EMN - 19 ክፋል - ዕላል ወዲ ጀበሊ - Eritrean Media Network

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 193

  • @twa3954
    @twa3954 2 ปีที่แล้ว +42

    ወው ወዲ ጀበሊ ኣስሊ ዕላልካን ሰሓካን ወዛካን ኬፍ ኣለዎ። ሳሓቅ ቀቲልካና 😂😂😂ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ😍

  • @mengskesete9134
    @mengskesete9134 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ መሃርን ኣዘናጋዕን መደብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቀጽሉዎ ቀጽሉዎ።

  • @الجميلهروان
    @الجميلهروان 2 ปีที่แล้ว +8

    የናሰ ሓወይ ናይ በሓቂ ጵቡቅ ብሮግራም ኢካ ተመጶእ ጠቅላላ ማለተይ እየ በደቅኳ ተሓጐስ ካብ ፈጣሪ ከኣ ርክቦ

  • @ghenetghebremicael7226
    @ghenetghebremicael7226 2 ปีที่แล้ว +19

    ዋው ወዲ ጀበሊ ሓሪፍ ♥️ እሞ ሕጂ ድኣ ክትመስል ትዳለው ኣለኻ 🌹 ሩሑስ ጋማ 😂♥️

  • @hailehali932
    @hailehali932 2 ปีที่แล้ว +43

    መምህር ናይ ስነ ልቦና ወዲ ጀበሊ ብዙሕ ሰብ እዩ ዝካታተለካ ዘሎ እሞ ቀጽለልና ኢኻ።

  • @medhaniekfleyesus9799
    @medhaniekfleyesus9799 ปีที่แล้ว +1

    አንዳሳሓቅና ቡዙሕ ትምርቲ ንወስድ ኣለና ወዲ ጆበሊ

  • @mahmudtaha1362
    @mahmudtaha1362 2 ปีที่แล้ว +23

    መርሓባ ወዲ ጀበሊ እንኳዕ ብድሓን መጻእካ 👍👍👍🌷🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eliastesfay5278
    @eliastesfay5278 2 ปีที่แล้ว +8

    ወዲ ጀበሊ ኣስሊ ኣዝማሪኖ
    ሂወት ተማም ጌርካ ኢካ ትግጥማ
    ሕክያታትካ ልኽዕ ከም ኣስቤዛ ኣብ ስፖርማርኬት ምተካፍፈለ
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @starthegunners7089
    @starthegunners7089 2 ปีที่แล้ว +29

    ደራስን ተመራማርን ስነ ልቦና መም ወዲ ጀበሊ እንቋዕ ብድሓን መጻእካ:: ፊልሚ ካብዘይ ርእይ ነዊሕ ጌረ ምኽንያቱ ሳላ Eritrean Media Network ደረስትን ተዋሳእትን ወዲ ጀበልን ወደ ከረን ስለ ዘቕረብኩምልና::

    • @the3as147
      @the3as147 2 ปีที่แล้ว +1

      Me too.

    • @Asmrey291
      @Asmrey291 2 ปีที่แล้ว +1

      Ich auch

  • @kiflomghedam8035
    @kiflomghedam8035 2 ปีที่แล้ว +7

    ብሓቂ መምህር ሂወት አዩ ወዲጀበሊ!

  • @freedomfreedom447
    @freedomfreedom447 2 ปีที่แล้ว +7

    Very good programme and I don't know how to describe this person confident and very intelligent thanks EMN.

