@@tedrosandebrhan1288 i9999i99ioooioo0iì9ii⁹poooooioooi9i9 9i9oiìi⁸iii9ìio9ìioiìì9 and Dibors ii8iìììóoiioó9ìi⁹ the ì9oììì8i8 for 9⁹ to i iooioo090ìooi9ioiiìiii8i9i99ì⁹9
I live with my parents but when I hear this song I can feel the pain from all my heart and I wonder if I cry like this the whole song then I can’t imagine how you feel for y’all that are not with your mom’s. I’m so sorry you have to go through this all but God will help, nothing is impossible with him (Amen) 🙏🏾❤🩹. Stay strong my brothers and sisters, send you much love🫂❤
Begatami eza derfi mexiya ab TV n adey enda rekebkwa, nbatey mkuxexar sineyo. Adey ka entay koynka zwedey ila msay bekya😢😭 Meda I love u😍 good job❤️❤️❤️
Mamayey miss u amlak alo one day knrakeb ena ajokum deki Erey🇪🇷💛😢almak sdetina yehxrelna,meda hawey meglexi qalat yebleyn love u ma broye💛💛💛🙏🇪🇷etom 👎tgebeu zelekum blbi hazinelkum fkri ade(mam) zeytfeltu ekum.
I love your snogs Meda bro🇪🇷🇪🇷 and i miss my mother. For four years i am removing her. It's incredible we couldn't live like that, it's only half life😭. 🙏 happy Easter for all 🇪🇷& 🇪🇹
ሓድሽ ቪድዮ ነዛ ሊንክ ብምጥዋቕ ክንሪኢ ንኽእል th-cam.com/video/-5VsSpysis0/w-d-xo.html
adey ab eritrea hamima nekeyria kea geze kelkiluni neza derfi eda bebaku kesemea yeweil yehader entay yesheni yehwat
እንታይ ዝረብሕ ሊንክ ኣሎኩም
AMEN ENTERTAINMENT 5Z
@@OWW839 ኣጆካ/ኣጆኪ ሓ/ሓፍ ምሕረት የውረደላ ንማማ ግዜ ኣጆኩም ንሱኩም ከኣ ንኣምላኽ ሒዝኩም ወለ ሓደ ኣይክትኮኑኑ ኢኩ ምሕረት የውርደላ ንማማ
@@OWW839 bro n Ethiopia gele ente awxakaya ke
ን ንኡሰይ ዝፈቱ like
❤👇
Ema kifle for What like 😢
1000 like ebeka
2ooo eibeka
@@tedrosandebrhan1288 i9999i99ioooioo0iì9ii⁹poooooioooi9i9 9i9oiìi⁸iii9ìio9ìioiìì9 and Dibors ii8iìììóoiioó9ìi⁹ the ì9oììì8i8 for 9⁹ to i iooioo090ìooi9ioiiìiii8i9i99ì⁹9
Tem. 💞💞💞💋💋💋💯💯🇪🇷🙏🙏🙏ok
በዛ ደርፊ ዘይነበዐ መን ከይህሉ 😭
ኣደየ♥️ ወሊዳ ዝመኸነት
ማማየ♥️ ከርቲታ ዘይኣዕረፈት
ኣደየ♥️ረኺባ ዝሰኣነት
ማማየ♥️ዘይ ኢዳ ዝረኸበት
ኣደየ♥️ ሓሊማ ዘየግሃደት
ማማየ♥️ ነቢዓ ዘይደርዘት
ኣደየ♥️ኣባዲ ዝሰኣነት
ማማየ♥️ ዘይ ናታ ዝረኸበት 😭😭
መዳ ንኡሰይ ናይ ጽባሕ ኮኾብ⭐️ መግለጺ ስኢነልካ ኣምላኽ ዕድመን ይሃብካ🙏♥️
ney bhakq😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
😭😭😭😭😭😭👍
😓😓😓
ኣነ ኣለኩ ጀርካን ዝኒባዓኩ
Mamaye dhrieki we ahhhh😭😭😭😭😭😭😭😭 rip
ንማማኩም ትፈትዉ 🤙🏻🤙🏻 ሃብና በጃኩም::
Nwldtu ztsle al du
Za derfi zia keysemswa hadire ayfeltn eye adey eya tezekakreni eway adey marey
ክሳብ 2024 ይሰምዐ ኣለኹ ብኽያት ኡ ዝኽድመን 😢😢 መዳይ 💙ብሉጽ ❤️❤️❤️❤️ካብ ጋል tigray❤❤
ን ኣቦ ከ ኣይግብኦን ማለት ድዩ ፧
ኣቡኡ ዝናፈቀ/ት እንተልዩ
ኣብዚ 👇👇 ይፈርም 🥰❤❤🇪🇷🙏👊
Aboy nay wedi yared alka hawuni 🥵🥵❤❤
እቲ ነቀፌታ ከይተርፍ ዲዩ ንሱ ናይ ኣደ ደሪፉ ኣሎ ናይ ኣቦ ከኣ ሳሚ ብርሃነን ቴመ ወዲ ያሬድ ኣለካ ናይ ኣቦ ከኣ ቀስ ኢሉ ክደርፈልካ ኢዩ ክክ በቃ ናእዳ ግዳ ዘይትጽሕፍ
Kndi ade zmexe yelen ember nebo wn ygbio eyu
❤❤❤❤💯🙏🙏🙏
aygermekan beka kulu zeyzkro eti gulbetu keskisu sdra miliety keengl leytn mealtn zeyeerif zemesgno tesaenu
ርሑስ ኣውድኣመት ይግበረልና ካብዚ ኮሮና ዝብልዎ ሕማም ይሓልወና ፈታሪ ንኡሰይ ወትሩ ብሉጽ ስራሕ ኣበይ ኣለካ ደጋፊ መዳ🇪🇷👍
Abze alko
Alekulka Baeley Hawey natey😍😍💯💯💯💯
👍👍👍👍👍👍
Aleku baoley
Robel Mehari Ruhus awedamet
Gen Entay konkum nayzi cheeper husur aslamay zeyt zerebekum
Kab hizbi Eritrea faka tewesedu gen bezaba nay hizbi Eritrea aytzerebu gudamat ikum nskums
ነዛ ጽሑፍ ተንብብ ዘለካ
ኣብስራሕካ ኣሳልጦ
ኣብ ሂወትካ ጥዕና
ይምነየልኩም ደቂ ኤረ
ናይ ጽባሕ ኮኾብ ረኺብና ደቂ ኤረይ 💯🇪🇷
Nice Musik nusey 🇪🇷❤️
@@samuelhailu6599 👍👍👍🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Meda shikori batim balaxti 👍❤💯
Wala ane?
