ሰላም ገጠር ስለ ዝዓበየት ኹሉ ክኢላ ይብላና ኣለዋ እነምበይትኣ👌

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 653

  • @MomMom-nt8vc
    @MomMom-nt8vc 11 หลายเดือนก่อน +42

    ኣሜን ኣደዊተይ😢😍 ደቂ ገጠር ኣበይ ኣለክን ትዝታ ብቻ

    • @hgf6568
      @hgf6568 11 หลายเดือนก่อน

      አጀና ማዓረይ

  • @Kuluweyo2
    @Kuluweyo2 11 หลายเดือนก่อน +200

    እዛ ኮሜት ዘንበብኩም ሙሉእ ናይነፃነት ንሮ ናይ ዕረፍቲ እጀራ ፈጣሪ ይሃብኩም ኩፉእ አይንካእኩም❤❤❤🎉🎉🎉ናዓይ እዉ ስብስክራይብ እና ገብሩኩም(ክን🙏😍😍😍

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 11 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ💚

    • @heran5269
      @heran5269 11 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤🎉🎉

    • @ndjs6045
      @ndjs6045 11 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @rawdarawda7106
      @rawdarawda7106 11 หลายเดือนก่อน

      Amen ❤❤🙏🙏

    • @brhanmauz6065
      @brhanmauz6065 11 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዛናተይ❤❤❤

  • @djsv1094
    @djsv1094 11 หลายเดือนก่อน +20

    አነ እውን ጋል ገጠር እዪ ሰሉ ደም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @nfreek5276
    @nfreek5276 11 หลายเดือนก่อน +33

    እዚ. እንድዩ. ጥንታዊ. መጎጎና. ክብረት. ይሃብኪ ደራክና. በስመኣብ. ኢልኪ. ምጅማርክ. ደስስ. ይብል. እቲ. እንጀራ. ውን ይብርክት ኩሉ. ይሰልጠካ. በስመኣብ ኢልካ. ምጅማር. ኣብ ኩሉ ጽቡቕ. ይኸውን. ይሰልጠ ካ ኩሉ. ናይ. ድምላኽ. ጥዑም እዩ ኣሜን ኣሜን. ኣሜን. ደስ. ድብል ፍቕርኹም 🙏

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 11 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ💚

    • @mamusha536
      @mamusha536 11 หลายเดือนก่อน

      ሰብሰክራይብ ግበራኒ

  • @FcFx-i3y
    @FcFx-i3y 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን አረ ኣደዋኒ ፀሎትክን ይማላለአና ሰሉዋይ ኩሉ ግዘ ኣምፅእየን

  • @ጓልዞምጀጋኑ-ኸ1ጸ
    @ጓልዞምጀጋኑ-ኸ1ጸ 11 หลายเดือนก่อน +10

    ኣሜን ማሚተይ ምርቃክን ይብፀሐና❤

  • @fhydjdg6692
    @fhydjdg6692 11 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አዴና
    አነ ገጠር እየ ዓብየ እንዳውም ጣፍ ጋጊረ ጀሚረዮ አይፈልጥን ከምዚ ሕዋስ እክሊ ግን ኩሉ ግዜ እየ ዝጋግር ነይረ ተዘክሮ❤❤❤

  • @arddgtyhu
    @arddgtyhu 11 หลายเดือนก่อน +13

    ኣደዋን ኣሜን ንዓኺን ዉን ዕድመይ ጥዕናይ ያሃብኪን 🙏💌 ሰሉዋይ ለባም❤😊

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 11 หลายเดือนก่อน

      እመብርሃን ታሓልኪ ወለላይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️

  • @እሙቀይስ
    @እሙቀይስ 5 หลายเดือนก่อน

    ኣሚን ኣደዋይ ሰላምዋይ መሻኣላህ ሃምኣ እልና እና ዓብና ኣነስ ገረ ልናፍቅለኹ ኣደዋኒ ፉቱው እና ነብለክን

  • @نعنعهنعنعه-د1خ
    @نعنعهنعنعه-د1خ 11 หลายเดือนก่อน +12

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤🥰✍️👏 ኣደይ ዓለመይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን mom🥰

