Tesfazion. እንታይ ኢዬ ፍልልይ አብ መንጎ ሃገርን ሃገረ-መንግስቲን?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 19 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 454

  • @merhazionagazi5195
    @merhazionagazi5195 6 ปีที่แล้ว +3

    i like this song i remember my childhood school life.when the bahli were visiting the refugee of sudan especially kassala town sudan.

  • @trueloveisneverend7964
    @trueloveisneverend7964 6 ปีที่แล้ว +3

    You are right father tesfatsion God bless you forever continue I love your video and idea

  • @danielgebreab692
    @danielgebreab692 6 ปีที่แล้ว +44

    መርሓባ መምህር ሓቂ እንቋዕ ዳሓን መጻእካ መሪት ኣጋኣዝያን ኣጋኣዝያን ከምትሽትት ጌርካያለኻ ስለቲ ኩሉ ኣበርክቶኻ ምስጋናይ ልዑል ኢዩ ኣጆኻ ጥራይ ክንዕወት ኢና ምኽንያቱ ኣጋኣዝያን ዓወት ልማድና ኢዩ

    • @tesfahagerey5625
      @tesfahagerey5625 6 ปีที่แล้ว

      ወል ወል ኣብ ኩሉ ትገብሮ ዘለኻ ይከታተልካ እየ፡ ነዞም ናይ ህግደፍ ትምልሰሎም ጸባ ዘስቲ ኣግኣዝያናዊ መልስታት ብጣዕሚ ጽቡቕ ቀጽሎ፡ ኣጆና በብዘለናዮ።

  • @esrom9
    @esrom9 6 ปีที่แล้ว +18

    መርሓባ ዓቢ ሰብ፡እንቃዕ ነዚ መሃሪ ሓሳብ ኣከፈልካና፡ነዚ ክፈላሊ ዘይክእል ሰብ ብጠዓሚ እዩ ብዙሕ።

  • @Quiz618
    @Quiz618 6 ปีที่แล้ว +4

    Tesfazion jigna jeganu ab gonika Alona. Nice hearing and talking to you.

  • @fsahawatv938
    @fsahawatv938 6 ปีที่แล้ว +19

    ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ

  • @ናይማርያምባርያእየናይኣም
    @ናይማርያምባርያእየናይኣም 6 ปีที่แล้ว +15

    እንኳዕ ደሓን መጻእካ ባባ ተስፋጽዮን ሓቦኛ!
    ቅዱሳትን ቡሩኳትን ደቂ ተዋህዶ እንኳዕ ንዓመታዊ በዓል ኣቦ ቅዱስ ተክለሃይማኖት ፀሃይ ኣብፀሐኩም ናይ ኣቦ ቅዱስ ተክላሃይማት በረከትና ረዲኤት ምስ ኩላትና ህዝብ ክርስትያ ይኩን!!

  • @germaiab4962
    @germaiab4962 6 ปีที่แล้ว +41

    ኣግኣዜን ጥራይ ኢዪ ቆስሊ ሓኺኹ ንቅድሚት ዝስጉም ካልእ ቱሩፋ ኢዮም ኣብ ቅምታን ቲኪሐሐራን ሕሳደን ጽልኢን ዝነብሩ። ግደፍዎ እዚ ብዱል ህዝቢ ደቁ ዝሳኣነ።

  • @ሃገረብሔር
    @ሃገረብሔር 6 ปีที่แล้ว +3

    ኣግኣዝያን ተስፋጽዮን ኣብ ዝራእኩሉ ግዜ ከመይ ሓይሊ ፍናን ተስፋ ይስማዓኒ።

  • @mytigraylove9621
    @mytigraylove9621 6 ปีที่แล้ว +39

    Viva ትግራይ አጋአዝያን ዓዲ ጽዮን አክሱም ዓዲ ቅዱስ ያሬድ ምስ ማርያም አስመራ
    ኢትዮጵያ ትበሃል ስም ብምጥቃም ናይ ነጋዶ መፍረይት

    • @selameyezmne7017
      @selameyezmne7017 6 ปีที่แล้ว +1

      ET-PH- DR ABY
      Abu rgex achi wedi viva eske bel

  • @መንነትካዩክብረትካ
    @መንነትካዩክብረትካ 6 ปีที่แล้ว

    ተስፌ ጽቡቅ ኣስተምህሮ ኢዩ ነይሩ ናይ ብሓቂ ፡ኣብ ዝቅጽል መደብ ክኣ ኣገዳስነት ሙሁራት ኣካላትን ኣስተዋጽኦምን ብዝብል ኣርእስቲ እንተ ትመጻና ጽቡቅ ነይሩ

  • @bana4me935
    @bana4me935 6 ปีที่แล้ว +14

    I don't know when some people disagree with your idea and cant face and challenges you .

    • @Aloha83
      @Aloha83 6 ปีที่แล้ว

      Becouse he denying christanity, even Orthodox

    • @yonasabrha2788
      @yonasabrha2788 6 ปีที่แล้ว

      He doesnt want to be challenged he just want to be listned
      He is always closed
      He has to have a question and answer programme if he is really a confident man
      But he knows he lies so he is not bold to come to open forum

  • @ANYE.MiCHELE
    @ANYE.MiCHELE 6 ปีที่แล้ว +38

    ኣጋኣዝያን በል ክትዕወት ዓወት ን ኣጋኣዝያን ❗❗❗

  • @ጽዮን-ደ5ኰ
    @ጽዮን-ደ5ኰ 6 ปีที่แล้ว +19

    መርሓባ ጽዮን
    ተወሊደላ ምባል የብሉን ጣቁዋ ናይ በሓቂ ኡንካዐ ደሓን መጻእካ ክቡር ሓዉናን ኣያናን መምህርናን. ኣቦይዝጊ ጸድፊ ይፈጥር አሞ ከምኡ ከኣ መዳይቦ ዝበሃል ከምዚ አዩ አንህለካ ካብዚ ኣጻድፍ ህግደፍን ሁወሓትን ተውጻና ኣለካ ምስጋና ን ኣምላኽ::

