Let the Generals and core leaders who have voted leave the TDF and join with ADM TPLF and there they can struggle as civil. Unmasked 175 same Awraja voters you are no more TDF members get out and serve Gujile ADM not the people. All came from one Awraja same from ADM faction and let them guard that awraja not Tigrai. Tigrai will be defended by its people and genuine fighters from all corners of the land.
ኩቡራት ተመልከትና ኣብ ኣርእስቲ ብዝተፃሓፈ ነገር ምድንጋር ከምዝፈጠረልኩም ሓደ ሓደ ግለሰባት ብዝሃብኩምና ሓበሬታ ንምርዳእ ኪኢልና ኢና ኮይኑ ግና ምእሳርን ዕጥቂ ምፍታሕን ተጋ. ብርሃነ ምስ ፕ/ት ጌታቸው ረዳ ዘተሓሕዝ ዘይብሉን ኣብ ገድሊ ታሪኩ ዘጋጠሞ ታሪክን ምኳኑ ክንሕብር ንፎቱ።
ሰላም በቢዘለክሞ ንእትህቡና ሃናፂ ሪኢቶ ድማ ነመስግን
እንኳን ብሰላም ተመለስካ ሐወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤💛❤🙏🙏🙏
ጀግናና እንዃዕ ተረፍካልና
100% ሓቂ ዝኮነ ዘረባ
❤❤❤❤❤ወዲ ህዝቢ
ጂግና እንኳዓስቲ ሃለኻ❤❤❤❤❤❤❤❤
ዓደይ መረበተይ ጭዳራ ኣልዒሉዋ እዚጂግና ተጋደላይና😍😍😍😍😍✅✅
Welcome
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Welcome ❤
ብሬዋይ ናተይ ጅግና እንኻዕ ተረፍካልና🥰🙏
Tblika haweu
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
❤💛♥️🙏🏖
❤❤❤❤
❤❤🎉🎉jgna wedi hzbi
Btsay bre mewadktey❤
Respect my brother
ታይ እዮምባ እዞም ሓደሐደ አሕዋትና ውቃጦ ናይ ፃዐዱ ልውቀጡ። ቀደምስ ታይ ይብሃል ነይሩ ዝሓዘነሉ ገንዘብስ ፀላም ትውቀጠሉ። አብነብስኻ ፋሽኑ ምስ ሓለፈ ውዮ ኢልካ ዘይተልቅቆ መሕፈሪ ይኾንዩ እሞ ግደፍዎ።
ና ኻልኦት እንድዒ ና Tdf ግን ውቃዕ በሳላ ክሽፍነሎም እዪ ኣብ ልዕሊኡ ዝውቀጥዎ
@MillardAva እዚ ጽልአትካ ንባዕልካ ሓዞ ንሶም ጀጋኑ ሳልዕም ኢና ስለ ም ረኺብና እነ ንኹሉ ንዝውቀጥ እዩ እቲ ሃሳብ ዝሓበርክዎ። ትሓቢዑ ዝነበረውን ይውቀጥ እዩ።
Eway gud
❤❤❤❤
❤️❤️❤️❤️❤️❤️💪💪💪💪
❤❤❤❤❤❤❤❤❤𝕧𝕚𝕧𝕚𝕧𝕒 𝕋𝔻𝔽❤❤❤❤❤❤
💙💙💙💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿💪🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ደሙርኒ❤❤
ብኸመይ ከምተአሰርካ ነፈልጠካ ኢና ዕረፍፍፍ አቦ ታቶ
2013 ተረሲዐኪ ፈጣሪ ይረሰዐኒ።
ዳንሻ ቀራቅር ግጨው ባናት ሑመራ ባዕከር ትርካን ማይዴለ ተከዘ ዓዲ ኣሰር ሞጉእ ማይኩሕሊ ደደቢት ዓዲሃገራይ ዓዲኮኮብ በለስ ዓቀብ ሰዓት ገረብ ምፍልላይ ገንደብታ ዕዳጋ ዓርቢ ወርዒ ሓውዜን መጋብ ዓራቶ መቀለ ኣልዓሳ(2) ተንቤን ሃገረ ሰላም ጎሮሮ ጅራ ሰመመማ ዓዴት ፍርፍራ ማይ ዓጋም ዛና ደብረ ከርቤ ዓዲክልተ ቀላቅል ትኩልዛና ምንጥል ማይወይኒ ጭዓጭቅኒ ምውፃእ ወርቂ ሕርሚ ቦናቀ ጭዳራ ክሳድ ድሙ ኽሳድ ግዶም ማይ ሻክ ሕንፃፅ ደደቢት ፀሊሞይ ሽመልባ ማይኩሕሊ ዓዲኣሰር ልጅ ፅርግያ ግርማይ ቃፍታ ሸራሮ ብሄራዊ ፖርክ ጎብለል ኣደባይ ራውያን ሱዳን ሓምዳይት ከሰላ እንደገና ሓምዳይት ፃዕዳ እምኒ ዲማ እንደገና መ መዓስከር ሱዳን ተነድባ እንደገና ሸረሪና በረከት ሽንፋእ ለምለም ተረራ ደለጎ ሽኩርያ ነብስ ገበያ ፍድፎዶ ዳስጉንዶ ድንጋይቤት ሌንጫ እንደገና ሸረሪና በረከት ኣታ ክንደይ ኢና ክኢልና ሓሊፍና ብዝኮነ ሰላም ንትግራይን ህዝባን ኣቱም ቃልስና ዝሓንሸሽኩም መራሕቲ ግን ነብስኩም ኣይትመሓር። ዘለኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና!!
