EMN - 21 ክፋል - ዕላል ወዲ ጀበሊ ( ንድምጻዊ የማነ ባርያ ከመይ ይገልጾ ).mp4 - Eritrean Media Network

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 186

  • @asmellashgherinichiel4528
    @asmellashgherinichiel4528 2 ปีที่แล้ว +50

    ወዲ ጀበሊ ፡ ብዘይ ምግናን ንሓደ ሕብረተሰብ ዘድልዩ ዕላላት ሕሉፍን ህልዉን ከዕልሉ ዝኽእሉ ክህልዉኻ ብጣዕሚ ጠቐምቲ ኢዩ። መን ዩ ንድሕሪት ተመሊሱ ከዘንቱ ዝኽእል ፡ ሂወት ንድሕሪት ተመሊሱ ክገልጽ ዝክእል ከዘንቱ ዝኽእል ምስኡ ምዝንጋዕን ተመኩሮኣዊ ትምህርቱ ክገልጽ ዝክእል ክህልዉና ክተባባዕ ዝግባእ ፕሮግራማት ኢዩ። ሓው ዮናስ ጽቡቕ መደብ ኢዩ ብዓይኒ ንሕና ተዓዘብቲ እሞ ኣድንቆት ኣሎና ብተቕርቦ መደብ።

  • @ዕፁብኬዕጹብዉእቱእስመበዑ
    @ዕፁብኬዕጹብዉእቱእስመበዑ 2 ปีที่แล้ว +30

    ናይ ባሓቂ ኣቦ ስለ ዝሳኣንኩ ኢየ ኣደ ስለዝሳኣንኩ ኢየ.ዝብሉ፥
    እግዝኣብሄር ምስኦም ይኹን.

  • @peaceundlove3045
    @peaceundlove3045 2 ปีที่แล้ว +26

    የናስ ወዲ ጀበሊ ጽቡቅ ተዘክሮ ክቡር ኣቦና ሚዚቀኛ የማነ ባርያ 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zakariasberhane4383
    @zakariasberhane4383 2 ปีที่แล้ว +22

    Nay behaki Yemane barya black star 💫🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾🙌🙌👍🏿👍🏿🇪🇷🙏🏿🙏🏿🙏🏿🇪🇷

  • @mihretmichael9700
    @mihretmichael9700 2 ปีที่แล้ว +7

    ወዲ ጀበሊ ዓላ ዘየምኖ ዕላልካ thank you 🙏👍👍👍

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 2 ปีที่แล้ว +9

    // ኣብ ሓቂ : ብድፍረትን ትብዓትን ጸኒዕካ ሞት ፡ ዘልኣለማዊ ትርጉም ጀግንነት እዩ።
    "መንግስተ ሰማይ እንተረኸብኩ 'ምበር፤ ጳጳስ ንምዃን ኢለ ኣይመንኾስኩን። "💔
    ቃል ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቦና ኣቡነ እንጠንዮስ //ኣብ ሓቂ : ብድፍረትን ትብዓትን ጸኒዕካ ሞት ፡ ዘልኣለማዊ ትርጉም ጀግንነት እዩ።
    "መንግስተ ሰማይ እንተረኸብኩ 'ምበር፤ ጳጳስ ንምዃን ኢለ ኣይመንኾስኩን። "💔
    ቃል ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቦና ኣቡነ እንጠንዮስ

  • @semiryosuf8421
    @semiryosuf8421 2 ปีที่แล้ว +12

    ውሑድ ኣይተጸበናን ጸቡቓት ደቒ ሃገረይ ፡ ያላ ሕጂ ኣስሑቅና።

  • @Tn64437
    @Tn64437 2 ปีที่แล้ว +10

    Nafinakum behaki kemey kenikum enkae dehan mesu thank you

  • @aboodi2068
    @aboodi2068 2 ปีที่แล้ว +11

    ወደ ጀበሊ መምህር ኩለ ገዘይ ነጸበየከ አነቀዐ በሰለም መጸአከ

  • @sen-ayt7782
    @sen-ayt7782 2 ปีที่แล้ว +9

    🇪🇷ኹልሻብ ዕዲመን ጥዕና ንኣባኻ ትጉየ 💕ምእቲ ግዜ ግበራ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🌹🇪🇷

  • @BiniamGebresilasie-yo7bt
    @BiniamGebresilasie-yo7bt 9 หลายเดือนก่อน

    Wow ወዲ ጀበሊ ጽቡቅ ተዘኽሮ

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 2 ปีที่แล้ว +7

    መርሓባ ደቂ ሓላል መሬት💐🇪🇷❤️💐❤️🙏❤️❤️🍀❤️👏🙏💐🇪🇷❤️💐❤️🙏❤️❤️🍀❤️👏🙏

  • @medhaniebaire60
    @medhaniebaire60 2 ปีที่แล้ว +4

    Welcome EMN enqe dihan mexakum kexlwo medbatkum xebuk alo

  • @charliemy1072
    @charliemy1072 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣዝዩ ጽቡቅ መደብ ወዲ ጀበሊ የቀንየልና

  • @awetyohannes5784
    @awetyohannes5784 2 ปีที่แล้ว +6

    Merhaba deqi halal merat🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🙏🙏.

