Abraham Alem - Shewit Sgem | ሸዊት ስገም ብ ኣብርሃም ኣለም ኣቢ - New Eritrean Music 2021

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ต.ค. 2021
  • Eritrean music 2021 : Shewit Sgem by Abraham Alem Abi (Abi) - ሸዊት ስገም ብ ኣብርሃም ኣለም (ኣቢ)። Official Music Video.
    © 2021 Admas Entertainment. All Rights Reserved.
    Subscribe: smarturl.it/AdmasMusicYT
    Instagram: / admasmusic
    Facebook: www. AdmasMusic/
    Website: admasmusic.com/
    Twitter: / admasmusic
    #AdmasMusic #AdmasEritrea #StarsOfAdmas #EritreanMusic #AbrahamAlem #AbrahamAbi
  • เพลง

ความคิดเห็น • 3.1K

  • @eritreawieyebelom9062
    @eritreawieyebelom9062 2 ปีที่แล้ว +1420

    እዛ ደርፊ 2ይ ክፋል ይገበረላ ትብሉ እስከ ፈርሙለይ ኣቢተይ ጽፍፍቲ ስራሕ

    • @yonnashkor1552
      @yonnashkor1552 2 ปีที่แล้ว +9

      Ihi series music kjimer delika ufun

    • @eritreawieyebelom9062
      @eritreawieyebelom9062 2 ปีที่แล้ว +9

      @@yonnashkor1552 እወ ኢሂ ሽግር ኣሎ

    • @selihommedia1570
      @selihommedia1570 2 ปีที่แล้ว +28

      ድሕሪ ሞት ታሪኽ ጥራሕ እዩ ክዝንቶ ዝኽእል።እቲ ቀንዲ ጠባይ ኣብርሃም ባዕሉ ካኣ መይቱ እዩ።ከመይ ክትቅጽል።

    • @eritreawieyebelom9062
      @eritreawieyebelom9062 2 ปีที่แล้ว +21

      @@selihommedia1570ውላድ ግን ገዲፉ ኣሎ ብውላዱ ዝክጽል ታሪክ የለን ማለትካ ድዩ

    • @ghebersemere6856
      @ghebersemere6856 2 ปีที่แล้ว +15

      Eritreawi eye belom hak it wladu kea gobuzu ab nay weyane tesatfu ( WARSAY)

  • @wedimdrebahr2963
    @wedimdrebahr2963 2 ปีที่แล้ว +1775

    ዳይርክተር ዮናስ ማይናስ 100%
    ግጥሚ ሃብቶም (ሃፋ) 100%
    ዜማ ኣቢ100%
    ኣቢ ቡሉጽ ድምጻዊና'ዩ
    ኩሉኻ ርገጽ 🇪🇷👍

  • @MaicoRecords
    @MaicoRecords 2 ปีที่แล้ว +207

    ብሉጽ ስራሕ ደቂ ኤሬይ፡ ሃፋ ድማ ከም ወትሩ ኣንበሳ

  • @samigo5865
    @samigo5865 2 ปีที่แล้ว +83

    ኤርትራውነት ክቡን መንነት for ever 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅

  • @TomTomiThomasTomTomiThomas
    @TomTomiThomasTomTomiThomas 2 ปีที่แล้ว +604

    ከምዚ ከማይ ንብዓት ጠጠው ምባል ዝኣበየኩም ጽቀጡ✌️😭

    • @natieri2399
      @natieri2399 2 ปีที่แล้ว +6

      ሰላማት የህዋተይ ደኺ ኤረይ 1000 subscribe እባ ንክትበሥህ በጃኩም ተሃባበሩና ab Natey channel malet Nati eri

    • @afrodc9569
      @afrodc9569 2 ปีที่แล้ว

      Me too

    • @tibakzeragito5169
      @tibakzeragito5169 2 ปีที่แล้ว +1

      ኣቢና እወ ሒጂ እቲ ዝተሓልፈ ገዜ ሒጂ ኮይኑ እንዶ ተሰሚዑኒ ግዳ ኣሕሕሕሕሕሕሕ

    • @natieri2399
      @natieri2399 2 ปีที่แล้ว +1

      @@tibakzeragito5169 subscribe eba tehababerena zehawey 1000 kenebxeha neza chaneley idey idka nbel

    • @gebrielabayre4483
      @gebrielabayre4483 2 ปีที่แล้ว

      💔💔😥😭😭😭

  • @jamisalu7215
    @jamisalu7215 2 ปีที่แล้ว +743

    I can’t stop crying 😭 ብዓይኒ ስእሊ ብዙሑ ታሪክ ዘሕለፍና ህዝቢ ኢና 'ሞ
    ክብርንሞ ሞጎስን ንህዝቢ ኤርትራውያን🇪🇷❤️🙏

    • @Kim-tx8if
      @Kim-tx8if 2 ปีที่แล้ว +3

      ❤️❤️❤️

    • @loveall892
      @loveall892 2 ปีที่แล้ว +25

      Ygerim u ezi kemzey kone tarika lomi kulu resiom tgray tewet kiblu ywielu alew denaqur

    • @samilmiki7755
      @samilmiki7755 2 ปีที่แล้ว +6

      💖💖💖💖💖 ናይባሓቂ

    • @Kim-tx8if
      @Kim-tx8if 2 ปีที่แล้ว +9

      @@loveall892 100% your absolutely right. Wagha Eritrea difelte iyu mis hagerun hizbun zitseni’

    • @kidaneteklesenbet5306
      @kidaneteklesenbet5306 2 ปีที่แล้ว +2

      nab zhalefnayo tarikna wesdu anbina

  • @mohamudabdi3504
    @mohamudabdi3504 2 ปีที่แล้ว +203

    Much love from somalia 🇸🇴 we love you Eritrea 🇪🇷 brother's from another mother

    • @lulrbahri
      @lulrbahri 2 ปีที่แล้ว +2

      Yes we love you too our somali bro

    • @yosifhabtom5724
      @yosifhabtom5724 2 ปีที่แล้ว +2

      Thank you bro RESPECT

    • @sarontekie8801
      @sarontekie8801 2 ปีที่แล้ว +2

      Respect to u somali broooo

    • @lifeisok.9870
      @lifeisok.9870 2 ปีที่แล้ว +2

      Oh wow this is thank you.. an we also lov you two somail respect. somaill.

    • @tomaskesete3973
      @tomaskesete3973 ปีที่แล้ว +3

      Somalia the great ❤🇪🇷

  • @eriman276
    @eriman276 2 ปีที่แล้ว +168

    መን ኣሎ ከማይ ዝነብዐ፡ ብሃገሩ ሕሙም 🇪🇷❤

    • @awettesfay4945
      @awettesfay4945 2 ปีที่แล้ว +1

      Ane yeak 😢😢😢😢😢🇪🇷

    • @user-ff6wx4um8p
      @user-ff6wx4um8p 2 ปีที่แล้ว

      Ane aleku bery xlul

    • @soli856
      @soli856 2 ปีที่แล้ว

      Ane Mo xilillll eye zibil b🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @rawdaabdella9657
      @rawdaabdella9657 ปีที่แล้ว

      Ane 🇪🇷🇪🇷💪💪💪

    • @robelmukur8982
      @robelmukur8982 ปีที่แล้ว

      @@rawdaabdella9657 😭😭🇪🇷✊🏻💪

  • @user-lb2ft7qr2v
    @user-lb2ft7qr2v 2 ปีที่แล้ว +441

    I can’t stop crying😭ኡፍፍ ገለ ዓይነት ስራሕ👍❤️ኣቢተይ እዚ ይሕሊፍና ባ ኣብ ስደት ክኣ ንጠፍእ ኣለና😭👏🏿🇪🇷✅✅

  • @Wedi-Eri282
    @Wedi-Eri282 2 ปีที่แล้ว +74

    ከም ወትሩ ጽቡቕ ስራሕ ኣቢ ፡ እዝ'ውን ሓሊፉ !!! ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና !!!

