That was wonderful and refreshing with a big message to our neighbors. I wish all Ethiopians debate their differences openly like this. Thank you Medhin and your crew for bringing us this debate.
This is awesome, It’s barely possible to witness this kind of debate in Ethiopia. This is indicative of a maturing Tigray Politics. Kudos to Berake Show crew and participants. Keep up the good Job.
ጠዓመ ኣንበሳ ብመረጃ ብመረዳእታ ብጭብጢ ብReference ይናገር ይበል 👌👍👍👍
ጠዓመ ነዞም ናይ ሓሳብ መካናት ብዝግባእ ኣረዳኣዮም!! ጅግና!!!
ጠዓመ ከይተፈለጦ ዘግሩዓ ዝባላ ጀጋኑ ኣዴታትና ኣድኒቁዎን ደገፍቱ ክቅየሙእዮም
በካዕ ደጋል ውፃእ
Ayee PP
ዓሻ ፀላኢ እኮ ሕማቕ እዩ:: ጠዓመ ዝፈልጦ እንትዛረብ ኣረጋይ ድማ ብማህበራዊ ሚድያ ዝሰምዖ ይዛረብ ኣሎ:: ኣረጋይ ዓይኑ ዓምቱ ይሕሱ ኣሎ::
ችድ ፉንፉን
ድን*ቁርናኻ ክተርእየና ኣይትሞክር @@AlemTigray-pc8yv
አነ ዝገርመን ዝኮነ ስብ ከምዝ ኢለ ሓቲተ ነይረ አይተማዕኩን ዝብል ናይሓደ መሪ ሕ ዝዛረቦ አይኮነን ማንም ስብ ከምዝኢለ ነይረ ይብል ትዝቦሎ መፍትሒ ገይሩ ይወስድ እዚ ካብ የዋህነት ዝብገስ ዩ
ጣዓመ ቆሎ ጥትቆ ዘረባ ናይ ጣዐመ
ማ /ኮምተ ተነይሩ ተኮይኑ ብቅዓት ዘይብሎምስብት እዮም ተሰባስቦም ነይሮም ማ /ኮ ህወሓት ከምዚ ኢሉ ክገማማዕ ትፅበዬ እዩ
ናይ አብዝሓ ህውሓት ካድረ ባህርይ ብኣረጋይ ገ/ክርስቶስን ይግለፅ ካብዚ ወጻእ ዝሓስብ የብላን ትሓዝን ድማ sense of redemption ዝብሃል ዘይግፈጠረሎም ሰባት
Its like their model.
መንእሰይ ነቂሑ እዪ ጀግና መንእሰይ ጠዓመ
😂😂😂😂😂😂😂ኣየ ደጋላት
እህ ብልፅግና ምካንኩም😂😂😂😂እወ
ዋይ እኒኻ አረጋይ ፀርፌይ ፀለመይ አፅኒዑ ድዩ መፂዑ
ጣዕመ ናይ ብሓቂ በሳል ን ፈላጥን አበይ ነይርካ
መድህን ፅቡቕ ጀሚርኪለኺ።ኣዳራሽ ዓዓፂኻ ካብ ምትሕምማይ ፊት ንፊት ኣብ ዕዳጋ ወፂኻ/ኣብ ሚዲያ/ ምክርኻር ዝሓሸ እዩ።ጌታቸውን ደ/ፅዮንን እውን ይምፅኡ ናብዚ መልክዕ'ዚ።
ኣታ ዋ!ደ/ፅዮን ምሰ ጌታቸው? 2ተ ዘረበ ጌታቸው ምስ ተዛረበ ፀጥ ከይብል ልንኩት ስብኣይ😅😅😅
ብራኸ ሾው ዘይመጣጠኑን ዘይምጥኑን ሰባት ንክትዕ ኣይተቕርብልናባ
That was wonderful and refreshing with a big message to our neighbors. I wish all Ethiopians debate their differences openly like this. Thank you Medhin and your crew for bringing us this debate.
ይበል ጣዓመ ሓወይ!
ዶክተር ጠዓመ ናይ በሓቂ እየ ዝብለካ እታ ሓቂ ናይ ልበይ ንሳ እያ ንበር ጠዓመ ብፃየይ
ጣዕመ ጅግና ብደንቢ ተግባር ህወሓት ገሊፅዎ እዩ
The difference is Visible. Bravo Teame.
