YEMANE INFO MEDIA
YEMANE INFO MEDIA
  • 694
  • 7 733 631
ዉፉይ ስለምንታይ ንወዲ ሞባእ ኣጣቂዕሉ?መጠንቀቅታ ንነበርቲ እስራኤል፡ ድሕሪ 30 ዓመት ባርነት ከብዕል ዝተመልሰ?#eritreanmusic#eritrea
#eritrea #eritreanmovie #eritreancomedy #eritreanfilm #tigray #ethiopianews #eritreantiktok2023 #tigrignamusic #eritreannews #eritreanmusic
มุมมอง: 4 805

วีดีโอ

ብርጌድንሓመዱ ጀርመን ይበል ዉዳበ፡ሓድሽ ምስጢር ምጅማር ኩናት 1998፡ ጠንቂ ምቁራጽ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ እንታይዩ?#eritreanmusic #eritrea
มุมมอง 10K2 ชั่วโมงที่ผ่านมา
#eritrea #eritreanmusic #eritreanmovie #eritreancomedy #eritreanfilm #tigray #eritreannews #eritreantiktok2023 #ethiopianews#ethiopia#habesha#ethiopian #tigrignamusic
ተመሊስና ኣለና፡ ጸብጻብ ወፍሪ ነጽር ስፋሕ ተዓወት ካብ ጀርመን። ወዲ ሞባእ ካብ ማእከል ብርጌድ ንሓመዱ#eritreanmusic#habesha#eritrea
มุมมอง 12K2 ชั่วโมงที่ผ่านมา
#eritreanmusic #eritrea #eritreanmovie #eritreanfilm #ethiopianews #tigray #eritreannews #eritreantiktok2023 #eritreancomedy #tigrignamusic @tefetawitalkshow @neshnesh_show @fnanappinfotech @yikealotv @ethioforum @LbonaTV @ATVasena @mestyatbetna
ናይ ሓንጎል ጸወታ ብርጌድ ንሓመዱ ሽወደን፡ ጉዳይ መበቆል ቢንያም ግርማይ፡ ቸርነት ካብ ቤት ማእሰርቲ ተፈቲሑ#eritreanmusic #habesha#eritrea
มุมมอง 22K21 ชั่วโมงที่ผ่านมา
Bearbeitet von YouCut:app.youcut.net/BestEditor #eritrea #eritreanmovie #eritreancomedy #eritreanfilm #ethiopianews #tigray #tigrignamusic #eritreannews #eritreanmusic #eritreantiktok2023 @tefetawitalkshow @neshnesh_show @fnanappinfotech
ኤርትራ ስለምንታይ ያ ናይ ኢትዮጵያ መንገዲ ኣየር ኣጊዳ? ኤርትራ ኣምባሳደር ሱዳን ካብ ሃገራ ክወጻ ኣዚዛ?#eritreanmusic#habesha#eritrea
มุมมอง 10Kวันที่ผ่านมา
#eritreanmusic #eritreanmovie #eritreancomedy #eritreanfilm #tigray #tigrignamusic #eritreannews #eritreantiktok2023 #ethiopianews #eritrea@tefetawitalkshow @neshnesh_show @fnanappinfotech @ethioforum
ኣብ መዓስከር ዳባት ሰባት ብጥይትን ካራሩን እንዳተሃርሙ፡ ኣገዳሲ ሓበሬታ ብዛዕባ ናይ ሽወደን ሰልፊ#eritreanmusic#eritrea#eritreanmovie
มุมมอง 9Kวันที่ผ่านมา
#eritrea #eritreanmovie #eritreanfilm #tigray #ethiopianews #tigrignamusic #eritreannews #eritreantiktok2023 #eritreancomedy #eritreanmusic @tefetawitalkshow @neshnesh_show @fnanappinfotech @ethioforum @mestyatbetna @ATVasena
