +2

    ሕምብሊል የብልኹም ወረ ብቻ ታይማ ቁምነገር እኔኩም።

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 หลายเดือนก่อน +1

    ፓቲ ዝባሃል እንተዘይጠፊኡ ምስራሕ ኣይከኣልን ። ፓርቲ እንድሕር ሃሊዩካ ካብ ህዝቢ ንላዕሊ ንፓርትኻ እዩ ዝቕደም ። ስለዚህ ሰብ ህዝቢ ንኽመርሑ ብውልቆም ክወዲደሩ ይግባእ ። ሀዚውን ህወሓት ህዝብና ነድሕን ዘይኮነስ ውድብና ነድሕን እዩ ዝብለና ዘሎ ።

    • @Haylemaryam-br4yp
      @Haylemaryam-br4yp หลายเดือนก่อน

      እሞ ጀወርጊስ ዶ ይምረሐና ፓርቲ ተዘይሃልዩ? ወይስ ሓደ ፍላጭቆራጭ ውልቀ ሰብ ይምረሐና

  • @kirosdesta9635
    @kirosdesta9635 หลายเดือนก่อน +1

    Very disappointed analysis that you are guiding Abiy A.what to do next after the discussion of tplf's general assembly I dout that helps moral makeup for the people of Tigray.

  • @NardosHaileslase
    @NardosHaileslase หลายเดือนก่อน

    ምኽንያታውያን ተጋሩ ኢኹም እሞ ሓበን መላእ ተጋሩ ኢኹም።እዛ ናይ ሕዚ ኣኼባ ናይ ልዕሊ 1000 ሰባት ጊዛዊት ኔትወርክ ምጥንኻርን ናይ 7 ሰባትኳ ናብ ሓደ ኣራእያ ከምፅኡ ዘይከኣሉ ሰባት ዝተርኣዩላ'ምበር ውድብ እትድሕነላ ህዝቢ ትግራይ ፀገሙ ዝፍተሐላ ኣኼባ ዘይምዃና ጋህዲን ሓደገኛን እዋን እያ።

  • @worldcomm9842
    @worldcomm9842 หลายเดือนก่อน

    ሓደ ሰብ ዝጻረፍ እንታይ ምኳኑ ዶ ትፈልጡ።ልዕሊ እታ ጸርፊ ምንም ዝፈልጦ ፍልጠት ሓሳብ ኣይብሉን።ስቕኢልኩም ተዓዘቡ ዝጻረፉ ሰባት መብዛሕትኦም ብድንቁርና ተሳቐዩ ኢዮም።

  • @destaasgedom5579
    @destaasgedom5579 หลายเดือนก่อน

    I think you are missing the key issue. I'm afraid you are over simplifiying the situation.

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970 หลายเดือนก่อน

    ብመሠረቱ እውን መራሕቲ ህወሓት ካብ ቀደሞም: ህዝቢ ትግራይ ምሁራት እዮም ድላዮም ይግበሩ ክብል ምእንታ: ዝጥቀሙለን ቃላት ኩለን: ሓረስታይ ህዝብና ዘይፈልጠን መደናገርቲ እየን:: ፅግዕተኛ; ዝበስበሰ; ሙሰኛ; ካንሰር; ሽኮር ዝጠዓሞ; ኳኺቶ; ቆንጠፍጠፈ; ባንዳ; ወ.ዘ.ተ ቃላት እቲ ዘይተማህረ ህዝብና እተን ኣሽማት ይፈልጠን እዩ: ትርጉመን ግና ብቐሊል ክትርጉም ክርደአን ዘይኽእል እየን:: ዋእ እከለ ኮ ሓዱሽ ቃላት ሕዙ መፂኡ ጨብጨብ; ጨብጨብ እዩ ዘሎ:: እዚ ድማ ናብ ዝሓሸ ኩነታት ዘይወስድ ሕማቕ ከይዲ እዩ::

  • @sisobana6212
    @sisobana6212 หลายเดือนก่อน

    አው አው ካንብል ነዊህ ጌርና መን ክሰምእ

  • @AbebeAbay-zk2nm
    @AbebeAbay-zk2nm หลายเดือนก่อน

    ሓንቲ መዓልቲ ፅቡቕ ዘይወፆም ኹሉ ጊዜ ነቐፌታ Larry King & Lenin?