G.B.U SWEET BRO
Abe 2024 zesmakuma alekum do👇👍
Like habuni 👍
ናይ 4000$ ማለት ድዩ😅😅😅😅😅😅
ኣነስ ክሳብ ሕጂ 100 ግዜ ሰሚዔያ ኣለኹ.
ላይክ እስከ ሃቡኒ ከምዚ ከማይ ተሃሊኹም👍👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Habibi zikeal tezikewn 100 gizie Like mihabkuka maliesh
ሓወይ ኣነ ዛ ደርፍ ምምናው ኣብያትኒ ብሰን እዚኣ ደርፍ ሽጋራ ስሒበ ደይፋል ኣስሒባትኒ
I need to find a eritrean song can ya’all help
❤
ድሕሪ ኣብራሃም ኣፈወረቂ & የማነ ባርያ ተስፋ ዘለዎ ደራፊ መዳ ኢዩ ትብሉ like ኣቀምጠ ኣቡሉይ i miss you
Bzey kelalem
Nay behaki
Brgix kemom kikewn mkanu flut eyu
Haseb aytthawakk
Bro
Really
እዚኦም 190 dislike ገይሮም ዘለዉ ትርጉም ኣደ ዘይፈልጡ ክኮኑ ኣለዎም፡
ኣዲኡ ዝናፈቀ Like ከይገበረ ክይሓልፍ
Sorry hawey Ade zeyblom aybahaln u trgum nay Ade zeyfeltu kikonu alewom belom sorry gin
Yqreta ade zeyblom aytbel ms nebsom zeyelewu mbaĺ yhaysh ade zeyblu yelen
Hasadat ykenu ember eza music mara tsbkti eya nhaki ente tezaribna
ክወግሕ ክመሲ ማማ እዛ ሙዚቃ እንድዒ ካብ መጠን ንላዕሊ ምስ ሂወተይ ተኣሳሲራ ኣይከኣልኩን ናፍቆት
dave king ,Ade zeyblu do alo elkayo ,hlna zeyblu dea bel bro
ኣድነቅቲ መድሃኔ (ንኡሰይ) ዝፈቱ
ዜማ 100%
ግጥሚ 100%
ኮኮብ ጽባሕ ከም ትከውን ኣይጠራጠርን እየ ብራቮ
Angosom Yigzaw he is already a star 💙🙏🏾
ኮይኑ እዩ ኣነ ናይ መዳ ክሰምዕ እየ ናብ you tube ዝመፅእ
50,000 like nebxhaya eske deki Erey nay mexae tesfa hager kkewn menti🇪🇷🇪🇷❤❤👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾
ዘይምለስ
ግዘ እምበር ዘይሓልፍ ችግር የለን ማረይ ኣጆካ ሓፍትካ ካብ ትግራይ
Tsdat Abrha nay behaki zereba eya haftey kebret yehabki Ab zelekiyo yetamki ❤️🇪🇷🙏
@@DaywithHabu5258 amen nkulatna bro marey
I hoop ሓንቲ መዓልቲ ኣብ ቀረባ ግዜ ዓድና ክንምለስ ኢና ደቂ ኤረይ ማዓረይይይ ።
ንመዳ ዝፈቱ like ወቅጠኒ።
Wedi Yemane kem afka ygbero zi Hawey 😍😘😍
Edmenbtenan yhabka ftari nusey kab edmeka nlaeli tserh alka ajoka kexlo
ማማየይ ሓላለይ ተካል'ዩ እዋኑ ፈላሊዮምና'ኮ ኢዶም ኣይስኣኑ 😚
ነዓኺ ዝብደለ ጻሕሉ ዝሰበረ ቀሲኑ ኣይሕደር ማህጸንኪ ዝምከነ 😯
ማማየይ ውጽዕቲ እዚ ኮይኑ ኢድኪ
ሓቑፍኪ ሃብሂብክስ ስኢንኪ ጻማኪ"🤷♀️
ኣደየይ ሓላለይ ወልድኪ መኽንኪ
እንታይ'ሞ ኽትገብሪ እዊ ወርዲኪ 💔
ማማ ሃልውለይ ተስፋኺ ሃብኒ ንኩሉ
ኽልኪ ኣለኹ ብልኒ ❤
ሃየ ንለሜኖ ነቲ ዝካሎ ንሱ'ዩ ጸግዕና
ንኹሉ ዝኽሎ 👨👩👦👦
ብዙሕ'የ ዝምነ ተስፋ ውን ኣለኒ ቲ ኹሉ
ዝኽል ገጽኪ ከረይኒ 🙎♂️❤
መዓስ ሃሲበዮ ካባኺ ክፍለ ተፋላሊና
ግን ጸላኢና ፈለ 💓
ንዓይሲ ማማየይ መዓስ ጥዒዩሙኒ
ብዘይ በኣኺ'ሞ እንታይ ሂወት ኣሎኒ❤❤
መሓሸኒ'ዶ ነይሩ ቲ ማሙቕ ሕቅፎኺ
እንታይ'ሞ ኽገብር ትፈልጢዮ እንዲኪ🤦♂️
ማማየይ ኦ.ኻ.ኪ. ንስኺ ዓለመይ❤❤❤
wow ንኡሰይ ይበል ስራሕ ቀጽሎ በል
ናይ ሕማመይ we love u bro🇪🇷🇪🇷
ንኣዲ'ኡ ዝናፈቀ እንተ'ሎ like ረጊጹ ይሕለፍ
በዚ ኣጋጣሚ ማሚየይ i love u so much
חג הפסחא שמח לכל האנשים הנוצרים
