ወይኒ ገብረዝግኣብሄር ኣብ ልዕሊ ስንኩላን ዘውረደቶ ግፍዒ ስምዑ? ቢንያም ግርማይ ተዓዊቱ ፡ እስራኤል ኣብ ልዕሊ የመን መጥቃዕቲ ፈጺማ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 ก.ย. 2024
  • #eritrea #eritreanmovie #eritreancomedy #tigray #eritreanfilm #ethiopianews #eritreantiktok2023 #tigrignamusic #eritreanmusic #eritreannews ‪@tefetawitalkshow‬ ‪@neshnesh_show‬ ‪@fnanappinfotech‬ ‪@ATVasena‬

ความคิดเห็น • 123

  • @bettygebru2975
    @bettygebru2975 หลายเดือนก่อน +2

    Yes the pressure always works! Thank you so much Yumun hawna 💙💚💙

  • @mizankeshi4276
    @mizankeshi4276 หลายเดือนก่อน +6

    ጽቡቅ ቢኒ ዓወትካ ምስ በዓልቲ ቤትካን ፍረብርኽካን ምጽንባልካ ተመስገንንንንን🙏

  • @tekakassa2823
    @tekakassa2823 หลายเดือนก่อน +10

    የማነ ሓወይ ጽቡቕ እቲ ሓቂ ንሱ እዩ ሰበይቲ ቢኒያም ምስ ጋላ ክትመጽእ ዝተገብረ ብናይ ሰመያዊ ማዕበል ጸዊዕት እዩ። እንበር ደገፍቲ ህግደፍ ደኣ ነዚ ሰናይ ሓሳብ ዝሓስብ ኣእምሮ ዘየብሎም። እቲ ዘገርም ከኣ ምስ ኣተወት እንቃዕ ኣሐጎሰና ክብሉ ቁሩብ ዘይሓፍሩ፡ ብዝኾነ ጽቡቕ ዝኾነ መደብ የማነ ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @user-cw2yi3ne8x
      @user-cw2yi3ne8x หลายเดือนก่อน

      ያ ከምኡ ዩ ስራሕ ፍትሒ ፍትሓውያን አንተዘሚሮም ፍትሒ ዝሳኣኑ ኻኣ ፍትሒ ይረኽቡ አምበር ብጩቕ ኢሎም ብዛዕባ ስድራቤትቤታብ ጎኑ ዘይምህላዎም ካብ ክዛረቡ ክሞቱ ይቐርቦም ቢኒያም ግርማይ ካኣ ሙሉአ ዓወት ይግበረልካ መዝሙር ደለይቲ ፍትሒ ፍትሒ ንስድራካን ንዓኻንዶ ቅኑዕ ዋላስ መዝሙር ፍቃደኛታት በራዩ ኢዩ ቅኑዕ ኣስተውዕለሉ ኢኻ ጽአቕጢ ንስርዓት ህግደፍቢርገዳውያን መሳቱኻን መታዓቢቲኻን ደቂ ሃገርካን ኢዩ ምምጻአ ናይባዓልቲ ቤትካን ጋልካን አሞ ስመር ኣብ መስመር ብሉ ሪቦሉሽን በልዎ ።

  • @habtezekarias6109
    @habtezekarias6109 หลายเดือนก่อน +2

    Thankyou Yemane, well said you nailed it. 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @hadishzerezghi9808
    @hadishzerezghi9808 หลายเดือนก่อน +2

    Ajoka bertiea kexlo ab godnika alena Yemane hawna 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @asternegasi7594
    @asternegasi7594 หลายเดือนก่อน +2

    💙💙💙

  • @user-ke8lb6ft6e
    @user-ke8lb6ft6e หลายเดือนก่อน +2

    🌿🕊️

  • @wolderufael
    @wolderufael หลายเดือนก่อน +2

    የቕንየልና

  • @mulu1223
    @mulu1223 หลายเดือนก่อน +3

    ይሙነይ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @azebatshba7075
    @azebatshba7075 หลายเดือนก่อน +2

    Share Share like like Suscribe lets do it .Blessed sunday.🎉🎉🎉🎉

  • @hailute1242
    @hailute1242 หลายเดือนก่อน +2

    ጽቡቕ ኣቀራርባ የማነ good job

  • @ghenettedla3742
    @ghenettedla3742 หลายเดือนก่อน +2

    Thank you yemane for this program hagdfe they never give up always looking for travel 💙💙💙💙💙💙

