ኣደይ ኣምሪራ ዘብከያ ጉዳይ😭 ኣደ ማኣዛ ጠፊአን ዝበልኩም 🙏

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 1.1K

  • @joy3t552
    @joy3t552 หลายเดือนก่อน +189

    ኣፈወርቅግን ተዓዲሉ ኩሉ ግዜ ካብ ኣፈን ዘይፈልዮኦ ኣምፅዎ ንኣፈወርቂ❤❤❤😢

    • @MashoGalber
      @MashoGalber หลายเดือนก่อน +2

      ንደማመር ፍትዋተይ ክምልስ እየ ኣብ ክሞት ፅሓፋለይ

    • @ehf4hd522
      @ehf4hd522 หลายเดือนก่อน

      ደምረኒ💖💖

    • @DaddGdggሚሊ
      @DaddGdggሚሊ หลายเดือนก่อน

      @@MashoGalber መልሲይ

    • @aaggss8829
      @aaggss8829 หลายเดือนก่อน

      ደሚረኪ ደምርኒ

    • @ሚዚትግራወይቲ
      @ሚዚትግራወይቲ หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ

  • @hggvbffh1665
    @hggvbffh1665 หลายเดือนก่อน +143

    ምሰ ማማ ዝነበዕ 👍ገበሩ ማማዋይ ዕደመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ🙏❤❤

  • @mmn7636
    @mmn7636 หลายเดือนก่อน +116

    ኣዲኣ ንማእዛ ሪኡ ገይዩ ዝመፅአ 😂 ማማዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🙏❤️❤️❤️😘😘

    • @FreTube12
      @FreTube12 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ

    • @HdtSw3
      @HdtSw3 หลายเดือนก่อน

      ደሚረኪ ደምርኒ❤

    • @FreTube12
      @FreTube12 หลายเดือนก่อน

      @@HdtSw3 አሺ

    • @aaggss8829
      @aaggss8829 หลายเดือนก่อน

      ደሚረኪ ደምርኒ

    • @ሚዚትግራወይቲ
      @ሚዚትግራወይቲ หลายเดือนก่อน

      ደምርን

  • @yugu4361
    @yugu4361 หลายเดือนก่อน +70

    ኣደዋይ ካመይ ካም ዘሕዘናኒ ዶም ኣፍወረቂ ኢለን ፀዊዐን ዘይፀግብኡ ተዓዲሉ ንኩሉኩም በጣዕሚ የ ዝፈተወኩም 😘

    • @MashoGalber
      @MashoGalber หลายเดือนก่อน

      ንደማመር ፍትዋተይ ክምልስ እየ ኣብ ክሞት ፅሓፋለይ 🎉🎉

    • @ሚዚትግራወይቲ
      @ሚዚትግራወይቲ หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 หลายเดือนก่อน

      ደምረን መዓረይ🎉❤😊

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 หลายเดือนก่อน

      ​@@MashoGalberደምረን መዓረይ❤🎉❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 หลายเดือนก่อน

      ​@@ሚዚትግራወይቲደምረን መዓረይ🎉❤❤

  • @vhdghhd9687
    @vhdghhd9687 หลายเดือนก่อน +33

    እፍፍፍ ኣዳዊተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ብክያት ምቁራፅ ኣብይኒ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወክን ማማዋይ 😢

    • @FreTube12
      @FreTube12 หลายเดือนก่อน

      ሳበስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 หลายเดือนก่อน

      ደምረን መዓረይ🎉❤❤

  • @gene6075
    @gene6075 หลายเดือนก่อน +29

    ክብርቲ ኣዴ❤ና እነኳዕ ብሰላም መፃእኽን ኻብደይ ሓፍ ሓፍ ኣቢለንኦ ኣፈወርቂ ትበላ

    • @TsegaYouTube-h5z
      @TsegaYouTube-h5z หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ዝያዳይ🎉🎉

    • @gene6075
      @gene6075 หลายเดือนก่อน

      @TsegaTH-cam-h5z ኣትዮ ክብርቲ ሓፍተይ ደምርኒ ማለት እንታይ ማለት እዩ ?

    • @LemLe-t7i
      @LemLe-t7i หลายเดือนก่อน

      ደምሪኒ🎉🎉

  • @ኣዝመሩጋልእመብርሃን
    @ኣዝመሩጋልእመብርሃን หลายเดือนก่อน +20

    ደሰ ትብሉ ሰደራ ኣነሰ ብጣዕሚ አየ ዝፈትወኩሞ ዘፈቅረኩሞ ሰሉ ሓፈተይ ሚደያኪ ብጣዒሚ አዩ ዝካታተሎ ናማትኪ ኣትልዕሊ ትሰርሒ ተኮንክለ ብናባዓልኪ ቤተሰብኪ አኪ ትሰርሒ ኩሉ ግዜ ካማኣ ኩኒ ቀፅልሉሉሉ ሰሉይ ❤
    ኣቲ ኣጋላት ሚደያ ዝካፈትክን ንሰብ ናዘጥልክን ሚደያ ኣትዕብያ ካብ ሰላም ተማሃራ ሓንቲ ማዓልቲ ናማት ሰብ ኣልዕላ ኣትፈልጢ ተማሃሪ ሰሉይ ካብዚ ንላዕሊ የበርትዕኪ ብጣዕሚ አየ ዝፈትወኩ ❤❤