  • @ወትሩሻዕብያ
    @ወትሩሻዕብያ 2 ปีที่แล้ว +16

    ሕማም ብሞራል ኢኻ ትገብር፤አነ እንተሐሚመ ንስነኩላት ኤርትራ ን5 መዓልቲ ብዘይ ሕክምና ምግብን አብ በረኻ ዘሕለፍዎ ሽግር ዘሕለፍዎ ዘኪረ እየ ብድድ ኢለ ዝትንስእ እሞ ሞራል ሞራል ጥራይ እዩ ጽቡቅ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕

  • @meharikebede980
    @meharikebede980 2 ปีที่แล้ว +2

    ናይ በሐቂ ዝበሰለት ዘረባ ካብ ክቅምጥ ኽህብ ከለኩ ይዓግብ።

  • @rezenehabtegerish8294
    @rezenehabtegerish8294 2 ปีที่แล้ว +4

    አዋይይይይይ ዮኒ ሓወይ ኤድለኛ ኤካ አዚ ሳሐቅ መን ይረከቦ ብጣሚ ደስ ይብል ብሓቂ አድመን ትኤናን ይሃብኩም ::

  • @abeltechlealpha7282
    @abeltechlealpha7282 2 ปีที่แล้ว +1

    ሃሃሃክክክፍሬኖ ዘይብሉ አነቃቃሒ ሕክያ፣ ውላድ ይፍጠረልካ እቲ ዐድመ ዘይድርቶ ፈጣሪ 👍👍👍🌷🌹🌹

  • @robrobyadolisrobrobyadolis3563
    @robrobyadolisrobrobyadolis3563 2 ปีที่แล้ว +14

    ኩቡር ሓው ዬናስ ብጣዕሚ ክብረት ዘለካ ጋዜጠኛ : ንወዲ ጀበሊ ዝኸውን መግለጺ የብለይን : ረቢል ዓለሚን ይሓልዎ: : ንወዲ ኸረን'ውን መስሓቅ ጥራይ ዘይኮነ በሊሕ ንመርዐቱ ዝፈቱ ተዋዛያይ'ዩ : መሐመድ ሳልሕ ክም ዓርኩ የማስሎ::

    • @robrobyadolisrobrobyadolis3563
      @robrobyadolisrobrobyadolis3563 2 ปีที่แล้ว +1

      ሸየር : ላይክ :ሳብስክሪብሽን ኣይንረስዕ : ንመኽፈሊ ዶሞዝ ዝኸውን ::

  • @moukurelal678
    @moukurelal678 2 ปีที่แล้ว +8

    Welcome back 🙏 daki Erana 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤

  • @rankoshow2163
    @rankoshow2163 2 ปีที่แล้ว +7

    ጀበሊ ፊላስፋ😍😍😍

  • @michaelgebre7968
    @michaelgebre7968 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ኣዳለውቲ መደባት Eritrean Media Network ብቀዳመነት ኣብ ሂወትኩም ምሉኣ ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነ።
    ቀጺለ መደባትኩም ስሓብን ተፈታውን ኢዩ።ብዝሓይለ ክትቅጽልሉ ምሉእ እምነት ኣለና።
    ንወድ ጀበሊ ክሓቶ ደልየ ነይረ ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ ሰሚዔዮ ኣብ ግድሊ ተስሊፈ ነይረ ኢሉ ፡በዚ ከባቢ ካርነሺም ሻዕብያ ነይሮም ናብኡ ከይደ ገለ ኢሉ ንይሩ፡ብዛዕባ ግድሊ የዕልለና በለልና ክብር ዮናስ ሓውና ፡
    ኣነ ሓውኩም ካብ Denver Colorado

  • @eriboy1532
    @eriboy1532 2 ปีที่แล้ว +7

    Part 20❤️🙏

  • @eritrea4886
    @eritrea4886 2 ปีที่แล้ว +2

    ወዲ ጀበሊ ከተጸልለኒ ኢኻ ንስኻስ ክትነብር ጥራይ ኣለካ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @abdumashallahallahyardsale1337
    @abdumashallahallahyardsale1337 2 ปีที่แล้ว

