Man! If you're serious and honest about what you're talking about, use either English or Tigrigna or Amharic. Refrain from using words from three languages interchangeably. This fashion is crude and naive. Blending languages is sign of lack of self respect and genuineness.
ሰሌ ጅግና ኢኻ በርትዕ!
ኩሉመግለፅካ/ገይጋእዩሓቲትጠቅምኣይተዛረብካን/ጠቅሚዘይብሉኮለልእዩ/ምስለነእካብሓቂ።
ጅግና ቀፅሎ በልዎም ነዞም ድሑራት ስብሓታውያን ትግራይ ናይ ኹሉ ትግራዋይ እያ progressive ብዝኾኑ ምሁራት መናእሰይ ክትምራሕ ኣለዋ
ሓወይ ናተይ ጌታቸውን ጀነራል ፃርቃን አይኮኑን ድዬም ረብሓ ህዝቢ ዝሸጥዎ ዘለው ፣ መላሓሱ ፅቡቅ ስለ ዝኮነ አይተድንቃ ድሕሪ ባይታ አፅንዕ ፣ እዚኦም አይኮኑን ድዬም እቲ እንተአማመነሉ ሰራዊትና TDF ይበተን ዝብሉ ዘለው ፣ ሕጂ ምንም አይብለካን እያ ሓው ዕድመ ይሃበና እና ክርደአካ እዩ ፣ አብ ግምት ዘለው ሰብ ስልጣናት ለያቡ ፣ መጭበርበርቲ አይኮኑን ድዬም ፣ እዚ ክብለካ ከለኩ ግን እቶም አብቲ ሓደ ጉጅለ ዘለው ሰብ ስልጣናት ኩሎም ጥዑያት እዬም ኢለ አይኮነን ፣ በዚበዚ ኢሉ 70% ግን እቶም ጉባአያ ዝገበሩ የሐሹ ድሕሪ ዓመት ወይ ካዓ አዋርሕ ኩሉ ክትሰመዖ ኢኻ አብ ግምት ሓደ ክልተ ትብሎም ንህዝቢ ዝሓስቡ ክህልዩ ይክእሉ እዬም ። ጀነራል ፃርቃን እና ጌታቸው ፣ በየነ ምክሩ እናሃለው ዓዲ ትግራይ አይትዕርን ፣ ፎቲኻ ፀሊእካ ምስ ንጆኖሳይደራት ኮይኖም ዕላመኦም እቲ ብወለድናን አሓትናን ብመስዋእትን ፣ ሞቁሰልትን ፣ ሞጉዳእትን ዝተመስረተ ውድብ ንምጥፋእ እና ህዝቢ ትግራይ ሓደ ኮይኑ ከይጣናኸር ፣ ብኸባብን ፣ ጥቅምን ዝፈላልይዎ ዘለው ሑዱር ቂም ዝሓዙ አነን ንስኻን ተሳኒና ፣ ተሓጋጊዝና ከይንነብር ዝገብሩ ዘለው ኸዳዓት ሰባት እዬም ። አታሓሳስባካ እንተዘይ አስፊሕካ ፣ ካብ ክልቲኡ ወገን ዝዛረቡ ሰብ ስልጣናት እንታይ ይዛረቡ አለው ኢልካ ጠጠው ኢልካ እንተዘይ ሓሲብካ ፅሊኢ አየድልን
ገላቢ
❤ ሰል ጀግና ❤ ኣንበሳ ቀፅለሉ
ጀግና በርትዕ
ተባራከል
❤❤❤❤❤❤❤❤
ጅግና እኻ ሰለሞን ትኩእ❤❤❤❤
በካዪ ከይተመረፀ ዘመሓድር ኩርኩር ኣብ ታሪክ ህወሓት ጉባኤ ዘይኣተወ ኣባል ባዕሉ ከም ዘግለለ እዩ ልቁፀር
አብዚ ሐዝ እዋን ፈላጣት መራሕቲ ኣለው ግን ትንሳኤ ትግራይ ብኣሸበርቲ ከይትወድቅ ንረባረብ
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