  • @mensurkeren6096
    @mensurkeren6096 2 ปีที่แล้ว +4

    ود جبلي ي أسد شكراا لك ي البروفيسور الله يعطيك العافية

  • @yonasgede7258
    @yonasgede7258 2 ปีที่แล้ว +2

    It is realy True what wodi Jebeli's explanation about Yemane G/M. If you would have seen his house in Jeddah you could wownder most of those top singer even use to live with him he was realy helpful person. But he was not even helpful for him self. He was one big icon singer and top internal Personality of Eritrea should be remembered for ever. LET GOD ALMIGHTY REST HIM IN PEACE🙏❤

  • @adresabdullqadir5131
    @adresabdullqadir5131 2 ปีที่แล้ว +2

    ወዲ ጀበሊ ቀጻሊ ምጻእ ወጢሩና ዘሎ ጸቕጢ ክትዝርዝረልና ጀሚርካ ክሳዕ ትውድእ ፈሊሔ ብስሓቕ ዕድመ ይሃብካ

  • @meharikebede980
    @meharikebede980 2 ปีที่แล้ว +4

    Wellcome ዓበይቲ ሰባት።

  • @yemanehaile9648
    @yemanehaile9648 2 ปีที่แล้ว +9

    ብሓቂ ሓቁና ምስክር ቀጽለልና።

  • @tsegaykahsay5289
    @tsegaykahsay5289 2 ปีที่แล้ว

    ክብረት ይሃበልና ወድ ጀበል ንነብስሄር ኮኾብ ስነጥበባው የማነ ባርያ ስለ ዝዘከርካልና ንአካ ከአ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣር

  • @belayneschbegazion3286
    @belayneschbegazion3286 2 ปีที่แล้ว +25

    ወዲ ጀበልን ዮናስን የመግነኩም ታርኽ ናይ ቀደም ታርኽ ደስ ዘብል የከንይልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾

  • @adonaybein8571
    @adonaybein8571 2 ปีที่แล้ว +5

    You are really righteous. I have never heard like your justify explanation.

  • @asmoromminasie8457
    @asmoromminasie8457 2 ปีที่แล้ว +3

    Merhaba dkey aray des zebel ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hadushteklab2967
    @hadushteklab2967 2 ปีที่แล้ว

    :this man is so smart is teaching free to us😳thanku man

  • @aboodi2068
    @aboodi2068 2 ปีที่แล้ว +5

    ❤️❤️❤️❤️❤️ወደ ጀበሊ ሸከር

  • @kahsayissac8403
    @kahsayissac8403 2 ปีที่แล้ว +12

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል ተዘክሮ ናይ ስነጥበባዊ ነፍስሄር የማነ ገብረምካኤል ኣልዕልኩም ብዝገበርክሞ ኣዚና ነመስግን ግን ወዲ ጀበሊ ንየማነ ድሕሪ ኣብ ስዳን ምፍላጡ ንኸልኣይ ግዜ ኣብ ብቀታ ኣብ ኤርትራ ከም ዝረኸቦ ኮይና ትመስል ቅድሚ ሕጂ ግን ኣብ ገለ ዕላሉ ኣብ ስዑድያ ብሓደ ከም ዝነበሩ ትመስል ኔራ ኣብታ ዕላሉ ማለት ወዲ ጀበሊ ኣብ ሓደ ትካል ናይ ስዑድያዊ እንዳ ሰርሐ ከሎ ካብታ ትካል ምስ ተሶገ የማነ ገብረምካኤል ዝበሎ ቃል ኣላ ንሳ ከኣ እንታይ ኣያ ወዲ ጀበሊ ክትነብር እኻ ትደሊ እምበር ከሓልፈልካስ ኣይትደልን እኻ እልዎ ኔሩ ነዚኣ እባ የሕክየና በሎ ዮን Thanks!!

