Ab guayla sle zhaberu dika tegerimka😅....seb ab gudayu habiru ehin mihin intebele ember dankera dea 🤷♂️...abzia zelewu gn kulom ab guday hager blash tray eyom, ab zkone akeba sle hagern hzbin teakibomn tezaribomn ayfeltun..kem diletom eti natka grhinet des sle zbeleni eye✋
I don't know the meaning but heard this song in Nairobi one of the Eritrean club n the way everyone was vibing for this song left unforgettable memories,.it had beautiful melodies ❤ love n peace to us✌😊
The best live performance I have ever seen from Eritrean singers. Please all other big and small singers get learned from this man. Do not damage our ears and head.
I am not much of a commenter but i couldn't help passing with out droping something about this guy with an amazing set of skills ...I would say this is the best guayla of the century and the singer is extraordinary for his job, to say the least about his peculiarity...keep up the good work deki Erey.
Aye Dekii Ereey, Metchees Tigiebriwoo kolouu is with commitment, precision and Elegance. What can I say. Great Work. BEKA. Inkuaee kaab Erey Tewelednaa.
Fqrukum ysesnelkum abet stmet musica. Bezey yegeds haymanotn polotis behabar dea ninber tefaqirna. God job kuburuta artists. Kemzi ena ndeli nihna kabakum. For the firts time ena nrie zelena nay eid ab diaspora ketebeluwo slezi awdeamet kea knxbe ena kemzi sirah ezi. One Love
ኣታ ኣነ ኤርትራዊ ታሓቃቂፉ ክርኢ ከለኩ ከመይ ድየ ብሓጎስ ፍንጭሕ ዝብል ማራ ኢየ ታሓጊሰ ብፍላይ እሰይ ማራ ንፉዕ ኢካ ሓሳብ ንስካ ኢካ መስለኒ ክትጥርነፉ ከምዘለኩም ዝነገርካ bravo❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብሓቂ ዝሓወይ ሽኮር ኣጆና ኣይንሐመቅ ጥራይ ኣብ ኣብ ዘልናዮ
wela ane nfato ena ko xegemna zeymrddae eyu ehi, mihi ete nbl
Ab guayla sle zhaberu dika tegerimka😅....seb ab gudayu habiru ehin mihin intebele ember dankera dea 🤷♂️...abzia zelewu gn kulom ab guday hager blash tray eyom, ab zkone akeba sle hagern hzbin teakibomn tezaribomn ayfeltun..kem diletom eti natka grhinet des sle zbeleni eye✋
@@ghirmajtekie5187 ok hateftef hawey
@@Robi-94 tm bel riesi dinglil....zeyemezazin harie🤮