🐅🐅🐅🐅👍👍👍👍👍👍
ጅግና ኢኻ ። እዞም ርጉማት ጉጅለ ስብሓት ኣብ ኢትዮጵያ ነዖኦም ዝለኣኾም ሰብ ከከብ ብሄሩ ሓሰውትን ሙሰኛታት እንዳኣከቡ ንዝተቃወሞም እንዳፀለሙን እንዳኣሰሩን 27 ዓመት መሪሐማ ። ኣብ ኢትዮጵያ ምስተፈለጡ ናብ ትግራይ ሃዲሞም ኣዳናጊሮም ናብ ኩናት የእቴሞ
መታለሊ
ከዚኮ ዝመርህ ዘሎ ምሩኽ ስብሓት ነጋ እዩ ብዝእድምኡ ሞት ፈሪኹ ዝትማረኸ ከዚውን አመሪካ ኮይኑ ንትግራይ ህወሓት ዝመርህ ዘሉ ተጠንቀቁ።
ጅግና ቀፂል
No 666😊
@@hagosniguse-x6r ጅግና ዝባሃል ስለ ዝለፍለፈ አይኮነን ብፅሊኢት ዓይኑ ዝዓወር ፣ ላዕለውነት ህዝቢ ትግራይ በጆኖሳይደራት ኮይኑ ንጥቅሚ ኢሉ ህዝቡን ዓዱን ፣ ብወለድናን አሓትናን ዝተሰውኡሉን ፣ ስቆሰሉሉን ፣ አካለ ስንኩል ዝኮንሉ ውድብ ንምፍራስ ቀትርን ለይትን ላሕ ዝብለ ካሓዲ ግምት እዩ
ንሙሩኻት እውን ተገዚኡን ኣገልጊሉን ኣይፈልጥን።
TPLF leaders are almost all oldest & illiterate then they are unable to disks direct dialogue go on sele the great
ንሶምዃኑ መን ኢና ትብሉ
ህወሓት ኣይኮናን ኢና ለውጢ ንደሊ
መነሰይ ተለዓል
ጸለመ መራሕቲ
ሃልውለው ,,,
እቲ ዞባ ብፕላን ዓቅሚ ከይህልዎ ናይምድኻም ስራሕ30ዓመት ተሰሪሕሉዩ።ሙሁራት ድሂልካ ምብታን።አመሓደርቲ ካብዓድዋ ንምስላል።ምሳሌ ዶ፡ር ወልርፌል አብሕክምናኡ ይውዕል፣ጎይተኦም አብስኽራኑ፣ገረዝጊሄር ወ፣በልናኩም ስለላ።።።።።።።።ብውነ ፣ብፅንዓት፣ብስኽነት ምርሕዎ።
you are genome leafer so go ahead.
Read it leader.
ካብ ቤት ትምህርቲ ሓውዜን ንምንታይ ተባሪርካ ?
ክለብ መብያ እት ለውጥ ይውረደልና ሰሌ
ዝጠመየ ከልቢ ኢኻ
ምርኮኛታት ኣብ ምጎጎ ትሓብኦም ዝነበሩ ዝመርሕሉ ግዜ ክልተ ሞት ኢዩ 😂😂😂ኡውይይይ በል ትግራዋይ ብምርኮኛታት ከይትምራሓ😂
ካብ ግምት ውፃእ ሙኩት
ህወሓት እየ እዩ ዝብል እኮ ግን ናይ ሓደ ናይ ፓርቲ ስርዓት አብቂዑ እዩ ይብለካ አሎ! አሞሲ እዚኣቶም ናይ ባሓቂ ህወሓት ድዮም!😜😂
ጉጅለ ደብረዕንክሊል ጥራይ ኣይኮነን: ጉጅለ ጌታቸው እውን ንኽልተ ዓመትን ፈረቓን ኣብ መንበር ተቐሚጡ ብዘይካ ሰላማዊ ቃልሲ መንእሰያትና ብሓይሊ ምስባርን: ኣማኻሪ ካውንስል ከይትከል ምኽልካልን: ድሌት ጉጅለ አቢይ ከማልእ ከሰራስርን ዝፈየደልና ስለዘይብሉ ካብ ስልጣን ይውረድ‼ ተቐሚጡ:
🎉leba