  • @qatardoha5290
    @qatardoha5290 หลายเดือนก่อน

    ኢሊት ትግራይ ኣፍካ ከፊትካ ምዝራብ እንበር ዝፈትሕ ሓሳብ የብሎምን ዕንኪሊል ዕንኪልልልልልልልልልልል ጽልኢ ጽሊ

  • @alematredae
    @alematredae หลายเดือนก่อน

    ምድላውኩምን እተልዕልዎም ኣጀንዳታትን ኣዝዮም መሃርትን ከም ከኾብ ንጉሆ ሓበርቲ መንገድን እዮም። ግን ከምናይ ገንኢ መብራህቲ ንኹሉ ዝባፃሕ ኣይኮነን። ካብ ዩቱብ ተወሳኺ ብትቪን ሬድዮን እንተትመፁ ዝያዳ ምተረባሕና።

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 หลายเดือนก่อน

    ፖለቲካዊ ሕምበለል ኣይኮነን ዝባሃል ::
    ፖለቲካዊ ሕምብሊል ኢዩ ዝባሃል ::
    ላዛ ትግሪኛ እንዳኣጥፋእኩሞ ላዛ ትግሪኛ ድማ ትብሉ ::
    ጉዳማት ዋላ ሕፍረት ዘይብልኩም ሰባት ::
    ነዛ ትግሪኛ ትገድፉላ የብልኩምን :: ማዓንጣኣ ኢኹም ተውጽኡዋ ::

  • @gebretsadik-cv1ir
    @gebretsadik-cv1ir หลายเดือนก่อน

    ነጋ ግን ካብ መረሳ ወፃኢ ካልእ ተንታኒ ማለት ካላ ጋሻ ክተቕርብ ኣይትእልን ዲኻ ? መረሳ ምፅለይ ኣይኮነን ግን ሰልቻዊ እዩ ክኸውን ጉባኤ ምክያድ ንሕርሻ ይኹን ንናፅጥታ ስራሕ ዘዕንቕፍ እውን ዝኸውን ኣይመስለንን

  • @user-pz3rd5nf2o
    @user-pz3rd5nf2o หลายเดือนก่อน

    ሚዛናዊ ሓሳብ እዩ::

  • @yohannestella3360
    @yohannestella3360 หลายเดือนก่อน

    Wow this is the real
    Voice of people.

  • @Eritreana1991
    @Eritreana1991 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ከተማ መቐለ ብሻዕብያ ተሰሪቐን ዝተብሃላ መካይንን ማሽናትን ብብዝሒ ይረኽባ ኣለዋ። ሓቅ ማዓልታ ሓልያ ደበኽ 🤦🤣

  • @hayelomhagosyiheys9825
    @hayelomhagosyiheys9825 หลายเดือนก่อน

    ንሰራቒስ ውፁዕ አውፂእኽምሎም ወይ አስርሕዎም ውይ ስቕ ብል ዓጀውጀው

  • @asgedomtekie1738
    @asgedomtekie1738 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ጭሕምካ ኣንዊሕካ ምውርዛይ ነዚ ህዝቢ ትግራይ ዝጠቅም ኣይኮነን። እቲ ስልጣን ብቃልሲ ዝመፅ እምበር ኣብ ሓንቲ ገዛ ተዓፂካ ብምብካይን ብምውርዛይን ዝመፀ ኣይኮነን። ኣይትድከሙ ንዓና'ውን ኣይተድክሙና።😅

