lilaytv
lilaytv
  • 40
  • 174 375
ንስድራ ስዉኣት ልዕሊ 300 ሽሕ ብር ዝለገሱ ስድራ ስዉእ
ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ጣብያ እንኪ ኹመል ዝነብሩ ስድራ ስዉእ፡ ኣብ ክንዲ ተስካር ሓዎም ስዉእ ተጋዳላይ ኣብርሃለይ ስዩም ምስኡ ንዝወደቑ ስዉኣት ተጋደልቲ ቤተሰብ ሓገዝ ዝውዕል ልዕሊ 300 ሽሕ ብር ለጊሶም።
ካብ ግዜኹም ሓንቲ ደቂቕ ወሲድኩም ንዩቱብ ቻናል ሊላይ ቲቪ www.youtube.com/@lilaytv ሰብስክራይብ ክትገብሩ ንላቦ።
ምሉእ ትሕዝቶኡ ሎሚ ምሸት ተፀበዩና።
Facebook: lilaytv/
TH-cam: youtube.com/@lilaytv
Twitter: LilayTv1
Website: lilaytv.com/
มุมมอง: 63

วีดีโอ

"ነባሪ ሽረ ዳርጋ መንግስቲ ዘይብሉ ህዝቢ'ዩ"Interview with ato Aregay Ayele
มุมมอง 7K7 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ኣቶ ኣረጋይ ኣየለ ንእሽተይ ሓው ንሓደ ካብ መስረትቲ ህወሓት ኣቶ ገሰሰው ኣየለ [ስሑል] እዮም። ንሶም ስድራ ስሑል እግሪ ብዘትከልዋ ውድብ ኮነ መሪሕነት ከምዘይተኻሕሱ’ዮም ዝገልጹ። ሕሉፍ ሓሊፉ ሓደ ካብ መራሕቲ እቲ ውድብ ዝነበረ ኣቶ ስብሓት ነጋ ነቲ ስድራ ዘጉሃየ ዘረባ ተዛሪቡ ከምዝነበረ የዘንትዉ። ካብ ግዜኹም ሓንቲ ደቂቕ ወሲድኩም ንዩቱብ ቻናል ሊላይ ቲቪ www.youtube.com/@lilaytv ሰብስክራይብ ክትገብሩ ንላቦ። ምሉእ ትሕዝቶኡ ሎሚ ምሸት ተፀበዩና። Facebook: lilaytv/ TH-cam: youtube.com/@lilaytv Twitter: LilayTv1 Website...
"ይረሸኑ የሚል ፍርድ ተሰጥቶን ነበር" የኢትዮጵያ መከላከያ ሰራዊት አባል ሻምበል የማነ
มุมมอง 3043 หลายเดือนก่อน
በኢትዮጵያ መከላከያ ሰራዊት የጤና ባለሞያ ሆ ሲያገለግል እንደነበር የሚገልፀው ሻምበል የማነ የትግራይ ተወላጅ የሆኑት ብዙ የመከላከያ ባልደረቦች በገጀራም ጭምር እንደተጨፈጨፉ ከሊላይ ቲቪ ጋር በነበረው ቆይታ ተናግረዋል። ካብ ግዜኹም ሓንቲ ደቂቕ ወሲድኩም ንዩቱብ ቻናል ሊላይ ቲቪ www.youtube.com/@lilaytv ሰብስክራይብ ክትገብሩ ንላቦ። ምሉእ ትሕዝቶኡ ሎሚ ምሸት ተፀበዩና። Facebook: lilaytv/ TH-cam: youtube.com/@lilaytv Twitter: LilayTv1 Website: lilaytv.com/
ዓቕልን ጥበብን ዝወለዶ ዕውት ህይወት መርጌታ ተኽላይ
มุมมอง 3996 หลายเดือนก่อน
መርጌታ ተኽላይ ኣረፈ ኣብ ሽረ እንዳስላሴ ካብ መሸጣ እንዳ ሓራጅ ጀሚሩ ክሳብ ሆስፒታል ምውናን ዝበጽሐ ዕዉት ነጋዳይ እዩ። ካብ ግዜኹም ሓንቲ ደቂቕ ወሲድኩም ንዩቱብ ቻናል ሊላይ ቲቪ / @lilaytv ሰብስክራይብ ክትገብሩ ንላቦ። ምሉእ ትሕዝቶኡ ሎሚ ምሸት ተፀበዩና። Facebook: / lilaytv TH-cam: / @lilaytv Twitter: / lilaytv1 Website: lilaytv.com/
ሽረ እንዳስላሴ፡ ስርዓት ተኺሎም ኣብ ጀቕጀቕ ዝተደርበዩ ተጋደልቲ
มุมมอง 1.1K6 หลายเดือนก่อน
