15 ሓቅታት ጥበበኛ ንጉስ ሰለሙን

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 546

  • @rozaroza7147
    @rozaroza7147 3 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ፅቡቅ አገላልፃ ኩውር ሓወይ እናም አብ እዋን ጣዕሱኡ ዝተዛረባ ዘረባ እውን ወስ ተተብላ አገላልፃኻ ይዛይድ ንአብነት ኦ ጎይታ በዝሒ ሃፍቲ ተሂብካኒ ሽምካ ረሲዐ ተመስገን ምባል ከይርስዕ አመና ድኻ ካአ አይትግበረኒ ሸጊሩኒ ከየማርረካ ማዓልታዊ እንጌራ ሃበኒ ከምዝበለ❤

  • @mhretabbelay9386
    @mhretabbelay9386 4 ปีที่แล้ว +12

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኣለካ ቡዙሕ ዘይንፈልጦ ኣፍሊጥካና

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 4 ปีที่แล้ว +10

    ብጣዕሚ ነመስግነካ ፍናን ደስ ዝብል ኣቀራርባ ብሓቂ መሃሪን ኣገዳስን ስነጽሑፍ ኣጆኻ ቀጽሎ በርትዕ የቀንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏🏽

  • @user-mc5zm6kk6l
    @user-mc5zm6kk6l 4 ปีที่แล้ว +20

    ታንክስ ፍናን ሓውና ኣደስ ኣደ ዳኣ ከመይ ኢላ ውላዳ የሕሊፋ ክትህብ በረከት ናይ ኣቦና ጥበበጛ ሰለሙን ካኣ ይክፈለና አግዛቢሀር።

  • @birirezen
    @birirezen 4 ปีที่แล้ว +14

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋ የብዝሓልካ ብሩኽ ሓወይ ግን ከም ፍቃድ ኣምላክ ምስ ናይ ቅሬትኡ እና ሓተትኩ ኩሉ ትምህርቲ ጽቡቅ እኮ እንተ ኮኑ ምስ መንፈሳዊ ነገር ናይ መንፈሳውነት ዝሓዘለ መዝሙር ኣሰኒካ እዶ ዝቀርብ ምስ ናይ ይቅሬቱኡ ግን ኣሕዋት ስለ ኩሉ ምስማዕኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣብትገብርዎ ስራሕን ጸሎትን ጽን ኢሉ ይስማዕኩም አሜን

  • @muluetekle1860
    @muluetekle1860 4 ปีที่แล้ว +33

    ኣቆጢዕናካ ዶ ሎሚስ እዞም ተጸጊዕና ንሰምዕ ከም ስምካ ፍናን እዩ ዝግበኣካ ግን ከም ንጉስ ሰሎሙን ጥበብን ልቦናን ኣይ ተዓደልናን ኣጆካ በርትዕ ቀጽሎ።

  • @leteslasehailu8362
    @leteslasehailu8362 3 ปีที่แล้ว +5

    አቤቱ ቁድስ እግዛብሄር ሆይ አብቲ ሕዚ ዝመፅእ ንጉስ ቶድሮስ ሓዉሰለና ቅድስ እግዛብሄር ሆይ ሓደራካ 😭😭😭😭😭😭😭😭

    • @robelabraha2893
      @robelabraha2893 3 ปีที่แล้ว

      ናይ መን ቴድሮስ ዩ እዚ?

  • @amanuelhaileofficialchannel
    @amanuelhaileofficialchannel 4 ปีที่แล้ว +8

    ምሳሌ 1 (Proverbs)
    1፤ ምስላታት ሰሎሞን፡ ወዲ ዳዊት ንጉስ እስራኤል፡
    2፤ ጥበብን ተግሳጽን ንምፍላጥ፡ ቃላት ፍልጠት ንምስትውዓል፡
    3፤ ዜለብም ተግሳጽን ጽድቅን ፍርድን ቅንዕናን ንምቕባል፡
    4፤ ነቶም ገርህታትሲ ጥበብ፡ ንመንእሰይ ድማ ፍልጠትን ጥንቃቐን ንምሃብ እዩ።
    5-6፤ እቲ ጠቢብ ንምሳሌን ትርጓሜን ዘረባ ጠቢባንን ዓሚቝ ሓሳባቶምን ኬስተውዕልሲ፡ ነዚ ይስማዕ ፍልጠቱውን ይወስኽ፡ እቲ ለባም ከኣ ምኽሪ የጥሪ።

  • @RobiRobi-by7yr
    @RobiRobi-by7yr 4 ปีที่แล้ว +90

    ስሕት ኢልካ ናይ ሃይማኖት ክርስትና ትምህርቲ ምምጻእ ጽቡቅ እዩ ፍናን ሓወይ ክትምስገን ይግብኣካ።ጥበበኛ ሰሎሞን
    Wisdom solomon ተኻፈልቲ ጥበበኛ ሰሎሞን ይግበረና የሕዋተይ።

  • @mengshmichael5243
    @mengshmichael5243 4 ปีที่แล้ว +7

    ንፉዕ ናይ ብሓቂ ካብተን ዘለዋ ቸነል 1ይቲ ዘድንቀን

  • @eritreanashkor7169
    @eritreanashkor7169 4 ปีที่แล้ว +6

    1ይ ነገስት 11 (1 Kings)
    3፤ ሾብዓተ ሚእቲ ንግስታት ኣንስትን ሰለስተ ሚእቲ ኣንስቲ ወሰንን ነበራኦ። እተን ኣንስቱ ኸኣ ልቡ ኣዘንበላኦ።

    • @alemxewar94
      @alemxewar94 4 ปีที่แล้ว +2

      Ab bluy kidan kemu yfked neru malet dyu ?

