ብምክንያት ቀዳማይ ዓመት መርዓና ዝሰራሕናያ ቪድዮHappy 1yr Anniversary

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 895

  • @Channel-qe9mn
    @Channel-qe9mn 10 วันที่ผ่านมา +41

    አቤ ሓፍተይ ኩሉ ጽቡቅ ደስ በሃሊ ናይ መርዓና ቃል ኪዳን ዝአሰርናሉ መዓልቲ እዩኢልኪ አለኪ ግን እቱ ቃል ኪዳን አብ ብስርዓት ቤተ ክርስትያን ድዩስ ድዩ አይኮነን ተኮይኑብደስ በሃሊ ተዘይ ኮነ ግን ከዝውን ኩሉ ቀረባ እዩ ዞም ሓተይ እዙይ ጽሒፈ ክትጸልእኒ ትክእሊ ኢኪ ግን ሓልዮት እዩ
    ስጋይ ዝበልዐ ደመይ ዝሰተየ ናይ ዘልአለም ሂወት አለዎ❤

  • @kidankidankidankidan7031
    @kidankidankidankidan7031 10 วันที่ผ่านมา +80

    እንኳን አደረሳቹ ግን ልብስሽን አስተካክይ ስርአት ያለው ልበሺ እንደ ሃይማኖትሽ እንደ ባህልሽ ዩቱብ ቪድዮ ስትሰሪ ብዙ ሺህ ህዝብ ነው የሚያይሽ ተሸፈኚ ከባልሽ ጋር ቤትሽ እንደፈለግሽ።

  • @Sarah-c8b4q
    @Sarah-c8b4q 10 วันที่ผ่านมา +70

    ዓለም ልፉቁራት ትኩን ከምዝከማይ ደስ ዝበሎ ኣሎዶ ሓዳሩኩም ይባረክ ❤🎉🎉

    • @Fhjjh-pi3xh
      @Fhjjh-pi3xh 8 วันที่ผ่านมา

      ፉቁሩኩም የቡዞሖዮ❤❤🎉🎉

    • @ዜዲትግራይዜዲ
      @ዜዲትግራይዜዲ วันที่ผ่านมา

      @@Sarah-c8b4q ደምርኒ

  • @ተመስገንአምላኬ-ዠ8ጰ
    @ተመስገንአምላኬ-ዠ8ጰ 10 วันที่ผ่านมา +90

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አቢተይ❤❤ ግን እዛ ክዳንኪ ክሳድኪ ምልእ ዝበለ ተካደኒ ምስ ይቀርታ ምቅርተይ ❤ፋራ ከትብልኒ 😀 ዓባይ ሰብ ስለ ዝሓስበኪ እየ ❤🌹

    • @Oppoa18-g6p
      @Oppoa18-g6p 10 วันที่ผ่านมา +3

      ትክክል❤❤❤

    • @JooklFookle
      @JooklFookle 10 วันที่ผ่านมา +6

      ፍቅርኩም የብዘሓዮ አምላኽ እና ኣቤ ሓፍተይ ምስ ይቅርታ ኣከዳዲናኺ ግን አይፈተኺወን ማለተይ ካባኺ ከምዙይ አይተፀበኩወኒ ብሱሩ እውን ሓንቲ ጓልአነስተይቲ ኣከዳዲናና ከም ኣዴታትና እዩ ዘጥዕመልና ባዕለይ እውን ኣብ ባህላዊ ኣካዳዲና እየ ዝፈትው

    • @BrhanchannelBrhanChannel
      @BrhanchannelBrhanChannel 10 วันที่ผ่านมา +1

      ትክክል ❤

    • @መርYouTOube
      @መርYouTOube 10 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርን

    • @ተመስገንአምላኬ-ዠ8ጰ
      @ተመስገንአምላኬ-ዠ8ጰ 10 วันที่ผ่านมา +1

      @@መርYouTOube እሺ ምቅርተይ❤

  • @HirHirhp
    @HirHirhp 10 วันที่ผ่านมา +27

    ኣዳሜ ናባዕላ ኣካዳድና ተትረአ እኮ ዝከፈአ እዩ ዝኮን ኣብዙይ መፂክን ፀፍ ጭልጥ ኣይትበላ እስካ ምስ ስብኣያ እያ እኮ ዘላ ህውከት❤

    • @NaherNaher-j2b
      @NaherNaher-j2b 10 วันที่ผ่านมา

      Msaki aleku ❤❤❤

    • @SelamTesfay-me1qy
      @SelamTesfay-me1qy 9 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ👌

    • @milli12354
      @milli12354 9 วันที่ผ่านมา

      @@HirHirhp አረ ገሪሙና እኮ ፀፍጭልጥ ኢለን ይናገራ

    • @galtigray9582
      @galtigray9582 9 วันที่ผ่านมา

      ይገርም እዩ

    • @ኣነ
      @ኣነ 9 วันที่ผ่านมา +1

      ግግ ድማ ምድያ ትወፅእ ኣላ

  • @SdJg-hx5fl
    @SdJg-hx5fl 10 วันที่ผ่านมา +12

    ፀጉሪ እስታይል ደስ ክብል ኣቢዬ ብጤዕሚ ኣጥዒሙልኪ❤እንኳዕ ኣብፀሐኩም መባልይቲ ይግበርኩም❤🎉🎉

    • @rfduv1457
      @rfduv1457 10 วันที่ผ่านมา

      ደምርን ውደ🎉❤

  • @DyanaDiyana
    @DyanaDiyana 10 วันที่ผ่านมา +24

    ኣሰይ ዞም ናተይ ምስ ወድኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብሓደ እረጉ ኣይፈላልኹም 🎉❤❤ብዛዕባ ክዳን ካዓ ከይድገም እምበር ዝሓለፈ ሓሊፉ እዩ 🙄 ሰብ ኮሜንት ቀስ ኣብላኣ