መልኣከስ ተመርዕዩ መንደላይ ከ ኣበይ ኣሎ? ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ሆላንድ፡ ኣገዳሲ መጠንቀቅታ ካብ ሽወደን#eritreanmusic#habesha#eritrea
มุมมอง 13Kวันที่ผ่านมา
#eritreanmusic #eritrea #eritreanmovie #eritreanfilm #tigray #ethiopianews #eritreannews #tigrignamusic #eritreantiktok2023 #eritreancomedy @tefetawitalkshow @neshnesh_show @yemaneyohannestube9477 @yikealotv @fnanappinfotech
ኣብ እስራኤል ሎሚ ዘጋጠመ ብተኣምር ድሒኑ፡ ዓወት ቢንያም ግርማይን ፕሮፖጋንዳ ህግደፍን፡ ላዕለዋይ መራሒ ፋኖ ናብ መንግስቲ ኢዱ ሂቡ#eritreanmusic
มุมมอง 17Kวันที่ผ่านมา
#eritrea #eritreanmusic #eritreancomedy #tigray #eritreanfilm #ethiopianews #eritreantiktok2023 #tigrignamusic #eritreannews #eritreanmovie @tefetawitalkshow @neshnesh_show @fnanappinfotech @mestyatbetna @ATVasena
መልእኽቲ ዮሃና ጌታቸው ረዳ ናብ ቢንያም ግርማይ፡ ከምዚኦም ዝበሉ ስነጥበበኛታት ክተባብዑ ይግባእ፡እዚ ደጋፊ ከ እንታይ ዩ ዝብል ዘሎ?#eritreanmusic
มุมมอง 14K14 วันที่ผ่านมา
#eritreanmusic #eritrea #eritreancomedy #eritreanfilm #tigray #eritreannews #eritreantiktok2023 #tigrignamusic #ethiopianews #eritreanmovie @tefetawitalkshow @neshnesh_show @fnanappinfotech @LbonaTV
ወይኒ ገብረዝግኣብሄር ኣብ ልዕሊ ስንኩላን ዘውረደቶ ግፍዒ ስምዑ? ቢንያም ግርማይ ተዓዊቱ ፡ እስራኤል ኣብ ልዕሊ የመን መጥቃዕቲ ፈጺማ#eritreanmusic
มุมมอง 13K14 วันที่ผ่านมา
#eritrea #eritreanmovie #eritreancomedy #tigray #eritreanfilm #ethiopianews #eritreantiktok2023 #tigrignamusic #eritreanmusic #eritreannews @tefetawitalkshow @neshnesh_show @fnanappinfotech @ATVasena
ዘይንሰምዖ የብልናን ህግደፍ ኣብ ቤተክርስትያን ታሴራ ምዕዳል ጀሚሮም፡ ሎሚ ዘጋጠመ ናይ ኢንተርነት ጸገም ነፈርቲ ደው ይብላ#eritreanmusic#eritrea
มุมมอง 10K14 วันที่ผ่านมา
#eritreanmusic #eritreanmovie #eritreancomedy #eritreanfilm #tigray #ethiopianews #tigrignamusic #eritreantiktok2023 #eritreannews #eritrea @tefetawitalkshow @neshnesh_show
መንፈሳዊ መዝሙር ንቢንያም ይፍቀድ ድዩ? ዉዕሎ ኣዴታት መለይ ሽወደን፡ ኣብ ትግራይ ዘጋጠመ ዘስካሕክሕ ቅትለት#eritreanmusic#eritrea#habesha
มุมมอง 10K14 วันที่ผ่านมา
#eritrea #eritreanmovie #eritreancomedy #tigray #eritreanfilm #tigrignamusic #eritreannews #eritreantiktok2023 #ethiopianews #eritreanmusic @tefetawitalkshow @neshnesh_show @fnanappinfotech @LbonaTV @ATVasena @ethioforum
ህግደፍ ኣብ ቤት ፍርዲ ተሳዒሮም፡ መዓልካ ሓሳዊ ሓድሽ ወረ ሒዝልና መጺኡ ኣሎ፡ ትማሊ ኣብ ዶብ ጣልያንን ፈረንሳን ዘጋጠመ ነገር?#eritreanmusic
มุมมอง 19K14 วันที่ผ่านมา