  • @meb3280
    @meb3280 2 ปีที่แล้ว +50

    ድሕሪ ሃገራዊ መዝሙር ንኤርትራ ብዝግባእ ዝተዘየመትላ ዜማ! ሸዊት-ስገም ብሓቂ።

  • @ilikenob8491
    @ilikenob8491 2 ปีที่แล้ว +308

    ታሪክ ኤርትራዊ/ት ካብ ባሕሪ ብጭልፋ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ስነጥበብ ኤሩ ይዓንብብ!!!! Love you guys.

    • @natieri2399
      @natieri2399 2 ปีที่แล้ว +6

      ሰላማት የህዋተይ ደኺ ኤረይ 1000 subscribe እባ ንክትበሥህ በጃኩም ተሃባበሩና ab Natey channel malet Nati eri

    • @tedrossemere3352
      @tedrossemere3352 2 ปีที่แล้ว

      Tikikil

    • @aklilgermen2621
      @aklilgermen2621 2 ปีที่แล้ว

      Tarik eritria ..... spokyo msrak?

    • @user-ox6sj5wb6l
      @user-ox6sj5wb6l 7 หลายเดือนก่อน

      ​@@natieri2399😊

  • @robelroxlx2206
    @robelroxlx2206 2 ปีที่แล้ว +227

    ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማታትና! 🇪🇷

  • @graceakech7457
    @graceakech7457 2 ปีที่แล้ว +41

    Am not an Eriterian but following the story line made me tear up😢

  • @filmonghirmay8591
    @filmonghirmay8591 2 ปีที่แล้ว +26

    ንንብዓተይ ከልካሊ ስኢነሉ፡ ውሽጥኻ ዝትንክፍ ብሉጽ ናይ ብሉጻት ስራሕ። keep going ደቂ ኤረይ። ኣቢ ድማ ኬፍ ኣለካ። ከምዚ ከማይ ተለኻ ብ like ድምጽኻ ግለጽ።

  • @michealgoitomrusom4452
    @michealgoitomrusom4452 2 ปีที่แล้ว +190

    ኣድነቕቲ ማይናስ፡ሃፋ፡ኣቢ ኣለኹም'ዶ ይበል ግጥሚ ዜማ ዳሬክተር 100% ብሩኽ ቀዳምን ሰንበትን ደቂ ሪመይ።

  • @Eritreamyblood
    @Eritreamyblood 2 ปีที่แล้ว +384

    😮 ክሊፕ ክትርኢ ግጥሚ ዘይተቅልበሉ፡ ስለ'ዚ ተመሊስካ ግጥሚ ክትሰምዕ ትደግማ፡ መሊሱ ክሊፕ ሒዝካ ዕዝር ይብል፡ መሊስካ ትደግማ፡ ኣብ ዛንታ ክሊፕ ኣቲኻ ሚልዮን ዛንታ ኣብ ሓንቲ መጽሓፍ ትረክብ፡ መሊስካ ትደግማ በቃ እንታይ እሞ ክብል ኢየ። ናይ ኩሉ ግዜ ናይ ኤርትራ ብልጽቲ ስራሕ ወላ እንተ በልክዋ መን ከይቀዋመኒ❣️።
    ኣቢቲ ይበል ስራሕ 👌🏽
    ማይናሰይ ፈውሲ ልበይ❣️ረኺብካኒ✌🏿🇪🇷

    • @anagoitom9125
      @anagoitom9125 2 ปีที่แล้ว +5

      Nay bhaki clip kulu gelixwo, 🥺🇪🇷🙏

    • @milimili9286
      @milimili9286 2 ปีที่แล้ว +5

      ግጥሚ ከየቅለብኩ ሓንጎለይ ክሊብ ሰሪቑኒ

    • @user-ff6wx4um8p
      @user-ff6wx4um8p 2 ปีที่แล้ว +2

      Ksab hji clip tray eye zri zeleku sgemey tray hize aleku kab gtma

    • @anagoitom9125
      @anagoitom9125 2 ปีที่แล้ว +3

      @@user-ff6wx4um8p 🤣🤣 sgemey mihazka wen nay men koynu

    • @user-ff6wx4um8p
      @user-ff6wx4um8p 2 ปีที่แล้ว +3

      @@anagoitom9125 kkkk ya ma,bro

  • @selihommedia1570
    @selihommedia1570 2 ปีที่แล้ว +46

    ሕጅስ እዚ ቆልዓን ኤረናን ዘንጸባረቕዎ ብቕዓት ሲ ተዋስኦ ጥራሕ ኢልና ክንሓልፎ ማለት ድዩ።ናይ ማይናስ ስራሕ ተዛሪብካ ስለ፡ዘይግለጽ ኣብ ግምት ከየእተኹ እየ።

  • @user-jh2jp3fb2u
    @user-jh2jp3fb2u 2 ปีที่แล้ว +8

    مانعرفش لغته لكن حزين وفهمنا من الصور احزنتنا نحبكم من اليمن

  • @huruymesfin63
    @huruymesfin63 2 ปีที่แล้ว +219

    ግጥሚ 100 %
    ዜማ 100 %
    ክሊፕ 100 %
    ስእሊ 100 %
    ድምጺ 100 %
    ብልጽቲ ስራሕ ኣቢ የቀንየልና

    • @semeresolomon8405
      @semeresolomon8405 2 ปีที่แล้ว +1

      Hanti gega alato aza ka ካሊኣ ተዋሳኣይ ክገብር ነሩዎ ማለት ኑሱ ኣንተ መይቱ ዳ መን ይደርፎ ኣሎ ኣንበር ኩሉ xbuk eyu ❤️❤️❤️❤️

    • @huruymesfin63
      @huruymesfin63 2 ปีที่แล้ว +7

      @@semeresolomon8405 ጃክ እኮ ኣይሞተን ኣብ ታይታኒክ። ነቲ ዝሞተ ጃክ ግን፥ እቲ ኣብታ ፊልም ናይ ጃክ ገጸ ባህሪ ሒዙ ዝተዋስአ ነቲ ዝሞተ ጃኽ መሲሊዎ ወይ እቲ ገጸባህሪ ተላቢስዎ። ስለዚ ኣብዛ ደርፊ ክኣ ኣቢ ነቲ ዝተሰወአ ኣቢ መሲልዎ ወይ ገጸ ባህሩ ተላብስዎ ኢዩ ንዓይ ከም ዝመስለኒ።

    • @Pro-oe6ht
      @Pro-oe6ht ปีที่แล้ว +1

      Yeake Clip 1000% gbera, Masterpiece iya ezia. 🙌 Maynas.

