Amanuel Yemane - Ghize (Lyrics Video) feat Shewit Mezgebo | Ethiopian Tigrigna Music
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 10 ต.ค. 2024
- New Ethiopian Music 2020 by Amanuel Yemane aka. Amanuel Meareye. Lyrics video for Aman's new Tigrigna song Ghize.
© 2020 Admas Entertainment / Dixiom Inc. All Rights Reserved.
Subscribe: smarturl.it/Adm...
Instagram: / admasmusic
Facebook: www. Adm...
Twitter: / admasmusic
Website: admasmusic.com/
ነዛ ብጭንቀት ተናዊጻ ዘላ ዓለም ጽላላ ተንብረላ ባዕላ እታ ቅድስቲ ቑዱሳን ኣደና ድንግል ማርያም ምስ ወዳ 🙏🙏🙏⛪⛪⛪⛪💒💒
❤
Amen amen
ዓይኒ ሓበሻ Mehrate tewerdelelna amen amen amen
Amen Amen Amen 👏👏👏
አሜን አሜን አሜን
ተጋሩ ጀጋኑ ኣጆኹም ጥራሕ ሓደ መዓልቲ ኩሉ ከምቲ ነደልዮ ከኸውን ዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
yoni hawey amen...namlak entay yisano....
Gin getamia eritrea eyu
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@@kibromzeru6758 So what?
@@amihaleta4994 nic
@@fikregebrekidan2647 ማለቱ ዶ ግጥሚ ሳክት ኢኹም ዜማ ዳሓኒኹም
ናይ ኣብርሃም ገብረመድህን እንዳ ሰማዕኹ ናይ ኤማ ጎፍ ኢላትኒ ኣነስ ናይዞም ተግሩ ደርፊ
የሕሚሙኒ 👌👌👌
Tewelge eka malet eyu Gutum
@@rorahabab3047 ኤርትራዊ እየ
ትግራዋይ ስለ ዝኮንካ
ሽኮረይ
I am proud to be tigrawayti my mama from Eritrea my dad is tigraway l born in Eritrea Tegaru shikor we love you GOD bless Ama cipt up 👍👍👍👍
ብጣዕሚ ብልጽቲ ስራሕ ምስእዚ ግዜ ትኽይድ. እግዚያብሄር ኢዱ የንብረላ ንዐለምና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🕊🕊🕊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕊🕊✈✈✈✈✈✈✈✈✈✈
Amennnnnnnnnnnnn
100 % perfect song. Love the lyrics and music too. Well done Aman as always. GBU
አሕዋተይ አብ መላእ ዓለም እትርከቡ እዚ ሕማቅ መቸነቂ ግዜ ሓሊፋ ንዛረበሉ ግዜ እግዚአብሔር የምፅአለና 😭😭😭😭😭
Amen!! ዝሓፍተይ
Amen Amen Amen
Amen amen amen
Amen
አሜን !3
*በሓቂ ግዜ መሃሪ አዪ ! ኩላትና በብሃይማኖትና ጸሎት ንግበር።*
👌
እወ ግዜ😭😭😭😭😭ፈተና ብቻ we need prayer this time🤲🤲🤲🤲🤲
እወ አየ ግዜ ብሓቂ ግዜ መሃሪ እዩ እ/ር ምሕረት ይልአኸልና ኩላትና በብሃይማኖትና ፀሎት ንግበር
ኤማ ናይሕማመይ ንጉስ ሚዚቃ ግዜ ዝድነቅ ሰራሕ ኢዩ, ምሕረትካ ይብዛሕ ፈጣሩ ኩሉ ዓለም፡ ካብዚ ግናይ ሕማም፡ like ኣይተውሕዱ
❤
👍👍👍👍👍
Betam dis yemil new betam dies yemetelewu yeh degemo teregemu desi yelale
@@claratamigniau4384 ትግርኛ ዘይትዛረቢ ወደይ ብመንነትኪ ትሓፍሪ ዲኺ እቲ ደርፊ እኮ ትግርኛ እዩ ይመስለኒ
@@abiiilove7993 sry esemalehugni enageralehugni gn metsehafi yeabeni lek ametson yekewun edabeleku eye eneber nemenetaye yehafer dis eyu zebeleni eshi yekereta
ዋይ ናፉቆት ዓኽ ኣጆኹም ኩሉኹም ደቂ ኤረ ደቂ ትግራይ ሽኮሪናታት
"ኣየ ዝግዜ መን ሰነፈ መን መለኸ
ሓውካ ክላጸ ጭሕምኻ ማይ ልኸ"
ካብዚ ግናይ ሕማም(coronavirus) ኣምላክ ምሕረቱ የውርደልና ብየማናይ ኢዱ ይክደነና በዓሉ ፈታሪ ሰናይ ዓርቢ መዓልቲ ይግበረልና ያ ጀምዓ
Zimbabwe Approves 🇿🇼 🇿🇼🇿🇼🇿🇼🇿🇼 ✔️✔️✔️.
