Hi my great Eritrean friends I am so proud and grateful to doctor for his service and he is incredible memory I never see anyone like him god bless you I can listen to you all day. I love your story the way you tell we love you. You’re a great man.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
NAY BHAKI XUBQ SRAH, “Stories have to be told or they die, and when they die, we can't remember who we are or why we're here.” SO KEEP IT UP BABA YONAS
ሰለዚ ኢና ባኣኹም ንሐበን ጀጋኑና 🫴❤️🔥
ንኽትኣምኖ ዘጸግም ታሪኽ ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና
ብሓቂ ዘገርም ታሪኽ ጀጋኑ ኤርትራ።🙏👍❤🎉✌🇪🇷🇪🇷
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ በጃኻ እዚ ኹሉ ታሪኽ ብዓቢ መጽሓፍ ጸሓፎ እንተተኻአኢሉ ትርጉም ብእንግሊዝ ብዓረብ ወዘተ ንወሎድታት መታን ክተሓላለፍ ዘልአለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋውውው ፍሉይ ኢዩ ታሪኽ ጀጋኑና።ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!!።
Thank you for your service Dr Mahari Abraham God bless you more🙏❤️🌻 jegana ERITREA ❤️⭐️🌻🇪🇷❤️
Idmen tianin yihabkaum dekie Eritrean kiberin mousing neswatina yekin God bless Eritrean 🙌 ❤️ 💖 ♥️ said Berthers keep going ambsa dekie Eritrean God bless you Thanks awat Nhfash Eritrean Amen 💕🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷💕🌻💕🌻💕🌻🌹🌻🌹🌻
አዚ ኩሉ ገሮም ጅግንነት ይገርም ዩ ተጋዳላይ ኤርትራ ብሓፈሻ ክብርን ሞጎሰን ንዓኹም ዕድመን ጥዕናን ንዓኹም አዚ መደብ ከጻ ሊ ክኸውን ንላቦ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዓወት ንሓፋሽ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
SALAKUM ERTRAWIAN TEbahilna EMO YEKENIELNA NETI AGELGLOTKUM
Thank you deki Eri jeganu for your service and sacarffied truly amazing ERITREAN history 🦁🌻❤🇪🇷❤️🐪💪Atum jeganu Africa!🦁
ብሓቂ ሓያልን በሊሕን ሓኪም ተጋዳላይ ማሓሪ ኣብርሃም።
❤ናይ ባሓቂ ተባዓ ጅግና እዋይ ተወፋይነት ጽናዓት 🎉 ፊሪቅ ሃገር ኢካ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ
ጅግና ወዲ ጀግና ከማኹም ዝበለ ይብዝሑ ዋ ኢረና አድና ❤❤❤❤
ዘገርም ጅግንነት ኤርትራዊነት ❤❤❤
መርሓባ መ.ሐይሊ ብሓቂ ኩሉ ጠቂስካዮ ኣነ 22 ባርዕ እየ ኔረ ብሓቂ ኢና ነመስግነካ ኣባኻ ዝበጽሓ ውጉእ ከምዝሓዊ ከምርዱእ ኢና ንወስዶ ኔርና
እንኳዕ ደሓን መጻኹም ፡ ❤🇪🇷
ብሓቂ ሰሚዒካ ዘይጽገብ ሓቀኛ ታሪኽ ጅግንነት ኣያታት ኤርትራውያን።
ታሪኻዊ ሕዝበይ ኽማኹም የለን ስብ ታሪኽ ❤️❤️🌹🇪🇷💯🙏♥️♥️♥️
ዋው ዋው ዋው መጀመርታ ዕድለኛ ኢኻ አካል ናይዚ ታሪዊ ጀግንነት ህዝባዊ ግንባር ምኾንካ። እዚ ታሪኽ ምስ ሰማዕኹ ቅንኢ ፈጢሩለይ በቲ ሐደ ድማ ኤርትራዊ ምኾነይ ብ ታሪኽ አያታተይ ይሕበን ይኹራዓኒ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ነታ ትጽሕፋ ዘለኻ መጽሕፍ ከንብባ ብሀንቀውታ ይጽበ ።
