ቃለ መሕትት ምስ ኣቦ ወንበር ኣቶ ዳዊት ግርማይን ምክትል ኣቦ ወንበር ኣቶ ምቆት ስጋለትን ኣብ ህሉው ኩነታት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 25

  • @ghemaek
    @ghemaek 7 วันที่ผ่านมา +1

    ጽቡቕ መደብ የሕዋት እዚ ውን ከም ናይ ማይ ናሃሰ ክሓልፍ እዩ ።💙💙💙

  • @nebiatkefali5498
    @nebiatkefali5498 7 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ፡ ሚዛናዊ ፡ ሕጊ ፡ ዘማእከለ ፡ ሕልና ፡ ዘማእከለ ፡ መልእክቲ ፡ ኣመሓላሊፍኩም ፡ ኢሊታት ፡ ብሓቂ

  • @meazesahle9973
    @meazesahle9973 7 วันที่ผ่านมา +2

    ጽቡቅ መብርሂ ብሩሃውያን

  • @habtomyemane
    @habtomyemane 7 วันที่ผ่านมา +1

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ኩልና ክንመላለአሉ ትካላዊ ቅርጺ ክሰፍሕ ኣለዎ

  • @tesfutesfu3213
    @tesfutesfu3213 7 วันที่ผ่านมา +2

    ናይ እዚኦም ሰሚዕና ኣሎና እቶም ኣብካልእ ሚድያ ከይዶም ዝዛረቡ ዘለው ኣምጺእኩም ዕድል ሃብዎም
    ክንሰምዖም ድሕሪኡ ሪኢቶ ክንህብ

  • @BiniYonas
    @BiniYonas 8 วันที่ผ่านมา +1

    👌👌👌

  • @tseghezeabghebremichaelmer4469
    @tseghezeabghebremichaelmer4469 8 วันที่ผ่านมา +2

    💙💙💙💙💙💙

  • @bereketbeyene8675
    @bereketbeyene8675 7 วันที่ผ่านมา +1

    እዚኦም ነዚ ምንቅስቃስ ብሩህ መጻኢ ቁማል ኮይኖም እዬም ጸኒሖም ሕጂ ግን ካብቲ ምንቅስቃስ ሰለ ዝጎሓፍም ሰላሙ ረኺቡ ሕጂ ግን ናብ ጉባኤ ብሰላም ይኣቱ ኣሎ ካብቲ ኣወጀ ካብ ዝወጽእ ግን እዚኦም ነዚ ምንቅስቃሰ ኣይዉክልዎን እዬም

  • @asmeromeyob2691
    @asmeromeyob2691 8 วันที่ผ่านมา +2

    Thank you for your great explanation and clarification!!!!

  • @biniamtesfamichael3749
    @biniamtesfamichael3749 7 วันที่ผ่านมา +1

    💙💙💙💙👌🏽👌🏽👌🏽👌🏽👏🏽👏🏽👏🏽

  • @asmeromeyob2691
    @asmeromeyob2691 8 วันที่ผ่านมา +1

    Sound system

  • @musiekelete3350
    @musiekelete3350 8 วันที่ผ่านมา

    Can you open the comment please

  • @fretaweldu8657
    @fretaweldu8657 7 วันที่ผ่านมา +2

    ጽቡቕ መብርሂ ❤ ነቶም ክንፍለ ኢና ዝብሉ ዘለዉ ከኣ ንሰምዖም ሞ ሪኢቶና ነቐምጥ. ን ዮናስ ሓሳዊ ግን ነዚ ኹሉ ዋጋ ዝኸፍል ዘሎ ኣባሉ ረሲዑ ዉሽጣዊ ድልየታቱ ወይ ቶልእኾኡ ይፍጽም ስለ ዘሎ ካብ ደንበ ፍትሒ ክጎሓፍ ኣለዎ

  • @bereketbeyene8675
    @bereketbeyene8675 7 วันที่ผ่านมา

    እዚኦም ቅምቴኦም እዬም ዝሕለፍ ዘለው እቲ ኣባል ግን ኣቀዲሙ ዪ ፍሊጥዎም

  • @gebrieltsehaymereb4169
    @gebrieltsehaymereb4169 7 วันที่ผ่านมา

    እንዳ ማስቲካ መስመርኩም ሕማቕ ኣሎ።

  • @kubromrezene419
    @kubromrezene419 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Dmxi astekaklu ab kexali

  • @simtesfalem2752
    @simtesfalem2752 7 วันที่ผ่านมา

    ሓንቲ ዓንቀጽ ሓንቲ ዓንቀጽ ካሊእ የለን ዲዩ ዋይ መርገም

  • @musiekelete3350
    @musiekelete3350 8 วันที่ผ่านมา +6

    እዚ ኩሉ መዓል ዮናስ ዝብሎ ዘሎ አብ ማስ ሚድያ እንታይ ኰንኩም መግለጺ ዘይትህብሉ ከምኡዉን ንምንታይ ኢኩም ንብርጌድ ንሐመዱ ካብ ይግደፍ ንላዕሊ ከም ጸላኢኩም ትርእዩዎ

  • @habtommasgina4065
    @habtommasgina4065 7 วันที่ผ่านมา +1

    ክላ መይታትኩም ኢየ ብዓል ዮናስ ማስቲካ ዝቅልስዎ ምንቅስቃስ ኣብዝበጽሖ የብሉን