#eritreanmovie #eritreancomedy #eritreanfilm #tigray #ethiopianews #tigrignamusic #eritreannews #eritreantiktok2023 #eritrea #eritreanmusic Bearbeitet von YouCut:app.youcut.net/BestEditor@UCSMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQ @neshnesh_show @fnanappinfotech @LbonaTV @ATVasena
ድራማ ህግደፍ ብዛዕባ ስብሓት ኤፍረም ? ዝወዓለ ይንገር ማርቲን ፕላውት ብዛዕባ ሰሚናር UK ዝጸሓፎ#eritreanmusic#eritrea#eritreanmovie
มุมมอง 13K14 วันที่ผ่านมา
#eritrea #eritreanmovie #eritreancomedy #eritreanfilm #tigray #eritreannews #eritreantiktok2023 #tigrignamusic #ethiopianews #eritreanmusic@tefetawitalkshow @neshnesh_show @HidmonaTelevision @fnanappinfotech @yikealotv @yemaneyohannestube9477
መአረምታ ብዛዕባ ቪድዮ ናይ ጀ/ተከስተ ሃይለ፡ ኣገዳሲ ሓበሬታ ብዛዕባ ሰለማዊ ሰልፊ ሽወደን፡ ቢንያም ግርማይ ድሕሪ ምውዳቁ ውድድሩ ክቕጽል ዩ#eritrea
มุมมอง 8K14 วันที่ผ่านมา
መአረምታ ብዛዕባ ቪድዮ ናይ ጀ/ተከስተ ሃይለ፡ ኣገዳሲ ሓበሬታ ብዛዕባ ሰለማዊ ሰልፊ ሽወደን፡ ቢንያም ግርማይ ድሕሪ ምውዳቁ ውድድሩ ክቕጽል ዩ#eritrea
ኣቤት ጭካነን ድንቁርናን ናይዛ ኣደ? ኣብዚኣ እስከ ጀነራል ተከስተ ሃይለ እንታይ ዩ ዝብል ዘሎ? ቃለ መሕተት ኢሳያስ ምስ ተመስገን ተወልደ?#eritrea
มุมมอง 16K14 วันที่ผ่านมา
ኣቤት ጭካነን ድንቁርናን ናይዛ ኣደ? ኣብዚኣ እስከ ጀነራል ተከስተ ሃይለ እንታይ ዩ ዝብል ዘሎ? ቃለ መሕተት ኢሳያስ ምስ ተመስገን ተወልደ?#eritrea
ብሰንኪ ዕደና ወርቂ ክትስረዝ ተዳልያ ዘላ ዓዲ? ንሕና ዲና ባንዴራ ኢትዮጵያ ሕዚና ወጺእና? ኣዘራራቢ ፈተነ ቅትለት ትራምፕ?#eritreanmusic
มุมมอง 13K21 วันที่ผ่านมา
ብሰንኪ ዕደና ወርቂ ክትስረዝ ተዳልያ ዘላ ዓዲ? ንሕና ዲና ባንዴራ ኢትዮጵያ ሕዚና ወጺእና? ኣዘራራቢ ፈተነ ቅትለት ትራምፕ?#eritreanmusic
ብርጌድ ንሓመዱ UK ይበል ዉዳበ፡ ሕጂ ከኣ ደጊሞማ "ሲንጋፖር" ክንገብራ ኢና፡ ንትራምፕ መን ዩ ክቀትሎ ፈቲኑ?#eritreanmusic#eritrea
มุมมอง 14K21 วันที่ผ่านมา
ብርጌድ ንሓመዱ UK ይበል ዉዳበ፡ ሕጂ ከኣ ደጊሞማ "ሲንጋፖር" ክንገብራ ኢና፡ ንትራምፕ መን ዩ ክቀትሎ ፈቲኑ?#eritreanmusic#eritrea
ነጽር፡ስፋሕ፡ተዓወት ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ታሪኽ ሰሪሖም። ዕሰል ዕስለ ዩ ዘሎ#eritreanmusic#habesha#eritreanmovie #eritreancomedy
มุมมอง 14K21 วันที่ผ่านมา
ነጽር፡ስፋሕ፡ተዓወት ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ታሪኽ ሰሪሖም። ዕሰል ዕስለ ዩ ዘሎ#eritreanmusic#habesha#eritreanmovie #eritreancomedy
ኣስመራ ብሰራዊት ትኽበብ ስግኣት ካብ ዓወት? ነጽር፡ስፋሕ፡ተዓወት UK ኣብ ምድላው#eritreanmusic#habesha#eritrea#eritreanmovie
มุมมอง 16K21 วันที่ผ่านมา
ኣስመራ ብሰራዊት ትኽበብ ስግኣት ካብ ዓወት? ነጽር፡ስፋሕ፡ተዓወት UK ኣብ ምድላው#eritreanmusic#habesha#eritrea#eritreanmovie
ቢንያም ግርማይ ሕጂ ውን ኣይተካእለን ንመበል 3ይ ግዜ ተዓዊቱ። ኣብ ኡጋንዳ ዘሎ ጉድ#eritreanmusic#habesha#eritrea#eritreanmovie