ምሕረይ ኣቢ ሰብ ኣብ ሂወትካ ሰላም ጥዕና ቅሰነት ሰላም ሩፍታ ኣብ ሰራሕካ ኣስልጦ ይምነየልካ ክብረተይ ናተይ ናይ ባሓቂ ምሕረይ ሕሙም ዘተስእ ድምጺ ነዛ ኮመንቲ ተንብቡ ዘልኩም ብር ክትብሉ ተሓጎሱ ኣብ ሂወትኩም ሰላም ጥዕና ናዕኩም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
15ግዜ ይሽይፋ ኣለኩ ናይ ባርያ ሒዝካ ምጸና ወገነይ።
Amen amen amen
@amanokbay1679❤
ኣብ ህይወተይ ከምዚ ዓይነት ተብዓታይ ድምፂ ዘለዎ መድረኽ ዘንቀጥቅጥ ጅግና ርእየ ኣይፈልጥን። ፈትየካ ሓወይ።
@Sirak Haile a
🌜🌗🌗
أج
عاج٦ح
@yohanaser😂😢eke1966
ኣንቱም ሰባት ኩሉም ሙዚቀኛታት ልክዕ ከም ሓደ ሰብ በቃ ይበል ውህደት ፖውውውው ንዓካ የማስለና ሓወይ ናተይ
ኣብዝሃለኩም ሃሊኩም ኪዳነ ምህረት ትሓልኩም ኣብዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኩም ደቂ ኤረ ጻዕዳ
አሜነ ማር 🇪🇷😘😘❤
Amen Amen Wedi Ereyyyyyyy halal lbu
ይህን ሙዚቃ በጣም ነው የወደድኩት brother from 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹Ethiopian
ከምዚ ዓይነት ጋይላ ዩ ናፊቁኒ ዘሎ ዋው ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አዛ ድርፊ ኣብ ቲክ ቶክ ሰሚዐያ ምጽየ ውዲ ግብሩ ኣጸሊልካኒ ናይ ባሓቂ ድቂ ኤረይ ጥዑምት ህዝቢ ሰደትና ይሕጸረልና
Amen
Ya kkjjmmmmmklmk
Amen
Seyyyyyyseyyyy l love this song over & Over
አነ ትግራዋይ ወዲ ሸረ 01እየ ግን ና ኤረይ ሙዚቃ ይምቸወኒ መግበይ እዩ
2 ዓመት ከየቋረጽኩ ሰሚዐያ woww amazing voice and preformance ❤❤🇪🇷🇪🇷
ከምዚ ከማይ ማዓልታዊ ክሰምዖ ዝደሊ ይህሉ ዶ? ካብ ዝሰምዖ ጀሚረ በቃ ከየቃረጽኩ ይሰምዖ
Ane aleku xbkti ftret haben ablatini Nay zderfa koynu tesmini
Ane aleku wela hji ysemo aleku bruk senbet ka
Ane aleku 😂😂😂
Ane aleku🙌😃
@@frekerenawi8358 w2 und
ኤርትራዉነት ክቡር መንነት ሰይ ደቂ ኤረይ ዓይኒ ኣባይኩም
Zhasere ab Alem Eritrawinet yu nihna meninetna Erirawian zeykonas tegaru Tigrigna ena.
@@Lovepeace298 ኣነስ ኤርትራዊየ ንመዋእል ዎሎዶታተይ ቐጨዉጨዉ ዝብሎ፡እንተሎ ኽኣ ቀንተብ የኾምስዕ
@@alwayshopeful2614 ደንቆሮ ዜግነትን መንነትን ፍለዮ
@@Lovepeace298 እሞ የለን 🤣🤣🤣🤣
@@alwayshopeful2614 emo Eritrawinet zegnet ember meninet aykonen bizegnetna kulatna Ertrawiyan ena Eritrawinet 8 zitefalaleyu endatat wey qebilatat hizka kemey gerka Erirawnet meninetey tbil.
ወዲ ገብሩ ዘብሄረ ሕምብርቲ ኣብ ንግደት ዓድና ከተጻውተና ከለካ ኣዘኪርካኒ
Edmen tena Nedki henberit yebena, Aby hager eka zeleka hawey Natey,
@@asmeromyohannes2242 ኣሜን ኣሜን ጀርመን ኣለኩ ሓወይ ናተይ
ናተይ ወገን ወደ ኣደይ ዕባይ ቀይሕ በለቕ።
@@selamhagose2892 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብረተይ
ሕምብርቲ ኣበይ ትርከብ ዓዲ ኢያ ?
What amazing really
Vocal100%
