ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ እዩ ኣምላክ ይባርኮም መሊኡእና ሰናይ ሓፍተይ ርኢቶ ኣለኒ ንስኪ እምነትኪ ክርስቲያን እዩ ንሳቶም መስሊም ደስብሃሊ ንስኪ ብዘለክዮ እምነትኪ ኢኪ ትክደኒ ን እግዚአብሔር ክትብል እምበር ንስብ ክተሕጉስ ዘይንስካ ምሳል ኣየድል ክርስትያን ኢኪ ከም ቀደምኪ ብሽፍንኪ በነፀላኪ ምስ መስቀልኪ እምበር ሰለ ሰብ ኢልካ መንነትካ ኣይቅየርን ከይድገም ብተለ ብእመነትኪ ክጥንክሪ ኣለኪ ናብ መስሊም ክትከዲ ከለኪ ናተም ክትክደኒ ኣይግባእን እዩ ከም ማሕበራዊ ምዲያ ተጠቃሚት ብእመነትኪ ኣይትደራደሪ ሓፍተይ ሪኢቶ ናይ ኣሕዋትኪ ተቀበሊ
@@selam1071 ኣነ ግን ሕቶ ኣለኒ ንአኪ ክትመልሰለይ ተሰፋ ይገበረ ከምዘይ ክትበሊ ክለኪ ዙኪዲን መን ገረዋ ናይ ምሰሊም?
ተቐቢልና ኣለና ክብረት ይሃበልና ሰላም ሓፍትና🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@@Tyty112-ij7qmኣከዳድና እካ ሽግር የብሉን ግን ሕጃብ ኣከዳድና በበይኑ እዩ
@@Tyty112-ij7qm እሺ ክዳን ናይ መስሊም ጥራሕ እዩ ዘይኮነሲ ግን ናብ ከሊእ ተከዲናቶ ትከድን ናብ መስሊም ተክትከይድ ተከዲናቶ ትከድን ተፍላልዩ ምክንያቱም ንክብሪ እምነቶም ክትብል ናይ ባዕላ እምነት ምስላን ኣጥፊእላ እቲ ሓቂ ንባዕላ መሲላ ኩሉ ንክብሪ እግዚአብሔር እትገብሮ እዩ ዝዓቢ እምበር ንሰብ ኢልካ እምነትካ ምስልይነት ኣይከኣልን እዩ
ዋላኣነ ትገርመኒ ዛነገር ኣብ ተጋሩ እያ በዝሒ ትርአ
ድስ ዝብል ሰድራ❤ እታ ክዳንኪ ግን ቃሓ ኣይተበልይ ልዓሊ ሃይማኖት የልን ንሰከ ትኽዱዮሙ ልጎዞኦሙ ዝተቅየሩዎ ነገረ ናዓኪ ኢሎሙ ይብሎሙን እና ልዓሊ ሃይማኖትና ክብርተ ይልን ነፍቶወኪ ኢና ቃፅለሉ❤
ተቐቢልና ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
ምስ አስላም ንክትራከብ ግድን አይኮነን አካዳድናኪ ትቅይሪ ክብርቲ ሓፍተይ ከም ባህልክን ከም ሃይማኖትክን ኮይንኪ አቅርቢብዝበለፀ በርትዒ❤❤
ብሱል ሪኢቶ ነመስግን 🙏🙏🙏❤❤❤
ዋላ እቲ ሃይማኖትኪ ውን ስርዓት ዘለዎ ይመስለኒ እስኺ ግን እቲ መልእኽቲኺ ኣየዐግብን
ሓዳርኩም ይባረክ ክቡራት ኣሕዋትና ካብ ፍቅሪ ዝዓቢ የለን ኩሉ ዝመፅእ ብተስፋ ፅባሕ ካልእ መዓልቲ እዩ እናበልኩም ፍቅርኹም ይሰሰን
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
መሽኣላህ ወተባረከላህ ረባና ይወፍቅኩም ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ብጣዕሚ ኢኹም ማሃርቲ ኢኹም ረቢ ምሳኹም ይኹን
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ጋዜጠኛ ሓፍተይ ንሰኪ መሲልኺ ኪዲ ዝሓፍተይ ከም ሃይማኖትኪሓዳርኩም ይባረክ🥰
ተቐቢልና ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ንኹም ሃይማኖት እኮ ሕጃብ ይእዝዝ እዩ በስ የትትግብሩይ ችግሩ
@@እሙቀይስሕጃብ ዘይኮነ ነፀላ እዩ ዝግበር ካልኣይ ነገር ከዓሲ ኩሉ ግዜ ከማኪ ተዓመማ ዝብል የለን ሽዶ
❤❤❤🎉🎉🎉🎉
1ይ ቆሮንጦስ 11 / 6
ጽብቅ ፍቅርኩም የብዘሐልኩም❤ ሰኑ ሓፍተይ ግን ንድሕሪ ሐዚ ክኮነኪ ነብስኪ መሲልኪ ኪዲ ብርግጽ አብ ክርስትያን ዉን ሓንቲ ጓል አንስተይቲ ክትሽፈን እዩ ዘፍቅደልና እንተኮነ ሐዚ ንሃይማኖትኪ ወኺልኪ ኣይኮንክን ተከዲንክዮ ዘለኪ ንናቶም ክብሪ ኢልኪ ኢኪ ገይርክዮ ዘለኪ ምክባርኪ ጌጋ እዩ ኣይኮነን ዝብል ዘለኹ ቅድሚ ናይ ሰብ ሃይማኖት ምክባርኪ ናይ ገዛእ ርእስኪ ሃይማኖት አክብሪ ንሕና ከም ክርስትያን መጠን ንአብ ካሊእ ሃይማኖት ዘለዉ ሰባት ነክብሮም ኢና ምክንያቱ መጽሓፍ ቅዱስና ምስ ኩሉ ሰብ ብፍቅሪ ንበሩ ኢሉ እዩ ዘምህረና ስለዚ ኢና ነክብሮም ክንክብሮም ድማ ትእዛዛ አምላክ ክንፍጽም ግቡእ ስለ ዝኮነና ኢና እንተኮነ ኣስተብህሊ ሰኑ ንሶም ናባኪ ክመጹ ከለዉ ንምንታይ ነጸላ ዘይገበሩ ወይ ንኣኪ መሲሎም ዘይመጹ ንሃይማኖቶምን ነብሶም መሲሎም ክኮዱ ስለ ዝግበኦም እዩ ንባእሎም መሲሎም ብምምጾኦም ድማ ፈቲናዮም ስለዚ ንስኪ ዉን ናናይ ሐዚ ደሓን ክትመሃርሉ ትኮኒ ኢለ ተስፋ ይገብር ንድሕሪ ሐዚ ግን አብ ዝኮነ ይኹን ተቅርብዮ ከምታ ክርስትያን ኣዶ/ሂዋን መሲልኪ ክትመጺ ኢና ንደልየኪን ንጽበየክን እዚ ጽሑፍ ንበይንኪ ዘይኮነስ ንኩላትና ክርስትያን ነብስናን መሲልናን ቅድሚ ኩሉ ሃይማኖትና እናክበርና እናገለጽና ክንከድ አለና ንማለት እየ ጺሒፈያ ዘለኩ እሞ ምስ ሰናይ ይቅሬታ ሰኑ ሓፍተይ❤!!