    • @fikryeyutimnitey6982
      @fikryeyutimnitey6982 6 ปีที่แล้ว

      Michael ጽዮን Eritrea ab hlmi kitnaber eka ember Eritrea nay kunama nara eya

    • @ጽዮን-ደ5ኰ
      @ጽዮን-ደ5ኰ 6 ปีที่แล้ว

      @@fikryeyutimnitey6982 ንስኻ ከኣ ኤርትራዊ ምሽ hahahah

    • @fikryeyutimnitey6982
      @fikryeyutimnitey6982 6 ปีที่แล้ว

      Michael ጽዮን nara kunama aykunkun gin natom mikana yimaskir history

    • @ጽዮን-ደ5ኰ
      @ጽዮን-ደ5ኰ 6 ปีที่แล้ว

      @@fikryeyutimnitey6982 መን ዝጸሓፎ history ኤዩ ሓወልቲ ኣዱሊስ ሲ ኩናማ ሰርሐሞ ትብለኒ ኣለካ ን ባኤሎም ክሳብ ኣብዚ 21ክፍለ ዘመን ከማን መደቀሲኦም ኣይሰርሑን

  • @ግእዝንግእዛውያን
    @ግእዝንግእዛውያን 6 ปีที่แล้ว +9

    እንቋዕ ብሰላም መጻካ ጽዬን ትግርኛ ትግርኚ ሓቂ ዉሉድ ኣቦታት ።
    በርትዕ ወገነይ ።

  • @tnsaietsion575
    @tnsaietsion575 6 ปีที่แล้ว +9

    ብሃገርይ ,፡ተስፋ ቆሪጸ ኔረ ሞ ,,ኣግዝያን ምስ ሰማዕኩስ ተስፋይ ናብ ቦቱኡ ክምለስ ጀሚሩ ,የቅንየልና ተሳፋ ዓደቦና,,

  • @heatheat7064
    @heatheat7064 6 ปีที่แล้ว +10

    ኣምሓራ ፀላአትና አዬም

    • @fireart3077
      @fireart3077 6 ปีที่แล้ว

      They dont even care about you.

    • @tewodrosdesta8857
      @tewodrosdesta8857 6 ปีที่แล้ว +1

      never our enemy i ment eritrean tslaey was and will be only TPLF NEVER FORGET HOW THEY DEPORTED US 1998

  • @germaiab4962
    @germaiab4962 6 ปีที่แล้ว +14

    እቶም ንተስፋጼን ብኣሉታ ዝጥሙቱዎ ዝነበሩ ተረዲኡዎም ግድ ኮይኑስ ምጽሓፍ ኣቋሪጾሞ።

    • @billyga2666
      @billyga2666 6 ปีที่แล้ว +1

      ወላ አነ ገሪሙኒ

    • @tesfalemyemane762
      @tesfalemyemane762 6 ปีที่แล้ว +2

      Germai Ab kela neikan gedifkaio enber eretrawian eko abta dob mexiu zetekose enber meztab dea kendey diom tezaribom halifom dey tegaru eikum eza helmi abay tegray abatkum zela nehna kea ezom nashtu weledo tekati EPLF eina awet nehafash

  • @behanetesfom1828
    @behanetesfom1828 6 ปีที่แล้ว +36

    ኣብዓለም ዘሎ ትግሪና ሓደ ኢሉዝምን (ላይክ )

    • @iceagestoneage8067
      @iceagestoneage8067 6 ปีที่แล้ว

      Esom adi alewom nehna adi alona. Kindey dem zefesesa hager hiji kitkihdu dem seweat betami eyu zehefer. Tewaridkum tewareduna zelekum mewaredti

  • @michaeldesta472
    @michaeldesta472 6 ปีที่แล้ว +3

    Tesfazion at his best again. Kept it up. We love your analysis!

  • @withyoutube4791
    @withyoutube4791 6 ปีที่แล้ว +16

    ንሕና ናሕና እንበር ቕዳሕ ናይ ማንም ሓሳብ ይኩን ዛንታ ኣይኮናን !!!!!

  • @asterberhane4064
    @asterberhane4064 6 ปีที่แล้ว +8

    መርሓባእ እንቓዕ ብሰላም መጻእካ ተስፋጽየን ጂግና ሰብኣይ ኣሰብኡት መዘና ኣልቦ ዝያዳ ኩሎም ወዲ ማይ ጋይላ ጻዕዳ ተስፋጽየን ቀባጽ ክንዲ ሽሕ ኣሻሓት ሚልዮናት ኣደ ወሊዳ ትምከን ኣንበሳየ ንስኻስ እንቓዕ ተወለድካ ተስፋጽየን ልክዕ ከም ሽምካ ተስፋጽየን ተስፋ ኣጋኣዝያን።

  • @ሓቂእየዝደሊዓንቂ
    @ሓቂእየዝደሊዓንቂ 6 ปีที่แล้ว +21

    መሬት ኣግኣዝያን ድቀርብ ኣምሓራይ ወሊኡ ሎሚ ግዜ ኣግኣዝያን እዩ፨
    100% ኣግኣዝያን ክዕወት እዩ.

    • @fikryeyutimnitey6982
      @fikryeyutimnitey6982 6 ปีที่แล้ว

      ሓቂ እየ ዝደሊ። ab zey maretka kemu mibal gin faeda yeblu

  • @ሰላምድዮኩሉ
    @ሰላምድዮኩሉ 6 ปีที่แล้ว +6

    ተስፌ ናይ ትግርኛ ሙሉእ ጅግና ተቃላሲ ተጣባቂ ።።።

  • @fyeriefarm9785
    @fyeriefarm9785 6 ปีที่แล้ว +2

    Wow thanks

  • @erilove8008
    @erilove8008 6 ปีที่แล้ว +10

    Wellcome

  • @jegvilhafrihet.jegelskerhj2003
    @jegvilhafrihet.jegelskerhj2003 6 ปีที่แล้ว +6

    ኣብ በተክርስታያን ምስ ከድካ ኣቦታትና ክጸልዩ ከለዉ ኣምላክ ንምድሪ ኣግኣዝያን ይባርክ ክብሉ ከለዉ ይግረም ነይረ ነየነይቲ ኣግኣዝያን ኢዮም ትብል ሳላ ኣያና ተስፍስጽዮን ግን ኩሉ ፈሊጥና ከመይ ዝበል ንመንነትና ዘንጸባርቅ ኣግኣዚ ዝብል ሸም ከሎስ አቲ ነቦታትና ባራዩ ዝገበር ጥልያን ዘውጽኦ ሸም ክትጽዋዕ ሕፍረት ኢዩ።

  • @hiwotrobins8523
    @hiwotrobins8523 6 ปีที่แล้ว +5

    እዛ ጽዮን ዝብል ቃልስ መባልዕትና እዩ! ማርያም ጽዮን፡ ደብረጽዮን ተስፋጽዮን = ኣግኣዚ ጽዮን!