Voice 100%
Performance 100%
Confidence 100%
Stage control100%
Really proud of you
I 100 % agree with ur explanation!
Took the words out of my mouth bro! He killed it! 👏👏👏
Absolutely nice vocal performance 2020/21
I agree 100% but what is going with the Saxophonist.....very very silent.
I love Saxophon
Not live😂😂
ኣነ ነዛ ጏይላ ክሰምዕ ከለኹ ዉነይ ባዓሉ እዪ ዝትሴ ገለ ዓይነት ጏይላ ሓቢቢ ቀጺሎ ኣጆኻ👏👏👏👏👏👏
ኩሉ ኤርትራዊ ብኤርትራዉነቱ ክሕበንን ክኾርዕን ኣለዎ ካብ ወገንን ጸቢብ ኣተሓሳስባን ትሕተ ሃገራዉነት ናይ ስነ ሓሳብ ከወግድ ኣለዎ ።
Khermeka kemzi kemaka tezkonu kulom amesigine aymxegebkuwon n fetarina kuli dilyetu hade kelo xelaena gn edil enda rekebe
@@kejuwelel1724 Hji wen kema ena zelna
Ehtiye artra
@@amanialshushay9383 ይበል ድምጺ ይኩን ኮፊደንስ
Nay behaki bro deki eri... tehgosuley i am proud to be an eritrean
ፈዚዘ ነዚ ወዲ ክርኢ ኣድኒቀዮ ኣምላክ ከም ፍቃዱ ጋሩ ይሃበኒ እምበር ተመኔካ ኣብ መርዓይ ክትውዕል
Ademeyo❤️😛
Wela ane bejaka 😂😂
2016 ab khartoum nay hawey mera hadiru neru btami nfua eyu
Ab natey wala arku
ጹቡቅ ናቱ ተርዳዲና አሎና
መርዓት ካኣ አብአ ከለኩም አምጹኡለይ 👸😂😂
እንኮዕ ንበይና ሰደድኩምልና ሕጂ ኣሕጉስኩምኒ ኣራራት ኣነ ኣብ ሱዳን የ ዝፈልጦ ሓያል ውልዶ ሰነ ጥበባዊ ወዲ ገብሩ ኣይተካእልካን እታ ናይ ስዒድ ውን ንበይና ስደዱልና ብዝተረፈ ፍቕርኩም ስኒትኩም ኣሕጉስኒ ፎርሳ ከምዚ ዩ ኤርትራውነት።
Me too 2016 Sudan bal bal abilwa kelo
@@esrishow1237 0q
@@esrishow1237 p
Kehlf kmels tewaride nere 😂😂
@@titeyama2528 5
ይጥዓም ትሕሰም ብዘየገዳ ከም ኤርትራዊ ሓቦን ኒሕን ዘለዎ ኹሉ ዘጸብቅሉ ፍጡር ኣብዛ ዓለም ኣይተፈጥረን። ተመስገን ኣምላኸይ ኤርትራዊ ጌርካ ካብዞም ሰብ መትከል ጀጋኑ ኤርትራውያን ዝፈጠርካኒ።
እዙይ ዳ እንታይ ምስጋና ኣድልይዎ በላዕቲ ሰብ ሰረቅቲ ሕሱራት
ኣየ ወ ግዜ ኮይኑ እምበር ኤርትራዊ ዳኣ ሞ ኮኾብ እንተበልና ኸ ይውሕደና እምበር መዓስ ይበዝሓና ብዘይምግናን
@@bokrinlibeyeyatamrawitftre1048 እንታፊኻ ኣፍሊጥካ ኣታ ዓጋመ ቆማል ንሕና ሰረቕቲ እንተኾይና ንብረትና ኣብ 2000 ኣመተ ምህረት ዝተሰረቐ ብያታትካ ንብረትና ኢና ነምልስ ዘለና ድንዙዝ ቀናእ
@@ንጥበብመንዩጥበቡ ዓስታክ ፈሳዊ ሸታቲ ሓማሴን ወጋሪ በጊዕ ታሪክኣልባ ወድቶም ሑሱራት ፍንፋናት
ክሳብ ሎሚ እዛ ደርፊ ተጸልለኩም አስኪ like ኣእድዩኒ
Ani da kulgzi eya beflay kesti enkulko gedin eya zesma
@@kevindavis9419 lllmm? Llllpl66mp
((. 6
O
Ploo
()))
Dawit Amare ø
Nafkote mera zelwo u zedegagma
@@kevindavis9419 qqqz0
ጽቡቕ ይጻወት ኣዩ ትብሉ ላይክ ግበሩለይ እስከ
ብኩሉ ዝጎደሎ የብን ፎርሳ
BVC väg
Jag
10000 🌿❤🌿
@@yoditokbagaber3547
P
ብክንደይ ኣዋልድ
ቀደም ተገፊዐ
ሓለንጊ ፍቅርኪ
እነኩ ተኮሊዐ
ተብዓታይ !!