I don't know the language but I love every part of this music.
Hoest Rwodzi
I will try to translate and give you an idea:
He is the saying life is brief and therefore we should strive to uplift one another instead of trying to put each other down...that we show our humanity by being of service to one another not by breaking one another.
This is Tigrinya language music from Ethiopia. It says him life in this time so hard.
Ethiopian tigrigna language lyrics about corona virus
I was in Harare last year. Great city great People.
Hope to be there again aftet the Covid 19 creasis
i heat zimbabwe coz they let the most evil person mongstu to live in their country.
አይይይይይ ከብድካ ዝበልዕ ስራሕ ኤማ ስሑል ጎሮር አይይይይይ ግዜ ወ አሕዋተይ ማዓረይ ንፊቀር ክሳዕ ዘለናዮ ካብዚ ወሪዱና እኒኦ ሕማም ክዓ እግዛቢሔር ይሓልወና አሕዋተይ ተጋሩን ኤርትራዉያን ኤማ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ምስ ዙ ግዜ ትከይድ እያ የቀንየልና ጅግና ትግራይና
💚💛❤️🙏🏼👍🏼በጣም ደስ የሚል ዘፈን ትንሽ ቢገባኝም በጣም እጅግ በጣም ደስ የሚል ሙዚቃ ነው እናመስግናለን thank you 🙏🏼 a very nice song 🙏🏼💚💛❤️🙏🏼
ያለንበት ሁኔታ ምገልፅ ነው ወንድም በወንድሙ ጨከነ ለማለት ነው
ትግራይ የኢትዮጵያ የጀረባ አጥተት ከልቤ ነወ ምወዳቹ
Md Dan ❤️❤️❤️
እኝም ውድድ
Yezefenu Gexami eritrawi new
Md Dan እኛም ውድድ
neza zem zgetem ny bheq elam kulw woy leayk bolew
እግዚኦ ኣንታ ኣምላኽ ህዝቢ ንነዌ ካብ መዓት ዘውጻካ ንደቂ እስራኤል ባሕሪ ኤርትራ ዘሳገርካ ነዚ ሕማቅ ግዜ ኣሳግረና ኣይትጋደፈና
Amen
ማንቸስተር ዩናይትድ Bien dit mais nous sommes toujours pareill........
@@helenabraham2048 Non ça me dérange pas on est toujours pareil ma chèrie🙏🇪🇷💖💖💖
Amenn
Amen
That is a good massage for the US. Love😙you habesha 🇪🇷+🇪🇹
ብሓቂ ብሉጽ ስራሕ።
ኣቦዶም ወልደማርያም ሓያል ስነ ጥበበኛ 'ዩ። ኤማ and ሸዊት ከኣ ካብዚ ብሉጽ ስነ ጥበበኛ ብዙሓት ብሉጻት ስራሓት ከም ትረኽቡ ዘጠራጥር የብሉን እሞ ሰጉም ብሓደ ንሓደ ዕላማ!
ማራ ደስ ባሃሊት። ደጋጊመ ሰሚዐያ ሕጂ እውን ክሰምዓ እየ ን ሂወተይ ትገልፅ ረኪበያ
ኣነ ዘሐጉስኒ ስነጥበብያውያን ተጋሩ ኣዝዮም ፈጣናትን ምስግዜ ኩነታት ሰዓት ዝኸዱ ምዃኖም እዩ ። እንኳዕ ናትና ኮንኩም ❤❤❤❤ትግራዋይ ምኳነይ ሓበን ይስመዓኒ ❤❤❤❤
ማማ ትግራይ hakeki 😍😍😍😍🙏🏽🙏🏽🙏🏽👍🏼👍🏼👍🏼❤️❤️❤️❤️
😍😍😍😚😚
Fetari a wey serhi a gn artrawi u slezi nayhabar srah u arku
Xbuk aleki gen slemntay eti srah btegaru tray kem ztesrhe grki tgelxyo aleki qendi mnchi nayti srah eko Eritreawi eyu 🇪🇷 ❤✌
Wela ane
ኣብ ፊደላት ትግርኛ ማዕረ ክንደይ ፍቅሪ ከምዘለና ኣብዚ ኮሞንት ኣሚነ 98% ብፊደላት ትግርኛ ማለት ብግእዝ ክጽሓፍ ኪኢሉ ኣሎ 2% ክኣ ብላቲን ፊደላት ተስፋ ይገብር ድሕሪ ቁርቡ ግዜ 100% ብግእዝ ክጽሓፍ ትግርኛ ንቅድሚት
መዓት ወረ /ናብራ bro xbuk comment yu ykrieta geez download mgbar abyuni ye b latin zxhfelka zeleku adnike gn dahray kea ab zhalefkuwo comment txenhani abza TH-cam ika twiel kkkkkkkkkkkk