😢😢😢😢😢😢😢😢miss so much my hero mamyyyy
😰😢
😢😢😢❤️
@@luwamabraham798 😂😂😂🙏🙏🙏🙏
ነዛ ደርፊ ትሰምዑ ዘለኩም ርሑስ ኣውዳመት ይግበርልና ንዓመታ ከምዚ እዋን የጽንሓና።
ኣብ መገድኩም ዓወት ኣብ ሂወትኩም ቅሳነት ይፍጠረልኩም ብሰም ወላዲት🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Amen
Amen enkolay neaka hawey natey
@@ሕቡንኤርትራዊ-ኘ9ጀ Amen Amen Amen zhwey marey
Amen Amen Amen
Amen Amen Amen
አሰቲ ከማይ አዱኡ ዝፈትው ላይክ ሃብኑ
Hayat 24680
Keslo
Betam kebdk tebla darf
ብሽም ንኡሰይ ⭐️ like ሃቡኒ ደቂ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👇.
እዋይይይይ ዝወዲ ኣታ በጃኩም ብስም ወላዲትን መዳን ስሚዒትኩም ወይ ኣድናቆትኩም ግለጹለይይይ ኣሕሕሕሕ ማማየ ሓላልልልልል
nay bihaki ane beki 6 amet awdanet beynay yehlfyo awdamet mekano ab face book eye zero ember kulu tehawawsni u zelo
Tele sidedley kigelxelki
@@ቤትፍቅረ ኣጆኳ ድሓን ኩልና ኮሙ ኢና ንኩሉ ብዘይ ምስልቻውን ብተስፋን ጥራሕ ንግጠሞ።
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Bravo meda
ናይ ብሓቂ መዳ ኣስሊ ወሊዶም ከም ዘይወለዱ ጌርዎም ስደት ሕሱም ነዓና ኣይጠዓመና ንስድራና ምርኻብና ኣይተርፍን አዩ ጥዕና ጥራይ ምበር ንኩልኹም ኣብ ስደት ዘለኹም ኤርትራውያን የሕዋተይ !!!
ድ
@@filmontesfom2237 እንታይ ማለት አያ "ድ"?
Meda hawey congratulations hawey ambesa ajoka wetru nkdmit ab gonka alona.
ክብረት ይሃብካ ዓንዲት ሓወይ ክልቲኩም ጀጋኑ ኢኩም ያላ ምስ መዳ ሓውካን ወድካን።
Andit Okbay መምሁሩ ኢካ ዓንዳት ሓወይ ተባዕታይ ልሳን ካብ ክብር ሰብ እዩ ዝወጽኣ::
Nskawun nqdmit andit hawna
I live with my parents but when I hear this song I can feel the pain from all my heart and I wonder if I cry like this the whole song then I can’t imagine how you feel for y’all that are not with your mom’s. I’m so sorry you have to go through this all but God will help, nothing is impossible with him (Amen) 🙏🏾❤🩹. Stay strong my brothers and sisters, send you much love🫂❤
📕 ግጥምን ዜማን 100%✅
🎬 ዳይረክተርን ኣዳተራን 100%✅
🎵🎼 ባሓፈሻ ስራሕ ማለት ከምዚ ክከዉን ኣለዋ 100%✅
Dargtre 75 gadli aeliw
😂😂😂
Mahlet Tkue ብኩሉ ንኡዲ 100%✅✅✅✅
Ja bro
ንኡሰይ ብሓቂ ንኡሰይ
ከብደይ እንኻ ግልብጥ ኣበላ
ብልቢ ኣዲኡ ዝፈቱ ዝናፈቃን like and ሳብስክራይብ ሳብስክራይብ
Nska kea subscribe
@@samrgg9069 gerelka akeku habibi
ናይ ጽባሕ ኮኮብ ሃገርና like ንሃቦ100%🇪🇷
Nay bhaq
Begatami eza derfi mexiya ab TV n adey enda rekebkwa, nbatey mkuxexar sineyo. Adey ka entay koynka zwedey ila msay bekya😢😭 Meda I love u😍 good job❤️❤️❤️
ኣታ ግዜ በጃካ እንዶ ተቃየር ያኣክለና ንብዓት😭😭😭😭💔💔🖤
ኡይይይይይ ኣታ ኣነስ ኣውደኣመት ክከውን ከሎ በቃ ይሓምም ናፍቆት ጹሙዋ 😢😢😢😢😢😢😢😢😭😭😭 ati ማማ ክሳብ መዓስ ዩ
ኡፍፍፍፍፍ መዳ ሓወይ ከም ገለ ጌራትኒ ፈጣሪ ገጽ ንፈትዎም ስድራና ትሓቃቂፍና ንስሕቀሉ ግዜ የምጽኣልና ቀጽሎ ብጥዓሚ ጽቡቅ ስራሕ