  • @GgFf-sl2to
    @GgFf-sl2to 11 หลายเดือนก่อน +3

    ሰላመይ ገዛኩምስ ጎሮቦይተይ ዳኣኮንኩሚ መርቅኒማ ኣቡኡ ክንራከብ ኢናዋ ብሰላም ይምለስኪ ዓድኪ ኢልኪ 🥰👏😇

  • @wezefHeshe
    @wezefHeshe 8 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣደዋይ መዓረይ❤❤ሰሊተይ ላባመይ❤❤❤

  • @hayatabi2173
    @hayatabi2173 11 หลายเดือนก่อน +1

    ማርያምን ናይ ኣደዋይ ውግዒ ኩሉነገረን ብዙሕ ዓመት ዝገበርና ምግጋር ዝረስዕናክዮ ኣደዋይ ኣምላክ ዕድመ ይሃበልና

  • @ኣዙጓልትግራይ-ቐ1ጠ
    @ኣዙጓልትግራይ-ቐ1ጠ 11 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይ ኣደዋይ ማዓረይ ፀሓይ ገፀን ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን❤

  • @zarahmohammad7050
    @zarahmohammad7050 11 หลายเดือนก่อน

    ስልዋ ጋል ገጠር ይአአባፅሕናይኡ እንጀራ ገጠር ልባም ጋል ልባም ጋል ራያ ይአ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Samsunga535G-we2pr
    @Samsunga535G-we2pr 11 หลายเดือนก่อน +2

    ስሉዋይ ኣብቱ ገዛኽን ብሓደመሳ ልበዳ መጎጎ ናዓዲ እዩ ፅቡቅ ማማዋይ ደው በላልና ጥዕምቲ ልሳን❤

  • @aedf4837
    @aedf4837 11 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣደዋይ ምዓረይ ኣሰይይይይ ሰሉዋይ ምቅርቲ ኩሉ ትኽእሉሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽን ፈጣሪ❤❤❤❤❤

  • @tgray2416
    @tgray2416 11 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ማሚተይ ደስ ክብላካ ❤❤❤

  • @hgdgk-pp3fn
    @hgdgk-pp3fn 11 หลายเดือนก่อน

    ሰሉዋይ ብልፅቲ ኣዶዋይለ ኣሜን ዕድመን ጢዒናን ይብክን

  • @ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB
    @ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB 11 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ኣምላክ ይመሰገን ምስሊ ኣደዊተይአሜን ፆሎትክን ኣይፈለየና ብእክሊ ገጠር ምስ ጣፍለ ለሚድናዮ ኢና ሰሉየይ ፅሩያት ስድሪ❤❤❤❤

  • @amlesumesele
    @amlesumesele 11 หลายเดือนก่อน +1

    የምር በጣም ጎበዝ እና ጠንካራ ልጅ ነሽ ትመችኛለሽ እናትሽም ደስሲሉ እረጅም እድሜ እና ጤና ያድላቸው

  • @ghmn-eq9vi
    @ghmn-eq9vi 11 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣዶዋን ማዓር ወለላ ንስኽንለ ምስ ኹሎሞ ደቅኽን ዕዲሜይ ጥዕናይ ይሃበክን ቡርኪት ቅዱስት ኣነስ ብጣዕም እየ ዝፎትወክን ማምተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ሶሉተይ ለባም ከም ኣዶታታ❤❤❤❤

  • @fsedfsd-ch9fk
    @fsedfsd-ch9fk 11 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን አደዋይ ንዓክን እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብክ ምስ ትፈትውአ ጓልክን የታሓቃቅፍክን🙏🙏🙏

  • @ምቅናይጥዑም
    @ምቅናይጥዑም 11 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይ ሰሉዋይ ደስ ባሃልታ ኩሉግዜ ኣደ ሕዝክየን ምፅና ኣናጋግረአንን ዛጓለይ ዞም ደቀይ ክብላ ከለዋ እነበይተይ እየን ዘዘክራና ደጋጊመ ካዓ ይሪአን ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ነደታትና🙏❤