@@tesfafuture648 ,did of valid
ናይ ብሓቂ ሰብ ብላትን ክጽሕፍ ከመይ ይሓርቕ ይመስለካ
@@tesfafuture648 Agerigna ትብል ኣፕልከሽን ኣውርዳ እሞ ሽዑ ብ ትግርኛ ክትጽሕፍ ትኽእል ኢኻ ኩቡር ሓው,እምበር ዘገርም እዩ ኣብ ትግርኛ ብርእሰ ተኣማማንነት ከነንብበሉን ክንጽሕፈሉን ዘይንኽእል ደረጃ ኢና በጺሕና ዘለና ,ስለዝስ ቃንቃናስ ንዓቅቦን ,ንጠቀመሉን ድኣ::ሰሰናዩ ንዓኻ ወድሓንካ ዛ'ዓርከይ::
ሓባ ዓጽሙ Entertainment የመስግነካ ዝዓርከይ ድሮ ኣውሪደያ'ስ ብትግርኛ ጥራይ እየ ከማን ዝጽሕፍ
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዩ ብተወሳኺ ድማ ቃንቃና ከነማዕብል ናይ ኩላትና ሓላፍነት እዩ
Am I the only one who's obsessed with this amazing song??? 🥺🥺 The lyrics are super amazing and the melody too! The music went through my veins! I love it!! I can't stop listening to it!! Keep the good work!! ኣየኹም ናይና!!! 💛❤
Me too sis
Can't stop listening it🙏
I love it too...
It’s really good song.
ኣማኒኤል ሽኮር ወዲ ዓደይ ንበረለይ ልዘለኣለም ካብዚ ኩፈእ ቀዛፊ ሕማም እመቤታችን ደንግል ማርያም ምስ ኣማኒኤል ወዳ ምሕረት ትላከልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
"እስከ ካብዛ ተካል ግዜ ፈጣሪ የስቱከና "🙏🙏🙏...አገናዕ ኤማ ናይብሐቂ ምስ ዛ ግዜ ትከይድ ጥዕምቲ ደርፊ
ኣማነይ ሙቁር
ድምጺ 100%
ዜማ 100%
ግጥሚ 100%
ኣብቲ ኣብ ዓለም ወሪዱ ክፉእ ሕማም ዘሎ ፈጣሪ ይሓልወና 💒🕌🙏🇪🇹♥️🇪🇷💘
Amen
Ab alem amlak enber seb 100 aythbon hawey ygbeo eu gen amlak trah 100 zhb
Trrdg Fdgdd amen
ዜማ 100 ትብልሲ ንይመን እዩ ሰርቅቲ
@@kabomiss2580 ክክክ ንስኹም ደኣ ኩሉ እንድዩ ናትኩም ዉይ ከመይ ዝበልኩም ሓሳዳት ኢኩም ሐዝስ ዞም ደረፍቲ ናትና ከይትብሉ ፈሪሕና ባእ
አይ ጊዜ ብጣዕሚ ቆንጆ ኤማ ሓወይ ደቂ ዓደይ ሰላም ብሓበራ ካብዚ ቫይረስ ፈጣሪ ይሓልወልና አሜን
ናብ ጸደፍደፍ ኮይኑ ጉያ ጉያ
ጽባሕ ጥርሑ ነታ ዝፍለያ.
ኣታ ሎምስ ትደርፉ'ባ ኣለኩም ጽቡቕ ደርፊ 👏👏☝️
@Awet Solomon amam behaki
Abi ኩሉ ናይ ኤርትራውያን ኢዩ ግጥምን ዜማን ተጋሩ ከምዚ ክሰርሑ ኣይክእሉን ኢዮም። እታ ዜማ ክትጅምር ከላ ኣስተውዕለላ ናይ ኢንጅነር ኣስገዶም (ሊሎ) ኢያ ኣብ ማእከል ዉን ናይ ወዲ ትካቦን፡ ኣብራሃም ኣፈወርቅን ኣለዋ።
@@tedrosyohannes3344 hamasin 👉🤣🤣👉🦓👎
ደቂ ትግሪኛ ኣለኩም ዶ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልኩም ሓዉኩም ካብ ፓሪስ።
ፍቱዋት የሕዋተይ ተጋሩን ደቂ ኣስማሪኖ ፃዕዳን ማርያም ፅዮን ካብ ኮሮና ትሓልወና ኣሜንንን ኣሜንንን ኣሜንንን 🙏🙏🙏 ሳብስክራይፕ ምግባር ድማ ከይትዝንግዑታ ስለማርያም ትግርኛ ተዛረብቲ ህዝበይ
አሜን አሜን አሜን ጤዑም ተዛርብና ፅቡቅ ሰርሕና አዝግአብሔር አንታይ ይሰአኖ !!! ኩሉ አብ ቅድሜና ሰናይ አዩ ::
@@tesfuwedi9174 ልክዕ ኣለኻ ብሩኸይ 🙏🙏🙏
ክክክ ፈትየያ ኣዘራርባካ ይርዳእካ ክብለካ ሓሲበ ግን ኬፍ መዓንዱ ኖ!!! ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና።
@@awetdaniel3090 ሃሃሃ ኣብሽር ዓውቾ ሓወይ ይሞቺኻ ብሩኸይ
I Love you My Ethiopian Brothers God bless Ethiopia 🇪🇹 and Sudan 🇸🇩
What about eritrea
Almda Almda We love Eritrea Too🙏
,ንንንንን
ንም
ምምምምሞ😊
ኧረ የትርጉም ያለህ 😊 ለማንኛውም በጣም የምወደው ድምፃዊ ነው ✊blessed !!!