    • @FreTube12
      @FreTube12 หลายเดือนก่อน +1

      @@ኣዝመሩጋልእመብርሃን ሳበስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

    • @ኣዝመሩጋልእመብርሃን
      @ኣዝመሩጋልእመብርሃን หลายเดือนก่อน

      @FreHalefom-d8x አሺኒ

    • @meazai
      @meazai หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏🙏🙏❤

  • @trhastsige2295
    @trhastsige2295 หลายเดือนก่อน +23

    ዕልልልልልል ኣደዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ❤❤❤❤🙏🙏🙏ተናፋቒት ምርቓተን ደስ ክብል 😢 ፍትው እየ ዘብለክን ❤❤❤ ሓደሓደ ምዓልቲ ኣንብብለን እቲ ኮሞንት ሰላመይ

    • @MdBabull-m3h
      @MdBabull-m3h หลายเดือนก่อน

      ዕልልልልልል ደዋይ

  • @gygh7129
    @gygh7129 หลายเดือนก่อน +12

    እፉፉ ምሰአን ነብዐ😢😢😢 ኣደዋይ ራህራህ ከብዳ❤❤❤❤🎉

  • @SalamSalam-ex1fr
    @SalamSalam-ex1fr หลายเดือนก่อน +10

    ምስ በከያስ ወዮ ዓይነይ በዚ ለይበልክዎ ብሓደ ጊዜ ነቢዐ ኣደዋኒ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ካብኡ ለ ንኩሉ ምርቀአን ኣሜን እየ ልብል ዋዕ ኢለ ኣብኡ ለለኩ እዩ ልመሴለኒ🧡

    • @LemLe-t7i
      @LemLe-t7i หลายเดือนก่อน

      ደምሪኒ🎉🎉

  • @thekanfamily-qr4bj
    @thekanfamily-qr4bj หลายเดือนก่อน +14

    Aseyyyy adeway edmen tenan yhabkn btaemi des eluni gexki zreaku ❤❤ kab blbi zfetweki 🇪🇷 gaulki

  • @ይሆናልኣምላክማመንብቻ
    @ይሆናልኣምላክማመንብቻ หลายเดือนก่อน +33

    ማርያምን ኣደዋይ ኣብክየናኒ😢😢😢😢

    • @MashoGalber
      @MashoGalber หลายเดือนก่อน +1

      ንደማመር ፍትዋተይ ክምልስ እየ ኣብ ክሞት ፅሓፋለይ 🎉🎉

  • @KahastiDesta
    @KahastiDesta หลายเดือนก่อน +3

    ደሰ ክትብልኒ እኮ❤ኣደዋይ ማዓረይ ቀደማክን በክየን ኣብክየናኒ ኣሕናከ ማኣዘ እዩ ኣፍዋይ ተዓድልካ❤🎉

  • @BMWtadi
    @BMWtadi หลายเดือนก่อน +13

    የኔ እናት ማማ😍❤ እድሜና ጤና ይስጦት የኔ እናት ቅድስ እግዚአብሔር እንኳን ለዚህ አበቃዎት በጣም ተናፋቂ ኖት እማዬ❤

    • @MashoGalber
      @MashoGalber หลายเดือนก่อน +1

      ንደማመር ፍትዋተይ ክምልስ እየ ኣብ ክሞት ፅሓፋለይ 🎉🎉

  • @AaAa-gi5kb
    @AaAa-gi5kb หลายเดือนก่อน +5

    ኣሜን ኣደዋኒ ዓለመይ ምስእን ነቢዐ😢😢❤❤❤

  • @godislove7718
    @godislove7718 19 วันที่ผ่านมา

    ኣደዋ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን❤❤❤❤from Eri

  • @zufanamera8795
    @zufanamera8795 หลายเดือนก่อน +14

    ወለላ ዝኾና ኣዶ ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ይሃብኩም❤

  • @SuehajAhcng
    @SuehajAhcng หลายเดือนก่อน

    😢ኣደዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኣደዋይ❤❤

  • @fhhjf9904
    @fhhjf9904 หลายเดือนก่อน +5

    አሜን አደዋይ ማዓር አፈን አነስ ደስ ክብላኒ ማርያምን ነብዐን አንብዐናን አፈወርቂ ተዓድሉ

  • @smirhss4421
    @smirhss4421 หลายเดือนก่อน

    ኣስይይይ ኣደዋይ ማዓረይ እግዚአብሔር ኣምላክ ስላምክን ይብዛሕ ክብርቲ ወላዲተይ
    ፅሩያት ስድራ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ተመስገንአምላኬ-ዠ8ጰ
    @ተመስገንአምላኬ-ዠ8ጰ หลายเดือนก่อน +9