    Thank you asli

  • @mensurabe2624
    @mensurabe2624 2 ปีที่แล้ว +1

    اللة يحفظاك يا دكتور

  • @tumizghifisshatsion351
    @tumizghifisshatsion351 2 ปีที่แล้ว +8

    ብሃንቀውታ ክንጽበ ጸኒሕና ኣጆካ ቀጽሎ ኢካ።

  • @beraketgebremeskal2394
    @beraketgebremeskal2394 2 ปีที่แล้ว +19

    ክክክክክክ 70ስ ካሕ ኣይብለኒን መቓብር ዝጽወዐካ ዩ ዝመስለካ ፡ ንበረልና አድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ጀበሊ ሓውና።

    • @2020-v5d
      @2020-v5d 2 ปีที่แล้ว +1

      kkkkkkkkkkkk kemzi shiqe ayfelitin ,edmen tienan yhabo fetari

    • @the3as147
      @the3as147 2 ปีที่แล้ว +1

      Kkkkkkkkkkk

    • @zowdikidane3760
      @zowdikidane3760 2 ปีที่แล้ว

      Yase you are right my harowe wledane erterawe edma yhbeka zwday to you 🇪🇷💐😂😁🥰🤣♥️🥂💯🇪🇷

  • @peaceundlove3045
    @peaceundlove3045 2 ปีที่แล้ว +4

    Waw ወዲ ጀበሊ እንቃዕ ብደሓን መጻእካ

  • @الجميلهروان
    @الجميلهروان 2 ปีที่แล้ว +4

    ብሕልፊ ኗይ ወዲ ጀበልን ወዲከረረነነ ከአ ደይ በሓቂ ዠይምኖ ኢዩ ኣዠናጋዕነ መሃርን ኢዩ ከም እዉን ፈዉሲ ጭንቀት ኢዩ ብሕልፊ ኣብ ስደት ንዠለና ሰባት

  • @ghenetghebremicael7226
    @ghenetghebremicael7226 2 ปีที่แล้ว +25

    ነጋዶ ናይ ሳይንስ ዋሕዲ ኣሎዎም ናይ ገንዘብ ጥራሕ እዮም 😂 ስለዚ ካርቦንዳይኦክሳይድ እንተልካዮምሲ ሙሁር ጌሮም እዮም ዝቖጽሩኻ 😂😂😂😂ዋይ ወድ ጀበሊ ክትሓስም 🤔🤔♥️♥️😂😂😂😂😂

    • @tedrosteklab8396
      @tedrosteklab8396 2 ปีที่แล้ว

      😂😉😂😉🤣😉🤣😉😂🤣🤣

  • @SR-gh5rj
    @SR-gh5rj 2 ปีที่แล้ว

    Amazing

  • @wedkebri8729
    @wedkebri8729 2 ปีที่แล้ว +1

    Waw god bless him wed jeble I can't wait next week to hear about yemane berya especially.

  • @bh9627
    @bh9627 2 ปีที่แล้ว +1

    Hi yonas always you look good I am so proud of you god bless you and your family and good job thank you

  • @waltahager9609
    @waltahager9609 2 ปีที่แล้ว +4

    ወዲ ጀበሊ stand up comedien ተውህቦ ከም ዘለዎ ይራኣየካ።ኣጆካ ቀጽል።

  • @habtomberhane5425
    @habtomberhane5425 2 ปีที่แล้ว

    ወዲ ጀበሊ ስሚ ነብሱ፡ ኣምላኽ ጥዕና ይሃብካ።

  • @gideyalem6475
    @gideyalem6475 2 ปีที่แล้ว +4

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹💟💟💟God bless you ♥

  • @rejoicealways2966
    @rejoicealways2966 2 ปีที่แล้ว +2

    his speech and sence of humor is medicine to me ,literally

  • @rutmussie2906
    @rutmussie2906 2 ปีที่แล้ว

    Marhba wade jable zayemno elalu edmane tenane yehbka 🙏🏼🇪🇷😍

  • @helendaniel3404
    @helendaniel3404 2 ปีที่แล้ว +1

    Welcome deqi Erey..🥰🥰🥰😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mafiamonkey5725
    @mafiamonkey5725 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣነ ኩለን ክፋል ወዲአየን፡ ከም ብስርዓት ሻሂ ዳሰተኩ ሳሕቅ እየ ዝመውት