  • @Only-true91
    @Only-true91 หลายเดือนก่อน +1

    Cheap propagandist

  • @awethabte8472
    @awethabte8472 หลายเดือนก่อน

    ኣነሲ እዚኦም ክሪእይ ከለኩ ሑሙማት ኮይኖም ይስሙዑኒ ንዓይ ጥራይ ድዩ ዋላ ንካልኦት ተላይ እዩ ። ከምዚ ኣተንሽን ክረክቡ ኮይኑ ከኣ ይስማዓካ

  • @Haylemaryam-br4yp
    @Haylemaryam-br4yp หลายเดือนก่อน

    ፦ ንስኹም ኻሊእ ትንተና ትትንትኑ አለኹም። በቲ ዝተአከብዎ ግዜን ባጀትን ተጠቂሞም ንምታይ መፍትሒ ዘየምፅኡ? ኢልና እቲፀገም ዘይንረኽቦ? እና መፍትሒ ዘይነቅምጥ
    ፦ ንምታይ ብመኪና ኸዱ ንምታይ አብናይ መግስቲ ናይ ስራሕ ስዓት ተሰብሰቡ ኢልኻ ዘይኸውን ትንተና ንምታይ ንዛረብ?
    ፦ ፀገማትና ንምታይ እናሰፈሐ ይኸይድ አሎ? እቲአኼባታት ንምታይ መፍትሒ ዘየምፅእ ኢልና ዘይጥቅ ዘይንሓትት? ናታትኹም ዘረባውን ቅጥዑ ዝጠፈኦ እዩ።

  • @pridetransitllc2197
    @pridetransitllc2197 หลายเดือนก่อน

    ኣቱም ኣንጋራት ኢኒአኹም ዲኹም ጸየቕቲ - ማዕጺድ ።

  • @yohanneszerazion1614
    @yohanneszerazion1614 หลายเดือนก่อน

    ለመንቲ😂ቂቂቂቂቂቂቂቂ

  • @user-zq3jm8di4r
    @user-zq3jm8di4r หลายเดือนก่อน

    Mr Dejena it is not Paltalk

  • @alenalkieritrea3862
    @alenalkieritrea3862 หลายเดือนก่อน

    ተጋሩ ገና ሕምብሊልልልል ክትብሉ ኢኩም ትንኮለኛታት አትማን ስለዝኮንኩም:: አይ ካብ ኢትዮጵያ አይ ሀገር መስሪትኩም ሐዲገመዲግ ኮንካ ደው😂😂 ጉድጋድ ንፈሐሪአ ኢያ ዝበሃል ሐቂ ኢዩ::

  • @Haylemaryam-br4yp
    @Haylemaryam-br4yp หลายเดือนก่อน

    ፦ ፊደራልኸ ሐዚ ንትግራይ ክዋጋኣ ዶ ይኽእል? አዬኽእልን አይትሓሰው። ተንተንቲ ተኾይንኹም ነፂልኹም ንዘይትደልይዎ አየትተንትኑ። ነባዕልኹም እውን ሓንቲ ፍልጠት የብልኹሙን።
    ፦ ካልኣይ ነህውሓት ካብ ህዝብይ ትግራይ ነፂልኹም አይትገምግምዎ ዝኾነ መግስትን ውድብን ሓይሉ ህቢይ እዩ። ዓቅሚ የብሎሙን ማለት እንታይ ማለት እዩ። አብ ትግራይ ዘሎ ፀገም ህዝብናስ ናይዓቅሚ ፀገም እዩ? አይክነን ዘይፀገምና ፀገም ገይርኹም አይትተንትኑ።
    ፦ አታ ወዲ መረሳ ትብሃል ፅግዕተኛ አይትፈልጥን ማለት ድዩ? ወይስ ንሰባት ኢኻ ተሻማቅቅ ዘለኻ? ወይስ ደገፍቲ ናይቶም ፅግዐኛታት ዝተበሃሉ ደጋፊ ኢኻ? ፀግዕተኛ ተዘይፈሊጥኻ እንታይ ሒዝኻ ፖሎቲካዊ ተንታኒ ኾይንኻ?