    እፉ አደዋይ ካብደይ ከም ገለ ኢሉኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን አደዋይ❤❤❤

    • @FreTube12
      @FreTube12 หลายเดือนก่อน

      @@ተመስገንአምላኬ-ዠ8ጰ ደምርኒ

  • @Halifley
    @Halifley หลายเดือนก่อน +12

    Amin enshlahi nay behaki nebia kemzi kebki yemeselena brukat ftret adme tanan yhabkum 🇪🇷🇪🇷

  • @mebrihitkidanu16
    @mebrihitkidanu16 หลายเดือนก่อน +7

    ኣሜን ኣደዋይ ወላዲን ውላዲን የታሓቋቅፈና🙏🙏🙏

    • @FreTube12
      @FreTube12 หลายเดือนก่อน

      @@mebrihitkidanu16 ደምርኒ ማዓረይ

  • @DaddGdggሚሊ
    @DaddGdggሚሊ หลายเดือนก่อน +13

    ገይረን ዘሕዝናኒይ አደዊተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪይ🙏

    • @Kiyagrmay
      @Kiyagrmay หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ መዓረይ❤

  • @foteyenmezegbo3862
    @foteyenmezegbo3862 หลายเดือนก่อน +3

    እህህ ቅድመኽ ይስደደን አደዋይ ከብደይ በላዓትና 😢😢😢አነስ ኩሉ ዝለቀቁ እየ ዝርእ ግን አፈወርቅ ናበይ ድዩ ኸይዱ አረዱኡኑ😢😢😢❤❤❤❤

    • @ننبنب-ر4ص
      @ننبنب-ر4ص หลายเดือนก่อน

      ናብ ብፆቱ እዩ ከይድ ይብለዉ ዝሓፍተይ😊❤❤

  • @10nly_R
    @10nly_R หลายเดือนก่อน

    ኣድዋይ መዓረይ ዕድመ የሃብኪ ነዓኺ ክርኢ ከለኹ ዓደይ ዝረኣኹ ይመስለኒ ካብ ካብ ጋሊ ዓዲ ቀይሕ ኣድነክኩም ኢየ ሰላመይ ኢና ያሬድ ኣፍየ ❤❤❤🎉🎉🎉ብጣሚ ኢየ ዝፈትወኩም ኣጅኩም ኢና ማዛሓላል ኣደ 🎉🎉🎉🎉

  • @SjzhdudhDhdgd
    @SjzhdudhDhdgd หลายเดือนก่อน +7

    ሓቶበዋይ ፅሪቲ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ዞምናተይ🙏🙏🙏ኣፈየዋይ ግን ዋላ አንሕና ኢና ናፈቅናዮ ❤❤❤❤😊

    • @SjzhdudhDhdgd
      @SjzhdudhDhdgd หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤

  • @solomonbeyan-zv5mp
    @solomonbeyan-zv5mp หลายเดือนก่อน +2

    ዕድመነ ጥዕናይ ይሃብኪ ፈጣር ኣዶዋ ሰሉ ቀጻሊ ኣምጽእልና በጃኪ

  • @zfanafro2195
    @zfanafro2195 หลายเดือนก่อน +9

    ኣደዋየ ብክያት ምቁራፅ ኣቢዪኒ ካብደይ በሊዐና ኒ ንየርድ ሓፍታእየ መፅየ ክርእየክን እየ😢😢😢😢😢😢😢😢😢❤🎉

  • @TsfaEusnkey3114
    @TsfaEusnkey3114 หลายเดือนก่อน +1

    እፍፍ ወላዲ ናፍቅቅ😢😢😢አብ ዓድ ክንድዙይ ስቁውቅው ዘበላ ዛደዋይኪ በባይ ክንደይ ትናፍቀኒ ትኮን አብስደት ቅርሺ ክብል አደዋይ ናፍቅ ምክአል ሲኢና ስደትና አሕጽረልና ፈጣሪ

  • @AbiGaltigray-ce3yt
    @AbiGaltigray-ce3yt หลายเดือนก่อน +5

    ፀላኢአን ይንባዕ ኣደዋይ የዋሀይ ማርያምን ንብዓተይ ምቁፅፃር ኣብኒ በክየን የብክያካ😢 😢መሊኡ ከዓ ምሕረት የውርደለን❤🕊🙏

    • @FreTube12
      @FreTube12 หลายเดือนก่อน

      @@AbiGaltigray-ce3yt ደምርኒ ማዓረይ

  • @ፍረጓልትግራይ-ወ2ገ
    @ፍረጓልትግራይ-ወ2ገ หลายเดือนก่อน +10

    ተመስገን ኣደዊተይ እንኳዕ ብሰላም መፃእክን ንኣፈወርቂ እውን ኣምፅእወ❤

    • @FreTube12
      @FreTube12 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ

  • @aboduhaftu9140
    @aboduhaftu9140 หลายเดือนก่อน +15

    አደዋይ ማዓረይ ዕድመይን ጥዕናይ ፈጣረ ❤❤❤
    አሜን አሜን አሜን

    • @Kiyagrmay
      @Kiyagrmay หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ መዓረይ❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 หลายเดือนก่อน

      ​@@Kiyagrmayደምረን መዓረይ🎉❤

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd หลายเดือนก่อน +6

    ኣደዊተይ መዓረይ ፍትይ እየ ለብለን እግዚአብሔር ድማ ምሉእ ምሕረት የዉርደልክን 🙏🙏🙏♥️

    • @ይርጋጓልትግራይ
      @ይርጋጓልትግራይ หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤

    • @Arsulove-ke6xd
      @Arsulove-ke6xd หลายเดือนก่อน +1

      @ይርጋጓልትግራይ ቅድም ኣትሒዘ ጌረልኪ ዝያዳይ ♥️

  • @LETEBRHANTube
    @LETEBRHANTube หลายเดือนก่อน +9

    ኣነስ ኣደዋይ ኮይነን ኣየን ዝስማዓኒ ኡፍፍ ኣደዋኒ እግዚአብሔር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን መድኃኔአለም ኣቦይ ምሕረት ይላኣኸልክን ማማዋይ❤

    • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
      @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ หลายเดือนก่อน

      @@LETEBRHANTube ዋለ ኣነ እወነት

    • @LETEBRHANTube
      @LETEBRHANTube หลายเดือนก่อน

      @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ ደምረኪ ወለላይ ንስኪ እዉን ደምርኒ💚

    • @LemLe-t7i
      @LemLe-t7i หลายเดือนก่อน

      ደምሪኒ🎉🎉

    • @LETEBRHANTube
      @LETEBRHANTube หลายเดือนก่อน

      @@LemLe-t7i ደምረኪ ወለላይ ንስኪ እዉን ደምርኒ💚

  • @ጋልትግራይ-ደ4ቈ
    @ጋልትግራይ-ደ4ቈ หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኣደዋይ ማዓርይ ን

  • @KfJr-lk6uf
    @KfJr-lk6uf หลายเดือนก่อน +6

    ኣደዋይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ያሃበለይ ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤

  • @سميرةاسبها
    @سميرةاسبها หลายเดือนก่อน

    ማሚተይ ፅርቲ የዋህ ፍጥረተ♥️😍😍♥️

  • @ተስፋእዩስንቀይ-ወ7ኸ
    @ተስፋእዩስንቀይ-ወ7ኸ หลายเดือนก่อน +9

    ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹም ፈጣር ጡዑማት ስድራ 🥰🥰🥰

    • @merizetewahdotigray1758
      @merizetewahdotigray1758 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ መዓረይ❤

    • @Kiyagrmay
      @Kiyagrmay หลายเดือนก่อน +2

      ደምርኒ መዓረይ❤

    • @ሳምሪወላይ
      @ሳምሪወላይ หลายเดือนก่อน

      ​@@Kiyagrmayደምረክይ ምቅርተይ

  • @SuehajAhcng
    @SuehajAhcng หลายเดือนก่อน

    እዛ ወላዲድስ 😢 ከንደይ ትረህርህ ኣሕዝነና

  • @Xyxr-j7n
    @Xyxr-j7n หลายเดือนก่อน +14

    እልልልልልልልል ❤ እልልልልልልልል ❤ እልልልልልልልል ከመይ ቆንጆ አደዋይ እንኳዕ ብስላም መፀኪ❤❤❤

    • @FreTube12
      @FreTube12 หลายเดือนก่อน +1

      ሳበስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 หลายเดือนก่อน

      ​@@FreTube12ደምረን መዓረይ🎉❤

    • @LemlemStlelom
      @LemlemStlelom หลายเดือนก่อน

      ​@@FreTube12አሺ ገበርኒ ንስኪ አ ውን

  • @Birho-v7s
    @Birho-v7s หลายเดือนก่อน

    ኣዶዋይ ማዓረይ ዋላ ኣና ንፊቅ ኣብለክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣር🙏🥰🥺

  • @user-pz5dg8hw9d
    @user-pz5dg8hw9d หลายเดือนก่อน +11

    ኣሜን (3)ማማዋይ ምስአን ነቢዐ😢❤

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 หลายเดือนก่อน

      ኣነውን😢😢

  • @HhHh-vd5ge
    @HhHh-vd5ge หลายเดือนก่อน +2

    ነታ ኣዶ ብርሃን ገዛ ሓደራኺን ምስ ባዕለትኺን ይንበራ🙏♥️

  • @sarayan525
    @sarayan525 หลายเดือนก่อน +4

    አደዊተይ ፃዕዳ ልባ አሜን አሜን ❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ አደዊተይ ወለላ ምስ ነባዓስ ካብዚ መፂ ከይበልክዎ ነቢዐ 😢❤❤❤