Sele alem alafinet new miyaweraw alem alem alem guya malet alem rucha malet new. @4:32
@@raheld809 ሪችየ 🙏አመሰግናለሁ ተባረኪ !!!
ያለንብት ሁኔታ ነው ወንድም ለወንድሙ የጨከነበት ግዜ ሁሉም ያልፍል እንወዳድ ነው
@@ራህዋይምሰበልኩእንድየ 🙏😍
አሁንስ ትወደዋለህ
ዕዮ ገዛ ሂብካና - ኣማን።
ብሩኽ በዓል እምነየልኩም።
ዓለም ዓለም ዓለም ዛንነብራ
ሓላፍ ዘላፍ ካይና ጉራምራ ናይ ባሓቂ ገለፅካያ ኤማ ጅግና
Wow, fetieya mote nezi zelenayo gzie etigelx derfi kea koyna rekibya. Xibuq sirah. 😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘😘😘 kab gorebiet hagerkum Eritrea.
Ejikum nez sentubW zgetem ney bhqi ah geza amen hbi edam tene yhebek fetri
ኣየ ዝግዜ መን ሰነፈ መን መለኸ ❤️❤️ሓውካ ክላፀ ጭሕምካ ማይ ልኸ😍
Maybe it will be song of the year 😒
ኤማ ዘመድ ልበይ እንቓዕ ብድሓን መጻኻና። ኣየ እወ ግዜ! ግዜ ምፍልላይ ግዜ! ምርሕሓቅ! ግዜ ምጥልላም! ግዜ ሓላፊ! እስኪ ካብቲ ወሪድና ዘሎ ማዓት ፈጣሪ ይቕረ ይበለልና።
Amanuel Yemane one of Tigray's Talented Vocalists, God bless you!
I love tigrai people i am Amhara 💚💛❤ አይይይ ግዜ
ናብ ጸደፍደፍ ኮይኑ ጉያ ጉያ
ጽባሕ ጥርሑ ነታ ዝፍለያ.
ጽቡቕ ደርፊ አይ ጊዜ ብጣዕሚ ቆንጆ ኤማ ሓወይ ደቂ ዓደይ ሰላም ብሓበራ ካብዚ ቫይረስ ፈጣሪ ይሓልወልና አሜን 🙏👍❤️
Tegaru are the same and one ☝️ people !!!
🇪🇷 Eritrean & 🇪🇹 Tegaru 😍😍😍
We r the same tegaru and eritrian...with the same blood
🧐
ኣብ ዩቱብ ድዪ ዋላ???
@@Kuki_Bela ኣብ ኩሉ
ናይዝበልካ መዐስ ኮይኑ ክንደይ ታህዲድ ዘይሰማዕና ሃቢቢ
Amazing song😭😭😭 እዋይ ህዝበይ እዚ ኩሉ አይግበአካን😭😭😭😭😭😔😔😔...Let God help Tigray people
ኤማ ሽኮር ጽቡቅ ጥዑም ዜይማን ግጥምን ግዜኡ ዝሓለወ ሙዚቃ
ክሳብ ትሃልፍ ዛ ህማክ ፈተና
ጸሎት ንግበር ምህረቱ ከውርደልና ፡
በጃኩም በ ብሃይማኖትናን አምነትናን ።
One love ethio-eritrea, much love from eritreans tzarebti tgrignia bhabera, ema sne tbeb mulue xbuk srah zhawey.
