ካብ ምስዳት ኣብዚሐ ምዉላድ መሐሸኒ🤔 ምስ መኣዛ ዘበኣሰና ጉዳይ😭

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 517

  • @selamtsegaysmile9152
    @selamtsegaysmile9152  5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +100

    ብለለግነየቶ ኣጋጣሚ እያ ትነብዕ ኣነለ ልበይ እዩ ለሐመኒ ትነብዕ ተላ እሞ ምኽርኹም እስቲ ለግሱልና ለይምብካይ ይሕሽ በሉለይ
    ኸይትጉደኣኒ ዛ ወለላይ ድኽመተይ እዩ ንብዓታ🙏

    • @AndtheEgg
      @AndtheEgg 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

      ቦቅባቅ ኮይና እያ ማኣዛዋይ ዋላኣነ ከምኡ እየ ብኑኡሽተይ ነገር ይነብዕ❤❤❤❤

    • @SaraSara.3417
      @SaraSara.3417 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ማዓረይ😢😢😢😢

    • @sweetbrhanu9661
      @sweetbrhanu9661 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ዛማእዛ የዋህ ኣነስ ትነብዕ ተላ ይነብዕ ሰሉዋይ ሓደራኺ ከም ድላያ ኩንላ

    • @Brhanጋልብሬየ-b6i
      @Brhanጋልብሬየ-b6i 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ቦቅቦቅ እዩ ከብደ ማለት እየ ማአዛዋይ ንአደዋይ ትመስል አደዋይ እዉን እያ ነባዓቲ❤

    • @MaMa-el7jq
      @MaMa-el7jq 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ቦቅባቅ ላኮነት ኮእያ😢

  • @SaraHxtkvrg
    @SaraHxtkvrg 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +130

    ኣድነቅቲ መኣዛ ኣለክንዶ መአዛየ ጥድመ ጥዒናን ይሃበለይ መርኣያይ❤❤😊😊

    • @Shewit64
      @Shewit64 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Awe

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ❤

    • @seni-z1f
      @seni-z1f 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምራኒ ብቅንዕና ክምልስ እየ❤🎉

    • @ngstiabrha2500
      @ngstiabrha2500 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደሙሩኒ ኣሕዋተይ

    • @تيتيتسو
      @تيتيتسو 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ❤❤❤

  • @trhastsige2295
    @trhastsige2295 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +63

    ኣይይ እዛ ማኣዛ ክትሕዝነካ ንብዓት ቀረብኣ ምስክነይቲ ለዋህ 😢😢😢 ፍጥረት 😢😢😢 ኣጆኺ ማኣዛይ ጽብቕቲ 🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ንፍስጋ ኽኣ ሓደ ዓይነት ተኸደና 🙏 ኣደዋይ ሰላም በላለይ ❤❤❤

    • @seni-z1f
      @seni-z1f 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምራኒ ብቅንዕና ክምልስ እየ❤🎉

    • @Selam-t2w
      @Selam-t2w 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ብሩኸይ😢❤

    • @freweynidesta
      @freweynidesta 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤❤

    • @sdcvsc36
      @sdcvsc36 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ❤❤❤

  • @ፍሬዩቱብየወንቅእሽቱቅዱስ
    @ፍሬዩቱብየወንቅእሽቱቅዱስ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    ማዓዛወይ በጃኪ እባ እዚ ንባዓትኪ አብ ፀሎት ተጠቀምሎ ስለ ስደተኛታት ስለ ዝሓመሙ የዋህ ፍጥረት እኪ እሞ ናብ አምላክ ተምበርከኪ እግዚአብሔር ንንባዓት ቅርቢ እዩ ዛምቤተይ ይቅርታ ግን ፀሎት ዝፅሊ ስብ ድስ ይብለኒ ዋላ እቲ ግዜስ ናብ ፀሎትን አምላክን ዘምልስ ግዜ እዩ ዘሎ😢😢😢😢

  • @ቻይናል
    @ቻይናል 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +32

    ተዓድላ ዛማዓዛ ኩሉ ግዜ ብፀጉራ ዘለዋ ማዓርግ ኩሉ ግዜ ይዕዘባስ ምስ ዕድማኣ ዝኸድ ነገራት ትገብር❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃቦኺ🎉

