ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Exactly ዘይኣተዋሓስ ፈለስቲ ይዋገኡለን ኮይኑ kdm emo adna nieto hgdef atfiena adna nieto emo ሸዑ ነሪኦ
እንቋዕ በዚ'ውን ገጽካ ረኣና ክቡር ሓው ሰኒ💙
Deju share giberlu ab Chanelkum🥰
Bravo👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾🙏🏼
ጹቢቕ ምጅማር ሰናይ ሓወይ ኣጆኻ
ብጣዕሚ ጽቡቅ ሓሳብ ✅
Well done 👏 bxay
ግርም በልካ ሰናይ ሓወይ
ጽቡቅ ምጅማር ሓው ሰናይ
💙💙
ሰኒ
ከም ወትሩ ወዲ ዓርከቦይ
ኣብ ኩሉ ይሰማማዕ ግና ህዝቢ ትግራይ ክዉረር ከሎ ኢልካ፡ ትግራይ ተወሪራ ድያ?
ወፍሪ ሰላም ናይ ተጋሩ ኣተሓሳስባ እዩ፡ ንሕና ድማ ሓባራዊ ስነ ሓሳብ'ዩ ዘድልየና ዉዕልን ወፍርን ድማ ሓደ እዩ። ዉዕል ወፍሪ ምስ ገበርካ እዩ ኣብ ዉዕል ዝብጻሕ እንታይ ድኣ ልኡላዉነት ኤርትራ ከይኣመንካ ብስነ ሓሳብ ልዕልና ተጋሩ ክግበር ምድላ'ዩ።
ንፉዕ ኢካ እዚ ሪኢቶታተይ ድማ በጠማምታይን ከማይም ዉን ጠሚትካ ዉን ንምርኣ'ዩ፡ ስለዚ - ወፍሪ ዋርሳይ ይክኣሎ ሃገር ኣየዕነወን እንታይ ድኣ ወፍሪ ዋርሳይ ይክኣሎ ሕግን ተሓታትነትን ዘይብሉ መንግስቲ ካብ ቅጥዒ ወጻኢ ስለ ዝተጠቅመ እዩ ስለዚ ኣብ ቃላት ዘይኮነ ኣብ ስለ ሓሳብ ሞጉት
ክልተ ሰብ ምስ ተባእሱ ኢላ፡ ክልተ ስነ-ሓሳብ ኢካ ተኣሪምካዮ ጻዕርካ ፍረ ክህብ እዩ እንተኮነ ናይ ኢሰያስን ከምኡ ካልኦት ሰባት ተባኢሶም ለኪሞምና ኢልካ ትሓስብ ተኮንካ ካብ ክዉንነት ወጻኢ ክትህውትት ኢካ
Bravo 👏👏👏
💙💙💙💪