  • @user-ju2yp6we4t
    @user-ju2yp6we4t 4 ปีที่แล้ว +104

    ሳብስክራይብ ንግበር ናዕና ክሳራ የብላን ንፍናን ሓውና ግን ዓባይ ሞራል ያ

  • @amanuelhaileofficialchannel
    @amanuelhaileofficialchannel 4 ปีที่แล้ว +7

    2ይ ዜና 1 (2 Chronicles)
    11፤ ኣምላኽ ድማ ንሰሎሞን፡ እዚ ኣብ ልብኻ ስለ ዝነበረ፡ ነዚ ኣብ ልዕሊኡ ዘንገስኩኻ ህዝበይ ምፍራድ ምእንቲ ኽትክእልስ፡ ጥበብን ፍልጠትን ኪውሀበካ ስለ ዝለመንካ እምበር፡ ሃብትን መዛግብትን ክብረትን ወይ ነፍሲ ጸላእትኻ ወይ ነዊሕ ዕድመ ኻብ ዘይለመንካስ፡
    12፤ ጥበብን ፍልጠትን ተዋሂቡካ ኣሎ። ድማ ቅድሜኻ ንዝዀነ ዘበለ ንጉስ ከምኡ ዝበለ ዘይነበሮ፡ ብድሕሬኻ ዚትንስእ ዘበለውን ከምኡ ዝበለ ዘይረኽቦ፡ ሃብትን መዛግብትን ክብረትን ክህበካ እየ፡ በሎ።

    • @tesfamariam250
      @tesfamariam250 2 ปีที่แล้ว +1

      ፍቅር ሓወይ ቃል ሂወት የስምዐልና እቲ ቀል ከም ዘለዎ ኮይኒ 2ይ ዜና 2፥11 ኣይ ኮነን ንረክባ ኣብ 1ይ ነገስት 2፥11 ኢዩ ዘሎ ክንብብዎ ስእኖሞ ከይ ኮኑ ኢለየ

  • @ararat2608
    @ararat2608 4 ปีที่แล้ว +7

    🤴 king Selomun 1 Wulud ei u nerwo shumu kea Robam ybhal

  • @DaniDani-km1kw
    @DaniDani-km1kw 8 หลายเดือนก่อน

    ናይ ባሓቂ ሓይሊ ፈጣሪ ኩሉ ግዜ እና ሓደረ ኢዩ ዝሑጉሰካ ብኻ ኣብቲ ግዜ ናይ ኑጉስ ሶሎሙን ተፈጥረ ነይረ ኣነ ወላ ሓዉ ኮይነ ኦኦኦ ሓዉ እተ ኾይነ ዳኣ ክቀትለኒ እንድዩ።

  • @asmeretasmir630
    @asmeretasmir630 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kale hiwet yasimeana abe lebina yehidero naye agoligelotie zamanika amlakie yebariko fenanie hawaye

  • @user-vk8hh4ib4t
    @user-vk8hh4ib4t 4 ปีที่แล้ว +10

    ፍኔ መሳጢ መደብ።
    ኣምላኽ ጽግኡ የብዝሓልካ።

  • @user-ir6yl1li8l
    @user-ir6yl1li8l 4 ปีที่แล้ว +56

    ናይ ጥብበየና ኣቦና ቁዱስ ሰለሙን ጥበቡ ኣይፍለየና ሓውና ፍናን ድማ ይመስግነካ ግን ብመዝሙሩ ክኸውን ኔይርዎ ናታይ ሪኢቶ ኢዩ ጸሎት አመብርሃን ኣይፍለየና ይሕዋት።ፍቅሪ ዝዓሰሎ ቀዳምን ሰንብትን ይግብረልና ጸጋ ኣምላክ ኣይፍለየና።

    • @user-dy8bz6vl2j
      @user-dy8bz6vl2j 4 ปีที่แล้ว

      ኣሜን

    • @yosieftesfay9888
      @yosieftesfay9888 4 ปีที่แล้ว +1

      Amen amen amen

    • @ABIABI-2013
      @ABIABI-2013 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ይሕቢሩ !
      ኣብታ መዝሙር ክትገብረሉ ትብል ሪቶኻ/ኺ
      ግን ኣብዚ ቻነል ቢ ሕጊ ዩቱብ መሰረት መዝሙር ከየእቱ ሓዉና ፍናን ቀደም ሓቢሩ ኔሩ። ነዚ ዘይፈልጥካ ኢካ ትመስል ወገነ።
      እንበር ደስ እንዳ በልና ።