    • @MerhawitIsaak
      @MerhawitIsaak 10 วันที่ผ่านมา +1

      Wedi eyu ati qola

    • @መርYouTOube
      @መርYouTOube 10 วันที่ผ่านมา

      ደምርኝ❤

    • @DyanaDiyana
      @DyanaDiyana 10 วันที่ผ่านมา

      @@MerhawitIsaak እሽኒ 🥰

    • @Alemat2121
      @Alemat2121 10 วันที่ผ่านมา

      ሰብስክረይብ እባ ገብርለይ

    • @RtGg-u8g
      @RtGg-u8g 10 วันที่ผ่านมา

      😂😁😂

  • @ጓልዕፎይቲ
    @ጓልዕፎይቲ 8 วันที่ผ่านมา +2

    ብመጀመርያ እንኳዕ ደስ በለኩም ፍቁራተይ❤❤❤
    ኣቤ ሓፍተይ ከም ቀደምኪ ኩኒ ኣደታትኪ ምስሊ ህያበይ ክዳንኪ ኣሰተካክሊ❤❤

  • @shkoratttaaaa9839
    @shkoratttaaaa9839 10 วันที่ผ่านมา +21

    ኣቱም ሰባት ሰብ ኮመንት ኝኝኝኝ ትብሉ ከም ደሰ ዝበላ መገዛ ምሰ ሰብኣያ እያ ዘላ ኣቤዋ ፍቅርኩም ይብዛሕ❤❤❤❤❤❤❤🙏

    • @Channel-qe9mn
      @Channel-qe9mn 9 วันที่ผ่านมา +1

      @@shkoratttaaaa9839 ንእሽተን ክይድ ኢላ እያዋ ግን ቀስ አቢልካ ምርዳእ ለይብልና ምሕማቅና ሰብኮ ታይ ይስምዓ አይብልይ ሓደ ተፅሒፉ ላይክ ትገብሮሞ በቃ ተዘይ ኮይኑ ኩሉ ደስ አይብልይ

    • @kidankidankidankidan7031
      @kidankidankidankidan7031 9 วันที่ผ่านมา

      @@shkoratttaaaa9839 አዎ ልክ ነሽ ከባሏ ጋር ነው ያለችው ግን እህቴ ቪድዮ እየሰራች ነው ያ ቪድዮ ማለት ብዙ ሺህ ህዝብ ያየዋል ውጪ እንደወጣች ነው የሚቆጠረብ ቤቷን ዘግታ ቪድዮ ሳትሰራ እንደፈለገች ራቁቷንም ትሁን ግን አደባባይ ላይ የሚታይ ቪድዮ ስትሰራ ስርአቷን ባህሏን ሀይማኖቷን አክብራ መሆን አለበት ሸፈን ትበል እናቶቻችንን እንምሰል።

    • @ሸዊት.ቻናል
      @ሸዊት.ቻናል 9 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒኒ❤

    • @MuluGermay
      @MuluGermay 9 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @MariChannel-h5o
      @MariChannel-h5o 9 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ ወለላይ❤

  • @yosiryosi6634
    @yosiryosi6634 10 วันที่ผ่านมา +9

    አቢተይ አነስ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ ኩሉ ነገርኪ አብ ሰደት እናሃለኪ አትሒዘ እየ ዝፈልጠኪ ትሕትናኪ ኩሉ ገሊፀ አይውድኦን❤❤❤ ፍቅርኩም ብዙሕ ትርፍ ይበለለይ😊

    • @Alemat2121
      @Alemat2121 10 วันที่ผ่านมา

      ላይክ አነ ሰብስክራይብ ገብረለይ

  • @berryfamily2846
    @berryfamily2846 10 วันที่ผ่านมา +8

    አይይይ አካዳድናኽ ብጣዕሚ ተባላሽኽ

    • @MariChannel-h5o
      @MariChannel-h5o 9 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ❤

  • @ተዋህዶእዩእምነተይ-ፐ2ገ
    @ተዋህዶእዩእምነተይ-ፐ2ገ 10 วันที่ผ่านมา +29

    ፍቅርኹም ይባርከልኩም እግዚአብሔር አምላክ🎉🎉❤
    ኣከዳድና ግን ከይትደግምያ ሓደራ ደስ ዘይብል ታይ እዩ ሒቀኻን ኣፍ ልብኻን ጥርሑ ምስ ይቅርታ🙄

  • @ብሪጋልተዋህዶ-ጀ2ፐ
    @ብሪጋልተዋህዶ-ጀ2ፐ 10 วันที่ผ่านมา +11

    አብዋይ ፅሪቲ አብ ቃል ኪዳንኩም ንዘልአለም ፀኒዕኩም ንበሩ ❤❤❤❤አብ ሰደት ዘለና ዉን ናአኩም የምሰለና ❤❤❤ አሜን ቡሉ😘😘

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 10 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ

    • @rfduv1457
      @rfduv1457 10 วันที่ผ่านมา

      ደምርን ውደ

    • @سلامسلام-ز4ق1ش
      @سلامسلام-ز4ق1ش 10 วันที่ผ่านมา

      አሜን አሜን አሜን

    • @Geni__12
      @Geni__12 9 วันที่ผ่านมา

      ኣሜን🙏❤

    • @MariChannel-h5o
      @MariChannel-h5o 9 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ❤

  • @اااا-ب2ل5غ
    @اااا-ب2ل5غ 9 วันที่ผ่านมา +4

    ❤❤❤❤❤ ዓመት መርዓኪ ህያበይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ፍቅሪኩም የብዛሓዮ ፅጋበይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @AmenaAm-c5d
    @AmenaAm-c5d 10 วันที่ผ่านมา +5

    ፍቅርኹም ያብዘሐዮ ሓዳርኹም ይባረክ እዛ ልብስ ግን የፈተኽዋይ ሽፍን ዳኣ ጓል እሞ ምሽፋን ይኡ ክብራ ግን ይቅርታ👏👏👏

    • @Alemat2121
      @Alemat2121 10 วันที่ผ่านมา +1

      ሰብስክራይብ ገብረለይ

    • @AmenaAm-c5d
      @AmenaAm-c5d 10 วันที่ผ่านมา

      እሽ ህያበይ ❤❤​@@Alemat2121

  • @naimahnimah7304
    @naimahnimah7304 10 วันที่ผ่านมา +4

    ብሓቂ ክንደይደስት ትብሉ አብየ መፃኢኹም ብሩህይኹን❤🥰👏

    • @rfduv1457
      @rfduv1457 10 วันที่ผ่านมา

      ደምርን ዛሓፍተይ🎉❤

  • @salamannn5701
    @salamannn5701 10 วันที่ผ่านมา +6

    እዊይ ደስ ባሃልቲ አቤ ሽኮር ፍቅርኩም የብዛሓዮ ሚቁራተይ❤❤❤❤❤❤❤❤ስይይይይይይይይ ናዓኪይ የምስለና አቤየ ምቅርተይ❤❤❤

    • @Alemat2121
      @Alemat2121 10 วันที่ผ่านมา

      ሰብሰክራይብ ገብረለይ❤❤❤❤

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 8 วันที่ผ่านมา

      Amen 3❤

  • @Hiat-s2l
    @Hiat-s2l 10 วันที่ผ่านมา +8

    ኣሰይ ሙቁራት ኣብየዋ ዳኣኺ❤❤❤❤❤ ያመሰለና ዓደና ኣታና

  • @HbxBbbx
    @HbxBbbx 10 วันที่ผ่านมา +6

    ማርያምን ርግዕ ዝበሉ ሰብሓዳር መባልይት ይግበሩኩም ምቅሪት❤❤❤❤

    • @Alemat2121
      @Alemat2121 10 วันที่ผ่านมา +1

      ሰብሰክረይብ ገብረለይ

    • @HbxBbbx
      @HbxBbbx 10 วันที่ผ่านมา

      Ok

  • @sjjsnsna
    @sjjsnsna 8 วันที่ผ่านมา

    አረ ታይ ኾይንኽ የልባምይ ድኽ ጥውኽ ወጽኡ ጥራሕኽባ ኣይትውጸእ ሓዳርኹም ይባረክ ❤

  • @itst4932
    @itst4932 10 วันที่ผ่านมา +4

    ፍቅርኩም የብዛሓዩ ኣቢየ ሓፍተይ ኣካዳድናኪ ግን ከምናይ ቀደምኪ ሽፍን ዝበለ ክኮን ኣለዎ ምስ ይቅርታ❤

  • @AllBaad-xv2fe
    @AllBaad-xv2fe 10 วันที่ผ่านมา +4

    አይይ ዛሕፍረት እዚአ ታይኢና ንገብሮ አብ በይነይ ጥራሕ እዩ ዝመስለኒ ነይሩ ለማነኛዉ ፍቅርኹም ብዝሕሕሕሕ ይብል አብየ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @መርYouTOube
      @መርYouTOube 10 วันที่ผ่านมา

      ደምርኝ❤❤

  • @fidleytube
    @fidleytube 10 วันที่ผ่านมา +11

    አቤየ እግዚአብሔር አምላክ ፍቅርኩም የብዛሓዮ 🙏❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @MariamSorry-m6q
      @MariamSorry-m6q 10 วันที่ผ่านมา

      ኣሜን ኣሜን 🎉🎉🎉ኣሜን❤❤❤❤

    • @Alemat2121
      @Alemat2121 10 วันที่ผ่านมา

      ሰብስክራይ ገብረለይ

    • @ሸዊት.ቻናል
      @ሸዊት.ቻናል 9 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒኒኒ

  • @TsigeredaGer
    @TsigeredaGer 10 วันที่ผ่านมา +3

    ከሰደት መልሰ ደሰ ይላል እንኳን አደረሳችሁ ግን ልብሰ አሰተካከይ ትግራይ ውሰጥ ሰርአት አለ❤❤❤

  • @SaalmA-e1j
    @SaalmA-e1j 10 วันที่ผ่านมา +14

    ኣቢየ ፈቅረኩም የበዛሓዬ ኣነወን ከብ ሰደት ተመሊሰ ተመኒተይ እዚኣ እያ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @NatsaNatsa-mn6hh
    @NatsaNatsa-mn6hh 10 วันที่ผ่านมา +7

    እኳን ደሰ አላቹህ እግዚአብሔር ይባረካቹህ
    ገን እህታለምይ የለበሹው ልብስ ጥሩ አደለም እሽ 😢😢😢

  • @yaredsau849
    @yaredsau849 9 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሰይይይይይይይ ሙቁራት ዕድመን ጥዕናን ይቡኩም ፈጣሪ ፁሩያት እንዃዓ ኣብፀሐኩም ኣብየ👏👏👏👨‍👩‍👧💋💜❤☔️

  • @BirenaዕጣንቤትL-veme
    @BirenaዕጣንቤትL-veme 10 วันที่ผ่านมา +11

    ብመጀመርያ እንኳዕ ኣብፅሐኩም ፍቕርኹም ይባረኽ ብጣዕሚ ደስ ይብል❤❤🎉🎉🎉ቀፂለ ግን እቲ ተኸዲንክዮ ዘለኺ ኽዳን ካባኺ ኣይንፅበዮን ንሕና እዚ ምስ ሰብኣይኪ ኣብ ክላስኪ ትኽደንዮ ክዳን እምበር ናብ ሕብረተሰብ ዝወፅሕ ጥራሕካ ክኸውን ኤይግበኦን፡፡ ኣሕዋተይ ሰበይቲ ክብራ ኣብ ምሽፋን እምበር ኣብ ዕርቃን ኣይኮነን ምስ ሰናይ ይቕሬታ🙏

  • @ዜዲትግራይዜዲ
    @ዜዲትግራይዜዲ 9 วันที่ผ่านมา +4

    እንኳዕ ደስ በለኩም የኔ ቆናጁ❤❤❤❤❤🎉🎉 ደምርኒ ታጋርዋይ ኣይክፈለይ ዋ🎉🎉🎉

  • @ssafua8682
    @ssafua8682 10 วันที่ผ่านมา +4

    ዋውውው ፍቅርኩም ሓዳርኩም ብዝሕ ትርፍ ይበለልኩም አሕዋት ክንደይ ከ ደስ ትብሉ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @MiliMili-e9h
    @MiliMili-e9h 10 วันที่ผ่านมา +11

    ዋይ ኣቢየይ ልመጀመርያ ግዜ ከምዚ ኢልኪ ሪአኪ ኣከዳድናኪ 😮 ብዝኮነ ሓዳርኩም ይባረክ💚💚

    • @መርYouTOube
      @መርYouTOube 10 วันที่ผ่านมา

      ደምርኘ❤ኝ❤

    • @MeriTsge
      @MeriTsge 10 วันที่ผ่านมา

      ​@@መርYouTOubeመልሲ ውዴ❤

  • @aedf4837
    @aedf4837 10 วันที่ผ่านมา +3

    ኣሰይይይ ሙቁራተይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓዳርኹም ይባሪከልኹም ዉላድኹም ዉን ብጥበቡ ያዕብየልኹም👏❤❤❤❤❤

  • @user-up-k4p
    @user-up-k4p 10 วันที่ผ่านมา +2

    ኣቢየይይ ብፍሉይ እየ ዝፈትወኩም ❤❤❤❤❤❤ሓዳርኩም ይባርከልኩም ኣምላክ

  • @milli12354
    @milli12354 10 วันที่ผ่านมา +2

    ኣቤዋይ ፅብቕቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ❤❤ኣብዚ ዘለኽን እልፊ ፋራሩ ለ ክዳንኪ ዶ ገለ ዶ ናይ መርዓኣ ኣኒቨርሰሪ እያ ኮ ተኽብር ዘላ ምስ ሰብኣያ ኮይና ፣ቦፌ ሽፎን ዙርያ ተኸዲና ድያ ተኽብሮ ❤ pls ዘምና ኤጭ ወጣት እያ ኮ ደስ ዝበላ ትከደን ንደገ ኣይወፀትን ኣብ ገዛውሽጢ እያ ዘላ ካልእ እውን ዝካበድ ክዳን ኣይኮነን pls ሰልጥና

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo1460 10 วันที่ผ่านมา +3

    ፍቅርኩም ይብዛሕ ሽኮራተይ😘

  • @ማርያመይመዝሙረይ
    @ማርያመይመዝሙረይ 10 วันที่ผ่านมา +5

    _እንኾዕ ኣብፀሕኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ኣሕዋተይ ማዓረይ መን ብስም ሰላሲ ኣነ ግርም ዝብለኒ ኣሕዋተይ ኩላትና እንተይ ኣነ ኣኪዳድናና ዘይነሰተኪክል ግን ይቅረታ 💞💞💞_

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 10 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ

    • @Alemat2121
      @Alemat2121 10 วันที่ผ่านมา

      ደምረኒ

    • @ሚሊዩቱብሚሊዩቱብ
      @ሚሊዩቱብሚሊዩቱብ 10 วันที่ผ่านมา

      ​@@Frutu-e4hደምርኒ ደሚረኪ እየዋ ክብረተይ ❤❤❤

    • @ሚሊዩቱብሚሊዩቱብ
      @ሚሊዩቱብሚሊዩቱብ 10 วันที่ผ่านมา

      ​@@Alemat2121ደምርኒ ደሚረኪ እየዋ ክብረተይ ❤❤❤

    • @chf-cv4ix
      @chf-cv4ix 10 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ኣሕዋተይ

  • @LH-iu7mx
    @LH-iu7mx 8 วันที่ผ่านมา

    ዋይ ኣበየ ዋይ ኽዳንኺ ግን ትጋግይኽ ፍረቅ ነብስኺ ለይትሸፈነ ለምንታይ ጥልፍ ለይገበርኽ🙏🙏🌿❤❤❤❤

  • @gualzalembesa3984
    @gualzalembesa3984 8 วันที่ผ่านมา +1

    እንኳዕ ኣብፀሐኩም መባልይቲ ይበልኩም ዓለም ንፍቁራት ትኩን ወድኩም ለ ብጥበቡን ብሞጎሱን የዕብየልኩም ፈጣሪ❤😘🙏🙏🙏

  • @LemLe-t7i
    @LemLe-t7i 9 วันที่ผ่านมา

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍጣረ❤❤❤ግን አዛ ክዳንኪ ክሳድኪ ምልአ ዝበለ ተካደኒ ምስ ይቀርታ❤❤

  • @netsanetalem2975
    @netsanetalem2975 10 วันที่ผ่านมา +3

    ክንደይ ደሰ ትብሉ ፅሩያት🎉❤❤

  • @ፀግሽጋልተዋህዶ
    @ፀግሽጋልተዋህዶ 10 วันที่ผ่านมา +1

    ኣካዲድናኪ ኣስታክሊ ዝሓፍተይ ከሙዙይ ደሰ ኣይብልን

  • @AmenaAm-c5d
    @AmenaAm-c5d 10 วันที่ผ่านมา +2

    ዋውውውውውውው ሰባኣይክ ግን ዘሎዎ ትሕትና ከይወስዳልኽ ግን ክክክክክክ😂😂🤗 ኩሉ ግዜ ምፅእና ❤❤❤

    • @ማማG-o3i
      @ማማG-o3i 10 วันที่ผ่านมา

      ንበና ደድአ መን ሂብዋ እዩ😂😂😂

    • @mrhwtmrhwt7384
      @mrhwtmrhwt7384 10 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂😂😂​@@ማማG-o3i

    • @AmenaAm-c5d
      @AmenaAm-c5d 10 วันที่ผ่านมา

      ​@@ማማG-o3iሓደ ሓደ ኣሎዋ ቆሎውት ክክክክክ እህ ዓድ እዮም እካ ዘሎዉ ሱዑዲ መስልን 😂😂😂

    • @AmenaAm-c5d
      @AmenaAm-c5d 10 วันที่ผ่านมา

      ​@@mrhwtmrhwt7384😂😂😂

  • @ethiopiaislovelove9620
    @ethiopiaislovelove9620 10 วันที่ผ่านมา +1

    እዋይ ደስ ክትብሉ ብትክክል ሓዳርኩም ይባረክ❤❤❤❤❤ኣቤየይ

  • @hgf6568
    @hgf6568 10 วันที่ผ่านมา +3

    ብፍቅሪ የንብርኩም እግዚኣብሔር ኣምላኽ አቢተይ❤️❤️❤️

    • @Alemat2121
      @Alemat2121 10 วันที่ผ่านมา

      ሰብስክራይብ ገብረለይ

  • @seft5286
    @seft5286 9 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይይይ ክንደይ ደስ ዝብል እዩ ፍቅርኩም ይብዛሕ ምቁራተይ ሰደት ኣቢቂዑ ናብዚ የብቅዐና🥰🥰🥰💖💖

  • @ZszsZszs-h6i
    @ZszsZszs-h6i 10 วันที่ผ่านมา +2

    ሓዳርኩም ይባረክ አበቢተይ ሎማ ዓንተ አይንስክን አከዳድነኪ ለባመይ

  • @RdEy-lu8vo
    @RdEy-lu8vo 10 วันที่ผ่านมา +3

    ኽዳን 0000000 ጨጉርኺ ብቻ ተርእይኒ So ፍቅርኹም ይብዛሕ❤❤❤

    • @Alemat2121
      @Alemat2121 10 วันที่ผ่านมา

      ሰብስክራይብ ገብራለይ❤❤

    • @selagggg5732
      @selagggg5732 9 วันที่ผ่านมา

      ኡፍፍ እዋይ ሞይተ😂😂😂😂😂

  • @medhin8187
    @medhin8187 10 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ፍቕርኹም ይሰስን ኣቢተይ ፈጣሪ ብፍረ ባሪኹኩም ብጥበቡ የዕብየልኩም❤

  • @FaAljj
    @FaAljj 10 วันที่ผ่านมา +2

    ኣቢዋይ ማዓረይ ፍቅርኩም የብዛሓዮ 🥰🥰

  • @vhcu3559
    @vhcu3559 8 วันที่ผ่านมา +1

    ዓመት መርዓኪ እንቓዕ ኣብፀሐኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ፋነይ
    @ፋነይ 10 วันที่ผ่านมา +3