Ezi derfi nay Tekeste Mesfin nay kedem eyu. Neti original derfi ketestemakro kea des mbeleni kbur haw/ hafti
ወዲ ገብሩ ከናሪ ድምጺ ምስ ኩሎም ሙዝቐኔታት ይበል ውህደት ፍቅሩኩም ዋሓዚ ይግበሮ ካብ ኩሉ ከኣ እሰይ ሓወይ ኣብነታዊ መንእሰይ ኢካ ፎርሳ ካብዚ ንላዕሊ ቐጽሎ።
ባዓል 2 ኦርጋን ዝሓዘ ገለ ዓይነት ይጻወት ኣሎ ቦይኑ ሒዝዋ ነዛ ሙዚቃ ሰብኣይ proud of u
✌ Yeah
ብጣዕሚ ኢዱ ፎኪስ ክሃርም ከሎ ገለ ዓይነት፡ ህርመት ድማ ስጡም + ኮርድ
Bela getimkiyo👌👌
fetkiyo dea embari drefiay eba demxi kifi zelewo
ከምዚ ከምይ ኣብ 2020 ዝሰምዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቮራባ ቀጽሎ
I don't know the meaning but heard this song in Nairobi one of the Eritrean club n the way everyone was vibing for this song left unforgettable memories,.it had beautiful melodies ❤ love n peace to us✌😊
እታ ዝበለጸት ጛይላ ናይ ኩሉ ግዜ ,ወላ ሓደ ረባሺ ድምጺ ዝብሃል ዘይብላ ምስ መረዋሕ ድምጺ
ረኪብካኒ ረኪብካኒ ሰቀጥቅጥ ሰቀጥቀት ኣቢልካኒ ኣለኩም ዶ ከምዚከማይ ወንኩም ዝውጸኩም
፡
፡
ኣነስ ካብዛ ዓይነይ ርሒቁኒ ምበር ሓፋር ክነሰይ ኣብ ናቱ ጓይላ ወነይ ኣጥፊአየ ዝስዕስዕ ኔረ ተናፋቂ ኣያይ ምዓረይ
ALENA EWE
ዜማ ማለት ርአ ። ግጥሚ ማለት ርአ ።
ተኸስተ መስፍን እንቋዕ ተፈጠርካ ::
ደረፍቲ ሎሚ ተምሃሩ ... ብጥራሐን ዝወፃ አዋልድ ምሕባእ ሕደግዎ ።
Respect for ... Mhrie Gebru !
I am from sudan ❤️❤️❤️but I love eritrean music 🎶🎶🎶💕💞💞💞💓💓💓💓
Thank you 😊
ኣቱም ወገናተይ ንፋቀር እስከ ናይ ቀደም ክምለስ ደቂ ኤረይ ናተይ ብወገይ ሲ ሓደ ሰብ ክፍለየኒ ኮ ዘደሊ ንተሓጎስ ኣስከ ሓባይብ ወዲ ገብሩ ወደደይ ገለ ኣይነት ኣኣብ ዘለናዮ ሰላምን ፍክርን አሪትራዊ ይተሓጎስ ካላስ በካ
Ajoka Abe lebey sefrka
ሓወይ ክንፈላለ ዝድልዩና'ዮም ከም ተፈላለና ጌሮም ፖሮፕጋንዳ እንዳ ነዝሑ ዘይምስልና ዝህቡና እምበር ንሕናስ ደቂ ሓንቲ መኣዲን ደቂ ሓንቲ ካንሸሎን ደቂ ሓንቲ ደምበ ምዃና ኣብ ከምዚ ኣጋጣሚታት ክርከብ ከሎ ጥራይ ዘይኮነስ ኣብ ልብና ተደኩኑ ዘሎ ድጉል ፍቅርና ናይ ወትሩ ምስክር'ዩ
ዓሕ ስደት ፈላላዩ ፡ ምሕሬ ዓርከይ ፡ፈቆዶ ፡ጓይላታት ፡ደድሕሬኩም ክንከይድ ፡ኣለኩም ዶ ፡ዘብሄረ ሕምቤ ፡ባርዳእ ፡ኩትሜ ፡ዓዲገብራይ ዓዲከፈለት ፡ብሓአፈሻ ከባቢና ኩልኩም miss you እኮ ዓሕ!!!!!$
I miss you more bro
Really bro
Ajokum yehwat adna knmles ena dagmay hawkum ksb Adikeih
@@awettesfay4639 nmen elwo Fetari bro Tina tray
"ኣብሽርካ ክብረተይ ዓዲ ገብራይ ኣለኩልካ ዝዓርከይ ማዓረይ ወዲ ገብሩ ተባዕታይ ስልኪ ስ ኣሎ ዶ ጠፊእና እኮ ስደት ነጅስ ፨፨፨.
The best live performance I have ever seen from Eritrean singers.
Please all other big and small singers get learned from this man. Do not damage our ears and head.
Ana kab zefetewo Guayla nay wedi gaberu u love u deki ereyyy🇪🇷♥️♥️♥️🇪🇷♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷♥️♥️
That's one of the funniest comments I heard. Thanks I needed that.