    • @adiamabay6731
      @adiamabay6731 4 ปีที่แล้ว

      ኣምን ኣምን ኣምን

    • @lwamgere6864
      @lwamgere6864 4 ปีที่แล้ว

      ጥበበኛ ፡ ፍላስፋ ወይ መሃሪ ደኣ እንበር ቕዱስ ኣይኮነን ንጉስ ሰለሙን።

  • @natnaelbereket2667
    @natnaelbereket2667 4 ปีที่แล้ว +27

    ሰላም ፍናን፡ ብእተቕርቦ መደባት እምብዛ ተደኒቐ ኢየ ዝመሃር፡ ክብረት ይሃበለይ! እንተኾነ ግን ሓድሕድ ምትእርራም ቅኑዕ ኢዩ ካብ ዝብል ሕልና ነቲ ጌጋ ንምእራም እምበር ካልእ ኣይኮነን። ን ንጉስ ሰለሙን ደጋጊምካ ንጉሰ ነገስት ብዝብል ቅጽል ጠቒስካዮ፡ እዚ ንጉሰ ነገስት ዝብል ቅጽል ምናልባት ምስ ኣኽብሮትን ምስቲ ካልኦት ነገስታት ከም በዓል ንግስቲ ሳባ ዝኣመሰሉ ዝህብዎ ዝነበር ተኣዛዝነትን ሪኻ ንጉስ ነገስት ኪትብሎ ኪኢልካ ትከውን። እንተኾነ ግን ክብሪ የሱስ ክርስቶስ ምውሳድ (ምስራቕ) ከይትኸውን፡ እዚ ምባል ግን ንስኻ ትሰርቆ ኣለኻ ኣይኮነን። እዚ ዘበለኒ እቲ እንኮ ንጉሰ ነገስት እቲ ንሓጥያት መላእ ዓለም ገንሸል ዝኾነ የሱስ ክርስቶስ ወዲ ህያው እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኢዩ። ከም በዓል ራእሲ ተፈሪ ( ንጉስ ሃይለስላሴ) ነዚ መዓርግ ንጉሰ ነገስት ዝብል ክብሪ ሰሪቖም ኣብ ልቢ ብዙሓት ለዋሃት ኣቐሚጠሞ ኢዮም። ስለዚ ፍናን ሓወይ ነዛ ንእሽቶ ሓሳበይ ካብ ቅኑዕ ሃቐና እምበር ካልእ ትርጉም ከይሃብካ ክትርደኣለይ ይምሕጸነካ። ምስ ብዙሕ ሓልዮትን ኣኽብሮትን። እግዚኣብሄር ምስትውዓልካ ይባርኽ ኣብ እትገብሮ ድማ ዓወት ይሃብካ።
    ሓው ናትናአል በረኸት🙏💚💚

  • @nftuabel
    @nftuabel 4 ปีที่แล้ว +7

    መሳጢ ሓቀኛ ታሪክ ቁዱስ ሰሎሙን፡ ፍኒ ከጹሎ። jij bent super slim man. Ik ben zo trots op je!!!!!

  • @kirostesfahans
    @kirostesfahans ปีที่แล้ว

    ናይ ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፍናን ሓወይ ናተይ የቀንየልና ዝዓርከይ

  • @oflakeren8586
    @oflakeren8586 4 ปีที่แล้ว +69

    ፍናን ሓወይ ኣበይሞ 1000 ሞባይል ተዝህልዋኒ ሰብስክራይብ መገበርኩልካ ነይረ ግን ኣበይሞ ኣጆኻ ዓቕሊ ጥራሕ 200,000 ኣይኮነን ካልእ ክትበፅሕ ኢኻ:: ሓውካ ወዲ ትግራይ ወዲ ንግስተ ሳባ

    • @nhaqieyeznebrnhaqieyeznebr2068
      @nhaqieyeznebrnhaqieyeznebr2068 4 ปีที่แล้ว +6

      ክክክክክክ ትግራዋይ ቆንዳፍ ኢልካ ኣለኩ ቶጋር ኣራዪ ኩዕንቲ

    • @oflakeren8586
      @oflakeren8586 4 ปีที่แล้ว +18

      nhaqi eye znebr nhaqi eye znebr ክላእ ማዕብል ኣታ ከማኻ ዝኣምሰሉ ብዙሓት ርእሲ ዘይብሎም ሸለል እየ ዝብሎም እዝኒ ኣይህቦምን ግን ነቶም ፁፉፋት የሕዋተይ እየ ዝርኢ ትኽክለኛ ኤርትራውያን ፃዕዳ ኣተሓሳስባ ዘለዎም ልክዕ ከምታ ብርኽቲ ድንግል መሬቶም

    • @nhaqieyeznebrnhaqieyeznebr2068
      @nhaqieyeznebrnhaqieyeznebr2068 4 ปีที่แล้ว +1

      @@oflakeren8586 ሱቅ በል ሎቅማጽ ሓሳዊ ብሰንኩኩም ኢና እዚ ረኪብና ዘሊና ደቂ ፈሓርቲ መቃብር ታሪኽካ ትፈልጦ ዲካ ኣይረሳዕናዮን እወ ዝሓለፈ

    • @RobiRobi-by7yr
      @RobiRobi-by7yr 4 ปีที่แล้ว +12

      @@oflakeren8586 ወዲ ጻዕዳ ትግራይ Welcom ኣጆካ ትምኒትካ ጥራሕ እኹል እዩ።ነዞም ዓጃውስ ደቂ ወልደገባ ከም ሰብ ከማን ኣይትቑጸሮም ረጊጽካዮም ሕለፍ ንሕና ጊን ተኸባቢርና ፍቕርና ክነሕልፍ ዝዓግተና ከቶ ሓይሊ የለን።

    • @RobiRobi-by7yr
      @RobiRobi-by7yr 4 ปีที่แล้ว +8

      @@nhaqieyeznebrnhaqieyeznebr2068 ንሓቂ እየ ዝነብር እንዳበልካስ ነታ ሓቂ ግን ፈጺምካ ኣይትፈልጣን ኢካ።

  • @pilimonmaheri890
    @pilimonmaheri890 4 ปีที่แล้ว +3

    Thank you Fnan brother Great Story .🙎‍♂️

  • @globalentertainment5357
    @globalentertainment5357 4 ปีที่แล้ว +1

    ፍናን ሓወይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ጸጋን ጥበብን ይዉፈር ኣብ ዙርይ ጉዑዘኻ
    ብሉኡል ፈጣሪና

  • @user-dt1yh3lc6k
    @user-dt1yh3lc6k 4 ปีที่แล้ว +11

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓና ሓውና ፈናን ንዓና ክኣ ጸሎትኩም ይመላለኣና ኣሕዋተይ 🍃⛪️⛪️✝️🙏🙏🙏

  • @mebnig55
    @mebnig55 4 ปีที่แล้ว +2

    Deep and clear, keep doing Fnan hawna.