Wawww meda tnx amlak ms etom nfetwom sdrana yerakbena
መዳ ሽኮርር እንታይ ሞ ክንብል ቃላት ኣይርከቡን እዮም ንዓኻ ዝገልጹ ከም ወትሩ ግን ቡሉጽ ኢልና ክንሓልፎ ክይነባላሽዎ ወትሩ ዓወት ይምነየልካ ሰስነለይ ንኡሰይ ♥️♥️♥️♥️♥️♥️💪💪💪
ኣነስ ብነብሰይ እየ ዝፈትዎ ኩሉ ሙዚቁኡ በቃ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መዳ ሽኮር ንበር ክበር ኢለካ ኣለኹ
ካውኡ በዛ ደርፊ ንብዓተይ ወዲአ እየ ኣነስ ማራ ከብድኻ ትበልዕ 😭😭😭😭😭ማማየ ንፍቅ እየ ዘብለኪ ሓላለይ ኩሉ ግዜ ኣብልበይ ንበርለይ ዓለመይይ ሂወተይ ኢኺ
ኣሕ ማሚ ካብ ዝፍለየኪ ድሮ 18 ዓመት ሓሊፉ ናብ 19 ይከይድ ኣሎ ኡፍፍፍፍፍ 2021 ክንራከብ ንከውን ንመን ኢልዎ ከምዚ ከማይ ብናፍቆት ወላዲ ዝመረሮ😢💔 ይህሉ ዶ ይኮን?
ፍሲጋ ምዃኑ ከይፈለጥክዋ ሓሊፈ ስደት ናይ ኢድካ ኣይትስኣን 😥😥😥
ከማይ ኣነ ከኣ እቲ ሰሓቅን ጸወታን ካባይ ምሰ ሃደመ በይኒካ ምንባር ምስ ኮነ ባዱነት ምስ ተሰመዓኒ ስደት መዓረ ክንደይ ከቢድ ከም ዝኮነ ሕጂ ተረዲኢኒ ። ግን ኣጆና ኣምላክ ኣሎ ምሳና ርሑስ በዓል ፋሲካ ንኩሎ ኣመንቲ ክርስታን ።
Ajokum, xelot tray 🙏🙏🙏
Akalu Tsegay way bka nabana mexika family ina nhna zeynegrkani
ajoka bro deymistimisal tray kehalif yu
Akalu Tsegay 😭😭 me here the same bro it’s ok
ግጥምን ዜማን መድሃኔ ገ/መድህን (ንኡሰይ) ኣድኒቐካ ብጣዕሚ ፡ ዋእ ኣታ ንፊቕና ግዲ ታይ ዳኣ ክንድዚ ንብዓት like
መድሃኔ ዝብልዎስ ከፀሊለኒ እዩ በቃ ኩሉ ድርፍታቱስ ኣብ ዝኽሪ ዝውዕል ቀፅለሉ ንኡሰይ ጅግና ንመድሃኔ ዝፈቱ like
ውይ ጅግና ኢካ ብጣዕሚ ብዛ ሙዚክ ዘይነብዐ የለን መን ከም ኣዶ..ይመችኻ ሓላለይ ኣይዞካ
I Called My mom After this
👌
Same 😢
ኣደኡ ዝፈቱ like n,meda amlak kab corona yhalwena rhus qnyat awdamet
👍👍👍👍❤❤
ኑኡሰይ በዓል ጥዕም ድምጺ ንማማ ገሊጽካ ኣይውዳኢን ኢዩ i love you mam። ንማማ ዝፈቱ ኢስከ like deki Eire shkorr
Like like ንኡሰይ ማማማ ሓላለይ ተካል እዬ ፈላሊዪምኗ
ርሑስ ኣዉዳኣመት ይግበረልኩም ደቂ ኤረይ ንማማካ ንማማኪ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብ ።
Sub
Amen Subscribe gerlku aleku
Ata amlak sidetna ahxirelna gex weledna ariyena AMEN AMEN AMEN 🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
ዝያዳይ ናፍቆተይ ብመገድኻ ገሊፅካለይ ናኡሰይ እድመ ይሃብካ ፈጣሪ አጆኻ ንኩሉ ግዜ አለዎ
Away meda antay ye kgebreka nay kiros asfaha key akil natka beka abza lbey atika so ane degafi kiros asfaha & meda nuausey wetru ye zdgfeka meda hawey ab srahka awet ymneyelka 💋🇪🇷❤️
መዳ (ንኡሰይ) ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብስም ኩለን ኣዴታትና ወሊደን ዝመኸና ደራዚ ንብዓተን ዝሰኣና ከምኡ ውን እቶም ወለድና ብሂወት ከለዉ ዝዘኽተምና። ኣሕ !!!!!!ብዒሕ ተወሊድና ብኣሕ ንነብር ኣለና። መዳ ውሽጠይ ተንኪፍካዮ ፡ኣንታ ኣምላክ ነዚ ወሪድና ዘሎ መኸራ ኣርህወልና። ኩሉኩም ኣብ ስደት ትነብሩ ከምዚ ከማይ ኣብ ዝሓጸረ እዋን ገጽ ትፈትዋ ኣዴኩም የርእኹም ፈጣሪ።❤❤❤🙋♂️🙋♂️🙋♂️
"ናይ በሓቂ ብሉጽ ስራሕ መዳ ሓወይ, ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ"!