በጃኻ እዛ ዓዲና ካብ ግጅለ ኣደመ ዓፈንትን ሓራ ኣውጻያ ስግምቲ ውሰደሎም 30 ዓመት ህዝቢና ዘሳቀይዎ ዘየኣኽሎም ሕጂ ኣደታትና የንብዕወን ኣለዊ እቲ ህዝቢ ፈንፍንዎም ሓብሩ ንስኹም ክትመርሕና ኣይንደልን ኢና ይብሎም ኣሎ ብሰንኪ ለያቡ ካድረታት ህዝቢና ክሳቀ መዋኣሉ
አጆኹም ትግራይ ናይ ኩለና እያ
ኸዚ ሃቂ ትወጽእላ፤ ሃደ መድረክ ተዘጋጂዩ ሃቁ ይውጻእ፤
ጀግና ወድ ህዝቢ ሰሌ
እንታይኮይኑዩ ወዲዓጋመኸ ዘይመርሕ?አይተምሀረንድዩ ተማሂሩባ።ናይሽርሒስራሕ እዩ፣፣ክንደኦም ዓቅሚ አይሰአንን።
እንኻእ ብሰላም አብፀሀኩም አብ ጌዛዊ መንግስቲ ዘሎኹም ብጣእሚ ጀጋኑ ኢኹም አትፃረፍ ህማቕ ቃላት አትጠቁሙን ስም ምጥፋእ የብሉኩምን ብዚ ቀፅልሉ እዞም ናይ ደብሮፂዮን ጉጅለን ደገፍትን ሚድያታትን ፀርፊ ሀሶት ምድንጋር ስራሀይ ኢሎም ሂዞም አለዉ ልክ ናይ ደገ ፀላኢ ከምዘለና ሀፊርና ባኣቶም
ጥቅሚ ጥቅሚ ይብል ሰለሙን ሙኩት
ሰለሙን ትልውጦ ለውጢ እኮ ተራይና
መጋምገ ድኻ ትልወጥ ሙኩት
ሓሳዊ ጽግእተኛ ሓይሊ
ስለዚ እቲ ዞባ ኣይትመርሖን ዘለኻ ማለትዩ።
Nska ke men Harald gerka
ካሊእ ነባዕልኹም ዝመስል ውድብ ዘይተጣይሹ ?
መንጋግ
ሰለሙን ትኩእ ትባሃል እወ ንፈልጥ ፣ ሙሩካት አይመርሕን ትብለካ ፣ ብሙሩካት ስርዓት ብልፅግና አይኮነን ዲኩም ትእዛዝ ተዋሂብኩም ረብሓ ህዝቢ ትሸጡ ዘለኩም ፣ዓይንኻ ብጨው ሓፂብካ ረብሓ ህዝቢ አሕሊፍካ ናይ ንጆኖሳይደር ተላላአክቲ ዝኮንኩም ኢኩም ፣ TDF ዓንዲ ሕቆ ህዝቢ ዝኮነ ይበተን ትብሉ ዘለኩም አይኮነን ድዩ
ንገረልና እስኪ ነዚ ሓሳዊ!👌
@@habtom1983 ሰብሓት ሙሩክ😅😅😅😅
ከሙዙይ ዓይነት ዝወረደ ዘረባ አይጠቅምን ሰሎምን ትኩአ
ኣቶ ሰሎሞን ዞባ ብግቡእ ተመሓድር እንተትህሉ ዶ እውይ ይብል ኣሎ ህዝቢ ብፍላይ ናይ ለምቅነ ናይ ከተማ ዓዲግራት ዝረኣናዮ ኣውያትን ቃንዛን ብ መራሒ ቀበሌ
The divide and rule policy backfired, rethink now.weywey gizaemizae zikone chewata kkkkkk
Sele jigna wedi hizebi
ንትግራይ ከም ሰሎሞን ዓይነት መራሒ የድሊአሎ ።
Kemzom zebl yedfayom
ታሓቢእኻ ስለዝነበርካ አይተማረኽካን ዶንቆሮ ብአኹም ዝምራሕ ህዝቢ ዝሓዘነሉ
ምሩኽ ድአ እሞ ኩሉኹም ሙሩኻት ።
መን ድዩ ህዝቡን መሪቱን ን ወዲ በሻሻ አረኪቡ ነንሕድሕዱ ንዘባልዖ ስርዓት ትሐላቒ ኮይኑ ሰራዊት ይፈረስ ዝብል ዘሎ????
ትግራይ ሰለማዊ ክፈታሕ እንተደሊኹም ምዕራብ ትግራይ ሐራ አዉጽእዋ ።
እንተ ምዉንጃል ካባኹም ከብ ግዝያዊ ምምሕዳር ንላዕሊ የለን።
2 ዓመት ኮለል ንማኔም አይጠቅምን ን ወዲ በሻሻ እምበር ።
ምድያታት አብ ዓፈና ከምዘለወን አይትፈልጥን???????