ዎው ተጋዳላይ ማሓሪ ማሓሪ ከም ሸምካ ማዕረ ኽንደይ ቁንዓት ጹርያት ልቢ ከምኻኖም ይራኣየካ እንቃዕ ተወለድኩም ሕጂ ውን ዕድመ ይሃብኵም ይቐንየልና ዮኒ ❤🎉🇪🇷🇪🇷
ኣብ ዓለም ከም ናይ ኤርትራዊ ጅግንነት ብምንም ተኣምር የለን ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ነቶም ብሂወት ዘለኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ።
መርሓባ ሰላም ንጀጋኑ ሓበን ሃገር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
Hi my great Eritrean friends I am so proud and grateful to doctor for his service and he is incredible memory I never see anyone like him god bless you I can listen to you all day. I love your story the way you tell we love you. You’re a great man.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣብየት ቆራጽነት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Ewayyy 🇪🇷🇪🇷 jgnnet ygermeka,terfulu ,gzie yhabkum,hagery kebid waga wesidki,🇪🇷🇪🇷 ezi kulu naki eyu,
Weylkum,nezom jeganu ttsarefu
Abet Eritreawe jegnenet ezi teamer eyu ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤edmen tenan yehabkum deki Eritrea 🇪🇷 ♥️
ኩቡር ሓርበኛ ገዲም ተጋዳላይ መሓሪ ኣብርሃም ክብርን መጎስን ሰለ እቲ ረዚን ታሪክ💐🙏❤❤❤❤
ጀጋኑ ኣቦታትና ኣያታትና ታሪኩም መዳርግቲ የቡሉን ስጋዕ ሕጂ ደኪምና ከይበልኩም ኣብ መትከልኩም ገጥ ምስ በልኩም፡ ❤❤❤❤❤💪💪💪💪
ዋላ እዳስካሓካ ብህጠይነት መመሊስከ ክትሰምዖ ዘሀጢ መሪርን መዳርግቲይብሉ ታሪኽ ንነጻሕርያ ዕድመን ጥዕናን ንኹልኹም ክብርን መጎስን ነሰወአትና🇪🇷❤😍❤🇪🇷
ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ።
We love you guys God bless you dekie Eritrean 🙏 ❤️ ♥️ ambsa 🇪🇷
ተኣምር ኢልካ ክትሓልፎ ትመርጽ ህዝባዊ ግንባር ሰራሕ ተኣምር !!! 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
እዋይ አነስ ምኽ አል ሲኢነ እዋይ የሕዋተይ💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ኽብርን ሞጎስን ንስዋአትና ወትሩ አብ ልብና ንግበረም መንእሰይ አስተውዕል ሓደራ 💔💔💔💔🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ዪናስ ሓውና ድማ ዕድመን ጥዕና ይሃብክካ ሩሑስ ሓዲሽ ዓመት ይግበረልና🇪🇷🇪🇷🙏🙏ንኽብሩ ሓውና ሓኪም ጀግና ዕድመን ጥዕና ይሃብካ አምላኽ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
Eway yhwatey marrey kebron megosn ne swatena wetru ab lbena😭😭😭😭🌹🌹🌹🌹🌹
Ah zia hager ezia nmmxae kndey mesgedel halifu 😭😭😭 kbrn megosn njeganu sweatna wetru Awet nhafash ❤❤❤✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
ኩቡር ኣያና ተጋዳላይ ማሓሪ ኣብራሃ መድሕን ህዝቢ ኢኻ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ!!
Amazing memory. Thank you Tegadalay Mehari for your service.