@@awetbahta2797 00⁰0p⁰f
Hahaha
ኣበይ ነይሩ ወደይ እዚ ኩሉ ድምጺ ሒዙ ክሳብ ሎሚ ከየቃረጽኩ እሰምዓ ኣለኩ ኣብ መርዓ ደቀይ ክጽውዓካ ኢየ ንዓይ ግን ከይፈለጥኩካ ሓሊፍካኒ
ኑፉዕ ኤርትራዊ በዓል ግርማ
የቀንየልና ኣራራት ወዲ ርስቱ
Man o Man I can’t stop watching this video we need him to come to America “ASAP” please
Are u sure
ሉና 🇪🇷
❤️🌷🥀❤️🎼🎤
ሉና ክትበኪ : ገምገም ባሕሪ ኾይና
ዕድላ ከተምርር ባኣይ ተቀይማ
ይቅሬታ እሓታ እንታይ እዩ ጸገማ
ክምሕል ከይጠልማ
ፍቅረይ ተፈታዊት ከም ሉል ውሽጢ ምድሪ
ብማዕዶ ተንጸባርቕ ከም ዑንቂ ናይ ባሕሪ
ተፈታዊት ሽታኣ መኣዛ ፍዮሪ
ናይ ልብ'ኺ ዲኺ ንዓይ ከተፍቅሪ
ኣሃሃይ
ከም መራር ጸሓይ ቀትሪ
ከም ቡርቱዕ ንፉስ ቁሪ
ሓያል ማዕበል ባሕሪ
ቅልጽም ተሳባሪ
መግለጺ ኣይብሉን አቲ ናትኪ ፍቅሪ
መግለጺ የቡሉን እቲ ጽኑዕ ፈቅርኺ
ፈጺመን የለዋን መወዳድርትኺ
ብክንደይ ኣዋልድ ቀደም ተገፊዔ
ብሰናይ ፍቅርኺ ግን ተኻሒሰ ኮሪዔ
ከም መራር ጸሓይ ቀትሪ
ከም ቡርቱዕ ንፉስ ቁሪ
ሓያል ማዕበል ባሕሪ
ቅልጽም ተሳባሪ
መግለጺ ኣይብሉን አቲ ናትኪ ፍቅሪ
ፍቅርኺ ክትንትን መግለጺ ፊደላት
ንጽንዓት ፍልጠትኪ ሲኢነሉ ቃላት
ኣብተን ዘሕለፍናየን ናይ ሌላ ዓመታት
ከማኺ ኣይረኸብኩን ኣዋልድ ፍጡራት
ከም መራር ጸሓይ ቀትሪ
ከም ቡርቱዕ ንፉስ ቁሪ
ሓያል ማዕበል ባሕሪ
ቅልጽም ተሳባሪ
መግለጺ ኣይብሉን አቲ ናትኪ ፍቅሪ
ኦሆሆሆሆሆይይይይ
ሉላ ክትበኪ ገምገም ባሕሪ ኾይና
ዕድላ ከተምርር ብኣይ ተቀይማ
ሉና’የ...ሉና🇪🇷
ሉና ናተይ : ሉና ሂወተይ
ሉና ብሪ : ጓል ቀይሕ ባሕሪ
ንዒ ናባይ
🎤🎼
ተኸስተ መስፍን
ሉና
Thank you bro nay men mukana tefiatni nera
ብኽንደይ ኣዋልድ ቀደም ተገፊዐ
ሓለንጊ ፍቅርኺ'ነኹ ተኾሊዐ
Thanks bro
Thank you so much hasab koynuni neru
Shim Derafi nay luna kizkir :)
❤️❤️❤️
እዛ ቻነል በዚ ወዲ ገብሩ ክትምዕብል ኢያ ኣዝዩ ሓያል ወዲ ኢዩ ንሳልሳይ መዓልቲ ይሰምዖ ኣለኩ ኣነ እካ ተመርዕ ኮይነ እምበር ኣብ መርዓይ ጋይላ ምሓደረለይ ኔሩ ንሓወይ ወዲ ዙሩ ኢዩ ኣብ ሳዋ ኔሩ 22 ዙራ 🙏🙏🙏🙋🙋🙋🙋👌👌👌👈👈👈ኣብ ደገ ዘለኩም ጠለብኩም ወዲ ገብሩ ይኩን ኣብ መረዓኩም
ኣብ ሱዳን ዝተመርዓው ዳርጋ ባዕሉ እዩ ጋይላ ዘጻውት ኔሩ ግን ኩሉ ግዜ ትሑዝ ዩ ኔሩ ብካልእ ሰብ መርዓ።
Ab khartoum nay brathery mera hadiru neru btami nfua eu
Khartum mexsye meriay baka kehlfo eye wedi gebru shikor
@@ኣይከሰክንየ ኖ ሕጂ ኣብ ካርቱም የለን ሓወይ መጽዮ ዩ ኣብዚ ኤውሮጳ ዩ ዘሎ ኤውሮጳ ኢንተ ኣሊካ ግን ሽወደን ኣሎ መስለኒ ከይሓልፈካ ቃው ቃው ኣቢልዋ ኔሩ ኣብ ሱዳን 2017 2018
deqi erey shikorata i love you kulukum
ክራር ይሕክማ እዩ እትብሉ እሰከ ላይክ
ጀግና ናይ ብሓቂ ትክእል ኢካ ሓው ቀፅል
መን ኣሎ ክመዚ ክማይ 2024 ዝሰማዓ ላይክ 👍ኣጋራጩ ኣብሉ እስክ👈
ኡፍፍፍፍ ንበይነይ ሹሽ ይብለላ ሎምስ ዓቢዳ ከይብሉኒ ፈሪሐ ብጣዕሚ ንፉዕ ወዲ
Ajoki ane wen,kemski ye ma sis
Who ' s proud to be an Eritrearer?