kusumak kalba
ኤማየይ መቅሰን ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ፈጣሪ 😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ነዛ ኮመንት እተንብቡ ዘለኩም እ/ር ካብዚ ኩፉእ ሕማም የድሕንኩም
ኣብ ስደት ዘለኩም ስደትኩም ኣሕፂሩ ናብ ዓድኩም ኣዲኩም ይምለስኩም ።
ኣየ ግዜ 'ብሽም ኣማነይ like ርገፁለይ ።ዕድመን ጢዒናን ንዓካ ኤማ ወዲ ሩባይ ።
Amennnnnnnnnnnnnn
Amen
Amenn
Ⓐ︎Ⓜ︎Ⓔ︎Ⓝ︎
Ah 😰tmhrti zkone derfi
Kbret yhabeley tigrinya wyan🇪🇷❤🇪🇹
መሃሪት ዜማ አማነይ ፈጣሪ ሰይፈ ቁጥዕኡ ይመልስ😭😭😭🙏🙏🙏ምሕረት የውርድ🙏🙏
ኣቤት ግጥሚ ምስ ዜምኡ 100%
ምቁራተይ ጥበብኩም ይዛሪ ።
Kmeu koynu beka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷ema hawey
ካብ ኮሮና ቫይረስ ኣምላክ ባዓሉ ይማሓረና
ትግሬ ዝበሃል ብሄር የለን የትግራይ ልጅ ዘይትብል
Amen
ተመስገን ኣምላኬ amen
Ntegaru corena esayas ena abiy eyom😭😭😭😭😭😭☝️
ሲጀመር ኮሮና አለ እንዴ በሐበሻ ቀባሪ ህዝቡ ነው ኮረና ዘመኑ ባለ ጊዜ ነው
Viva ጀጋኑ ተጋሩ!!! Viva ኣግኣዝያን!!!!ተጋሩ lets keep working hard we may save ethiopia people too not Tigray only!! Tigray for Tiraway is just studio room we can live in one home but we should help the ethiopia Neighborhood!!ምን ግዜ ክብሪን ፍቅርን ንተጋሩ ቀፂሉ ንኩሉ ዓልም! I love you Tegara you guys are wise ዘኩርዕ ስርዓተክብሪ ዘኩርዕ ያታታት ፍቅርን ልምድታትን ዘለዎ ማሕበረሰ !!keep running Tegaru!!!! Any way i am pure ትግራዋይ hahaha
Saving Tigray means saving Ethiopia. Tigray and Ethiopia are one forever.
@@shikorinagebregziabher5635
I agree with you Shikorina
ኣድነቅቲ ኣማን ዝኾንኩም like ኣብዚ ፅፉዕነ
Betam konjo
ግጥሚ= 100%
ዜማ= 100%
ድምጺ=100%
ኣታ እዚ ደርፍታት ኣብ ንቡር ክምለስ ኢዩ መስለኒ።
ኣምላክ ሰላምን ቅሳነትን የውርደልና።
ኤማ ናይሕማመይ አቤት ብጣዒሚ ገራሚ ሰራሕ ናይ ብኩሉ ነገሪካ ሞድየለይ እካ ናይ ብሓቂ ደራፋይ እካ
ግጥሚ
ዜማ
ድምፂ
ኮታሰ ኩሉ ሰራሕትካ ቀዳማይ አዩ love youምዓረይ
ከምዚ መልእክቲ ዘለዎ መምህሪ ደርፊ ድረፉ ኢና ንብል ዘለና thank u emaye
ኢትዮጵያ ግን ለዘላለም ትጥፋ::ሽምካ ቀይር ተዘይኮይኑ እዙይ ናይ ተጋሩ እዩ::ትግራይ ለዘላለም ትኑር ኢትዮጵያ ግን ባዕላ ትፈልጥ::
@@tsiontesfay3632 ሃሳስ ልዕሊ ትግራዋይ ኢትዮጵያዊ የለን ዘይምፍላጥ ሓጥያት አይኮነን ታሪክ አቦታትኪ ናብ ድሕሪት ምልስ ኢልኪ አምብቢ እሺ
@@ኩሉንምርአይምቅናይምቅናይ መሃይም ታርክ ትፈልጥ እንተኾንካ እማ ታርክ ኢትዮጵያ ናይ ትማሊ እዩ::ትግራዋይ እንተኾንካ ቅድሚ 3500 ዓመት ዝነበረ ታሪኽ እዩ ታሪኽካ::ንመምሃሪ ክኾነካ እናተኩዓቱ ዝወጹ ዘለዉ ከተማታት ምስክር እዮም::ደሞ ሰብ እየ ኢልካ ኣፍካ መልእኻ ክትዛረብ ሕፈር::መሃይም ስለ አክሱም civilization ተዚሓተካ ምንም ትፈልጦ ነገር የብልካን ደቂ ምንሊክ ዝጸሓፍሉካ መጽሓፍ ሱቅ ኢልካ ኣምብብ ምሳኻ እውን እኮ ትግራወይቲ ተብህለ ክቁጸር ይኾን ኣህህህ::
ኡፍ ናፍቅ ዓደይ አይካአሉኩን አሕዋት ካብዚ ሕማም ኮሮና ቁዱስ ሚካኤል ይሓልወና
I'm Eritrean senafe thank dear brother for information my young Age ::
ኢማ ናተይ ፍቅር 💋👈 ፈጣሪ ኣቦይ ካብዚ ጸቢብ ግዜ ኣውጸና ኣብ ኩሉ ክፍለ ዓለም ዘለኩም ኣምላኽ ምሳኩም ይኩን 🙏🙏🙏💕
💙
ራህዊ ጓል ትግራይ amen
Amen amen 🙏🙏🙏
Amen Amen Amen Thanks yhbiru 🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🇩🇪🇩🇪🥰🥰🇪🇷🇪🇷🥰🥰
ሽኮረይ
ውውውውው ኢለ ክጅምሮ ስነ ጥበብ ክበሃል ከሎ ልብኻ ዝትንክፍ ክኸዉን ኣለዎ ናይ በሓቂ ከኣ ኣብዚኣ ረኺበዮ ስነ ጥበብ ማለት. ክብረት የሃበልና ኩሉኹም ኣብዛ ደርፊ ዝተሳተፍኩም ብፍላይ ከኣ ገጣማይ.