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ናተይ

    • @FhJf-r3d
      @FhJf-r3d 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    • @seni-z1f
      @seni-z1f 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምራኒ ብቅንዕና ክምልስ እየ❤🎉

    • @FhgghGhvvdhj
      @FhgghGhvvdhj 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ታይ ማ ትውስኩሱ ናብዚ

  • @ጓልፍራደሓፀይ
    @ጓልፍራደሓፀይ 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +13

    ማዓዛዋይ ንፈትወኪ የና ሰደተኛ ኣሕዋትኺ ኺል ግዝየ ምፅልና ሰላም ለ ምሰ ወላድትኺ ሓደ ዓይነት ኺዳን ካጥዕመልኺን ወትሮ ሓደ ዓይነት ኺዳን ግበራ ❤❤❤

  • @ፀጋእመብርሃንዋሕስሂወተይ
    @ፀጋእመብርሃንዋሕስሂወተይ 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    ማኣዛዋይ ብኡነት ዮዋህ እያ ታማ ስዕዲ ሓደ ዓይነት ንኽደን ነበርና ኸደኣ የኔ ዮዋህ ማኣዘዋይ❤

  • @LBTube-m2c
    @LBTube-m2c 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +14

    መዓዛዋይ ርህርህቲ ኣዶ❤
    ካብ ወፂእካ ምትራፍ ይሓልወና እግዚአብሔር ኣምላክ
    #ደምሩኒ ብሩካተይ ሪእኩም ኣይትሕለፉኒ

    • @ትዕግስቲዩቱብCanal
      @ትዕግስቲዩቱብCanal 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉

    • @freweynidesta
      @freweynidesta 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Amen Amen 🙏 🙏🙏

  • @TrhasHeshe
    @TrhasHeshe 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +18

    ኣይ ኣቱዩ ሰሉየይ ኣይተናድድያ ኣይ ገይሪኪ ተሐሪቅንለኪ ወላድቲ ክብርቲ አያ ዋላ ልቨድዩ ይኩን ኣይተናድድያ ሰሉየይ ❤

    • @seni-z1f
      @seni-z1f 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ደምራኒ ብቅንዕና ክምልስ እየ❤🎉

    • @AlmazTube-m5p
      @AlmazTube-m5p 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      መሊስ​@@seni-z1f

  • @hrdfghddgg9640
    @hrdfghddgg9640 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    ማዓዛዋይ ፅሪቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስ ደቅኺ❤❤❤🎉

  • @Hamelmalyoutube
    @Hamelmalyoutube 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    መኣዛዋይ የዋህ ክፈትወኪ ኣይትንብዒ ወለላይ❤❤❤❤

  • @Channel-qe9mn
    @Channel-qe9mn 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +14

    መአዛዋይ ጠንካራ አዶ ወለላይ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ አይትብክዪ ብልኮነ ይኩን አይትሕረቂ መድከሚ እዩ ደስ ኢሉኪ ንበሪ ዛምቤተይ❤

    • @seni-z1f
      @seni-z1f 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምራኒ ብቅንዕና ክምልስ እየ❤🎉

  • @Cgd-l2s
    @Cgd-l2s 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ኣሰይይይይይይ ማኣዛዋይ ምቅርቲ ምክሪኪ ደስ ክብል እና ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን እግዚኣብሔር አምላክ

  • @SwSwi-vu7uq
    @SwSwi-vu7uq 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ኣየ ማዓዛዋይ ኣብ ስዑድዶ ሓደ ዓይነት ንክደን ኣይነበርናን ያ❤❤

  • @SelamTemye
    @SelamTemye 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ኡፍፍፍ ማማየ ኣነስ ክፈትወኪ😢❤ኣነ ካብ ኣደይ 10 ዓመት ተፈልየ ናፍቆት ምኽኣል ኣብዩኒ ንዐኦም ክዝክር ንብዓት ይስዕረኒ ይበኪ😢ከምዛ ናትኩም ኣብ ሕቅፎኣ ኮይነ ናፍቆተይን ፍቅረይን ዝገልጸላ መዓልቲ ሃንቆው ኢለ የ ዝጽበያ ዘለኹ ኣምላኸይ ሒዘ😢❤❤

  • @ቤተይBetey
    @ቤተይBetey 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +41