  • @ጋልሃገርትግራይ
    @ጋልሃገርትግራይ 11 หลายเดือนก่อน +10

    እሰይ ደሰ ክብል ጣይታ ሰሉየ ምቅርተይ እዝዉቲ አደዋናለ እንካዕ ዳሓን መፃእኽን ምሉእ ጥዕና ሰላም ቅሳነት ይሃብኽን ፈጣሪ አምላክ 🙏🙏🙏 ❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 11 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ💚

    • @ጋልሃገርትግራይ
      @ጋልሃገርትግራይ 11 หลายเดือนก่อน

      @@GenetChannel-uo3rv ገረልኺይ ማዓረይ 🥰

    • @ጋልሃገርትግራይ
      @ጋልሃገርትግራይ 11 หลายเดือนก่อน

      @GATH-cam-zp6wq ገረልኺይ ማዓረይ 🥰🥰

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 11 หลายเดือนก่อน

      ​@@ጋልሃገርትግራይእመብርሃን ታሓልኪ ወለላይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️

  • @RaFa-j8p
    @RaFa-j8p 11 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MelliHello
    @MelliHello 11 หลายเดือนก่อน

    amen amen amen mamawitey🙏🙏🙏

  • @hgf6568
    @hgf6568 11 หลายเดือนก่อน +1

    ሰሊተይ ምእዝንቲ አሜን ማሚየይ ፅሪቲ ዕድመ ይሃብክን ፈጣሪ

  • @mbbmbb21
    @mbbmbb21 11 หลายเดือนก่อน

    ስላም ስሉየይ ማዓረይ ልብይ ተብለኪ እሱ እየ ምድሕኒት

  • @ሳምሪ21
    @ሳምሪ21 11 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣደዋይ መዓረይ ሰሉዋይ ኩሉ ትክእሎ ከም ኣዴታትና 💘💘🙏

  • @حسن-ظ3ن1ل
    @حسن-ظ3ن1ل 11 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይ ተመስገን ደስ ክብላካ ኣደዊተይ መቀረት

  • @GhFh-m6d
    @GhFh-m6d 11 หลายเดือนก่อน

    ሰሉየይ በበወይ መሳ ድዩ ገዛኪ ❤❤❤❤

  • @ካሓሲትማሓዛካሓሲት
    @ካሓሲትማሓዛካሓሲት 11 หลายเดือนก่อน

    አሜን፫ኣደዋይ ሰሉ ዋሓሎ ደቂ ገጠረ ኣለናዶ

  • @ddee4690
    @ddee4690 11 หลายเดือนก่อน

    ሰሉዋይ ውን ገቦዝ ዛበተይ❤

  • @zarahmohammad7050
    @zarahmohammad7050 11 หลายเดือนก่อน

    ስላምዋ ልባም የክ ብጣዕም ይአ ድፎወክ አነስ

  • @ngstik2kahsu699
    @ngstik2kahsu699 11 หลายเดือนก่อน +2

    ውይ አደወአይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን አፍክን ክጥዕም ሰላምለ ለባም ዓባይ ሰብ እያ በርትዒ ምስ አዴኺ ሰላም ያራኽብክን ❤

    • @letshegidey2935
      @letshegidey2935 11 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ በልለይ ምቅረተይ❤❤

  • @atheeralfarsi344
    @atheeralfarsi344 11 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣደዋይ በይዛኽን ዲኣም🥰🥰🥰

  • @eyfryyf3929
    @eyfryyf3929 11 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ገጠርናኮ ደስስስ ዩኡ ዝበል አሜን አሜን አሜን አዶዋ🤲❤❤

  • @MomMom-nt8vc
    @MomMom-nt8vc 11 หลายเดือนก่อน +1

    ኣደዋይ መዓረይ❤ እነምበይተይ ኣዘኪረናኒ ኢደይ ዙሳስላይ ፈሪሐ ክብላ ከለዋ

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 11 หลายเดือนก่อน

      እመብርሃን ታሓልኪ ወለላይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️

    • @MomMom-nt8vc
      @MomMom-nt8vc 11 หลายเดือนก่อน

      @@mariyamey555 እሺ ንስኪ ውን

  • @trhashailu2121
    @trhashailu2121 11 หลายเดือนก่อน +10

    ማዘር ግን ክርእ ከለኩ ዓደይ ይናፍቅ 🥺 miss you ❤😘😘😘😘

    • @Abi-bj8qv
      @Abi-bj8qv 11 หลายเดือนก่อน

      ኣነ ለ😢❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 11 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ💚