    • @LemLe-t7i
      @LemLe-t7i หลายเดือนก่อน

      ደምሪኒ🎉🎉

  • @Fs3C3
    @Fs3C3 หลายเดือนก่อน

    ፅቡቅ አለና ኣደዋይ 1000ዓመት ንበራልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @Have-zc5rk
    @Have-zc5rk หลายเดือนก่อน +5

    ማማዋይ ፅሪቲ ፍጥረት ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ምሳክን ነቢዐ እፍ😢 ኣፈወርቂ ተዓዲልካ❤❤❤❤❤

  • @ጓልዓስምባ
    @ጓልዓስምባ หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣደዋን❤🎉

  • @smkle7079
    @smkle7079 หลายเดือนก่อน +4

    አብ ሰደት ዘልኹም አሜን አሜን አሜን
    በሉ ምርቃ ወላዲ 🙏❤️ግን አነስ ምስአ ንቢዓ ኣደዋኒ የዋህ ነዋሕ ዕድሙና ጥዕናን ይሃብኹም እግዚአብሔር ኣምላክ 🙏💝

  • @ሕልናዊትጋልውቅሮ
    @ሕልናዊትጋልውቅሮ หลายเดือนก่อน

    አደዊተይ ፃዕዳ ልባ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዕድመን ጥዕናን ኣደዋይ ማዓረይ❤😢

  • @BetiTube-c9b
    @BetiTube-c9b หลายเดือนก่อน +4

    ንኣደዋኩም ትፈትው ክቡራተይ ጀሙሩኒ ጀማሪት እየዋ ምስ ሰናይ ይቅረታ

    • @FreTube12
      @FreTube12 หลายเดือนก่อน

      @@BetiTube-c9b ደምረኒ ማዓረይ

    • @BetiTube-c9b
      @BetiTube-c9b หลายเดือนก่อน

      @FreHalefom-d8x እሺኒ

  • @EssEss-y8p
    @EssEss-y8p หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ምሕረት ይውርደልኺን ማማዋይ👏 ❤❤

  • @HadasTedros
    @HadasTedros หลายเดือนก่อน +8

    ኣደዋይ ማዓረይ ዒድምን ጥዕዒናን ይሃብክን

    • @merizetewahdotigray1758
      @merizetewahdotigray1758 หลายเดือนก่อน

      ሳብሰክራይብ ግበርለይ ክብረተይ❤

  • @tamtuhaylay
    @tamtuhaylay หลายเดือนก่อน

    ኣድዋይ ምኣረይ ኩሉ ጊዜ ኣምጽኢልና ❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @joy3t552
    @joy3t552 หลายเดือนก่อน +24

    ሐዝውን ድምፀይ ይሰማዕ ኣፈወርቂ ናበይ ከይዱ ሓፍትኩም ስደተኛ እየ ሰሉየይ ክትምልስለይ ተስፋ ይገብር❤❤❤ ኣነ ኣብ ካልእ ገዛ ኮሜት ፅሒፈ ኣይፈልጥን ኣብ ናትኩም ግን ሰለስተ ኣርባዕተ ግዜ እየ ዝፅሕፍ

    • @ehf4hd522
      @ehf4hd522 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ❤

    • @ማምየዓለመይ
      @ማምየዓለመይ หลายเดือนก่อน +1

      መቐለ መለስ ካንፓን እዩ መስለን ddr ናይ ተጋደልት ስለዘሎ 🧡🙏😌

  • @JshdhjsjsGshsysjhs
    @JshdhjsjsGshsysjhs หลายเดือนก่อน

    ኣዶዋይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኽን 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @ተስፋእዩስንቀይ-ጘ6በ
    @ተስፋእዩስንቀይ-ጘ6በ หลายเดือนก่อน +9

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምክን ይብዛሕ ክብርቲ ወላዲት❤❤

  • @صالحالكمال-ص3م
    @صالحالكمال-ص3م หลายเดือนก่อน

    ቅድመኽን ይግበረኒ ንብዓተይ ምቁፅፃር ኣብይኒ😢😢

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
    @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ หลายเดือนก่อน +5

    *_ኣነሰ ክፍትዋን ማዓት ነብዐን ኣነብዐነና ናይ ወሽጠን እየን ነብዐን😢😢😢 እወነት ኣይነፈሰለኒ ዘለዋኣ ፉሉጣ እዩ ማማዋይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩን አረ በጀኹም እንድሕረ ዝጥዐመኩም ኮይኑሰ ኩሉ ግዘ ሐዝክምወን ንዑ❤_*

    • @FreTube12
      @FreTube12 หลายเดือนก่อน +1

      @@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ ሳበስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @buti-u
    @buti-u หลายเดือนก่อน