Jigna Eritrawi you make me crying 😭 I heard more than 100 times god bless you we ❤️ you
Jigna Eritrawi you make me crying heard more than 100 times god bless you we you
Ajoka meda hawey zeymles geza ember zeyhlef shger yelen egzabehr kulu eyu zekalo i love you mam 💝💖❤❤❤💯💯
ቡዙሕ እየ ዝምነ ተስፋ ውን ኣለኒ እቲ ኩሉ ዝኩእሎ ገጽኪ ከሪኤኒ ማማየየየይ
መመሊሰ 'የ ዝፈትዎ
Liyke teray kala yegba nanasoya da
@@tesfitsheytsan4954 ja kbretey
Milu kechen kemaki jigena terkubu alo
@@wediadamselam9199 ክክክክ ኣነ ሚሊ ዲዩ
@@berihuhailu5758kk kk ata mili mesleni gen dehan kulu hade eu
ንዓኪ ዝበደለ
ጻሕሉ ዝሰበረ
ቀሲኑ ኣይሕደር
ማህጸንኪ ዘምከነ
ብሉጽ ስራሕ
መዳ ❤️❤️❤️
Meda tesfuw menesey
ዋውውውውውውውው መዳ ኣንበሳው ኣድነቅቲ መዳ እስከ ወጃእ በሉኒ ማራ ፈተያ
መዳ ኣጆኻ እስከ ነተባባዓዮ ምስቶም ከዳሞት ክስራዕ like እስከ ሃቡለይ
ኡፍ ስምዕ ዘይጸግባ ደርፍ እንታይ እሞ ኪብል ብኽያት ጥራይ እያ ዓቅመይ ኣብ ስደት ኮሎኹ እያ ኣደይ ብሞት ተፈልያትን ቡሩኻተይ ገጽ ትፍቅርዋ ወላድኹም የስዕመኩም ፈጣሪ
እታ እግዚኣብሄር ዝገበራ ማዓልቲ እዚኣ ኢያ ሞ ብኣኣ ንታሓጎስን ደስ ይበለናን ።ብሩክ ኣውደኣመት ይግበረልና ንኩልና ኣመንቲ ክርስትና፣
ግጥሚ 100
ዜማ100
ድምጺ100
ዳሪክተር100
በሓፈሻ ተሳተፍቲ ኣብዛ ስራሕ 100000
እውይ ግደፍ በጃኻ ቦቕባቕዩ ልበይ ኣደ ዝትንክፍ ኩሉዩ ዘብክየኒ።ቡሉጽ ስራሕ ምስ ሙሉእ ተስፋ ኣጆኻ።
ከመ ለኺ ማማ ከሜልክን ኣለኺ
ተደዊንኪ ሰሚዕ ቀይርኪ ወጅሃትኪ 😥
ከመይ ክጥዕመኪ
ዘይጡዑም እዋኑ
ዘዝወለድክዮ ከም ዘይናትኪ ኾይኑ💘
ኣደየ ወሊዳ ዝመኸነት
ማማየ ከርቲታ ዘይዓረፈት
ኣደየ ረኺባ ዝሳኣነት
ማማየ ዘይኢዳ ዝረኸበት
ኣደየ ሓሊማ ዘየግሃደት
ማማየ ነቢዓ ዘይደረዘት
ኣደየ ኣባዲ ዝሰኣነት
ማማየ ዘይናታ ዝረኸበት👨👩👧👦,,,,,,,,,፡ ኣሃይይ
ሓላለይ ጽንዒ በሊ ከም ቀደምኪ
ቦቕባቐይ ተቐበሊ ዝሃበኪ
ውጽዕተይ ቶም ደቂሶም ዘይተሱኡ
ማማየይ ከጽንቱኺ ዮም ዝሓልሙ
ሓላለይ ኣነ ግን ኣለኹ ኣብ ጎንኺ
ማማየይ ንሱ በይኑ ዩ ጸግዕኺ💔
በጃኺ ግን ሓላለይ ኣይትፍረድለይ
ትፈልጥለይ እውን ኢኺ ጸገማተይ💘
እንታይ ሞ ዘይገበርኩ በየን ዓቕመይ
ምበር ብዘይ ንስኺ ዶ መሊኡለይ
ዘራጊ ማይ እንከሎ ጽሩይ የለን😡
ወሊድኪ ክትማሙቒ ኣይተኻእለን ,,,,,,፡ህላላላላላ
ማማየ ሓላለይ ተካል ዩ እዋኑ
ፈላልዮሙና ኮ ኢዶም ኣይስኣኑ☝️
ንዓኺ ዝበደለ ጻሕሉ ዝሰበረ
ቀሲኑን ኣይሕደር ማህጸንኪ ዘምከነ
ማማየ ውጽዕቲ እዚ ኾይኑ ኢድኪ
ሓቒፍኪ ሓብሒብክስ ሲኢንኪ ጻማኺ
ኣደየ ሓላለይ ወሊድኪ መኺንኪ
ታይሞ ክትገብሪ እውይ ወሪድኪ😔
እሞ ሃልውለይ ተስፋኺ ሃብኒ
ንኹሉ ኪኢልኪ ኣለኹ በልኒ
ሃየ ንለምኖ ነቲ ዝከኣሎ
ንሱ ዩ ጸግዕና ን ኹሉ ዝኽእሎ💒
ቡዙሕ የ ዝምነ ተስፋ ውን ኣለኒ
ቲ ኹሉ ዝኽእል ገጽኪ ከርእየኒ🙏
መዓስ ሓሲበዮ ካባኺ ክፍለይ
ተፈላሊና ግን ጸላኢና ፈለ
ንዓይሲ ማማይ መዓስ ጢዕምኒ