የቀንየለይ ከምኡ ክብላ ኣትየ ነይረ ግን ኩሉ መሊስዮኪ ክብረተይ🙏♥️
ክፅሕፍ ጀሚረስ ናትኪ ረኤ ገዲፈዬ ናይ ልበይ ፂሒፍክለይ ተስፈ ይገብር ደሞ እዚ ኮመንት አምቢባ ንድሕሪ ሐዚ ክትመሃረሉ
ብሱልን ዘምህርን ሪኢቶ ሰላም ሓፍትና ክብረት ይሃበልና ተቐቢልና ኣለና 🙏🙏🙏❤❤❤
ናይ ብሓቂ ብከምዚ ብፍቅርን ብሓልዮትን ምትእርራም ሰናይ ሓሳብ ጸጉኡ የብዘሐልኪ ሰላም ሓፍትና ናይ ኩላትና ሓሳብ እዩ ክብርቲ ሓፍትና መዳለዊት ሰኑየ ድማ ስለ ትሕትናኪ ትዕግስትክን ክብሪ ይግበአኪ ❤❤❤🎉🎉🎉
ብሓቂ።
ኣይትፃረፊ ባእ ካልኣይ ኬይድግም ኢሉኩም ዓገብ በሉ ደቂ ሪመይ ብዘይ ሪዲኢት እያ ጌይራቶ ትኮን❤😊✋መስሊም ኣሕዋትና ንፈትውኩም ኢና❤😊
ኣይዋ ሰብኾይን ዘይጋጋ ሰለ ዘይለ
🙏🙏🙏❤❤❤
❤❤❤ክብሪት ሓፍትና ጋዜጠኛ ክዳንክግና ድሞስሉም መስልኻ ምኻድ ግና አይፍቀድይ እዛሓፍተይ ስለዝ ከትደግምያ ድሕሪ ደግም ምስ ይቅሪቲ❤❤
እግዚአብሔር ሓዳሮም ይባርኮ ጋዘጤኛ ብአካዳድናኪ ይኩን ብትሕትናኪ ብጣዕሚ እየ ዘድነቀኪ ቃፅልሉ አብዚአ ግን ስሕተት ሰሪሕኪ አብ ዓዶም እናነበርና ውን ንባዓልትና መሲልና ክንነብር ኢና ንፅዕር ዘለና ንስኪ ግን አብ ናፃነት ዓዲ እናነበርኪክ ንዓቶም መሲልኪ ከይድክዮም ንባዓልኪ መሲልኪ ዘይትከድዮም ከ እንታይ እዩ ትምክንያት ክርደአኒ አይካአለን ብዝኮነ ክተማሓይሺ አለኪ
ተቐቢለ የቐንየለይ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ተጋሩ ታይ እዩ ሻርቢ ተዓሚምካ ምክዳ ታይ ኣምፀኦ እሶም ማዕተብ ገይሮም ይመፁና ድዮም ከምዚ ዓይነት ክተርፍ ኣለዎ ብዝተረፈ ሓዳርኩም ይባረክ❤
Krstna le ko gal anesteytiy ktshefen alewa eu zbl:: amlak ykr ybelelna ember😢😢
መዕተብ በቲካ ኣይኮነትይ ከይዳ ዝሓፍተይ ንዓቶም መሲላ ምካዳ ትሕትና ኣኽብሮት ኣብ ልዕሊ ሰብ ከምዘለዋ እዩ ዘረድአካ ደሞ ክርስቲያን ኮንኩም ተቀላልዑ ዝበለ መፅሓፍ❤ የለን
በትክክል ያሰተዋይ ኮመንት@@AbiGaltigray-ce3yt
ሰፋ አድርገሸ አሰቢ የክርሰትያን ሀይማኖት ተገነጣጠሉ አይልም እሺ
Ezi thtna aykonen mknyatu neom keman des zblom aymeslenn@@AbiGaltigray-ce3yt
ዋይ ሓደ ክሪስትና ምስ ኩሉ ካፋቃሪ ናይ ግድን እዩ ግን አስላም ስላ ድኳኑ አስላም መስልካ ምካድ ግን ተገብ አይዃነይ አስታካክልዮ ክይልመደክ ማማይ❤
ተቐቢልና ኣለና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
Best family and so blssed husband god bless you🙏🙏🙏
Thank you so much🙏🙏🙏❤️❤️❤️
አሰይ ደስ ከቡሉካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤ተጋሩዋይ ማዓረይ ❤❤❤❤ሰናይት ሽኮር ብጣዕም እየ ዝፍቲወኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ደስ ባሃልቲ ሰብ ሓዳር ዕድመን ጥዓናን ይሃብኩም ምስ ደቅኩም❤❤❤ ጋዘጠኛ ሓፍትና እውን ብጥዓሚ ገባዝ ኢኪ ቀፅሉ
ዝፈትወኪ ሰናይተይ በይዛኺ ልሃይማኖትኺ መስልኪ ቅረቢ ጥዕምተይ ❤❤❤
ንሪኢተኺ የመስግን ክብረት ይሃበለይ🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ፅቡቃት ሰብ ሓዳር ሓዳርኩም ይባርኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤ሰኑ ግን ሪኢቶ ህዝቢ ክተንብብዮ ተስፋ ንገብር ነብስኻ ምምሳል ዝመስልዎ የለን።
እሺ ንሪኢተኹም ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ደስ ክብሉ❤ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም🙏
ኣሜን ክብረት ይሃበልና meri 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
እንዃዕ ብሰላም መፃኢኪ ❤ሓድርኹም ይብረክ እግዚአብሔር አምላክ
ሓዳርኩም ይባርክ ፅሩያት❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
እሞ ንባዕልኪ መስልኪ ዘይትከድ
ተቐቢልና የቐንየልና
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ሓበሻ ዕደ ቀሰ ኢልኩም ምከሪ ለጉሱ ሰኒ ጠንካራ በርትዒ🙏
ንስኽኸ ሓበሻ ምዃንኺ ረሲዕኽዮ ድዩ ደሞ እምነትኺ ኣኽብሪ ንስኺ መሲልኺ ኽዲ እምበይ ከላእ እኮ ዝተበሃሎቶ የለን ደም ብጣዕሚይ ኢና ንፈት ንሰኑየ ቅድሚይ ሐዚ እተቕርቦም ስሪሕታ ኣካዳድናኣ እናነኣድና መፂና ኢና ክትጋገ ተላ ደሞ ተጋጊኺ ምባል ሓትያት ኣይኾነን።
ፅቡቃት ❤❤
ሰባት ኢና ፈጣሪና ሓደ እምነትና በበይኑ ስለዚ ትኽክለኛ ናይ ሕልና ፍቕሪ ዝበሃል ንሓደ ሰብ ኣብ ዝፀገሞ ግዜ ክትሕግዞ ከለኻ እዩ ካብዚ ወፃኢ ምስልኻ ገዲፍካ ንዕኡ ክትመስል ምስትፍትን ግን ክብሪ ኣይብሉን
❤🎉
ደስ ክብሉ በአነት መጀመርታ ፍቅሪ ምክብባር አዩ
ብሓቂ መሃሪ ሓዳር እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና❤❤❤❤
well come ❤#fkri እንኳዕ ድሓን መጻእኹም❤ዋዉ ግርም መደብ የተኽኣልኩምን ብወገን ሙስሊም ኣሕዋትና ድማ ጽቡቕ ሰብ ይምሃረሉ ሓዳርኩም ይባረኽ❤
መድሂን ክብርቲ ሓፍትና እውን እንኳዕ መፃኽና ሪኢቶኺ ኣይፈለየና 🙏🙏🙏❤❤❤
አምላኽ ሓዳርኩምን ዉላድኩም ይባርኽ ፍቁራተይ❤❤❤ክብርቲ ሓፍተይ እዉን ከም ሃይማኖትኪ እኪ ትከዲ ተክብሪ ኣካዳድናኪ ካብ ሐዚ ካብኦቶም ተማሃሪ ምክንያቱ ንሶም ከም ሃይማኖቶም ከም ባህሎም እዮ ዝከድለዎ ስለ ዘቅረበክና ብጣዕሚ ነመስግን ብዙሕ ተማህርና እና❤❤❤
ደስ ክብሉ ዕድመ ይሃብኹም❤❤❤
እሰይ ፅሩያት ደስ ክትብሉ❤❤❤ሰኒየ ለ ክብርቲ ❤❤❤
መንገሻ ረዳኣ እስክ ኣቅርብልና ሽኮረይ❤
እሺ ንጥቆማኺ ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ዝገርመኒ ነገርስ ክርስትያንስ ንምንታይ ኢና ኣምሰሉታት ሐዚ ናብ ሙስሊም ክንኸድ ተለና ናቶም ንኽደን ንሕና መሲልና ዘይንኸዶም ንምንታይ ኸ ንሶም ናባና ኽመፁ ከለው ናትና ተላቢሶም ዘይመፁና ወይ ማዕተብ ክኣስሩ ሪኢናዮም ዘይንፈልጥ??? ሕቶይ ንምንታይ ተኺዲንኽዮ ????ሕቶ እየ ሓቲተ
ትግራዋይ ጥራሕ እዩኮ ኣብ ውስላቶ ዓለም ዘሎ😢
ናተይ ሕተይ እዉን እያ ግን ከምዝመስለኒ ጥልቅ ኢልካ ሰላ ሃይማኖት ዘይመስፍላጥ ይመስለኒ
ክርስትያን ኣሽቃባጫት ኢና ።መንዐቀቲ ሃይማነት 😏