ስርዓት ተኺሎም ኣብ ጀቕጀቕ ዝተደርበዩ ተጋደልቲ። ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝነብሩ ነባራት ተጋደልቲ ምምሕዳር እታ ከተማ ንመስርሒ መንበሪ ገዛኦም ዝኸውን መርየት ከውሒ ስለዝሃቦም የማርሩ። ካብ ግዜኹም ሓንቲ ደቂቕ ወሲድኩም ንዩቱብ ቻናል ሊላይ ቲቪ www.youtube.com/@lilaytv ሰብስክራይብ ክትገብሩ ንላቦ። ምሉእ ትሕዝቶኡ ሎሚ ምሸት ተፀበዩና። Facebook: lilaytv/ TH-cam: youtube.com/@lilaytv Twitter: LilayTv1 Website: lilaytv.com/
"ብጾተይ ብቓንዛ እህ እንዳበሉ'ዮም ዝነብሩ ዘለዉ" ተጋዳላይ ሓጎስ መንገሻ
มุมมอง 1687 หลายเดือนก่อน
"ብጾተይ ብቓንዛ እህ እንዳበሉ'ዮም ዝነብሩ ዘለዉ" ተጋዳላይ ሓጎስ መንገሻ ካብ ግዜኹም ሓንቲ ደቂቕ ወሲድኩም ንዩቱብ ቻናል ሊላይ ቲቪ www.youtube.com/@lilaytv ሰብስክራይብ ክትገብሩ ንላቦ። ምሉእ ትሕዝቶኡ ሎሚ ምሸት ተፀበዩና። Facebook: lilaytv/ TH-cam: youtube.com/@lilaytv Twitter: LilayTv1 Website: lilaytv.com/
"...መቓብርና'ውን ውሕስና የብሉን" ዋና ሳጅን ርእሶም ክሕሸን
มุมมอง 2017 หลายเดือนก่อน
"...መቓብርና'ውን ውሕስና የብሉን" ዋና ሳጅን ርእሶም ክሕሸን ካብ ግዜኹም ሓንቲ ደቂቕ ወሲድኩም ንዩቱብ ቻናል ሊላይ ቲቪ www.youtube.com/@lilaytv ሰብስክራይብ ክትገብሩ ንላቦ። ምሉእ ትሕዝቶኡ ሎሚ ምሸት ተፀበዩና። Facebook: lilaytv/ TH-cam: youtube.com/@lilaytv Twitter: LilayTv1 Website: lilaytv.com/
ያልተነገረው የትግራይ ተወላጅ የኢትዮጵያ መከላከያ ሰራዊት ኣባላት ሰቆቃ በራሳቸው አንደበት ሲጋለጥ
มุมมอง 8K7 หลายเดือนก่อน
ያልተነገረው የትግራይ ተወላጅ የኢትዮጵያ መከላከያ ሰራዊት ኣባላት ሰቆቃ በራሳቸው አንደበት ሲጋለጥ ካብ ግዜኹም ሓንቲ ደቂቕ ወሲድኩም ንዩቱብ ቻናል ሊላይ ቲቪ www.youtube.com/@lilaytv ሰብስክራይብ ክትገብሩ ንላቦ። ምሉእ ትሕዝቶኡ ሎሚ ምሸት ተፀበዩና። Facebook: lilaytv/ TH-cam: youtube.com/@lilaytv Twitter: LilayTv1 Website: lilaytv.com/
"ምሉእ ዕድመይ ዘገልገልኩዋ ሃገር ከም ቡኻርያ ናብ ጉድጓድ’ያ ጕሒፋትኒ" ዓሲምባ
มุมมอง 15K7 หลายเดือนก่อน
"ምሉእ ዕድመይ ዘገልገልኩዋ ሃገር ከም ቡኻርያ ናብ ጉድጓድ’ያ ጕሒፋትኒ" ኣባል ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ነበር ኢንጅነር ገብረጀወርግስ ሃይለ [ዓሲምባ] ብዛዕባ እቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ማእሰርቲ ዝተፈጸመ ግፍዒ ብዝርዝር ኣዋጊዑ'ሎ። ካብ ግዜኹም ሓንቲ ደቂቕ ወሲድኩም ንዩቱብ ቻናል ሊላይ ቲቪ www.youtube.com/@lilaytv ሰብስክራይብ ክትገብሩ ንላቦ። ምሉእ ትሕዝቶኡ ሎሚ ምሸት ተፀበዩና። Facebook: lilaytv/ TH-cam: youtube.com/@lilaytv Twitter: LilayTv1 Website: lilaytv.com/