  • @trustyourself9355
    @trustyourself9355 4 ปีที่แล้ว +15

    ፍናን ሓወይ ዛንታ ደኣ ኣይትጅምርን ዲኻ ተስፋ ኣይቆረጽኩን ይጽበ ኣለኹ !!!

  • @berhehagos864
    @berhehagos864 4 ปีที่แล้ว +2

    ዓጊብናን ፈረቓን እንበር ፋኒ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ብሩኸይ እዚ ትጥቀመሉ classical dma azyu ጡዑም ነቲ ዛንታ ኣዝዩ ኢዪ ዘጸብቖ

  • @amanuelhaileofficialchannel
    @amanuelhaileofficialchannel 4 ปีที่แล้ว +12

    My Favourite ምስላ ንጉስ ሰለሙን ክጋብዘኩም ። ምሳሌ 11 (Proverbs)
    22፤ መልክዔኛ ሰበይቲ ብዘይ ኣእምሮስ፡ ከም ኣብ ኣፍንጫ ሓሰማ እተሰቝረ ቐለቤት ወርቂ እያ።

    • @ilovemylife3098
      @ilovemylife3098 4 ปีที่แล้ว

      Waww Thanks

    • @zemeneytv251
      @zemeneytv251 4 ปีที่แล้ว

      Hikkkkk

    • @berberebb4218
      @berberebb4218 4 ปีที่แล้ว

      Asmera natey ኣስመራ ናተይ እዚኣ ጥቅሲ ናይ ንጉስ ሰለሙን ድያ

  • @aronramsey3298
    @aronramsey3298 4 ปีที่แล้ว +10

    ክብሪ ን ዝግብኦ ክብሪ ምሃብ ፍናን ሓውና ብርዕኻ ትሰስን

  • @semsemawit
    @semsemawit 4 ปีที่แล้ว +1

    Subscribed today , thanks fnan for reminding us

  • @user-jj5tu7ck2l
    @user-jj5tu7ck2l 4 ปีที่แล้ว +8

    ፍናነይ ሽካር በዓል ልባና መደብካ ቀፃሊ ይካታተሉ እየ ኩሉ ተሕሉፍ መሃሪን መንእስይ ዝቅይር እዮ ቀፅሎ

  • @mki998
    @mki998 4 ปีที่แล้ว

    Amen qale hiwet yesmalna

  • @filmontesfazghi3738
    @filmontesfazghi3738 4 ปีที่แล้ว +3

    Bless you Finan Hawey and samron.keep it up

  • @yostinaberhe5422
    @yostinaberhe5422 4 ปีที่แล้ว +6

    ፈናን ሐወይ መምህረይ 🇻🇳👈🥰🥰

  • @tesfahiwet
    @tesfahiwet 4 ปีที่แล้ว

    Thenks fnan hawey xbuk tmhrti eyu kbreab abey alo

  • @hellogoodtoseeyou7554
    @hellogoodtoseeyou7554 4 ปีที่แล้ว +2

    fani habibi keep going ,your contribution to our society is really amazing GBU.

  • @ashebrabrahakebede5300
    @ashebrabrahakebede5300 11 หลายเดือนก่อน

    ፋኒ ባሓቂ ብተቅርቦም መደባት ዑጉባት እና ቀጽሎ ማዕሊን ጥዕናን ብረከት እግዛሄር ይድፋኣልካ

  • @Miki-rd3zi
    @Miki-rd3zi 4 ปีที่แล้ว

    ፍናይ ሓውና ብጣዓሚ አዩ ደስ ዝብለኒ ኩሉ ንስኻ ተቅርቦ ኣጋላልጻ ገለ ብዝኾነ ኣጆካ ዛሓወይ ቀጽሎ ብጣዓሚ ንፉዕ ስብ

  • @wedieri8264
    @wedieri8264 4 ปีที่แล้ว +6

    መክብብ 1 (Ecclesiastes)
    2፤ ከንቱነት ናይ ከንቱነታት፡ ይብል እቲ ሰባኺ፡ ከንቱነት ናይ ከንቱነታት፡ ኩሉ ኸንቱነት እዩ።
    3፤ ሰብ ካብቲ ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ዚጽዕረሉ ኹሉ ጻዕሪ እንታይ ረብሓ ይረኽበሉ፡
    8፤ ኵሉ ነገር ይጽዕር፡ ሰብ ኪዛረቦ እኳ ኣይኽእልን። ዓይኒ ብምርኣይ ኣይትጸግብን፡ እዝኒ ኸኣ ብምስማዕ ኣይትመልእን።
    9፤ እቲ ዝነበረ ንሱ እዩ መሊሱ ዚነብር፡ እቲ እተገብረ ኸኣ ንሱ እዩ መሊሱ ዚግበር፡ ኣብ ትሕቲ ጸሓይሲ ሓድሽ ነገር ከቶ የልቦን።
    10፤ ሰብሲ፡ እንሆ፡ እዚኣ ሓዳስ እያ፡ ዚብለላ ነገርዶ ኣላ እያ፡ ድሮ በቲ ቕድሜና ዝነበረ ዘመናት ዝነበረት እያ።
    መክብብ 1 (Ecclesiastes)
    13፤ ኣብ ትሕቲ ሰማይ ዚግበር ዘበለ ኹሉ ብጥበብ ክምርምርን ከስተብህልን ልበይ ኣቕናዕኩ። እዝስ እግዚኣብሄር ንደቂ ሰብ ኪሳቕዩሉ ዝሀቦም ሓማቕ ጻዕሪ እዩ።
    14፤ ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ዚግበር ኹሉ ኸንቱነትን ደድሕሪ ንፋስ ምጉያይን እዩ።
    16፤ ኣነ እንሆ ሓለፋ እቶም ቅድመይ ኣብ የሩሳሌም ዝነበሩ ዓብዪ ጥበብ ኣጥሬኹ፡ ኢለ ብልበይ በልኩ። ልበይ ናይ ጥበብን ፍልጠትን ምልኣት ረአየ።
    17፤ ንጥበብ ክፈልጣ፡ ንዕሽነትን ድንቁርናን ክፈልጠን ኢለ ልበይ ኣቕኒዔስ፡ እዚውን ደድሕሪ ንፋስ ምጉያይ ምዃኑ ኣስተብሀልኩ።
    18፤ ብዙሕ ጥበብ ኣብ ዘለዎ፡ ኣብኡ ብዙሕ ጓሂ ኣሎ እሞ፡ እቲ ፍልጠት ዜብዝሕ ስቓይ የበዝሕ።