Well came Ema ሞኩሲ & ሸዊት
ብልጽቲ እዋናዊትን ስራሕ ኣየ ግዜ
ኦ ኣምላኽ ብዓይኒ ምሕረትካ ረኣየና ።
አዎ ግዜ ጨካኝ መምህር ነው ።አበይት ድምፅ ቆንጆና ሁሉም ነገር እንትጋ አለ 100%
ኣይ ግዜ እወ ኣሕዋተይ ኣብስደት ይኩን ኣብ ዉሽጢ ዓዲ ድንግል ማርያም ምስ ወዳ ፅላል ከለላ ትኩነና ኣሜን (3) ክሳዕ ዘለና ንፋቀር ዋጋ ነብስና ፍቅሪ ዩ
Its fill so painful bro im filling down what ever i listen songs that they are telling the time we are now 😭😭😭😭😭😭
Ema wedi, best as always, greetings from Asmara, we love u from Eritrea...
ኣሕ ኣየ ግዜ ሰላም ነዛ መሬት ወገናተይ ኣምላኽ ብ ዓይኑ ምሕረቱ ይጠምተና ።
I come from Eritrea Adikeyh i love tgray music and miss you too ema
👌
Shkorey eske knrakeb fetn maletey bslki ቁፅሪ
@@rahealaxum8200 sdedley natki
@@eritreadobub3398 ምስ ረኤካዮ ንገረኒ ክድምስሶ ok
@@rahealaxum8200 demssyo muna shikor and Thanks you
ናይ ብሐቂ ጥዕምቲ ደርፊ ናይ ትግራዋይ ሰራሕ
I'm oromo I love this song from my heart 🇪🇹🇪🇹🇪🇹
Nice music bro the best music so 🇪🇷🇪🇹🙏
ብኢትዮ ኣቆጻጽራ ፍርቂ ለይቲ ሓሊፉ ሰኣት 7:37፥ ኮይኑ ግን የዳምጾለኹ፡
🎵🎵🎵🎵🎵🎵🎵🎵🎵
ዓለም ዓለም ዓለም ዛንነብራ
ሓላፍ ዘላፍ ኮይና ጉራምራ
ናብ ጸደፍደፍ ኮይኑ ጉያ ጉያ
ጽባሕ ጥርሁ ነታ ዝፍለያ
ይጥዓመኒ ኮይኑ ንዓይ ንዓይ
ብርኩታይ ክነጺ ባዕሉ ይአጥ ሓወይ
ነብሰ ፍትወት በዚሑ ስስዕቲ
ዛናብራና ኮይና ላዕሊ ታሕቲ
አየ ዝጊዜ መን ሰነፈ መን መለኸ
ሓውካ ክላጸ ጭሕምኻ ማይ ልኸ
🎸🎸🎸🎸🎸🎸🎸🎸🎸🎸🎸🎸
ዝገርም ግጥሚ ብዝምስጥ ድምጺ፥
የቐንየልና አማነይ፥
ንኢትዮጵያ ከምኡውን ንመላእ ዓለም ካብቲ ወሪድና ዘሎ ማዓት ፈጣሪ ይቕረ ይበለልና።
ኣየ ግዜ!! የሕዋተይይይ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን መድሂንኣለም ካብ ኩፉእ ይሰውርኩም ኣብ ድቃስኩም ልዋም ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ይምነየልኩም from Eritrea
Amennnnnnnnnnnn nukulana
ኣብይየት ግጥሚ
ኣብየት ደርፍቲ
ከምኡውን ዳሪክትር ይበል
100% ዝርዶኦ ተረኪቡስ
ዓቡይ መልእክቲ
ዋዉዉዉዉ ናይ በሓቂ መልእክቲ ዘለዉ ዘፈን ኤማ ሽኮር ኣጆኮ ሰጉም👌😘😘😘😘😘🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷love u🇪🇹🇪🇷
OMG i can't stop listening this song ama god bless u❤
Me too
Tegaru artist are doing amazing and timely job..., kudos to you and love you all..., may God bless you and we all have responsibility to support our people..., Nemekete..