    ሽኮሪናታት ደስ ብሃልቲ ፍቅርኹም ይባረኽ🎉🎉🎉❤❤❤

    • @rfduv1457
      @rfduv1457 10 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርን ውደ🎉❤

  • @haymitube-l8w
    @haymitube-l8w 9 วันที่ผ่านมา +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ሙቁራት❤

  • @DadddDazs
    @DadddDazs 8 วันที่ผ่านมา

    ኣብየይ ፅቡቅ ነይርኪ ዋ ጥዉኪ ጥርሑ ታይ ኣምፀኦ ሸፍንዮ ምስ ይቅርታ እበይ ❤❤❤

  • @EyerusalemHmaryam
    @EyerusalemHmaryam 10 วันที่ผ่านมา +1

    እግዚአብሔር ሓዳርኩም ይባርኽ ኣነ እኳ ኩሎም ፅሒፈንኡ እየን ❤🎉

  • @ArsuTubeኣርሱይቱብ
    @ArsuTubeኣርሱይቱብ 9 วันที่ผ่านมา +2

    በስመኣም ታይ ኮይንኪ ኣበባ ሓፍተይ ኣከዳድናኪ ከምዝነበርክዮ ቀፅሊ ከምዝይ ምሳኪ ኣይከድን😢 ብዝተረፈ ደስ በሃልቲ ኢኩም ፍቅርኩም ይባረክ❤ንደማመር ኣሕዋተይ በብባዕልና❤❤

    • @ኣደዩተብ
      @ኣደዩተብ 9 วันที่ผ่านมา

      እጭ የተካብዳ

    • @Maebel6-p7k
      @Maebel6-p7k วันที่ผ่านมา

      መልሲ ደሚረኪ

  • @Sarrah1994Asoffo-sc3uo
    @Sarrah1994Asoffo-sc3uo 9 วันที่ผ่านมา +1

    አብየይ ብጣዕሚ ካብ ዝፎትዮም ዩቱበራት ሓቲ እኪግን ምስ ይቅርታ አብ ምድያ ከሙዙይ ዓይነት ክዳን ምክዳን ደስ አይብልን አቢተይ ይቅርታ❤❤❤❤❤❤🎉

  • @yodahietube-12
    @yodahietube-12 9 วันที่ผ่านมา

    እግዚአብሔር ኣምላኽ ፍቅርኹም ያብዝሐዮ ኣብ ሰደት ዘለና ደሕር መልሲ ንዖኦም ያምሰለና😍

  • @HaniGalGere
    @HaniGalGere 8 วันที่ผ่านมา

    ሓዳርኩም ይባረክ ዝፈትወኩም ናተይ ውላድኩም ለ ብጥበቡ የዕብየልኩም ፈጣሪ❤🙏😘

  • @LamlamHaqos
    @LamlamHaqos 9 วันที่ผ่านมา +1

    አብዋይ ሽኳር ሓዳርኩም ይባረክ ግን ጃኪት ግበሪ ወይ ነፀላ እማየይ ❤

  • @KidanGhebre
    @KidanGhebre 10 วันที่ผ่านมา +2

    እግዚአብሔር አምላክ ፍቅርኩም የብዘሓዮ አብ ቃል ኪዳንኩም ሓዳርኩም ይፅንዕኩም ❤❤❤🎉🎉🎉 ጎቦዝ ኢኪ አብየይ እዛ ክዳን ግን አይግድን ንሐዝስ በቃ ኮይኑ አሎ ንካልእ መዓልቲ ግን ከምዚ አይልመድኪ ታይ ገዲሹክን ከይትብሊ ሰብ እዩ ምስትያትካ ንዓኪ ፅብቅ ክመስለኪ ይክእል ግን አይፅብቅትን ብጣዓሚ አክፊኣትልኪ ክንደይ መዓርግ ዘለው ክዳን እናሃለየስ

    • @rfduv1457
      @rfduv1457 10 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርን ውደ🎉❤

    • @KidanGhebre
      @KidanGhebre 10 วันที่ผ่านมา

      @@rfduv1457 እሺ

  • @ክብሪልመድኅኒኣለምይኩን
    @ክብሪልመድኅኒኣለምይኩን 7 วันที่ผ่านมา

    ፅቡክ ኣቢየይ ሓዳርኩም ይባረክ ግን ዝሓፍተይ ትክዳንኪ ናይ ሎሚ ኣይፀበቀን ደሞ ኣብ መርዓኩም ቅዱስ ስግኡን ክቡር ደሙን ተቀቢልኩም ዶመልስልና?