ብዘይ ባኣኺ ሞ ታይ ሂወት ኣለኒ
ምሓሸኒ ንዶ ኔሩ ክማሙቕ ኣብ ሕቁፎኺ
ታይ ሞ ዘይገበርኩ ትፈልጥዮ እንዲኺ🤷♂️ ,,,,,ማማየይ
ከምዚ ሉ ኣይነብርን ሓላፊ ዩ ኹሉ
ኣጆኺ ሓላለይ ሰሓቕና 😀ቐሪቡ
ሕማቕ ዝገበረ ጽቡቕ ኣይሃቦ
መጻኹ ማማየይ ግበርለይ ሓቦ
እንተበዝሐ ሽግር ተኾነ ጸበባ
ለይቲ ትወግሕ ያ ባዕላ ንርእሳ ኢላ☝️
I miss you❣Mom 😭😭 .Esaw
ጹቡቅ ስራሕ ኢዩ ኣየ ኣደ እወ ወሊዳ ናይ ኢዳ ዘረኸበት ምትብባዕ ዘድልዮ ኢዩ ተስፋ ደለዎ ነተባባዓዮ ኣብዛ ናተይ ከኣ ፍሽኽ ኣብሉኒ እስኪ ብር ክትብሉ ተሓጎሱ ስደትና ይሕጽረልና
💯🙏👍👍👍👍
ውይይይይይይይ ሮቢ ሽኮር ሐዚ ክዓ በደ መፂካ 😢😢😢😢😢😢😢ኣደዋይ ኣልቻልኩም ናፍቆት ሑሱም ያኣክ one dey mis adey💞💞💞💞ኣደይ
መዳ ኣንበሳ ብጣዕሚ ብልጽቲ ደርፊ ኣጆካ ናይ ኣዴታትና እዚ ኩሉ ኣዕብየን ውዕለታተን ከይከፈልና ንስደት ወጺና ብሰንኪ እዚ ሕሱር ስርዓት
ወላዲ ከምዘይ ወለደ መኺኑ ንሕና ዘኽቲምና ኣጆኹም ደቂ ኤረ ናዓና ትኸዉን መዓልቲ ክትመጽእ ኢያ ቡሩኽ ኣውዳመት 🙏🙏🙏
Eimaa marey😭😭😭i.miss you mamaye felalimuna eko eidom ayisanu😭😭💓💓💓💓💓💓Thank you
ነዛ ደርፊ 1000 ግዜ ሰሚዐያ ግን ሙሙናዉ ኣቢትኒ ማማየይ ሓላላይ ማማየይ ዓለመይ ኣህህህህ ሓንቲ ማዓልቲ ባ ንራከብ ንከዉን፡፡
በዚኣ ደርፊ እዚኣ ዘይነብዐ ሰብ ኣይክህሉን ዩሞ ፈጣሪስ ነዚ ንብዓት እዚስ ኣይርእዮንዶ ይኸውን??
nay bihaki ane beki 6 amet awdanet beyney eye yehlfyo awdamet ab face book eye zero
lomi eye semiaya jemira ksab twdi nebia
Nay behaki mara kebdka tbelie derfi
Ayni zfeteres ayren do ezni zfeteres aysemen do dehan nbatna nab hagos kikyer eyu egziabiher alo!☝️
Mamayey miss u amlak alo one day knrakeb ena ajokum deki Erey🇪🇷💛😢almak sdetina yehxrelna,meda hawey meglexi qalat yebleyn love u ma broye💛💛💛🙏🇪🇷etom 👎tgebeu zelekum blbi hazinelkum fkri ade(mam) zeytfeltu ekum.
ኑኡሰይ ግደፈኒ እባ ኣይተንባዓኒ ክገድፋ ይደሊ ግን ካኣ ይሰምዓ ንብዓት ካኣ ደው ምባል ይኣብየኒ !!!!!
መዳ ሓወይ ነቢዐ ኣንቢዕካኒ ከም ገለ ጌራትኒ ናይብሓቂ ኣድኒቀካ
ብመጀብርያ እንቓዕ ናብ ርሑስ በዓል ትንሳኤ ኣብቀዓና ንሙሉ ኣመንቲ ክርስትና ! ብምቃጻል ናይ ባሓቅ ጅግና ዘኩርዕ ስራሕ ሰርሕኻ ካብ ልበይ ከይመስገንኩኻ ክሓልፍ ኣድል ኢየ ኢሞ ኢግዝብሄ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።
Mon 20 April 2020 i love you forever MAM !!!!!!! Thank you ንኡሰይ miss you so much . Tesfa xbah eu zi
ኣቤት ድምጺ ኣቤት ግጥሚ ኣቤት ዜማ እንታይ ኢለሞ እሞ ክግልጸካ ኢየ መዳ ንኡሰይ 🙏❤🤟
ለካ ጥበብ ዋና ኣለዎ ክብሃል ሓቂ ኢዩ።
መዳ ሓዉና ክኣ እንካዕ ናትና ኮንካ ብሓቂ Thanks to God 🙏❤
ክንደየናይ ኳ ኮመንት ጺሒፈ ኣይክሎን ኢየ!
