Medhanie G/Medhn (መዳ) - Wana Lbey | ዋና ልበይ - New Eritrean Music 2018

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 1.2K

  • @merry_media
    @merry_media 2 ปีที่แล้ว +80

    ከማይ ድሕሪ ኣርባዕተ ዓመት ክትስምዓ ዝመጻካ ሳብስክራይብ ግበረለይ ❤️❤️❤️

    • @eritube9777
      @eritube9777 ปีที่แล้ว

    • @abi1519
      @abi1519 9 หลายเดือนก่อน +1

      Anes dhri 5amet eye kesma mexye❤

  • @elu_show8355
    @elu_show8355 6 ปีที่แล้ว +76

    Eza derfi kef zhabeto Like 👍 ygbereley

  • @fissehasium4421
    @fissehasium4421 6 ปีที่แล้ว +166

    ደስይበልካ ኢምበር ኣነስ በዛ ደርፊ ተጸሊለልካ ኣለኩ ኢንበርከስ ናኣይ ዝተደረፈት ኮይና ኢያ ትስማኣኒ ላይክ ኣትክሉኡኒ ኣህዋት ኣነ አንዳፍከርኩ ብፍኪሪ ዝተበደልኩ ወዲ ኣዳም ኢየ።

  • @eritreianchanel6422
    @eritreianchanel6422 5 ปีที่แล้ว +119

    እዛ ደርፊ ክሳብ 2019 ዘይመንዋ like

  • @ሓውኩምነሽነሽ
    @ሓውኩምነሽነሽ 6 ปีที่แล้ว +697

    እዚ ኮመንት ምጽሓፍ ክንገድፎ ኢልና ንምሕል እሞ ግን ከም በዓል ንስካ ጥዑም ድምጺ ፡መሳጢ ግጥሚ ዜማ ፡ጽብቅቲ ጓል ፡ ብሉጽ ካሜራ ምስ edit ክንርኢ ከለና ከይተረደኣና ንጽሕፍ ። ቐጽልዎ

    • @eritrdoetipwizkelifa1549
      @eritrdoetipwizkelifa1549 6 ปีที่แล้ว +7

      ሓውኩም ነሽነሽ weyeter yutub endika kemey gerka kegedefo

    • @ሓውኩምነሽነሽ
      @ሓውኩምነሽነሽ 6 ปีที่แล้ว +31

      wedi aba shawel Asil
      ፡ክንደይ ግዜ ትሕት ክንብል ሓንሳብ ዶ ክንዃተም ፡ ብሩኸይ ኣነ ደኣ ሓዱሽ ቅዲ ደርፊ ክርኢ፡ፍሉይ ስራሕ ክርኢ ካብ ደረፍቲ ገለ ተመክሮ ክወስድ እየ ወይተር ዩቱብ ኮይነ ዘለኩ፡ ናይ በዓል ንስካ ከ ዘዝጸሓፍክዎ ክትደልዩ መታን ሕማቅ ክትምልሱ ብዘይገንዘብ ናተይ ወይተር ኮንኩም ዘለኩም እንታይ ዩ ክብሃል ፒእ ክክክ ብሩኽ ቀዳም ሰንበት

    • @meronhani1893
      @meronhani1893 6 ปีที่แล้ว +2

      ሓውኩም ነሽነሽ neshesh metabity aytegdeslom beal izi saket u

    • @ሓውኩምነሽነሽ
      @ሓውኩምነሽነሽ 6 ปีที่แล้ว +1

      Meron Hani . ታንክስ ሜሪ ዓርከይ መዓቢት ሽኮር

    • @aronasli3324
      @aronasli3324 6 ปีที่แล้ว

      ሓውኩም ነሽነሽ 😍

  • @yosiefweldegergs6373
    @yosiefweldegergs6373 6 ปีที่แล้ว +144

    እንካዕ ደሓን መጻኻ መዳ ሓወይ፡ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ኣጆኻ ቀጽሎ፡ ሃየ በሉ ንሕና ክኣ ሞራል ንሃቦ ሃናጺ ዝኾነ ርኢቶና ንለግሰሉ መታን ክዓብየልና።

    • @rutarutano5486
      @rutarutano5486 6 ปีที่แล้ว

      Yosief Weldat wawww mada shkorr qoxlo bitami des zebl

    • @goytomberhanesimon3848
      @goytomberhanesimon3848 6 ปีที่แล้ว

      Nay Bhaki kefe zeliwa derfiy demxika sy ketdngxika kebdika ybile betaeimy des tebiel

    • @tesfalemdebre628
      @tesfalemdebre628 6 ปีที่แล้ว

      Mada arkey jegna betami temti ferfi hizkalna mexieka behji wen aytaratern ey kabzia teblex hizka kemtmxena 💪🏽💪🏽💪🏽💤💤💤💤👨‍🎤