    • @fnanfnan9803
      @fnanfnan9803 ปีที่แล้ว +1

      ክሊብ 199 ሂበዮ ኣለኩ

    • @user-ie5jo1kh9s
      @user-ie5jo1kh9s หลายเดือนก่อน

      ​@😢fnanfnan9803

  • @rahwaasghedom176
    @rahwaasghedom176 2 ปีที่แล้ว +533

    እዚ ታሪኽ እዚ ዩ ናትና can’t stop crying 😢🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @awettesfay4945
      @awettesfay4945 2 ปีที่แล้ว +5

      🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😢😢😢😢😢

    • @esromtekeste9134
      @esromtekeste9134 2 ปีที่แล้ว +5

      Yes indeed, Eritrea!

    • @lion9733
      @lion9733 2 ปีที่แล้ว +14

      Hji temelisna dma msiom koyna n kaliot hzbi tgray kemu ngebr alena nsom wn Kim hizom hade mealti nab kemzi hiwet kimelsuna iyom

    • @user-ju9lm9ps3e
      @user-ju9lm9ps3e 2 ปีที่แล้ว +7

      ተደሚርና እኮ እንታይ ዘብኪ ኣለኪ ሕጂ ዳኣ 😩 ዘይከሰርና ከማን 🥸

    • @ot7bangtan751
      @ot7bangtan751 2 ปีที่แล้ว +2

      @@user-ju9lm9ps3e hatafat eba buzuhat yom

  • @eyujoshjd5915
    @eyujoshjd5915 ปีที่แล้ว +10

    I cant speak the language but ..is makes me cry ..woow i realy love it.... am your brother form Ethiopia .. ሰላም ፍቅር ይሁንልን...jaalali nuf haa ta'u❤️❤️❤️❤️

  • @welidmohammed8284
    @welidmohammed8284 2 ปีที่แล้ว +14

    I Love eritrean and ethiopian music 🇧🇴💜🇪🇷

  • @dawit.g106
    @dawit.g106 2 ปีที่แล้ว +172

    ገለ ዓይነት ደርፊ ኣብሪሽ ኣንበስ ! ኣድናቂካ ካብ ትግራይ💯💯🥰🥰🥰 ሰላም ቅሳነት ራህዋ ነደታት ኣቦታት ትግራይ/ኤርትራ ይፍጠረልና ፈጣሪ። ንሕና ዋላ ተዘይተሰማመዕና ከምተን ካለኣት ሃገራት ጎሮባብቲ ኮይና ክንነብር ዘጸጊመና ኣይኮነን ስለዚ የህዋት ኣክብሮት ነቀድም።

    • @amanfitwitekie4263
      @amanfitwitekie4263 2 ปีที่แล้ว +4

      ጽቡቅ ኣለካ ኩቡር ሓው

    • @abrahamybchelsea5276
      @abrahamybchelsea5276 2 ปีที่แล้ว +5

      ናይ ወትሩ ድሌትና ንሱዩ ተኾነ ግን እዞም ተጋደልቲ ዝበሃሉ ብ ንእሽቶይ ዉሁራት ወለዶ ከይቀየርናዮም ሰላም የለን :: በቃ እቲ ዝሓለፈ almost 20 years ኣይሰላም ኣይኪናት ምሓሸና 😭😭😭

    • @dannykal5111
      @dannykal5111 2 ปีที่แล้ว +2

      Amen 🙏

    • @wilized8584
      @wilized8584 2 ปีที่แล้ว +4

      ክማኺ ይብዝሑ ቕድም ስላም ይረኽብ ብድሕሪኡ ክም ኣሕዋት ብሓደ ምንባር ጸገም የብሉን ምውራር እዩ ሕማቕ

    • @eyerusendriass8191
      @eyerusendriass8191 2 ปีที่แล้ว +11

      ኣነስ ከምዚ ከማኹም ክርኢ ከለኹስ ተስፋ ይገብር። እቲ መመሊሱ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ዝወራረስ ዘሎ ደም ክልተ ኣሕዋት ምድሪ ሓበሻ ተስፋይ ጸንቂቕዎዩ ኔሩ እሞ፡ ከምዚ ከማኹም ክርኢ ከለኹ ከኣ ሓደ ሰብ ንበይኑ ውን ንዓለም ክቕይራ ከምዝኽእል ትዝ ይብለኒ እሞ ተስፋይ ይምለስ።God bless mdri Habesha.

  • @user-ez9lp3yv1d
    @user-ez9lp3yv1d 2 ปีที่แล้ว +91

    ኣቢ !"ጎነይ"! ጅግና ንስኹም ታሪኽ ተጸብቁ ሓደ ክልተ ጉሕላታት ኣስመራ ዘዕበየቶም ድማ ታሪኽ ከበላሽዉ ተራባርብኩም"! ዕድመ ይሃብኩም ኣርትስ ሃገራዊያን ደቂ ዝሓላል መረት ደቂ ትሽዓተ ብሄር ክልተ ሃይማኖት ን ሓንቲ ኤርትራ ሓንቲ እምነት ምስ ሓድነት!