እዚ ኣከዳድና ብጣዕሚ ስለ ዝፈትዎ ናትና ዘይክደኑ ዝበልኩም ሰረ ወይ ቅልዕልዕ ኢሎም ዘይመፁ ድዩ ናትና ኣከዳዱና ብሃይማኖት ተሪኢናዮ ምሽፍፋን እዩ ዝዱግፍ ናብ ትከዶ ከሉ ከዓ ክተክብሮም ኣለካ
ንሳቶም ብምክንያት እዩም ዝኣምንዎ እቲ እምነቶም:: ከምኒእዚኣ ጋዜጠኛ ጋሕባ ግን ምስልይነት ኣለዎን
ደሙሩኒ ኣሕዋተይ❤❤❤
ደምርኒ❤
እምኳዕ ብሰላም መፃእኹም ፍቕሪ ኢንተርተይመንት 😍 ፍቕሪ ማለት ብምስኣንይ ብምርኻብን ዘይኾነስ ተኻኣእልኻ እዩ ኡፍፍፍፍፍፍ ደስ ዝብል ኣጋላልፃ ፍቕሪ ።ዕድመይ ጥዕናይ ይሃቦም ሓዳሮም ይባረኽ 👏🥀 ንመቕረብት ዉን ክብሪ ይሃብኹም ንፈትየኩም ኢና♥️♥️♥️ ተኻታተልት ግን ብጣዕም እና ዝሕልና ምርኣይና ዘይቀሪ #like ከይገበርናባ ኣይንዉፃእ ንዓና ቓልል እዩ ንዕኦም ግን ናይ ኹልና ይጠቕሞም እዩ ኣሕዋተይ👏😍
ብሬ ሓፍትና ሰብና ንሕና እውን ንፎትወኪ ኢና ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@fkrientertainment ኣነለ ይፈትወኩም እየ ኩቡራተይ በርቱዑልና ኣብ ፍቕሪ ዘለን ክብሪን እምነትን ብኣኹም ካብ ተቕርቡልና መደብ ምስት ለለን ፍቕሪ እናወሰኸለይ እዩ 👏ዓለም ይፍለጠለይዶ በሉ ኣነዉን ምስ ኣተኹ ንዓለም ተፍልጡለይ እኹም😂😁
❤❤❤❤❤ Edmen Teinan Yhabkum
ደስ በሃሊ ክብረተይ ቀፅልሉ እና ይቅርታ ክዳንካ ብናይ ባዕልኪ ባህሊ ተከዲንኪ ኣቅርብዮም ዝያዳይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Good job girl. I like your dress and your outfit ❤❤❤🎉🎉🎉🎉 keep going 🎉🎉🎉🎉🎉
Thank you so much 🙏🙏🙏❤❤❤
Senate Kehsay btaemi nefieti ❤️👍👍
ፍቅርኹም የብዛሓዮ ፅብቃት ስድራ❤🎉
ዕድመን ጥዕንናን ይኃብኩም ኩቡራት ሰብ ቃል ኪዳን ብዝያዳ ዕቢይ ትብህርቲ ሂብኩሙና ሻሪዓ ኣገዳዲይ ከም ዘይ ኮነ ኣብሪህኩሙልና
ኣሜን ክብረት ይሃበልና meri ሓፍትና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ሓዳርኹም ይባረኽ ምትሕልላይኹም የምሽየልኹም ሃይማኖታ እንታይ ትብለኹም ንምታይ ሻርቢ ገይርኺ ተኾይኑ እዩ ሰበይቲ ጥራሓ ርእሳ ክትኸዱ ይፍቀዱ ዱዩ ኾይኑ ኣይተካብዳ ዶሞ ሕብራኢ እዩ ዙ ሻርቢ ዓበያ ኣይኾነን ዝሮ ጎብዚ ትሕትናኺ ብጣዕሚ እየ ዝፎትዎ❤❤❤❤❤
ወይ ታይ አምጽኦ ከምዙይ ክብርት ሓፍትና ዘይግባእ እዩ
እሺ ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
ሰኒ ናብ ኣሕዋትና መሰሊም ቃለ መሕተት እንተከዲ ናይ ባዕልኪ ልበሲ ምዕርግ እልኪ ኪዲ ዘሮዝሮ ምሸፋን እዩ ዘደለ
ሰኑ ሽኮር ንስኺ መሲልኪ ኪዲ ግድን ኣይኮነን ናይ ካልኦት ሃይማኖት ክትላበሲ ብዝተረፈ ፅቡቅ መደብ።
ብጣዕሚ እናኮ ነሐዝን 😢ታማ ስኪከ ፋጥማ መስልኪ 😢መምሰሎ እናኮ??
Wela tegaru kemana konkum hizbi tgrina mennetu zhfro selam ymneyelki
ይገርመኪ ኢዩ ጽቡቅ ህዝቢ ኤርትራ ናይ በሓቂ ነፋቀር ኢዩ ዝመስሎም ተጋሩ ካባና ከይመሃሩስ ይጸድፉ ኣለዉ።
ሰናተይ.ሸካረ❤❤❤
Kibrti hafti nay haymanotki kindan tekedinki kidi zeyhaymanotka mmsal entay amtso
ሞሻኣላህ ትባረከላህ ማሓባኹም ረቢ ይወስኸልኹም!!ኣብሽሩ❤❤❤❤❤ጋዜጠኛ ደሞ ዋው ይሞቸይኺ ኣነ ማራ እየ ዝፎትየኪ❤❤❤❤
ኣሜን ክብረት ይሃበልና zuzu🙏🙏🙏❤️❤️❤️
Eway mashallah shkor eki bitame fegegtaki des yibil kulom gazetegnatat fegegta yedli
Senu maletey eye
ማሻኣለህ ፍቅርኩም ይብዛሕዬ ❤❤❤🎉🎉🎉ሰኒተይ ምቅርቲ ❤❤❤
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ተስፋይ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ምሕረት የዉርደልኪ ደህልቲ ክዳንኪ ቀይርኪ
Exactly!
ንሰኪ ባ ደህልቲ ስ ቃህማም🙄
ናትና ሃይማኖት ከ ጥራይ ነቡስኪ ክዲ ዚበለኪ ሰብ አሎ ዱዩ 😏
@@Dgdewgsg ከምኡ ዘይኮነስ እቲ ኣካዳድና ረአዮ ሎማዓንቲ ብቻ ተከዲናቶ ዘላ
@@Tyty112-ij7qm ችዲ ገልዒ ቦታኪ ፍለጢ ተክእልኪ ሪኢቶኪ ፃሓፊ
ፅቡቅ መደብ እዪ❤❤❤
Aslam moytom komu aygebrun
🙏🙏🙏❤️❤️❤️
Why teshefinki ? gdn aykonen ktshfeni ms aslameti sle seleki mslynet nyo belyo sweetheart ❤
ተቐቢልና ነመስግን noah 🙏🙏🙏❤❤❤
Hisot natsnet yeblenenn
ዋውው ደስ ይብሉ ፍቅሪ ስ ኣብ ኩሉ ዳኣ ይብዛሕ
መሸኣላህ ወተባረከላህ
መሻኣላህ ሓቀኛ ፍቅሪ ያሃበና ልኩላትናልዛጋዘጠኛ ሓፍትናስ የኔ ልእልቲ ብጣዕሚ እና ንፈትወኪ❤ ግንሲ ክርስትያን ደቂ ዓድና ሓደ ሓደ እነአኽንሲ ሃይማኖትክን አይትፈልጣይ ማለት ይካኣል እዩ ሃይማኖት ክርስትና እኮ ትሓጀባ(ትሸፈና) እንድሕር ዘይትሕጀባ ከምሰባኣይ ትጋዕመማ እዩ ዝብል ወይ እንድሕር ሃይማኖትክን ተኽብራ ኮይንክን ጎምቦላት(ትጋዕምምኽን) ኽዳ ኣርኣና ሃይማኖትክን
ነብሰ ምትሐት😢 ታይ ዓይነት ክዳን ኢኪ ተካዲንኪ ዘለኪ ነፀላኪ ተካዲንኪ ዘይትከዲ
@SenaytkahsayTsegay እሱሐቂ ልምንታይ አብ ካሊአ ለይተጠቀመት
@@SenaytkahsayTsegay nmaryam abey riekaya abey tfelta bro
ሀዚካ ትሕቲ ዓረብ ኢኪ ዘለኪ ቱካኒ ፀሊም ዓበያ ላተካደንክስ😂
@HananTubeሓናንይቱብ አወ ዓዲ ዓረብ አለኩ እስቲ ሐደ አስላማየ ትግራዋይ መስቀል ገይሩ ይኪድ ቃለመጠየቅ ክገብር ነብሳ መሲላ ለይትከድ
@@SenaytkahsayTsegayዋይ ሰኑዋ ሕደጊ እባ ካሊእ ማዓልቲ ተካዲንኪ ትኸዲ ዲኺ ትቅፅልሉ ተኾይንኺ ፅቡቅ እንተ እዙናሎሚ ገይርክዮ ዘለኺ ግን ላኣቶም ኢልኪ ከም ተኸደንክዮ ፍሉጥ እዩ እዙይ ከኣ ምስልዩነት እዩ
ዋው ማሻኣላህ ረቢ ፍቕርኹም የብዞሖዮ ፁቡቕ ትምሂሪቲ ኣሎዎ ጋዘጠኛ ሰኑ ንፍዕቲ እኪ❤️❤️
መጀመርያ እግዚኣብሔር ኣምላ ሓዳርኩም 🥰 ግንሲይ ክብርሓፍተይ ዓገብ ዓገብ ዓገብ ሃይማኖትና ኣይፈቅዶን ንምንታ ሰብ ክፈትወኪክ 😥
ንሪኢቶኺ ነመስግን 🙏🙏🙏❤❤❤
ንምንታይ ግን ምሽፋን ኣድልዩ🤔
Sebeytu lebam xewar slezkonet eyu eti mstir
ጋዜጣኛታት ዓደና ብጣዕሚ እየ ዘሓዘና
Very sad!! I know for fact a Muslim woman will never change her self to interview Christian family.