الله يرحمهم ويغفر لهم شهدائنا الأبرار 🤲🇪🇷❤🇪🇷❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
NAY BHAKI XUBQ SRAH, “Stories have to be told or they die, and when they die, we can't remember who we are or why we're here.” SO KEEP IT UP BABA YONAS
Eritrea Hegerey wey kaae mot, Shaaibiya n Zeliaelem n Beriley H , M , S, Semaaetatn wetru Aeb Libina 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🌹🇪🇷🐫🇪🇷👍🇪🇷👌🙏🏽
Jeganuna ❤❤❤
ንምእማኑ ዘጸግም ኣዝዩ ዘገርም ህሞት እዩ ሰራሕቲ ቅያ ከም ናትኩም ወለዶስ ይፍጠርዶ ይኸውን እዋኑ እዩ ሕጂ ታሪኽ ምውርራስ ንሃገራውነት ክብረት ይሃበልና::❤🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
ብጻይ ማሓሪ ይበል ኣሀላልጻ ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር መዳርግቲ ይብሉን፡ ሓደ ካብ ሓደ ዘይባላለጽ፡
ኩሉ ፍሉይነት ኣለዎ እሞ ኣይከም ናትካን ኤርትራ ሙሉእ 360 ዲግሪ ዜርካያ ደስ ዝብል ታሪክ ቀጽሎ፡❤❤❤❤❤
ጋዜጠኛ ዬናስ ኣብረሃም ምስ ወዲ ጀበሊ ኣብ ሃጠው-ቀጠውን ዕላል ባራት ፋይዳ ዘይብሉ ግዘኻ ከምዘባኻንካ ተረዲኡካ ናብ ብቑዕ ጋዘጠኛ ዝገብሮ ጣቋ ዘለዎ ስራሕ ምምላስካ የመስግነካ ! ቀጻልነቱ እዩ ዝያዳ ቅርጡው ዝገብረካ !
AB ZEY GANTU ENDIU TETSAWITU ANE HRRR EYE ZBL NEYRE DHAR RIEKADO AB AF FOKESTI YEETUWO !!!!
tarikina nkinfelits edeme tinan yhabkum etom zelekum entay zbelwo jigininet eu❤❤❤
ዮ ናስ ኣይትሰደዶ እዚ ህያዉ ቅርሲ ህ,ግ ዩ። ❤❤
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🙏🙏🙏
ይበል ታሪኽ 😊 ጀጋኑ ምኻንኩም መስክሩለይ ዘየድልየኩም።
EMN ነዚ ረዚን ታሪኽ ብቐጥታ ብሰብ ውዕሎ ክዝንቶ ብምግባርኩም ምስጋናይ ተቐበሉ።
መራሕ ሓይሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንጀጋኑ ስዉኣትና። ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ።
Thank you
ምሩጽ!
ወላካ ትሑት ደረጃ ትምህርቶም ይንበር እምበር፡ ንኤርትራዊ መካኒክን ሓኪምን ግን፡ መወዳድርቲ የብሉን ክብሃል ይከኣል ይሕዋት ደቂኤረይ፡ ሰኒ😃
ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊🌞
ኣብ ገድሊ ኤርትራ ዘይተነግረ እምበር ዘይተሰርሐ ታሪኽ የለን ! ዝልዓለ ክብሪ ንጀጋኑና!!!