GBU all eritreans brothers and sisters.
Me all the time beka ftwtw Eru adeyy marey I hope knmles ka🇪🇷😘😘😘❤️
God bless my Eritrean brothers and sisters worldwide 💯❤
1f
I’m so proud to have Eritrean boyfriend ✊🇪🇷❤️
I'm so proud to be eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ ኦርጅናል ድምጺ ።በርቲዕኻ ቀጽል ሙሁርየ ንፉዕ።ararat dma thank you .
Aygermekan beziom made in china eznena xemimu beal eziom enklewu eyom 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💋❤
ትኽእለትካለ መግለፂ የብሉን ዝዓርከይ😌
እዛ ቪድዮ ክኸፍታ ከለኹ ዝስመዐኒ ነገር ክገልፆ አይክእልን ዘይነበረ ወኒ እዩ ዝፈሰኒ
I am from etiopia but i love this song
ድሕሪ ነዊሕ ግዝየ ከምዚ ንሪኢ ኣለና የሕዋተይ ኣምላክ አድመን ጥአናን ፍቅርን ይሃብኩም ብታሚ ደስ ዘብሉ ሙዚቀኛታት🇪🇷🇪🇷❤❤
ድምጼ መሻላህ ብስክሳራ ድምጼ አብታ ምጭውቲ ሃገርና ኤርትራ ዘይኾነ
አበ ዕዲ ስደት ክሳራ የሕዋት ንዕድና ነብል ኤርትራዊያን ፉሕፉሕ እሌና መፍቶ ወየነ ከምኡ ዝመሰሉ ሐደራ ጌዜ ይከኸፍእ አሏ ነዐድና ነብል ሰደት ጥዕም እኻ እነተኳነ ዋጋ የብሉንደቂ ኤሬይ ዕንባባ አብዘለኽሞ አምላኽ ይሐልኹም
*እንታይ ዝበልዋ ድምጺ እዩ ዋላ ዝኮነ መርዓ ካልእ ፌስታ ኣይሃሉ ከምዚ ዓይነት ደርፊ ትም ኢልካ እንዳ ደረፍካ የእቱ ሓወይ.ክንጽበየካ ሳብስኽራይብ ገርና*
Ab link entirtemnta aleka hawey n mhrie zearkey
@@yoelghirmai3705 ok ታንክስ ሓወይ ክሪኦ እየ
Nateyy wesdu
Wedi hatiney wala Ane rye tegerime eko
@@yonashabtezgi8038 ata wedi tekalit ya endo belo ezi zereba hbey💪💪
ፍሉይ ክእለት ዩ ዘለካ ሓወይ ምትእኻኽኩም ከኣ ደስ ኢልኒ ኣባይኩም ደቂ ኤረ
I can't got enough listening this song, and enjoy my handsoms ERITREAN brothers dance... Love you all SHIKORINATAT 😘💝
ወዲ ገብሩ ሱሕል ድምጺ keep up bro ፎርሳ ደቂ ኤረይ ጀጋኑ so i'm happy
ተባዕታይ
ጅግና
ሓየት
ፋቃር
ምሕሬ ሓወይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ረስዕናዮ ዝነበርና ኣርትስቲ ተኸስተ መስፍን ኣዘኻኽርካና፡ ፕራቮ ውልዕልዕ ኩልዕልዕ ኣብልካ ኣቕርብካያ ኣገናዕ ኣጆኻ👍🙏
One of the hottest Tigrinya I’ve ever heard! Love it bro keep shinning 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ይበል ድምጺ ጅግና ወዲ ኤረይ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣቢት ሰይ ሰይ ሰይ ሓዊ ዝኾነ ጸወታ ምሕሬ ሓወይ ደቂ ዓደይ ምዓረይ ንኩላትና ኤርትራውያን ስደትኩም ይኣኽለኩም ይበለና ፈጣሪ ብሰላም ናብቶም ፍቓራትና ስድራን መታዓቢትናን ብዓቢኡ ድማ ናብቲ ማሙቕ ገዛና ክንምለስ ፈጣሪ ይሓልወና
Amen Amen🙏🙏🙏
Amen amen amen
አብ ደለኹሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቅዛ ሐላል ሃገር
Wellcome Habayibna Dekiii Eriiii jeganu Wellcome Eid Mubarek 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I am not much of a commenter but i couldn't help passing with out droping something about this guy with an amazing set of skills ...I would say this is the best guayla of the century and the singer is extraordinary for his job, to say the least about his peculiarity...keep up the good work deki Erey.