    • @yohannesgebrekirstos73
      @yohannesgebrekirstos73 2 ปีที่แล้ว

      Xbuk aleka gn ab Sudan eu Ane kemzteredakwa

    • @michaelalazar2765
      @michaelalazar2765 2 ปีที่แล้ว

      ጽቡቅ ኣለካ ግን እታ
      ጉዳይ ኣብ ሱዳን ኢያ
      ደጊምካ ስምዓያ ኢካ ክቡር ሓው

  • @Kdkdhehjdje
    @Kdkdhehjdje 2 ปีที่แล้ว +5

    Tanks

  • @fortosawa6274
    @fortosawa6274 2 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሐቂ፡የማነ ባርያ ሙሉእ ሰብ ኔሩ፡አምላኽ አብ ገነቱ የንብርካ፡ወዲ ጀበሊ ምስ ዮናስ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቐጽልዎ።

  • @meharighile8015
    @meharighile8015 2 ปีที่แล้ว +7

    ዮናስ ምስ ወዲ ጀበሊ ትገብርዎ ዕላል ብጣዕሚ መሳጢዩ፡
    ናይ ወዲ ጀበሊ ዕላል ተቀዲሑ ዘይዉዳእ ፈልፋሊ ላዛ ዘለዎ ዘረባ ይገርም እዩ፡
    ብዛዕባ ሓርበኛ ዓቢ ድምጻዊ የማነ ገብረሙካኤል ባርያ ምልዓልኩም ብጣዕሚ ዘኤጉስ እዩ፡
    የማነ ኣብ ሱዳን ኣቦ ናኩሉ ጽጉም እዩ ነይሩ ኣብ ገዛ የማነ ዘይተዓንገለ ጽጉም ኣይነበረን ለዋህ ለጋስ ሓያል ገጣሚ ዘያሚ ልዑል ሃገራዊነት ዝዉንን ንዘላለም ክዝከር ይንበር
    ይኦናስ ሓደ ዓርከይ ኣብ ሱዳን ኣብ 1978 ከሎና ንወዲ ጀበሊስ ትፈልጦ ነርካ ኢኻ ኢሉኒ ኣነ ግን ሱዳናዊ ኮይኑ ይረኣየኒ ነይሩ ከይከዉን ክዝክሮ ፈቲነ ኣይመጸለይን፡
    ዮናስ እስከ ንወዲ ጀበሊ ሕተቶ ኣብ ኣልጀዚራ ሆተል ትድቅስ ነርካዶ ወይ ኣብ እንዳ ሓዳስ ቤት መግቢ እንዳምነይ ወይ ኣብ እንዳ ሓዳስ ጀዲዳ ቤት መግቢ ትመጽእ ነርካዶ በሎ
    እምበር ዕላልኩም ጽቡቅዩ ቀጽልዎ
    ወዲ ጊለ

  • @semerearaya7302
    @semerearaya7302 2 ปีที่แล้ว

    Thank You very much

  • @teklitteklit5551
    @teklitteklit5551 2 ปีที่แล้ว +3

    ወዲ ጀበሊ ጂግና ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ታሪክ ኣለካ።

  • @f.t8710
    @f.t8710 2 ปีที่แล้ว

    መርሓባ ደቂ ኤረይ እንቆዕ ድሓን መጻእኩም።

  • @harounekubal8436
    @harounekubal8436 2 ปีที่แล้ว +14

    ዮናስ : ምስ- ወዲ : ጀበሊ : ቀንየልና : ጽቡቅ : ዕለል : አስሚዕኩሙና ።
    ንድሕሪት : ተመሊስና : ተዘክሮታት : ብዙሕዩ : ነየናይ : ገዲፍናሞ :ነየን : ክንዛረብ ።

  • @E29-n3x
    @E29-n3x 2 ปีที่แล้ว +1

    ታሪኽ ምግላጽ ዝሃል ከምዚ ሚዛናዊ`ዩ። እሞ ድማ ብኣካል ዝነበርካዮ ብዛዕባ የማነ ዝብሃል ዳርጋ ዝበዝሐ ቀመም ዝተሐወሶ`ዩ መብዛሕትኦም ብዛዕብኡ ዝጽሕፉን ዝዛረቡን ብወረ ዝሰምዕዎ እዮም። ወረ ተኸቲልካ ምጽሐፍን ምዝራብን ድማ ካብ ጥቕሙ ጉድኣቱ ይበዝሕ