    • @wedieri8264
      @wedieri8264 4 ปีที่แล้ว

      መክብብ 2 (Ecclesiastes)
      3፤ ኣነ ብልበይ፡ ነቲ ደቂ ሰብ ብመዓልትታት ህይወቶም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ኪገብርዎ ዚግብኦም ሰናይ ክሳዕ ዝርኢ፡ ልበይ ብጥበብ እናመርሓንስ፡ ንስጋይ ወይኒ ኸይከልኦ፡ ንድንቁርና ኸኣ ክሕዛ ሐሰብኩ።
      4፤ ዓበይቲ ዕዮ ገበርኩ፡ ኣባይቲ ንኣይ ኣስራሕኩ፡ ኣታኽልቲ ወይንታት ንኣይ ተኸልኩ።
      5፤ ኣታኽልትን ገነታትን ንኣይ ገብርኩ። በብዓይነቱ ፍሬታት ዚፈሪ ኣእዋም ከኣ ተኸልኩሉ።
      6፤ ነቲ ኣብ ዱር ዝበቖለ ኣእዋም ምእንቲ ኽስተየሉስ፡ ንኣይ ሓጽቢ ገበርኩ።
      7፤ ተባዕትዮን ኣንስትዮን ባሮት ዐደግኩ፡ ኣብ ቤተይ እተወልዱ ባሮት ከኣ ነበሩኒ፡ ብዙሕ እንስሳ፡ ካብ ናይቶም ቅድመይ ኣብ የሩሳሌም ዝነበሩ ኹሎም ዚበዝሓ ኣሓን ኣባጊዕን ድማ ነበራኒ።
      8፤ ብሩር፡ ወርቂ ናይ ነገስታትን ሃገራትን ከኣ መዝገባት ኣከብኩ፡ ደራፎን ዚደርፋን፡ እቲ ተድላ ደቂ ሰብ ከኣ፡ ብዙሓት ኣንስትን ገበርኩ።
      9፤ በዚ ኸምዚ ዓብዪ ዀንኩ፡ ሓለፋ እቶም ቅድመይ ኣብ የሩሳሌም ዝነበሩ ዅሎም ድማ እናዐቤኹ ኸድኩ። ጥበበይውን ምሳይ ጸንዔት።
      10፤ ኣዒንተይ ዝደለያኦ ኹሉ ኣይከልከልክወንን፡ ሓጎስ ዘበለ ንልበይ ኣይከላእክዎን። ልበይ ብኹሉ ጻዕረይ ይሕጎስ ነይሩ እዩ እሞ፡ ጻማ ኹሉ ጻዕረይ እዚ ኾነ።
      11፤ ሽዑ ነቲ ኣእዳወይ ዝገበራኦ ኹሉ ዕዮን ነቲ እናዐየኹ ዝጸዐርኩሉ ጻዕርን ተመልከትክዎ፡ እንሆ ኸአ፡ እዚ ኹሉ ኸንቱነትን ደድሕሪ ንፋስ ምጉያይን እዩ፡ ኣብ ትሕቲ ጸሓይሲ ረብሓ የልቦን።
      መክብብ 2 (Ecclesiastes)
      17፤ ኵሉ ኸንቱነትን ደድሕሪ ንፋስ ምጉያይን ስለ ዝዀነ፡ ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ዚግበር ዘበለ ተግባር ከፊኡኒ እዩ እሞ፡ ህይወት ጸላእኩ።