    • @msganashimanegus4552
      @msganashimanegus4552 6 ปีที่แล้ว

      Wawwww mada shkorrr mooie foto

    • @nabraaykonen.
      @nabraaykonen. 2 ปีที่แล้ว

      111111111111111111111

  • @grmatsionokubai7773
    @grmatsionokubai7773 6 ปีที่แล้ว +24

    መዳ ንፉዕ ኢኻ ርእሰተኣማንነት፡ ድምጽኻ ዳርጋ ኩሉ ጽቡቕ ስራሕ,ብፍላይ ከም ጀማሪ ፡ቀጽሎ ቭራቮ።

  • @መቡመቡየ
    @መቡመቡየ 6 ปีที่แล้ว +15

    ናይ ባሓቂ ኣብ ልዕለካ ጽቡቕ ራኢ ነይሩኒ ጀማራይ ከማን ኣይትመስልን ናይ ባሓቂ ንፉዕ ጥዕም ድምጺ ምስ ፕሊብ ጽብቅቲ ጋል ኣጆኻ ቀጽሎ ካብዚ ንላዕሊ ክትሰርሕ ንጽበየካ እቲ ምትብባዕ ናባና ግደፎ

  • @goed068
    @goed068 6 ปีที่แล้ว +3

    መዳ ሓወይ መቅሰነይ ገለ ዓይነት የሕጊስካኒ ቀጽሎ ከኣ ኣጆካ ነቲ ጽቡቅ ከም ጽቡቅ ነቲ ጸርፊ ድማ ከምጽቡቅ ሕለፎ ባህልና ስለዝቀየርና !!!!!!!!

  • @erionestate8256
    @erionestate8256 6 ปีที่แล้ว +146

    እዛ ወዲ እግጥማየ ኣብ Holland like habini

  • @ሳምራዊትሃይለ
    @ሳምራዊትሃይለ 6 ปีที่แล้ว +7

    እዋይ እዛ ቆልዓ ኣብ ሊብያ የ ዝፈልጣ ዋላ ኣብ መከራ ኢያ ጽብቅቲ

  • @heyabfkri9744
    @heyabfkri9744 6 ปีที่แล้ว +1

    Wwwwww lomi comment kexhef tagadeda Ja jamat nay libay rkebkani meda asli ajoka eska kexelo zerkay so....❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Aaron_shishai5908
    @Aaron_shishai5908 6 ปีที่แล้ว +3

    Impressed! Well done buddy. No doubt, you was born to be a singer. proud of you.

  • @flimonkewani2705
    @flimonkewani2705 6 ปีที่แล้ว +1

    ኡፍፍፍፍ ኣታ እዚ ኣደዋይ ክንደይ ይገጥም እዩ። ተክለ እዛ ግጥሚ ማራ መሲጣትኒ። ኣጆካ መዳሃነ ንፉዕ ማራ ደስ ዘብል ስራሓቲ። ካብዚ ንላዓሊ በርቱዑ።

  • @sebmeksebeyuloveyou3581
    @sebmeksebeyuloveyou3581 6 ปีที่แล้ว +23

    አዛኣ ደርፊይ ካይ ስምክዋ ኮለኽ ከገርመኩም ናይ ኣድዋይ ምኽና ፈሊጠያ so very nice zarkey bravo ketslo

    • @kibret1581
      @kibret1581 6 ปีที่แล้ว

      Habtega Love kgermeka wela ane ms semaekuwa n adway zekire kkkk

    • @biniyamsultan9013
      @biniyamsultan9013 6 ปีที่แล้ว

      meda asli kexlo bel teum dmxi aleka

    • @smretnuguse9213
      @smretnuguse9213 6 ปีที่แล้ว

      awet Love khbo kelo riekayo dika sebey

  • @selamnafike5860
    @selamnafike5860 5 ปีที่แล้ว +1

    Wow gele aynet music ❤️ 🎶 🎶 🎶 🎶 🎶 🎶
    Meda keytehlfa eza kola. Kef zelewa eza gal, des zbeleto eske abzia👇👍

  • @awetweldemariam9126
    @awetweldemariam9126 5 ปีที่แล้ว +18

    ዋውውው ገለ ዓይነት እዚኣ ሑርማ ብሓቂ ናትና ኢያ ሂንዳዊት ከይትከዉን

  • @ፍናንለዋህ
    @ፍናንለዋህ 6 ปีที่แล้ว +13

    ጽቡቅ ስራሕ ኢዩ ንፍዕ ደራፋይ ተራኢዩ ዘይፈልጥ ዎልዶ ድምጺዊ ኣጀኩ ጸቅሎ በርትዕ።

  • @demozdm1372
    @demozdm1372 6 ปีที่แล้ว +18

    Nice start Meda hawey i proud of you!!!