ምሉእ መደብ ተኸታቲለዮ እየ። ንቐፃሊ ክልመድ ዝግበኦ ምጉት እዩ። ፅቡቕ ክትዕ ነይሩ። ብሓፈሻ ኣብ ናይ ጠዓመ ዝነበረ ሓሳብን ትንታነን ብሉፅ ነይሩ።
ቀፅሉሉ ብራኸ ሸው።
Gentle man the one in Blue very clever. He was talked with the walk and reality.
""I respect my dear!!!""
Thank you Teame Aredom!!
እቲ ኣመደ ግና ኮረንሾ ኣክቡ እዩ ዝብል ዘሎ ሻዕብያ ሓጋዚና እዩ ይብል ኣሎ!!
ኣብ ጠዓመ ትግራይ ሪኤያ።
ኣነ ካብ እዘሙ ባሃማት ጉጀለ ዕሰለ ወክሉ ዝመፀ ሰብ ዘስተወዐሉኩዎ ተዕቢት ካብ ፍሊጠት ናፃ ሙኮኖም እየ ዘሰተወዐሉኩ ትግራይ ግን ብዚኦም ባሃማት 50 ዓመት እናተረገፀት እያ ፀንሓ ሰለዚ ወሎዶይ ካብዚ ናይ ፀረ ህሊዊናና ጉጀለ ክንግላገል ንቃልሰ።
ኣረጋይ ተበልፅካ
ጣዓመ ኣይተኻኣለን ፅቡቅ ገይሩ ተንትንው ኣሎ።።።።።
ኣረጋይ ዘይተበሃለ ኣይትዛረብ ዓጀውጀው ይብል ኣሎ።ማሕበራዊ ሚድያ ዝተዘረበ ኣይተምፅእ።ኣብ ዘይትፈልጦ ታሪኽ ውግኣት ኣይትዛረብ ታሪኽ ኣይተዛብዕ
ንባዕልኻ ዓዘር ቆዘር ኣይትበል ስለዘይፈተኻዮስ ሽሙ ምብሃብ ዓገብ ዶ ኣይኾነን?
ህወሃት ዝወደቐት ምዃኑ ነዚ ሰብ ወኪላ ኣብዚ ምይይጥ ምቕራባ እዩ።
ስለዚ ንጌታቸው ዝተቀበሎስ ብልፅግና ኾይኑ ድዩ ማለት ብጣዕሚ ተሕዝን አረጋይ፣፣
በሰለት ጣዓመ ❤❤❤❤❤
I appreciate for starting this type of discussion .
This is awesome, It’s barely possible to witness this kind of debate in Ethiopia. This is indicative of a maturing Tigray Politics. Kudos to Berake Show crew and participants. Keep up the good Job.
ስብ ዝሰአነ ስብ ምሰ ጣዓማ ክኮን ነይርዋ
ጠዓመ፡ ኣረጋይን መድህንን የቐንየልና። ብኣኻትኩም ንሕበን ኢና።
ዋእ ክይተረደአና ኮ ን ናይ ኣሜሪካ ኮንገረስ ብ ዲሞክራሲ በሊፅናያ ኣነ ገሪሙኒ እዩ ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ፃንሒት ✌️ በቃህዝቢ ይሰምዕ ኣሎ ብከምዚ ይቀፅል ብምርድዳእ ዩዝፍታሕ ምክብባር ዝተመለኦ ዋዉ መድህን ዋዉ ብራከ ሸዉ
በፍፁም አይማጣጠኑን
ብራኸ ሸው ፅቡቅ መድረኽ ቀፅልሉ
ጣዓመ ብምኽንያት ዘአምን ምኻኑን ብመርቶዖ ዘተደገፈ ምኻኑን ግልፂ እዪ።
ኣይመጣጠኑን Teame is v. intelligent !!!!
ጠዓመ ብመረዳእታ ማእኸል ገይርኻ ንዝሃብኻና ሓሳብ ነመስግን
እንዳ ደብረፅዮን ሓሶትን ፀርፍን ኾይና መለለይቶም ስርቂ እውን አይረሳዕኹዋን
ኣንቲ ጀግና ጓል 'ቶም ጀጋኑ keep it up!!!