🕯😭😭🕯🕯🕯ቑስሊ አለኒ አኺካ ዘይዉዳአ ታሪኽ ክሰምዒ ይህንጠ ክበሩ ሰማአታት ኤሪትራ አዒጽምቶም ከይወጋና ኤሪትራ አይትደፈሩለይ 🕯🇪🇷🌹
Wow amazing
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ nY bhaqi jigna
Selam deki erey ..ertrawinet kubur mininet ..kibrin.misganan. nisematatna..e.ni.serawitna. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
ዝገርም ዩ ! ተንቐሳቓሲ ዩኒቨርሲቲ
ኢኩም ። ተባዕት ተቓለስቲ ጀጋኑ ።
🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷💪💪👍👍
Welcome deki Eria
Erey wagaki krezn😢😢😢,,,,,. Gin kea nhben beja hzbon hagerom zhalfu jeganu natna bmkanom❤
Waga naxnet kkebd ❤❤❤🎉🎉🎉
♥️🇪🇷♥️🇪🇷👍
በጃኩም ኩሎም ዶካትርና ኣብ ሰውራ ዝነበሩ ተጋደልቲ ብሂወት ዘለዉ ኣምጽእልና EMN THANKS FOR OUR SERVICE
Anbesa!!!!❤
God bless🎉
ተጋ/ መሓሪ ኣብርሃ ምሉእ ቃለመየቕካ ንከታተሎ ኣለና : ከይውድኣናስ ሰሲዕና ብዝኾነ ጅድና ናይ ጀጋኑ ኢኻ ሞ ምሉእ ጥዕናን ቅሳነትን ንምነየልካ። ነቲ ዛንታኻ መሳጢ ዝገብሮ ድማ ጽሑፍ ተንብብ ከምዘለኻ ተርርር ኣቢልካ ሰሪዕካ ተቕርቦ ምህላውካ ናይ ምዝካር ክእለትካ ጥርዚ ዝበጽሐ እዩ። እቶም ቁምጣ ስረ ጌሮም ክሓልፉና ንርእዮም ዝነበርና ብቖልዑትና ኣብ ሰሜናዊ ባሕርስ ለካ ሓደ ካብኦም ኢኻ ።
ምስጋናና ወስን የብሉን አርካአናትና
ሑቡናትን ኩሩዓትን ኢና
5ይ ክፍል ምጽበ
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷💯🎉🎉🎉
Wellcome❤
Qexali amxalna
Wawww btaemi.zgerm tarik kemzis ydgem do malet kndzi tewefaynet
Aeye Aizikulu Mekeran Shigirin Helifu Aeb Mada konkum nab American Miairabawiyan aeniwihkum TiTimutu Jeganu Aewet b aekum Koriae 🇪🇷🙏🏽
Eri9 united ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wowwwww በቃ ቀጻሊ ዘገሪመካ ታሪክ
❤❤❤
አጃክ ዝሐወይ እንቃዓ ብደሐን ወጻአካ ንስኽወን
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
1🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ምስዚ ታሪኽ ዝተሓሓዙ ሰባት ውን ብቴለፎን ይኹን ብኻልእ ኣብዚ እንተዝተሓሓዙ ከመይ ጽቡቕ ምኾነ።
Thank you
Eza hagernas teadila kemziom zeameselu likawnti jiganu zelewuna men kem hzbawi gnbar edmen tienan yehabka doctor gedim tegadalay merahi hayli❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊✊
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🌸
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🇪🇷
ደስ ዝብል ታሪክ'ዩ ግን እቶም ወደ ገባ ትብሎም ዘለካ ብተደጋጋሚ ብምልሻ ስርናይ እንተተእርሞ ጽቡቅ እቶም ወደ ገባ ውሕዳት ዮም ካልእ ታሪክ ስለዘይምሕር ኣብዛሃለዎ ይሃሉ ስለ'ቲ ኣበርክትኦም ኣስማቶም ክግለጽ ጽቡቕ'ዩ
❤❤❤❤❤❤❤❤💪💪💪
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🇪🇷
ነብሰይ ፈጥፈጥ ኢሉኒ ! እብታይ ዓይነት ታሪኽ እዩ በጃኻ ኣብዛ ሃገር? ታሪኽና ከቢድ ዩ!! ዘልኣለማዊ ክብሪ ነዓኹም ጀጋኑና!!
Jigna Mahari
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤🌹👑🐆
❤❤❤😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Hi how are you doing today my family and good night
🇪🇷❤❤
🇪🇷♥️🙏🏻🙏🏻♥️♥️🌹🌹👏🥰🥰
Eway elalu ktem behaqi Azentawi eyu ezi jgna Abona xamakum trekblu gize yemxalkum❤
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺
Jeganu tierflu gizie yemxalkum