มุมมอง 3.4K21 วันที่ผ่านมา
ቢንያም ግርማይ ሕጂ ውን ኣይተካእለን ንመበል 3ይ ግዜ ተዓዊቱ። ኣብ ኡጋንዳ ዘሎ ጉድ#eritreanmusic#habesha#eritrea#eritreanmovie
ኣባል ሓደ ልቢ ኣብ ቅድሚ ፓርላማ፡እስራኤል ዘጋጠሞ ዉርደት ስምዑ፡ ትማሊ ኣብ ሊብያ ዝነበረ ኩነታት ኤርትራውያን ?#eritreanmusic#eritrea
มุมมอง 14K21 วันที่ผ่านมา
ኣባል ሓደ ልቢ ኣብ ቅድሚ ፓርላማ፡እስራኤል ዘጋጠሞ ዉርደት ስምዑ፡ ትማሊ ኣብ ሊብያ ዝነበረ ኩነታት ኤርትራውያን ?#eritreanmusic#eritrea
ትማሊ ኣብ ፓርላማ እንታይ ዩ ውዒሉ? ኣብ መንጎ ደለይቲ ፍትሕን ደገፍትን ዝነበረ ክርክር?#eritreanmusic#eritrea#eritreanmovie
มุมมอง 17K21 วันที่ผ่านมา
ትማሊ ኣብ ፓርላማ እንታይ ዩ ውዒሉ? ኣብ መንጎ ደለይቲ ፍትሕን ደገፍትን ዝነበረ ክርክር?#eritreanmusic#eritrea#eritreanmovie
ደሃይ ቤትፍርድን መንእሰያትን ጀርመን፡ኤምባሲ ህግደፍ ኣብ ጀርመን ፌስቲቫል ከምዘይካየድ ሓቢሩ፡ኣብዪ ኣሕመድ ሱዳን ኣትዩ#eritreanmusic#habesha
มุมมอง 10K21 วันที่ผ่านมา
ደሃይ ቤትፍርድን መንእሰያትን ጀርመን፡ኤምባሲ ህግደፍ ኣብ ጀርመን ፌስቲቫል ከምዘይካየድ ሓቢሩ፡ኣብዪ ኣሕመድ ሱዳን ኣትዩ#eritreanmusic#habesha
ኣብ መዓስከር ዳባት ዘለዉ ስደተኛታት ርድኡና ይብሉ ኣለው፡ ተደጋጋሚ ዑደት ፕረዝደንት ሶማል ንምንታይ ዕላማ?#eritreanmusic #habesha#eritrea
มุมมอง 6K21 วันที่ผ่านมา
ኣብ መዓስከር ዳባት ዘለዉ ስደተኛታት ርድኡና ይብሉ ኣለው፡ ተደጋጋሚ ዑደት ፕረዝደንት ሶማል ንምንታይ ዕላማ?#eritreanmusic #habesha#eritrea
እስራኤል ሕጂ ውን ባእስን ዕግርግርን፡ ቢንያም ግርማይን ጉዳይ ስድራቤቱን#eritreanmusic#eritrea#eritreanmovie#eritreanfilm
มุมมอง 12K28 วันที่ผ่านมา
እስራኤል ሕጂ ውን ባእስን ዕግርግርን፡ ቢንያም ግርማይን ጉዳይ ስድራቤቱን#eritreanmusic#eritrea#eritreanmovie#eritreanfilm
ዘሕዝን ዜና ኣብ መዓስከር ዳባት 7 ኤርትራውያን ብዕጡቃት ቆሲሎም፡ እዚ እንዳራካስ ኩራዕ ኤርትራዊ?....#eritreanmusic#habesha#eritrea
มุมมอง 9K28 วันที่ผ่านมา
ዘሕዝን ዜና ኣብ መዓስከር ዳባት 7 ኤርትራውያን ብዕጡቃት ቆሲሎም፡ እዚ እንዳራካስ ኩራዕ ኤርትራዊ?....#eritreanmusic#habesha#eritrea
ቢንያም ግርማይ ኣይተካእለን፡ እስከ ብዛዕባ እዘን ክልተ ስእልታት ሓሳብና ክንህብ#eritreanmusic#habesha#eritrea#eritreanmovie
มุมมอง 13K28 วันที่ผ่านมา
ቢንያም ግርማይ ኣይተካእለን፡ እስከ ብዛዕባ እዘን ክልተ ስእልታት ሓሳብና ክንህብ#eritreanmusic#habesha#eritrea#eritreanmovie
እንቋዕ ብሰላም ተመለስካ መም ዉፉይ፡ ጥርዚ ባንዳነት ናይ ወዲ ባሻይ፡ ዘሐጉስ ምስጓግ ስደተኛታት ናብ ርዋንዳ ደው ኢሉ#eritrea#eritreanmusic
มุมมอง 9K28 วันที่ผ่านมา
እንቋዕ ብሰላም ተመለስካ መም ዉፉይ፡ ጥርዚ ባንዳነት ናይ ወዲ ባሻይ፡ ዘሐጉስ ምስጓግ ስደተኛታት ናብ ርዋንዳ ደው ኢሉ#eritrea#eritreanmusic
ዘሐጉስ ዜና ነጽር፡ስፋሕ፡ተዓወት ኣብ ጀርመን። ሕጂ ደኣ እንታይ ተረኪቡ ሓቂ ሞሊቅካ?#eritreanmusic#habesha#eritrea#eritreancomedy
มุมมอง 16Kหลายเดือนก่อน
ዘሐጉስ ዜና ነጽር፡ስፋሕ፡ተዓወት ኣብ ጀርመን። ሕጂ ደኣ እንታይ ተረኪቡ ሓቂ ሞሊቅካ?#eritreanmusic#habesha#eritrea#eritreancomedy