  • @2020-v5d
    @2020-v5d 2 ปีที่แล้ว +2

    asanay dihan maxaekum

  • @merateklay9388
    @merateklay9388 2 ปีที่แล้ว +3

    ቅድሚ ምፍታሽካ ቀለልቲ ዝመስሉ ሰባት ናይ ብሓቂ ግን እንዳ ኣዘናግዑ ዝምህሩ ናይ ትምህርቲ ዕድል ዋላ እንተዘይረኸቡ ግን ከኣ ልዕሊ ምሁራት ነዛ ንነብረላ ዘለና ዓለም ጽቡቕ ጌሮም ገላቢጦም ዘረድኡኻን ዝነግሩኻን ክህልዉ ይኽእሉ እዮም ኣነ ግን ሓደ ርእየን ሰሚዐን ኣለኹ ንሱ ከኣ ወዲ ጀበሊ እዩ። ገዛጠኛ ዮናስ ውን ብቑዕ ናይ ኣተሓትታ ክእለት ኣለዎም ካብ ዝብሃሉ ኤርትራ ዘፍረየቶም ኢኻ ብሓቂ ከይድናቕኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን ኩሉ ኣብ EMN ዝመሓላለፍ መደባት ይከታተሎ እየ ክዓብን ክድፈኣሉን ዘለዎ መደባት እዩ ኢለ ከኣ ይምህጸን ብቐንዱ ከኣ ኣብ ታሪኽ ሃገርና ኤርትራ ባዕሎም እቶም ነቲ ቅያታት ዝሰርሑን ዝሰርሑ ዘለዉን ከይሓለፉ ከለዉ ብቐጻሊ ምስ ስርሖም ኣመንጉዮም ክነግሩና ክቕጽል ዘለዎ መደብ ኢዩ ይብል።

  • @ghenetghebremicael7226
    @ghenetghebremicael7226 2 ปีที่แล้ว +2

    ዓሕ ባርያ ሺኮር 😭 ኣነ ብወገነይ ሞት ከምዘላ ዝፈለጥኩ ባርያ ምስ ሞተ እየ 😭♥️🌹🇪🇷🇪🇷🌹

  • @kingmoke5914
    @kingmoke5914 2 ปีที่แล้ว +2

    U r unique ❤❤

  • @biniamweldemariam6489
    @biniamweldemariam6489 2 ปีที่แล้ว

    Yemane barya, black diamond 🥰🥰🥰

  • @starstar9017
    @starstar9017 2 ปีที่แล้ว +37

    የቀነየልና ወዲ ጀቢሊ

    • @reltron8428
      @reltron8428 2 ปีที่แล้ว

      ኣነ ኣብ ኮሜዲ ምሰረሐ ዝብል ግምት ኣለኒ

  • @thegunners462
    @thegunners462 2 ปีที่แล้ว

    ዮናስ ሐወይ ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ቀጽልዋ ፡ምሃሪ አዘናጋዒ እዮ።

  • @Kdkdhehjdje
    @Kdkdhehjdje 2 ปีที่แล้ว +4

    Kemey kenikum unkae selam mexakum

  • @khairioibrahim4586
    @khairioibrahim4586 2 ปีที่แล้ว +2

    Slam selam wede jebel xebok agelalx berfeser wdjbel

  • @Feleg545
    @Feleg545 2 ปีที่แล้ว +9

    🇪🇷ኣገደስቲ ነጥቢ ናይ ሎሚ ወዲ ጀበሊ

  • @tesfasnqey9422
    @tesfasnqey9422 2 ปีที่แล้ว +1

    Wel come

  • @senaithailom3322
    @senaithailom3322 2 ปีที่แล้ว +1

    Des ktbilu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤩

  • @سعيدحبشي-س6ت
    @سعيدحبشي-س6ت 2 ปีที่แล้ว

    ዋውው

  • @charliemy1072
    @charliemy1072 2 ปีที่แล้ว +3

    ወዲ ጀበሊ ጽሩይ ወዲ ኣስመራ ጻአዳ

  • @t.s6056
    @t.s6056 2 ปีที่แล้ว +8

    ደረቅ ዝኮነ ኣእምሮ ግዲ ሂብኒ ኮይኑ'
    ነቲ ሙዚቃ ኣይምነዮን 'የ😂😂😂😂

  • @awetkifleyesus1109
    @awetkifleyesus1109 2 ปีที่แล้ว +1

    Wawwwwww 💯💯💯🧡🧡🧡

  • @ዑቅባይኪዳነ
    @ዑቅባይኪዳነ 2 ปีที่แล้ว +8

    ንየማነ ባርያ ብቃላት ዝገልጽ ሰብ ኣኮነን ።

  • @ኤርትራ-ጐ1ዠ
    @ኤርትራ-ጐ1ዠ 2 ปีที่แล้ว +6

    ወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቀጽሉልና ዮኒ
    መንእሳያት ኣብ ማስሚድያ ጆሆ ተታሕና ክንማሃር ኣይንኽእል ጹቡቕ ዉን ክንሓስብ ኣይንኽእል ምኽናያቱ ማዓስ ከነርክብ ተለፎን ክንጥዉቕ ዮኒ ሓወይ እዚኣ እንታይ ትመኽረና ምስ ናይ ቀደም ጹቡቕ ባህርያት ኣታሓሕዙ ገለ በለና በለለይ ናይ ወትሩ ተኻታታሊኹም ወዲ ዒመት እየ?