    ኣይተቅናኣኒ ባ ሓንቲ እየ ልኣደዋይ ክሳብ ልረክባ ኣደዋይ ዘይትምኖ❣️❣️

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤

    • @TSgahaftay
      @TSgahaftay 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ካልኤይተይ ደ ረኪበ ሰብ ሓንቲ ይወለድ😢

    • @Kndihafti027
      @Kndihafti027 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      አነለ😢

    • @selamettaa8753
      @selamettaa8753 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ወላ ኣነ😢

  • @LemLemATAKLETI
    @LemLemATAKLETI 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +14

    ከምኡ አይግበርን ማአዛዋይ አደይ ማዓረይ ሓደ ዓይነት እዩ ደስ ዝብል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ድምርኒ ናተይ❤

  • @ngstiyemkaellij2424
    @ngstiyemkaellij2424 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ማኣዛዋይ ፅሪቲ❤❤❤ ከምዙ ከማይ ንብዓታ ኣብ ቀረባ 😢 ኣይተብክይዋ ኣይተናድድዋ ሰላመይ ለባም❤❤

  • @HansaaHansaa-gj4dr
    @HansaaHansaa-gj4dr 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +12

    ሰላም እሺ ኢልኪ እሕጉስያ ድርቅ ኣይትብሊ ንሳ ከም መሓዛአ ክትገብረኪ እያ ትደሊ ዘላ

  • @galtewahido9473
    @galtewahido9473 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩን እግዚኣብሒር ኣምላክ ኣይፈላልክን 🎉❤

  • @ጌዜናመልሰልናኣምላክይ
    @ጌዜናመልሰልናኣምላክይ 31 นาทีที่ผ่านมา

    መዓልቲ መዓልቲ እማ ካበይ አድና አዚኺራትና ዕድመ ጥዕናን የሃብኽን❤

  • @Azmra-ye6bd
    @Azmra-ye6bd 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    ሰሉ ምቅርቲ እቲ ንባዓት ዘለዎ ባቡላ እይትግበሪ😔😔😔😔

  • @ዛፉ.ወንበርታዊት
    @ዛፉ.ወንበርታዊት 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +14

    ብሓደ ዓይነት ክትክደና ደስስ ይብል መኣዛዋይ ❤ ደምሩኒ ተጋሩዋይ ነዛ ፅሕፍቲ እትሪኡ ዘለኩም❤❤❤❤❤

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ድምርኒ❤

    • @Yordanos3080
      @Yordanos3080 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      መልሲ ሓላለይ❤❤❤🎉

    • @seni-z1f
      @seni-z1f 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ደምራኒ ብቅንዕና ክምልስ እየ❤🎉

    • @ዛፉ.ወንበርታዊት
      @ዛፉ.ወንበርታዊት 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      @@seni-z1f እሹኒ ንኩልክን ደሓረ ብቅንዕና ክምልሰልክን እየ ፍትዋተይ ከዚ ንጊዚኡ ተተደማሚርና ይምልሶ እዩ፡

  • @DaddGdggሚሊ
    @DaddGdggሚሊ 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    ቀዳመይቲይ ባዕለይ ላይክ 💞🙏💞ክፈትወም❤ማኣዛዋይ ሓደዓይነት አዩ ምዕሩግ💞

  • @selam801
    @selam801 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ምሰ መዓዛ ዘመሳሰለና ነገር እንተሎ ንብዓትና ኣብ ቀረባ ምኻኑ እዩ ካብ ምንታይ ዝተልዓለ ይኾን ኣነ ወላ ተሓጉሰ ሰምዒተይ ብንብዓትየ ዝገልጾ😢

    • @hyagfddgfddhhdd
      @hyagfddgfddhhdd 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ዋላ ኣነ😢ዝቅድመኒ

  • @Mama-wud
    @Mama-wud ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ማኣዛዋይ ፅሪቲ ርህርህቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ምስ ደቅኪ❤❤❤❤❤

  • @Smert-g6f
    @Smert-g6f 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    ማኣዛዋይ ሰሉዋይ ደሰ ትብላ ፅሩያት ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

    • @seni-z1f
      @seni-z1f 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምራኒ ብቅንዕና ክምልስ እየ❤🎉