  • @filiweld8720
    @filiweld8720 6 ปีที่แล้ว +5

    The most genius person is here. Welcome here 📣📣📣📣📣📣📣📣

  • @ኣግኣዚትት
    @ኣግኣዚትት 6 ปีที่แล้ว +39

    welcome tesfazion 💕💕 ባንዴራ ኣግኣዝያን ኣብ online order ክግበር ይክኣል ዶ ? ኣበይ ክንረክቦ ንክእል

    • @ሌላምስህልዋትሕማምልቢ
      @ሌላምስህልዋትሕማምልቢ 6 ปีที่แล้ว +1

      ዶብ ክስታይኪ ይፍረስ መነደኪ'ዩ ከትክለኪ ቆንዳፍ ዓጋመ

    • @AN-jz8ku
      @AN-jz8ku 6 ปีที่แล้ว +3

      @@ሌላምስህልዋትሕማምልቢ
      ሕማም ሓንጎል ኣለካ መስለኒ። ሓንጎል ባርያ።

    • @ሌላምስህልዋትሕማምልቢ
      @ሌላምስህልዋትሕማምልቢ 6 ปีที่แล้ว

      @@AN-jz8ku ኪድ ወጃብ ዓጋመስ እንታይ ኣፍሊጥካ'ዩ ብዛዕባ ሓንጎል ሓጎልካ ትፍሰስ

    • @ሃገረትግራይእየዝደሊ
      @ሃገረትግራይእየዝደሊ 6 ปีที่แล้ว +2

      Simon MEGame Over- Isayas-Isuናይ ኢሳያስ ጭንቂ'ኮ ንህዝቢ ኤርትራ ንሕና ከምዝሳዓርና ከመይ ገይርና ነረደኦ ዝብል ጭንቂ ዘለዋ መሲሉ ይስመዐኒ። Game over ድማ ከምታ ዝሓሰባ ክንዳይ ባሃማት ኣዝሊላ'ያ!! እምበር 100% ወያነ'ዩ ተዓዊቱ 1ይ. ኢሳያስ፦ ካብ ባድመ ወጻና ማለይ ጻሓይ ዓሪባ ኢሉ.....ዓመት ከይገበረ ተሓኺኹ ወጺኡ 2ይ. ካብ ባድመ ከይወጹ ዝርርብ ዝባሃል ኣይንገብርን ኢሉ 16 ዓመት ተሓሲሙ.....ባድመ ኣብ ኢድ ወያነ ከላ፡ብዘሕፍር መንገዲ ተመራሪሖም ኣዲስ ኣበባ ከይዶም ተዘራሪቦም። 3ይ. ኢ/ያ ሰራዊታ ከይሳሓበት ኤርትራ ሰራዊታ ስሒባ ወጽያ....ኢ/ያ ግን እስካብ ሕጂ ኣይሳሓበትን፡ እንድያውም ሰራዊታ ከይሳሓበት ንግዲ ዳርጋ ጀሚራ ኢልካ ምዝራብ ይካኣል 4ይ. ባዓል 5 ነጥቢ ዝሓዘ ሰነድ ምስ መንግስቲ ኢ/ያ ተፈራሪሙ። ልዕሊዚ ሽንፈት እንታይ'ሎ.....ወያነ'ውን እኮ መጀመርያ ንዘራረብ ባዓል 5 ነጥቢ ውዕል እውን ክትፍሩሙ ኣለኩም እዩ ዝብል ነይሩ። ሕጅ ዳኣ እንታይ ሓድሽ ነገር'ዩ ትፈጢሩ Game over ዝባሃል ዘሎ.......ግን ጠርጢረ ምኽንያቱ እታ Game over ረብሓ ኤርትራ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ንምእታው ከይኸውን፡ እምበር ስዒርና ምባሉ'ሲ ማራ'ዩ ዝገርመኒ ዘሎ..... ግን ድማ ናይ ትግራይን ኤርትራን ትግርኛ ቁሩብ ስለዝፈላለ እታ ስዒርና ትብል ቃል ኣብ ኤርትራ ተሳዒርና ማለት ከይትኸውን ጥርጣረ ኣለኒ። ብዝኾነ ሰላም የውርድ ፍቕርን ሰላምን ይዕሰል ፍቕርን ሰላም ንኽልቲኡ ህዝብታት።

    • @selameyezmne7017
      @selameyezmne7017 6 ปีที่แล้ว +1

      Simon ME
      Ata smka keyro eske tarki simon yeblkan nska fulut akar aslamay eka aknet ente aliuka fit nfit eske gtemo ntesfaxon ane aslamay eye wede bat eye belo eske abzi mexika akurkor aytbel okay::

  • @jacobabreham6342
    @jacobabreham6342 6 ปีที่แล้ว +19

    Welcome Tesfazion, man of the century in Ag'azian history. Aga'azian is now one of the most gigantic movement in Eritrean and Ethiopian political landscape.

    • @monsurbeshir630
      @monsurbeshir630 6 ปีที่แล้ว +1

      Sorry mate your history is full of shit.

    • @jacobabreham6342
      @jacobabreham6342 6 ปีที่แล้ว +1

      What is shit Mensur?? For eradicating malaria and poverty for the clans and for expanding education for the backward tribes? Is that the shit you are referring??

    • @jacobabreham6342
      @jacobabreham6342 6 ปีที่แล้ว +1

      Khaled please check out the statistics of WHO and UNDP and the Ministry of Health of the state of Eritrea, and you will find a number of HIV as low as 1%; the lowest prevalence rate among African countries. 1% is the rate of HIV in USA( AND Eritrea has same rate of hiv as of US)

    • @jacobabreham6342
      @jacobabreham6342 6 ปีที่แล้ว +2

      Khaled you must be joking??!! To slaughter Tigrigna??? In the last 27 years, the islamist groups in Eritrea are being dragged into prison like goats/sheep/dogs?? Which strength can equate the Tigrigna power?? You just killed me by laughter.