Thank you Teame, ሓደ ሓቅን ክውንነትን ይዛረብ እቲ ሓደ ነቲ ሓቂ ዘተዛረቦ የፍርስ እዚ ዩ ንድሕሪት ዝመልሰና። መን ኣይተዋጋእኳን ኢልካ በዓል ቆቢዕ ብዛዕባ እታ ዝነበረት ተዛረብ ስቅ ኢልካ ሃተውተው ኣይትበል ሃታፍ ሓሳዊ።
አረጋይ ሓወይ ተዘጋጅካነዓ እምበይ ሀዝሰ እንድዒ
😢
የቅንየለና ጠአመ ብሩህ አእምሮ ቡሉፆ ሰብ
ኣረጋይ ዝኣረገ ሓሳብ ምሓዝካ ይምጥነካ እዩ።
እቲ ኣባል ናይ ግምት ዝኾነ ዝሓሸ ሎጂክን ትሕትናዉን ይንበበሉ💯እቲ ናይ ደ/ፅዮን ቡድን ዝኾነ ብግልፂ ዝርአ ትዕቢት ኣለዎ😳
ፅቡቅ ዝርርብ እዩ ብዙሕ ዘይንፈልጦ ፍፃመታት ሰሚዕና ብሰላም ተቀራሪብካ ምክታዕ ግልፂ ዝርርብ ምግባር ሓጋዚ እዩ
አይትጎጀሉ እቲ ሓቂታት ንህዝቢ ግልፂ ግበርዎ
ንስካትኩም ሓለፍቲ ኢኩም ህዝቢ ቀፃላይ እዩ::
ፅቡቕ ጅማሮ እዩ። ኸምዚ ኣብ መድረኽ ምርድዳእ ዋና እዩ።
ተጋዳላይ ጣዓመ ኣብ ምድላው ዝነበረ ድኽመት ብዝግባእ ኢኻ ገሊፅካዮ።
ብስለት ጠዓመ 👍👍👍ድሕረት 😂
ደስዝብል አገላልፃ አርባዕተ ነጥቢ ዝግበረሉ ፕሪቶርያ ዝተፈረመ ዝለዓለ ፀብልታ ንዝነበሮ ድልየታቱ ዝተማለአ ምዃኑ ፀላኢን ፈታዊን ዝፈለጦ ሓቂ ዘይከሓድ ንሳእያ
የቐንየልና ተጋዳላይ ጣዓመ ህዝቢ ትግራይ ኸምዚ ዝበለ መራርሓ እዩ ዘድልዬ👏👏
Ayee PP
Wonderful Teame Aredom.....
Ato tame your argument is based on knowledge
Keep it on
I gain alot
ብመረዳእታን ብዘይ መረዳእታን ዝሓዙ ብዓቅሚ ዘይመጣጠኑ ሰባት እየ ተዓዚበ
አርዶም ጀግና ባሓቂ ይበል አግላልፃ ደው ጣዓመ ተይ ይመልስ ቀፅለሉ አርዶም ጀግና
ጠዓመ ጅግና አምህሮም ነዞም ድኩማን..
ብርኩ ዝጠለሞ እዩ ግምት እናበለካስ ከምህሮም ልሙሳት
ሱቅ በል ድኩም መራሕቲ ወያነ ከድሕን 1ሚልዮን መንእሰይ ጠፊኡ ንህዝቢ ረሲዖም ኣብ ስልጣን ቁርቅስ ኣትዮም ዘለዉ ደጊም ወያነ ኣባ ፖለቲካዊ መስል ይኩን ብቅዓት የብላን ደጊም ኣቢኢትዮፕያ ነቬር
እንታይ ከምህር እዚ ሚሽጥር ዓዲ ዝድሕድሕ??? ዕርቃኑ እባ ኣውፀኦ 😂😂
wow!!! Teame speaks based on knowledge and information, Aregay speaks based on emotion. I saw big difference. Teame, Tigray really needs you.