ናይ ባሓቂ ዓባይ መልእኽቲ እያ፡ ንዘስተውዕል Ema hawey ኣጆና ከይተሓለልና ንዞም ክልተ ህዝቢ ኣብ ሓደ ንምጥማር ክንጋደል ኣለና ኣብ በቢ ዘለናዮ
I'm Eritrean senafe great dear brother
ዝብላዓ ግጥሚ ምስ ዜማ።
ተጋሩ ከምዚ ዓይነት ስራሕ ትቕጽልዎ ይግበርኩም።
ወዲ እንባየ abzi wala hade zbelae gtmi yelen zema ente tbel keman mhashe
@@habengebru4104 ezi dea entay ybhal geltemtem
Derbay
Ziema keman alaeloma eyom
Wow my lovely brother good music continues God bless you
Gtmi eko natna eyu bro Eritreawi eyu getimwo anyway xbuk srah eyom serihom✌
Amanuelye, you did good job and stay at home with your family 😷😷🤗🥰✋🙏
ናብ ፀደፍደፍ ኮይኑ ጉያ ጉያ
ፅባሕ ጥርሑ ነታ ዝፍለያ ብሓቂ ኤማ
Amaney ftwtw yebleka,xbuq srah nkulom abza srah ztesatefu bfluy getamay 👌👍✌️,🎤🌠😍🕊🤲🙏 amlak mhretu yhabena,ajoka ameney.
Waw Ema azye zednikeka dimxawi eka btaemi xbuk srah ajokum kihalf eyu deki tigray deki eri .hawkum kab eritrea (dc)
ዋው ብሓቂ እዋናዊትን ሓያል መልእኽቲ ዘለዋን። ልብኻ ዝሃርም ግጥሚ ምስ ንፉዕ ደራፋይ ተደሚሩ 100% ኮዝና። ከበዶም ብሓቂ ሓያል ቀዳማይ ምዃንካ ኣመስኪርካ። 3 ሓያላት ምስላ ኣብ ሓንቲ ደርፊ!!!!!!!!
ግጥምን ዜማን ይበል ገጣምይ ዘያማይ ፥ እዋናዊት ደርፊ ሽሕግዚ ሰምዐያ ንሕና ደቒ ሰባት ንገብሮ ዘለና ብርግጽ ' ኣብዚ ግዜ እንተ ተሶቑሩንስ ፥ መንእሰይ ሓበሻ እንተተስቑርካ ኣስትውዕል ፣ ኣማን ብልቢ ዘድንቐካ ዘያማይ ኢካ ቀጽሎ ኣይትሕመቅ፤
Thanks getamay abed hawey nay bhaki entay mo kbleka iye ብርዕካ ይሰስን
ካብ ጀርመን
በረኸት-ወልዱ ዝገርም /ዝድነቕ/ ስራሕትኻ king music ምኻንካ ኣረጋጊጽካ ስራሕኻ ኩልግዜ ኣቤትትት ዘብል ,ዩ ነቶም ዝጻረፉ ንብቕዓትካ ዝቃወሙ ገና ብኸምዚ ዓይነት ስራሕ ኣእምኖም ይበል ዜማ 100% ኣበዶም ከኣ ግጥሚ 100% ድምጺ ልዕሊ ሚእቲ ,ዩ ግን ታይ ደኣ like ዘይብልካ ጾሚ ኢሎም ዶታ በዛ ደርፊ ጽምኡ ዘርወየ ጥራሕ እስከ like ይሃበለይ ኤማይ the best.
በረከት ሲ ካብ ማዓስ'ዩ ጥዑይ ዜማ ዝሰረሐ
ልቅብቃብ ናይሰባት ሕጂ እዚኣ ዜማ ናይ ኢንጅነር ኣስጎዶም እያ በርከት ምውህሃድ ሙዚቃ እዩ ዝክእል
@@alemxaerieya77 ያኺ ዘይከውን ትዛረብ ናይ ኢንጅነር ኣስገዶምስ ከምዚኣ ዜማ ኣላቶ ስደደለይ እስከ ? ኣብ ገለ ክፋል ቁሩብ/ንእሽተይ/ ዝመሳሰል ዜማ ናይ ብዙሓት ደረፍቲ ,ሎ 50% ክንብል ንኽእል ኢና።
@@imissmama3978 ኩቡር ሓወይ እቲ ኢንትሮ ጽብቅ ጌርካ ስማዓዮ ሊሎ ትብል ደርፍን ናይ ኣብራሃም መለይ ትብል ደርፍን ስምዓየን
እቲ መበገሲ ናይዛ ስራሕ ካብእን እዩ ዝምንጭው
ሽዑ መልሲ ክጽበየካ እየ
Ziemas nay wedi tukabo ya
ንበረኸት ወልዱ king music ኢልካዮ ከይሓፈርካ። ሙዚቃ ጽቡቕ ተወሃህድ ክትብሎ ኢዩ ዝግበኣካ። ብዘይካ ኣብ ኮምፖዝ ዓቕሚ የብሉን ብናቱ ዜማ ክፈጥር።
ኦ ኣንታ ኣምላኽ ንነዌ ካብ መዓት ዘውፃካ ንእስራኤላውያን ባሕሪ ኤርትራ ዘሳገርካ ነዚ ሕማቅ ግዜ ኣሳግረና ርዳአና Lord heal & bless the whole world from covid-19
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌹🌹Anbesa
Wawwww EMA hawey amlak baelu yekurro amen amen amen ember hmak koynu gze. እስኪ እግዛኣብሄር ባዕሉ ይሃልወና ኣሜን እስቲ like ኣይትረስዑ ጅምዓ
Oh my God bhaki nbeatey mkuxxar abuni beza derfi aykealkun
Yeknyelna amaney ybel srah
Gtmi 100%
Zema 100 %
Ajoka kexlelu
We are already human beings
But we don't know how to being human...guahi lbey negirkaley...thank you for the author and ama.