ความคิดเห็น

  • @user-go2tf6ui9e
    @user-go2tf6ui9e 22 นาทีที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙👍👍👍

  • @filimonbereket2802
    @filimonbereket2802 22 นาทีที่ผ่านมา

    Ezi tokla amani ey amani aytblo

  • @YemaneBeraki
    @YemaneBeraki 27 นาทีที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙💙

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 37 นาทีที่ผ่านมา

    Yemuen እዚ እማኒ ዝበልካዮ እማኒ እምነት ነቶም ቅድሚ 30 ዓመት ገዲፍዎም ዝሃደመ ሃዳማይ ሃስዊ ተበልፅቲ ብስንኪ እዚኦቶም ዓለቅቲ እዩ ሕዝቢ ኤርትራ ስላም ስዒኑ ዘሎ። የማነ ሐውናግን Thanks a lot ስለ እቲ ውርጹፀ መደብካ።

  • @user-mq5er9qv8n
    @user-mq5er9qv8n 39 นาทีที่ผ่านมา

    Izi dea hasawi pastor eu malak bizi aykebern eu lekbat eu mis sederu

  • @MelakeMedhanie2024
    @MelakeMedhanie2024 39 นาทีที่ผ่านมา

    Kkkkkk aye breged nkebdu

  • @user-ux8jj7yt6b
    @user-ux8jj7yt6b 40 นาทีที่ผ่านมา

    እዚ ካብ ዴገ ሳዋ ከብል ተመሊሱ ትብሎ ዘለካ ሓደ ግዜ ዘርኢሰናይ ግርማየሰ ካብ ምርሻ ኣድሒኑኒ ዝብል ዝነበረ ይመስል ንሱ እንተኮይኑ ወዲ ስዉእ እዩ። ርግጸኛ እየ ንሱ እዩ ዓዲ እንግሊዝ እዩ ዝቅመጥ ደጋፊ እዩ ዘርኢሰናይ ከይከድዔ እዩ ኣብ ላይፍ ኣእትዩ ኣዛሪቡዎ ቃል ምስክርነቱ ሂቡ