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew6142 หลายเดือนก่อน

    ወዲ መረሳ ግደፍ ዳኣ እታ ህዝባዊነት አሚንካን ተወፉካን አብ ፅላል ህወሓት ኮይንካ ጭቡጥን ኽውንነትን እተቃለስካላ መስመር ተሐሸካ !!! እዛ ናይ ኒዮሊብራሊዝም ቲኦሪ ተማሂርካን ተበኪልካን አባይታ ዘየለ ቦታን ግዘን ኩነታትን ኽውንነትን ዘይርኢን እንዃን መንግስትን ሃገርን ዘይኮነት ትግራይ አብ ዓለምና ዘየለ ዴሞክራሲ ክትሰብኽን ዘዕበየትካ ውድብ ክትከስስን ቐርኒ ነከስን መርገም ስንቁ አይትኩን አብ ወንበር ተኮይጥካ ምስ መረረ ስንቁ ዓርክካ ነጋ ዘርኡ ሓድነትና አይትሸርሹሩና በይዛኩም ዓላ ግበሩ ?? ዃሓሎ መሲልኩም ትግራይና ተንቁርዋ አሐኩም አቱም ዘራጊቶታት ??🤮🤮🤮🤮🤮

  • @AlemAbraham-wq5et
    @AlemAbraham-wq5et หลายเดือนก่อน

    What you are discussing may be a good topic to present for masters or doctorate program. In America there is a saying kebero besew eje yamer seyzut yadenager. The problem is post war effect. After war if someone defeated, existance is not simple. The problem in tigray is political, economical and social crises. It is not as simple as you are talking now. If you courageous go to Tigray and contribute something.

    • @AlemAbraham-wq5et
      @AlemAbraham-wq5et หลายเดือนก่อน

      Not in Amerca but I mean in Amharic.

  • @ba00200
    @ba00200 หลายเดือนก่อน

    በዓል ወሃ ቀጠነ ፣ ከኛ ወድያ የፖለቲካ ተንታኝ ለኣሳ ።
    ወዲ መረሳ የኩርፍያ በየኣቅጣጫው ኣስተባባሪና ተልመዴን ፈላስፋ።
    እባክህን ደግመህ ደጋግመህ ኣስብበት የምታወራው ሁሉ እንከን መንቀስና ለቅሶ መቀመጥ ሆነብን።ትግራይ ያለችው በኮሚኒዝም ወይ መንግስተ ሰማያት ኣይደለችም እንዳንኣይነቱ ኣውቅልሻሎህ የሚሉ ጥራዝ መጠቆች ተሞልታ ነው።
    ኣታ ሓወይ ካልእ ስራሕ የብልካን ዲኻ! ለማናይ ከይሓርአስ መራሕትኻ ብዓኒ መርፍእ ሕለፉታ ያ።
    Shame on you.

  • @user-zq3jm8di4r
    @user-zq3jm8di4r หลายเดือนก่อน +1

    Guys what are you talking
    always complaining

  • @KahaseMezgebe
    @KahaseMezgebe หลายเดือนก่อน

    ጀጋኑ ሙሉእ ብቅዓት ዘለኩም ቀፅሉሉ ከማኹም ዝበለ ትግሮዋይ የብዘሐልና።

  • @trustingod2549
    @trustingod2549 หลายเดือนก่อน

    Can any one please tell me the song at the beginning of the program? I just love the tune

    • @tesfayamare8929
      @tesfayamare8929 หลายเดือนก่อน

      ትግራይ ሃፍታም'ያ ድኻ ኣይኮነትን

  • @KahaseMezgebe
    @KahaseMezgebe หลายเดือนก่อน

    ጀጋኑ ሙሉእ ብቅዓት ዘለኩም ቀፅሉሉ ከማኹም ዝበለ ትግሮዋይ የብዘሐልና።