አረ ዓገበ በለለና
ኣብ አምሰሉነት ተንብርዋ ነብስኩም ባይ በሉ ናብዛ ገዛ ቅልቅል አይብለኩምን 👌
በስመ ሰላሴ ስላም እግዚኣብሔር ምስ ኩለና ይኩን ኣነ ሓደ ነገር ክነገርኩም ኣሕዋተይ ጋዜጠኛ ስናይት ሓፍተይ ብጣዕሚ እንድየ ዝፍተወኪ ነገር ግን ንሕና ተጋሩ ሙሱሉይት ኢና ስለዚ ንስኪ ንዓባልኪ መሲልኪ ባሃይማኖትኪ ኮሪዕኪ ዘይትከዲ ንምሲሊም መሲልኪ እንዳ ምስሊም ብምካድኪ እንታይ እዩ ዝምፅእ ? ንኩሉ ቃለ ምሕተት ምግባረኪ ፅብቅ እንድዩ ግን ንባዓልኪ ምሲልኪ ኪዱ ኣምልነት ክውግድ ኣለው ። ምስሊም ናብና ክመፁ እንከለው ናትና ኣይለቡስን ንባዓሎም መሲሎም ኢያም ዝካዱ።
ሓቂ
ኣይ መቸም ኣበር ክትውፅኡ እንታይ ፀገም ኣለዎ ክብሪ እዩ ኢላ እዳኣላ
@@kesenetkahsey2874 ዋላ ክርስትያን ከዳና ሃምዝ ሃም ኣፀብቃና ጥቅም እምበይ ጉዳኣት የቡሉን እት ፀገም ኹሉ ግዜ ከይትሻፋፈና ናብ ሰብ ትኽድ ተላ ብምኻዳና ኡዩ እና ፀገም የቡሉን
@@ጎልራያኩኩፉቶአረ ናብ ሰብ ክትከድ ተላ ኣይኮንትን ናብ መሲሊም ክትከደ ተላ እያ ኣምሰሉ ክንደይ ገዛ ዘይራ እሞ ከምዚ ኢላ ኣይረአናያይ እጭ ኣነስ ክጸለአኒ ዘይ ነብስካ ምምሳል😢
ሃናፂ ሪኢቶ ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
❤❤😘
ፍቅርኩም ይብዛሕ❤❤ ሰኑ ግን ናይ ሃይማኖት ፕሮሞሽን ትሰርሕለኪ መሲልኪ ኣብዚኣስ😊
😢
ተቐቢልና ነመስግን 🙏🙏🙏❤❤❤
ሰላም ተጋሩዋይ ከመይ ትኮኑ ? ፍቅሪ ሚዲያ እንኳዕ ብሰላም መጻኡኩም🥰🥰
ክብረት ይሃበልና ዮዳነስ🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ፍቕርኹም ይብዛሕ ፅቡቓት ስድራ ጋዚጠኛ ሓፍትና ግን ካልኣይ ከይድገም ንስኺ መሲልኺ ከም ቀደምኪ ብሽፎንኽን ብነፀላኽን መዓሪግኺ ኢኺ ክትኸዲ ዘለኪ ። ሞስሊም ኣሕዋትና ከዓ ንፈትወኩም ኢና🙏
ኣብ ኣንሕና ተጋሩ ክርስቲያ ብጣዕሚ ግርም ዝብለኒ ምስ ሙስሊም ክንራኸብ ከለና መብዛሕቲኡ ኣከዳድናና ንቅይር ስለምንታይግን? ስለዚ ሓፍተይ እውን መርአያ ናይ ሚድያ ሰብ ብምኻንኺ ኣከዳድናኺ ከም ሃይማኖትኺ ይኹን
ክብረት ይሃበለይ ተቐቢለ ኣለኹ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ደስ ባሃሊ ሰኑ ሓፍተ ሪኢቶ ኔሩንስ ተባሂሉ እዩ
እዛ ሕማም ኤርትራውያን ኣብ ትግራይ ከኣ ተኣቱ ኣላ፡ ኣነስ ሙስሊም ድያ ኢለ ። በጃኺ ንስኺ መሲልኪ ኪዲ ፡ ትግርኛ ኢኺ ትግርኛ መሲልኪ ኪዲ ሓፍተይ ናተይ።❤❤❤❤❤
ክጹቡቁ🎉❤
ኣብ ክርሰትያን ዘሪኦ ነገር እንተሎ ምሰትምሳል እዩ ግድን ድዩ ንዓቶም ኽንመሰል ዘለና😮በይዛኹም ንባዕልና ንምሰል❤😊
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣብዚ ሓንቲ ምሽ ንስኪ መሲልኪ ኪዲ አላታ አሺ ንምታይ ኮሜት ይደጋገም 🙄
በእውነት ዓሞይ 4 ኣንሽቲ ግን ሕቶ ኣለኒ ፍቅሪ ከመይ ይሕዞም ኣብ 4 ኣንሽቲ 😂😂😂😂
❤💛❤💯
ለማዕት ተጋግክ የኔ ውድ
ኣነ ዝገርመኒ ንሃይማኖትኪ ብዋጋ ዕዳጋ
ኣነ ዝገርመኒ ብዓል ሓደ ሓደ ዓሻታት ሃይማኖት ትፈላልያ ንስኪ ከዚይ ተፈጢርኪ ከዚይ ትቛወሚ ነውሪ እዩ
በቃ ሓደ ፁሒፊ ኢልን ምሽ ኢሺ ኢላ ኣላ
❤🎉❤ደስስስ ባሃሎ ሰብ ሓዳር ዕድመይ ጢዒናይ ይሃብኹም:: ኹሉ ነገር ተርክብሉ ኢኹም!!