    ኣደዋይ ዕድመን ጥሃብክን ኣደዋይ❤❤❤❤🎉🎉

  • @fanafani2638
    @fanafani2638 หลายเดือนก่อน +4

    ውይውይ ኣደዋይ ቃላታ ናፊቀዮ😭🌍💔ታማ ኣደዋይ ካብ ሞት ዘይወፀት😭

  • @ZafuGery-rr3md
    @ZafuGery-rr3md หลายเดือนก่อน

    ማሚተይ መዓረይ ነዊሕ እድመን ጥዕናን ይሃብክን እግዚአብሄር አምላክ 🤲🤲❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @SaraSaa-le1oo
    @SaraSaa-le1oo หลายเดือนก่อน +2

    ማማተይ ፅብቅቲ ዕድመን ጥዕናን ያሃብክን
    ሸኮርናታት ደስ ባሃልቲ ❤❤❤❤❤

  • @Galkashi
    @Galkashi หลายเดือนก่อน

    ኣፈወርቂ ተዓዲሉ ኣነለ ናደዋይ ወለዳ ብጣዕሚየ ዝፈትዮምን ዝእዘዞምን ነይረ ንሳቶም ውን በኣይ ሃለወቶም ኣይፈልጥዎይ ብጣዕሚ እየም ዝፈትውኒይ ዝናፈቁንን🙏

  • @TSgahaftay
    @TSgahaftay หลายเดือนก่อน +5

    ኣሜን//3// ኣደዋይ 😢ከሕዝናካ ኣይ ኡፍፍ

    • @MashoGalber
      @MashoGalber หลายเดือนก่อน

      ንደማመር ፍትዋተይ ክምልስ እየ ኣብ ክሞት ፅሓፋለይ 🎉🎉🎉

  • @سميره123
    @سميره123 หลายเดือนก่อน +2

    ዕድመን ጥዕናን ይህብኽም ፍጣሪ ❤️❤️

  • @bertkntesfay6655
    @bertkntesfay6655 หลายเดือนก่อน

    ኣደዋይ ብርሃን ገፅን ሙሉእ ምሕረት የውርደልክን 😢❤❤❤🙏

  • @Seluselam-h1h
    @Seluselam-h1h หลายเดือนก่อน +3

    ኣሜን (3)🙏ማሚትይ💜ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ፅብቃት ሰድራ💜

    • @MashoGalber
      @MashoGalber หลายเดือนก่อน

      ንደማመር ፍትዋተይ ክምልስ እየ ኣብ ክሞት ፅሓፋለይ 🎉🎉

  • @MaeryA-c9j
    @MaeryA-c9j หลายเดือนก่อน

    ኣሜን//3//ኣድዋይ ደሞ ሙሉኡ ምሕረት የውርደልክን ኣድዋይ👏👏😢

  • @TsgieAregawi
    @TsgieAregawi หลายเดือนก่อน +6

    ደሙሩኒ ተጋሩዋይ ከይትሓልፉኒ❤👏ንማማ ዝፈትው😍🥰

    • @MashoGalber
      @MashoGalber หลายเดือนก่อน +2

      ንደማመር ፍትዋተይ ክምልስ እየ ኣብ ክሞት ፅሓፋለይ 🎉🎉🎉

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey หลายเดือนก่อน +1

      ገይረልኽ ደምርን🎉

    • @Maebel6-p7k
      @Maebel6-p7k หลายเดือนก่อน +1

      ደምራኒ 3 ክድምረክን❤❤

    • @ዓባይሃገርስብዩቱብ
      @ዓባይሃገርስብዩቱብ หลายเดือนก่อน

      መልስ

    • @ዓባይሃገርስብዩቱብ
      @ዓባይሃገርስብዩቱብ หลายเดือนก่อน

      ​@@Maebel6-p7kደምረኒ ምዓራይ

  • @ZahraZahra-zy9uf
    @ZahraZahra-zy9uf หลายเดือนก่อน +2

    ፈጣር ዕድሜይ ጥዕናይ ይሃብክን 😢😢 ኣደዋይ

  • @hadasshshay3636
    @hadasshshay3636 หลายเดือนก่อน +3

    እሰይ አደዋይ እንዃዕ ደስ በለክን ከም ናይኽን ይግበረልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽን❤❤❤❤❤

    • @Kiyagrmay
      @Kiyagrmay หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ መዓረይ❤

  • @ጋልትግራይ-ቨ1ቘ
    @ጋልትግራይ-ቨ1ቘ หลายเดือนก่อน +2

    ታይ እየ እባ ኣነስ ምስ ዝበከየ ዝበኪ 😥ማማዋይ ንደዋይ ተመሲለን እየን ዝስማዓና ኣደዋይ ውን የዋህ ከማኽን እያ ብሰላም የራክብና ኣደዊተይ😔

    • @FreTube12
      @FreTube12 หลายเดือนก่อน

      @@ጋልትግራይ-ቨ1ቘ ሳበስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 หลายเดือนก่อน