20 ዓመት ንኽእሰር ዝፈረድክሉ ሰብ ግብ እንተበለኒ እንታይ ዋሕስ ኣለኒ? በዓል ሞያ ሕጊ ዓወት ልጃለም
มุมมอง 8127 หลายเดือนก่อน
20 ዓመት ንኽእሰር ዝፈረድክሉ ሰብ ኣብ መገዲ ፀኒሑ ግብ እንተበለኒ እንታይ ዋሕስ ኣለኒ? ዳይና ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ ነበር ዓወት ልጃለም ኣብ ስርዓተ ፍትሒ ትግራይ ኣመልኪቱ ዘካየዶ ቃለ መሕትት እነሆ። ካብ ግዜኹም ሓንቲ ደቂቕ ወሲድኩም ንዩቱብ ቻናል ሊላይ ቲቪ www.youtube.com/@lilaytv ሰብስክራይብ ክትገብሩ ንላቦ። ምሉእ ትሕዝቶኡ ሎሚ ምሸት ተፀበዩና። Facebook: lilaytv/ TH-cam: youtube.com/@lilaytv Twitter: LilayTv1 Website: lilaytv.com/
ስለምንታይ ስድራን ንብረትን ተጋዳላይ ተወልደ ብፍሉይ ኣብ ዕላማ ፀላእቲ ኣትዮም?
มุมมอง 35K8 หลายเดือนก่อน
ስለምንታይ ስድራን ንብረትን ተጋዳላይ ተወልደ ብፍሉይ ኣብ ዕላማ ፀላእቲ ኣትዮም? ካብ ግዜኹም ሓንቲ ደቂቕ ወሲድኩም ንዩቱብ ቻናል ሊላይ ቲቪ www.youtube.com/@lilaytv ሰብስክራይብ ክትገብሩ ንላቦ። ምሉእ ትሕዝቶኡ ሎሚ ምሸት ተፀበዩና። Facebook: lilaytv/ TH-cam: youtube.com/@lilaytv Twitter: LilayTv1 Website: lilaytv.com/
ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ስለምንታይ ኣብ ንብረትን ስድራን ሓደ ካብ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ትግራይ ዝኾነ ተጋዳላይ ተወልደ ሕኔኦም ክፈድዩ መሪፆም?
มุมมอง 1.1K8 หลายเดือนก่อน
ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ስለምንታይ ኣብ ንብረትን ስድራን ሓደ ካብ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ትግራይ ዝኾነ ተጋዳላይ ተወልደ ሕኔኦም ክፈድዩ መሪፆም? ካብ ግዜኹም ሓንቲ ደቂቕ ወሲድኩም ንዩቱብ ቻናል ሊላይ ቲቪ www.youtube.com/@lilaytv ሰብስክራይብ ክትገብሩ ንላቦ። ምሉእ ትሕዝቶኡ ሎሚ ምሸት ተፀበዩና። Facebook: lilaytv/ TH-cam: youtube.com/@lilaytv Twitter: LilayTv1 Website: lilaytv.com/
"ብህልኽ እየ ንህወሓት ዝድግፋ" ፋና ተኽላይ INTERVIEW WITH FANA TEKLAY
มุมมอง 10K9 หลายเดือนก่อน
"ብህልኽ እየ ንህወሓት ዝድግፋ" ፋና ተኽላይ INTERVIEW WITH FANA TEKLAY ካብ ግዜኹም ሓንቲ ደቂቕ ወሲድኩም ንዩቱብ ቻናል ሊላይ ቲቪ www.youtube.com/@lilaytv ሰብስክራይብ ክትገብሩ ንላቦ። ምሉእ ትሕዝቶኡ ሎሚ ምሸት ተፀበዩና። Facebook: lilaytv/ TH-cam: youtube.com/@lilaytv Twitter: LilayTv1 Website: lilaytv.com/