❤❤❤❤❤❤🥰
ይቅርታ እንበር ዘይንስካ ምምሳል ዘይትገድፍዎ ተጋሩ ንነብስኪ መሲልኪ ዘይት ከዲ ግዴታ ኣይኮነን ንዖም ክትመስሊ 😮
ናታቶም ፍቅርን አቀራርባን ደስ ብሃሊ ኢዩ። እንተናታ ጋዜጠኛ ግን ናይ ባዕላ መንነትን መግለጽን ዘይብላን ላግጻም መምሰሊት ኢያ ። ገና ተሓጊስና ከይወዳእና ዝርጎ። መማክርቲን ማናጀርን ከምዘይብላ መርኣያ ኢዩ።
Gateway nmntay amselune tserhi😢
ኣብ ኮመንት እንየካ ፁሑፍ ሲ ሓደ ተተቃዊሙ ኩሉ ይቃወም ሓደ ሓቂ ተኢሉ ለ ኩሉ ሓቂ ይብል ንምንታይ ኢና ካብኡ ለ ሃይማኖተይ ቀይረ ዝብል ኣይሰማዕናላን ቲ ተከዲናቶ ዘላ ክዳን መን ንሞስሌም ብቻ ኢልዎ እዩ😮 ኣሕዋተይ ካብኡ ለ ተተጋግያ ተጋጊኪ እዩ ዝብሃል ኣምሰሉ ገለ ዘይንስካ ምምሳል ዝቡሉ ፁሑፋት ይቅረኩም so Edeman tienan yehbom nzom sedra❤🙏
ብዘይ ምፍላጥ እያ ንክብሪ ኢላ እያ ገይራቶ ይመስለኒ ግን ሓደ ክብሪ እና ሃይማኖት ይፍላለ እዩ ምክንያት ነቲ ዘለካ እምነት እንተኪቢርካ ነብስካ ኢካ ትመስል ሰለ ሰብ ኢልካ ዘይኮነ ን እግዚአብሔር ኢልካ ኢካ ትገብሮ ሰለዚ ንሰብ ክነሕጉስ እግዚአብሔር ኣይነሕዝኖ
@selam1071 ናይ ብሓቂ ዝያዳይ❤
ክብረት ይሃበልና ነመስግን akberet ሓፍትና 🙏🙏🙏❤❤❤
ፎእ. ሐሰዉት ንነብስኩም መስልኩም አይትከዱን ሰናይት ናበልካ ታሚምካ ዝሮት
🎉🎉
በሰመ ሰላሴ ሰላም እግዚአብሔር አምላክ ምሰ ኩለና ይኩን ❤ስናይ መጥዐም ይና ንፎትይክ💞 ዝገርመኒ ነገርሰ ክርስቶስ ንምታይን ሊና አምሰሉታት ሐዚ ናብ ሙሰሊም ክንኽድ ተለና ናቶም ንኸደን ንሕና መሲልና ዘይንኸዶም ንምታይ ኸ ንሶም ናባና ኽመፁ ከለዉ ንትና ተላቢሶም ዘይመፁና ደምትይ አብ ክርስቶስን በተ እናኸደኺ ነበርኺ እታማ ኾይነኺ ነፀላ ዘይገበርኺ ንምትይ ሃይማኖት ናማትና ናኽብር እውይ ????
ሰናይ ዋ ግን ኺደ ሃይማኖት መሰልኺ ሰረሕ ማለት ዘረነት ኸይመሰልክ
ኣምሰሉ ኮይና
ተቐቢልና የቐንየልና 🙏🙏🙏❤❤❤
😍💕💛💕
❤❤❤
❤️❤️❤️❤️❤️
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ክርስትና ንባሃል ሕብረተሰብ ሰብ ከነፍትይ ክንብል ዘይንገብሮ የለን ምስልይነት ፎፎፎፎ😢😢ሀዝስ ንስክይ ሃይመነትኪ ዘይተክብር ክፍትውክይ ጋሐፍ ተፍእና እዩ ክፍትየክይ ነይረ እየ ካብ ሀዝይ የርአክይ መጽልእት ፎፎፎፎ😢😢
እቲ ና ሚድያ ስርዓት ስለዘልመደና እዩ። ሪኢቶ ተቐቢልና ኣለና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ክብረተይ ኩሉ ትመጸእለኽዮ ገና ጽብቅ እዩ ገና ኪዳን ክ ናይ ክርስቲያን ነክ ገበረ እሱም ናብ ኣና ከምጸ ክለው ናዓና ምኽዳን ኣይክዶኑይ ፍትወተይ
ሰኑ ንፈትወኪ ድና ግን ነብስኪ መስልኪ ኪዲ ብሃይማኖትኪ ትሓፍሪ ድኪ😊😊
ገሪሙና😮
ኣይኮነን እቲ ስርዓት ሚድያ ስለዘፅነሐና እዩ ሪኢቶ ግን ተቐቢልና ኣለና 🙏🙏🙏❤❤❤️
ፍቅርኩም የብዘሐልኩም ጋዜጠኛ ግን ተጋጊኺ ኢኺ ነብስኺ መሲልኪ ክትቀርብዮም ነይርኪ ማለት ሂወት ታሪክ ስለ ትሓትዮም ዘለኺ
ተቐቢልና የቐንየልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ሎምዓንቲ ተጋጊኪ
ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ እዩ ኣምላክ ይባርኮም መሊኡ
እና ሰናይ ሓፍተይ ርኢቶ ኣለኒ
ንስኪ እምነትኪ ክርስቲያን እዩ ንሳቶም መስሊም ደስብሃሊ
ንስኪ ብዘለክዮ እምነትኪ ኢኪ ትክደኒ ን እግዚአብሔር ክትብል እምበር ንስብ ክተሕጉስ ዘይንስካ ምሳል ኣየድል ክርስትያን ኢኪ ከም ቀደምኪ ብሽፍንኪ በነፀላኪ ምስ መስቀልኪ እምበር ሰለ ሰብ ኢልካ መንነትካ ኣይቅየርን ከይድገም ብተለ ብእመነትኪ ክጥንክሪ ኣለኪ ናብ መስሊም ክትከዲ ከለኪ ናተም ክትክደኒ ኣይግባእን እዩ
ከም ማሕበራዊ ምዲያ ተጠቃሚት ብእመነትኪ ኣይትደራደሪ ሓፍተይ ሪኢቶ ናይ ኣሕዋትኪ ተቀበሊ
@@selam1071 ኣነ ግን ሕቶ ኣለኒ ንአኪ ክትመልሰለይ ተሰፋ ይገበረ ከምዘይ ክትበሊ ክለኪ ዙኪዲን መን ገረዋ ናይ ምሰሊም?
ተቐቢልና ኣለና ክብረት ይሃበልና ሰላም ሓፍትና🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@@Tyty112-ij7qmኣከዳድና እካ ሽግር የብሉን ግን ሕጃብ ኣከዳድና በበይኑ እዩ
@@Tyty112-ij7qm እሺ ክዳን ናይ መስሊም ጥራሕ እዩ ዘይኮነሲ ግን ናብ ከሊእ ተከዲናቶ ትከድን ናብ መስሊም ተክትከይድ ተከዲናቶ ትከድን ተፍላልዩ ምክንያቱም ንክብሪ እምነቶም ክትብል ናይ ባዕላ እምነት ምስላን ኣጥፊእላ እቲ ሓቂ ንባዕላ መሲላ ኩሉ ንክብሪ እግዚአብሔር እትገብሮ እዩ ዝዓቢ እምበር ንሰብ ኢልካ እምነትካ ምስልይነት ኣይከኣልን እዩ
ዋላኣነ ትገርመኒ ዛነገር ኣብ ተጋሩ እያ በዝሒ ትርአ
ድስ ዝብል ሰድራ❤ እታ ክዳንኪ ግን ቃሓ ኣይተበልይ ልዓሊ ሃይማኖት የልን ንሰከ ትኽዱዮሙ ልጎዞኦሙ ዝተቅየሩዎ ነገረ ናዓኪ ኢሎሙ ይብሎሙን እና ልዓሊ ሃይማኖትና ክብርተ ይልን ነፍቶወኪ ኢና ቃፅለሉ❤
ተቐቢልና ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
ምስ አስላም ንክትራከብ ግድን አይኮነን አካዳድናኪ ትቅይሪ ክብርቲ ሓፍተይ ከም ባህልክን ከም ሃይማኖትክን ኮይንኪ አቅርቢ
ብዝበለፀ በርትዒ❤❤
ብሱል ሪኢቶ ነመስግን 🙏🙏🙏❤❤❤
ዋላ እቲ ሃይማኖትኪ ውን ስርዓት ዘለዎ ይመስለኒ እስኺ ግን እቲ መልእኽቲኺ ኣየዐግብን
ሓዳርኩም ይባረክ ክቡራት ኣሕዋትና ካብ ፍቅሪ ዝዓቢ የለን ኩሉ ዝመፅእ ብተስፋ ፅባሕ ካልእ መዓልቲ እዩ እናበልኩም ፍቅርኹም ይሰሰን
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
መሽኣላህ ወተባረከላህ ረባና ይወፍቅኩም ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ብጣዕሚ ኢኹም ማሃርቲ ኢኹም ረቢ ምሳኹም ይኹን
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ጋዜጠኛ ሓፍተይ ንሰኪ መሲልኺ ኪዲ ዝሓፍተይ ከም ሃይማኖትኪ
ሓዳርኩም ይባረክ🥰