  • @TesfahalemWoldegabriel
    @TesfahalemWoldegabriel 41 นาทีที่ผ่านมา

    ውፉይ በሊሕ ምኮኑ ትሕትንኡ ይርኣየካ ወዲ ሞባእ እንቆዕ ድሓን መጻካ 💙🌍💙🌍💙🌍💙❤️😍❤️

  • @mokiyeandom6485
    @mokiyeandom6485 43 นาทีที่ผ่านมา

    መበል 30 ዓመት ባርነት ክበል ይኸይድ ኣሎ ኣይምለስኹም አታ ማኪና ትገምተል

  • @freweiniasfaha4223
    @freweiniasfaha4223 47 นาทีที่ผ่านมา

    Eti zemari u ayitbeluni bejakum😔

  • @tekludesbele9819
    @tekludesbele9819 53 นาทีที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @kidanesolomun8753
    @kidanesolomun8753 55 นาทีที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Paulos-vy6yj
    @Paulos-vy6yj 57 นาทีที่ผ่านมา

    Get his information and let us know this is a good evidence

  • @Paulos-vy6yj
    @Paulos-vy6yj ชั่วโมงที่ผ่านมา

    You absolutely right I agree

  • @user-jh2vh7dd4s
    @user-jh2vh7dd4s ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Dኢሰያስ ማዳ ሃገር ዝበሎም ን ቀዳማይ ዙርያ ሎሚ በሪህልና

  • @tesfayghebremedhin5176
    @tesfayghebremedhin5176 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Minghlita'e is pure Amharich say Mikilibat . i love Tigrinyamotherlanguage.

  • @michaletkesete7179
    @michaletkesete7179 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Entay himsk do elu eyu mo. Entay da.Eritra nitgray kibl delikumo? Wedi mobae eti nay berged mihamedu elama eyu gelixu kale ente kone elamakum ka nihzbi abrhulu?

  • @ZoromMeles
    @ZoromMeles ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @tekakassa2823
    @tekakassa2823 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Yemane hawey ab Uk eyu znebr yblwo alew zfelTwo ezi baria

  • @abebafikadu2736
    @abebafikadu2736 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Tifuat truet tifuat gahafat😂😂😂😂😂

  • @peaceforall1583
    @peaceforall1583 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Suk bel hasawi Jasus Aletawi Awrajawi hulkus,Tumuy bezi zkeyd zelo Awet kimexie keythasbu,Nihna bizuhat ena enda belkum teakebu Nihna ka ab himbrtkum alena,Eritrawi zeykebere wedi men kikebr lahtat

  • @tesfaytsige8683
    @tesfaytsige8683 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ymn..majmry..awrjkm.agb.balwm..et.zekfa..natkm.awrj.kabo.tmhru.bhgr.hsbu

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Asle tbahilna ena naselo n holanda n amelom asle agekum❤

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Selam yemane awe kulu tktet nab holanda nfer gosgusulu❤

  • @Funnyvideos-gu2zp
    @Funnyvideos-gu2zp ชั่วโมงที่ผ่านมา

    💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯

  • @eseyasberhe7842
    @eseyasberhe7842 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መበል 30 ዓመት ሳዋ ከብዕልድዮ ዝበለ እዚ ዝፈረሰ ርእሲ ፣ ዑቕባ ክሓትት ኮሎኮ ሃ/ አገልግሎት ባርነት ነዊሑኒ ተአሲረ ተቐጥቒጠ ኢሉዮ ዑቕባ ረኺቡ ፣እዚ መኻን ሕልና አማኒ ጴንጠዮ ኸአ ኢልካዮ ሕጂዚ ብመንፈሳዊ ኮነ ስጋዊ ሰብ ክብሎ ይጽግመኒዮ ንዓይ ዝርዝሩ ኩሉ ህዝቢ ዝፈልጦ ሓቂ ስለዝኾነ ፣ እቲ ዝስእል ሓሰማውን ደቀይ አለው ምሳይ ኢሉ ኤፐፐፐፐ ክዛወሩ አይፓዶም ሒዞምዮ ዝወስዶም ዘሎ ሃገር ክርከቡ ዝግብኦም መንእሰያት ኤርትራ ግና ዘሕልፍዎ ኩሉ ይፈልጦዮሞ እንተዞም ሓሰማ ንብዓት እህህታን ናይ ነብስ ወከፍ ኤርትራዊ አብ ጸልማት ኮነ ሕሰም ዘሎ ገዝሞም ይኹን አብ ዓይነ ብርኮም ይርከብዎ እዚ አላጋጭዮ 😢😢😢😢