  • @jamilazainalabid2798
    @jamilazainalabid2798 2 ปีที่แล้ว +1

    Absolutely true wade jabali Haway

  • @medhaniebaire60
    @medhaniebaire60 2 ปีที่แล้ว +3

    Welcome EMN enqe dihan mexakum kexlwo medbatkum xebuk alo

  • @justicefithihawi2226
    @justicefithihawi2226 2 ปีที่แล้ว +2

    ወዲ ጀበሊኖ ያሆ ንበረልናናናናናና

  • @michaelwoldeab7425
    @michaelwoldeab7425 2 ปีที่แล้ว +20

    I can’t stop laughing!! Oh my gosh I’m exited this man best talent as stand up comedy

  • @zem1988
    @zem1988 2 ปีที่แล้ว

    መምህር ህይወት

  • @lettyabrha9491
    @lettyabrha9491 2 ปีที่แล้ว

    WOW ,THANKS

  • @edudalualexander5414
    @edudalualexander5414 2 ปีที่แล้ว

    ጀበሊኖ ኣዝማሪኖ

  • @aboodi2068
    @aboodi2068 2 ปีที่แล้ว +3

    መምህር ወደ ጀበሊ ሸከር አነቀዐ በሰለመ መጸአከ

  • @Batman-fl5wh
    @Batman-fl5wh 11 หลายเดือนก่อน

    He is sooooo right

  • @meseretmessi6141
    @meseretmessi6141 2 ปีที่แล้ว

    Merhaba deki ereyyy mareyyy edmen tenan yhabkum fetari 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤💖💖💖💖🐪🐪🐪🐪🐪🌹🌹🌹🌹💯💯💯💯🙏🙏🙏🙏🙏

  • @okubaytekeste5946
    @okubaytekeste5946 2 ปีที่แล้ว +1

    Wel com brhan getsu

  • @سعيدحبشي-س6ت
    @سعيدحبشي-س6ت 2 ปีที่แล้ว

    ዋውውው ወዲ ጀበሊ መምህር

  • @yakiserbi8335
    @yakiserbi8335 ปีที่แล้ว

    Nay shiwhat asli

  • @teameyemane2651
    @teameyemane2651 2 ปีที่แล้ว

    Very Very good 👍

  • @medaestif5671
    @medaestif5671 2 ปีที่แล้ว +6

    ብስሓቅ ትዋሕ 😂😂😂😂😂😂😂
    መምህር ናይ ሕልና ንበረልና🙏🙏🙏

  • @yirgaberhane203
    @yirgaberhane203 2 ปีที่แล้ว

    ወዲ ጀበሊ dissent man ❤ Blesse you more🙏

  • @eritrearedsea5482
    @eritrearedsea5482 2 ปีที่แล้ว

    Good job

  • @michaelhaile8190
    @michaelhaile8190 2 ปีที่แล้ว +1

    Bsahak moyte eye

  • @EE-ro2tx
    @EE-ro2tx 2 ปีที่แล้ว +1

    Betami tsbuk medab alkum geni zey weldka hadare zeyblka aytblo please kesmeo yekel eyu Amlak zefkdo eyu zekweni kelu