    • @monsurbeshir630
      @monsurbeshir630 6 ปีที่แล้ว +1

      @@SUNRISE-qx8vi
      There is no victory to rats as long as there are cats.

  • @hailezgitekieyosan353
    @hailezgitekieyosan353 6 ปีที่แล้ว +14

    ኣያኒ ኮርዒዳ እንቃዕ ብሰላም መጻካ ዓይኒ ጸላእትካ ይሸፈን!ኣግኣዝያን ትዓንብብ ኣይተርፍን እዩ ድማ

  • @geeznation5251
    @geeznation5251 6 ปีที่แล้ว +5

    ተስፋጽዮን ዝብል ዘሎ በሓጺሩ እቲ ብተንኮል ንምግዛእ ንክጦሞም ብባዕዳውያን ምንሊክን ጣልያንን ዝተገበረ ብዘይ ድሌት ኣጋእዝያን(ተዛራቢ ትግርኛ) ክፈርስ ኣለዎ ኣብ ሓደ መንነት ክልተ ዜግነት ዝባሃል የለን ንመን ክጥዕሞ!
    ኣንጻር እዚ ሓቂን ፍትሕን ዝኮኑ ካኣ እዞሞ ኣብ ኤርትራ ዝቅመጡ ቀቢኣላታትን እንዳታትን ኢዮም ንምንታይ ኢዮም ኣንጻር እዚ 10.000.000 ዝኮነ ህዝቢ ኣጋእዝያን ናቢቲ ናይ ቀደሙ ንክምለስ ተበለ ጫቅ ጫቅ ዝብሉ እንተኢልካ እቲ መልሲ ቀሊል ኢዪ ብመንነቶም ምሕሳብ ገዲፎም ብእምነቶም ስለ ዝሓስቡ ዘለዉ ኢዩ እበር ሳሆ ተዛራቢ ህዝቢ ኣብ ሰሜን ኣጋእዝያን ኣሎ ኣብ ደቡብ ኣጋእዝያን ኣሎ፡ኩናምኛ ዝዛረብ ህዝቢ ኣብ ሰሜን ኣጋእዚ ኣሎ ኣብ ደቡብ ኣጋእዝያን ኣሎ፡ትግርኛ ተዛረብቲ(ጀበርቲ) ኣብ ሰሜን ኣጋእዝያን ኣሎ ኣብ ደቡብ ኣጋእዝያን ኣሎ፡ ወዘተ. . .
    ነዚ ክውንነትን ሓቅን ገዲፎም ግን ነቲ ገዚፍን ሓያልን ህዝቢ ኣጋእዝያን ናይ ባዕሉ ፈደላትን፡ቁጽርታትን፡ስልጣነን፡መንነትን፡ታሪክን ወዘተ. . . ዘለዎ ናይ መላእ ኣፍሪቃ ሓበን ብኣውራጃ፡ብላህጃ ፈላልዮምስ ኤርትራ ዝባሃል መንነት ናይ 120 ዓመት ታሪክ ዘለዎ በቶም ጽላእትና ምንሊክን ጣልያንን ንህዝቢ ኣጋእዝያን ንክትፈላሊ ዝተሃንደሰ መንነትን ኣስማትን ተገዝኡ ይብሉና ኣለዉ ካክክክክክክክክ

  • @lilylily4741
    @lilylily4741 6 ปีที่แล้ว +7

    ሰላም ሰላም ተስፋኩሎም

  • @eyob951
    @eyob951 6 ปีที่แล้ว +36

    ዓወትና ናይ ጊድን ኢዩ፡
    ዓወት ንገኣዚያን።

    • @hanetaalo6266
      @hanetaalo6266 6 ปีที่แล้ว

      Hahaha inzuzat wilad agame awet nihafash eritra

    • @eyob951
      @eyob951 6 ปีที่แล้ว

      @@hanetaalo6266 ድምዙዝ

  • @biniammehari1975
    @biniammehari1975 6 ปีที่แล้ว +49

    ተስፋጽዪን ዝጸልእ ልቢ ግበርየ በሎ ልቢ ግበርየ

  • @azmarino6117
    @azmarino6117 6 ปีที่แล้ว

    the only i'm watching this chanel for listening the opening old songs, and it's reminded me my childhood:)

  • @wedimaylafoagazianawi5183
    @wedimaylafoagazianawi5183 6 ปีที่แล้ว +3

    You always amaze me, you are an amazing guy. God bless you.

  • @loveleake3475
    @loveleake3475 6 ปีที่แล้ว +5

    Merhaba tesfe jigna enqae bdehan mexaka

  • @freeadam2311
    @freeadam2311 6 ปีที่แล้ว +34

    Xere jahad enkae natkum konku
    Agazian forever

    • @nuramo1061
      @nuramo1061 6 ปีที่แล้ว

      Kkkkk shermuta halamit kkkkk

    • @freeadam2311
      @freeadam2311 6 ปีที่แล้ว +4

      Nura Mo ቀዳማይ ነገር ወዲ እየ ብዛዕባ ሽርሙጥና ድማ ኣቦኺ እዩ 7 ኣንስቲ ዝምርዖ ክም ከልቢ

    • @selameyezmne7017
      @selameyezmne7017 6 ปีที่แล้ว +2

      Free Adam
      Bravo tfelto do tbla eza ebdi
      Kidi nmohamed dewriyo

    • @menkabmen5751
      @menkabmen5751 6 ปีที่แล้ว +1

      @@nuramo1061 ....anti aqar jihad mqanki du xelaelae eluki...emo yelen loms tefalitna ena kedem ziashenayo yiaklena...anti agnet mesafhit

    • @parisawi1545
      @parisawi1545 6 ปีที่แล้ว +1

      Free Adam abona 4 gale Kidane keasir Haymonetna yefgudelu eu kmakha ay konan 10 wishema negebir dahray ab hade Amlakhe ena ni amin kemakha ay konan ab seb niamin way dema ab emni kedna ay nesalmin ena