  • @ሰላምኪይመለስትግራይ-ነ1ዀ
    @ሰላምኪይመለስትግራይ-ነ1ዀ 10 วันที่ผ่านมา +1

    ደስ ትብሉ ዕድመን ጥዕነናን ያሃብኩም👨‍👩‍👦❤🌿

  • @Salm-y6b
    @Salm-y6b 9 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይ ደሰ ባሃለቲ እንኳዕ ናብ ንይ መርዓኩም ((1)) ዓመት ኣዉቃዓኩም ዕድመን ጥዕናን ምሰ ወዲኩም ያሃቡኩም ፊጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣቢተይ ሸኮሪ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @CsweFwed
    @CsweFwed 9 วันที่ผ่านมา

    ደስ ባሃልቲ ፍቅርኩም የብዛሓዮ ኣቢየይ❤❤❤

  • @ኣሉፍቅርኣሉፍቅር
    @ኣሉፍቅርኣሉፍቅር 10 วันที่ผ่านมา +1

    ፍቅርኩም ይባርከልኩም እግዚአብሔር አምላክ🎉🎉❤

  • @Seluselam-h1h
    @Seluselam-h1h 10 วันที่ผ่านมา +2

    ፍቅርኩም ይበዛሕ እቢየይ❤🎉

  • @Ngsti518
    @Ngsti518 10 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሰይ ኣቢተይ ፍቅርኩም እግዛኣብሔር ኣምላክ ይባረከልኩም🎉❤ፍትዋተይ❤አብ ሰደት ዘለና ለ ናዓኪ የምሰለና

  • @moges-z3tube
    @moges-z3tube 10 วันที่ผ่านมา +1

    ኣይፈላሊኩም ሰላምን ፍቅርሩን
    የብዘሐልኩም ፈጣሪ❤❤🎉🎉

  • @kalu546
    @kalu546 10 วันที่ผ่านมา +1

    Congra 🎉ኳዕ አብፀሐኩም ፅሩያተይ ፍቕርኹም የብዛሓዮ ንዓኹም የምስለና በዓል ቤትኺ ውን አይትሕፈር በልዮ ትሕትና 100% እዩ አቤ ድማ ጎበዝ ስብአይካ ብዘለካ ፍትሕ ክተብሎ እዩ ፅቡቕ አይትሕመቒ ፀቢቕኺ ፀኒሕኺ ሓዳሽ መሲልክዮ ወዲ ዝፈቱ ነብሳ ዘይትድርቢ ሰበይቲ እዩ so ይመቻቹ❤

  • @netsanet-v3l
    @netsanet-v3l 8 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይ ኣቢየ ሓዳርኩም ይባረክ🎉🎉 ኣትን ክዳን ክዳን ትብላለክን ካውዝኩላ ፅባቀስ ንክዳን ብቻ ጠሚትክን 😮

  • @የኘጨጸወገ
    @የኘጨጸወገ 7 วันที่ผ่านมา

    ፍቅርኩም የብዛሓዩ አሖዋትይ❤❤

  • @MiliTube-i4m
    @MiliTube-i4m 8 วันที่ผ่านมา

    ዓመት መርዓኪ እንካዕ ኣብፀሐኪ ኣቢየይይ❤❤❤❤❤🎉

  • @assh1200
    @assh1200 10 วันที่ผ่านมา +2

    ፍቅርኩም የብዝሓዩ ኣምላክ 🎉🎉🎉🥰

  • @SesenBrhanu
    @SesenBrhanu 9 วันที่ผ่านมา

    ቀምሽ😃😃🙏 ተትክደኒ ፅቡቅ ክኸውን ነይሩ ብዝኮን 🎉እንኳዕ ደስ በለኩም

  • @GalTegray8047
    @GalTegray8047 10 วันที่ผ่านมา +2

    እንኮዕ ደስ በለኩም 🎉🎉🎉🎉

  • @HalaqaGare
    @HalaqaGare 7 วันที่ผ่านมา

    ያሳድግልሽ

  • @SaraSara-pe5jj
    @SaraSara-pe5jj 10 วันที่ผ่านมา +1

    እሰይ ፅሩያት ፍቅርኹም ሓዳርኹም ይብወክ ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @FeeffCsef
    @FeeffCsef 10 วันที่ผ่านมา

    ፍቅርኩም የብዘሐዮ❤❤❤ዋውውውው ደሰ ባሃልቲ ሰለ ክዳን ለደሰ ባሃሊይ እዩ አቢተይ ፅረቲ🎉🎉🎉🎉

  • @hierantekle3091
    @hierantekle3091 10 วันที่ผ่านมา +4

    ዋይ ኣቲ ማዓረይ እዛ ክዳንክስ የፅብቅቲ እዚ ተካዲናካ ናብ ምድያ ይቅሬታ እንበር ኣካድናክስ የፅቡቁይ

    • @ሕልሚኣለኒክበፅሑዝደሊ
      @ሕልሚኣለኒክበፅሑዝደሊ 10 วันที่ผ่านมา

      ኣብየት ሕስድና ምስ ባዓል ገዛኣ እያ ዘላ

    • @hierantekle3091
      @hierantekle3091 9 วันที่ผ่านมา +1

      @@ሕልሚኣለኒክበፅሑዝደሊ ሕስድና የኮነይ ሓቂ ምዝራብ ታይ ፀገም ኣለወ ፅቡቅ ክዳን ተካደኒ ምባል ምስ ባዓለ ገዛኣ ከም ዘላ ኣይዘንጋዓኩን ሓፍተዎ