    • @natnaelbirhane1940
      @natnaelbirhane1940 2 ปีที่แล้ว +4

      Nay behaqi bro

    • @user-ff6wx4um8p
      @user-ff6wx4um8p 2 ปีที่แล้ว +3

      Anbesa wedi ኤረይ

    • @senaitgrmaiy1218
      @senaitgrmaiy1218 2 ปีที่แล้ว +1

      Nay bihaqi seb aelewa Erena. 🙏❤🇪🇷❤🌹

    • @michaeltadese6878
      @michaeltadese6878 2 ปีที่แล้ว

      🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🤝🙏💪

    • @mamaafrica3076
      @mamaafrica3076 ปีที่แล้ว

      ሓሳዊ ኣበይ ኣለዉ እቶም ትሽዓተ ብሄር ትብሎም ዘለካ ብጅካ እቶም ኤርትራውያን ተጋሩ ሂወቶምን መሬቶምን ዝከፍሉ ዘለው ሕልኩስ

  • @mykogobro7176
    @mykogobro7176 2 ปีที่แล้ว +12

    ኣይተወደአን ኣይተወደአን ፍቕርና ከመይ ክውዳእ
    ልበይ ልብኺ 'ናሃለወ ብናፍቖት ዝጉዳእ ❤️❤️
    ከመይ'ሉ ይውዳእ ከመይ ክውዳእ
    ልዕል'ታ ነብስኺ ውሽጠይ 'ናፈለጥክዮ
    ዝትሓዝ ሒዙኒ እምበር ምፍላይኪ'ዶ ደለዮ😢
    መን'ያ እሞ ከማኺ ንልበይ ተርግኣ
    ሸቐልቀል ደምሲሳ'ኳ ሰላመይ ትጽውዓ
    ፈጣሪ ሒዘ ኩሉ ክሰግሮ🙏🏽
    እምነትኪ እንድዩ ዓቕለይ ዘንጠሮ
    ሓደራ'ባ ፍቕረይ ኣይትጉደልኒ
    ቃንዛ ስእነትኪ ሕርሕራይ ጌሩ እናሳቓየኒ 😢
    ብዘይብድላይ እናሰኣንኩኺ ወጽዓ ተደሪቡኒ
    ናብራ ክዕረ ልበይ እናቖረረ ምስ ልዋም'ዶ ሓዲረ
    ሸዊት ስገም ስገመይ, ሸዊት ስገም
    ኣቲ ዋና'ዛ ልበይ ዘይትድገም❤️
    ከም ቀደም ናፍቖተይ ክደጋገም
    ሃለዋት'ዶ ኢልክዮ ናብራ ገምገም
    .......
    ንስኺ ኣብ ዘየለኽሉ ዝርእዮ ጸልማት ኢዮ ኩሉ
    ወጣጢ 'ተዘይህልወኒ ካባኺ መን'ዩ ዝፈልየኒ, ዕምበባይ...
    ኩሉ ግን ከምትፈልጥዮ ኮይኑ, ትፈልጥዮ ኮይኑ, ጉዳይ ተሪሩ
    ኣይተኻእለን ብሓደ ክንህሉ
    ቀረባ'ዩ ብሓደ ክንህሉ
    ክእለ'ዩ ሽግርና ተቓሊሉ
    ጎይታ ሒዝና እንታይ ኣሎ'ሞ ዘይንኽእሎ🙏🏽
    እምነት'ዩ ንኹሉ ዝስዕሮ, እመኒ...
    ስምዕኒ'ባ ስገመየ , ተስፋ ግበሪ🌾
    ብጸሎት ኩሉ ዝጠሓስ ሰማይ ዘክሪ 🌌
    ሰማይ ዘክሪ, ቃሉ ዘክሪ እዋይ ሰማይ ዘክሪ
    ተስፋ ግበሪ ፍቕረይ, ኣይትድከምኒ ሰማይ ዘክሪ
    .......
    ንስኺ ኣብ ዘየለኽሉ, ዝርእዮ ጸልማት ኢዮ ኩሉ
    ወጣጢ 'ተዘይህልወኒ ካባኺ መን'ዩ ዝፈልየኒ, ዕምበባይ...
    ኩሉ ግን ከምትፈልጥዮ ኮይኑ, ትፈልጥዮ ኮይኑ, ጉዳይ ተሪሩ
    ኣይተኻእለን ብሓደ ክንህሉ
    ቀረባ'ዩ ብሓደ ክንህሉ
    ክእለ'ዩ ሽግርና ተቓሊሉ
    ጎይታ ሒዝና እንታይ ኣሎ'ሞ ዘይንኽእሎ
    እምነት'ዩ ንኹሉ ዝስዕሮ, እመኒ...
    ስምዕኒ'ባ ስገመየ , ተስፋ ግበሪ🌾
    ብጸሎት ኩሉ ዝጠሓስ ሰማይ ዘክሪ🌌
    ሰማይ ዘክሪ, ቃሉ ዘክሪ እዋይ ሰማይ ዘክሪ
    ሓቦ ግበሪ ፍቕረይ, ኣይትድከምኒ ሰማይ ዘክሪ
    .........
    ስምዕኒ'ባ ስገመየ , ሓቦ ግበሪ
    ብጸሎት ኩሉ ዝጠሓስ ሰማይ ዘክሪ🌌
    ሰማይ ዘክሪ, ቃሉ ዘክሪ እዋይ ሰማይ ዘክሪ
    ሓቦ ግበሪ ፍቕረይ, ኣይትድከምኒ ሰማይ ዘክሪ

  • @hadi8301
    @hadi8301 2 ปีที่แล้ว +12

    እደዚህ ሙዚቃ ልቤን የሰበረዉ የለም ብዙ ዋጋ ያሰከፈለ ታሪክ

  • @naodnaodi3344
    @naodnaodi3344 2 ปีที่แล้ว +115

    ኣነስ በቓ ኣቢተይ መግለጺ ሲኢነልካ ብፍጹም 🇪🇷💪❤

    • @alhidaya2
      @alhidaya2 2 ปีที่แล้ว +5

      እንድዒ ኣነ ወላ ክዛረብ ኣይክእልን እየ ኩሉ ስርሓቱ ቁም ነገር ዘለዎ ትርጉም ዘለዎ እዩ ። ካብኡ ንዝላዓለ ከኣ ቅርርቡ ጠባዩ ኣኽብሮቱ ናብ ሰብ ኮታ ኩሉ ዝገርም እዩ ዓቢ ሰብ እዩ ፡ ጽቡቕ እዩ ዝኸይድ ዘሎ ከምዛ ዝኸዳ ዘሎ እንተ ዝኸይድ ፡

  • @fadumedia5571
    @fadumedia5571 2 ปีที่แล้ว +200

    መፍቶ ጸላኢና ኣይንኹን ደቂ ስገመይ ከምታ ናይ ቀደምና ብሕብረትና ፈላለይትና ዘሰንበድና።ቪድዮ ቅንብር ግጥሚ ዜማ ኩሉ ይበል ዘብል ስራሕን መልእኽትን።

  • @Hagos333
    @Hagos333 2 ปีที่แล้ว +12

    I’m from Australia 🇦🇺 & I love your music

  • @filimonmhertab1566
    @filimonmhertab1566 2 ปีที่แล้ว +11

    7 ወሪሒ ሙሉእ ደጋጊመ ሰሚዐያ ዘይትምኖ ደርፊ ።ትዝታ ኣለኒ ምዛ ደርፊ

    • @bambelomlash1214
      @bambelomlash1214 ปีที่แล้ว

      Yzkereni 14 minutes ago kab zerkbela ksab hji aytegadefkwan filate wedi

    • @user-ie5jo1kh9s
      @user-ie5jo1kh9s 28 วันที่ผ่านมา

      😢​@@bambelomlash1214

  • @samadam4602
    @samadam4602 2 ปีที่แล้ว +275

    ኤርትራውነት ክቡር መንነት 🇪🇷💯

    • @merhawimsgna82
      @merhawimsgna82 2 ปีที่แล้ว +8

      ስለ ዝተቀጥቀን ዝሞተንስ ኩቡር ክክ🙄

    • @user-bk5dw1ws2q
      @user-bk5dw1ws2q 2 ปีที่แล้ว +5

      @@merhawimsgna82 Eritrea 🇪🇷 መንነት ናይ ሞት መንነት ክክክ

    • @user-ed6ci5gb2i
      @user-ed6ci5gb2i 2 ปีที่แล้ว +12

      @@merhawimsgna82 እወ ኩቡር መንነት ሽግር የጋጥም እምበር ተፈቲና ብሓዊ ሓደ ማዓልቲ በርሃው ክብል መንነት ኽጥዕመካ ተኽብሮ ክሓስመካ ተናሽዎ ኣይኮነን

    • @phala.g1324
      @phala.g1324 2 ปีที่แล้ว +2

      @@merhawimsgna82 ኤርትራዊ ከይኮንካ ኣይክርድኣካን እዩ።

    • @merhawimsgna82
      @merhawimsgna82 2 ปีที่แล้ว +2

      @@user-ed6ci5gb2i መጀመርታ ኤርትራዊ ዜግነት እሞ በል፣ ምኽንያቱ ክሳብ ሕጂ ኤርትራዊ መንነት ስለ ዘይተነድፈ፣

  • @hagerdan8279
    @hagerdan8279 2 ปีที่แล้ว +65

    እቲ ጽቡቅ ነገሩ ንፈጣሪ ሰማይ ዝዘክር ትሕዝቶ ሓዚላ ምህላዋዩ። ፈጣሪ ሰማይ ምዝካር ከድሌናዩ ካብ ፈጣሪ ሰማይ ብነፍስን ስጋን ኣዚና ሪሒቅና ስለ ዘለና ብንብዓት ግን ትሓጺበ ከቃርጽ ኣይክኣልኩን

  • @eritreanafrican7765
    @eritreanafrican7765 2 ปีที่แล้ว +55

    I can't control my feelings and stop crying. Great job. This tells what we Eritreans had been through under the colony of Dergi.