  • @filimonbahlibi5687
    @filimonbahlibi5687 6 ปีที่แล้ว

    Wawww meda mara kef zelewa ata wedi ezia derfi neay elka eka derfkaya Tanks Tanks kexelo habib

  • @henoktesfazhgi4071
    @henoktesfazhgi4071 6 ปีที่แล้ว +29

    Wawww Mede Arkey Ata kemakas yelen Akesinikani wegeney 💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯🎤🎤🎤🎤🎤🎤🎤🔥👈

  • @nakfatv4898
    @nakfatv4898 5 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ደስ ትብል፡ ግጥሚ $ ቪድዮ ክልፕ።keep it nice one

  • @mahtamogos9614
    @mahtamogos9614 6 ปีที่แล้ว +4

    መርሓባ መዳ ሓወይ አንበሳ ብሉጽ ሰራሕ ካባካ ንጸበያ ዮ፡፡ ብፍላይ ግጥም ኣደኒቐካ፡፡ ኣጆኻ ቀጸሎ ወገኒይ ናይ ጻባሕ ኮኮብ ኢካ፡፡ ምራል ንሃቦ ኣሕዋት ንፍዕ መንአሰይ ዩ' ኮረዓዲ በዓል ውሓሉል ግጥሚ ጽብቅቲ ደርፈ ምስ ጠዑም ደምጸ ኣጃኻ

  • @udue7473
    @udue7473 6 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውውውው ብጣዕሚ መስጢት ደርፊ ስጡም ድምጽን ግጥሚ መዳ ቀጽሎ

  • @welditlove4758
    @welditlove4758 6 ปีที่แล้ว +17

    Ata nea temelesa nabey eka gedifkaya tkeyd zeleka do enber xbuq gerka r'ikaya eka nezia tmesl si nay 5 deqiq aykone nay 5 seat keman ydrefa dehar kea europa eyu ezi keyqdmuka wela betesebka tkun nay bhaqi natka gbera.
    Derfka eka entay kwexo bezia hurma zteserhe clip and gtmn zeman and director kea adway entay kwexo 👍🖒👍 achi wjijiji

  • @kibretkifle9187
    @kibretkifle9187 6 ปีที่แล้ว

    Owww meda bro nay bhaki zhgus serah qexlo ajoka terayyy so nicee song

  • @selamnega7326
    @selamnega7326 6 ปีที่แล้ว +17

    እዚ ወዲ ብጣዕሚ ኑፉዕ ዩ ልብኻ ዝትንክፍ ስራሕ ናይ ባሓቂ ኣጆኻ ቀጽሎ ክብረተይ ተንኪፍካና ከማን

    • @samisamuel47
      @samisamuel47 6 ปีที่แล้ว +3

      selam nega ወይ ሽግር
      እዚኣስ ትትንክፍ የብላ ትተናኽፍ ጓለይ/ ወደይ ...!

    • @merhawiyemaneyemane9099
      @merhawiyemaneyemane9099 6 ปีที่แล้ว

      qexlo habibi mara tamti derifi des alatni tesfa zeleka eka ajoka adway da entay alowo qetilkaya eber

    • @selamnega7326
      @selamnega7326 6 ปีที่แล้ว

      Sami Sami ምሳኻ ክድቅስ ዲኻ ደሊኻ ክክክ ክረባብጠካ ደሊኻ ከይትኸውን

  • @erenalove
    @erenalove 6 ปีที่แล้ว

    ኣድዋይ ያሆ ማራ ደስ ዝብል ስራ ናይ በሓቅ። መዳ ውን ምስት ሓድሽ ሙካንካ ኣንበሳ ጻዕር እንተ ሓዌስካሉ ዘይትዓብየሉ መንገድ የለን ብሓፈሻ ግን ጽዓሩ

  • @redseapawerentertainment3118
    @redseapawerentertainment3118 6 ปีที่แล้ว +7

    ችላ ኣብዚ ኣለካ ሰሚዕካ ዘይጽጎቦ
    ዓድዋይ ብጣዕሚ ንፉዕ
    መዳ ከኣ ኣጆካ

  • @rafikhilali9824
    @rafikhilali9824 6 ปีที่แล้ว

    Abshirka habibi ana go ahead!!!.

  • @tomasmehegoseyyy659
    @tomasmehegoseyyy659 6 ปีที่แล้ว +4

    መዳ ጥዕምቲ ደርፊ ኣጆካ በርትዕ፡
    the best song🎸🎸🎷🎷🎹🎹👊

  • @merhawitftwi5312
    @merhawitftwi5312 4 ปีที่แล้ว +1

    Waw Love musik

  • @selyetoli5628
    @selyetoli5628 6 ปีที่แล้ว +3

    Keep going bro , u have more talent than ,that you work !!!