  • @MedheneBelay
    @MedheneBelay หลายเดือนก่อน +3

    ኣይተረዳኣናን እንበር እንዳጸነትና እኮ ኢና እንከይድ ዘለና ። ኣቱም ኣሕዋተይ ካብ ሓቢርካ ምንባር ዝዓቢ ጸጋ እኮ የለን ኣብቲ ሕብረት ፍቅሪ. ለውሃት . ተሰማዕነትን.. በቃ ሰብ ብምካንካ ጥራይ እትሓብረሉ. ንሰብ ብሰባውነቱ እተክብረሉ ተደይ ኮይኑ.ዳኣ .ኣብ ዓለም እኮ. ንመሰል ወዲ ሰብ ዝምንጡሉ ብዙሓት ሕብረታት ኣለዉ .
    ዝለዚ ኣሕዋተ. ስዋኣትና ክድበሱ. ስንኩላትና. ክኻሓሱ. ህዝብና ድማ ጻሙኡ ክረክብ እንተኮይኑ . እቲ ውሳኒ ኣባና እዩ ዝሙርኮስ ማለተይ ንመን ኢና ንስዕብ ዘለና . ንሓቂ. ወላስ ንሓሶት. ስለዚ ኣሕዋተት ጽባሕ ናይ መን እያ ኣንፈልጥን ኢና እሞ. ሎሚ ንፋቀር. ፍልልያትና ነጽቡብ ብሰላም ንበር እምበር . ንታ ዘላትና ንእሺተይ ጊዚስ ንምብትታን ኣይንሃባ።

  • @nahappy9208
    @nahappy9208 หลายเดือนก่อน +3

    💙💙

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 หลายเดือนก่อน +3

    Welcome Yemane information media

  • @berhaneburush7729
    @berhaneburush7729 หลายเดือนก่อน +2

    Yumun Bravo Ab Meley Biniam bimkrabka

  • @user-bw2dy1di8w
    @user-bw2dy1di8w หลายเดือนก่อน +1

    💙💙💙💙💙💙💙

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 หลายเดือนก่อน +3

    💙💚💙

  • @vodahallo9499
    @vodahallo9499 หลายเดือนก่อน +4

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw หลายเดือนก่อน +1

    Selam yemane abka bdehen mexaka❤

  • @HiwotKidanemariam-bu6yn
    @HiwotKidanemariam-bu6yn หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @ediebeidu9889
    @ediebeidu9889 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw หลายเดือนก่อน +1

    Lkae eu srat hemasen antay zey gebr ezi sle ztezareb eu zey tezrbe bzuh alo yemane❤

  • @user-fe8ii4gm2e
    @user-fe8ii4gm2e หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤😊😊❤❤❤❤❤❤like

  • @hilnahaile2982
    @hilnahaile2982 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @merry7267
    @merry7267 หลายเดือนก่อน +1

    💙💙💙💙💙💙💙👍🙏

  • @nebyatnegassi3006
    @nebyatnegassi3006 หลายเดือนก่อน +1

    Salam ❤❤❤❤

  • @MichaelAbrahaBerhe-yx7ls
    @MichaelAbrahaBerhe-yx7ls หลายเดือนก่อน +1

    መርሐባ የማነ ሐውይ ብጣዕሚ ጽብቅ ልቢ ዘረስርስ ዝተዘራብካዮ ዘረባ ናይ ብሐቂ ደላይ ፍትሒ ምኻንካ ቃላትካ ይምስክር ።
    ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ንኡስ ሐወይ። አብ ሂወትካን አብ ስራሕካን ዕወትን አሳልጦ ይምነየልካ። ዐወት ንበርጌድ ንሐመዱ