  • @dejenzerai2842
    @dejenzerai2842 6 ปีที่แล้ว +23

    ዓወት ንህዝቢ ኣግኣዝያን።

  • @ariamemun9576
    @ariamemun9576 6 ปีที่แล้ว +9

    Welcom ❤️❤️❤️🌹🌹🌹🙏🙏🙏

  • @yowhanns5206
    @yowhanns5206 6 ปีที่แล้ว +18

    ኣንበሳ ደበኽ ዶኢልካ እና ተጸበኹኻ ብርሃን ትግርኛ

  • @mengsteabredae5794
    @mengsteabredae5794 6 ปีที่แล้ว +7

    tesfea jigna

  • @nftaliemandat571
    @nftaliemandat571 6 ปีที่แล้ว +7

    Welcome

  • @Simon-vk2lr
    @Simon-vk2lr 6 ปีที่แล้ว

    HI! 😁Tesfazion :- HD 720 or 1080 ዘለዋ ካሜራ ጋዛአ ምንታን ቻነልካ ከትምዕብል። ነቲ ተዓዛቢ more አዮ ዝሰሕቦ።

  • @mydreamistoflyfly9942
    @mydreamistoflyfly9942 6 ปีที่แล้ว +7

    ተስፋ-ወለዶታትና ንፈትወካን ነፍቅረካን ካብ ወልቃይት

    • @ibrahimmahmoud1755
      @ibrahimmahmoud1755 5 ปีที่แล้ว

      ተጋሩ- ዓጋመ ዓናጅል እዚ ወዲ ይጻወትልኩም ኣሎ ኣብ ኤርትራ ብስርቂ- ምጥፍፋእ እትኸሰ ሰብ እዩ። ጽዮን ማለት ከኣ ጎቦ ማለት እዩ ካልእ ትርጉም የብሉን።ጽዮንነት ወገናዊ እዩ ሰውራታት ኣፍሪቃ ጸረ ሃጸይነት ጸረ ጽዮንንት እዩ ነይሩ ቃልሰን ሰውራ ኤርትራውን ጸረ ጽዮንነት ጸረ ሃጸይነትዩ መትከሉ ኣብዚ ቀረባ ዓመታት እዩ ካብ ፋይል ናይ U.N ጽዮንነት ወገናዊ ኣይኮነን ኢላ ኣሜሪካ ብናይ ቪቶ ሓይላ ሰሪዛቶ እምበር ጽዮንንት ወገናዊ እዩ ኩሎም እስኤላውያን ጽዮናውያን ኣይኮኑን። ኣብ ፓርላማ እስራኤል ዝምዝሑ ናይ jews ፓርቲ ክኾኑ ከለው 2ይ ቦታ ዝሓዙ ዓረብ እዮም ብዙሓት እስራኤላውያን ኣብ ዓዲ ዓረብ ይነብሩ ቋንቋ ዓረብ ዝፈልጡ እስሬላውያን ብዙሓት እዮም hebrew language ዝፈልጡ ዓረባውያን ብዙሓት እዮም የሕዋት ከኣ እዮም ቤተ-ለሄም ዓዲ ዓረብዩ ዓረብ ከኣዮም ዝነብርዎ። ኣቦኦም ከኣ ኣብርሃም ይበሃል ሰበይቱ ሳራ ትበህል ኩሎም ነቢያት ዓዲ ዓረብ ተቀቢሮም እስራኤል ኮኑ ዓረብ ንዓና ኣይፈትውናን እዮም ንሕና ግን ብዕሽነትና ቲፈዞኦም ንኸውን ንዓና ዓያሹ እዮም ዝሓስቡና ካብ ናቶም ዝበለጸ ታሪኽ ኮለና ብስሚዒት ንዓረብ ወይ ንእስራኤል ክንመስል ንጽዕር

  • @selameyezmne7017
    @selameyezmne7017 6 ปีที่แล้ว +6

    Hello everyone mestwal eske temaharu
    Haki eyu zzareb zelo::

  • @astergebre6443
    @astergebre6443 6 ปีที่แล้ว +3

    Waw God bless you

  • @ኣብራሃምወዲእዮሱስ
    @ኣብራሃምወዲእዮሱስ 6 ปีที่แล้ว +7

    ሓየት ኣንበሳ እንቋዕ ብዳሓን መጻእካ

  • @HaniGualFikrHani
    @HaniGualFikrHani 6 ปีที่แล้ว +1

    መምህር ትክክል እጅኻ ናይና ♥♥♥

  • @ጓልቶምብውሕዶምዝሰመሩ
    @ጓልቶምብውሕዶምዝሰመሩ 6 ปีที่แล้ว +3

    መምህር ሓቂ

  • @Elrio1314
    @Elrio1314 6 ปีที่แล้ว +7

    Tasfaxion abo haqi tesfa agaziayan ajoka tray haqi tdungi enber kulu kfelto iyu

  • @berhanekifle7360
    @berhanekifle7360 6 ปีที่แล้ว +12

    ኣግኣዝያን ንድሕሪት ኣብ ዘይምለሰሉ ደረጃ በጺሑ እዩ'ሞ ፡ነቶም ብናፍቖት ደቆም ዝሳቐዩ ዘለዉን፡ኣብ ጎዳጉዲ ተሓይሮም ዘለዉን ቅሰኑ ሓርነትኩምን ሰላምኩምን ተስተማቕሩሉ ርሑቕ ኣይኮነን ክብለኩም ይደሊ።

    • @redsea3828
      @redsea3828 6 ปีที่แล้ว

      Klae ቲምበል በዕል ጸቢብ ረኢሲ

    • @berhanekifle7360
      @berhanekifle7360 6 ปีที่แล้ว +3

      @@redsea3828 መንነተይ ምባለይ ከም ጽበት ዝሕሰብ እንተኮይኑ ክገፍሕ ኣይደልን እየ።ብዛዕባ ሱቕ ምባልን ዘይምባልን ከኣ ንስኻ ኣይኮንካን ትነግረኒ ነፍስኻ ቅድም ኣማሓድር።

    • @yonasabrha2788
      @yonasabrha2788 6 ปีที่แล้ว

      ich gebe nie auf
      Miskinay hade feger seb meninetka kinegreka
      Abo abahago abeyti adi kemzeyblka kab hade zeytfelto ab TH-cam tray tsemo meninetka kunegreka
      Agaw diu beja diu agazian diu movokolka zeytfelit
      Minalbat agaw tkewin
      Meat meat iya agaw tigrign tekyra

    • @berhanekifle7360
      @berhanekifle7360 6 ปีที่แล้ว

      @@yonasabrha2788 kkkk ane'si mara eyu zgermeni natka.mxraf'ko ayxerfekan eye perke agazyanawi kbrtatey zeysnemgbarawi negerat kigebir maralawi slezeykone.nmntay gn kulu gzie thwtit keygeremeni ayterefen .zeyedlyeka entekoinu slemntay tsemon ab nay seb comment atika negative thbin'si entay aynet sigat slezeka eyu? 2 amet aquxirka ab mxraf tray .walas ab dfae nay reply ktxaref eka tewezieka? Nska kem kelbi wuh wuh bel agiazian kea abey bexihu ab social media trio aleka .