  • @Yordanos3080
    @Yordanos3080 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ማኣዛየ ምቕርቲ ኣነስ ክፍትዋ ምስ ደቃ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ሂወት-ዠ2ሰ
    @ሂወት-ዠ2ሰ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣሰይይይይይይይይይይይይይይ ደስ ምባልክን ብጣዕሚ እዩ ለጥዕመልክን ዋውውውው ሰላመይ ካዓ ንማዓዛ ኣይተሕሪቅዋ ፕራንክ ገለ እናበልኩም ዋ ማዓዛዋይ የኔ ለዋህ ኣይቲንብዕ ትሰሕቅ ተለክ እዩ ለጥዕመልክ ደሞ ፍቲውውውውው እየ ዘብለክን ሰላመይ ማዓዛዋይ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊🎉ሓደ ዓይነት ምክዳን ብጣዕሚ እዩ ደስ ልብል❤❤❤❤❤❤ኣቅንኢክናና እኮ ናዓክን የምስለና ❤❤

  • @ሊሊይቱብሊሊይቱብ
    @ሊሊይቱብሊሊይቱብ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ማኣዛዋይ ኣነስ ገይራ ተሐዝነን ኣይተኮርይዋ 😢😢❤

  • @UserJesusislord
    @UserJesusislord 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    Mazaye marey aytbkayi bejaki betami eyu hemaq zesmani uff enda sehaqki kitsmaxi eye zedali❤😊

  • @AaAs-ns7sx
    @AaAs-ns7sx 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ማዓዛየይ ዛምቤተይ እወ ሓደ ዓይነቲ ደስ በሃል ሓቂኪ እክ ❤❤ ሰሉ መሕረር 😂

  • @Ali-i9q
    @Ali-i9q 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ትክክል ማኣዛዋይ ሰሉዋይ ሓንቲ ዓይነት ግበራ❤

  • @Sndusndu-f9u
    @Sndusndu-f9u 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ማኣዘይ ምቅሪቲ ሓቃ ኣላ ሓደ ዓይነት ክዳና ተከደኒየ ሰሉየ ሓፍተይ❤

  • @AbeniWukro
    @AbeniWukro 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    መኣዛዋይ ፅሪትን ንፅህትን ኡፍ ምሳኺ በኽየ ።ርህርህቲ ኣዶ

  • @ashuberhe-s2l
    @ashuberhe-s2l 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    መኣዛ ለዋህ ቦቅባቅ እዩ ኻብዳ ትረአላ ንብዓታ ኣብ ቀረባ ኣይ ሰሉዋይ ከም ዝደለየቶ ኩኑላ ቃደማኹም ዋ ኣዶ ኣይትድገምይ ደሙሩኒ ተጋሩዋይ ክምልስ እየ🎉🎉🎉

  • @AdhayaShop
    @AdhayaShop ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ማኣዛ ማዕርይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ስለ ግን እይትንድድይ 😢😢ታገረእያ ተብክው 😢ውለድት ክእያ

  • @AndtheEgg
    @AndtheEgg 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +20

    ቃደመይቲ መን ኝኦ መኣዛ ከማይ ፍትዉቱ ዘብላ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HehhdGgdjdbhfb
    @HehhdGgdjdbhfb ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዕደመን ጥዕናን የሃብኽን ፅርያት ፍጥረት❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @eriilove2812
    @eriilove2812 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ኤህ ሰላም የሕርርኪ ታይ ገበረትኪ ዋይ ማርያምን😏

  • @GsZh-l5q
    @GsZh-l5q 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ማኣዛዋይ@ሰልዋይ ማዓራተይ ቀደመይቲ ባዕለይ❤❤❤❤❤

  • @HighOne-rt9oi
    @HighOne-rt9oi 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እናትሽ በጣም ነው ምወዳት ❤❤🎉🎉

  • @AlbadrAlbadr-zy4mu
    @AlbadrAlbadr-zy4mu ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላም ተካል ታይ ኢኪ ልማኣዛ ግፍገፍ ትብልያ ኩሉ ግዜ ትፀረኪ እሳ ማኣዛዋይ ለዋህ ጎይተይተይ ኣደዋይ ተዝኮነለይ😢😢😢

  • @MohamedDebesh
    @MohamedDebesh ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ማኣዛወይ ማዓረይ ክትበኪ ተላ ማራ እየ ኣነለ ዝበኪ ኣደይ እያ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @Lwam.21
    @Lwam.21 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ማኣዛዋይ ኩሉ ትክእሉሉ ሓቃ እያ ሰላመይ ዋላ ኣሳፋፍያ ምረፂ እበይ ንማኣዛዋይ ኣይተኮሪያ❤😊❤❤❤❤