    • @wedieri8264
      @wedieri8264 4 ปีที่แล้ว +1

      ማቴዎስ 6 (Matthew)
      28፤ ከመይከ ብናይ ክዳን እትጭነቝ፧ ንዕምባባታት መሮር ከመይ ኢሎም ከም ዚዐብዩ ተመልከቱ፡ ኣይደኽሙ፡ ኣይፈትሉ።
      29፤ ምስናይዚ ግና ሰሎሞን እኳ በቲ ኹሉ ኽብሩ ኸም ሓደ ኻባታቶም ከም ዘይተኸደነ፡ እብለኩም አሎኹ።
      1ይ ነገስት 11 (1 Kings)
      9፤ እግዚኣብሄር ድማ ንሰሎሞን፡ ልቡ ኻብቲ ኽልተ ሳዕ እተራእዮ እግዚኣብሄር ኣምላኽ እስራኤል ስለ ዝዘንበለ፡ ተቘጥዖ።
      10፤ ብዛዕባ እዚ ነገር እዚ ድማ ደድሕሪ ኻልኦት ኣማልኽቲ ኽይከይድ ኣዚዝዎ ነበረ፡ ነቲ እግዚኣብሄር ዝአዘዞ ግና ኣይሐለዎን።
      11፤ ስለዚ ኸኣ እግዚኣብሄር ንሰሎሞን በሎ፡ እዚ ኣባኻ ስለ እተገብረ፡ ነቲ ዝአዘዝኩኻ ኺዳነይን ሓጋጋትን ድማ ስለ ዘይሐሎካዮ፡ ነዛ መንግስቲ ብርግጽ ካባኻ ቐዲደ ንጊልያኻ ኽህቦ እየ።
      12፤ እዚ ግና ምእንቲ ኣቦኻ ዳዊት ብዘመንካ ኣይገብሮን፡ ካብ ኢድ ወድኻ እየ ዝቐዳ።
      13፤ ግናኸ ነታ መንግስቲ ብዘላስ ኣይቀዳን እየ፡ ምእንቲ ባርያይ ዳዊትን ምእንቲ እታ ዝሐሬኽዋ የሩሳሌምን ኢለ ንወድኻ ሓደ ነገድ ክህቦ እየ።

    • @ibemoh3580
      @ibemoh3580 4 ปีที่แล้ว

      Abzi gze ezi bbbzhi zzkra metshaf eya kabzi alem hanti kesibnalan nkeyd ferihe egzihabir yu

    • @wedieri8264
      @wedieri8264 4 ปีที่แล้ว

      @@ibemoh3580 ጹቡቕ ኣለካ ፍርሃት አግዚኣብሄር እታ ናይ መጀመርታ ጥበብ ያ ንሕና ናብዛ ዓለም ጥራሕና መጺና ጥራሕና ውን እና ንኸይድ እዚ ኹሉ ኣብዚ ምድሪ ንገብሮ ምስ ስጋና ኣብ ምድሪ ዩ ዝቕበር መንፈስና ያ ናብ ሰማይ ትኸይድ ናይ መንፈስ ስራሕ ክኣ ኣምላኽ ምምስጋን እምበር ከምዚ ኣብዚ ምድሪ ንገብሮ ዝነበርና ኣይኮነን ካብታ መዓልቲ ፍርድ ኣምላኽ መዋጽኦ ይፍጠረልና እምበር ዓለም ሲ መወዳእትኣ ኣኺሉ ዩ

  • @lwamgere6864
    @lwamgere6864 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣነስ ኣይዓገብኩን ይቕሬታ! ገሊኡ ኣብ መጽሓፍ ቕዱስ ዘሎ'ዩ። ገሊኡ ከ፧

  • @dyanahagos4161
    @dyanahagos4161 3 ปีที่แล้ว

    Ab nay welhanti alemawi tanel bezaba kemziom zebelo kudusan abotat semie ayfeletenen betami sebkti tanel eja.👍👌♥️⛪😍🇪🇷

  • @titititi2598
    @titititi2598 4 ปีที่แล้ว +2

    Thanks Finany hawey 🙏🙏🙏😍😍😍😍✔️✔️

  • @tesfaalemweldgaber7558
    @tesfaalemweldgaber7558 2 ปีที่แล้ว

    Nice history fn asli keep it

  • @zigeredagebre5652
    @zigeredagebre5652 5 หลายเดือนก่อน

    Thank you 💕🙏🏽

  • @abelgoitom4121
    @abelgoitom4121 4 ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ዪሃብካ ኣጆኻ ቀጽሎ ብሩኽ ዘርኢ ኣብዛ እትመጽእ ሓዳስ ኤርትራና ካብቶም ኣዝዮም ኣገደስቲ ጋዜጣኛታትና ክትከውን ብጣዕሚ ሰናይ ምንዮተይ ኢዩ ኣጆኻ ኣጆኻ ኣጆኻ። ምሳኣ ድማ ሓንቲ likeን subscribeን ሂበካ ኣለኹ።

  • @zewdikesete8509
    @zewdikesete8509 4 ปีที่แล้ว

    ቀፅሎ ከም ጥበብ ሰሎሙን ይዐድልካ አምላኽ

  • @user-is1zk7le8b
    @user-is1zk7le8b 4 ปีที่แล้ว +1

    Congratulations fnan hawna to bi 200 k

  • @mulugetatessema
    @mulugetatessema 4 ปีที่แล้ว +4

    ከሰለሞን የሚበልጥ አለ።

  • @gdfxxc275
    @gdfxxc275 4 ปีที่แล้ว +4

    ጽጉባት ኢና ፊናን ሓውና ደስ ይበልካ ብትህቦ ትምህርቲ

  • @simonberhane6450
    @simonberhane6450 4 ปีที่แล้ว

    Thank you for ur sharing

  • @madinamad6663
    @madinamad6663 4 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና

  • @user-vo3mq7zw1r
    @user-vo3mq7zw1r 4 ปีที่แล้ว

    Thanks a lot Fani great boy !

  • @embasoyrafenqil6575
    @embasoyrafenqil6575 4 ปีที่แล้ว +4

    መርሓባ መምህር ፍናን

  • @asmeromkeleta2650
    @asmeromkeleta2650 2 ปีที่แล้ว

    Bzaeiba mexhaf kudus kitzareb entekoynka kab aflito wexaei aytzareb eilomo yiblwo zbhal yelen bzaeiba nay meqabrun ztezarebkayo yhizin eu emo entekeilka bzaeiba amlak entezeyeqrebka yhisheka tnx

  • @luliabest786
    @luliabest786 4 ปีที่แล้ว +4

    ሓሳዊ ታሪኽ ኣይተባላሹ እቲ ሓቂ ንሱ ኣይኮነንን ኣንብብ።

    • @awetmengis9202
      @awetmengis9202 4 ปีที่แล้ว +3

      Kab hasawi tbl 's gega tliwo zeytermo !!beka mxraf tray

    • @eritreakidane9068
      @eritreakidane9068 4 ปีที่แล้ว

      Haku u gega ente haliwo armo nhna kia nmhar

    • @Tsere-Shabia
      @Tsere-Shabia 4 ปีที่แล้ว

      Are you jealous of him, lol!!!