  • @tesfaldetberhe2034
    @tesfaldetberhe2034 2 ปีที่แล้ว +7

    መጀመርታ ዮናስ ከምኡ ውን ወዲ ጀበሊ ከመይ ኣለኹም? በየን ጀሚረ በየን ክውድእ ኣይፈልጥን ኢየ ብሓቂ እዚ ሰብ ኣምላኽ ኢዩ ሰዲዱልና ምናልባት ዮናስ ሓወይ ተስተውዕለሉ ተሊኻስ ዘረባኡ ታኣምር ኢዩ ሓንቲ ነገር ኣብ ሂወተይ ወይ ኣብ ርእሰይ ዝሃረመትኒ ዘረብኡ ዮናስ ሓወይ ሕቶ ምስ ሓተትካዮ ኣብዚ ስራሕስ ደሞዝ ተገርልካ ተኾነ ግን ክዳን ኣይትኽደን ገንዘብ ኣይትሕዝ ልዕሊ ዓቐን ዝሓለፎ ንጽጉማት ትህብ ስለምንታይ ከምኡ ትገብር ምናልባት ትሓምም ከምኡ ድማ ሓሚምካ ዝኣልየካ ውላድ የብልካን ኢልካ ምስ ሓተትካዮ ታይ ሞ ክገብር እቶም ፈለጥተይ ማራ ጽጉማት ኮይኖም ንሓደ 20 ንሓደ 30 ምስ ሃብኩ ይውዳእ ኢሉ መሊሱ ብሓቂ ኣብ ሓሳብ የእትዩኒ ኣነ ካብዚ ሰብ ዚ ብዙሕ ይማሃር ኣለኹ ክነግረካ ኣይክእልን ኢየ ብዝኾነ ናይ ወዲ ጀበሊ ብጽሕፈት ክገልጾ የጸግመኒ ኢዩ።

  • @abrahamteweldebrhan2868
    @abrahamteweldebrhan2868 2 ปีที่แล้ว

    Medebatkum btaemi xbuk u zelo deki Eri
    Nwedi jebeli khato zdeleku gn ab comedy wey film entay koynu zey atewe
    Nmexai ke medeb alewo do hteteley
    TNX kab Sweden

  • @osmanannati5926
    @osmanannati5926 2 ปีที่แล้ว

    Well done 👍

  • @abduademibrahem6229
    @abduademibrahem6229 2 ปีที่แล้ว +5

    حبيبنا الغالي جبلي

  • @temesgenasrat3266
    @temesgenasrat3266 2 ปีที่แล้ว

    Welcome

  • @filmontsehaye
    @filmontsehaye 2 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ጀበሊ መኸየፍ ብኹሉ ምሉእ በቃ ብ ዋዛ ሓያል ተዋዛያይ ብ ልቦና ምሉእ ንበረልና ድኣ እስኻስ ብሉጽ ሰብ ብሓቂ

  • @SR-gh5rj
    @SR-gh5rj 2 ปีที่แล้ว

    Btami zdenek medeb million likes 👍

  • @abnetberhe8582
    @abnetberhe8582 2 ปีที่แล้ว

    Wawwww edmen tenan uhabkum neklakum bezhu nemhar alena

  • @ocbazghiasgodom4773
    @ocbazghiasgodom4773 2 ปีที่แล้ว +6

    ወዲ ጀበሊ ቀጥታ መልሲ አይምልስን( direct answer ) ስለምንታይ .
    እታ ክትረኽቦ ዝደለየት ስበይቲ ብዛዕብኣ እንታይ ክገብር ምኻኑ አይመለሰን

    • @Milen20118
      @Milen20118 2 ปีที่แล้ว

      Dluw eye elka ko tewediu...

  • @moukurelal678
    @moukurelal678 2 ปีที่แล้ว

    مرحبا مليون مجددا بالناس الحلوين حمدلله شفناكم علي خير نورتونا بقينا ننتظركم بفارغ الصبر 🤩❤💛💙💚💯💯❤💛💙💚👏👏👏👏👏👍👍👍👍👍❤💛💙💚هلأ وغلا