ታይ ዓይነት ዘይተገርሐ ጣዕዋ ኤዩ እዚ ናይ ኣደመ ኣባል 😊 ትርቡዕ ሓሳዊ
Teame 🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍
ብስለት ጠዓመን ድንቁርናን ድሕረትን ልኡኽ ኣደመ ተዓዚብና
ናይ ኣረጋይ ትንታነ ብጣዕሚ ዝወገነን ዝተጋነን ኣንደበት ዝወነን ክኸውን ከሎ፤ እቲ ብጣዕሚ ዘሕዝን ከዓ እቲ ምንም ዘይምድላውናስ ነቲ ወታደራዊ ዓወት ክልውጦ ኣይኽእል ኢሉ ምድምዳሙ ኣዝዩ ዘሕዝን እዩ☝️
ሓደ ነገር ኣፍቲ ፖለቲካውን ዲፕሎማሲያዊን ውድቀትናን ትኽክል እዩ⁉️
Thank you brother
ኣረጋይ ኣጀንዳኡ ፀለመን ንፍሖን ሕዙ እዩ መፅኡ። ካብኡ ድማ ኣብ ክንዲ ሓሳብን ኣምርን ዘተኩር በቃ ብስም ዝርዝር ወድኡዎ እቲ ኣየር ሰዓት። ብግልፅ ካብ ዝጥቀሞም ቃላት፣ምንቅስቃስ ሰውነቱን ተብተብ ዘረባን ደረጃ ተካታዕቲ ዘይመጣጠን ምኳኑ እዩ ዘረድአካ። ካብኡ ኣረጋይ ስምዓኒ የብዝሕ ነይሩ፤ መረዳእታን ጭብጥን ከይሰብሰበ ብደረቅ ኣይቅበሎን የብዚሕ ነይሩ። ኣብ ካልኣይ ክፋል ኣጥረራኡ ኣተርኒዑ ክመፅእ እስከ ንፀበ። እንተ ሓየት ግን ሎሚ ኣሸኒፉ ኣሎ ብናተይ ገምጋም። Congrats Hayet....
ኣረጋይ ዓጀዉጀዉ ኣብዚሑ መናጠሪ እዪ ክኣ ገዛኪ እኮ ብማይ ከረምቲ ቀይርዎ።
ጠዓመ ግን ምሁር ምካኑስፍሉጥ።
ዋይ አረጋይ ዓጀውጀውጀው አቱም እንዳ አደመ አጤሬራ እኳ ዶ አትሒዝኹም አይትሰዱይ። ዋይ ዋዕዕዕ።
I respect ጠዓመ፡ ከም አቦኻ አርዒድኻዮ ነዚ ድኹም ልምዓት ጉጅለ
ከመይ ከመይ መኸተ ስለዘይተወድአስ ክትግምግም ኣይትኽእልን ድዩ ዝበለ እሞ እቶም try and error ዝኾኑ መራሕቲ ካብ ስሕተቶም ክመሃሩ ኣይነበሮምን ኣብ ወታደራዊ ስልቲ ዝግበር ጌጋ ክግምገም የብሉን ድዩ ዝበለ እዋይ ኣብዚ ኣለኻ ድሕረት
ብጣዕሚ ዝገርም እዚ ሰብኣይ ልክዕ ከምዘን ሓመይቲ ኣንሽቲ ሱቕ ኢልካ ኣልዕል ኣቢልካ ሕሜታን ዓዘርቆዘር እዩ ዝብል ዘሎ ። ሕዉሓት ከምዚኦም ዝበሉ ጉግማጉግ ካበይ ይእክቦም ከምዝነበረ ብጣዕሚ እዩ ዝገርመካ ።
ጠዓመ✅ጅግና በልሒ ስብ።
ልጣዓመ ጥራሕ ድዩ ዙሙድያ
Good taeme
ሆድ ኣዳሪ መሬት ሸይጥካ ሰላም ኢና እንደሊ.❤❤❤❤❤❤❤❤
ፅቡቅ ጅማሮ እዩ ሓሳብ ብሓሳብ ምሙጋት። ኣብቶም ዓበይቲ መራሕቲ ይለመድ ኣብ ፖለቲከኛታት ትግራይ ሓሳብ ይኩን ጥይትና ።ጥይትና ንፀላእትና ንግበሮ።