ተቐቢልና ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ንኹም ሃይማኖት እኮ ሕጃብ ይእዝዝ እዩ በስ የትትግብሩይ ችግሩ
@@እሙቀይስሕጃብ ዘይኮነ ነፀላ እዩ ዝግበር ካልኣይ ነገር ከዓሲ ኩሉ ግዜ ከማኪ ተዓመማ ዝብል የለን ሽዶ
❤❤❤🎉🎉🎉🎉
1ይ ቆሮንጦስ 11 / 6
ጽብቅ ፍቅርኩም የብዘሐልኩም❤ ሰኑ ሓፍተይ ግን ንድሕሪ ሐዚ ክኮነኪ ነብስኪ መሲልኪ ኪዲ ብርግጽ አብ ክርስትያን ዉን ሓንቲ ጓል አንስተይቲ ክትሽፈን እዩ ዘፍቅደልና እንተኮነ ሐዚ ንሃይማኖትኪ ወኺልኪ ኣይኮንክን ተከዲንክዮ ዘለኪ ንናቶም ክብሪ ኢልኪ ኢኪ ገይርክዮ ዘለኪ ምክባርኪ ጌጋ እዩ ኣይኮነን ዝብል ዘለኹ ቅድሚ ናይ ሰብ ሃይማኖት ምክባርኪ ናይ ገዛእ ርእስኪ ሃይማኖት አክብሪ ንሕና ከም ክርስትያን መጠን ንአብ ካሊእ ሃይማኖት ዘለዉ ሰባት ነክብሮም ኢና ምክንያቱ መጽሓፍ ቅዱስና ምስ ኩሉ ሰብ ብፍቅሪ ንበሩ ኢሉ እዩ ዘምህረና ስለዚ ኢና ነክብሮም ክንክብሮም ድማ ትእዛዛ አምላክ ክንፍጽም ግቡእ ስለ ዝኮነና ኢና እንተኮነ ኣስተብህሊ ሰኑ ንሶም ናባኪ ክመጹ ከለዉ ንምንታይ ነጸላ ዘይገበሩ ወይ ንኣኪ መሲሎም ዘይመጹ ንሃይማኖቶምን ነብሶም መሲሎም ክኮዱ ስለ ዝግበኦም እዩ ንባእሎም መሲሎም ብምምጾኦም ድማ ፈቲናዮም ስለዚ ንስኪ ዉን ናናይ ሐዚ ደሓን ክትመሃርሉ ትኮኒ ኢለ ተስፋ ይገብር ንድሕሪ ሐዚ ግን አብ ዝኮነ ይኹን ተቅርብዮ ከምታ ክርስትያን ኣዶ/ሂዋን መሲልኪ ክትመጺ ኢና ንደልየኪን ንጽበየክን እዚ ጽሑፍ ንበይንኪ ዘይኮነስ ንኩላትና ክርስትያን ነብስናን መሲልናን ቅድሚ ኩሉ ሃይማኖትና እናክበርና እናገለጽና ክንከድ አለና ንማለት እየ ጺሒፈያ ዘለኩ እሞ
ምስ ሰናይ ይቅሬታ ሰኑ ሓፍተይ❤!!
የቀንየለይ ከምኡ ክብላ ኣትየ ነይረ ግን ኩሉ መሊስዮኪ ክብረተይ🙏♥️
ክፅሕፍ ጀሚረስ ናትኪ ረኤ ገዲፈዬ ናይ ልበይ ፂሒፍክለይ ተስፈ ይገብር ደሞ እዚ ኮመንት አምቢባ ንድሕሪ ሐዚ ክትመሃረሉ
ብሱልን ዘምህርን ሪኢቶ ሰላም ሓፍትና ክብረት ይሃበልና ተቐቢልና ኣለና 🙏🙏🙏❤❤❤
ናይ ብሓቂ ብከምዚ ብፍቅርን ብሓልዮትን ምትእርራም ሰናይ ሓሳብ ጸጉኡ የብዘሐልኪ ሰላም ሓፍትና ናይ ኩላትና ሓሳብ እዩ
ክብርቲ ሓፍትና መዳለዊት ሰኑየ ድማ ስለ ትሕትናኪ ትዕግስትክን ክብሪ ይግበአኪ ❤❤❤🎉🎉🎉
ብሓቂ።
ኣይትፃረፊ ባእ ካልኣይ ኬይድግም ኢሉኩም ዓገብ በሉ ደቂ ሪመይ ብዘይ ሪዲኢት እያ ጌይራቶ ትኮን❤😊✋መስሊም ኣሕዋትና ንፈትውኩም ኢና❤😊
ኣይዋ ሰብኾይን ዘይጋጋ ሰለ ዘይለ
🙏🙏🙏❤❤❤
❤❤❤ክብሪት ሓፍትና ጋዜጠኛ ክዳንክግና ድሞስሉም መስልኻ ምኻድ ግና አይፍቀድይ እዛሓፍተይ ስለዝ ከትደግምያ ድሕሪ ደግም ምስ ይቅሪቲ❤❤
እግዚአብሔር ሓዳሮም ይባርኮ ጋዘጤኛ ብአካዳድናኪ ይኩን ብትሕትናኪ ብጣዕሚ እየ ዘድነቀኪ ቃፅልሉ አብዚአ ግን ስሕተት ሰሪሕኪ አብ ዓዶም እናነበርና ውን ንባዓልትና መሲልና ክንነብር ኢና ንፅዕር ዘለና ንስኪ ግን አብ ናፃነት ዓዲ እናነበርኪክ ንዓቶም መሲልኪ ከይድክዮም ንባዓልኪ መሲልኪ ዘይትከድዮም ከ እንታይ እዩ ትምክንያት ክርደአኒ አይካአለን ብዝኮነ ክተማሓይሺ አለኪ
ተቐቢለ የቐንየለይ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ተጋሩ ታይ እዩ ሻርቢ ተዓሚምካ ምክዳ ታይ ኣምፀኦ እሶም ማዕተብ ገይሮም ይመፁና ድዮም ከምዚ ዓይነት ክተርፍ ኣለዎ ብዝተረፈ ሓዳርኩም ይባረክ❤
Krstna le ko gal anesteytiy ktshefen alewa eu zbl:: amlak ykr ybelelna ember😢😢
መዕተብ በቲካ ኣይኮነትይ ከይዳ ዝሓፍተይ ንዓቶም መሲላ ምካዳ ትሕትና ኣኽብሮት ኣብ ልዕሊ ሰብ ከምዘለዋ እዩ ዘረድአካ ደሞ ክርስቲያን ኮንኩም ተቀላልዑ ዝበለ መፅሓፍ❤ የለን
በትክክል ያሰተዋይ ኮመንት@@AbiGaltigray-ce3yt
ሰፋ አድርገሸ አሰቢ የክርሰትያን ሀይማኖት ተገነጣጠሉ አይልም እሺ
Ezi thtna aykonen mknyatu neom keman des zblom aymeslenn@@AbiGaltigray-ce3yt
ዋይ ሓደ ክሪስትና ምስ ኩሉ ካፋቃሪ ናይ ግድን እዩ ግን አስላም ስላ ድኳኑ አስላም መስልካ ምካድ ግን ተገብ አይዃነይ አስታካክልዮ ክይልመደክ ማማይ❤
ተቐቢልና ኣለና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
Best family and so blssed husband god bless you🙏🙏🙏
Thank you so much🙏🙏🙏❤️❤️❤️
አሰይ ደስ ከቡሉካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤ተጋሩዋይ ማዓረይ ❤❤❤❤ሰናይት ሽኮር ብጣዕም እየ ዝፍቲወኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ደስ ባሃልቲ ሰብ ሓዳር ዕድመን ጥዓናን ይሃብኩም ምስ ደቅኩም❤❤❤ ጋዘጠኛ ሓፍትና እውን ብጥዓሚ ገባዝ ኢኪ ቀፅሉ
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ዝፈትወኪ ሰናይተይ በይዛኺ ልሃይማኖትኺ መስልኪ ቅረቢ ጥዕምተይ
❤❤❤
ንሪኢተኺ የመስግን ክብረት ይሃበለይ🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ፅቡቃት ሰብ ሓዳር ሓዳርኩም ይባርኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤ሰኑ ግን ሪኢቶ ህዝቢ ክተንብብዮ ተስፋ ንገብር ነብስኻ ምምሳል ዝመስልዎ የለን።
እሺ ንሪኢተኹም ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ደስ ክብሉ❤
ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም🙏
ኣሜን ክብረት ይሃበልና meri 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
እንዃዕ ብሰላም መፃኢኪ ❤ሓድርኹም ይብረክ እግዚአብሔር አምላክ
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ሓዳርኩም ይባርክ ፅሩያት❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
እሞ ንባዕልኪ መስልኪ ዘይትከድ
ተቐቢልና የቐንየልና