  • @naodasmerom4900
    @naodasmerom4900 หลายเดือนก่อน

    Parfait 💫💙💜💫💙💜💫💙💦💦💦💦💫💦💦💦💫

  • @kaliebseium1049
    @kaliebseium1049 หลายเดือนก่อน +1

    💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙

  • @gigiriri4865
    @gigiriri4865 หลายเดือนก่อน +1

    አይህዝብና ገሊኦምስ ክዳን ስለዝቅዬሩ አብስልጡን ዓዲ መጺካ ክዳውንቲ ስለ ዝቅዬሩ ስማይ ዝበጽሑ ይመስሎም ብዛዕባ ዘርኢ ገለመለ ንኽንደይ ዓሌት ብሐደ ሕግን ስርአዓትን ዬመሐደዱራን አብድላይንናን ከምንፈዓትና ክንአቱን ንኽእል ትግራይ ከአ ከአ ህዝባ አምሂራያ ብዙሐት ትግራዎት ዝላዓለ ፍልጠት ክህልዎም ኮሎው ናትናግን ናህና ህዝብና ግን ብስደትን ውርደትን መቅዘፍትን ጥምዬትን ማእሰርትን ብብልሹና ፓለቲካ ሐጎሎም ዝትሐጽቡ ተግፊዖም ከለው ኖርማን ዘይኮኑ ቀተልቲ አሕዋቶም ኮይኖም አለው we appreciate you and your ንሐመዱ መራሕትን አምላኽ ምኝትኩም ዬስምረልኩም ዩሙን our right hand 🤚 keep your great work

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw หลายเดือนก่อน

    Aka hegosom nbinna grmay jigna tgaway nay zegnat eritra ankae des belaka familka akebka❤

  • @aziebjohanes8312
    @aziebjohanes8312 หลายเดือนก่อน +1

    Bini wedebat eri iyu

  • @dajen3868
    @dajen3868 หลายเดือนก่อน +1

    Israel❤❤

  • @hailuweld
    @hailuweld หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቅ መግቢ ንጥዕናካ ብሱል ሰብ ንኣእምሮካ ኣድላይ እዩ እሞ ውፉይ ኣጆካ ሻዕብያን ከምኦም ዝመሰሉ ባህር ዘለዎም ሰባት ዘይዛረብዎ የለም ንዕቅ ኣብሎም ኣጆካ ጥራይ ከም ቀደምካ ብዓቅሊ ቀጽሎ።

  • @jonasand9thkafel256
    @jonasand9thkafel256 หลายเดือนก่อน +1

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @teclitembaye5038
    @teclitembaye5038 หลายเดือนก่อน +1

    ቢንያም እነቆዓ ሕልመኻ ሰመረልካ ነዞም ሸፋቱ ሳሕል ካብ ጉድጓዶም ዘውጽካልና የቀንየልና

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw หลายเดือนก่อน

    Nezom abay sahl tekalsti ena behlti adl ay tehbom yemane felitkayom aka Alena azom abay sawra Tait ay konun abotatom seb sltan eyom Gn Gn b deki SWAT ena elom eyom zetallu tetankku❤

  • @selam7603
    @selam7603 หลายเดือนก่อน +1

    The plan of the dictator is to destroy ERITREA and ERITREANS we have to save the people of ERITREA ❤❤❤

  • @YemaneBeraki
    @YemaneBeraki หลายเดือนก่อน +1

    ጽብቕ መደብ ይሙን 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @user-xr7fy4dh9i
    @user-xr7fy4dh9i หลายเดือนก่อน

    ክቡር የማነ
    እርማት ምስ ዂሉ ትሕትና ዝመርሖ ኣቓራርባኻ
    ገለ ቃላት። ክእረሙ ዝግብአቶም ኣለዉ።
    ብጣዕሚ ካብ በጣም ኣምሓርይና ዝነቕል
    ትግርይና
    ኣመና ኣዚዩ ምሒር ንኡድ ብዙኅ ክንጥቀም ይኸኣል።
    ይኩን እምበር ካብ ይሁን እንጂ ዝነቕል ኣምሓርይና እዩ
    ትግርይና
    እንትርኾነ ግን
    እንተኾነ ኸኣ
    እንተኾነ እውን። ኣሎና 2:41
    ከም ኣብነት
    እንዳ ገዛ እዩ ዝገልጽ 2:41 2:41 2:41 2:41
    እንዳ ተመን እንዳጻጸ እንዳሓሊማ እንዳ ኃይለ
    ብዓል እንዳይ
    ኣብ ዓንቀጽ እና በላዕና እናከፍና እናሰራሕና
    ኣብ ናይ ተውላጠ ስም ረባሕታ
    ኣብ ንእክብሮት ንሓደ ሰብ ዝብሃል ንብዙኃት ምጥዋም ነቲ ኢሳያስ ምስ ዕስሌኡ ዝገብሮ ዕንወት ምቕጻልዶ ኣይኾአውንን
    ካልኣይ ረባሕታ
    ንስኹም በሊዕኩም
    ንስክን በሊዕክን
    ንስኻትኩም በሊዓትኩም
    ንስኻትክን በሊዓትክን
    ንሶም በሊዖም
    ንሰን በሊዔን
    ንሳቶም በሊዓቶም
    ንሳተን በሊዓተን ተባሂሉ ክግለጽ ይግባእ

