I have admired them that they were open about their lives together and their advice to the young generation. Well done 👏. Long life together ❤️ 👏 On other note, they have created employment for others. I know they have their own two boys. However, hopefully, they will adapt some kids who don't have parents or from unfortunate families. May God bless them. 🙌
እንኳዕ ድሓን መፃእኹም ሰኒተይ ምስ ጀጋኑ ኣጋይሽኪ ❤
እቲ ታሪኾም እኳ ዘጋጠሞም ሕማምን መከራን ሓዚና ድማ እምነትን ጥንካረን ኣርእዮሙና ጠንካራታት ዮም ብሓቂ ፈጣሪ ዕድመ ይሃብኩም ❤ ቀጽልሉ ሰኑ ሓፍትና ።
@@medhin8187 ደምርኒ ዝሓፍተይ🙏🙏🙏
❤ደመረን
ኣሜን ክብረት ይሃበልና መዲ ሓፍትና 🙏🙏🙏❤️❤️❤
ዋው ብጣዕሚ እዮም ደስ ዝብሉ ሰፊሕ ኣገላልፃ
ሰብ ክዕወት እንተኮይኑ ደፊሩ ቻለንጅ ክፍትን እንየዎ ዝብል ኣስሚረላ❤👏
Well done guys ❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷
ጠንካራታት ኢኩም ብሓቂ ናዓኩም የምስለና❤❤❤❤❤
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤
ደስ ዝብሉ ሰብ ሓዳር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ጠካራታት እዮም ብሓቂ
ሰንየይ ዶሞ ምዕርግ ኢልኪ ጽብቅተይ ❤️❤️
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
እስይ ደስ ክብል እንኳዕ ን ማሪያም ፅዮን አበፀሐና❤ሰበስክራይብ ገበራለይ ❤❤❤
ብጣዕሚ ሙቁርን ማሃርን ታሪኽ ቀፅልሉ
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤
ደምርኒ
ብጣዕሚ ደስ ዝብሉ አምላክ ሓደርክም ይባርከክም❤❤❤❤❤
I have admired them that they were open about their lives together and their advice to the young generation. Well done 👏. Long life together ❤️ 👏
On other note, they have created employment for others. I know they have their own two boys. However, hopefully, they will adapt some kids who don't have parents or from unfortunate families. May God bless them. 🙌
You are right thank you so much 🙏🙏🙏❤❤❤
"ኒሕ ትሃልዩ ዝኽብድ ነገር የለን"
እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍቅራተ ሰድራ
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤
ዝገርም ታሪኽ ትቅድም ብሕማሙ ኣሕዚኑኒ ትትድሕር ድማ ጥንካረኦምን እምነቶምን ኣምሂሮምኒ ዝፃዓረስ ይሕለፈሉ ዳኣ ፈጣሪ ፍቅርኹም የምስየልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤ባዓል ኣንሕናለ ትምህርትና ኣቃሪፅና ተሰዲትና ዓመታት ኣቁፂርና ወይከ ለውጢ😂ብዝተረፈ ሳብስክራብ ናገበርና ነዕብዮም ፍትዋተይ❤
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ኣፀደ ሓፍትና🙏🙏🙏❤️❤️❤
እሰይ ፍቑራተይ እንኳዕ ብሰላም መፃኹም❤🎉
ጠንካራታት ስድራ መምሀሪ መንእስያትና ኢኹም
ደምርኒ ዝሓፍተይ🙏🙏🙏
@tsegatsega238 ደሚረኪ እየ ፀኒሐ መዓረይ
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤
ጀጋኑ ኢኩም ለለ ቤተሰብ ሒዝካ ምዉፅ ብዙሕ ዉፂኢት ለለ ወለድካ ኣሕዋትካ ክንደይ ቤተሰብ ካብ ፀገም ትገላግል
ፍትዋት ስድራ እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤
ብጣዕሚ እዩ ዘሕፍር እዙ ሓውና ዝዛረቦ ዘሎ !! እዙ ኹሉ ትምህርቲ ተማሂርካስ ፀባ ወዲ ፀባ ክትሓቁን !! ፀባ ዝርከብ ብምርምርን ፃዕርን እዩ !! ብዙሕ ፀባ ክትረክብ ብሳይንስ ክትምዕብል ይግባእ !! እሞ እቱ ዝዛረቦ ዘሎ ግቡእ አይኮነን !! ኩሉ ነገር በሰፊሑ ክትረክብ ክትማሃር ይግባእ ።
ንሱዉን ከምኡ እዩ ዝበል ዘሎ ሓቁ እዩዉን ኣብ ሕብረተሰብና በቲ ዝተመረቕኻዮ ተዘይሰሪሕኻ የናእካ እዩ ግን ዋላ ከምኡ ይበሉ ምንም ከይ ዓገቶ ጀሚሩ ከምዝተዓወተ እዩ ምልእኽቲ ዘሕልፈልና ዘሎ እና ሪኢቶኻ ነቲ ሓዉና ዘይኾነስ ነቲ ከምኡ ዝሓሰብ ሕብረተ ሰብ ይኹን
ዝገርም ታኣምር ሰራሕ ለከ ትቅየር ኢካ አብ ዓድካ ❤
@@ድንግለይእያዋሕሰህውተይ ደምርኒ ዝሓፍተይ🙏🙏🙏
ብትክክል 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
Wowwwwwwwww ademen teanan yhbekum
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ሙቁራት ስድራ
ኣሰይይ ደስስ በሃሊ❤❤❤🎉🎉🎉
ኣነለ መልሲ ሰደት ከምዚ ንሰኻ በጽሒኻዮ እኒአኻ ክበጽሕ እየ። ናኹሉ ግዜ ሕልመይ እዩ ይሳካል l hope one day🤎👸
ክዕወት እዩ ሰሉ 🙏🙏🙏❤❤❤
ቀዳመይቲ ባዕለይ ❤😊😂
ደምርኒ ማዓረይ🙏🙏🙏
@@tsegatsega238 ጌረልኪኮ 😮 ቀደም ንዓይውን Brhan entertainment ኢልኪ 159 ሳብስክራይብ ኣለውኒ ግበርለይ 😊
ክብረት ይሃበልና ብሬ ሓፍትና 🙏🙏🙏❤️❤️❤
ጎበዝን ጻዕራምን ። ብሓንሳብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብሓንሳብ ❤😊
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤
Des behali kemzi meharay medeb bmkrabkum nmediayum nemesgn
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤
ስድራ ፍቅሪ ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ፍቕሪ እንተርተይመንት 😍 ሓዳርኹምይ ስራሕኹምይ ይባርኸልኹም በሩኻተይ👏 #ሳብስክራይብ ላገበርና ኣሕዋተይ♥️
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ብሬ ሓፍትና 🙏🙏🙏❤️❤️❤
አሕዋተይ ቅድስት ማርያም ሓሳብ ልብኹም ታስምረልኹም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብብዘለኽሞ ማርያም ትሓልኹም
❤❤❤🎉
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤️❤️❤️❤️🙏🎉🎉🎉
ደምራኒ ደቂ መዳመይ ኣብ ናተይ ቭድዮ ኮሞንት ሕደጋለይ ክድምረክን እየ 🙏🎉
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹሙ ፍቅር እንተርተይመንት ብሃንቀውታ ዝፅበዮ ሳይስክራይብ ግበርለይ
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እዚኣስ ሓቆም ጌሮም😂😂😂 የዝቅልኩም
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤
እንኳዕ ብስላም መፃኹም🎉🎉🎉🎉
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