      ኣነውን ኣብዝራኣክዎ ቪድዮ እየ ዝበኪኡፍ😢😢😢

  • @MULER1423
    @MULER1423 หลายเดือนก่อน +2

    ዕድሜ ምስ ሙሉእ ጥዕና ይሃብክን ማማዋይ🙏ሰሉዋይ ኣፎምከ ናበይ ከይዱ❤❤❤🎉🎉🎉

    • @TsegaYouTube-h5z
      @TsegaYouTube-h5z หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ዝያዳይ🎉🎉

  • @AgreedYour
    @AgreedYour หลายเดือนก่อน

    ማማዋይ ፀላኢአን ይንባዕ ኣምላክ ምሕረት የውርደለን ማማዋይ ሰሉዋይለ ምስ ስድራኪ ይፈትወኪ እዩ ዛምበይተይ❤❤❤❤❤❤

  • @bbgggkhgf3862
    @bbgggkhgf3862 หลายเดือนก่อน +3

    ማማ ግን ኒአፈወርቅ በጣዕም እየኒ ዝፍትዎኣ😮❤

  • @gyff9632
    @gyff9632 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ልማማ ብጣዕሚ እየ ልፎትወን ኣደዋይ ይመስለኒ ❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ማማየ

  • @SalamSalam-pk1lz
    @SalamSalam-pk1lz หลายเดือนก่อน +5

    ❤❤❤❤ማማየ እንኳዕ ዳሕና መፃእክናና

    • @FreTube12
      @FreTube12 หลายเดือนก่อน

      ሳበስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @Sara-d7e8u
    @Sara-d7e8u หลายเดือนก่อน +2

    ደስ ክብላኻ ኣዋኒ ነቢዐን ኣንቢዐናኒ ማኣዛዋይ ይፍትወኪ እየ ምስ ደቅኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ማማዋይ ዶሞ ሽሕ ዓመት ይንበራልና♥️♥️

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
    @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ หลายเดือนก่อน +10

    *_ኣዳአ ንማዓዝ መሰ ረአኩ ከመይ ደሰ ከም ዝበለኒ❤❤❤ ከም ደሰ ዝበለኩም አለኹም ዶ ኣነሰ ክፍትወን ማዓት ኣደይ መሰለን እየን ዝሰማዓኒ ኣደዋይ ማዓረይ ዋይ ነፍቆት😢_*

  • @ksaksa9236
    @ksaksa9236 หลายเดือนก่อน

    አዶ ፃሓይ ገፃ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኪን🙏🙏❤

  • @joy3t552
    @joy3t552 หลายเดือนก่อน +4

    ማማየ መዓረይ ስለ ዝረኣኹኹን ደስ ኢሉኒ ኩሉ ግዜ እየ ኣበይ ኣለዋ ናበልኩ ኮሜንት ዝፅሕፍ ነይረ ማማየይ ኣደዋይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወክን❤❤❤❤❤❤😢😢

    • @LemlemStlelom
      @LemlemStlelom หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ገበርኒ

  • @DestaKalayu-vg8pf
    @DestaKalayu-vg8pf หลายเดือนก่อน

    ኣነስ ዞምስድራ ዚኦም ክርኢ ከለኹስ ገዛይ ዘለኹ ይመስለኒ ተዓዲሎም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🎉❤❤❤