    • @user-xr7fy4dh9i
      @user-xr7fy4dh9i หลายเดือนก่อน

      ኣብዚ ሜድያ ሕብረተሰብ ብዘይትምህርትን መማህራንን ኣብ ዝተረፈሉ ናይ መማህራንን ጸሓፍትን መራሕትን ቋንቋን ባህልን ምዃናትኩም ኣይትረስዑ።

  • @mengistuabasgedom9330
    @mengistuabasgedom9330 หลายเดือนก่อน

    3 years ago brother ስነኩል. ዝተዛርቦ

  • @issakhabtenkiel9387
    @issakhabtenkiel9387 หลายเดือนก่อน +1

    እቶም ብሕጂ ትቁረጹን
    ትስውኡን ካብዚ ሓውና
    ዝተቆርጸ ተማሃሩ

  • @konjithagos7591
    @konjithagos7591 หลายเดือนก่อน

    Selam yemane hewey selamtaka yitiaem yekenyelna naykulu tgebrelna bitaemi nemesigin

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk หลายเดือนก่อน +1

    ንሓደ ንሰለሃገር ዝሰንከለ ሰብ ትጓሓፍ ማለት እንታይ ማለትዩ

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk หลายเดือนก่อน +1

    ግደፈ ኤረትራዊ ተማሃር ካብዚ ቀታሊ ሰርዓት ተክእል ቁረጾ ተዘይኮይኑ ነብሲ አውጽእ

  • @user-yt9dz3iq3h
    @user-yt9dz3iq3h หลายเดือนก่อน

    ወይ ጉድ ካልሲ ንስፖር ዝከውን ዘይተፍሪ ሀገር ስፍሪካ ንናሜሪካ ምንዓቅሲ አየሕፍርንዶ ካብ ብንያም ዝሕይሉ ውን አለዉ ግን ብሰንኪ ህግደፍ ዕድል ክረክቡ አይካአሉን
    ብንያም ሻፕዮን ወሲዱውን አይፈልጥን እዩ ኮ ክንደይ ሻምፕዮን ዘበሉ ውን ዕድል አይተዋህቦምን ብንያም ግን ሕጂ ዓቢአፍደገ ከፍቱ አሎ ህግደፍ ግን ሕጂ እንታይ ክገብሩ እዮም ክንርኢ ኢና
    ንኤርትራ ዝሐልዩ ተኮይኖም ሐንቲ ጋንታ ወኪሎም ክቀርቡ ተዝፍትኑር ሰሪሕና አፍሪና ክብሉ ሀገርና አፀዊዕና ክብሉ ግን የሕፍር እዩ ኤርትራ ወሲዳታ ዝባሀል የለን ኤሪትራዊ ወሲድዋን ኤርትራ ወሲዳታ ፍለይዎ ኤርትራ ወሲዳ ክንብል ግን ብባጀታ ንሀገራ ከተፀውዕ ከላ ጥራሕ እዩ እቲ ሐቂ

  • @ghebreselassieghebregziabi597
    @ghebreselassieghebregziabi597 หลายเดือนก่อน

    ነቲ ዝበሃል ዲና ክንሰምዕ
    ወይስ ነቲ ናይ ቁዘማ ሙዚቃ
    በጃኻትኩም ተኣረሙ እባ🙏

  • @meraftesfahannes1978
    @meraftesfahannes1978 หลายเดือนก่อน

    Bini congura zxeare yteawet❤❤❤

  • @sabrinahabtemariam582
    @sabrinahabtemariam582 หลายเดือนก่อน

    ሰሚዕናዮ ቅድሚ (2) ዓመት በየን ዳ ሓሊፍካ

  • @thomashaile5915
    @thomashaile5915 หลายเดือนก่อน

    Binam grmay jigna wedi tom jeganu iyu

  • @brhanemebrahtom6264
    @brhanemebrahtom6264 หลายเดือนก่อน +1

    like like❤🎉❤🎉❤

  • @akberethagos8363
    @akberethagos8363 หลายเดือนก่อน +2

    ግርም እባ ንኢሰያስን ሓጎስ ክሻን ሓቁፍካ ንብንያም ትግራዋይ ኢልካ ምንጻል። ድርብ በለጽ ይብሃል አስተውዕሉ አንቱም ደናቁር።

  • @meraftesfahannes1978
    @meraftesfahannes1978 หลายเดือนก่อน

    Awet nay bini yehgusena
    Netom dahrewot sporteyatat dima kem bini awet nmneyelom❤❤❤

  • @Mezekir2020
    @Mezekir2020 หลายเดือนก่อน

    Hizbi bihigdef nizhalefu
    ABONA yikreta kihatit ,kinsah entezeykielu bihade dimtsi dew enzeylu Eritrea may be no more.