  • @halahl2763
    @halahl2763 6 ปีที่แล้ว +2

    ik begreep helemaal niks van de woorden maar het is wel fantastische muziek en fantastische acteuren 😍😍👏👏 Goed zo vrienden👏👏👏

  • @jessykudussolomonjessy5573
    @jessykudussolomonjessy5573 6 ปีที่แล้ว +41

    ጽብቅ ስራሕ እታ ሑሩማ ካኣ ኪፍ ዘለዋ።

    • @wedihaile6339
      @wedihaile6339 6 ปีที่แล้ว +1

      Jessy kudus solomon Jessy wawawaw mooi 🎵

    • @heilinevandenberg8449
      @heilinevandenberg8449 6 ปีที่แล้ว +1

      ኣነስ ይገርመኒ አዩ አኮ ሙዚቃ ክትሰሙዕ ዲኩም ትኣትዉ ዋላስ ደቂ ኣንስትዮ ከተናድዩ ኢኩም ታኣትዉ

    • @gogi3685
      @gogi3685 4 ปีที่แล้ว

      @@heilinevandenberg8449nkulu ena nemalo

  • @selamarsama7561
    @selamarsama7561 4 ปีที่แล้ว

    ካብ ንጓል ምልማን ንኣምላክ ከም ፍቃድካ ኢልካ ተመስገን ይሓይሽ።

  • @maharzgitadese9892
    @maharzgitadese9892 6 ปีที่แล้ว +5

    Nic music bro kexilo👍👌

  • @abraabrarelationshipopen5864
    @abraabrarelationshipopen5864 6 ปีที่แล้ว +1

    Welcome asli kef aleka so fantastic job God bless you bro 🔥🔥🔥💯💯💯💯✔✔✔❤❤❤

  • @dani-tu9zo
    @dani-tu9zo 6 ปีที่แล้ว +8

    ዋእ ኮምንቲ ኻ ብዙሕ ኣይኮንኩን ግን ከምዝኪ ከማክ ጠያይቲ ተስፋ ናይ መጻኢ ብሓቂ ከምቲ ዕድመካ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ጽቡቅ ዜማ ጽብቅቲ ቆልዓ ቁሩብ ጸገም ናይ ኢስትድዮ ኣለዋ እምበር ሓዊ ዝኮነት ደርፊ ተዘይተጋግየ ዋጣ ኣእቲካላ ኣለካ ቁሩብ እዚ ግን ናይ ዉልቀይ ሪእቶ እዩ ኣብ እስትድዮ እቲ ቮል ናትካ ቁሩብ ሃሲሱ ኮይኑ ተሰሚዑኒ ብዝኮነ መኣረምታ ንዕብየትካ ስለ ዝኮነ ኣይትጽልኣዮ ጽቡቅ ስራሕ ኤርትራ ምስ ተመለስና ሰገነይቲ ተዛወር እሞ በለስ ከጋብዘካ እየ ዝዓርከይ በርትዕ።

  • @bereketlegese5294
    @bereketlegese5294 6 ปีที่แล้ว

    Wawwww btami ab libi tiatu derfi qexlo meda habibi!!

  • @user-bibi97
    @user-bibi97 6 ปีที่แล้ว +142

    መድሃኔ ብዙሕ ጻዕሪ የድልየካ ኣሎ ኣብ ድምጽካ ብፍላይ ወጪጩ ሽወያ:: ኣብ ምቅስቃስ ውን ኣብዚሕካዮ ኮንካ እምበር ብጣዕሚ ጽቡቅ:: ኣብ ዳረክቲን ሽወያ ደኺማትካ ኣድዋይ ዓርከይ.... ሰብ ክትደልዩላ ነሪኩም!: ግን ብሓፈሻ ጽቡቅ:: ናይታ ጋል መግለጺ የብለይን መልክዓ ዶልቺ(ሓበሻ እያ ኢለ ውን ኣይገመትኩን ኣብ Cast ሽማ ክርኢ ተሃዊኸ): ብጣዕሚ ጽቡቅ ውን ትዋሳእ: ነዛ ጋል ኣብ ካልእ ስራሕ ክሪኣ ምደለኹ:: ግጥምን ዜማን ብጣዕሚ ጽቡቅ ደስ ዘብል'ኳ ደኣ: እንተ ናይ ሙዚቃ mixing and arrangement ኣይፈተኹዎን ሰሓቢ ኮይኑ ኣይረኸብኩዎን (እዝነይ'ያ):: ብሓፈሻ ኩሉ ጽቡቅ ኣጆኹም..... መዳ ጻዕሪ'ዩ ዘድልየካ ሕጂ: ተስፋ ኣለዎ ኣደራርፋኻ!:: መጀመርታኻ ስለ ዝኾነ ኣጆኻ ትባዕ ተቓለስ::
    (የቀንየለይ)

    • @ሓውኩምነሽነሽ
      @ሓውኩምነሽነሽ 6 ปีที่แล้ว +22

      Official Ablel Ghebray
      ሓወይ ካልእ ይትረፍ ግን ከምዚ ጌርካ በብሓደ መግለጺ ምሃብካ ኣድኒቐካ፡ ኣበይ እሞ ኩሉ ከም ናትካ ጌሩ ኣስፊሑ ርእይቶ ተዝህብ፡ብዙሕ ኣርቲስት ምተረብሐ ኔሩ፡፡ቀጽሎ

    • @esyasbrhane5241
      @esyasbrhane5241 6 ปีที่แล้ว +2

      Ata meral hebaw nezi wedi yehwat Please

    • @berekettsehaye2009
      @berekettsehaye2009 6 ปีที่แล้ว +5

      Official Ablel Ghebray hawey natey ms barnebas do serihka tfelit eka

    • @binetewedikehase8722
      @binetewedikehase8722 6 ปีที่แล้ว +1

      Official Ablel Ghebray .