  • @eaglemebaetatigrinya5147
    @eaglemebaetatigrinya5147 2 ปีที่แล้ว +24

    እዋእ እቶም ኩልኩም ናይ የማነ ባርያ ኣይተንተኖን ወይ ኣይገልጾን ትብሉስ ምስኡ ኣይዓበየ ድሓር ውን የማነ ንሱዑዲ ከይዱ ወዲ ጀበሊ ውን ካብኡ ካበይ ዝገደዱ ጽጉማት ይሓግዝ ኢሉ ርእሱ ክክእል እንተውጺኡስ ከመይ ጌሩ ክገልጾ ተጸቢኩም ማለት እዩ እኩል እዩ ዝፈልጦ ተዛሪቡ ወዲ ጀበሊ ኩሉ ዝዛረቦ ማሃሪ ን ኣዘናጋዕን እዩ ብሓቂ ስለዝስ ኩሉ ምሉእ አይተጸበዩ ንሱ ከማን ንርእሱ ከም ፈላጥ ኣየቅርባን እዩ በዚ ከማን ክንአድ እዩ ዘለዎ ወዲ ጀበልን ዮናስን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።

    • @aboodi2068
      @aboodi2068 2 ปีที่แล้ว

      ነይ ባሐቀ ወዲ ጀበሊ የቀኒይሎና

  • @salahh3618
    @salahh3618 2 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትረኻ እዩ ወዲ ጀበሊ ቀጽልዎ ጥራሕ የማነ ባርያኻ ኣቦፍቅሪ እዩ ኔሩ

  • @ghenetghebremicael7226
    @ghenetghebremicael7226 2 ปีที่แล้ว +8

    ወዲ ጀበሊ ሺኮር ♥️ ሓቅኻ እንድኻሞ ምስ ወደ ኣ ስመራ ምዕላልን ምውዓልን እካ ካብ university ንላዕልዩ ከምዚ ሎሚ ሰብን ንብረትን ከይተሓዋወስ ከሎ 🤔😂♥️🌹🌹🇪🇷

    • @m.g5367
      @m.g5367 2 ปีที่แล้ว +1

      Aba altka university nay BARE ZERBAN maltka deyu

    • @blackpersonfreedom9509
      @blackpersonfreedom9509 2 ปีที่แล้ว

      @@m.g5367 kkkkk

  • @kofikoki1479
    @kofikoki1479 2 ปีที่แล้ว +1

    Betam xebaki alale

  • @yohannesgebrekirstos73
    @yohannesgebrekirstos73 2 ปีที่แล้ว

    Welcome abeyti sebat

  • @Eritrea01
    @Eritrea01 11 หลายเดือนก่อน

    Barya jigna

  • @zaidworqi5871
    @zaidworqi5871 2 ปีที่แล้ว +2

    Mrrhaba Deqi Eray Tsaida selam selam bhaqwta natxbna
    Ikai dahan mxakum
    Yenas btami kab lbi yemsgnaka
    Qexllna

  • @kirosghebremicael2302
    @kirosghebremicael2302 2 ปีที่แล้ว +19

    ብመጀመሪያ ሰላምታይ የቕርብ
    ዮናስን ወዲ ጀበልን፡ ተቕርብዎ ዘለኹም መደብ ኣድናቖተይ ወሰን የብሉን።
    ኣብ መበል 21 ክፋል ዘቕረብኩሞ መደብ፡ ቀዳማይ ነገር ወዲ ጀበሊ፡ ኣብ ካርቱም ምስ ባርያ ከም ምንባሩ መጠን ንየማነ ከምቲ ዝድለ ዝገሎጾ ኮይኑ ኣይተሰማዐንን።
    ካልኣይ ነገር ካኣ ብዛዕባ የማነ
    ዝተሐተቶ ሕቶ ትንክፍ ኣቢሉ፡ ናብ ካልእ ይእለ ነሩ፡ እቲ ሕቶ ብዛዕባ የማነ እንተኾይኑ ብዛዕባ የማነ ጥራይ ኢዩ ክምልስ ነሩዎ።
    ካብ ተኻታታሊኹ የቕንየለይ።

    • @Azmarino731
      @Azmarino731 2 ปีที่แล้ว +1

      ሓወይ ጽቡቅ እንዲኻ ዘለኻ ወዲ ጀበሊ ሰሚዒካዮ ተኾንካስ ብዑምቆት ስለ ዘይቀረቦ እዩ ማለተይስ ኔሩ ኔሩ እዩ ዝረኽቦ ኔሩ ከምዚ ጀምዖኦምስ ኣይኮነን: ተረዲኣትካ ክትከውን ተስፋ ይገብር!" የቀኔለይ::

    • @Vlinder.sami12
      @Vlinder.sami12 2 ปีที่แล้ว

      Nsu keman koynu nay 30 40 amet zhalefe zekiru zeill zelo

  • @abnetberhe8582
    @abnetberhe8582 2 ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏💯💯💯