    • @yonasabrha2788
      @yonasabrha2788 6 ปีที่แล้ว

      ich gebe nie auf
      Agszianawi snemigbar aykonen do ilka nsus hakika ane gin auxerefkukam
      Izi fake agazawi memhrka gin
      Xerfi darga mekfeti zerebu iyu
      Slezi netzi memhrka kemu belo
      Aytxaef belo wilke sebat gedifu
      Hizbi mulue zxaref
      Ane zsemo dima ab eritrea dhri higi kunat imoka hidhid kunat kri aydeln iye slezi dima kkawemo zeleni semika dima iyu kitkawem zeleka b bele tebahle zeykone
      Bezi agebab hizbi tigrigna kssin zeykone kxenit mukanu iyu zrdani
      Kulu ab wishtin kebabina zelewu ahzab kem xelain gerka miwsad
      Nay bahki n hizbi tigrigna kerbho ilka thasib
      Kurub iba hisebu
      Firki eritrea aslam iyu
      Kebabina kulo aslam iyom
      Israel uka american englisin hiza iya temesritan tkeyd zelan
      Dhar ayhud dima ab mulue alem zzrgah abi kutebawi gulbet iyom fetirom iyom kilomo
      Nihna tigrigna gin intay alona
      Lomi uko genzebn technologin tmhrtin iyu ziwteka
      Imber bahlawi kibri beynu zgebro yeblun
      And izi nay tigrigna mwdab b agebab untezkewin imeneni
      Kedamay miteselefku akmey meberketku
      Izi nay tesfaxion agebab gin
      Nefse kitlet migbar iyu xelai abzihka kalot hizbtat enaferaragkan ena zelefkan

  • @meharimezgebo9091
    @meharimezgebo9091 6 ปีที่แล้ว +9

    ኣጋኣዝያን ንሕና ከም ኣባ ውኔ !!

  • @tefetromaletnatsenet2943
    @tefetromaletnatsenet2943 6 ปีที่แล้ว +4

    Jegna eka beka, edelja eye neaka bemere ayey abza meret keleku.

  • @tedyabbby4704
    @tedyabbby4704 6 ปีที่แล้ว +1

    As always so coool. I love agaziyan.....

  • @ወዲየማነጽዮናዊ
    @ወዲየማነጽዮናዊ 6 ปีที่แล้ว +15

    መርሓባ ሰላሊዓ እንቓዕ ብደሓን መጹ

  • @kahmem3111
    @kahmem3111 6 ปีที่แล้ว

    Agaziyan ajokum abgonkum ena bmeswaati yukun bmoral yku gn sltan mshaskum keyttolmuna kem higdef n weyani n hray do mesi yxbe aleku ?

  • @ntm917
    @ntm917 6 ปีที่แล้ว +3

    Welcome teacher! !!!!!!!☺☺☺VIVA AGAZIAN

  • @girmaysiyum5900
    @girmaysiyum5900 6 ปีที่แล้ว

    Still churchill Avenue alive but I have no idea before how and where it comes from the name thanks

  • @tesfaytesfay8863
    @tesfaytesfay8863 6 ปีที่แล้ว +15

    ቡሩኽ መዓልቲ ወዲ እታ ሓላል መሬት

  • @tesfahagerey5625
    @tesfahagerey5625 6 ปีที่แล้ว

    ኣያ ከም ኩሉ ግዜ ብጣዕሚ,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,ጽቡቕ!!!!!!!!!!!!!!!!!!

  • @tesfyhaile6187
    @tesfyhaile6187 6 ปีที่แล้ว +5

    Dear Tesfazion, I appreciate your super idea. We have to learn something from Bereket Simon look How they attacking him because of his identity . Victory for the Agaizian Bright future 🗽🗽🗽.

    • @tewodrosdesta8857
      @tewodrosdesta8857 6 ปีที่แล้ว +1

      not because of his identity because he is criminal and i believe that i am eritrean .i have nothing with tigray . i will never forget how they did to us 1998 when they deported us because of our identity instead amharu gorbabten they were crying while so called tigaru came to take our nebretna so i will never see myself us the same blood us tigaru am proud eritrean who respect my ethiopian brother
      GAME OVER TIGARU

  • @kidusmichael1741
    @kidusmichael1741 6 ปีที่แล้ว +7

    ተስፋጽዮን ኣባጥረግ እንቋዕ ብደሓን መጻእካ።

  • @believeyourself1903
    @believeyourself1903 6 ปีที่แล้ว +1

    EVIL IS NOT SLEEPING TO BRING BAD THINGS,
    BUT GOD IS WATCHING YOU.