ብሓንቲ ቃል ክገልጸካ ክፍትን ኢየ ።
ንሳ ክኣ ክንዲ ብዙሕ ርኣያ ኢካ መዳ ንኡሰይ🤟
ንጉስ ስነ ጥበብ ኢለካ ኣለኩ።
ብዝተረፈ ንኩልኹም ተዛረብቲ ትግርኛ ካብዚ ተላባዒ ሕማም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ብምሕረቱ
ይሓልወና ኣሜን And እንኳዕ ናብ ብዓል ኣፋስጋ ኣብጽሓና ኣብጽሓኩም ክብለኩም እፈቱ።
የቀንየለይ!🙏❤
ማማየ ሓላለይ ካብ ዘይሪኣ 8 ዓመት ገይረ ብናፍቆት ነቢዐ ሓንቲ መዓልቲ ኣላ ብተስፋ ዝፅበያ ንኡሰይ ውዱእ መንእሰይ ዕድመ ይሃብካ ብሓቂ ንኡስን ንፉዕን ኢኻ
ናይ በሓቂ ኣምላኽ ንመን ኢልዎ ክወግሕ አዩ ኣጆኻ ንኡሰይ ብጣሚ ንፉዕ ቀጽሎ ❤️❤️❤️❤️
It's make me cry from the beginning to the end 😭 I'm so lucky I live with my mom but, I can feel it how it's hard without Mom😭.
Thank you tredeklna
and me ya that is riley
Ngus 2020 entay emo neaka zgelix kalat khaxreni eyu ❤️❤️❤️ we love you medaye neusey
ኣሕ ኣደይ መዓረይ ተካል ሂወት ንነብር ኣለና ከኣ ንብል
Tks hawey natey ab manem eritreawi lbi zelo nafkot b derfi melke sle zekrebkayo am happy you
Medaye jigna lbey tenkifkani kab twexia ksab hji bzey mkurax ysemia aleku sdetna yehxrelna deki erey gex adena yeriayena fetari ❤️🇪🇷😢
ኦፍፍፍፍፍፍፍ ጀሚራ ክሳብ ትውድእ ብንብዓት ተሓጺበ።ማማ መዓስ እዩ ኩን ገጽኪ ርእየ ብሓጉስ ዝነብዕ።
Ajoka wala ane
@@danumebrahtom9209 እንድዒ ዳኑ ሓፍተይ ሉምስ ምክኣል ሲኢንና ፈጣሪ ባዕሉ ይኣክሉኩም ይበለና።
Yeah dehan amlak yhixrlna ykwen zhawey dehan aytcnki
Me too
n made hawey esk b shemy like habley wedi memey
ዓሕ ወሊዳ ዝመኸነት እወ ያኸ😢😢
ኣደታት ሎሚ ወላድ መኻን ኮይነን 😭ዘዝወለድኦ ንስደት የምርሕ 💔💔
(ንኡሰይ) 👍 ኣምላኽ ከም'ቲ ንብዓት ራሄል ሪኡ ንኢስራኤላውያን ካብ ስቓይ ግብጺ ዘውጽኦም ንህዝቢ ኤርትራ ውን ከምኡ መዋጽኦን ኣኻኽቦ ይፍጠር ባዕሉ'ቲ ሉዑል ጎይታ ☝
It makes you want to call your mom and till her that you love ❤️ her so much. You are and amazing Singer keep it up bro
ኣብ ስደት ዘሎ ሰብ ክተዕብዱ እኹም ኣቱም ደረፍቲ ታይ ገበርናኩም 😭
🤦♀️🤦♀️😭😭😭😭😭 nafqit mkale abeyn mama
ናይ ብሓቂ ዘራጊ ማይ ኮሎ ጹሩይ የለን ሙሉእ ተስፋ ዘለካ መንእሰይ ኣጆካ
ዕድመ ይሃብካ ዝያዳይ ፅቡቅ ስራሕ ማማየ ሓሓላለይ
Bruk awdaemet yegberlna wedi ኤሩ btaemi zedenko derafi eyu
Meda nic
I love your snogs Meda bro🇪🇷🇪🇷 and i miss my mother. For four years i am removing her. It's incredible we couldn't live like that, it's only half life😭. 🙏 happy Easter for all 🇪🇷& 🇪🇹
ዛ ደርፍ ምምናው ኣቢያትኒ
ዛ ደርፍ ን ዝርድኦ እያ ትርድኦ
ማማየ ዓለመይ ኣምል ምሳኪ ይኩን
ኣደየ ወሊዳ ዝመከነት
ማማየ ከርቲታ ዘይዓረፈት
ኣ ደየ ረኪባ ዝሳኣነት
ማማየ ዘይ ኢዳ ዝረከበት
ኣ ደየ ሓሊማ ዘየግሃደት
ማማየ ነቢ ዘይደረዘት
ኣ ደየ ኣባዲ ዝሳኣነት
ማማየ ዘይናታ ዝረከበት
በቁባቀይ ተቀበሊ ዝሃበኪ
ማማየ መን እሞ ኣሎ ኣብ ጎድንኪ እሱ በይኑ እዩ ጸግዕኪ
በጃኪ ግን ሓላለይ ኣይተፍረድለይ ትፈልጥለይ ኢኪ ውን ጸገማተይ