  • @ፈሪወይኒጓልዓይባ
    @ፈሪወይኒጓልዓይባ 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ምቅራተይ አነስ ክፍትውን ማዓት❤❤ ማአዛየ ሸካር❤❤

    • @seni-z1f
      @seni-z1f 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምራኒ ብቅንዕና ክምልስ እየ❤🎉

  • @SsdSds-f3q
    @SsdSds-f3q 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ማኣዛዋይ ምዕርግተይ ደስ ክትብለካ 😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @beri-o6t
    @beri-o6t 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሰልዋይ ብዛ ደርፊ ኣብኪክኒ ማዘረ ኣብሰደት እያዘላ ማለት ኣብ ሱዳን ሐዝግን ክትመፅእ ሓሲበ እያ ንዓዳ ብሰላም ክትኣቱ ፆሎት ግበሩለይ ኣነውን ምስናፉቆተይ ናብ ስደት ወፅየ እዛ ደርፊ ግን ብጣዕሚ እየ ልፎትያ❤❤❤❤❤❤❤

    • @ZFANMEKONEN
      @ZFANMEKONEN 55 นาทีที่ผ่านมา

      አጆኪ ወለላይ ❤❤❤❤

  • @ggjdsihddhnxyj-ew6rj
    @ggjdsihddhnxyj-ew6rj 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ማኣዛዋይ ምዕርግተይ ደስ ክትብለካ🎉🎉ሰልዋይ ብዛ ደርፊ ኣብኪክኒ😢😢😢😢

  • @ጋልትግራይ-ዐ2ገ
    @ጋልትግራይ-ዐ2ገ 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ምኣዛዋይ ርህርህትይ ኣዶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ🙏❤️❤️❤️❤️❤️

  • @Tesgabrhanaregwi
    @Tesgabrhanaregwi 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    መዓዛዋይ መዓረይ ተፍታዊት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Asd-v8v6u
    @Asd-v8v6u 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ማኣዛየይ ስጋ ኣብራሃ ኢልክስ ማዘረይ ኣዘኪርክኒ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @azebweldu7852
    @azebweldu7852 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ኣንቱም ኣይተብኩይልና እዶ እዛ ሰበይቲ

  • @ሳምሪጓልራያማቻሬ
    @ሳምሪጓልራያማቻሬ ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ማአዛዋይ😢የዋህ ልባ
    በይዛኹምባ አይትሕርቅዋ
    ኹሉ ዛረዋኺ ያንበዐን😢
    ተነብዕኺ ምስአኺ ይነብዕ

  • @Mesiye-b1r
    @Mesiye-b1r 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣነን ኣደይ ይመስላ ዘን ገዛ ማሚየይ መሓዛይ ናፍቀያ ሎምስ ኣየ ስደት 😢🥰🥰

  • @adu1083
    @adu1083 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኡፍፍፍ ዛ ኣደዋና መኣዛስ መቐረት❤❤❤❤

  • @አዶደልያና
    @አዶደልያና 9 นาทีที่ผ่านมา

    ማአዛዋይ ምቅርቲ ፍጥረት ሰላም ግን አይትቅለሊ ርግዕ በሊ

  • @Halifley
    @Halifley 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Ati bejeka n meaza aytchenkya ane mara eya hariki welahi🇪🇷🇪🇷 aytxelmwa bejakum mesheallahi des ktbla mukurat ftret

  • @hgfgghgvjggf9916
    @hgfgghgvjggf9916 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ኣድነቅቲ ማዓዛ ብስም ማዓዛ ደምራኒ❤

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ❤❤❤❤

  • @AlexAregay-rs2qc
    @AlexAregay-rs2qc 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣቲ ፕራንክ ገለ እናበልኪ ግደፊ
    ኣይትረብሽያ ኣዶ ዋላ ሰከንድ ክትሓርቕ የብላን i love you mom❤❤❤❤❤

  • @midomi7537
    @midomi7537 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ተመሰገን ፈጣሪ❤❤❤❤