  • @temesgenokubay1794
    @temesgenokubay1794 2 ปีที่แล้ว +15

    Eritrea for ever never give up 🆙 nice job Abi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @centereri8198
    @centereri8198 2 ปีที่แล้ว +57

    ብሉጽ ስራሕ ኣቢ ፡ ገለ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ዛንታ ኤርትራዊ ተጋዳላይ።

  • @jontewelde9697
    @jontewelde9697 2 ปีที่แล้ว +98

    ዳሪክተር 100%
    ዜማ 100%
    ግጥሚ 100%
    ኣቢ ሓወይ ድምጺ'ሞ 100%/110% ተብዓታይ ስሑል ጎሮሮ ክጽበያ ኢየ ጸኒሐ ነዚ ናይ ሕጂ ትገልጽ ብምኾና

  • @meharikidane8933
    @meharikidane8933 2 ปีที่แล้ว +5

    እዛ ደርፊ እክሰማዕ የኣዕንተይ ንብዓት መልኣን ከንጀርብባ ግዝየ ኣይ ወስደለይን ብፍላይ ኣብታ ነታ ክብርቲ ባዓልቲ ቤቱ ርኡ ከም ዘይራየ ሓሊፍዋ ከብቅዕ እቲ ዘይፈልጦ ወዱ ውዲ መን ኣካ ምስ በሎ ዝኾነ ኩነታት ባህሪ ልብይ ተንኪፉ ዝኾኖ ኣዩ ዝጠእፍኣኒ.

  • @robeltesfay1884
    @robeltesfay1884 2 ปีที่แล้ว +8

    I'm from Jupiter and I like Earth's music specially from Eritrean music 🎶

    • @akiaki6088
      @akiaki6088 ปีที่แล้ว +1

      I like where u r from kkkkkk

  • @busybusy1367
    @busybusy1367 2 ปีที่แล้ว +51

    ሸዊት ስገም
    ኣይተወደአን (2) ፍቅርና ከመይ ክውዳእ
    ልበይ ልብኺ እናእወየ ብናፍቆት ዝጉዳእ
    ከመይ ይዉዳእ ከመይ'ሉ ክውዳእ
    ልዕሊ'ታ ነብስኺ ውሽጠይ እናፈለጥኪዮ
    ብዘይተሓዝ ሒዝኒ 'በር ምፍላይኪ ዶ ደልየዮ
    መን ኢያ እሞ ከማኺ ንልበይ ተርግኣ
    ሸቀልቀል ደምሲሳ ሰላመይ ትጽውዓ
    ፈጣሪ ሒዘ ኩሉ ክሰግሮ
    እምነትኪ እንድዩ ዓቅለይ ዘንጠሮ
    ሓደራ 'ባ ፍቅረይ ኣይትበልኒ
    ቃንዛ ስእነትኪ ሕርሕራይ ጌሩ እናሳቀየኒ
    ብዘይ ብድላየይ እናሰኣንኩኪ ወጽዓ ተደሪቡኒ
    ናብራ ንኽዕረ ልበይ እናቆረረ ምስሉ ኣብኡ ሓዲረ
    ሸዊት ስገም ስገመየ ሸዊት ስገም
    ኣንቲ ዋና እዛ ልበይ ዘይትድገም
    ቀለበይ ናፍቆተይ ክደጋገም
    ሃለዋት ዶ ኢልኪዮ ናብራ ገምገም
    ንስኺ ኣብዘየለኽሉ
    ዝርእዮ ጸልማት ኢዩ ኩሉ
    ወጣጢ እንተ ዘትህልወኒ
    ካባኺ መን ዝፈልየኒ. . .እምነተይ
    ኩሉ ግን ከምቲ ትፈልጥዮ ኮይኑ(2)
    ጉዳይ ተሪሩ ኣይተኻእለን ብሓደ ክንህሉ
    ቀረባ ኢዩ ብሓደ ክንህሉ
    ክእለ ኢዩ ሽግርና ጠቃሊሉ
    ጎይታ ሒዝና እንታይ ኣሎ እሞ ዘይንኽሎ
    እምነት ኢዩ ንኹሉ ዝስዕሮ. ... እመኒ
    ስምዕኒባ ስገመየ ተስፋ ግበሪ
    ብጸሎት ኢዩ ኩሉ ዝጠሓስ ሰማይ ዘክሪ
    ሰማይ ዘክሪ ቃሉ ዘክሪ ሰማይ ዘክሪ
    ተስፋ ግበሪ ፍቅረይ ኣይትድከምኒ ሰማይ ዘክሪ

    • @betty7240
      @betty7240 2 ปีที่แล้ว

      If anyone ever got to translate this through youtube (youtube has got updated and now it can translate comments) the translation is wrong

    • @mohammedhabib777
      @mohammedhabib777 2 ปีที่แล้ว +1

      Thanks 😘

    • @beforeafter5477
      @beforeafter5477 2 ปีที่แล้ว

      Tigray&Eritrean peoples forever ❤

    • @AlenaRiyadh
      @AlenaRiyadh ปีที่แล้ว

      ከም መርገም ናፍቆተይ ከደጋገም*

  • @gualorthodoxtewahdo8229
    @gualorthodoxtewahdo8229 2 ปีที่แล้ว +78

    ንመን ኢልዎ ፈጣሪ ክቕንጠጥ ኢሉ ይመስል ናይ ኤረይ ሽግር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏

    • @user-ff6wx4um8p
      @user-ff6wx4um8p 2 ปีที่แล้ว +1

      Amen ygberlna

    • @gualorthodoxtewahdo8229
      @gualorthodoxtewahdo8229 2 ปีที่แล้ว +1

      @@user-ff6wx4um8p 🙏🙏🙏

    • @natieri2399
      @natieri2399 2 ปีที่แล้ว

      ሰላማት የህዋተይ ደኺ ኤረይ 1000 subscribe እባ ንክትበሥህ በጃኩም ተሃባበሩና ab Natey channel malet Nati eri

  • @yoditghirmay1502
    @yoditghirmay1502 2 ปีที่แล้ว +13

    ኤርትራዊነት ኩቡር መንነት
    ጽቡቅ ስራህ

  • @peacelife4528
    @peacelife4528 2 ปีที่แล้ว +10

    Music of 2022 Abi King 🌹🙏
    There's no music will beat this in 2022🥀

  • @gangster_isaias_afewrki1082
    @gangster_isaias_afewrki1082 2 ปีที่แล้ว +217

    ኤርትራውነ ኩቡር መንነት ኢዩ🇪🇷❤️❤️

    • @merhawimsgna82
      @merhawimsgna82 2 ปีที่แล้ว +17

      ኤርትራዊ ዜግነት እምበኣር መንነት የለን ። ድሓር ከዓ ከመይ ዲዮ "ክብሪ" ክቡር ትብል ኣበይ ዘሎ ክብሪ እዩ እዚ ዂሉ ኣብዛ VD ዝራእዃዮ ኣሕሊፍና፣ ሃገርና ከይዘይ ትምልከተና ኣሳጊጎም ፈቀዶ ሳህራን መፎቶ ኣዕራብን ኮይና ዘለና።ከማና ዝሓሰረ ከማን የለን ባእ

    • @jakiyafu2516
      @jakiyafu2516 2 ปีที่แล้ว +18

      @@merhawimsgna82 መንነት ትርጉሙ ፍለጢዮ መጀመርታ ዜግነት መንነት እዪ እንታይነትካ ስለ ዝገልጽ። ዜግነት መንነት እንተ ዘኮነ ደኣ እንታዪ እቲ መንነት እዪ ኢልካ ትኣምነሉ? ካልኣይ ከኣ መንግስቲ ስለ ዝጸላእካ ሃገርካ ዘጽልእ የብልካን።

    • @user-ff6wx4um8p
      @user-ff6wx4um8p 2 ปีที่แล้ว +5

      Yes wedi ኤረይ ሓወይ

    • @user-ff6wx4um8p
      @user-ff6wx4um8p 2 ปีที่แล้ว +6

      @@merhawimsgna82 ክክክክ ተወሊጀ ኢኻ ማአሙና ክክክ

    • @maharyabay
      @maharyabay 2 ปีที่แล้ว +1

      @@user-ff6wx4um8p ድቁርናኻ ጠጠው ኣብሉ ኣብራሃም ከኣ ኣበይ ድዩ ዓዱ?