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 11 หลายเดือนก่อน

      ​@@Abi-bj8qvሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ💚

  • @ጓልዞምጀጋኑ-ኸ1ጸ
    @ጓልዞምጀጋኑ-ኸ1ጸ 11 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይ ማሚተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪይ ሰሉየይ ዋሓለ ኢልና ኢና❤❤

  • @destakonjo2505
    @destakonjo2505 11 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ማሚተይ ዕዱመን ጥዕናን ይሃበን ንወላዲትና ዉን❤❤❤

  • @feedcswe290
    @feedcswe290 11 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን❤❤❤ኣደዋይማኣረይ

  • @Gal_emebrhan
    @Gal_emebrhan 11 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን 👏ኣደኒ❤

  • @elsayork5228
    @elsayork5228 11 หลายเดือนก่อน

    ኣጆክይ 😂😂😂ግቦዝ አክይ

  • @tsegagualtgray-ll7xo
    @tsegagualtgray-ll7xo 11 หลายเดือนก่อน

    ሰሉየ ምቅርቲ ኹሉ ትኽእልዮ ኣዶዋይለ ምስ ኹሎም ደቅኽን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ደስ በሃልቲ ስድራ💙😘🙏

  • @titisabawit3510
    @titisabawit3510 11 หลายเดือนก่อน +2

    ኩሉ ትኽእልሉ ሰሉዋይ❤❤❤❤
    ኣደኺ ደስ ክብላ ሰላም ጓለይ ኤፍረም ወደይ ያረድ ወደይ ይብላ❤❤❤ ታዓዲልኩም ብሩኻት ኢለን ሓቀን እየን ከዓ😊😊❤

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 11 หลายเดือนก่อน

      እመብርሃን ታሓልኪ ወለላይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️

  • @ጓልትግራይ-ሰ9ዀ
    @ጓልትግራይ-ሰ9ዀ 11 หลายเดือนก่อน +3

    አሜን ኣደዋይ ጽሎትክን ኣይፈለየና👏 💚 ገጠርከ ጥዑም እዚውቲ ሰሉየይ😍😘

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 11 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ💚

  • @freweinilove
    @freweinilove 11 หลายเดือนก่อน +1

    Aseyyy aseyyy ❤❤❤🙏🙏🙏🥰

  • @maazakiroshagosahned1450
    @maazakiroshagosahned1450 11 หลายเดือนก่อน

    ውሕልልቲ ኣሜን ኣደዋይ ካኣ እድመን ጥዕናን ይሃብክን

  • @KahsuGidey-nh9jx
    @KahsuGidey-nh9jx 11 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ዘን ኣደኪ ግን ምጣዓመን ሰሉዋይ ብርክቲ ኣዶ ተዓዲልኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @JbbfhhFhd-ee9wj
    @JbbfhhFhd-ee9wj 11 หลายเดือนก่อน

    መብራህቲ የላን ዲያ ሰሉ ዓይነይ
    ንፍዕቲ ፅብቅ እንጀራ ትስንኪቲ ኣለኺ

  • @Selamkahsay7009
    @Selamkahsay7009 11 หลายเดือนก่อน +10

    ኣሰይ ተዓዲልኪ ሰሉ ሞክሲ መንፈሳዊ ቅንኢ ቀንአ ይብለኪ ምስ እነበይተይ ዘሕልፎ ሂወት ልክዕ ከማኪ እዩ በቃ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ እነበይተይ ካብኣ ተፈልየ ክነብር ዘይ ኮነስ ክሓድር እዉን ኣይመስለንን ነይሩ ግን ስደት ካብ ዝወፅእ ዓሰርተ ዓመተይ እስኪ ፀሉይለይ ኣብ ቀረባ ንዓደይ ተመሊሰ ከማኪ ምስ እንነበይተይ ክራከብ ዝረዝሮ ወሓለ እኪ ሰሉየ ❤ ዝፈትወኪ ካብ ሱዑዲ ዓረብ