  • @MdGf-m3b
    @MdGf-m3b 10 วันที่ผ่านมา +1

    ምሰ ናፊቆትካያ ምሳኪ እንተሎ ባይዘወይ ፅብቅ እዩ

  • @ganoush3003
    @ganoush3003 9 วันที่ผ่านมา

    ሓዳርኩም ይባረክ ኣከዳድናኺ ግን ቀይርያ ከይትድገም ኣቤየ

  • @KirosKiros-q2s
    @KirosKiros-q2s 10 วันที่ผ่านมา +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ኣምላክ🎉🎉❤❤❤

  • @AlematMezgboኣለማት
    @AlematMezgboኣለማት 10 วันที่ผ่านมา +4

    ፍቅርኩም የብዝሓዩ ኣምላክ ዉላድኩም አውን ብጥበቡ የዕብየልኩም❤❤❤❤ደሙሩኒ ኣሕዋተይ ጀማሪት ኢየዋ

  • @MaMa-el7jq
    @MaMa-el7jq 9 วันที่ผ่านมา

    መባሊቲ ኩኑ ብጣዕሚ ኢኩም ደስ ትብሉ እኳዕ ኣብፀሐኩም❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @GrmamitHese
    @GrmamitHese 8 วันที่ผ่านมา

    ዋው ፍቅርኩም የብዘሐዮ ናዓክም የምሰለና❤❤

  • @SalamSalam-ex1fr
    @SalamSalam-ex1fr 9 วันที่ผ่านมา

    ቡዙሕ ኮሜንት ምፅሓፍ ኣይፎቱን እንድየ ግን ሪአ ክሓልፍ ኣይከኣልኩን እና ፍቅርኩም የብዘሓዮ መጨረሻኩም የፀብቀልኩም ኣቤ ሓፍተይ ❤50k እስኪ ነእትዋ🙌

  • @መሲጓልራያ
    @መሲጓልራያ 10 วันที่ผ่านมา +1

    ማእሲ ካብ ዝኖኩል ውለዱ ❤❤❤❤❤ እሰይ ደሰ ክብል

  • @jfttrt1275
    @jfttrt1275 10 วันที่ผ่านมา +1

    ፍቅርኩም ይሰሰን ዞም ኣሓተይ ❤❤ ግን ኣካዳድናኪ ከም ናይ አነታት ኪ አዩ ዝሐሸኪ

  • @SsSs-k3j3c
    @SsSs-k3j3c 10 วันที่ผ่านมา +2

    ፍቅርኹሞ የብዘሐዮ ፈጣሪ ክብራተይ🙏❤❤

  • @selamabreha1361
    @selamabreha1361 10 วันที่ผ่านมา +1

    ፍቅርኹም ይብዝሓዮ❤❤❤

  • @sarayan525
    @sarayan525 9 วันที่ผ่านมา

    እቤተይ ማዓረይ ፍቕርኹም የብዘሐዮ ሓላላት ❤❤❤❤❤

  • @lemlemlemlem5457
    @lemlemlemlem5457 6 วันที่ผ่านมา

    Wow, happy anniversary Abi God,bless ❤

  • @Yrgu692
    @Yrgu692 10 วันที่ผ่านมา +6

    ማዓረግኪ ህድእ ተትብሊ እኪ ቆንጆ

    • @Mesiye-b1r
      @Mesiye-b1r 10 วันที่ผ่านมา +1

      🤔🤔ቀንኢኪ ድዩ

    • @Agsgs-yt2xg
      @Agsgs-yt2xg 10 วันที่ผ่านมา

      ኣቅልል

    • @dfggdt9728
      @dfggdt9728 9 วันที่ผ่านมา

      ክክክክክክ አቤዋ ምስ ሰተኽስ ጡዑም ከይትብሊይ ፈሪሐ ነረ❤🎉

    • @dfggdt9728
      @dfggdt9728 9 วันที่ผ่านมา

      ናይ ኬክ መልዓሊይ ዓብይ ማነረካ ግዝኢይ

    • @ሸዊት.ቻናል
      @ሸዊት.ቻናል 9 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒኒኒ❤

  • @BirtknBirtkn
    @BirtknBirtkn 10 วันที่ผ่านมา

    ሓዳርኩም ይባርከልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ፅብቃት ስድራ ❤🎉❤🎉❤🎉

  • @efyabrha9839
    @efyabrha9839 10 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ደስ ይብል ክን ጥራሕ ዝባንኪ መጻእ ከይትለምደኪ ጥንቅቅ በሊ ❤❤❤❤❤❤

  • @hgggg7143
    @hgggg7143 10 วันที่ผ่านมา

    ፍቅርኩም ይብዛሕ ኣቤዋይ ብሓደ ዕበዪ🎉❤❤❤

  • @UfYd-x7c
    @UfYd-x7c 10 วันที่ผ่านมา

    ኣበየ ቆንጆ እንካዕ ደስ በለኪ ደሞ ፍቅሩኩም ይብዛሕ❤❤❤❤

  • @BduvdhdhdNdbvdhdh
    @BduvdhdhdNdbvdhdh 10 วันที่ผ่านมา +1

    ፏ ፈሽ በሊ ዝያዳይ ሓዳርኩም ይባረክ❤❤❤❤❤❤❤

  • @عليكريري-ط4و
    @عليكريري-ط4و 10 วันที่ผ่านมา +1

    ሓዳርኩም ይባረክ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @titi7083
    @titi7083 6 วันที่ผ่านมา

    ፍቕርኹም ይብዛሕ❤❤❤🎉