  • @diamondray24
    @diamondray24 2 ปีที่แล้ว +129

    6 minutes song = 6000 Eritrea and Eritreans history books. Amazing job and well done.

    • @yordaasf511
      @yordaasf511 2 ปีที่แล้ว

      💖💖🇪🇷🇪🇷💕💕👍👍

    • @natieri2399
      @natieri2399 2 ปีที่แล้ว +1

      ሰላማት የህዋተይ ደኺ ኤረይ 1000 subscribe እባ ንክትበሥህ በጃኩም ተሃባበሩና ab Natey channel malet Nati eri

  • @williamgabriel1542
    @williamgabriel1542 2 ปีที่แล้ว +14

    ModernLove + politics + our history-= best music never heard before!

  • @nevergiveup5637
    @nevergiveup5637 2 ปีที่แล้ว +2

    Abi kem kulu gzie blux srah🥰🇪🇷🥰🤜🤛

  • @induindus3284
    @induindus3284 2 ปีที่แล้ว +120

    ግጥሚ 100%
    ዜማ 100%
    ድምጺ 100%
    በቃ ኩሉ ቸንቶ well done

    • @samuelabraham7555
      @samuelabraham7555 2 ปีที่แล้ว

      ሜክ ኣፕ ከ ብጣዕሚ ጎበዝ

    • @hagerey672
      @hagerey672 2 ปีที่แล้ว

      100% perfect zbhal srah yelen

    • @nahomtesfay2958
      @nahomtesfay2958 2 ปีที่แล้ว

      @@hagerey672 iza gn eya

  • @haregaweiniweldekiros6054
    @haregaweiniweldekiros6054 2 ปีที่แล้ว +38

    ዝሓለፈ ተረሲዑ ገማጢሎም ክዛረቡ ክሰምዕ ከለኹ የሕምም የብለኒ 🇪🇷ኤረይ🇪🇷🇪🇷

  • @feruzmehari9717
    @feruzmehari9717 2 ปีที่แล้ว

    Naybehaqi kulu gzie bluxee💜🇪🇷🙏🏼💜Aby hawey qexlo

  • @JohnEnterteiment-2
    @JohnEnterteiment-2 ปีที่แล้ว +7

    ታሪክ ሂወተይ አያ አዛ ደርፊ ክሰምዓን ክነብዕን ኣቢ ሓወይ መግለጺ የብለይን ።

  • @user-iq3tx1kh3p
    @user-iq3tx1kh3p 2 ปีที่แล้ว +48

    ካብተን ኣብ ሂወተይ ዝረኣኹወን ክሊፓት አታ ማራ ኬፍ ዝሃበትኒ ዋውውው.,,, ማይናስ ናይ በሓቒ ክነኣድ ዘለዎ ኣርቲስት ናይ ሃገርናዩ። ኣቢ 100% ቡሉጽ ስራሕ!!!

  • @eritube3898
    @eritube3898 2 ปีที่แล้ว +146

    መገለጺ የብለይን ናይ በሓቂ 🇪🇷❤❤❤ቡሉጽ ስራሕ አዩ ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @natieri2399
      @natieri2399 2 ปีที่แล้ว

      ሰላማት የህዋተይ ደኺ ኤረይ 1000 subscribe እባ ንክትበሥህ በጃኩም ተሃባበሩና ab Natey channel malet Nati eri

    • @haileteferi7591
      @haileteferi7591 ปีที่แล้ว

      abitey nice job

    • @robelmukur8982
      @robelmukur8982 ปีที่แล้ว

      @@natieri2399 😄

  • @lidiagebreyewhanes8789
    @lidiagebreyewhanes8789 2 ปีที่แล้ว +2

    Eritreawinet kubur meninet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @efremsolomon1555
    @efremsolomon1555 2 ปีที่แล้ว +10

    ኣብ ነብስወከፍ ኤሪትራዊ ዘሎ ጅግንነት ኣብ ካልእ ኣይርከብን ኢዩ ወትሩ ንቅድሚት ኣብ ሃገርና

  • @aklilughebrezgabher5521
    @aklilughebrezgabher5521 2 ปีที่แล้ว +60

    ብ ጣዕሚ ገላጺት ምሃሪት ስራሕ እያ
    ኣቢ ሓዉና ቀጽሎ ኢኻ

  • @user-ty8ov5fm9l
    @user-ty8ov5fm9l 2 ปีที่แล้ว +53

    ናይ በሓቂ ብሉጽ ስራሕ ጅግንነታዊ ጉዕዞ ዝሓለፈ ዓመታት አትግለጽ
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    ኤርትራ ን ኤርትራውያን ጥራይ

    • @mulatmb5654
      @mulatmb5654 2 ปีที่แล้ว +4

      ን ኣምሓራ ወጊንኩም እናዋጋእካስ

    • @truth8492
      @truth8492 2 ปีที่แล้ว

      ኤርትራ ነምሓሩ ከኣ መልኣላ

    • @jakiyafu2516
      @jakiyafu2516 2 ปีที่แล้ว +3

      @@mulatmb5654 ቅድሚ20 ዓመት ንመን ወጊንካ ዲኻ ትዕንወና ነይርካ? ሕጂ መልኣኽቲ ክትመስሉ መሽከንከን ትብሉ

    • @One_Day-Ab-Adey
      @One_Day-Ab-Adey 2 ปีที่แล้ว +1

      ኤርትራ ንኤርትራዉያን ኮይና ኣይትፈልጥን ሃገር ከም ዘይብልና ኣብ ሙሉእ ዓለም ፋሕፋሕ ኢልና ኣብ ገዛእ ሃገርና ዉን ከም ስደተና ኣትሪርና ዘይንረግጽ ህዝቢሲ ያ እዚ ኣባይታ ዘየለ ምዝራብ ግደፍዎ ከም ዘየለ ኣሚና ህልው ክንገብሮ ክንቃለስ

    • @user-ff6wx4um8p
      @user-ff6wx4um8p 2 ปีที่แล้ว +1

      @@One_Day-Ab-Adey ደንቆሮ

  • @abinerteclemicael650
    @abinerteclemicael650 2 ปีที่แล้ว +13

    Abraham hawey! This song is on repeat everyday. Misgana yibtsahka kab Eritrawi🇪🇷🇪🇷🇪🇷 haweka from America. Nay bihaqi lebam wedi! Awet Nihafash 🇪🇷✊🏿🇪🇷✊🏿🇪🇷