  • @danielwiki6795
    @danielwiki6795 2 ปีที่แล้ว

    Please don't stop about the yemane bariya

  • @abebaderar8298
    @abebaderar8298 2 ปีที่แล้ว +2

    ❤️❤️❤️🌺🌺🌺

  • @huseinahmed5670
    @huseinahmed5670 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ጀበሊ ንሂወት ተማሂሩ ዘይኮነ ዝፈልጣ ቢኣካል ካብቲ ዝታሓተ መነባብሮ ክሳብ ዝላዓለ መነባብሮ ብተግባር ምፍላጥ ጥራይ ዘይኮነ ብኣካል ስለዝሓለፎ ምስቲ ምዕቡል ኣተናትንኡ ምሃሪ እዩ።

  • @simongeri8435
    @simongeri8435 2 ปีที่แล้ว +6

    ጀንትል ዝኾነ ሰብኣ ይ ንሱን ልሳን ኣዘራርቡኡን
    ሩጡብ

  • @yowhanayowhanies8831
    @yowhanayowhanies8831 2 ปีที่แล้ว +2

    🐪💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊✊

  • @blasattmesgan4100
    @blasattmesgan4100 2 ปีที่แล้ว +2

    👍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏

  • @soloferatelo2680
    @soloferatelo2680 2 ปีที่แล้ว +1

    Yonas nay baria 2 part gebrelu bezhu reiseoewo alo netom 5 zemreawom ab sudan hakina belo

  • @saraselemonyyu3996
    @saraselemonyyu3996 2 ปีที่แล้ว +2

    🥰💕💕👍🏿🇪🇷🇪🇷

  • @AWET605
    @AWET605 2 ปีที่แล้ว +5

    እንቃዕ ዳሓን መጻእኩም ወዲጀበሊ ዘይምኖ ዕለሉ የቀንየለና 🌷🌷🌷🌷⭐️⭐️⭐️🇪🇷🇪🇷#ሓላላተይ ሳብስክራይብ ክትገብሩለይ ብክብሪ ይዕድመኩም የቀንየለይ ❤️❤️🙏🙏🙏🙏

  • @EriVoice43
    @EriVoice43 2 ปีที่แล้ว +9

    ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹም ኣሕዋተይ ሓጎስ፡ፍቅርን ሰላም ይምነየልኩም።ኣብ ስደት ዘለኹም ከኣ ምስታ ትናፍቅዋን ተፍቅርዋን ወላዲትኩም ገጽ ንገጽ የራኽበኩም።ርኸቡ ኣይትስኣኑ ኣብ ቻነለይ ሳብስክራይብ ብትሕትና ግበሩለይ!!!ክብረት ይሃበለይ!

    • @samia7405
      @samia7405 ปีที่แล้ว

      Selam haway thanks

  • @shammengs8394
    @shammengs8394 2 ปีที่แล้ว +5

    ዮናስ ሓውና ን ወዲ ጀበሊ ኩሉ ግዚ ኢና ንጽበዮ አንተኪኢልካ ወላ 1000 ክፋል ኣብጽሓያ ሓደራኻ ከይተቃርጻ

  • @user-lw2pz6bk7n
    @user-lw2pz6bk7n 3 หลายเดือนก่อน

    የማነ ባሪያ ዝነበራ ገዛ ኣብ ካርቱም ዳርጋ ዝበዘሐ ኤርትራዊ ኣብ 2008 ዝነበር ይፈልጣ ኢዩ ከዳሚት ናይ ባዓል ባርያ ዝነበርት ትግራዋይቲ ሰበይቲ ኣርክብላ ኣብ ሱዳን ዓብያ ኣሪጋ ጽቡቅ ዕላላት ተዕሊል ብዛዕባ የማነ ባራያ

  • @kallerazg1578
    @kallerazg1578 2 ปีที่แล้ว

    Merhaba abi memhr

  • @robichannel7718
    @robichannel7718 2 ปีที่แล้ว +6

    ሰላም ሰላም እንኳዕ ብድሓን፡መጻኩም ናበልኩ ኣብ ዘለኩሞ ዕድመን ጦናን ፍቅርን ያብኩም ኣምላክ ናበልኩ ነዛ ናተይ ጽሕፍቲ ዘንቡብኩሞ ኣብዛ ናተይ ፑሮፋይል ኣቲኩም ሳብክራብ ግበሩለይ ብፍቅሪ ።

  • @m.g5367
    @m.g5367 2 ปีที่แล้ว +2

    Way deki Asmera emu nay kedemom eyu ezi wteytey blati Shero temuyat kab Asmera wesai kebabiom zeyfltu

  • @abelabi5
    @abelabi5 2 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤

  • @timnitteklay7876
    @timnitteklay7876 2 ปีที่แล้ว +1

    ያወዲ ጀበሊ አስሊ 🤣🤣🤣🤣🤣👍🏿👍🏿

  • @InspireEritrea
    @InspireEritrea 2 ปีที่แล้ว

    ጀበሊ the great.. ቀትልካኒ..