አቱም ሰባት አብዛ ዓለም ካብ ጉጅለ አለም ዝከፍእ መራሒ የለን።
በየናይ መዐቀኒ?ንሌባን ሓሳውን ኽፉኣት እዮም ብርግፅ።ንስኻ እንድሕር ጡዑይ ኮይንካ ኽፍኣት ኽትብሎም ኣይግባኣን።
ንሰመዓይን ንተኸታታላይን ምእንታን ክጥዕም እዚ ሙሉ ፖነል ይኹን ቃለ መሕትት በቢ ምዕራፉ ተቖራሪፁ ተዝቐርብ ፅቡቕ መኾነ☝️
ዋውው ኣረጋይ በደንቢ ገሊፅዎ ስቓይ ህዝብና ብልቢ ዝተሰምዖ ፁሪ ትግራዋይ
ትክክል
You nailed it👌
Team great man
ዘይመጣጠኑ ሰባት ኣቕሪብኪ ጣዕመ ዕምቆት ዘለዎ ዓቕሚ ኣለዎ ናይ በዓል ደብረፅዮን ተወካሊ ኮፍ ዝበለ ጉልቻ ዩ።
ጥዓመ ብትብዓት ብኣንደቨት ነዞም ብሓሳብ ዝመኸኑ ወገናት ደወል ደዊልሎም ባርያው ብተልእኾ ደብረ ፅንተት ሸምዲድዋ ዝመፅኣ ተወዲኣቶ
ጣዓመ ጀግና በልሕ ንመርሕነት ዝበቅዕ ሰብ
Tame reasonable realy you are top poletecian !
መሬትና ተሸይጡ ዝበልና ብምክንያት እዩ።
❤ደስ ዝብል እዩ እዝክርክር ምክንያቱ ዲሞክራሲ አብ ትግራይ ብጣዕሚ ዓቢዩ እዩ ከሚዚይ ዓይነት ክርክር ብጣዕሚ ክልመድ አሎው ክም ዝሰልጠነ ዓለም❤አብ ናይ ሓባር ጥቅሚ ህዝቢ ትግራይ ኩሉና ሓደ ኢና ዝሓሸ ሓሳብ ዝተፈላለየ ሓሳብ ጠቃሚ እዩ እዚይ ዘይምንባሩ እዩ ተጎዲኢና❤
ዋላ ኣነ መጀመርያ ንጌታቸው የድንቕ ነይረ ሎሚ በሪሁለይ እቲ ክያና
You are absolutely sick man your aim only pocket money only from Getachew you are only money
ጠዓመ ይበል ፖለቲካ ይበል ኣንደበት ዓቅሚ ግን ምስ ዝግበአካ ተትማጎት ቡዙሕ ፍልጠት ምረኸብና
ፅቡቅ ጅማሮ እዩ ብየማንይ ፀጋምይ ኮይኖም ብሩሑቅ ካብ ል ወናጀሉ ሀምዚ ቀሪቦም ሓሳቦም ተልሸጡ ሓደ ህዝቢ ንፅረት ይረክብ ካልአይ ለ ዲሞክራሲ ይዕንብብ
ተጋሩ ጸገምኩም ዓቅምኩም ኣይትፈልጥዋን ኢኩም ኣራት ኪሎ ሻዕብያ ተቃጻጺሩ ከም ዝሃበኮ ረሲክሞ ሓደ ክስዕርየ ክትብል ከለካ ጎኒጎኑ ተተሳዒረከ እንድሕር ዘይትብልኮንካ ጠቅላላ ውግእ እንታይ ምካኑ ኣይትፈልጦን ኢካ እስኩም ሕጂ ኣይኮንኩምን ሜትኩም ኣይትረዳኩምን መለስ ቢሂወቱ ኮሎ ኢኩም ሜትኩም ሓደ ሰራቂ እንድሕር ዘተታሕዘ በቃ ብድሰሮቆ ኢልኩም ኩሉኩም ኣብ ስርቂ ወፊርኩም ሕጂ ሃለው ክትብሉ ትውዕሉ ደናቁር 27 ዓመት ናይ ኢትዮጵያ መራሕቲ ዝነበርኩም ኣብ ውሽጢ 2 ዓመት ትሕቲ ባይታ ኣቲኩም ደናቁር ዓባይ ትግራይ ኢልኩም ክትሓልሙ ናይ ሕልምኩም ማልስ ረኪብኩ ደናቁር ሕጂ ኣኪሉኩም ከምርዋንዳ ኢኩም ክትኮኑ ጸማማት ቪሪቶርያ ክትብሉ ኣኪሉኩም መድህን ሰልዲ ዩትብ ክታሪ ትጻወተልኩም ኣላ ጸማማት