ናይ ሐባር መንግስቲ ይቑም
ዲያስፖራ ፎእ ጨኒኹም ብአኹም ሐፊሩ ።
ቦረቅረቅ
ሰለሙን መን ኮይንካ ኢኻ ጀጋኑ ብሙሉኦም ትወቅስ።
Haswe banda
Birhanu jula keydka teyiqo muruk kemzmerih...nmen nmifuraf eyu?
ከሓዲማ መን መኻኑ ህዝቢ ትግራይ ፈሊጥዎ! ንህዝቡ ኽብል ዝተማረኸ እንታይ ፀገም አለዎ ብርሃኑ ጁላ ምሽ ብዓብዩ ይመርሓኩም አሎ!👌
ካሓዳማት ንስኹም ምኻንኩም ፈልጡ ህዝቢ ትግራይ ይቃለሰኩም ኣሎ ልዕለኹም ጸላኢ የብላን ኢሉ ጥልመት ክሕደት ናትኩም ኢዩ ዋላ ምምራኽ ውን ናትኩም ኢዪ ሎሚ ተፋልጥና ኢና ።
Men eyu merahi geyruka
ድርዬ
ዳሓን ዳሓን ተነቒሒልኩም እዮ ምስ ነቐሐልኩም ሕዚ ማንም ሰብ ብዓቕሙ እዩ ክመርሕ ዘለዎ ናብ ዝብል መፂኹም ዶ እስኻትኩም ብኸባቢያዊነት ተፈቲንኩም ወዲቕኩም ኢኹም!👌
ክብ ክንደይ እዩ ዝሕሰብ ነይሩ ፈተናኻ?ቂቂ
ኣጆኩም! ኣብ ዉሽጣዊ ዓቅምኩም ጥራሕ ተኣማመኑ ኣብ ጎንኮም ኣለና!!!
ውዳበ ይሃልኩም እቲ ከፍርሰኩም ዝደሊ እግሪ ከይተከልኩም ክነቅለኩም እዩ ዝጓየ ዘሎ ነዚ ፈሊጥኩም ዝምጥን ምድላው ግበሩ።
ስልቶምን ኣቋሞሙን ተገላባጣይ ለክባጥን ባህሪ ስለዘለዎም ተሪር ቁዋም ይሃልኩም ህዝቢ ኣብ ጎንኩም እዩ ፡፡
ከባብያውነት መሸቀጢት ጉልባብ እያ ቦታ ኣይትሃብዋ ኣብ መሬት ጥራሕ ስርሑ፡፡
Hasawi...hzbi ema nakum eyu tselue zelo
Wedisherimuta
Anta banda znebere abey kimarek jigna teqalasay eyu zmarek anta guhaf wdaq.
Banda we know you
Deniz banda
Ande. Abyi. Tkerteh. New. Yemtahw. Gazetnaw. Yetl
You lost brother
Babda
ዶንቆሮ
ስብሓት እዚ ሙሩክ
ንፃድቃን ብክሕደት አይከስስን
ፃድቃን ማለት ምስ ህዝቡ ሓመድ ሊሒሱ ዝተልዓል ጅግና ባዓል ስለስተ ምዕራፍ ውላድ ትግራይና እዩ !!!
Lewuti kemey eya ? Meretka athizkan aeurikan lewti...abet..poletica
❤ለውጢ አይንደልን ግዝአትና ይመለስ ንቀደም❤
Gohaf wedi shermuta wedi Adwa
Ezom.sebat.ezom?kulu.geza.zetfly.hasbe.mekrab.geben.eyu.dabu.eyomkeytble.zegerka.chkanat.eyom.hefrt.ayfltun
Man! If you're serious and honest about what you're talking about, use either English or Tigrigna or Amharic. Refrain from using words from three languages interchangeably. This fashion is crude and naive. Blending languages is sign of lack of self respect and genuineness.
አለቅላቂ ንምንታይ ዳአዩ ተመዛበልቲ ዘይትመልስ ገረድ ናይ ፃድቃን ከሓዲ ብታሪክ ክትሕተት ኢካ
ሰሌ ሰናፍጭ ፀረ መጉራዕቲ እና ፀረ - ዓሌታውያን
ስብሓት እዚ ሙሩክስ
ንፃድቃን ብክሕደት ክከስስ ሞራል የብሉን😅😅😅😅😅😅
እረ ይሞቸኻ ።።።
93 ዝወፁ ተጋደልቲ ፀረትግራይ እና ካንሰር እዮም ነይሮም። ሕጂ ድማ ብ ዝበለፀ ሪኢናዮም ኢና።
ናይ ዱንቁርና መጨረሻ ናይ ድድብና ጫፍ