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ሓበሻ ዕደ ቀሰ ኢልኩም ምከሪ ለጉሱ ሰኒ ጠንካራ በርትዒ🙏
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ንስኽኸ ሓበሻ ምዃንኺ ረሲዕኽዮ ድዩ ደሞ እምነትኺ ኣኽብሪ ንስኺ መሲልኺ ኽዲ እምበይ ከላእ እኮ ዝተበሃሎቶ የለን ደም ብጣዕሚይ ኢና ንፈት ንሰኑየ ቅድሚይ ሐዚ እተቕርቦም ስሪሕታ ኣካዳድናኣ እናነኣድና መፂና ኢና ክትጋገ ተላ ደሞ ተጋጊኺ ምባል ሓትያት ኣይኾነን።
ፅቡቃት ❤❤
ሰባት ኢና ፈጣሪና ሓደ እምነትና በበይኑ ስለዚ ትኽክለኛ ናይ ሕልና ፍቕሪ ዝበሃል ንሓደ ሰብ ኣብ ዝፀገሞ ግዜ ክትሕግዞ ከለኻ እዩ ካብዚ ወፃኢ ምስልኻ ገዲፍካ ንዕኡ ክትመስል ምስትፍትን ግን ክብሪ ኣይብሉን
❤🎉
ተቐቢልና ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
ደስ ክብሉ በአነት መጀመርታ ፍቅሪ ምክብባር አዩ
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ብሓቂ መሃሪ ሓዳር እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና❤❤❤❤
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
well come ❤#fkri እንኳዕ ድሓን መጻእኹም❤
ዋዉ ግርም መደብ የተኽኣልኩምን ብወገን ሙስሊም ኣሕዋትና ድማ ጽቡቕ ሰብ ይምሃረሉ ሓዳርኩም ይባረኽ❤
መድሂን ክብርቲ ሓፍትና እውን እንኳዕ መፃኽና ሪኢቶኺ ኣይፈለየና 🙏🙏🙏❤❤❤
አምላኽ ሓዳርኩምን ዉላድኩም ይባርኽ ፍቁራተይ❤❤❤ክብርቲ ሓፍተይ እዉን ከም ሃይማኖትኪ እኪ ትከዲ ተክብሪ ኣካዳድናኪ ካብ ሐዚ ካብኦቶም ተማሃሪ ምክንያቱ ንሶም ከም ሃይማኖቶም ከም ባህሎም እዮ ዝከድለዎ ስለ ዘቅረበክና ብጣዕሚ ነመስግን ብዙሕ ተማህርና እና❤❤❤
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ደስ ክብሉ ዕድመ ይሃብኹም❤❤❤
እሰይ ፅሩያት ደስ ክትብሉ❤❤❤ሰኒየ ለ ክብርቲ ❤❤❤
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
መንገሻ ረዳኣ እስክ ኣቅርብልና ሽኮረይ❤
እሺ ንጥቆማኺ ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ዝገርመኒ ነገርስ ክርስትያንስ ንምንታይ ኢና ኣምሰሉታት ሐዚ ናብ ሙስሊም ክንኸድ ተለና ናቶም ንኽደን ንሕና መሲልና ዘይንኸዶም ንምንታይ ኸ ንሶም ናባና ኽመፁ ከለው ናትና ተላቢሶም ዘይመፁና ወይ ማዕተብ ክኣስሩ ሪኢናዮም ዘይንፈልጥ??? ሕቶይ ንምንታይ ተኺዲንኽዮ ????ሕቶ እየ ሓቲተ
ትግራዋይ ጥራሕ እዩኮ ኣብ ውስላቶ ዓለም ዘሎ😢
ናተይ ሕተይ እዉን እያ ግን ከምዝመስለኒ ጥልቅ ኢልካ ሰላ ሃይማኖት ዘይመስፍላጥ ይመስለኒ
ክርስትያን ኣሽቃባጫት ኢና ።መንዐቀቲ ሃይማነት 😏
እዚ ኣከዳድና ብጣዕሚ ስለ ዝፈትዎ ናትና ዘይክደኑ ዝበልኩም ሰረ ወይ ቅልዕልዕ ኢሎም ዘይመፁ ድዩ ናትና ኣከዳዱና ብሃይማኖት ተሪኢናዮ ምሽፍፋን እዩ ዝዱግፍ ናብ ትከዶ ከሉ ከዓ ክተክብሮም ኣለካ
ንሳቶም ብምክንያት እዩም ዝኣምንዎ እቲ እምነቶም:: ከምኒእዚኣ ጋዜጠኛ ጋሕባ ግን ምስልይነት ኣለዎን
ደሙሩኒ ኣሕዋተይ❤❤❤
ደምርኒ❤
እምኳዕ ብሰላም መፃእኹም ፍቕሪ ኢንተርተይመንት 😍 ፍቕሪ ማለት ብምስኣንይ ብምርኻብን ዘይኾነስ ተኻኣእልኻ እዩ ኡፍፍፍፍፍፍ ደስ ዝብል ኣጋላልፃ ፍቕሪ ።ዕድመይ ጥዕናይ ይሃቦም ሓዳሮም ይባረኽ 👏🥀 ንመቕረብት ዉን ክብሪ ይሃብኹም ንፈትየኩም ኢና♥️♥️♥️ ተኻታተልት ግን ብጣዕም እና ዝሕልና ምርኣይና ዘይቀሪ #like ከይገበርናባ ኣይንዉፃእ ንዓና ቓልል እዩ ንዕኦም ግን ናይ ኹልና ይጠቕሞም እዩ ኣሕዋተይ👏😍
ብሬ ሓፍትና ሰብና ንሕና እውን ንፎትወኪ ኢና ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@fkrientertainment ኣነለ ይፈትወኩም እየ ኩቡራተይ በርቱዑልና ኣብ ፍቕሪ ዘለን ክብሪን እምነትን ብኣኹም ካብ ተቕርቡልና መደብ ምስት ለለን ፍቕሪ እናወሰኸለይ እዩ 👏ዓለም ይፍለጠለይዶ በሉ ኣነዉን ምስ ኣተኹ ንዓለም ተፍልጡለይ እኹም😂😁
❤❤❤❤❤ Edmen Teinan Yhabkum
ደስ በሃሊ ክብረተይ ቀፅልሉ እና ይቅርታ ክዳንካ ብናይ ባዕልኪ ባህሊ ተከዲንኪ ኣቅርብዮም ዝያዳይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ተቐቢልና ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
Good job girl. I like your dress and your outfit ❤❤❤🎉🎉🎉🎉 keep going 🎉🎉🎉🎉🎉
Thank you so much 🙏🙏🙏❤❤❤
Senate Kehsay btaemi nefieti ❤️👍👍
ፍቅርኹም የብዛሓዮ ፅብቃት ስድራ❤🎉
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ዕድመን ጥዕንናን ይኃብኩም ኩቡራት ሰብ ቃል ኪዳን ብዝያዳ ዕቢይ ትብህርቲ ሂብኩሙና ሻሪዓ ኣገዳዲይ ከም ዘይ ኮነ ኣብሪህኩሙልና
ኣሜን ክብረት ይሃበልና meri ሓፍትና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ሓዳርኹም ይባረኽ ምትሕልላይኹም የምሽየልኹም ሃይማኖታ እንታይ ትብለኹም ንምታይ ሻርቢ ገይርኺ ተኾይኑ እዩ ሰበይቲ ጥራሓ ርእሳ ክትኸዱ ይፍቀዱ ዱዩ ኾይኑ ኣይተካብዳ ዶሞ ሕብራኢ እዩ ዙ ሻርቢ ዓበያ ኣይኾነን ዝሮ ጎብዚ ትሕትናኺ ብጣዕሚ እየ ዝፎትዎ❤❤❤❤❤
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ወይ ታይ አምጽኦ ከምዙይ ክብርት ሓፍትና
ዘይግባእ እዩ
እሺ ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
ሰኒ ናብ ኣሕዋትና መሰሊም ቃለ መሕተት እንተከዲ ናይ ባዕልኪ ልበሲ ምዕርግ እልኪ ኪዲ ዘሮዝሮ ምሸፋን እዩ ዘደለ
ሰኑ ሽኮር ንስኺ መሲልኪ ኪዲ ግድን ኣይኮነን ናይ ካልኦት ሃይማኖት ክትላበሲ ብዝተረፈ ፅቡቅ መደብ።
🙏🙏🙏❤❤❤
ብጣዕሚ እናኮ ነሐዝን 😢ታማ ስኪከ ፋጥማ መስልኪ 😢
መምሰሎ እናኮ??