  • @salamaaa095
    @salamaaa095 11 หลายเดือนก่อน +6

    ዋውውው ሶሉ ጎበዝ ኢኪ ኣብ ሱዑዲ እናሃለኪ እውን ናይ ፀበል ዝሰራሕክዮ በሊዐ ኔረ ኣብ ገጠር ስለ ዝዓበካ ዘይኮነ ብተፍጥሮኪ ኢኪ ወሓለ ኮይንኪ❤❤❤ ልማማ እውን ሳዓምለይ😘

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 11 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ💚

  • @YfyyCycyc-x7q
    @YfyyCycyc-x7q 11 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን (3)ማማዋይ ማዓረይ ስሎዋይ ደስ ዝብል እንጀራ ❤❤❤❤

  • @مظزز
    @مظزز 11 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አሜን አሜን አድዋኒ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @waskan8288
    @waskan8288 11 หลายเดือนก่อน +6

    አነለ ናገጠርና እንጀራ እየ ዝፎቱ ሰሉዋይ ❤አደዋኒ ወለላይ💋💚👈

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 11 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ💚

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 11 หลายเดือนก่อน

      እመብርሃን ታሓልኪ ወለላይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️

  • @AaSs-bt1xy
    @AaSs-bt1xy 11 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኣደዋን❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @galaxyg3898
    @galaxyg3898 11 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣደዋ❤❤❤

  • @samerahs-py6bw
    @samerahs-py6bw 11 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣደዋይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤😍😍😍

  • @ummebitigray
    @ummebitigray 11 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይ ኣደዋይፃሓይ ገፃ ድስ ክብል ላዘአን እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕና ይሃብክን❤❤

  • @dhdjhdjjdjjdud5820
    @dhdjhdjjdjjdud5820 11 หลายเดือนก่อน

    ውይ ሰሉዋ እነምበይትኪ እነዋይ ኮይነን ልረአያኒ ኣነጋግረአን ይኩን ኩሉ ነገረን እና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ❤❤❤

  • @Mimisyum2813
    @Mimisyum2813 11 หลายเดือนก่อน

    አሜን ማማዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽን ሰሉዋይ ልባም 👍👌❤️❤️❤️🥰

  • @kidanzeweldemaryam6186
    @kidanzeweldemaryam6186 11 หลายเดือนก่อน

    ሰላም እዝውቲ ልማማ ዕድመ ጥዕና ይሃበን

  • @uguueegh3566
    @uguueegh3566 11 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣደዋን

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf3229 11 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣደዋይ ብጣዓሚ እየ ዝፈትዎኩም ኣደይ ፆሎትክን ኣይፈለየና ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @FjgrDhte
    @FjgrDhte 11 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማማዋይ ኣናፊቅክናኮ ዓዲና ሰሉዋይ😢❤❤❤❤

  • @MerMeri-vi8ti
    @MerMeri-vi8ti 11 หลายเดือนก่อน

    ሰሉየ ዋሓለ👌እሰይ ኣደዋ ደስ ክብላ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩሉኩም🙏❤❤❤

  • @GenetBerhe-yp5jx
    @GenetBerhe-yp5jx 11 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይ ማማ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊት ኣሜንንን ኣሜንንን ማማ ማዓረይ ሰሉ ዋሓለ እኪ ብሓቂ ❤❤❤

  • @ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ
    @ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ 11 หลายเดือนก่อน

    ማማየይ አሜን ፆሎቶኩን አይፈለይና ❤

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube12 11 หลายเดือนก่อน

    ሰሉየ እንታይ ዳኣ ጠፊእኪ ዛመብራሃቲ ኣይ መለሱልኩምን ድዮም ? ዋላ ናብራ ሒዛትኪ ! ኣይትጥፍእና እባ ናፊቅናቂ ብላይቭ ምፅና❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @eeee4739
    @eeee4739 11 หลายเดือนก่อน

    እሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሰሉዋይ ክፈትወኪ ባህላ መክበሪት አሜን ማማዋይ