  • @smerh7171
    @smerh7171 หลายเดือนก่อน +3

    ጋል መቀለ ኸባቢያን እየዋ ልቴዲ ክመርዐዋ እየ🙏♥️🥰

    • @LemLe-t7i
      @LemLe-t7i หลายเดือนก่อน

      ደምሪኒ🎉🎉

    • @SmretGereziher
      @SmretGereziher หลายเดือนก่อน

      😂ሽማግለ ስደዲ

    • @HenokGebi-we8vg
      @HenokGebi-we8vg หลายเดือนก่อน

      ትሑዝ እዩ ኣይትድከም 😅

  • @mahi_YouTube_
    @mahi_YouTube_ หลายเดือนก่อน +4

    እዛ ኮሞት ተንብቡ ዘለኩም ቅድስቲ ኣርሴማ ትሓልኩም ዘይሓሰብክሞ ሽሻይ ትፍጠረልኩም❤ስምበት ቅድስቲ❤#ደሙርኒ ኣባ ናሰንበት❤😊

    • @MashoGalber
      @MashoGalber หลายเดือนก่อน

      ንደማመር ፍትዋተይ ክምልስ እየ ኣብ ክሞት ፅሓፋለይ 🎉🎉🎉

  • @Dfffgr-d5t
    @Dfffgr-d5t หลายเดือนก่อน

    ማማዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ በጣዕሚ አና ዝፈተወኩም

  • @ሕልናዊትሄዋን
    @ሕልናዊትሄዋን หลายเดือนก่อน +3

    ኣፍወርቂ ናፊቀዮ ኣምፅእዮ😢❤

    • @MashoGalber
      @MashoGalber หลายเดือนก่อน +1

      ንደማመር ፍትዋተይ ክምልስ እየ ኣብ ክሞት ፅሓፋለይ 🎉🎉🎉

    • @ሕልናዊትሄዋን
      @ሕልናዊትሄዋን หลายเดือนก่อน +1

      ገይረልኪ❤​@@MashoGalber

  • @shewitshewit8100
    @shewitshewit8100 หลายเดือนก่อน

    ኣሰሰይይይይ ኣሜንንን ኣደዋይ ማዓረይይ እግዚአብሔር ኣምላክ ንኩሎኩም ዕድመን ጥዕናን ሰላምን ቅሳነት ያሃብኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @gghj3321
    @gghj3321 หลายเดือนก่อน +4

    ተጋሩዋይ ሰብክራይብ ባ ግበራለይ ፖሮፋይደይ ጨቅጥኽን♥️🥰🙏

    • @alemalem-d9y
      @alemalem-d9y หลายเดือนก่อน +1

      እሺ መልሲ ♥️

    • @Maebel6-p7k
      @Maebel6-p7k หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ 2 ክድምረኪ

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ❤ ማዓረይ

    • @ዓባይሃገርስብዩቱብ
      @ዓባይሃገርስብዩቱብ หลายเดือนก่อน

      መልስ ምዓራይ

  • @DggdFbfbhfgffbf
    @DggdFbfbhfgffbf หลายเดือนก่อน

    ኣደዋይ ማዓርይ 🥺 ዕድመይ ጥዕናን የሃብክን ❤️❤️❤️❤️🙏

  • @محمدعلي-ف2ف8ه
    @محمدعلي-ف2ف8ه หลายเดือนก่อน +9

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @chhcjcfu9769
      @chhcjcfu9769 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉😢😢

  • @semhalhaftu4277
    @semhalhaftu4277 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ከብደይ ኣደዋይ መዓረይ😢ኡፍፍፍ ለደይካ ናፍቁኩ ማማየ ፀላኢክን ይንባዕ😢

  • @Bieti21149
    @Bieti21149 หลายเดือนก่อน +3

    ጥንስቲ አየዋ ሳብስክራይብ በሉለይ ቡሩካተይ ብስላሴ ስም ካብ ሕማቅ ዘበለ ስላሴ ይሓሊኩም❤❤❤❤

    • @alemalem-d9y
      @alemalem-d9y หลายเดือนก่อน

      Amen 🙏 ገረልኪ መልሲ ♥️

    • @Maebel6-p7k
      @Maebel6-p7k หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ 3 ክድምረክን

  • @fatimaMohammed-c7c
    @fatimaMohammed-c7c หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤

  • @ሊሊቻናል
    @ሊሊቻናል หลายเดือนก่อน +4

    ንዳማመር ደቂ መዳም ሓቢርና ንዕበ ደምራኒ ክምልሰልክን እየ

    • @aaggss8829
      @aaggss8829 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ደሚረኪ

    • @MashoGalber
      @MashoGalber หลายเดือนก่อน

      ንደማመር ፍትዋተይ ክምልስ እየ ኣብ ክሞት ፅሓፋለይ 🎉🎉🎉

  • @FeeffCsef
    @FeeffCsef หลายเดือนก่อน

    አብ ሰደት ዘለና እውን ምሰሰድራና ይተሓቃቅፈና 🎉🎉ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ፅሩያት ስድራ🙏🙏

  • @AdushowFerede
    @AdushowFerede หลายเดือนก่อน +4

    ንማኣዛ ንማማ ትፍትዉ ፕሊስ ሳብስክራይብ ጉብርለይ ከይትሓልፉኒ ኣብ ቭድዮ ኣቲክም ኮምንት ፃሓፍለይ ብሽዋዓተ ኣካውንቲ ክድምርኩም እየ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

    • @dhhej555
      @dhhej555 หลายเดือนก่อน

      መልሲ ዝያዳይ 😘

    • @MashoGalber
      @MashoGalber หลายเดือนก่อน

      ንደማመር ፍትዋተይ ክምልስ እየ ኣብ ክሞት ፅሓፋለይ 🎉🎉

  • @Weldhse-h3s
    @Weldhse-h3s หลายเดือนก่อน

    ኣደዋይ ማዓረይ ኣሜን፫❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @TsegaYouTube-h5z
    @TsegaYouTube-h5z หลายเดือนก่อน +2

    ኣረ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @aedf4837
    @aedf4837 หลายเดือนก่อน +1

    ፊሽኽታ ዝዓሶሎም ስድራ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ሳላመይ ኹሉ ግዜ ሕዝኽየን ምፅ❤❤❤❤

    • @FreTube12
      @FreTube12 หลายเดือนก่อน

      @@aedf4837 ደምርኒ ማዓረይ

    • @FreTube12
      @FreTube12 หลายเดือนก่อน

      @@aedf4837 ደምርኒ