  • @amanuelteklay2692
    @amanuelteklay2692 4 ปีที่แล้ว

    Best chanel bro Fnan may God bless u more

  • @natizergaber6900
    @natizergaber6900 2 ปีที่แล้ว

    Tnx a million fnan hawey xbuk tmhrti

  • @yemaneteshome3829
    @yemaneteshome3829 4 ปีที่แล้ว

    Waw nice history

  • @brhanemichael5942
    @brhanemichael5942 4 ปีที่แล้ว +9

    ብጣዕሚ ንፉዕ ኢካ ቀጽሎ

  • @tesfayghebremedhn3116
    @tesfayghebremedhn3116 4 ปีที่แล้ว

    Fanann no words to you man
    You are amazing

  • @user-bu1sz5ui5x
    @user-bu1sz5ui5x 4 ปีที่แล้ว

    *congratulations fnan 200k subscribers*

  • @atekingrolaatekingrola7455
    @atekingrolaatekingrola7455 4 ปีที่แล้ว

    tnx bro kemzi eaynet tarik aytewhd

  • @selam8217
    @selam8217 4 ปีที่แล้ว

    Wow wow nice thank you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @rahawatuemay2699
    @rahawatuemay2699 4 ปีที่แล้ว +8

    ወይ ናይ ቅዱስ ጥበበኛ ሰለሙን ታሪክስ ብክላሲካል ደርፊ ተቅርብ ክቡር ሓውና ? ኣቤቱ ኣምላኬ ይቅር በለልና አሕዋት ነስተውዕል ::

    • @adiampawlos6448
      @adiampawlos6448 4 ปีที่แล้ว

      Solomne flut nguse neyru lekea kem alexander kaloten ngusatn

  • @teklkfl6024
    @teklkfl6024 4 ปีที่แล้ว

    Kal hiwet yesmeana kubur hawuna bzeaba kalegziabhier bmkrabka.

  • @danielkesete9192
    @danielkesete9192 4 ปีที่แล้ว +2

    Fnan hawey THANKS

  • @geremeshishay4892
    @geremeshishay4892 4 ปีที่แล้ว

    Wwwww btaimi tsubuk tarik ajoka Qetsilo!!!!!!!!!!!

  • @yohannesteklesenbet3553
    @yohannesteklesenbet3553 4 ปีที่แล้ว +1

    Thanks Bro

  • @mlaetdesta85
    @mlaetdesta85 ปีที่แล้ว +1

    ጥበበኛ ንጉስ ሰለሙን ዘማራይ ዳዊት ወዱ ድዪ

  • @danitesfamcael7537
    @danitesfamcael7537 4 ปีที่แล้ว

    Bzuh aykatatelan eye nere nice job keep up

  • @kflezionzerazion8876
    @kflezionzerazion8876 4 ปีที่แล้ว +7

    ሰላም ፍናን ኩቡር ሓዉ
    ነዚ ኣዝዩ መሳጢ ዝኾነ ታሪኽ ንጉስ ሰሎሞን ዘቅረብካልና ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካ።ብምቅጻል እዛ ኣብ "ብሉይ ኪዳን" ትብል ቃል ከተወግዳ ብትሕትና ይሓትት።መኽንያቱ ምስ እግዝኣብሄ ዝሕደስ እምበር ዝበሊ ድዩ ወይ ዝበለየ ኪዳን የብልናን።የቀኔለይ

    • @user-vk8hh4ib4t
      @user-vk8hh4ib4t 4 ปีที่แล้ว +1

      ጽብቕቲ ሕቶ'ያ። ሓሲበላ ኣይፈልጥን'የ።
      ግን ወላ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸምኡ መልክዕ'ዩ ዝፍለጥ ይመስለን ስለምንታይ፧
      ማላተይ ኣባና ጥራይ ዘይኮነስ፡ ኣብ መላእ ምእመናን ክርስትና'ዩ። ካብ ምንታይ ኮን ይኸውን፧

    • @user-sf9ys3dz2q
      @user-sf9ys3dz2q 4 ปีที่แล้ว

      ቡልይ ኪዳን ዶኣይኮነን ዝብሃል፡

  • @user-fo1to8ef7i
    @user-fo1to8ef7i 4 ปีที่แล้ว +5

    King solomon eti kedamay astewiali::

  • @ariammengisteab7300
    @ariammengisteab7300 4 ปีที่แล้ว

    Thanks fenan

  • @ambesajurdesale3051
    @ambesajurdesale3051 4 ปีที่แล้ว +5

    ❤ፍናን ንፉዕ ኣጋላልጻኻን ድምጽኻን ኣስተምሁሮ ዝሓዘለ መደባትካን ዳኣ ሳብስክራይብ እንትውሕዳ እዩ ። ኩሉ መደባትካ ብጣዕሚ ደስኢሉኒ እየ ዘዳምጾ 😍ተስፋ ዘለካ መንእሰይ ኢኻ’ሞ በርተዕ !