Wela tegaru kemana konkum hizbi tgrina mennetu zhfro selam ymneyelki
ይገርመኪ ኢዩ ጽቡቅ ህዝቢ ኤርትራ ናይ በሓቂ ነፋቀር ኢዩ ዝመስሎም ተጋሩ ካባና ከይመሃሩስ ይጸድፉ ኣለዉ።
🙏🙏🙏❤❤❤
ሰናተይ.ሸካረ❤❤❤
Kibrti hafti nay haymanotki kindan tekedinki kidi zeyhaymanotka mmsal entay amtso
ሞሻኣላህ ትባረከላህ ማሓባኹም ረቢ ይወስኸልኹም!!ኣብሽሩ❤❤❤❤❤
ጋዜጠኛ ደሞ ዋው ይሞቸይኺ ኣነ ማራ እየ ዝፎትየኪ❤❤❤❤
ኣሜን ክብረት ይሃበልና zuzu🙏🙏🙏❤️❤️❤️
Eway mashallah shkor eki bitame fegegtaki des yibil kulom gazetegnatat fegegta yedli
Senu maletey eye
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ማሻኣለህ ፍቅርኩም ይብዛሕዬ ❤❤❤🎉🎉🎉ሰኒተይ ምቅርቲ ❤❤❤
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ተስፋይ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ምሕረት የዉርደልኪ ደህልቲ ክዳንኪ ቀይርኪ
Exactly!
ንሰኪ ባ ደህልቲ ስ ቃህማም🙄
ናትና ሃይማኖት ከ ጥራይ ነቡስኪ ክዲ ዚበለኪ ሰብ አሎ ዱዩ 😏
@@Dgdewgsg ከምኡ ዘይኮነስ እቲ ኣካዳድና ረአዮ ሎማዓንቲ ብቻ ተከዲናቶ ዘላ
@@Tyty112-ij7qm ችዲ ገልዒ ቦታኪ ፍለጢ ተክእልኪ ሪኢቶኪ ፃሓፊ
ፅቡቅ መደብ እዪ❤❤❤
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
Aslam moytom komu aygebrun
🙏🙏🙏❤️❤️❤️
Why teshefinki ? gdn aykonen ktshfeni ms aslameti sle seleki mslynet nyo belyo
sweetheart ❤
ተቐቢልና ነመስግን noah 🙏🙏🙏❤❤❤
Hisot natsnet yeblenenn
ዋውው ደስ ይብሉ ፍቅሪ ስ ኣብ ኩሉ ዳኣ ይብዛሕ
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
መሸኣላህ ወተባረከላህ
መሻኣላህ ሓቀኛ ፍቅሪ ያሃበና ልኩላትና
ልዛጋዘጠኛ ሓፍትናስ የኔ ልእልቲ ብጣዕሚ እና ንፈትወኪ❤ ግንሲ ክርስትያን ደቂ ዓድና ሓደ ሓደ እነአኽንሲ ሃይማኖትክን አይትፈልጣይ ማለት ይካኣል እዩ
ሃይማኖት ክርስትና እኮ ትሓጀባ(ትሸፈና) እንድሕር ዘይትሕጀባ ከምሰባኣይ ትጋዕመማ እዩ ዝብል ወይ እንድሕር ሃይማኖትክን ተኽብራ ኮይንክን ጎምቦላት(ትጋዕምምኽን) ኽዳ ኣርኣና ሃይማኖትክን
ነብሰ ምትሐት😢 ታይ ዓይነት ክዳን ኢኪ ተካዲንኪ ዘለኪ ነፀላኪ ተካዲንኪ ዘይትከዲ
@SenaytkahsayTsegay እሱሐቂ ልምንታይ አብ ካሊአ ለይተጠቀመት
@@SenaytkahsayTsegay nmaryam abey riekaya abey tfelta bro
ሀዚካ ትሕቲ ዓረብ ኢኪ ዘለኪ ቱካኒ ፀሊም ዓበያ ላተካደንክስ😂
@HananTubeሓናንይቱብ አወ ዓዲ ዓረብ አለኩ እስቲ ሐደ አስላማየ ትግራዋይ መስቀል ገይሩ ይኪድ ቃለመጠየቅ ክገብር ነብሳ መሲላ ለይትከድ
@@SenaytkahsayTsegayዋይ ሰኑዋ ሕደጊ እባ ካሊእ ማዓልቲ ተካዲንኪ ትኸዲ ዲኺ ትቅፅልሉ ተኾይንኺ ፅቡቅ እንተ እዙናሎሚ ገይርክዮ ዘለኺ ግን ላኣቶም ኢልኪ ከም ተኸደንክዮ ፍሉጥ እዩ እዙይ ከኣ ምስልዩነት እዩ
ዋው ማሻኣላህ ረቢ ፍቕርኹም የብዞሖዮ ፁቡቕ ትምሂሪቲ ኣሎዎ ጋዘጠኛ ሰኑ ንፍዕቲ እኪ❤️❤️
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
መጀመርያ እግዚኣብሔር ኣምላ ሓዳርኩም 🥰 ግንሲይ ክብርሓፍተይ ዓገብ ዓገብ ዓገብ ሃይማኖትና ኣይፈቅዶን ንምንታ ሰብ ክፈትወኪክ 😥
ንሪኢቶኺ ነመስግን 🙏🙏🙏❤❤❤
ንምንታይ ግን ምሽፋን ኣድልዩ🤔
Sebeytu lebam xewar slezkonet eyu eti mstir
ጋዜጣኛታት ዓደና ብጣዕሚ እየ ዘሓዘና
Very sad!! I know for fact a Muslim woman will never change her self to interview Christian family.
አረ ዓገበ በለለና
ኣብ አምሰሉነት ተንብርዋ ነብስኩም ባይ በሉ ናብዛ ገዛ ቅልቅል አይብለኩምን 👌
በስመ ሰላሴ ስላም እግዚኣብሔር ምስ ኩለና ይኩን ኣነ ሓደ ነገር ክነገርኩም ኣሕዋተይ
ጋዜጠኛ ስናይት ሓፍተይ ብጣዕሚ እንድየ ዝፍተወኪ ነገር ግን ንሕና ተጋሩ ሙሱሉይት ኢና ስለዚ ንስኪ ንዓባልኪ መሲልኪ ባሃይማኖትኪ ኮሪዕኪ ዘይትከዲ ንምሲሊም መሲልኪ እንዳ ምስሊም ብምካድኪ እንታይ እዩ ዝምፅእ ? ንኩሉ ቃለ ምሕተት ምግባረኪ ፅብቅ እንድዩ ግን ንባዓልኪ ምሲልኪ ኪዱ ኣምልነት ክውግድ ኣለው ። ምስሊም ናብና ክመፁ እንከለው ናትና ኣይለቡስን ንባዓሎም መሲሎም ኢያም ዝካዱ።
ሓቂ
ኣይ መቸም ኣበር ክትውፅኡ እንታይ ፀገም ኣለዎ ክብሪ እዩ ኢላ እዳኣላ
@@kesenetkahsey2874 ዋላ ክርስትያን ከዳና ሃምዝ ሃም ኣፀብቃና ጥቅም እምበይ ጉዳኣት የቡሉን እት ፀገም ኹሉ ግዜ ከይትሻፋፈና ናብ ሰብ ትኽድ ተላ ብምኻዳና ኡዩ እና ፀገም የቡሉን
@@ጎልራያኩኩፉቶአረ ናብ ሰብ ክትከድ ተላ ኣይኮንትን ናብ መሲሊም ክትከደ ተላ እያ ኣምሰሉ ክንደይ ገዛ ዘይራ እሞ ከምዚ ኢላ ኣይረአናያይ እጭ ኣነስ ክጸለአኒ ዘይ ነብስካ ምምሳል😢
ሃናፂ ሪኢቶ ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
❤❤😘
ፍቅርኩም ይብዛሕ❤❤ ሰኑ ግን ናይ ሃይማኖት ፕሮሞሽን ትሰርሕለኪ መሲልኪ ኣብዚኣስ😊
😢
ተቐቢልና ነመስግን 🙏🙏🙏❤❤❤
ሰላም ተጋሩዋይ ከመይ ትኮኑ ?
ፍቅሪ ሚዲያ እንኳዕ ብሰላም መጻኡኩም🥰🥰