    • @user-bibi97
      @user-bibi97 6 ปีที่แล้ว +1

      ሓውኩም ነሽነሽ ክብረት ይሃበለይ ነሽነሽ ሓወይ!::

  • @tomiwelday6591
    @tomiwelday6591 6 ปีที่แล้ว

    ብሃንቆውታ ኢና ክንጽበየካ ጸኒሕና መዳ ዓርከይ ብጣሚ ጽቡቕ ስራሕ ኣጆኻ ቐጽሎ፡

  • @fickdichwelt8635
    @fickdichwelt8635 6 ปีที่แล้ว +21

    Wow!! Super👍

  • @ወዲኣደኡ
    @ወዲኣደኡ 6 ปีที่แล้ว +2

    ዋው መዳ ሓወይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ፡
    ግጥሚ√√√√√
    ዜማ√√√√√√
    ቋና√√√√√√√√√√√√√√√√√√√√

  • @mertetasebeneentrtimmenit5604
    @mertetasebeneentrtimmenit5604 6 ปีที่แล้ว +23

    Wawwwww meda asli wedi Holland Very Beautiful Music Niccccc
    👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @fithawiwoldeab4820
    @fithawiwoldeab4820 6 ปีที่แล้ว

    ጽቡቕ ስራሕ ዝዓርከይ መዓረይ ቐጽሎ ከም ትዓቢ ኣይጠራጠርን እየ

  • @emaentertainment7086
    @emaentertainment7086 6 ปีที่แล้ว +3

    *_I Love this song...so amazing_*

  • @yonaskflaybarentu7221
    @yonaskflaybarentu7221 6 ปีที่แล้ว

    Ata wedi abey habi'ekaya tsenihka eza derfi bitaemi nice Song kbretey Thanks kea eznna ti'um derfi zesmaekana

  • @amanieln5498
    @amanieln5498 6 ปีที่แล้ว +3

    Meda bro continue.......🤞🏼🤞🏼🤞🏼🤞🏼🤙🏽🤙🏽

  • @awetmedhne3333
    @awetmedhne3333 6 ปีที่แล้ว

    በዓል ኣዴናስ ትምርትኹም ይግለጸልኹም ኢለን ምመረቓ ! ዘይትመሃር ዘይትገድፋ ዛቆልዓ ፧ ክንደይ'ከ ደስ ይብል ኢዩ እቲ ወጅሃትኩም፡ ጽቡቅ ድምጺ ጽቡቅ ዉህደት ኣጆካ በርትዕ ንኡሰይ ! ኣጆካ ኣጆካ ዝብል ግን ኣሀዊኹ ከየዐንቅፈካ ጥንቅቕ በል ሓደራ ።ኩሉ ትሰርሖ ከምዚ መቀረት ክህልዎ ምእንቲ ግዜ እንዳሃብካ ! በርትዕ ኣጆካ

  • @danentertainment5473
    @danentertainment5473 6 ปีที่แล้ว +15

    ናይ ብሓቂ ዝንኣድ ስርሒት መዳ ዓርከይ
    ኣድዊተይ ከኣ ግጥሚ ብጣዕሚ ዝንኣድ እዩ
    ዜማ ውን ብጣዕሚ መሳጢ ኮይኑ ረኪብናዮ ቁሩብ ካብዛ ናይ ካልኣይቲ musicካ ዝተሓወሳ ኒሩ እንበር ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ላይክ ሳብስክራይብ ሃቡለይ ደቂ ሰባት ተስፋ እዩ ንቅድሚት ንኽንስጉም ዝድግፈና እሞ ዳግም ካብዚ ንላዕሊ ኮይኑ ክመጸና ተስፋ ኣይንክልኣዮ"

  • @yaredafewerki9718
    @yaredafewerki9718 5 ปีที่แล้ว

    Btaemi xbuk derfi habibi

  • @entertament9368
    @entertament9368 6 ปีที่แล้ว +9

    እንካዕ ብሰላም መጼካ መዳ አስሊ, ልበይ ዘሎረክብካያ ስለ'ዚ ብወሕድ ንግሆ ተስኣ ኣየ ብተድጋገሚ ዝስማዓ ብዘይ ምግናን 1,0000 ግዜ
    የቀንየለይ ወገነይ ሽካር

  • @WaghitEzgiy
    @WaghitEzgiy 3 หลายเดือนก่อน

    Meda hawey btmi xbuk srah edmen tenan yhabka fetariii ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @andisba5597
    @andisba5597 5 ปีที่แล้ว +3