  • @merhawitbokretsion5565
    @merhawitbokretsion5565 ปีที่แล้ว

    Bitaemi mehari thank u

  • @yemanewedi3506
    @yemanewedi3506 4 ปีที่แล้ว

    Kemey dika lbey trekbeni Bravo fani Bro🙏👌

  • @henokkidaneh2677
    @henokkidaneh2677 4 ปีที่แล้ว

    Tack!libret yhbeln nak win kem nay nigus selomun bitibebin xegan ezgabher zeruya hiwetka yikelel terk bimmixak azey zimsgen u.

  • @SamuelTMedia
    @SamuelTMedia 4 ปีที่แล้ว

    Fnan 🙏✅

  • @tesfalemhailom5091
    @tesfalemhailom5091 4 ปีที่แล้ว

    Love (100)

  • @onelove4560
    @onelove4560 4 ปีที่แล้ว +1

    Fnan smart job 1.000.000 ktbexh mukana ayteratern💪💪💪

  • @ABIABI-2013
    @ABIABI-2013 4 ปีที่แล้ว +15

    ኣይገመካን ናይ ገለ ሰብ ኮ ግርም ዩ ዝብለካ ! ነዛ ኖርማል ጥዉቅ ምባል ሲ እንታይ ይጎድሎም እንድዒ !
    ሙኻን ከሙ ዩ ሰብ ልዕል ኢሉ ክረ ዘይደልዩ ቡዙሓት ኣለዉ!

  • @solomonlaine9366
    @solomonlaine9366 4 ปีที่แล้ว

    Msati zanta euy fnan bravo ajoka kexlo

  • @walkerwalker9298
    @walkerwalker9298 2 ปีที่แล้ว

    Bzaeba kudos yared amxelna

  • @hayelomhuriy1104
    @hayelomhuriy1104 4 ปีที่แล้ว

    1000 anisti ziberuo sebat
    Ziketil zinebere ashehat
    Barayu zineberuwo
    Kemey geru kudus
    Kikewun yikiel
    Kal kidan mis hanti
    Ember mis 700 anistin
    300 wushumatatin
    Kemey geru yukewun

  • @user-fu8nw6it6p
    @user-fu8nw6it6p ปีที่แล้ว

    ቃለ ህይወት የስመዐልና

  • @user-rx2dx7ns1v
    @user-rx2dx7ns1v 4 ปีที่แล้ว +165

    ንፍናን ዝፈቱን ፥ ድምጹ ደስ ዝብሎን እስከ like like

    • @erisun1278
      @erisun1278 4 ปีที่แล้ว +4

      ሓቂ ምዝራብ ድምጹ ኳ ደስ ኣይብለንን
      ግዳ በሊሕን ህርኩትን ምኳኑ ደስ ይብለኒ

    • @robbierock5097
      @robbierock5097 4 ปีที่แล้ว

      Ata entay knfetewlu kemay farau kaleay wedi abay distiu salsay wedi asmera zeykone kolo wedi asmera lkewn ydeli zkefikea eti kalea keyeaklo hgi dma reaywu n 30 santim kbl reaywa b bible exawet alo slezi zeftu yeblin

    • @erisun1278
      @erisun1278 4 ปีที่แล้ว +1

      @@robbierock5097 hhhhh ጂስ ልሓሲ ወዲ ዘንቢክ

    • @robbierock5097
      @robbierock5097 4 ปีที่แล้ว

      Ehidea adal angal fara dika wedi lehasi melmexi harikadika

    • @robbierock5097
      @robbierock5097 4 ปีที่แล้ว

      Simon dma ab sidet eka semoekaya ember simon adalsi lazm giban siren eka duldul fara

  • @natsnetabraha1970
    @natsnetabraha1970 8 หลายเดือนก่อน

  • @lliveforyou4618
    @lliveforyou4618 4 ปีที่แล้ว

    Finan congratulation 200,000 😘😍😍😍😍😍❤❤❤❤

  • @mirafokbatsion9175
    @mirafokbatsion9175 4 ปีที่แล้ว

    Kale hiwet yesimealina

  • @user-wp5gp7br2j
    @user-wp5gp7br2j 4 ปีที่แล้ว +5

    ኩቡር ሓዉ ገለ ናይ ቀዛፊ ታሪኽ ገለ በለና

    • @natawesome5612
      @natawesome5612 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣማንኤል ማሓሪ ወዲ ራእሲ
      Ane zeynegireka hawoy

  • @asmeretberaki300
    @asmeretberaki300 4 ปีที่แล้ว

    Bereket King Solomon yhderena,
    Aye bal Eseyas afu cherki ka bet mahbus lili 1000 sgin serihu eway 30amet negsu seb yketl yasr ysded ak

  • @bahrambereqe585
    @bahrambereqe585 4 ปีที่แล้ว

    Btami xbuk ajoka bertie 👍

  • @habtomweldegebriel
    @habtomweldegebriel 4 ปีที่แล้ว +1

    Congura Fnan brother.

  • @meronesitfanos2196
    @meronesitfanos2196 4 ปีที่แล้ว +1

    FNAN HEWNA kemzi daa maheri amxialna

  • @aronkerenawi9200
    @aronkerenawi9200 4 ปีที่แล้ว +3

    Fnan nay bhaqi mehari znta eyu eka temxe fnaney nicccccccc

  • @yowhanswelday7307
    @yowhanswelday7307 4 ปีที่แล้ว

    Egzabiher amlak tegui yebzahleka fnan hawna

  • @temesgennaizeg3860
    @temesgennaizeg3860 4 ปีที่แล้ว

    Danke schön Berder

  • @LOVELOVE-nj3jf
    @LOVELOVE-nj3jf ปีที่แล้ว

    ❤❤❤

  • @mekeretmusik9106
    @mekeretmusik9106 4 ปีที่แล้ว

    Mashi 🔔