  • @fnotfuxum4428
    @fnotfuxum4428 6 ปีที่แล้ว +4

    ክብረት ይሃበልና ኣያና ተስፋጽዮን ጽቡቅ ትምህርቲ

  • @asosad9098
    @asosad9098 6 ปีที่แล้ว

    tesfaxen jigna ajoka nqexali ka TV tetwskelu an hzbna bzuh lewti mraana mknyatu texiwoyu delo habereta natka entesemieewo bflay dluw you delo

  • @-877
    @-877 6 ปีที่แล้ว

    ኣነስ በቃ ቅድሚ ሕጂ ይጭነቅ የስተማሲል ይማሪር ኔረ ብኹነታትና ናብ ኣግኣዝያን ምስ መጻኹ ግን እቲ ቃልሲ ኣብዚ ጸኒሑኒ ብሓቂ እቲ ዝጠፍኣኒ ዘየስተውዓልኩሉ ባህለይ መኒነተይ ርስተይ ክብርታተይ ምስ ተስፋጽዮን ጸኒሑኒ ካን ጭንቀትን ገለ ተናጊፈ ብኸመይ እታ ኣግዝያዊት ሃገር ክንተኽላ ብዙሕ መምርሒታት ይእክብ ኣለኹ ካብ ተስፋጽዮን ተስፋጽዮን ወድታ ክብርቲ ጽዮን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣግኣዝያን ሓቀኛ ራኢ ዘለዎ ማዕበል መኒነት ኩሉ ግዜ ንቅዲምት ።

  • @kibromberhe2388
    @kibromberhe2388 6 ปีที่แล้ว

    good job

  • @sentiguodea1565
    @sentiguodea1565 6 ปีที่แล้ว +23

    እንቃዕ ድሓን መጻኻ መምህር ሓቂ

  • @יוסףדניאל-ק1ע
    @יוסףדניאל-ק1ע 6 ปีที่แล้ว +3

    ተስፋ ጽዮን ናይ ብሓቂ ተስፋ ጽዮን ማርያም ጽዮን ኣኽሱም ኣብ ጎነና ኣላ ኣጆና ንቅድሚት

  • @tgmeskel2258
    @tgmeskel2258 6 ปีที่แล้ว

    You know why I watch your show because it helps me to sleep go on becose you are a comedian

  • @kokobzerzgi4597
    @kokobzerzgi4597 6 ปีที่แล้ว +3

    Tesfazion bal bruh tesfa wenani.

  • @ጎንጨኣብ
    @ጎንጨኣብ 6 ปีที่แล้ว +1

    ተስፌ ኣስሊ ኣታ ጅግና።

  • @kflezionzerazion7641
    @kflezionzerazion7641 6 ปีที่แล้ว

    Hero

  • @yonaszekaryas3910
    @yonaszekaryas3910 6 ปีที่แล้ว +2

    ተስፊፅንዮን እንቃዕ ድሐን መጽኣኸ

  • @filmonhabtom9041
    @filmonhabtom9041 6 ปีที่แล้ว

    መደብ ብጣዕሚ ሙቁር ኢዩ ዘሎ ሓንቲ ግን እዚ ቢዶታትካ ዕለት ተትገብረሉ ብጣዕሚ ፁቡቅ ኔሩ ተስፍየ ጅግና

  • @atsedetsegaye4421
    @atsedetsegaye4421 6 ปีที่แล้ว

    Yesssss😍😍😍

  • @mamashikor9029
    @mamashikor9029 6 ปีที่แล้ว +4

    ብርሃን ገጹ እንካዕ ብዳሃን መጻእካ

  • @gidkidane3998
    @gidkidane3998 6 ปีที่แล้ว +1

    👍👍👍❤️❤️❤️🙏🙏🙏👌👌👌

  • @jegvilhafrihet.jegelskerhj2003
    @jegvilhafrihet.jegelskerhj2003 6 ปีที่แล้ว +1

    ኣያና ተስፋጽዮን ኣነ ኩሉ ግዚ ክሓስብ ከለኩ ከማካ ዝበሉ ንፍዓት ኣያታት ዘለዉና ኮይኑ ኣይስምዓንን ነይሩ ምክንያቱ ኩሉ ሰብ ፋሕ ፋሕ ክብል ከሎ አዚ አዩ ፋሕ ዘብለና ዘሎ ኢሉ ክመዚ ከማካ ገይሩ ዘረድአና ሰብ ክይረክብና ነዊሕ ተሳቂና ህጂ ግን፡በቲ ንስካ ትገብሮ ዘለካ ኣብ ሓቂ ዝተሞርከሰ ምጉትን ጎስጋስን ፍልጠተይ ወሲኩ በዚ የመስግነካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።ሓደ ነገር ግን ኣሎ ዝሓተካ ኩሉ ጎስጋስካን ቓልስካን ነቲ ኣብ ኢርትራ ዘሎ መንአሰይን ነቲ ክብረት ልአላውነትና ብዝያዳ ተንሰርሓሉ ይብል አዚ ማለት ግን ነቲ ኣብ ኢትዮ ዝነብሩ ተዛረብቲ ትግርኛ ንግደፎም ማለተይ ኣይኮንኩን ኢቲ ኣብ ኢትዮ ዘሎ ትግራዋይ ብኩሉ ነገር ዝሓሸ ናብራ ኢዩ ዝነብር ዘሎ ኢቲ ናይ ኢርትራ ንነብር ግን ብኩሉ ነገር ዝተበደልና መንአሰያት ኢና አሞ ስርሕናን ቃልስናንኣብዚ ኣዚና ክነበርትዕ ኣለና ምክንያቱ ህግደፍ ክሳብ ኢዛ ስዓት ኢዚኣ ኣባና ዝገብሮ ዘሎ ዕንወት ከቢድ ኢዩ ነዚ ክኣ ብዝቀልጠፈ ክብፈትሖ ኣለና መቃለሲና ትግራይ ጥራይ ኢዩ ኢልና ክንኣምን የብልናን መቃለሲና ኣብ ውሽቲ አታ ዘይትምኖ ሃገርና ይኹን ንሕዉሓት ክንልምን ግዚ ከነሕልፍ ይብልናን ምክንያቱ ሓንሳብ ኢትዮጵያዊን ኢርትራዊ ዝኮነ ካብዚ ከተገላግሎ ብዙሕ ስራሕ ስለ ዝሓትት ስለዚ ነቲ ብዘይ ዕረፍቲ ንትግርኛ ዘጥፍአን ነቲ 4/5 ሰብ ዝኽፈልናሉ ልአላውነት ክደፍር ዝውዕል ናይ ጥልመት ምትአክካብ ናይ ህግደፍ ነወግዶ ነዚ ክኣ ከም መንአሰያት ደልዋት ኢና።ኢቲ ኣብ ትግራይ ዝነብር ግን ርግጽኛ ኢየ ኣድና ንሕና ካብ ህግደፍ ኣብ ዘገላገልናላ ግዚ ከምቲ ንምነዮ ምሳና ሓቢሩ ክሕጎስ ብትግርኛኡውን ኮርዑ ክነብር ኢዩ።ክመቲ ኣብ በተክርስታያናት ሃገርና ዝብሃል ኣምላክ ንምድሪ ኣግኣዚ ይባርክ።

  • @alexanderdgebreyohanes8852
    @alexanderdgebreyohanes8852 6 ปีที่แล้ว +3

    Tesfe enkwae dhan metsaka

  • @AgaazianPostAP
    @AgaazianPostAP 6 ปีที่แล้ว +2

    ቀሪብና ኢና !