  • @RamadanAbdella-hl7vn
    @RamadanAbdella-hl7vn 2 หลายเดือนก่อน

    ወዲ ጀበሊ መሕርር

  • @tesfiemichael9123
    @tesfiemichael9123 2 ปีที่แล้ว +6

    ምቅሉል ሰብ ኩሉ ይቅበሎ.. ናይ ወዲ ጀበሊ ዘረባ

  • @tesfiemichael9123
    @tesfiemichael9123 2 ปีที่แล้ว +2

    ትዕቢት ን ንውድቀት ትቅድማ... ድሕሪ ምዕባይ ውድቀት ኣሎ ማለት እዩ.. ዘምዕባይ

  • @bluesparkles1018
    @bluesparkles1018 2 ปีที่แล้ว

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @roxyjones8335
    @roxyjones8335 2 ปีที่แล้ว

    👍👍👍👍👍💯💯💯

  • @hbbigshow1552
    @hbbigshow1552 2 ปีที่แล้ว +1

    14:00 that me that was my story 😔

  • @samsonkahsay1319
    @samsonkahsay1319 ปีที่แล้ว

    Eta ny saho eba amxaya

  • @mebrahtikiflemariam1002
    @mebrahtikiflemariam1002 2 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰👍👍👍👍👍

  • @frewoiniembaye4660
    @frewoiniembaye4660 2 ปีที่แล้ว +1

    😂👍👌🙏❤️

  • @ማሩ
    @ማሩ 2 ปีที่แล้ว +6

    ጀማሪት ኮይነ ባ ሳብስክራይብ ተሓባበሩኒ ጽቡቃተይ

    • @MdreTesfaTube
      @MdreTesfaTube 2 ปีที่แล้ว +2

      Gerelki aleku abzi natna tezaweri.

    • @redseatv5895
      @redseatv5895 2 ปีที่แล้ว

      Ok gn ezi bzaeba sex do gele mele keytesimana tekilki medeb mkri bahli elki nezian bahlen hbreteseben zebalashiwa zelewa mkri habiyen emeber deki tebaetiyo hafrina hazina ena bsenkian 😔😭

    • @ማሩ
      @ማሩ 2 ปีที่แล้ว +1

      @@MdreTesfaTube wela ane gerilka aleku hawey

    • @ማሩ
      @ማሩ 2 ปีที่แล้ว

      @@redseatv5895 eshi hawey thank you

  • @amaribrahim7178
    @amaribrahim7178 2 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🇪🇷

  • @yygentertainment4290
    @yygentertainment4290 2 ปีที่แล้ว +1

    ሳብስክራይብ ባ ሓጉዙኒ ኣምላክ ይሓግዝኩም

  • @twa3954
    @twa3954 2 ปีที่แล้ว +9

    ከከከከ ድንሽ ምብላዕ ምሓሸትኒ። ገሊኦም ኣስርሓቲ 10 ናቅፋ ደምዝ ይከፍሉካ ናይ 1000 ናቅፋ ከ የስርሑካ። ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ እቲ ዝሓለፈ ናይ ንጉስን ጊላን ሂወት ኣብ ኣስመራ። ኩሉ ብኣርኣያ ስላሴ ዝተፈጥረ ሰብ መዕረ ክብረት ክወሃቦ ኣለዎ። ደቂ ኣስመራ እንታይ ኣለዎም ብጣልያን ዝሰርሓሎም ገዛውቲ እንዳተደነቁ ይነብሩ።ኣብ ስደትከ ከምኩሉ ሰብ ጽርግያ እንዳኮሰተሩ ይነብሩ።

    • @sen-ayt7782
      @sen-ayt7782 2 ปีที่แล้ว

      ትብል ኣለኻኣ ልክዕ ንኤሮም ጥልያን ግን ንሶም ኣይኮኑን ሰርሖማ ኣስመራ ድሰርሑዎ ኣሎ ደይ ሰርሕዎ ኣሎ ውኣላ ባተሓሳስባኻ ክንደይ ዝኣኽሉ ጥልያን ንኤሮም ወዲ ሃገር እዩ ሰርሕዋ ኣስመራ
      ግዝ ሕሱም እንድር ኮይኑ ካብ ዓዲኻ እንዲሕር ወጺኻ ከምዲ ኮነልካ ጌርካ ትነብር ኣብ ዓለም ኹልሻብ ጹቡቅ የለን ኹልሻብ ሕማቅ የለን ንኹሉ ግዜ ኣለዎ

