ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ነብሲ ይምሓር
yes
አሕዋተይ ገነት የእትኹም አሕዋተይ
Tigray telete
አንቱም አሕዋተይ አቦኡ ዘየኽበረ አምላኹ አይፈልጥን ሕማቕ ይታአለ ሰቖ እልካ ሓዱሽ ወለዶ አረግት እናበልና ዘረባ አይነብዝሕ ንኡስ ወለዶ ውን ግብረገቢ የድልዮ ሰቕ ኢሉ ክጎይ አይኽእልን አብነት ገባር መሓይም ክንብሎ አይንኽእልን ዊት እርፊ ባእሉ እዪ ስሰርሕ ደክተር መጽኡ አዘን ዝተጠቐሳ ናይ ሕርሻ መሳርሕታት ክሰርሔን ሰለዘይኽእል ገባር ሙያ አለዎ ደክተርውን ሙያ አለዎ በጢሑ ሰብ የሕዊ እዩ ሰብ በቢሙዩኡ ሰለዝሰርሕ መሀይም ዝብሀል ሰብ ጌጋ እዪ ማለት እዪ። ተጋሩ አፈላላይ አሎ ግን ተረዳድኡ ትግራይ አድሕኑ እዋናዊ ሓሰበይ እዪ። ብአውራጃ ቒሸት ምፍላይ ናይ ዘይበሰለ ድሑር አተሓሳስባ እዩ።
አሻጥር እኒ ፃድቃን፡ ስየ፡ አሰፋ አብርሃ አብርዕሲ ትግራይ አረጊት ቂም ሂዞም እዮም ዝህሙስና ዘለዉ፡፡
Mente hizbena erqe selam yewrdelna fetari hazenu yiaklo hezbi
ተኽክል ዞም ትምህርቲ ዘይብሎም እና ብኒትውክ ተአሳሲሮ ዝመርሑ ዝነበሩ ክእለዩ አለዎም ኑኡስ ዎለዶ ሙሁራት አለው ፖሎቲካ ቀልጢፉ ዝርዶኦም
ረዳዒ ትግራዋይ ምኳኑ ዝጠራጠር መራሂ ትግራይ ምኳኑ ዘህዝን እዩ፡ አብአውራጃ ተወሽጡ ካልኦት አውራጃ ከም ፀላዕቲ ዝርዒ ወጊድ በልዎ፡፡ ገፅ ሓረስታይ፡፡
Belestgen zebele
ናይ ወዲ ዞሞ ናይ ጌታቸዉን ናይ ትምእቲ ተቀላቢ ከዳእ news ለማእቲ አበካድዩ?? ህዝብና ዝቀጽል ሀደ ነገር ተኸኑ ብ u tube ንገኘዘብ ኢልኩም ትህስዉ ዘለኺም ድሀር አተምልጡን????
ጌታቸው ረዳ ሓላፊ ብልጽግና ኣብ ትግራይ ዩ ።
ዑሱባት አመኹመም