እንታይ እሞ ዘይገበርኩ በየን ዓቁመይ እንበር ብዘይ ን ሰኪ ዶ መሊኢለይ ዘራጊ ማይ እንከሎ ጹሩይ የለን ወሊድኪ ክትማሙቂ
ኣይተካእለን
ማማየ ሓላለይ ተካል እዩ እዋኑ
ፈላልዬሙና እኮ ኢዶም ኣይስኣኑ
ን ዓኪ ዝበደለ ጻሕሉ ዝሰበረ ቀሲኑ ኣይሕደር ማህጸንኪ ዘምከነ
ማማየ ውጽዕቲ እዚ ኾይኑ ኢድኪ ሓቅፍኪ ሓብሒብክስ ሲኢንኪ
ጻማኪ ኣደየ ሓላለይ ወሊድኪ መኪንኪ እንታይ እሞ ክትገብር እዊ ወርድኪ ማማ
ማማ ሃልውለይ ተስፈኪ ሃብኒ ን ኩሉ ኪኢልኪ ኣለኩ በልኒ ሀየ ንለምኖ ነቲ ዝከኣሎ ንሱ እዩ ጸግዕና ን ኩሉ ዝክእሎ
ን ዓይሲ ማማየ ማኣስ ጢዒምኒ ብዘይ ባኣኪ ሞ እንታ ሂወት ኣለኒ
ከምዚ ሉ ኣይነብርን ሓላፍ ዩ ኩሉ
ኣጆኪ ሓላለይ ሳሕቅና ቀርቡ
ሐማቅ ዝገበረ ጽቡቅ ኣይሃቦ
መጻኩ ማማየ ግበርለይ ሓቦ
እንተበዝሐ ሽግር ተኮነ ጸበባ ለይቲ ትወግ እያ ባዕላ ንርእሳ ኢላ
መዳ መግለጺ ሲኢነልካ
ግጥሚ 1000%
ደጋጊመ እየ ሰሚዐያ እሞ ምምናው ኣብያትኒ ክንደይ ደርፍ ኤርትራ ሰሚዔ እንድየ ከምዚ ደርፍ ግን ኣይሰማዕኩን ብጣዕሚ ኢካ ንፈዑ
ቅድሚ ሕጂ ደርፍካ ኣይሰምዖን ኔሬ እንድየ በዛ ደርፍ ኢዚኣ ግን ማራ ኢየ ኣድኒቀካ my fav eritrea artist ኬንካ ኣለካ ደርፍካ ኣይሕልፎን እየ fan ናትካ ኮይነ ኣለኩ መዳዊ ን ስካ ብሉጽ ናይ በሉጻ ኢካ ምስ ዛ ደርፍ ዝወዳደር ኣበይ ከይህሉ ኣብ ኤርትራ
ጸጽቡቁ ን ዓካ ኣነ ክደርፈ ኔርኒ
ብ ሰንኪ ዛ ደርፍ ቢራን ሽጋራ
ክገዝእ ካብ ገዛይ ወጼ ገዚኤ
ኣብ ገዛይ ኣብ ጽምዋ ክነብዕ
ሓዲረ
Meda hawey edmen tienan yhabeley fetari niusey
I can't stop listening this song. Always proud of what you doing and keep up Mediko👊🙏
ርሑስ ኣውደኣመት ይግበረልና ቡሩካት ን ዓመታ ከምዚ እዋን ኣብ'ታ ንፈትዋ ዓድና ከነብዕሎ ፈጣሪ ይሓግዘና፥መዳ ንኡሰይ ወትሩ ቡሉጽ ስራሕ ብራቮ ቀጽሎ ብዙሕ ኢና ካባካ ንጽበ።
ዋው ዕድመ ይሃብካ የተብዝሕዮማ ))) ማማይ ኣብ ስደት ዘለኩም ኣጆኩም ካብዚ ሕማም ይምሓረናዋ ክንምለስ ብሰላም ርሑስ ፋሲካ ይግበረልና ❤️❤️❤️❤️
Libe bezuhat tekefka alekia
Ajoka hawey natey amlak nalemino kerehuwena nsueyu zeka alo y zhawey natey bebezelenawu amlak yhalewen kab corona bemehritu yhalewena 🙏🙏😘❤🙏
ኑኡሰይ ናይ ብሓቂ ኣብ ሰኣታ ልበይ ረኪብካኒ ካብ ዞም ናይ ሕማመይ ደርፊ ሰሚአ ኣይፈልትን አኢየ ብጀካ ናይ ቀደም ሕጂ ግን ናቶም መተካእታ ንኡሰይ ንስካ ረኪብና ናይብሓቂ በዛ ደርፊ ዘይ ነብዐ ኣሎ ኢለ ኣይኣምንንኢየ ኣጆካ ኣይትሕመቅ እንበር እዛ መዝሙር ዝኮነት ውላድካሲ ኣብ መኣልቲ 5 ሳዕ ከይሰማዕኩዋ ኣይውዕልን ኢየ ❤❤❤❤✅💯🎤✍🤜🖊👨🎓🤛
ብሉጽ ድምጺ ዝውኒን ተባዕ ሓቀኛ ንኡሰይ ሃብሮም ስነ ጥበባዊ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
መዳ ናይ ብሃቂ ጹቡቅ ደርፊ ኣጆካ መዳ ኣርከይ ኩሉ ሓለፋይ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Meda hawey meglex eye zsnelka stay humble like you are 🙏🏾❤️Big Legend on the making 💙👊🏿 ahhhh sdet chekan ajona deki erey 🇪🇷
Yes!! I don't speak the language but I love this ❤️
ዲሰ ላይክ ትገብሩ ሰባት ግን ኣበየናይ ዓለም ትነብሩ ኣራዊት ኢኩም ክንዲ ንወላዲትና ማማ ኢሉ ዘደረፈ ርኩሳት
Be strong guy's one day to hug our lovey mothers
Ewayyy eza drfiii betamiii abkyatniii himak aliewaaa ak 😢ewayyy. Ata neakum see edmen tenannn deki Eraiii aijokum dehan one day!!!!!