    • @twa3954
      @twa3954 2 ปีที่แล้ว

      @@sen-ayt7782 ካብ ትካትዒ መጽሓፍ ኣንብቢ ናይ ተኣሪኽ ኣብኡ ኣለኺ። እቲ ዝሃንጸጼ ዲዛይን ዝገረበረ ካርታ ዝሰኣለ እምበር እቲ ምኒወለ ኮይኑ ዝሰርሕ ዝነበረ ኣይኮነን ዝርኤ።

    • @sen-ayt7782
      @sen-ayt7782 2 ปีที่แล้ว

      @@twa3954
      እስኻ ዲበልካ ብጥልያን ዝሰረሓሎም ኢልካ ቅርጺ ልክዕ ኣዉጺኡ ኣይኮነን ኣይብልን እየ ምስራሕ ምስኡዉን መንፍዓት ናይ ስራሕ ንኣይ ኤረትራዉያን እዩ ኣነዉን ይመስለኒ ንኤሩ ኣነዉን ካብ ኣንቢበን ካብ ዓበይቲ ድሰማዕክዎ እዩ ጥልያን ዝገበሮ ሕደት እዩ ተጋኒኑ ጥራይ እዩ
      ጥልያን ንኤረትራ ባእስ ምስ ጎረቤት ሓድግልና ከይዱ ቃል ኣቦይ ኣብራህም ስልጣን

    • @twa3954
      @twa3954 2 ปีที่แล้ว

      @@sen-ayt7782 እሱ ጽቡቅ ኣለኪ ኤርትራውያን ኣይተሳተፉ ኣይወጸኣንን። ኣነ ወዲ ጀበሊ ብኣከዳድናና ይንዕቁና ነሮም እቶም ውሽጢ ከተማ ዝቅመጡ ምስበለ ብከምኡ እዬ ጽሒፈያ። ሕልፊ ከልእ ወዲ ሃገር ሓንቲ የብሎም ብጀካ ኣብ ግዜ ጣልያን ዝተሰርሐ ገዛውቲ ከምኡውን ጽርግያ ኢለ። እዚከኣ ኩሉ ሰብ ዝምስክሮ ሓቂ እዩ።

    • @simonmussie86
      @simonmussie86 2 ปีที่แล้ว

      Agame hasawe

  • @tzeggatekietesfai7387
    @tzeggatekietesfai7387 2 ปีที่แล้ว

    N wed Jebeli tblo Yonas zeyweledku aybel memahran zkonu ab lbi kulseb knebru zelewom fre yu zhbena zelo. Tewelidom fals nzkonu keman yekhn alo. Friun wludun ab Gziu rekibwom khb kelo yemet owom kemzelo. Xamu kabu nkulu hzbi Ertra tebelaxn kfuen enakeskese

  • @ባርያዋናልበይ
    @ባርያዋናልበይ 2 ปีที่แล้ว +2

    Hji akeyfkani

  • @Noble34
    @Noble34 2 ปีที่แล้ว +1

    Wedeijebeli nay bahaki asmarino

  • @mosesmoses7893
    @mosesmoses7893 2 ปีที่แล้ว +2

    Bejakum aytganenwo beal jigna harbeja yemane deki hezbi iyom, ftewti bahlom

  • @aklilukaleab1758
    @aklilukaleab1758 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣብ ሱዳን ብመሸላ ምንፋይ ዓይነይ ተደፊነ ክክክክ ወዲ ጀበሊ ብስሓቕ ሞይተ

    • @Andeyesus-tekle1370_
      @Andeyesus-tekle1370_ 2 ปีที่แล้ว +2

      ኣብ ጊንዳዕ ከይ ከውን ኣኪለ

    • @aklilukaleab1758
      @aklilukaleab1758 2 ปีที่แล้ว

      @@Andeyesus-tekle1370_
      ሰኑ ኣብ ሱዳን ዩ ተመልስኪ ስምዕያ kkk

    • @eri.hlland7089
      @eri.hlland7089 2 ปีที่แล้ว

      gindae eyu kkk

    • @aklilukaleab1758
      @aklilukaleab1758 2 ปีที่แล้ว

      @@eri.hlland7089
      No, ኣብ ሱዳን ናይ ስደተኛ ረድኤት መሸላ ዮም ድወሃቡ ነሮም ረድኤት

    • @tslatmeqomia177
      @tslatmeqomia177 2 ปีที่แล้ว

      Ab gidae mashela yigoni neiru, ab Sudan kea mashela yinefi neiru

  • @ONELove-q6n
    @ONELove-q6n 2 ปีที่แล้ว +2

    Yemun abo dekatat
    Lewah eritrawi

  • @mokonenbrhane8992
    @mokonenbrhane8992 2 ปีที่แล้ว

    ንሰብ ክኸስቡ ዘይደልዩ ጸረ ምዕብልና እዮም ኔሮም