  • @miliyemun4255
    @miliyemun4255 6 ปีที่แล้ว +4

    Great ኣግኣዝኣን

  • @tegadalaygedli1836
    @tegadalaygedli1836 6 ปีที่แล้ว +1

    መምህር ሐላይ መንነቱ

  • @tesfunuguse4451
    @tesfunuguse4451 6 ปีที่แล้ว +5

    Werqi hasabu abalatkum zelewwen hagerat habrena keydna knwdeb

  • @issayesberhane5917
    @issayesberhane5917 6 ปีที่แล้ว

    Tesfeaaa. Ajoka kexeleo eritrea hezby tigirina ketkoun alewa ::

  • @mehariandebirhan5088
    @mehariandebirhan5088 6 ปีที่แล้ว

    wellcome

  • @metkelzion3987
    @metkelzion3987 6 ปีที่แล้ว +6

    📮🎦📖📖መርሓባ መርሓባ መሬት ቃውቃው እኮ ኢላ ናብ ናይቀደማ ተመሊሳ ኩነታት ሳላካን ሳላ ታሪኽናን ሳላ ህዝብናን ሳላ ንቑሕ መንእሰይናን ዕድመ ይሃብካ ተካኢ ወለዶ ሓዊ ኪዳነ ክፍሉ ንበር ንበር ኣጆና ብርሃን እዩ ቅድመና።

  • @thesun8958
    @thesun8958 6 ปีที่แล้ว

    Tesfazion, Kendell meninetna!!!

  • @nardoseyeziaykonenasbifida2071
    @nardoseyeziaykonenasbifida2071 6 ปีที่แล้ว +5

    Beautiful music

  • @tesfaysamara326
    @tesfaysamara326 6 ปีที่แล้ว +3

    Well.com.tesfie.goblel.zegnetn.mennetn.mflayu.sienom.nnebso.deleyt.fthi.elom.lmdawi.ember.kwnnetn.hakn.kemzeyblom.abkndi.zrdu.we.zeredu.kab.mtsraf.zhalf.melsetegbar.senom.mehferat

  • @isakyusuf5299
    @isakyusuf5299 6 ปีที่แล้ว

    👌👌👌👌👌👌👌👍👍👍👍👍👍⭐⭐⭐⭐⭐

  • @natunatu6973
    @natunatu6973 6 ปีที่แล้ว +1

    Aye tbiat msnay bsul hangol zeyhlel dekime zeybl ftret teadiluka .eidmen tienan yhabka .kemzi aynet tewefaynet nhagerka kemtom sweat yehwatka nay zelealem kbri rekibka ktnebr eika .Gb

  • @zerationkflay1816
    @zerationkflay1816 6 ปีที่แล้ว +1

    ኣባሰልዒ!

  • @merhazionagazi5195
    @merhazionagazi5195 6 ปีที่แล้ว +4

    ሰላም ንዓኻ ብሩኽ ወዲ ጀጋኑ ናይ ብሓቒ ክቡር ሰብ ኣብ ክቡር ቦታ ይቕመጥ።

    • @ibrahimmahmoud1755
      @ibrahimmahmoud1755 5 ปีที่แล้ว

      ዓጋመ-ተጋሩ ዓሌት ይብሎም ዓዲ የብሎም። ቀይሕ ባሕሪ ን ድሑራት ድርባያት ንዑቃት ረሳሓት ኣይተፈጥረትን ትግራይ ኣብ ኤርትራ ምእታው ማለት ሱናሚ መጺኡካ ማለት እዩ።ተጋሩኳ ኣይሓፍሩን እዮም ዓባቃት እናበልካዮም ክንፍትፍተልካ ይብሉኻ እንታይሞ ክገብሩ ዓንጃል ዮውሃንስ ለኪምዎም ፈረሱ ዘዕረፈሉ ቦታ ናተይዩ ዓደይዩ ዝብል ዝነበረ እስከ ምነልክ ዓንጃል የውሃንስ ነዋዳድር ዮውሃንስ በቅሊ ኣድጊ ፈረስ እንተዘይኮይኑ ካልእ ዝፈልጦ የብሉን እቶም ጅግና ዝብልዎ ከኣ ከስትን እናበለ ኣስላም ይጎምድ ነይሩ እዚ ዘይርሳዕ ታሪኽዩ ምነሊክ ለባም ድፕሎማሲ ፍራንስ እንግሊዝ ዝዛረብ ዓቅሙ ዝመዝን ጀኦግራፊን ኣተሓሳስብ ኤውሮጳ ዝርዳእ ነበረ።ለባምን ዓሻን ከመይ ኢልካ ተወዳድሮም ዮውሃንስ ሆየ ንብረት ክዘምት ሃርገፍገፍ እናበለ ኣትይዎም ክሳዱ ቆሪጸሞ ተጋሩ እዚዩ ባህሎም ምዝራፍ ምስራቅ ምልማን ዘይመሬትካ መሬተይ ምባል ኣምላኽ የድሕነና ንዓመታውን ደቡብ ኣሜሪካ ናትናዩ ክብሉና እዮም።

  • @mebriekahsay280
    @mebriekahsay280 6 ปีที่แล้ว +7

    ተስፌ ሎሚስ ክተት ግዲ ከተስመዐና እኻ ኣቤት ዘና።

  • @abrahamhaile3696
    @abrahamhaile3696 6 ปีที่แล้ว

    hagern hageremengstn zeygbue trgum aytahabo hageremengsti eya ktbahal kela hanti hager entay malet u?

  • @yitbarekabraham932
    @yitbarekabraham932 6 ปีที่แล้ว +5

    tes tes