    እዛ ጓል ግን ህንዳዊት እያ ክክ
    ቤዝኾነ ጽቡቅ ስራሕ ማዓረይ

  • @awettesfom9920
    @awettesfom9920 6 ปีที่แล้ว

    ናይ በሓቂ ኑፉዕ ጹቡቅ ስራሕ
    ቀጽሎ መዳ ሓወይ

  • @ኣለናዶ
    @ኣለናዶ 6 ปีที่แล้ว +20

    መዳ ጣኡም ድምጺ ፡ ድምጽካ ኣካ ኣብ ሓደ ኣንዳ መርኣ ኢየ ሰሚአዮ ተስፋ ዘለካ ሰብ ኢካ ብፍላይ ፋሽክታካ 100%

    • @jumjuma1581
      @jumjuma1581 6 ปีที่แล้ว

      wedi Weldat ab enda mera riekayo abey diu zkmet

  • @eriboy4407
    @eriboy4407 6 ปีที่แล้ว

    ደርፊ eritrea ምሲማዕ ክንግውድፎ ኢና ብሰንኪ ናይ ሎሚ ዘለኩም ደረፍቲ

  • @selameyasu4558
    @selameyasu4558 6 ปีที่แล้ว +14

    Xbkat ❤❤❤❤

  • @berhanegebremikael129
    @berhanegebremikael129 6 ปีที่แล้ว

    Medahane asli abta adamamxskas ayttehawek klip gele aynet gal kea mehmem bzkone yewutka teawitka aleka nice kexlo jemirka aytekarx nice job

  • @kusugalhagos6171
    @kusugalhagos6171 6 ปีที่แล้ว +21

    ፅብቕ ስራሕ ቀፅለሉ ኬፍ ዘላዋ ጓል

    • @johnpeace600
      @johnpeace600 6 ปีที่แล้ว

      Kusu gal Hagosthanks wela niski kaf aleki shikorina

  • @wedimiki9884
    @wedimiki9884 6 ปีที่แล้ว +2

    Media hawey ay semakiwan keman
    KAB Libey thaguse mis rakuwa kixbeyka eye xenhe so kexilo bejakk
    💔💔💔💔💔💔💔💔💔
    Tibebi nay fekri hafti ey

  • @bereketzere8808
    @bereketzere8808 6 ปีที่แล้ว +3

    Ata ezi wedi kef zelewo so nice song 👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👂👂👂👂👈

  • @ተስፋኢዩስንቀይ-ቨ8ወ
    @ተስፋኢዩስንቀይ-ቨ8ወ 6 ปีที่แล้ว

    ዋውው ናይ ብሓቂ ጽንምብቅ ስራሕ ኣጆኻ ቀጽሎ
    ግጥሚ 100
    ዜማ 100
    ጋል ካኣ 100
    ንፉዕ ቀጽሎ ኣጆኻ ።

  • @bahgialenisdetsdiii1816
    @bahgialenisdetsdiii1816 6 ปีที่แล้ว +10

    መዳ መቅሰን ጽቡቅ ስራሕ ኣጆካ ቀጽሎ እቲ ላይክ ካኣ ሂብናካ ኣለና ካብዚ ንላዕሊ ሒዝካ ክትመጽእ ንጽበ

  • @brhanemichael8674
    @brhanemichael8674 6 ปีที่แล้ว

    wow gle aynt demxi alka kbretye eta dona emo ewyy abidela telfona eba habni l love u adu nateyyy

  • @ableltsegay635
    @ableltsegay635 6 ปีที่แล้ว +13

    Meda shkor niccccc Musik ajoka qexlo

  • @rutateferi5473
    @rutateferi5473 4 ปีที่แล้ว

    Bziekaka zalbey 😍🥰Wana zeybla koyna

  • @temesgenamlakey3268
    @temesgenamlakey3268 6 ปีที่แล้ว +3

    Well come meda asli nic job cp it up going

  • @jumjuma1581
    @jumjuma1581 6 ปีที่แล้ว

    Nice job ab stidio and hrmet music stum aykonen kokob xbah mkanka gin fulut eu kexlo tray forsa .

  • @haben7547
    @haben7547 6 ปีที่แล้ว +3

    I love this music 🎶

  • @meadishow3855
    @meadishow3855 5 ปีที่แล้ว

    Medhanie btami tiemti derfi hiwetawit behaki nice and thanks

  • @sorrymamisdeteubedilne3230
    @sorrymamisdeteubedilne3230 6 ปีที่แล้ว +6

    Kokob xbha ajoka meda Asliii like like like neaka

  • @ፍያት50ታ
    @ፍያት50ታ 6 ปีที่แล้ว

    ኣጆካ ሞክሲ ቀጽሎ ጡዑም ድምጺ ኣሎካ &ስጡም ግጥሚ በርትዕ ብዝሕ ግዜ ሰምዐያ ደይትምኖ ደርፊ

  • @daymontv6025
    @daymontv6025 6 ปีที่แล้ว

    ዋውውው ማራ ኬፍ ኣለካ ኪተባባዕ ዘለዎ መንእሰይ እዩ ሓየ እስከ liek ሃቡለይይ

  • @immernochm7401
    @immernochm7401 6 ปีที่แล้ว +7

    ኮንግራ መዳ ኣስሊ ክጽበያ ዝጸናሕኩ የ ኣድኒቀካ ኣጆኻ ቀጽሎ ዝዓርከይ መቅሰነይ

  • @TV-cw9hg
    @TV-cw9hg 6 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጽብቅቲ ስራሕ ንፉዕ ትንቀፍ የብላን