ሓንጎለን ከምዚ ትሰምዖ እዩ ፡ ሎተሪ በጺሕወን እየን ኢትዮጵያ ዝመርሓ ኔረን ፡ ብሕጂ ዕድለን መን ሓየለ ምብላዕ እዩ ፡ ምክንያቱ መፈጠሮም ተንኮልን ሕስድናን ስለዝኮነ ፡ ምስ ዝኮነ ተወሃሂዶም ክነብሩ ኣጸጋሚ እዩ ።
ተጋሩ ኣሕዋተይ፡ ወላ እኳ፡ ሕጂ ዓድኹም ሕማቕ እንተ ሃለወት፡ ከምቲ ሓመድ ልሒስኩም ዚተንሳእኩም፡ ሕጂ እዉን፡ ዲሞክራስያዊ፡ ፍትሓዊ ኣመራርሓ፡ ተኺልኩም፡ ትግራይ ሃገር ክትገብሩዋ፡ ተስፋ ይገብር። ንዓይ ዘቕንኣኒ ዘሎ ግን፡ ማለት መንፈሳዊ ቅንኣት ማለተይ ኢየ። እዚ ነጻ ፕረስ፡ ናይ ሓሳብኩም ምግላጽ ዘሎኩም መሰል፡ ኣብ ሃገረይ ኤርትራ ከምኡ ኪኸዉን ብልቢ ይምነ። መድህን ድማ ኣብ ትገብርዮ፡ ኩሉ ዓወትን፡ ኣሳልጦን ይምነየልኪ።
ብትግራዋይነትካ ስለዘሕፍረካ ድዩ ኤርትራዊ እየ ትብል እምበር ሕጂ ትግራይ ዝሓሸ ኮይኑ ዓደይ ከም ትግራይ ትኹነለይ ዝብል ወይ ዝምነ ኤርትራዊ የለን
ሳሕበይ ጥራይ ትግራውነትካ ሓዘልና
🇪🇷hasawi eritrawi aiykonkan🤣🤣🤣🤧🤧🤧
😂😂😂 ህዝቢ ትግራ ኣብ ቴዳ ካብ ዝቅመጥ ክደይ ጌሩ ኣሎ
ትኣኪቦም ካብ ዝዛረቡ ኸ ክደይ
ጌሮም ኣለዉ እንታይ ኣምጺኦም?
ኣብ ዓመት786 ብዓመጽ ተደፊረን ካብአን46 ተቀቲለን
እዚ ከም ዶሞክራሲ እንተሓሲብካዮ
ድኣ ከም ትግራዋይ ዝዛረብን
ዝፍክርን የለን እንታይ ረኺቡ
እቶም ፖርቲ ተቃወምቲ ኣባላትና ትኣሲሮም
ተቀቲሎም እዳበሉ ኣይትሰምዕ ዲኻ
ንኣብነት ብዓል ናጽነት ትግራ
3 ተቀቲሎም ነዚ ኣይሰምዓኻዮን
ዝተኣሰሩን ዝትሃረሙን ክደይ ክንብሎም።
ወይ ትግራዋይ ኢኻ ወይ ካብዞም ሜዞ ሜዞ ኢኻ ፡ እምበር ሎሚ ትግራዋይ ሙካን መርገም እዩ ።
መድሂን በርትዒ የቐንየልና።
ዋው ኣረጋይ ርትዓውን ጭብጥን ሓቃውን ሓሳብ ሸይጡልና ደስ ኢሉና ዓዲግና እንተ ጠዓመ ኣየዋፀኣናን እቲ ዘምፃኻዮ ሓሳብ ነቒዙ ነቲ ነቐዝ "ደማሮ " ዝበልዖ ከምጥዑይ ክትሸይጥ ኤእ ኖውሪ የግዲ ናይ ልእኽቶ ኾይንኳስ ተሰኪፍካ ትፍለጥ ኣለኻ እንተ ልብኻ ግን ኣብ ናይ ኣረጋይ ሓሳብዩ ዝኣምን ኣረጋይ ተዓዊቱ ሓቅን ርትዕን ዝሓዘ ይዕወት የቐንየልና መድህን ከምኡውት ተኻታዕቲ 🎉🎉🎉 ❤❤❤