  • @لالا-س5ع
    @لالا-س5ع 11 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜንዕድመን ጥዕናን ይሃብክን አደዋይ ሰሉዋይ ለባም❤❤❤

  • @Fryattgray
    @Fryattgray 11 หลายเดือนก่อน +1

    ኣደዋይ ሓላል ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ምሰ ደቂክን❤❤
    ሰላመይ ፅብቅ እንጀራ ናይ ገጠርና❤

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 11 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ክብርቲ ወላድትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ሰሉዋይ ዋሓሎ ኩላትና አብ ገጠር እና ዓብና❤❤❤

  • @yaredkahentemelsan2950
    @yaredkahentemelsan2950 11 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማማዋይ ንዓክን ምስ ድቅክን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🙏❤️
    ስላዋይ ለባም ኣብየት ውሕልነት ኣበትኡ❤❤
    ድቂ ገጠር ትዝታ ኣለና ❤

  • @genethagos1109
    @genethagos1109 11 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜኝ❤

  • @ZanoZanoba
    @ZanoZanoba 11 หลายเดือนก่อน

    ኣሜንኣሜንኣሜን❤❤❤❤❤

  • @selamburuk
    @selamburuk 11 หลายเดือนก่อน

    መጀመሪያ ንምረቃክን አሜን ይግበረልና አደዊተይ❤
    ኣነም ጓል ገጠር ስለ ዝኮንኩ እወ ይክእል እየ እነምበይተይ ጨጎራ ስለ ዝነበረታ ጣይታ እክሊ እያ ትምገብ ነይራ ይስንክተላ ከኣ ነይረ ይብለኪ ሰሉየ የኔ መኩሺ🎉🙏

  • @hiwetagidey7316
    @hiwetagidey7316 11 หลายเดือนก่อน

    አሰይይይ መቀረት ሰሉዋይ ደስ ክብል ጎበዝ ኢኺ ሰሊየ ሓደ ነገር ባ ከቸግረኺ አቁሑ ቡናኺ ባ ልአክለይ በጃኺ ብማርያምኺ ኸይትሓልፍኒ አጥቢቀ ክሪኦ ደልየ ክገዝእ ደልየስ ብመሰንጀር ፂሒፈልኺ የመለስክለይ ዋ❤❤ብዝተረፈ ብጣዕሚ የ ዝፈትየኪ👏😊

  • @ኣሉየትግራይልጅነኝ
    @ኣሉየትግራይልጅነኝ 11 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ኣደዋይ ሓላል ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏♥️🌼🌼♥️♥️♥️♥️ሰሉዋይ እዝውቲ እወ ይክእል እየ ገጠር ስለ ዝዓበኩ ማሚተይ❤❤❤

  • @mebrihitkidanu16
    @mebrihitkidanu16 11 หลายเดือนก่อน

    ቀደማክን ጥዑምት ላዛ ኣደዋይ❤❤

  • @ፍቅሪእዩእምነተይ
    @ፍቅሪእዩእምነተይ 11 หลายเดือนก่อน

    ሶሊተይ 💚🌹ወሓለ ንማማ ከኣ ነውሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃበን ኣደዋና 👏💙

  • @HaregTesefu
    @HaregTesefu 11 หลายเดือนก่อน

    ድቅስ ገርኪ ዕሰብና ሰሉዋ ኣሜን ማማየ

  • @yiitui5517
    @yiitui5517 11 หลายเดือนก่อน

    አደዋይ ማዓረይ😘😘😘 ዕደመ ይሃብኪ 🙏💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘

  • @DaddGdggሚሊ
    @DaddGdggሚሊ 11 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አሜን አሜን ማማየ🙏🙏🙏🙏

  • @ጓልመምህር-ደ1ለ
    @ጓልመምህር-ደ1ለ 11 หลายเดือนก่อน

    ሰሉዋይ ብጣዕሚ እዩ ናፍቆና እንበር መንዳዕ መረበተይ መኩሹ ማሚተይ እፈትወክን እየ

  • @SiedSied-b6m
    @SiedSied-b6m 11 หลายเดือนก่อน

    bejaki kulu shae nabra hagereseb amxlna des ybleka beka

  • @FaefDd
    @FaefDd 11 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜንኣሜንኣሜንኣደዋይማዓረይ🙏🙏🙏