  • @israeliisrael3643
    @israeliisrael3643 6 ปีที่แล้ว +3

    wawwww nice song

  • @nohomtesfaslase2612
    @nohomtesfaslase2612 ปีที่แล้ว

    Meda wedi betami teamti qana sahabe 100%100%

  • @merhawiberakiiloveyoubarya4448
    @merhawiberakiiloveyoubarya4448 6 ปีที่แล้ว +58

    ጥዕምቲ ደርፊ ዝዓርከይ ብስም ዝፈትዋ ሓብተይ ድማ ኣድያም ኣብ ክሊብ ምስራሕካ ሰኒ ብክሻታት ሂበካ ኣለኹ ኣዱ ናተይ ሓላለይ ድማ ቀጽልዮ

    • @realmadridrealmadrid5535
      @realmadridrealmadrid5535 6 ปีที่แล้ว

      Merhawi Beraki I Love you Barya & Abrham kkkkkkkkkkkkkkkkkkk behaki arku

    • @eventekeste5670
      @eventekeste5670 6 ปีที่แล้ว +11

      እዋይ እሞ ኣብዚኣ ረኪበካ ከለኮ ሲ ሓፍትካ እባ ሃበኒ ጋልኮም ሃብና ንብል ኣለና ።

    • @abrishmeley4883
      @abrishmeley4883 6 ปีที่แล้ว +2

      Even Tekeste kelamneka msaka kkeyd eye kkkk

    • @eritreamusic3045
      @eritreamusic3045 6 ปีที่แล้ว +1

      Even Tekeste ዕድል ኣይገበርካን ተቀዲምካ

    • @merhawiberakiiloveyoubarya4448
      @merhawiberakiiloveyoubarya4448 6 ปีที่แล้ว +2

      Even Tekeste ቅድም ሕቶታት ክሓተካ እየ ዝዓርከይ ok ጽብቅ ስራሕ ኣለካ ድዩ ማለት 2000 ክፍሊት ዘለዎ፡ ማኪና ጽብቅ ገዛ እዚ ኩሉ እንተለካ ማሺ ክውድኣልካ"የ kkkkkkkkkk

  • @genetmeles4766
    @genetmeles4766 3 ปีที่แล้ว

    Nice music keep it brother

  • @tesfitbeyene5061
    @tesfitbeyene5061 6 ปีที่แล้ว +10

    Wawwwww ጎሮ ማራ ኬፍ ዘለካ ጥዑም ድምጺ ግጥሚ ኣብ ቦትኡ ክሊብ ኣበትኡ እታ ጓል ውን ኬፍ ኣለዋ ብሓጺሮ ምግለጺ የብለይን all 💯
    እታ ጓል ሓቢያ ኣለኩ ተለፎን send please thanks 🙏

    • @ቤትፍቅረ
      @ቤትፍቅረ 6 ปีที่แล้ว +1

      tesfit beyene kkkkkkkkk adiaym, elka etu ab face book

    • @tesfitbeyene5061
      @tesfitbeyene5061 6 ปีที่แล้ว +1

      Eseyas Amine
      Kbretey adiyam buzuhat eyen adiyam men eya tbhal ksab hji melsi ytsbe aleku bfkra naza Mkrti kiyaro bzey kelealem agedasi

    • @ቤትፍቅረ
      @ቤትፍቅረ 6 ปีที่แล้ว +1

      +Tesfit Beyene haweyyyyy emo,eti xigam wula,ane mara afkirya kulu,seb ka fitwa hji,tekdadm u,zelu,kkkkkk

    • @tesfitbeyene5061
      @tesfitbeyene5061 6 ปีที่แล้ว +1

      Eseyas Amine
      Kkkkkkk aye kbretey gele gber nabay tray gdefa abey eya tnebr abzi zelekewa tekoyna eka amet mulu kdeliya eye kiyaro

    • @NaherSunshineEritrea
      @NaherSunshineEritrea 6 ปีที่แล้ว +1

      Tesfit Beyene 00 31 685561644 nay za gual

  • @natuwedishegenatuwedishege4928
    @natuwedishegenatuwedishege4928 6 ปีที่แล้ว