ጉባኤ ዘካየደ ህወሓት ዝብሃል የለን። ኣፍልጦ ዘይረኸበ ዝተወሰኑ ጥቕሚን ናይ ሓባር ስግኣትን ዘለዎም መራሕቲ ተፀዋውዖም politically and legally inconsequential ዝኾነ ኣኼባ ኣካይዶም ጉባኤ እንዳበልኩም ክትፅውዕዎ ብፍፁም ኣይግባዕን።
ብልፅግና ኸብዶም ገጂፍ እዩ በላዒ ቀልጢ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዓንጃል እዚስ ፖለቲከኛ ተባሂሉ ናብ ሚድያ ክቀርብ 50 ዓመት ብ3ተ ሰብ ዘዊርኩም ይኣኽለኩም መሕፈሪ ናይ ኣደመ ዓቅሚ ትሑት ምዃኑ ውድብ ጆኖሳይደር እዩ ውድብ ውድብ ኣይትበል ለኽባጥ
ብደንቢ ገሊፁዎ ከምዚኦም ዝበሉ ይብዘሐልና ሕወሓት መቸም ኣይፈርስን💪💪
መድሂን ነዚ መድረኽ ኣይመረሕኽዮን
ብሐቂ ጀግና አረጋይ ❤️💛🌼🌺🌸🙏🙏🙏
thanks medhn keep it.
100% ሓቀኛን ዘይተመለሰን ሕቶ!!
ንደብረፅዮን ነፂጉ ንምንታይ ንጌታቸው ተቐቢሉ መልሲ የድሊ👌
@@yonifetan9119 ጌታቸው ስለ ዝገጀፈ ¶¶¶¶¶
ካብ ገባር ታይ ትፅበይ እታ ዓቅሙ ድሩቲ እያ ሕውሓት ክጠፍእ ናይ ሙሉእ ትግራዋይ ድልየት እዩ ናብ ብልፅግና ኣይተፀገዐዮ ሞራል የብልካን
ግምት ናይ ሰረቅቲ እክብካብጨ ።
ትግርኛስ ምፅሓፍ ኣብየካ
@@DestaGeberzher ታይ እዩ ዝነበረ
Teamet, yehogiskani❤❤
Qolika eka tehinkayo jegna,.
አረዶም ፅቡቅ ሓሳብ አለካ
ዘይመጣጠኑ ክልተ ሰባት ኣብ ሓደ መድረኽ። The difference is visible.
ጠዓመ ብፅሕቲ ወርሒ። ልኸብድኻ ኢልካ ሕስው ትውዕል ጠላም!
ሻዕብያን ሕወሓት ሓደ እዮም ክሕደት ሓሶት ፀለመ እዚኦም ክቃበፁ ጥራሕ እዩ ዘለዎም
Jaaaaaaaassa❤❤❤❤❤❤
ጠዓመ ሕወሓት በልዑበልዑ ዝትወደአት መስልዎ፡ሓድሽ ዝብላዕ ውድብ ኣሎ እሉ ናብ ግምት ኣትዩ ስለዝህ ለውጢ ብዝብል ናይ ደናቁርና ከደዓት ጥቅመኛታት እክብካብ እዮም
Aeta denze mhaem hasehekire sebhat nga denakoret naey aleme peltka aydomen
ንስኹም ሻዕብያ ክትብሉ እንተወዓልኩም ሻዕብያ ብርክኹም ሓምሺሹ አብ ልምዓትን ሓለዋ ባሕሩ ከም ልማዱ ቅያ ይሰርሕ አሎ ደቂ ወረዳ ሲኦል ትግራይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