  • @Mahder-eg8kc
    @Mahder-eg8kc 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ጓል ክወልዱልኪ እዮም ዳቴዲ ባዕልኪ ሸማሕ ኣቢልኪ ሓዚልኪ ተዕብይሎም ዳሓር ናሞለቆት ናባኪ ትመፅእ 😂 ❤❤🎉 ማዓዛይ ምዕዝቲ 💋🌹👏

  • @sdcvsc36
    @sdcvsc36 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ማአዛ እኮ የዋህ ፍጥረት ፃዕዳ ልባ😢

  • @ፊፊትግራወይቲ
    @ፊፊትግራወይቲ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    መኣዛዋይ ለዋህ ምቅርተይ ክፈትወኪ ማሚየይ ❤♥️ሰሉ ኣይተናድድያ 😢😅

  • @fioriberhane8695
    @fioriberhane8695 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    iway iza adkum ayna kihamimi eya btami eya tnbi pls tqyqiwa from Eritrea 🇪🇷 ❤❤❤❤❤❤

  • @Ngsti518
    @Ngsti518 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ማዓዛዋይ የዋህ ፍጥረት❤ኣደዋይ እና ሓትነይ ከማክን ነይረን ናሰብ ግን ብቅንኢ😢

  • @TesfayFkr-b4w
    @TesfayFkr-b4w 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    #መጀመርታ ባዕልይ እዛ ኮሞቲ ተንበቡ ዘልኩም ቅዱስ እግዚኣብሔር ናይ ልበኩም #ሓሳብ ይፍፅምልኩም❤

  • @JbBb-l8o
    @JbBb-l8o 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ማኣዛዋይ ለዋህ ኢኪ ኮ ጎይተተዋይ❤❤

  • @RaSs-yt9me
    @RaSs-yt9me 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ፅብቃተይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @TselalomGere
    @TselalomGere 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ማኣዛዋይ ፅሪቲ ዕደመናን ጥዒናን ይሃብኪ ፈጣሪ❤❤❤❤

  • @mghsw3508
    @mghsw3508 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ቃደማኪኪኪ ማኣዛዋይ ፅሪቲ ዋላ ቱላዛኣሲ ማዓር❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Letush-r5y
    @Letush-r5y 47 นาทีที่ผ่านมา

    ማዓዛዋይ ኣንስ ክፈትወኪ ማዓት ❤🎉❤❤❤❤❤❤

  • @ሊሊጋልከሕሰይ
    @ሊሊጋልከሕሰይ ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዕደመናን ጥዕናን ይህብከን ፈጣሪ❤❤❤❤

  • @መሪኣዶእየሩስ
    @መሪኣዶእየሩስ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ከማየይ ዓይንኪ ነባዕ ማአዛዋኒ አይትንብዒ አነ ዓይነይ ሓንቲአ ብንብዓት ደቂቃ 😢 እና አይትንብዒ ዛንበይቲ❤

  • @MaMa-el7jq
    @MaMa-el7jq 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ማኣዛዋይ😍ምቁራተይ ደስ ምባልክን ኣሕዋት ትመስላ❤❤❤❤

  • @norahabashi6554
    @norahabashi6554 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ማዓዛዋይ ሓላለ የዋህ❤❤❤🎉🎉

  • @TiTi-q5z
    @TiTi-q5z 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ናመኣዛዋይ ትፈትዉ ደሙሩኒ ፍቁራተይ❤❤❤🎉

  • @nfffdt931
    @nfffdt931 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ማዓዛዋይ ፅሪቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስ ደቅኺ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @gullala4624
    @gullala4624 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አይ ማአዙዋይ ማዓረይ ታእያ ዚአ ለዋህ ፍጥረት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Selam-t2w
    @Selam-t2w ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አረ ንማኣዛ ኣይተሕርቁዋ ንሕና ይከፍአናሎ😢😢😢😢😢😢

  • @MereMere-le2uw
    @MereMere-le2uw 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣየ ዓዲካ ፅቡቅ 😌🥰🥰🥰

  • @salm4735
    @salm4735 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣቲ ዋይ ኣታነብዓየ ዋይ ኡፋ😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @salamaa668
    @salamaa668 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ማሪያምን ማዓዛ ትንብዕ ትላ ምስኣ ይንብዕ😢😢 ስላመይ ሕድግያ ዶ ናይልባ ትዉግዕ ኣይትኽለፊያ🥺 ብማሪያም ሕዚኽያ ነዕ እሳ ታዓግዕላ ገለ ስምዕት ኣለኒ😢😢