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 11 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ💚

  • @TsfaEusnkey3114
    @TsfaEusnkey3114 11 หลายเดือนก่อน

    አሜን፫ማማዋይ❤❤ለደዋይ ይመስላ ሰሉየ ጎቦዝ ከማየይ ኢኪ እነንሽቲ😂

  • @LetshMruts
    @LetshMruts 11 หลายเดือนก่อน

    ሰሉዋይ ዋሓለ 👌♥️♥️♥️

  • @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ
    @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ 11 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ኢና እግዚአብሔር ይመስገን አሜን አሜን አሜን 🙏🕊❤️❤️❤️💃❤️❤️

  • @حبشتىحبشتى
    @حبشتىحبشتى 11 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይ ኣደዋይ ሰሉዋይ መሉእ ዕድመና ጥዕና ይሃብኽን ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤
    እወ እንጀራ መሰኒካት ንክእል ኢና ሰሉዋይ ደቂ ገጠረ ኢና እኮ😂 ዋላ ሰዑዲ ንሃልዎ እንበር ዓደካ ጥዕም ዓደይ ናፍቆዮ😢 ሰሉዋይ
    እግዚአብሔር ኣምላኽ ሰደትና የሕፅረና ደቂ ዓደይ መዓረይ❤❤

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 11 หลายเดือนก่อน

    ማማዋይ ምቅርቲ ዕድመና ጥዕና ይሃብክን ምስሊ ኣደዋይ❤❤❤❤❤🙏🙏👏👏👏

  • @AunMUlu-fn4xx
    @AunMUlu-fn4xx 5 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ኣዶዋይ❤❤

  • @DadddDazs
    @DadddDazs 11 หลายเดือนก่อน

    ሰሉየይ ዕድመን ጥዒናን የሃብኩም ምስ ኣደዊትኪ ዋ ዓዲ ግን ታይ እዩ ኩሉ ቅርሺ ኮይኑ ክንኣቲ ዓድና ንብለና እበይ ንሮ ከቢዱ እዩ እንዮ ዓዲማለት እዩ እበይ ብዝኮነ ኩለና ገጠር ኢና ዓቢና❤❤❤❤❤❤

  • @ፍቅሪ-ፈ8
    @ፍቅሪ-ፈ8 11 หลายเดือนก่อน +6

    እዶ ሓላል❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ❤ ሰላም ለ ውሕልና ዋው

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 11 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ💚

  • @Medi-m3u
    @Medi-m3u 11 หลายเดือนก่อน

    ኣደዋኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክኒ ፈጣሪ🙏🌷 ሰሉተይ እዉን ውሕልና መልኣ እያ ዋውው ❤

  • @MhretTades
    @MhretTades 11 หลายเดือนก่อน +6

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣደዋይ ማዓረይ ❤ ኣድኡ ዝናፈቀ ሳብስክራይበ በሉኒ ኣሕዋተይ

    • @TsegaTesfu
      @TsegaTesfu 11 หลายเดือนก่อน +1

      ሎሚ ተደማሪት እየ ፅባሕ ክምልሰልክስ ተማልእኒ ምቅርተይ ❤❤❤

    • @richAbrha
      @richAbrha 11 หลายเดือนก่อน +1

      ደቂ ሪሚይ ግበራላ ንሓፍትና ነን ባዕልና ንዕበ ❤

    • @MhretTades
      @MhretTades 11 หลายเดือนก่อน

      @@richAbrha ምቅርተይ 🥰🥰🥰🥰🙏🙏

    • @AbiAbiHadgu
      @AbiAbiHadgu 11 หลายเดือนก่อน

      ​@@richAbrhaሳብስክራይብ ግበራለይ ኣሕዋተይ ክምልሰልክን እየ❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 11 หลายเดือนก่อน

      ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ

  • @tigstitigsti9607
    @tigstitigsti9607 11 หลายเดือนก่อน

    አሜን ማማዋይ ብርክቲ ምርቃክን ይብፅሐና❤❤