  • @teweldezeru5175
    @teweldezeru5175 หลายเดือนก่อน

    Zena Esport ny beynu program tetgebro xbuk mkone.dhri eti ny hager kunetatt.

  • @user-mm3zy3rl2i
    @user-mm3zy3rl2i หลายเดือนก่อน

    ወይኒ ገረዝጊሄር እም ን ቃኞው መጉሓፊ እምበር መእለይ ቦታ ናይ ስንኩላን ከመዘይኮነ እያ ተዛሪባ ማለት ዩ?

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 หลายเดือนก่อน

    ብዘይ ናይ ህግደፍ ደገፍ እንዳወደቁ እንዳተስኡ ብጽፍሮም ዝተዓወቱ ኤሪትራውያን ህግደፍ ሓንቲ ሳንቲም ዘየጥፋኣትሎም ነቲ ዓወቶም ጨውያ ከም ናታ ዓወት ኣምሲላ ሙኽራዕን ምፍቃርን መጀመርታኣ ዘይኮነ ንነዊሕ ግዜ ክትጥቀመሉ ዝጸነሐት መደናጋሪት ሰራቒት ጭፍራ ኢያ ::
    ሕጂ ውን ንናይ ብንያም ዓወት መንዚዓ እንተኮረዐት እንተፈከረት ኣይገርመናን ኢዩ ::
    ሕማቕ ኣጋጣሚ ኮይኑ ክወድቁ ከለዉ ድማ ከምዛ ዘይትፈልጦም ሸተት ኢላ ካብኣቶም ብምርሓቕ ኢያ ትክሕዶምን ትጠልሞምን :'
    ካብ ህግደፍ ጽቡቕ ምጽባይ ማይ ሓቒንካ ልኻይ ምጽባይ ማለት ኢዩ ::
    ካብ ህግደፍ ጽቡቕ ዝባሃል የለን ::
    ህግደፍ ጎዱፍ መአከብ ጓሓፋት ::

  • @Lemmeyoh4312
    @Lemmeyoh4312 หลายเดือนก่อน

    Wufuy halaw kebit 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @sammicheal8365
    @sammicheal8365 หลายเดือนก่อน

    የማነ ክስልሰካ ጎይታ በየነ ጌታቸው ረዳ ልቢ ጌሩ ንቢኒ ናይ እንኻዕ ኣሔጎሰካ መልእክቲ ሰዲዱ የመስግኖ እዚ ፖለቲኬናየ ባሃሊ በየነ ግን ዘይማሃር ዶንቆሮ ታሪክ ጊዜ ዘይምህሮ ምስ ጨጉሩ ክባእስ ዝሓድር ሰብ እዩ። ቢንያም ወዲ 24 ዓመት ንዓለም ሲዒሩ ሃገሩ ኣጸዊዑ ክውስከካ ተተማሃርካ ዕርዲ ጸላኢ ፋጺ ወያነ ትኣምነሉን ትምካሓሉን ዕርዲ ኣፍሪሱ ዓዱ እዛ ለምለምን ጽብቅትን ሃገረ ሰላም ሃገረ ፍቅሪ ኣዲኡ ኣቡኡ ሓው ሓፍቱ ከየድፈረ ዘውሓሱ ደቂ ሓራስ ነብሪ ምስ ዋዕሮ ሓፍቱ ደቂ 17 - 18 ዕድመ ታሪክ ዝሰርሑ ደቂዛ ሓላል መሬት እዮም። ምስ ፈረሰ ወያነ ነብሳ ከተድሕን ንፕሪቶርያ ነብሶም ከውጹ ከይዶም። ስለዚ እዞም ታሪክ ሰራሕቲ ዘለውዋ ሃገር ኢድካ ተወጥዊጥካ ቅርስም ቅርስም ዘብሉ ደቂዛ ሓላል መሬት ከም ዘለው ክሕብረካ ኣኢለየ ልቢ ተገበርኩም ናብ ልብኩም ተተመለስኩም። የማነ እካ ቀሪብካ ኣለካ መግለጺ ዝሃብካዮ ብዛዕባ ቢኒ ተሓጉሰ እየ እሞ እንታይ ገደሰካ በየነ ተተጸለለ 7 ተ ጊዜ ማይጨሎት ኣሕጽቦ ንስካ ግን ግዚኡ ንኪድ ንዓድናየ እዩ ዘመኑ እሞ ኣጆካ ሓቦን ብትክን ኣቢልካ ናዓናይ ክብለካ ይደልይ።