"ኮስሙና" ኣብ ሽረ እንዳስላሴ ኣባላት ጉጅለ ሓኾርቲ ትግራይ [ፍሉይ ምድላው]
มุมมอง 4759 หลายเดือนก่อน
"ኮስሙና" ኣብ ሽረ እንዳስላሴ ኣባላት ጉጅለ ሓኾርቲ ትግራይ [ፍሉይ ምድላው] Tigray hiking group in Shire Indasilasie ካብ ግዜኹም ሓንቲ ደቂቕ ወሲድኩም ንዩቱብ ቻናል ሊላይ ቲቪ www.youtube.com/@lilaytv ሰብስክራይብ ክትገብሩ ንላቦ። ምሉእ ትሕዝቶኡ ሎሚ ምሸት ተፀበዩና። Facebook: lilaytv/ TH-cam: youtube.com/@lilaytv Twitter: LilayTv1 Website: lilaytv.com/
"ከኳኵኒያቶም ተሪፎም ዓዲ ጥርሓ ተሪፋ" ኣይተ ገብረሚካኤል ግደይ [ኣባ ሓዊ]። Interview with Aba hawi
มุมมอง 5K9 หลายเดือนก่อน
"ከኳኵኒያቶም ተሪፎም ዓዲ ጥርሓ ተሪፋ" ኣብ ምሕዋይ ሃብቲ ተፈጥሮ ብዝሰር ስራሕ ዓለም ለኻዊ ናእዳ ዝረኸበ ኣይተ ገብረሚካኤል ግደይ [ኣባ ሓዊ] ኣብ እዋናዊ ፖለቲካዊ ዛዕባታት ዘድሃበ ቃለ መሕትት እነሆ። ካብ ግዜኹም ሓንቲ ደቂቕ ወሲድኩም ንዩቱብ ቻናል ሊላይ ቲቪ www.youtube.com/@lilaytv ሰብስክራይብ ክትገብሩ ንላቦ። ምሉእ ትሕዝቶኡ ሎሚ ምሸት ተፀበዩና። Facebook: lilaytv/ TH-cam: youtube.com/@lilaytv Twitter: LilayTv1 Website: lilaytv.com/
"ኣርሚ 13 ሕልፊ መስዋእቲ ከፊላ'ያ ኣይብልን" ኮሎኔል ፀጋይ ማርክስ. Interview with colonel Tsegay [Marx]
มุมมอง 20K9 หลายเดือนก่อน
"ኣርሚ 13 ሕልፊ መስዋእቲ ከፊላ'ያ ኣይብልን" ኮሎኔል ፀጋይ ማርክስ. Interview with colonel Tsegay [Marx]
"ሞት እንተመጺኣ ቅድሜኻ ይግበረኒ እየ ዝብሎ ነይረ" ማማ ለተብርሃን በዓልቲ ቤት መምህር ገብረኺዳን ደስታ።
มุมมอง 29K10 หลายเดือนก่อน
"ሞት እንተመጺኣ ቅድሜኻ ይግበረኒ እየ ዝብሎ ነይረ" ማማ ለተብርሃን በዓልቲ ቤት መምህር ገብረኺዳን ደስታ።
"ሳዋ ኣንጻር ትግራይ ጽልኢ ዝስበኸሉ ማእኸል'ዩ" Sawa is a center where hatred is preached against Tigrayans.
มุมมอง 56310 หลายเดือนก่อน
"ሳዋ ኣንጻር ትግራይ ጽልኢ ዝስበኸሉ ማእኸል'ዩ" Sawa is a center where hatred is preached against Tigrayans.
መንእሰይ ትግራይ ናይ መበል 21 ክፍለ ዘበን ሓሳብ ተላቢሱ ድዩ? ኮሎኔል ኣብርሃ ተፈሪ[ብርዥዋ]
มุมมอง 2K10 หลายเดือนก่อน
መንእሰይ ትግራይ ናይ መበል 21 ክፍለ ዘበን ሓሳብ ተላቢሱ ድዩ? ኮሎኔል ኣብርሃ ተፈሪ[ብርዥዋ]
"ግዝያዊ ምምሕዳር ተመዛበልቲ ናብ መረበቶም ክመልስ'ዩ ትጽቢተይ" ሙላለም ፍስሃ
มุมมอง 8810 หลายเดือนก่อน
"ግዝያዊ ምምሕዳር ተመዛበልቲ ናብ መረበቶም ክመልስ'ዩ ትጽቢተይ" ሙላለም ፍስሃ
"እቲ ናይ ሎሚ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ዕዳ'ዩ" ምሁር ፖለቲካል ሳይነስ ዘርኣይ ሃይለማርያም TPLF is liability for the Tigray people.