    Woww Meda shikor kelaynt music

  • @abiwedigerie9933
    @abiwedigerie9933 6 ปีที่แล้ว +10

    Bravo

  • @isakmicheal3422
    @isakmicheal3422 6 ปีที่แล้ว

    Aseyyyyyyyy ayney nice musik berta

  • @እግዚኦኣርእየነትንሳኤሃለ
    @እግዚኦኣርእየነትንሳኤሃለ 4 ปีที่แล้ว

    ኩሉ ደርፍካ ብጣዕሚ እዩ ኬፍ ዘለዎ ቀፅለሉ መዳ ሓወይ ደረፍታትካ መግለፂ የብሉን ከሁሉ ሽኮር❤❤❤❤❤❤ውድድድድድድድድድድድድድድድድድድድ በቀ

  • @teswedierihalalmeret46
    @teswedierihalalmeret46 6 ปีที่แล้ว +4

    Meda tebatey yeak Nicc ❤✔

  • @rastamichael8444
    @rastamichael8444 4 ปีที่แล้ว +1

    Eza derfi ksab 2020 dsema like eske

  • @Moka-e4t
    @Moka-e4t 6 ปีที่แล้ว +10

    Anbesa

  • @natusami6487
    @natusami6487 6 ปีที่แล้ว

    ዋውውው ክንብል ኮ ሎሚስ ረብርብና፡ ክንደይ ግዜ ክንሕሱ ነዛ ደርፊ ኣይፈተኹዋን ግን መጀመርታኻ ብሙኻኑ ከነታባብዐካ ኢና ኣብ ቀጻሊ ኣጆካ ኣበርትዕካ ስራሕ።

  • @Ak-offcial_media
    @Ak-offcial_media 6 ปีที่แล้ว +10

    Meda shikor kxbeyeka eye keniye enkae bselam mexeka derfka keman btami xbkti kemti jemari mkanka adnikeka gn gele gudletat alo ab kexali kem temahysho yeamn eye ajoka berte kbleka eye zdeli dmxka,gtmi, zema, and dona gn 💯%

    • @jumjuma1581
      @jumjuma1581 6 ปีที่แล้ว

      Abey eu zkmet ezi derafay ngerena eske nay hmamey

    • @Ak-offcial_media
      @Ak-offcial_media 6 ปีที่แล้ว

      Jum Juma
      Ab Niederlande 🇳🇱 eyu dkmet hawey

    • @jumjuma1581
      @jumjuma1581 6 ปีที่แล้ว

      Ok 10q sleti tegedasnetka blbi yemsgn

  • @filiweld8720
    @filiweld8720 6 ปีที่แล้ว +1

    Wow nice job Brother, keep it up!.........!👍👍👍

  • @robitesfalem1902
    @robitesfalem1902 6 ปีที่แล้ว +3

    Meda shukorr kanari dmxu ajoka kexlo

  • @aarongebrehiwet2435
    @aarongebrehiwet2435 6 ปีที่แล้ว

    you have very nice voice, very nice movie, I personally believed that you will be a great singer meda arkey so, keep going...

  • @alexmebra5423
    @alexmebra5423 6 ปีที่แล้ว +3

    Waww meda asli 100% seni hibeka aleku

  • @ebayasmera2520
    @ebayasmera2520 6 ปีที่แล้ว

    (Befetawki ember begedes ayebleken) ati yefeleteye kemzeytefkeren gen emo Entay yegeber mekek endeye elelki )xebuke serahe bro kabzegatemeni gele rekibkani tnx bro

  • @ወዲዕባይጭዓናዲ
    @ወዲዕባይጭዓናዲ 6 ปีที่แล้ว +19

    Www meda ajoka tesfa zelka mensey eka kexilo hurma emo mariyam neza mis fetret kale ayfetreten adriss ente alkas wa aymxelann

    • @mullersu4436
      @mullersu4436 6 ปีที่แล้ว

      wedi Musgun tfeltom dka wedi mebred xada

    • @mullersu4436
      @mullersu4436 6 ปีที่แล้ว

      wedi Musgun ane ksedelka eye ajoka merih

    • @ወዲዕባይጭዓናዲ
      @ወዲዕባይጭዓናዲ 6 ปีที่แล้ว +2

      Müller süß ayfelitmun eye gen xbuk hasab u emo aytideniguyenii bel kixbeyeka eye lela ente halika da

    • @mullersu4436
      @mullersu4436 6 ปีที่แล้ว +1

      ajoka merih dhri 3 sat ksedelka eye

  • @dawithagos9466
    @dawithagos9466 6 ปีที่แล้ว

    ብሉጽ ስራሕ ኩሉ ግዜ ካብ ብሉጽ ሰብ እዩ'ሞ መዳ ሓወይ ኣጆካ ብታዕሚ ደስ ኢሉኒ ቐጽሎ።

  • @ablelomsemere3916
    @ablelomsemere3916 6 ปีที่แล้ว +4

    nay bhaki xbkti srah kab gtmi zeima kab zema huruma meda bro kexlo

  • @amanilbey2577
    @amanilbey2577 6 ปีที่แล้ว +2

    Wawwww gele aynet srah nic Song so continue bro