  • @Amanuel991
    @Amanuel991 หลายเดือนก่อน

    ከመይ ደይገርመካ ኣንታ ድሁል ኣሳሳዪ እከይ

  • @alganeshkelati9124
    @alganeshkelati9124 หลายเดือนก่อน

    Ata kondaf agame diqala entay yimlketeka nay Eritrea and Biniam wedi kelbi ADWA

  • @teklezghimichael6414
    @teklezghimichael6414 หลายเดือนก่อน

    ብሪማ ይሙን

  • @mussiefshatsion9433
    @mussiefshatsion9433 หลายเดือนก่อน +1

    እንቓዕ ደሓን መጻኻ

  • @sammicheal8365
    @sammicheal8365 หลายเดือนก่อน

    የማነ ይክብረካ እየ እዚ ስንኩል ዝባሃል ዘሎ Fabricated joke እዩ። ንእፍሉጦካ ኣብ ጀርመን ዘለው ማሕበር ስንኩላን ብኮንቴኔራት ዘድልዮም ዝልእኩዎ መንግስቲ ብዝገብሮ ተወሳኪ ሓገዝ ገዝኦም ሕክምንኦም ዝምስገን እዩ ስእሊ ስንኩል ናይ እንዳወያነ ጌርካ ፖሌቲካ ምስራሕ ነውሪ እዩ።

  • @AbdullahAbdullah-fz6mx
    @AbdullahAbdullah-fz6mx หลายเดือนก่อน

    Beyene is trying to be another goblel, using nice words.

  • @rosyghide3037
    @rosyghide3037 หลายเดือนก่อน

    የማነ ናይ ባሐቂ ወዲ ህዝቢኻ። አጆኻ አጆኻ። ጅግና ኢኻ። መርሐባ ንብለኻ

  • @konjithagos7591
    @konjithagos7591 หลายเดือนก่อน

    Yemane hewey

  • @kibratesfamichael
    @kibratesfamichael หลายเดือนก่อน

    Ezi dea rudue endiyu sala deleyti fihi ewe👍👍👍

  • @weynalem6166
    @weynalem6166 หลายเดือนก่อน

    ታይ ዝበለ ድንቁርና አዩ ዘለዎም ኣብ ዓዶም ከይዱ ንኽሳተፍ አድል ዝሓበዎ ጸዓዱ አዮም አንበር ንፉዕ ድዩ ሕማቅ ኣብ ውሽጢ ዓዲ አድል ኣይምረከበን

  • @rttr3992
    @rttr3992 หลายเดือนก่อน +1

    💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔Hegedef. 00000❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫❓❓❓❓❓❓❓❓

  • @rezanrozina
    @rezanrozina หลายเดือนก่อน

    Keyfetewe 😂😂😂😂😂😂

  • @kebrontedmer6581
    @kebrontedmer6581 หลายเดือนก่อน

    Indeed over celebration as if Biniam is the first. Guys please don't be so emotional and misinform the Eritreans. It's good that he won but this means he should work more hard to be like Sagan and many more king of green jersey who won more than 7 times. Biniam just got one, so give him moral to be like Sagan and chisfroom others who come strong consistently to keep the green jersey for 7 times. In addition please look back history, Eritrea was always good in cycling mention Zeregaber, Yemane, yonas, Daniel teklehaimanot and 100s who didn't get the opportunity due to the brutal dictator. If it was not the dictator, Eritrea would have been represented by more than 10-15 cyclists in TDF. Please let's not be over excited as if Eritrea has never been known in the world, don't be politicized.