  • @abrhaleyrussom1718
    @abrhaleyrussom1718 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hji wn eritra nEritrawnet zbhal yelen plus eritrawi mesmer zbhal wn bmeseretu yelen entelyu ngerna ezi tswtsway eyu

  • @user-ne9ed9fu7j
    @user-ne9ed9fu7j ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @habtomtewelde6691
    @habtomtewelde6691 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላም የማነ ብመጀመርታ እንኳዕ ብሰላም ምስ ስድራኻ ተራኺብካ ብሰላም ተመለስካ ቀጺለ ኣነ ብዙሕ ግዜ ይከታተለካን ካብቶም ዘድንቐካን ኢየ ኣብዚ ሕጂ ግዜ ግን ዳርጋ ናብ ሓደ ወገን ትዛዙ ዘለኻ ኮይኑ ይስምዓኒ ነቶም ኣብዝሓለፈ ኣብ ፍራንክ ፈርት ዋዕላ ዝገበሩ ብርጌድ ንሓመዱ ዝኾነ ሓሳብ ክትህብን ኣብዚ ሜዲኢያኻ ዉን ኣየምጻኻዮምን ማለት ሓሳብካ ከተቐምጥ ኣይክኣልካን ኣብዚ ድሒሩ ዝተገብረ ግን ብተደጋጋሚ ክትዉድሶምን ሞራል ክትህቦምን ተዓዚብና እዚ ግን ከም ወናኒ ሜድያ መሰረት ቅቡል ኮይኑ ኣይረኸብክዎን ናይ ዘይረብሑ ህግደፋዉያንን ቲክቶኮራትን እንዳምጻኻ ናይ ተቓለስቲ እሞ ኣባላት ብርጌድ ንሓመዱ ኩሉ ዝክኣሎም ዘበርከቱን ዘበርክቱ ዘለዉን ብጣዕሚ የሐፍር ናይ ሓሳብ ፍልልይ ክህሉ ባህርያዊ ኢዩ ንሕና ግን ነቲ ጌጋ ጌጋ ነቲ ቅኑዕ ክኣ ቅኑዕ ክንብሎ ይግባእ ብሃላይ ኢየ ሰሰናዩ።

    • @yemaneyohannestube9477
      @yemaneyohannestube9477 38 นาทีที่ผ่านมา

      ሰላም ክቡር ሓው ኣነ ከሙኡ መግበርየይ ምክንያት ኣብቲ ጉዳይ ጣልቃ ክኣቱ ስለዘይደለኩ የ። ደሓር ከምቲ ኩላትና ንሪኦ ዘለና ኣብቲ ጉዳይ ብዙሕ ዘየድሊ ዘረባታት ስለዘሎ ኣይደገፍክዎን እምበር ኣነ ንኩሎም ማዕረ የ ዘክብሮም። ተፈላልዮም ከለው ሓደ ዮም ዘለዉ ኢለ ጸብጻብ ምቅራብ ግን ቅቡል ኣይወሰድክዎን። ብዝኮነ ግን ኣብዚ ናተይ መጺኦም ሕሳቦም ክህቡ ምስዝደልዩ ውን ከአንግዶም ድሉው የ

  • @user-fb3ho8ip3m
    @user-fb3ho8ip3m 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @gigiriri4865
    @gigiriri4865 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Well come back ዩምን ግደፎም እዞም ሐሰውቲ መሲሕን እዮም ንዮሱስ መንድዩ ሰቂልዎ ፈሪሳውያንዶ አይኮኑን ከምኩሉ ሀይማኖት ካሐድትን ሐቅኛታትን አለው ክብቶም ተኻሉ ናይ በጊዕ ቆርበት ተኸዲኖም ዝምጹ ተጥቀቁ እዩ ዝብል ከምዞም ካድረታት ናይ ኢሳያስ አቅሽሽቲ

  • @ftwihaile8146
    @ftwihaile8146 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    abu kehred nerewo wesi bareya adegiii Ameharay guhaf Dembiya