  • @Hhhjdjj-l5q
    @Hhhjdjj-l5q 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ፅሩያት ❤❤❤❤❤❤❤

  • @wuwjusdjdjdhh7176
    @wuwjusdjdjdhh7176 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ማማ መኣዛ መዓር ኣፋ ❤❤❤

  • @ብርሃንጋልትግራይፍቅሪ
    @ብርሃንጋልትግራይፍቅሪ 21 นาทีที่ผ่านมา

    እዋይ በስምኣብ እንታይ ፍጥት ኢኽን ኩሉ ግዜ ንብዓት እንታይ ኣምፆኦ ንብዓኪ ውን ፁቡቅ ኣኮነን እንታይ ሓሲብኪ ኩሉ ግዜ ንብዓት ሕማቅ ትምኒት ፅቡቅ ትሰርሕለኺ መሲልኪ በጃኺ ንብዓት ካብ ትግራይ ኣምላኽ የጥፈኣልና እንተኺእልኪ ፆሎት ግበሪ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    • @SenuGebru
      @SenuGebru 15 วินาทีที่ผ่านมา

      ዋይ ቀስ ደሞ በልይ ምስ ትምኒትን ትግራይን ታይ ዘራክብ ኣለዎ ስሚዒታ ምግላፅ ስለ ዝኣብያ ንብዓት ናሳዓራ እዩ እበይ ኮነ ኢላ ክትነብዕ ደልያ እኮ ኣይኮነትን ዝትነብዕ

  • @اللننن-ز1ج
    @اللننن-ز1ج 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋይ መኣዛዋይ ክተሕዝነካ ማርያምን😢😢😢

  • @HdhdSh-t2y
    @HdhdSh-t2y 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    የኔ ቆንጆ ታ❤❤❤❤❤❤❤

  • @JfKg-n4c
    @JfKg-n4c ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ማዓዛዋይ ጥዕምቲ ላዛ ኣይተናድድያ

  • @alemtesfay2679
    @alemtesfay2679 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሰላም. ሰላም. ከመይ. ኣለኹም. ምቁራን ።ፍትዋትን. ስድራ. ኣነ. ካብቶም. ኣድነቅትኹም. ሓደ. እየ. በጀኹም. ነታ. ለዋህ. አድኹም ኣተንብዕዋ. ሓደራ. ለዋህ. ኣደ. እያ❤❤❤❤
    I love you. Family

  • @WxIb-g7k
    @WxIb-g7k ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ማኣዘዋይ ማዓረይ 😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @alemtesfay2679
    @alemtesfay2679 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    መኣዛ. ኪትበኪ. ከላ. ምሰኣ. ይበክ. እሞ. ብጃኹም ።መኣዛ. ክትሕጎስ. እበር. ክትበኪ. ከይተርኡና. ሓደራ

  • @አቢትግራይዩቱብ
    @አቢትግራይዩቱብ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ቅድመኺ ዛማአዛዋይ ግርማ ቡዙሓት❤❤❤🎉🎉

  • @AbudiAbudi-u3c
    @AbudiAbudi-u3c 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ፁቡቃተይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Abiጓልዉቅሮ
    @Abiጓልዉቅሮ ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ማኣዛዋይ ኣይትንብዒ ❤❤❤

  • @AbiHh-k6t
    @AbiHh-k6t 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ታማ ኣብ ስዕዲ ሓደ ዓይነት ንክደን ነበርልና ሞይተ😂😂😂😂😂

    • @SmaamA-t1h
      @SmaamA-t1h 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤🎉😂😂

    • @GmhlHpyu
      @GmhlHpyu 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😂😂

  • @Shewit-f6p
    @Shewit-f6p ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መኣዛየይ😢

  • @Natanemyoutub
    @Natanemyoutub 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ማእዛዋይ ንዓኺ ክርኢ ከለኩም ኣደዋይ ዝረአክዋ ይመስለኒ ወለላይ❤

  • @ፅጌኣክሱማዊት
    @ፅጌኣክሱማዊት 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተዓዲልኪ ሰላመይ❤️🥺ማኣዛዋይ እድብቲ❤

  • @tgr817
    @tgr817 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ማኣዛዋይ😊😊😊