ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Excellent person. Keep giving Brother....❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ትኽክል ገሊጽካያ እዛ ናይ ትግራይ 🎉🎉🎉❤❤❤
You are the best my brother.
🙏🙏🙏
ጽቡቅ ኣለካ
ኑፉአ
Ni america kebid hadega eu neyru enkae egziabiher halewo mikniyatu ni political akayida kebid mukone neyru
ወደይ ክንድይ ትሕሱ ጽቡቅ ክእለት ኣለካ ሓላይ ህዝቢ ትግራይ😢
ሓደ ኣግላልጻ ኣይከኣልካያን ኣስተውዕልመራሕቲ ትግራይ ነዚ ህዝቢ አዚ ዘድሕንዎ ኣይኮኑን፡መሪሕነቶም ጥራይ አምበር፡ነቲ ህዝቢ ምምላስ ማለት ኮንፈደረሽን ኣብ ትሕቲ ኣምሓራ ምንባር ማለት ዩ፡ንሶም ስልጣኖም ይቅጽሉ፡
0
Thibuk tuntane ziarkey.
Tikikil aleka etom merahti nasy federal mengisti azezti serawit amharu entekoynom hadegena eu ab hade leyti fano amsiom neti hizbi kichifchifiwo eyom bimiksal kidmi 2013 ziblom zelo bimintay kemzeregagisu aygelesen
ብዓል ዪኤል ተቓወምቲ ኮይኖም ኣይፈልጡን
ቻድ
ተጋሩ. ምሲ. አብይ አሕመዲ. ኢይ። ዘውጺኦም. ዚ. Old ስብሐት. ነጋ. ኢስያሲ. ተጋሲሲዎ. ኢይ. ከም ዚ ዓባሲ. ሲታልን. ጨናዊ።
Junta kedae
ክቡር ሓው ግርማይ፡ናይ ብሓቂ ዲኻ፡ነዚ ዕሱብ ል ኡኽ ሻዕብያስ ተቓላሳይ መሲሉካ ትዛረብ ዘለኻ?ብጣዕሚየ ሓዚነልካ,መኽንያቱ ካብነብስኻ ሓሊፍካስ ን ሰማዕትኻ ተጋግዮም ኣለኻ።እዚ ሰብ ዩኤል ዝበሃል ነዚ ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ ንምዕናው ብህግደፍ ዝተላእኸ ዕሱብ ምኻኑ ፍለጥ።እንተዘይኣመንካ ድሕረ ባይትኡ ተመልስካ ር ኣዮ፡ቅድሚ ሕጅውን ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ትግራይ ጀሚርና ኣለና ሓገዝ ግበሩልና ገለ ዝብል ዝነበረ እዩ።ሓደ ግዜውን ምስ ረድኢ መሓሪ ቃለመጠየቕ ጌሩ ተቓሊዑዩ።
ስለዚ ባንደራ ብርጌድ ንሓመዱ ተኸዲኑ ንብርጌድ ንሓመዱ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኸባእስ ዝሰርሕ ዘሎ ባርያ ምኻኑ ምፍላጥ ከድልየካዩ።
ስለዚ ንሰማዕትኻ ባርያ ህግደፍ ምኻኑ ጥራይ እንትትጉስጉስ ጹቡቕ ኔሩ።
Excellent person. Keep giving Brother....❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ትኽክል ገሊጽካያ እዛ ናይ ትግራይ 🎉🎉🎉❤❤❤
You are the best my brother.
🙏🙏🙏
ጽቡቅ ኣለካ
ኑፉአ
Ni america kebid hadega eu neyru enkae egziabiher halewo mikniyatu ni political akayida kebid mukone neyru
ወደይ ክንድይ ትሕሱ ጽቡቅ ክእለት ኣለካ ሓላይ ህዝቢ ትግራይ😢
ሓደ ኣግላልጻ ኣይከኣልካያን ኣስተውዕል
መራሕቲ ትግራይ ነዚ ህዝቢ አዚ ዘድሕንዎ ኣይኮኑን፡መሪሕነቶም ጥራይ አምበር፡
ነቲ ህዝቢ ምምላስ ማለት ኮንፈደረሽን ኣብ ትሕቲ ኣምሓራ ምንባር ማለት ዩ፡ንሶም ስልጣኖም ይቅጽሉ፡