  • @yemanezewde4344
    @yemanezewde4344 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Fithi nhzbi Eritrea

  • @robelsultan8980
    @robelsultan8980 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Wufuy wn ko ‚ezi nay hiji zelo eritrawnet ‚ eyu elu. Hsqi yu kaa gme yu. Ab sdet tederbika daa tay ke tay waninet nay Eritrea alena

  • @user-rs3gv6pz1n
    @user-rs3gv6pz1n 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    የሙን እታ ኣርእስቲ ካብ ኩሉ ስሒባትኒ well said❤

  • @zyadasengal4981
    @zyadasengal4981 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    የማነ እንቓዕ ብሰላም ተመለስካ! ካልእ ግን እዞም ናይ ቀዳማይ ዙርያ ዝበልካዮምን ካልኦትን ብዙሕ ክንግደሰሎም የብልናን ንሶም ንዉልቀ ሰብ ዝምልኹ እዮም መኺርካ ይኹን ሚሂርካ ዝቅየሩ ሰባት ኣይኮኑን፡ንሕና ንቅድሚት ጥራሕ ንቀጽል ሓወይ❤❤❤

  • @user-tn2bh6tc2s
    @user-tn2bh6tc2s 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሕጊ ሕጋዉነት ዝበሃል የለን ! ኪሮስ ነአዲስ ከይዱ ብሕጊ ተገዚኡ ዱዩ?

  • @asternegasi7594
    @asternegasi7594 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መልአከ እዩ ዝባሃል አብ ዓዲ እንግሊዝ እዩ ዝነብር መልአከ ዉርደተኛ

  • @user-kj5ct6lg2s
    @user-kj5ct6lg2s 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፅቡቅ ሓሳብ እዩ ግን አብዚ እሱራት ዝብል ግን ትዝሕል አለኩም እዚአ አላትኒ ሪኢቶ

  • @AndyiNuguse-mg1zx
    @AndyiNuguse-mg1zx 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Gestkum terhak resahat aklabat isayas Afowerki

  • @tesgeredagezahy2118
    @tesgeredagezahy2118 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ይሙነይ ኣብ ክብዲ ጽጉብ የለን ጡሙይ ከምዝብሃል ካብ 91 ኤረትራ ዘፍረየቶም እንስሳታት እምበር ሰብ የለዉን ከም ድርሆ ተመሉሶም ሓርኦም ዝልሕሱ እያ ኣፍርያ ። ጸብሎም ኣይልከየና

  • @AndyiNuguse-mg1zx
    @AndyiNuguse-mg1zx 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    👍👍👌👌💯💯✅️✅️💪💪💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @tesfamariamyosef6056
    @tesfamariamyosef6056 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደለይት ፍትሒ ማሲ ሎም ሓውዝዘሪኦ ዝበልካዮም ኣን ብወገንይ ደለት ፍቲሒ ኣይብለምን ኢየ። ደገፍቲ ምባል ይቀሪብ

  • @konjithagos7591
    @konjithagos7591 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Selam yemane hewey anbesa bitaeimi nufue hebereta nezom yihiwetina tubuk tihilifelom tetenikeku eilika kulu gize bitaeimi nufue yedinikeka Ade mariym mis weda theliweka niaekam

  • @user-wc2lc7dp2b
    @user-wc2lc7dp2b 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Anes kief Eka then I nxur habereta eka ethb kexlo!!!

  • @tekluhabtemariam4136
    @tekluhabtemariam4136 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    His name is melake mosazghi

  • @tekluhabtemariam4136
    @tekluhabtemariam4136 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    He is leaving in uk and he is a pastor of pentecostal church

  • @hidatteklom2411
    @hidatteklom2411 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ዉፉይ ዘለዎ አብ ልዐሊ ሰባት አኽብሮትን ስነስርዓት መዘና የብሉን በዓል ሰፊሕ ስነልቦናን አብነታውን እዩ ወትሩ ይባረኽ!

  • @gabigunners8073
    @gabigunners8073 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    kuluka n holland ktet yala nelet 12/08/2024 forsa kulna kaw kaw nebla.

  • @abrhahabtom-bv7lk
    @abrhahabtom-bv7lk 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Wedi mobaa zhabo kulu yqbelo u wufuy yemane bkalaa gerka ayteqrba