  • @Eritraen
    @Eritraen 2 ปีที่แล้ว +3

    ሓው ዮናስ ቀዲመ ሰላም ብምቅጻል እዚ ትገብሮ ናይ ዕላል ምስ ወዲ ጀበለ ወዲ ከረን ኣዝዩ ጽቡቅ እኮ እንተ ኾነ ግን ክትዝንግዖ ዘይብልካ ኣሎ ንሱ ዳኣ ታሪክ ህዝባዊ ግንባር እንዳ ተቀብረ ብሓሰውቲ ዝውረረሉ ዘሎ ግዝየ ብምኳኑ ንምንታይ ንታሪክና ንምኩላዕን ታሪክና ንምፍላጥን ከ ምስ ዝተፈላለዩ ዓበይቲ ሓለፍቲ ህዝባዊ ግንባር ክትራከብን ክትዝትዩልናን ዘይትፍትኑ ማለት ኣይትገብሩን ኣይኮነን ግን 5% ኢዩ ምስ ታሪክና ሪኢካ ኣብነት ከም ባዓል ኣብራሃ ካሳ ኣብራሃም ዓፋን ፍሊፖስ ወልደየውሃንስ ከም ባዓል ርእሲ ምራክን ካልእን ክሳብ ተራ ዘለዉን ዝነበሩን ኣብቲ ታሪክ ዘይተቅርቡልና የቀንየለይ

  • @khairioibrahim4586
    @khairioibrahim4586 2 ปีที่แล้ว

    Wwwwwwawe Memehtena selam selame selame

  • @tesfutsegay6133
    @tesfutsegay6133 2 ปีที่แล้ว

    Merhaba deki abeyti enuqae biselam mesakum deqi hager ajokum yehewatey

  • @eyobaaaaaa7336
    @eyobaaaaaa7336 2 ปีที่แล้ว +8

    ክክክክክክክክ ኣታ እዚ ሰብኣይ እምበር ከመይ ዓይነት ሽኮር ዩ ጀበሊ ጅግና።

  • @jamilazainalabid2798
    @jamilazainalabid2798 2 ปีที่แล้ว +1

    So funny 😂 wade jabali miss you so much you remind old good times in my house in Asmara inshallah soon keep your great 👍 jok ❤️😂😂😂😂😂😂

  • @eliaskeleta9962
    @eliaskeleta9962 2 ปีที่แล้ว +6

    ኹቡር ወዲ ጀቢል ሓዳር ዘይገበርካ እሞ ሓላፍነት ስለዝፈራሕካ ዶ ይኸዉን?

  • @jordenegassi7802
    @jordenegassi7802 2 ปีที่แล้ว +1

    Kkkkkkkk merhba wede jeble ... kexlo 💯🥰🤩😘😘😘🇪🇷🙏

  • @Eri2626eritra
    @Eri2626eritra 2 ปีที่แล้ว +4

    🇪🇷❤️👍

  • @yohanaghebrihiwot6654
    @yohanaghebrihiwot6654 2 ปีที่แล้ว

    Welcom

  • @helentekle7789
    @helentekle7789 2 ปีที่แล้ว

    Good job 🇪🇷🇪🇷

  • @starthegunners7089
    @starthegunners7089 2 ปีที่แล้ว +6

    👉Action ዝገብሮ መጸለል ክክክክክ
    👉መቸም እዞም ተልሜዴን ሃብታማት ንዓኻ ሪኦም 100 ኣንጎሎ ክዘብጡ'ዮም:::
    👉please Yoni ወዲ ጀበሊ 70 ኣይገበረን ንዓና ከማን ከይኣርገና ስለዚ ኣብ 70 ዓ/ም እዩ ተወልዱ::

  • @gobromm9662
    @gobromm9662 2 ปีที่แล้ว +2

    ወዲ ጀቢል ሽኮር 🥰🥰🥰

  • @ayuayu9380
    @ayuayu9380 2 ปีที่แล้ว

    Bishokrirta keytiwidae tirah indabelko ye zire a medebka,azeye ye zednikeka kexilo