ቅሙጥ ወርቂ ምሕሬ ፡I wish bright future!!!
ኣንታ ታይ ዝበለ ወዲ ኢዩ መሬት ሓዊ ገርዋ ድምጺ ህርመት ኮንፊዶንስ ምንቅስቃስ ኩሉ ነገሩ ዝወጾ ዘይብሉ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ!!!!!
Finest Singer I ever heard and promising future to be the Greatest Artist!!!!
Happy to see my Eritrean people getting together. Please do this all the time. Love eri.🙏🙏🙏🙏🙏
The best organized band, a hope to see our bands back in as use to be before 🙏🇪🇷
Nmmj
Eritrean art has been reveled with greatness in diaspora. Proud of your initiation. Sustainably requires a great vision. Be committed.......
They conqured all tho. impresive
Aye Dekii Ereey, Metchees Tigiebriwoo kolouu is with commitment, precision and Elegance. What can I say. Great Work. BEKA. Inkuaee kaab Erey Tewelednaa.
ዋዉ ብቀዳምነት Ararat entertainment የመስግነኩም። ምህሪየ ሰባይ ካውካው ኣቢልካያ ከጽሎ ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና ኩላትኩም ደቂ ኤረይ ማረይ።🇪🇷💯❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️💯🇪🇷❤️🙏💪🏻
Ab tiktok semiekum zmexakum alekum do ahahah ❤️❤️❤️
Ane
🇪🇷 🏛️🚑🚒🛵🚲🛴🚕🚖🚗🚘🚙😠😡🙊🙈🙉😂😅👮♀️🙋♀️🙇♂️🙇♀️🙍♀️🙍♂️👃👂💪💅👎👍☝️
What an amazing vocalist and well organized band 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ተዓወት ሚሑሬ ከዝየ ብልቢ ዝፈትወካን ዘኽብረካን ዓቢ ሰብ ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ጋይላ ብልቢ ተሓጊሰ ጽቡቅ አለኻ ቀጽሎ አብ ጎንኻ አለኹ ሓቢቢ
ewyyy nays kehmeni eu mhretab shikor btami tebatay zkone dmxi eu zeleka fuluy eka
The best vocal, band, stage, and super sound system, and creative videographer.
Fqrukum ysesnelkum abet stmet musica. Bezey yegeds haymanotn polotis behabar dea ninber tefaqirna. God job kuburuta artists. Kemzi ena ndeli nihna kabakum. For the firts time ena nrie zelena nay eid ab diaspora ketebeluwo slezi awdeamet kea knxbe ena kemzi sirah ezi. One Love
ናይ ብሓቂ ውዱእ መንእሰይ ድምጺ ጎሮሮ ቁመና ምንቅስቃስ ኮታ ይበል ቅኒት
I love from juba south sudan bro 🙏❣️ more bless
How is Juba bro
Wedi ሓማ ሕምብርቲ መጸለል ጋይላ ከም ኣብርራን ስካይን የማነ ዕዉርን ቃውቃው ኣቢልክያ ዓዲ
ፐውውውውውው ካብ ህርመትካ ፍሽኽታኻ ካብ ፍሽኽታኻ ህርመትካ ሕቡእ Diamond ኢኻ
Wawwwew
Ya countnu ma Bro love you
L
You give life to this song my bro! Keep it coming.