  • @yehdegatezfazghi8759
    @yehdegatezfazghi8759 2 ปีที่แล้ว +8

    ብሉጽ ስራሕ ቀጽልዎ በርትዑ 💯 ታሪኽ ኤርትራን ኤርትራውያንን ብቃላት ዝግለጽ አይኮነን። አቢ ሃፍ ማይናስ💯🇪🇷🇪🇷👍

  • @sweeteseyas1175
    @sweeteseyas1175 2 ปีที่แล้ว +25

    ዛንታ ገድለን ኤርትራወንትን ዘይብተኽ ሰንሰለት ዩ ንሱ ተርኾን ዘሩን ዘሩልና ኡ ሓሊፉ አዞም ኣኣብ ሺባሕ ነህድሰሉ ወተሩ ሃገረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤❤❤❤❤🙏🙏❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @beeentertainment2407
    @beeentertainment2407 2 ปีที่แล้ว +198

    እቲ ቆልዓ ኣብ ገጽ ስእሊ ኣቡ'ኡ ዝገበረ ምልክት ፍልይቲ ኔራ'ሞ፡ ዳይረተር ፍሉይ ኢኻ!!!! ማይናስ እዚ ጥራሕ ዘይ'ኮነ ብዙሕ ፈጠራዊ ስራሕ ርኤልካ'የ ግን ኣይ ከምዚኣን፡ ን ኽሉ ግዜ ካብ ርእሰይ ዘይ ተሃስስ። ዜማ ዉን ናቱ ታራ ኔርዎ

    • @user-pm3fb9er7l
      @user-pm3fb9er7l 2 ปีที่แล้ว +1

      Me too bro

    • @senaitgrmaiy1218
      @senaitgrmaiy1218 2 ปีที่แล้ว +4

      ሰሚዓ ምጽጋብ ሲኢነ ያ.❤🙏❤🇪🇷🌹

  • @millionfesshaye8236
    @millionfesshaye8236 ปีที่แล้ว +2

    Abye xebkti derfi des teb 😳😭😭🖤Amlak mhrtu ylklna

  • @wintahaile-wn6n
    @wintahaile-wn6n 16 วันที่ผ่านมา +1

    Mara blux serah beqa endie i H'v no words
    Qereba iyu bhade knhlu
    Keele iyu shgrna ateqalilu
    Goita hizna entay alo mo zeynkeelo
    Emnet iyu nkulu zseero emeni ❤❤❤❤❤❤

  • @jimmymehamed9076
    @jimmymehamed9076 2 ปีที่แล้ว +12

    "ወጣጢ ተዘይህልወኒ ካባኪ ታይ ምፍለየኒ "🇪🇷 ዓደይ

  • @esayasmeasho341
    @esayasmeasho341 2 ปีที่แล้ว +30

    ረዚን መልእኽቲ ዘለዋ ስራሕ ኢኻ ሰሪሕካ ኣቢ ሓወይ ቀጽሎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 💪💪💪

  • @angeup
    @angeup 7 หลายเดือนก่อน +2

    I'm so in love with this music
    Mechem zeymenwa Derfi ❤😍😍

  • @yafietdawit286
    @yafietdawit286 2 ปีที่แล้ว +2

    Abitey anbesa 💛💚💙❤💖💜

  • @Gablatv1966
    @Gablatv1966 2 ปีที่แล้ว +68

    ኣቢ ሓወይ ብሉጽ ስራሕ
    ግጥሚ 100%
    ዜማ 100%
    ድምጺ 100%
    ዳይሬክቲን 1000/100
    ... ልብኻ ዝትንክፍ ብሉጽ ስራሕ !!!

  • @tesfalemyoebyo7969
    @tesfalemyoebyo7969 2 ปีที่แล้ว +25

    ኣቢ ፋርስ ወዲ ኤረይ መግለጺ ስእነልካ ልኡም ድምጽካ በርትዕ ኣጆካ ፎርሳ፡👍🇪🇷♥️

  • @1milwithnovideos878
    @1milwithnovideos878 2 ปีที่แล้ว +10

    This song deserves all the awards. I can’t stop crying. Ane Eritrean aykonkun wela tigraway. Lakin I speak this language because I want to learn different languages. Eway abkikomuna bejakum. Very very sad story in a music. So sorry to all my Eritrean people. Amlak alo zirieyi nikulu neger. Ajokum.

  • @eritreantraveler4738
    @eritreantraveler4738 2 ปีที่แล้ว +11

    Best song and storyline of 2021! Glory to our martyrs and all the people of Eritrea who have sacrificed there lives for independence🇪🇷🇪🇷

  • @user-tx7ou2ws1t
    @user-tx7ou2ws1t 2 ปีที่แล้ว +73

    ንብዓተይ ደው ምባል ኣቢኒ ብሓቂ
    ቡሉጸይ ከመይ ዲካ ናተይ ኣቢተይ ኣስሊ
    ኤርትራውነት ጽኑዕ እምነት
    ደም ዝተኸፈሎ ጽኑዕ መንነት
    🇪🇷👑🇪🇷
    ግጥሚ100%
    ዜማ። 100%
    ዳይሬክተር100%

    • @abelteklit8791
      @abelteklit8791 2 ปีที่แล้ว +2

      Nay Bhaqi 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @filmonefrem4749
    @filmonefrem4749 2 ปีที่แล้ว +29

    ክልፕ ናይ መወዳታ ኬፍ ሂባትኒ ከማይ ደስ ዝበለቶ like ግጨወኒ👍

  • @moses3400
    @moses3400 2 ปีที่แล้ว +6

    Ufffff.... What we Eritreans got through!!!

  • @kbwd3836
    @kbwd3836 2 ปีที่แล้ว +3

    Eritrawenetey ab weshti lebey qalqal elu 🔥 🔥🔥ab lebey ❤️❤️❤️🇪🇷💪🏾🇪🇷💪🏾!! Love you Deqi Erey

  • @amlelove4416
    @amlelove4416 2 ปีที่แล้ว +61

    Omg I can't stop crying 💔💔😭😭😭😭😭😭God bless you my Eritrean People ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @slunas2320
    @slunas2320 2 ปีที่แล้ว +43

    ከምዚ ኩይና ዘምጻእናያ ሀገርና አብዋጋ ዕዳጋ አይንእትዋ ከም ዐይኒ ብሌንና ንሐልዋ ምክንያቱም ታሪኽ ኤርትራ ረዚን እዩ። ንፉቀር 🇪🇷🇪🇷🥰🇪🇷🇪🇷

    • @alembetesfa2095
      @alembetesfa2095 2 ปีที่แล้ว +1

      ኣያኻ ኢሳያስ የእቲዋ እንድዩ እንታይ ትብል ኣሎኻ

    • @Dandani21
      @Dandani21 2 ปีที่แล้ว +2

      @@alembetesfa2095 እሞ ፍልልይና ኣጽቢብና ካብዚ ኣትያቶ ዘላ ነውጻያ

  • @robelrobel4485
    @robelrobel4485 2 ปีที่แล้ว +2

    NATEYYYY mezekrta nhelen tkuneleyy abi hawey nic job

  • @biniamtesfamariam9548
    @biniamtesfamariam9548 2 ปีที่แล้ว +2

    Abi jegna wedi erey Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷

  • @alexochelsawi1367
    @alexochelsawi1367 2 ปีที่แล้ว +28

    ዘረባ ይሓጽረኒ ክገልጻ ኩሉ ትትንክፍ ደርፊ
    just amazing song💯❤🇪🇷

    • @natieri2399
      @natieri2399 2 ปีที่แล้ว

      ሰላማት የህዋተይ ደኺ ኤረይ 1000 subscribe እባ ንክትበሥህ በጃኩም ተሃባበሩና ab Natey channel malet Nati eri ???