Nay behaq emay😭😭🙏egiabeher yihaliwena eski kabize mexiyu zelo hima
Mi ahiwateyy
Ema hawey n shewitey God bless you wonderful job, btamie tsbuk srah korelkum bhakie🤩🤩🤩❤❤❤😍😍😍
እዚ ወዲ እዚ ከጸልለኒ እዩ ንዓይ፡ መረዋሕ ድምጺ።
ኣብ ሰዓታ።
🙏🙏🙏
ዋው ሰበይ ፊሊጶስ ይሙት ገለ ዓይነት፥ ን ዝርድዖ ትርጉም ዘለዋ ያ ቀጽሎ 👍👍👍
ገለን ብማይ ገልን ብሰኣን ማይ
‘ቲ ከይረብሕ እቲ ንዘይምዕባይ
ኩሉ ኾንቶ ኹሉ ኾይኑ ወዮ
ኩሉ ማዕረ ቦኺሩ ካብ ዕዮ
ኣየ ግዜ
ገለን ግቡዝ ገለ ኾይኑ ድኑስ
ንረብሓ ሕድሕድ ክንዲ ዝደጋገፍ
ፍቕርን ተስፋን ክንዲ ዝቀባበል
ሑቖን ከብድን ኮይኑ ‘ንሆ’ ነብር
ኣየ ግዜ
ዓለም ዓለም ዓለም ዛንነብራ
ሓላፍ ዘላፍ ኮይና ጉራምራ
ናብ ፀደፍደፍ ኮይኑ ጉያ ጉያ
ፅባሕ ጥርሑ ነታ ዝፍለያ
ይጥዓመኒ ኮይኑ ንዓይ ናዓይ
ብርኩታይ ክነፂ ባዕሉ ይፈልጥ ሓወይ
ነብሰ ፍትወት በዚሑ ስስዕት
ዛ ናብራና ኮይና ላዕሊ ታሕቲ
*ኣየ ዝግዜ መን ሰነፈ መን መለኸ
ሓውካ ክላፀ ጭሕምኻ ማይ ልኸ*(2)
ዓለም ዓለም ዓለም ጉያ
ኣይተዳሉን ዓለም ሓላፊትያ
__ __ ___ ___ ________________
💛💜
(this is so soulful)
❤❤❤❤
ema habibi natey ajoka eske gn derfi mwuxa tdengi aleka ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷
እወ ኣየ ግዜ ካብ ሓውኻ ንገንዘብ ዘቀድም በዝሑ ሰብ 😭😭😭😭😭😭
Even tho i am from eritrea. But i pray for tigray to prevail. May god help them Amen
Amen god bless u
I love him so much from Eritrea 🇪🇷
I am eritrean but this song is true . Thnaks for the writer and singer.
ጊዜ ወላ ሓንቲ አይገበረን
ሰብ ሓሲሙ
ሰብ ከፊኡ
ሰብ ጨኪኑ
ሰብ ተበላሽዩ😢
Yes you are right 👏
ማዕበል ብሓቂ ማዕበል
ጊዘ ቅድም ቀዳድም ኣብ ሰሙን 7 መዓልቲ ነይረን ሎሚ ኸማን ኣለዋ አይተቀየራን አይክቅየራን እየን ከማን ግን ሰብ ሕሱም እቅየር ኣሎ
❤❤❤
ግዜ ፈራዲ እ/ሄር ንኩልና ደቂ ሰባት እዛ ዓለም ብማዕረ ከም ትብጻሕና ኣርእዩና እዩ እዚ ዘለናዮ ግዜ ውጺት ውህላል ተግባርና'ዩ ኣዝዩ እካ ከቢድ እንተ ኮነ ግን ከኣ መሃሪ እዩ እ/ሄር ምሕረቱ ይስደደልና🙏🙏🙏