Love from US
This guys energy is something else 💯
I can't stop listening 👂 this music talented guy keep going 🙏 🙏
*1 million congratulations dehar 1 million degimkum zsemaekuma eske like*
ወዲ ገብሩ ኣምበሳ ኣታ ጅግና ዓዲ ኣጆካ ቀጽሎ በጃኩም እስከ ሞራል ሃብዎ ዲምጺ ኩሉትኡ ከምዚ ኣይረኣኩን ሳብስክራይብ ላይክ ኣይትሕመቁ
ደቂ ኤረይ ከመይ ዲኩም ማሕበርኩም ኣላህ ኣምላክ ይባርኮ መጀመርያ ሃገር ድሕሪኡ እምነት ብዘይ ሃገር እምነት የለን ።በርትዑለይ ኩሉኩም ምኩራት ኢኩም ወዲ መድህን በራድ ዝበሃል ሓደገኛ ሰይጣን ኣብ መንጎኩም ከይ ኣቱ በርትዑ ኣናብስ ።
Lookiikoo
Since u post I can’t stop watching this video u just king 👑
Micheal Okbay sane here
3 ዓመት ከይ ኣቕርጽኩ ስሚዒያ ካብይ ሓልፋስ ናብ ደቀይ ተማሕሊሊፋ ኣይግርምኩሚን 😂😂😂😂😂ድቂ ሓደ ❤
መጸለል ድምጻዊ ❤። እንታይሞ ወኒ ተላሃይቲ የለን ።
መግለጺ የብሉን እቲ ጥዑም ድምጽኻ ከማካ ኣይረኣኹን ኣብ ስደት 8 ዓመተይ ኣዘኪርካኒ ጋይላ መዕበይና ፡ ብውሕዱ 1000 ኣነ ሰሜዐዮ ብዘይ ምግናን ወዲ ሱዳነይ ካሎትን ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣ ኣነ ክሕጎስ በኣኻ love ዩ ካብዚ ለመንቲ መስተማሰልቲ ጌሮሙና ዘለዉ ኣገላጊልካና ብሓቂ facebook ዘለኹም ስደዱደለይ።
Asiyyyyy deki ereyi kemizyi iyu zetisbikena 👍🏾🐅🐅🐅🌟🇪🇷🐪🌟🇪🇷🐪🌟🇪🇷🐪🐪🌟🇪🇷🐪🌟🇪🇷🐪🐪🌟🇪🇷🐪💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐
Woooow my bro u have nice one voice. our innocent people be happy &full healthy,i am proud to be eritrean
Waaw des kitblu deki Erey.jeganau hager zewhisu wela be hasab ni felale ab metkel hade ena Gid bless Eritrea and her ppl.🤲🙏❤
Wow, it's very very good, i love it ❤ i hear it all the time even if i go to wedding the music play it. Great job👍
A very fine original Tigrina orchestration...remind me as another old timer wedi Geberu. keep it up your excellent musical coordination.
ምሕሬ ዓይነይ ከ ከመይ ዲካ ተከይፈኒ ኣይትታዓንቀፈኒ ጎነይ ናተይ ንቅድሚት ሰጉመለይይይ ናተይይይ 😍😘
ብፍቅርኪ እጽለል #
I cant stop listing to this music , this guy is something❤❤🇪🇷
Ewey kefaleka ❤️ab Australia xemiina ena perth tebahale ketema beza Derfi men ei tebelka zeymlesulka enkwae Rekebekuka 👍
Woowwww..ybel dmxi kulu btami des zebl .👌👌👌 admen tannn yhabka amlak 🙏
Mejemreta Fekrikum yesesen deki halal Merit Tebetaye zekene demxi Ayni Hasade Yedefenlkum ❤❤❤❤
2023/11/8 eske like wow
ኣታ ኣበይ ተሓቢኡ ኔሩ እዚ ወዲ ኮኮብ ኢለካ ኣለኩ። waw waw ኣቤት ድምጺ ዝጎድሎ ዘይብሉ በዓል ሸጥ መዓንጣ።፡ በጃካ ካልእ ተለካ ኣብ youtube ኣውርዶ።
Mhreteab gebru elka eto derfi alewo
ሓቂ ሕቡእ ማዕድን
Eski bjekaum eza derfi zfetew ksabe lomi zsmea zelo Like weqetuni
ፈጣሪ ንኤርትራን ህዝባን ይባርክ ናይ መን እያ እዛ ደርፊ ምሕሬ ዝደግማ ዘሎ?
I have been listening this music many times. keep on singing like this fantastic voice.
Me tooo