  • @p.e.a7928
    @p.e.a7928 2 ปีที่แล้ว +80

    Great job! ን ኤረና ኣፍወርቂ😍 ዝከወን ቃል ግን የብልየን. . .ነቲ ናይ በዓል ነጪ ደረጃ በጺሓቶ ኣንበሲት🔥! Yonas maynus kea km kulu gezie Amazing Directing👌

    • @filmonghirmay8591
      @filmonghirmay8591 2 ปีที่แล้ว +3

      Wowww ብፍላይ ንብዕራይ መላፍንቲ ኮይና ክትሓርስ ምስ ረኣኹ፡ በቃ ንብዓተይ ክቆጻጸሮ ኣይከኣልኩን ።ኣብ ገጻ ዝንበብ ዝነበረ ንባብ ዋው ኤሩሩሩሩ መግለጺ ኣልቦ። እንድዒ

    • @cristianmauriciogarciagonz1689
      @cristianmauriciogarciagonz1689 2 ปีที่แล้ว

      Nay hehaki rekibkani bro

  • @tesfayweldeabzghi5292
    @tesfayweldeabzghi5292 2 ปีที่แล้ว +2

    My goodness the is wonderful short ways talent good job 👍

  • @Bluebeen43
    @Bluebeen43 2 ปีที่แล้ว +2

    That is the Reilly history 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @samytekle471
    @samytekle471 2 ปีที่แล้ว +22

    ኣቢ ሓውና እዝንን ርእስን ንዘለዎ ዓቢ መልእኽቲ'ዩ ከምዝርዳኒ መብዛሕትኡ ስራሕ ኣቢ ብደቂቕ ተሪኢናዮ ን ዘለናዮ ናብራ ብዙሕ መልእኽቲ ኣለዎ good job abi !!!

  • @tupacmakaveli5347
    @tupacmakaveli5347 2 ปีที่แล้ว +5

    The moment the fighter's blood sprayed in his son's face is really heart touching!

  • @Nahit_media
    @Nahit_media 2 ปีที่แล้ว +2

    abi blux sirah ybel entay kwexo
    💚❤️💛💙

  • @Naighikiflu
    @Naighikiflu 2 ปีที่แล้ว +15

    ዋው ብራቮ ኣብራሃም መቁኑነይ ደርጊ ኣባና ዘዉረዶ ቀሊል ነገር ኣይኮነን!😢💪🏽

  • @hanaosman6194
    @hanaosman6194 2 ปีที่แล้ว +47

    I can't stop crying😭..
    🇪🇷❣️

    • @jamalmadayen8620
      @jamalmadayen8620 2 ปีที่แล้ว +1

      The real history of every eritrean

    • @natieri2399
      @natieri2399 2 ปีที่แล้ว

      ሰላማት የህዋተይ ደኺ ኤረይ 1000 subscribe እባ ንክትበሥህ በጃኩም ተሃባበሩና ab Natey channel malet Nati eri

    • @meratesfa3371
      @meratesfa3371 2 ปีที่แล้ว

      Me too

  • @yordaabrham2890
    @yordaabrham2890 ปีที่แล้ว +2

    Eza defi degagime semiaya 😢 ab nefsi wekef zreakuwa ynebe btaemi flyti srah eya Abi hawna ❤❤❤

  • @lucasmobiletireservices9859
    @lucasmobiletireservices9859 2 ปีที่แล้ว +16

    It’s so emotional I can’t stop crying 😭 This is Eritreans history. Appreciate you guys putting this together so, other people that don’t understand Tigrigna they can understand it by watching the clip. The ability of acting, facial expressions of everyone who in this clip is really touching great job guys keep going.

  • @wedimaryam15
    @wedimaryam15 2 ปีที่แล้ว +15

    abi the great🎵🎤 ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ ደርግ ሰነፍ ኣድጊ ብታኔላ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘውረዶ ግፍዒ ኣይንርስዖን ስደትና የሕጺሩ ብሰላም ናብ ሃገርና ንምለስ ይግበረና🙏🙏✊🇪🇷♥️✌🇪🇷

    • @mulatmb5654
      @mulatmb5654 2 ปีที่แล้ว +2

      እናሓገዝክምዎምስ ናበይ ናበይ

  • @jonkarl3023
    @jonkarl3023 2 ปีที่แล้ว +41

    ታሪኽ፡ግፍዒ፡ፍቅሪ፡ስቃይ፡ተወፋይነት፡ጂግንነት፡ተጻዋርነት።ብ ዓቢኡ ከኣ ጥበብ። ኩሉ ኣሎ ኣብዛ ደርፊ።ኣዝያ ገላጺት።
    ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ።👌🏽👌🏽👌🏽👏🏼👏🏽👏🏽👏🏽።
    ንበሩልና ደቂ ሓላል መሬት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @jonkarl3023
      @jonkarl3023 2 ปีที่แล้ว

      @bocoy noiu Clip is verry hearttouching!

  • @hhhelal6566
    @hhhelal6566 2 ปีที่แล้ว +7

    6minute song almost describes the 30years unforgetable history thanks guys God bless Eritrea and Eritreans.

  • @edensaymon
    @edensaymon 2 ปีที่แล้ว +1

    Abiye blux natna🇪🇷🌿💗🥺

  • @user-po9xz4xu7w
    @user-po9xz4xu7w 2 ปีที่แล้ว +12

    ክሊብ 100%
    ግጥሚ 100%
    ዜሜ 100%
    ኣቢተይ 1000%
    so god job

  • @nebu5224
    @nebu5224 2 ปีที่แล้ว +5

    ኦህ ኣይከኣልኩን አዚ ዩ ታሪኽና ንስለኪ ዩ ኤረይ 🇪🇷 አድመን ትአናን ይሃብኩም ኣቢ & ማይናስ 🇪🇷❤

  • @mehratutekleya1499
    @mehratutekleya1499 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣብርሸይ ሽኮር ወና ዛ ሃገር ሰማይ ዘክሪ ኩላትኩም ተካታተልቲ ኣቢ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልኩም ደቂ ኤረይ

  • @mikiaron2722
    @mikiaron2722 ปีที่แล้ว +3

    ኣቢ ሓወይ መጊለአጺ የቢለዪን በቃ❤❤❤❤

  • @sebtefinalelialmazewerqime1116
    @sebtefinalelialmazewerqime1116 2 ปีที่แล้ว +23

    💯 Getmi
    💯Zema
    💯 Dirctor
    Abi +maynas+hafa=eru🇪🇷 🇪🇷 💯

    • @user-hd5hg3dw7n
      @user-hd5hg3dw7n 2 ปีที่แล้ว

      ኤረና እቲ ቆልዓ ከኣ ንፉዓት ዮም ብፍላይ ቲ ቆልዓ

  • @bnibnu1069
    @bnibnu1069 2 ปีที่แล้ว +27

    I can't stop crying 😢😢.
    Nayzi AMET zbelexet derfi ... Director lyrics melody💯