มุมมอง 2.8K10 หลายเดือนก่อน
"እቲ ናይ ሎሚ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ዕዳ'ዩ" ምሁር ፖለቲካል ሳይነስ ዘርኣይ ሃይለማርያም TPLF is liability for the Tigray people.
2ይ ክፋል " ንመራሕቲ ህወሓት ኣቐዲመ ብፅሑፍ ኣፍሊጠዮም'የ" ኮሎኔል ኣብርሃ [ብርዥዋ] TDF leader speaks the poltical failure.
มุมมอง 9K10 หลายเดือนก่อน
2ይ ክፋል " ንመራሕቲ ህወሓት ኣቐዲመ ብፅሑፍ ኣፍሊጠዮም'የ" ኮሎኔል ኣብርሃ [ብርዥዋ] TDF leader speaks the poltical failure.
1ይ ክፋል"ናይቶም ዝቐበርኩዎም ብፆተይ ዕድመ እየ ዝነብር ዘለኹ" ኮሎኔል ኣብርሃ ተፈሪ Interview with one of the brave TDF leaders.
มุมมอง 7K10 หลายเดือนก่อน
1ይ ክፋል"ናይቶም ዝቐበርኩዎም ብፆተይ ዕድመ እየ ዝነብር ዘለኹ" ኮሎኔል ኣብርሃ ተፈሪ Interview with one of the brave TDF leaders.
"ህዝቢ ትግራይ ካብ ውድቀት ጀርመናውያን ክመሃር ኣለዎ" what the Tigray people can learn from the German failure?
มุมมอง 29510 หลายเดือนก่อน
"ህዝቢ ትግራይ ካብ ውድቀት ጀርመናውያን ክመሃር ኣለዎ" what the Tigray people can learn from the German failure?
መንፈሳዊ ዕረፍቲ ዝህብ መዝሙር መንበረ ሰላማ ኣኽሱም!
มุมมอง 6410 หลายเดือนก่อน
መንፈሳዊ ዕረፍቲ ዝህብ መዝሙር መንበረ ሰላማ ኣኽሱም!
ኣደታት ንመናእሰይ እንታይ ተመንየን?
มุมมอง 3810 หลายเดือนก่อน
ኣደታት ንመናእሰይ እንታይ ተመንየን?
ትግራይ ሃብቲ ፀጋታት ቱሪዝም ትግራይ ዘይተጠቐመትሉ ምኽንያት እንታይ'ዩ? ሓላፊ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ዶ/ር ኣፅብሃ
มุมมอง 5010 หลายเดือนก่อน
ትግራይ ሃብቲ ፀጋታት ቱሪዝም ትግራይ ዘይተጠቐመትሉ ምኽንያት እንታይ'ዩ? ሓላፊ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ዶ/ር ኣፅብሃ
የአክሱም ሕዳር ጽዮን ታዳሚዎች ምን አሉ?
มุมมอง 2.4K10 หลายเดือนก่อน
የአክሱም ሕዳር ጽዮን ታዳሚዎች ምን አሉ?
"ቅድመ ምድላው በዓል ሕዳር ጽዮን እንታይ ይመስል?" ሓላፊ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ዶ/ር ኣጽብሃ
มุมมอง 6110 หลายเดือนก่อน
"ቅድመ ምድላው በዓል ሕዳር ጽዮን እንታይ ይመስል?" ሓላፊ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ዶ/ር ኣጽብሃ
"ንነብሱ ክመርሕ ዘይከኣለ መራሒ ህዝቢ ክመርሕ ኣይኽእልን" በዓል ሞያ ጅኦሎጂ ተጋዳላይ ሓገስ ብርሃነ
มุมมอง 59111 หลายเดือนก่อน
"ንነብሱ ክመርሕ ዘይከኣለ መራሒ ህዝቢ ክመርሕ ኣይኽእልን" በዓል ሞያ ጅኦሎጂ ተጋዳላይ ሓገስ ብርሃነ