ደምሩኒ ክምልስ እየ🎉
ኣቱም ተጋሩ ጦርነት ናፍቆት ኣለኩም ንህዝብ ምንም ዘይትግደሱ ጌታቸው ደብርፃ ናበልኩም ሕሶት ታርክ ናምፀእኩም ሐዝ ደማ ይሖይሽ ጦርነት እወጅሎ ኣብ ትግራይ ድጋመ ህልቀት 😢😢እቲ ዝተረፈት ትግራይ ክርከብዋ እንበር ደግምስ ናብ በረኻ ድወፅእ ማናእሰይ የለን እቶም ኣብ ውግእ ዘለዉ ኣሕዋትና ግን ያሕዝን
መዓን ኸብድኻ ዘሕርር
ግን ስልክይ ኣገደፍካልናን እቲ ክብሮም ዝብሎ ዘሎ ዓርከይ ሓወይ መዳቅስተይ እዩ ግን ግዜ ሰላም ምስ ኮነ ውዕልይ ምስ ተፈፀመ ፀለምቲ ምስ ተመለስ መከላኪያ ጅንታ ኢሉ ረሽንዎ
ታይ'ዩ መዓቱ ወታደር ዶ ታቱን ናይእዝኒ ብሩር ይገብር ናይ ዳሕና ዶ?
ድላዩ ይግበር ታይ ይምልከተካ
Nigor is frend
ዋይ ዋይ ብሱሩ ካብ ኣዲ ኽስቶ ናብ ዓዲ ኽስቶ ልትግራይ ዲኹም ትላለይዋ ኔርኩም ሻዕብያ ኣዛዊሩና በል እበይ
Let the Generals and core leaders who have voted leave the TDF and join with ADM TPLF and there they can struggle as civil. Unmasked 175 same Awraja voters you are no more TDF members get out and serve Gujile ADM not the people. All came from one Awraja same from ADM faction and let them guard that awraja not Tigrai. Tigrai will be defended by its people and genuine fighters from all corners of the land.
ፀገደ ዳንሻ ወልቃይት ቀፍታ ሕሞራ ማይ ካድራ ሕጂ አበይ እሎ 🤔 እቲ ህዝቢ ፈቀዳ ሱዳን ተበታቲኑ እሎ 😢 🤔 ምዕራብ ብቀሊሉ አይምለስን ፀላእቲ አፂቢቆም ረጊፆም እለው ንሕና ውን ሓሻብ ብ ወንበር ሓንሻብ ብ ሀይማኖት ንብአስ እለና ግርም 🤔🤔
ኣብ ባህልና ዘየለ ካብ ካልእ ቀዲሑ ውቃጠታት እንተ ኣብዘሐስ ዝሓየለ ኮይኑ ስለ ተሰሚዖ ናይ ጌታቸው ሓላዊ ነይረ ኢሉ ነዛ ነብሱ ከም ጅግና ነይሩ ክገልጻ ፈቲኑ ግን ጌታቸው ውቃጠ ኣይግድሶ ገለ ኣይግድሶ ኣሲሩዎ ::
Zeytifelto Tarik tzareb jigna eyu bzaobeu ktzareb oakmi yeblkan
አረ እዚ ውቃጦኻ ኣጥፈኣዮ 😥
ኣይ ጠፍእን ኢዩ ሕጂ ኣብ ቆርበቱ ክቅለጥ ጥራይ ኣለዎ 😅😅
በትግራይ ስም ሚዲያ ከፍታችሁ የትግራይን ህዝብ ትግል ለማንቋሽሸ የተሰለፋችሁ በትግ ሰራዊቱ ላይ ስም ስታጠለሹ የምትዉሉ እና ቤንዚን እያርከፈከፋችሁ የምትዉሉ መሰሪዎች እንዲሁም ገንዘብ ሃይማኖቴ ነዉ ብላችሁ የህዝቡን አንድነት የምትፈትኑ ሁሉ ወደ ፊት ለሚከሰት የሚዲያችሁ ችግር ካሁኑ አስባችሁ ካልተስተካከላችሁ ችግሩ ለራሳችሁ መሆኑን እንድትገነዘቡ።ባጭሩ ለሚድያችሁ አስቡ
አሻ ቆራለ
ሳላ ኣቢ መንገዲ ክፈተሎም ክብሃል ከሎ ብ ኣመሪካ መንገዲ አንዳኸፈተ ኣብ ብዓል ወርቂዲኖ ይሕልፈኩ ስለድነበረ ሓለፍትኹም ዲሒኖም ንስካትኩም ግን ብሓይሊ ሰርኩም ከምትሓልፉ ድነበርኩም ገርኩም ብሓሶት ንህዝቢ ትግራይ ተታልልዎ ኣለዝኩም ሓቂንገርዎ ኣብህድማ ድነበርኩም ብሓይሊ ኣይትበሉ ስ ዕረትኩምን ዓወትኩምን ብትኽክል ግለጹ ኣብ ደድኸበብናኩም ብሰራዊ ፈደራል ደለዎ መንገዲ ይኽፈተልኩም ነይሩ አዚ አዩ አቲ ሓቂ
ደ ዱ ዲ ዳ ዴ ድ ዶ ገፅ ደ ዉፃእ ወዲ ኣመንዝራ ተረፍ ዓሳ
Getachew Reda resign please immediately 😡😡😡😡😡