  • @Serafuael6666
    @Serafuael6666 หลายเดือนก่อน

    እቶም መዝሙር ትዝሙሩ ሰባት በጃኩም ንመን ይዝመር ንፈላልዮ ንውልቀ ሰብ ጌጋ እዩ በጃኩም ይቅረታ ብምሕታትኩም ግን ጽቡቅ ብናያም ምዕዋቱ ኩሉ ኤርትራዊ ሕጉስ እዩ ግን እት መዝሙር ንመን ይዝመር ንፍለጦ ኣብ ምስሜዳ ክዝርጋሕ ከሎ ካኣ መርምርካ ክስደድ ኣለዎ

  • @Tesfieguesh
    @Tesfieguesh หลายเดือนก่อน

    ኮንሰል፡ያ ዘርላ ንፈልታ እና ዛ፡ሓንካል ኣሰኪሓትና ነራ ያ

  • @yonatanmehari7919
    @yonatanmehari7919 หลายเดือนก่อน

    Bezuh u geru ezi nay weini dengieka yemun zu spät

  • @user-qf4se2vf3r
    @user-qf4se2vf3r หลายเดือนก่อน

    Ata halay sieli nayti jignas abta bandiera nay tegaru gierkaya

  • @merihteame1085
    @merihteame1085 หลายเดือนก่อน

    Xbuk medeb kbur haw kexlo

  • @meraftesfahannes1978
    @meraftesfahannes1978 หลายเดือนก่อน

    Ymun dima yekenyelna sle ti wuhulul akerarbaka
    Ezi afrem zbhal gn aikeshi aidyakon

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari7409 หลายเดือนก่อน

    Sekt farrrraaaaa

  • @searegebrekidan
    @searegebrekidan หลายเดือนก่อน +1

    ባንደራ ቅይርካ ትግራይ ትስዕር እናበልካ ንስወኣት ከየክበርካ ኤርትራውነት ኣብ ዋጋ ዕዳጋ እናእተካ ተምጸኦ ለውጢ የለን ቆንዳፍ ናይትግራይካ ግበር

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly หลายเดือนก่อน

      ዝተቀየረ ባንዴራ እንተሎ ንመለይ ገዲፉ ወዲ መድህን በራድ ንምታንቲ ሄለን መለስ ህዝቢ ከይሓተተ እዚኣ ባንዴራኹም ክብለና ውን አይንቅበሎን : እሞ ተደምረናል ኣንድ ሆነናል ኢልና ምስቲ ናይ ተፈጥሮ ጸላኢና ኣምሓራይ ኮሸምሸም ምባል ከ እንታይ ይበሃል : ኣንቱም ባራዩ መሕፈራት

  • @Serafuael6666
    @Serafuael6666 หลายเดือนก่อน

    ህግደፍ እሞ ክትሕስዉ ንበሩ መዋእልኩም ካብ ሓቅ ኣይትራሓቁ

  • @habtomandemichael5745
    @habtomandemichael5745 หลายเดือนก่อน

    KkkkStop laying you are zone political issues you have.

  • @mizankeshi4276
    @mizankeshi4276 หลายเดือนก่อน

    እዚ ኢፍረም ዲቑና የብሉ መምህርና የብሉ ሓደ ሓሳዊ ሰብ ኢዩ ካብ ቤተ ክርስቲያን ዉጉዝ ሰብ ኢዩ ወይልኩም እቶም ሰዓብቱ ።

  • @user-cy9cl5ii2z
    @user-cy9cl5ii2z หลายเดือนก่อน

    እዚ ዝብልዎ ዘለዉ ኣገዳሲ ኢዩ ተተርጊሙ ናብ ዝምልከቶ ኣካል ክበጽሕ ኣለዎ ዩሙን ሓጋዚ ኢዩ ንደለይቲ ፍትሒ

  • @brhanemebrahtom6264
    @brhanemebrahtom6264 หลายเดือนก่อน

    wufuy jgna ajoka kexlo tray zom nzserh seb mahleka tray eu serhom kali wala hade srah yeblomn

  • @MedhanieMheretab-rh2of
    @MedhanieMheretab-rh2of หลายเดือนก่อน

    Kid fara 😂😂😂😂

  • @user-fl5bf2uj1d
    @user-fl5bf2uj1d หลายเดือนก่อน

    Diakon aykonen amlaki cheytan ayu. Ati 666 zblo zelo abu hadiru zxawetelu zelo kfua menfes ayu.