  • @majornamen7150
    @majornamen7150 2 ปีที่แล้ว +1

    ዝብላዕ ዋዛምስቁነገር ወዲ ጀበሊ ፍላስፋ

  • @abnetberhe8582
    @abnetberhe8582 2 ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍💯💯💯

  • @wahazittesfasion2248
    @wahazittesfasion2248 2 ปีที่แล้ว

    ዋውው ክክክክክ

  • @gaimkobrum3394
    @gaimkobrum3394 2 ปีที่แล้ว +17

    ኣብ ልግሲ አንተመጺኻ ሃብታም ኣይኮነን ዝህብ
    ዘሎዋዘይኮነ ዝህብስ
    ምሃብ ዝለመደ አዩ ዝህብ
    ሕቶ ንወዲ ጀበሊ
    ኣብ ሱዳን ካርቱም ኣብዝነበካሎ
    ምስ ነብሲሄር የማነ ባርያ ዝነበርኩም ፍልጠት ገለ አንተትብለና ጽቡቅ ነገር ነሩ

  • @yemaneberaki6938
    @yemaneberaki6938 2 ปีที่แล้ว +4

    ዮናስ ብቁዕ ጋዜጠኛ
    ወዲ ጀበሊ ብዘይ ድግሪ ምሁር ሰብ።

  • @lulahagos6755
    @lulahagos6755 2 ปีที่แล้ว +1

    Member sena lebnona

  • @nuredinnegash4037
    @nuredinnegash4037 2 ปีที่แล้ว +6

    ስሓቕ ዕድመ ይውስኽ እዩ ኢሎሞ እሞ እዚ ሰሙን ሰሙን ተስሕቐና ዘለኻ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ጀበሊኖ ይቀንየልና ኤርትሪያ ሜድያ ኔትዎርክ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @t.s6056
    @t.s6056 2 ปีที่แล้ว

    ወዲ ጀቢል ቴሌፎንካ ስደደለይ?

  • @Ab-qz6tu
    @Ab-qz6tu 2 ปีที่แล้ว

    This guy is intelligent

  • @sabazeru5602
    @sabazeru5602 2 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @leterfaleteklit
    @leterfaleteklit 2 ปีที่แล้ว

    My favoriete man slim best man gad bleesd

  • @ሚሊ-አ9በ
    @ሚሊ-አ9በ 2 ปีที่แล้ว

    👍🏼👍🏼❤️❤️❤️❤️

  • @t.s6056
    @t.s6056 2 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ቀደም ስእሊ ኣለኒ ግን ምስ ሰብ ኢዩ።🤣😂🤣😂🤣🤣😂😂😂😂🤣😀

  • @senaitabay5152
    @senaitabay5152 2 ปีที่แล้ว +2

    ሃውና ጋዜጠኛ ዮናስ ሙቁሉልልነትካ ትዕግስትኻ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ከሙኡውን ወዲ ጀበሊ እንዳ ተዛናጋዕና ብትህበና ትምህርቲ ነመስግነካ ቀጽሎ የቀኔልና💚💛❤💙🙏

  • @fenantsegay6143
    @fenantsegay6143 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤😂😂😂

  • @meronsolomon8645
    @meronsolomon8645 2 ปีที่แล้ว

    Eza medeb btaemi sehabit eya kexlwa yoni

  • @selamawitkidana3554
    @selamawitkidana3554 2 ปีที่แล้ว

    🥰🥰

  • @salehsalihozeyle7065
    @salehsalihozeyle7065 2 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪🏼❤️❤️💯💯💯👍👍👍

  • @zaidshimendi9145
    @zaidshimendi9145 2 ปีที่แล้ว +4

    70 ኣይተልዕለለይ ክክክክክክ። ነብሳ ይነግራ ትኣርግ ሰለ ዘላ ናይ ምርጫ ግዜ ሰብነት ኣላርም ይገብር ።

  • @omerabdu7923
    @omerabdu7923 2 ปีที่แล้ว

    Nay bhaki temahirnan shiknan