  • @tesfieboy2145
    @tesfieboy2145 หลายเดือนก่อน

    Yemun kem hzbna amselu yelen resa hawu regixu, over celebration zgebr

  • @arsimates7360
    @arsimates7360 หลายเดือนก่อน

    Yemun bejakum ny Sweden nigoskis Aytikewinen eya nibel nezom barau

  • @brhanemebrahtom6264
    @brhanemebrahtom6264 หลายเดือนก่อน

    kkkkk ata ageb eber rekbu hzb eritrea ms kulu alem ab xli kenbrwo kemey zbelu aremenat eyiom zom hgdef eway kabzom mewaxio yfterelka hzbna

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan4731 หลายเดือนก่อน

    ኣቅሽቲ ህግደፍ ኣቡን ናቶም ኣወል ስዒድዩ😂😂😂😂😂😂🎉😂🎉

  • @yemanefisehaye5647
    @yemanefisehaye5647 หลายเดือนก่อน

    ወይኒ ሰበይቲ ማንኪ ኢያ።ሰብኣያ ተጋሒፉ ኣሎ ንሳውን ቀሪባ ኢያ ከእትዋ ኢዩ እቲ ድያብሎስ ዓዲ ሃሎ።

  • @weysebdekey-er5dj
    @weysebdekey-er5dj หลายเดือนก่อน

    ዘርምም ዩ ናትና ናይ ኤርትራውያን ነገር ሙስሉይነት ኣዳኸርቲ ህግደፍ ካብ ጭንቀት ዘበገሶ ናብ ፖሎቲካ ይቅይርዎ ሎው እዞም ድርባያት

  • @akberethagos8363
    @akberethagos8363 หลายเดือนก่อน

    ወይኒ ገብረዝግአብሄር ማለት ጋዜጠኛ ነበር ሕጂ አብ ሱዑድ ዓረብ ዘላ ባዓልቲ ቤት የማነ ማንኪ ምኻና አይትፈልጥን ዲኻ ?

  • @rosyghide3037
    @rosyghide3037 หลายเดือนก่อน

    ንኹሉ መን እአስ ደው ይበል ቁሩብ ንለብም ። ኢሳያስ ወዲ ተንበን ኸ'ድአ? ለመናይ ዝገሩካ ዶሎ?

  • @gm5215
    @gm5215 หลายเดือนก่อน

    እየ ህግደፍ እስኪ ብእንግልሽ ግለጾ፡አየ ቀዳዳት ጉጅለ ንመን ኣኹም ከተታልሉ
    ቁዳድ ዋህዮ ቀዳድ ዋህዮ ወ ቀዴድ ዋህዮ ሻዕብያ ዓሉም ፈሊጥኩም ፍግዕ ኢልዎ።

  • @sammicheal8365
    @sammicheal8365 หลายเดือนก่อน

    የማነ እዛ መልእክቲ ንበየነ ይኩን ሰዓብቱ ኣማሓላልፈለይ ህዝቢ ኤርትራ ሆ ሆ ኢሉ ዝተስኤ ኣብ ናይ ቢንያም ጉዳይ ንትዕዝብቲ ትምህርቲ ንዝደንቆረ እንዳሰምዔ እዝኑ ዘጽመመ ዓባይ ትምህርቲ እያ።ኢሰያስ ይሃልው ሕጂ ግዳ ኤርትራ ደቃን ሰዊዳ ከም ጸሓይ በርቂ እንዳወረቀት ከይዳ ቀደም ኣብቲ ጽንኩር ጊዜ እካ ኣይተካእለቲን ሕጂ ነዚ ጽሑፈይ ቀልዲ ይመስለኩም ግን ኤርትራ ንዘለእለም ክፍርሳ ክዕንቅፋ ንድሕሪት ክመልሳ ዝክእል የለን። ከምቶም ዝሓለፉ ዓንገረር ኢሎም ኣዲስ በጺሖም ንወያነ ጎቲታ ከተእትዎም ኩሉ ዝካእሎም ጺዒሮም ፈሺሎም እዮም እሞ ሕጂ እዚ መስፍናዊ መራሒ ግዜካ ኣይተጥፍእ ዓይንካ ተሓከም ምስ መንግስትካ ተጋጌ ትግራይ ይስዕር ኢለ እሞ ይቅረ ይገበረለይ ኩሎም ተበሉ ዝሓሸ ኮይኑ ይስማዓኒ ምከረይ ክኣ ይልግሰልኩም ነቶም ዝሓመምኩም።

  • @Tesfieguesh
    @Tesfieguesh หลายเดือนก่อน

    ቆርጽካ ስደደሎም ነቶም ህግደፍ መንደፍ ክንደየናይ፡ካ እንተተረዶኦም፡

  • @al.ak12
    @al.ak12 หลายเดือนก่อน +1

    ዪሙን ኢሂ ድኣ ትንክፍ ትንክፍ ተብላ " ካብ ትግራይ ዘይ ውለድ ኣይ ጭዋን " እኳ ተባሂሉ እዩ ንሕና ውን ተጋሩ ኢና ተወዲኣ...