Tigray on line you are absolutely right there will not be Tigray Region at all even the one we have now they will take it 😢😅shame on our leaders so sad it's a nightmare for Tegaru
The King of TIGGER TIGRIYANS TPLF❤ The king of TIGGER TIGRIYANS TDF❤ Absolutely regardless tough Genius faster fighter in the world our GENERALS CORINAYALS long live TIGGER TIGRIYANS TIGRAY❤❤❤ ብቅልፅምና ብስሬና
God bless people Tigray 🙏 🙌 Amen 🙏
Thank you for your service Mr TOL 💛🙋🏽♀️♥️👍🏽☮️🫶🏾
እዞም እንዳ ጌታቸውን ፃድቃንን ካብ ትግራይ ተፀሪጎም ይባረሩ ህዝብናን መሬትናን ጨሪሶም ከየጥፍኡና::
Thank you TOL.
👍👍👍❤️❤️❤️
TIGRAY TSIER ❤️💛
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
The real great Tigrayan lion General Yohannes Medid speaking.
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ጻድቃን ደቂኻ ናብ ትግራይ ኣእቲኻ ኣብ እቲ ድፋዕ ኣእትዎም ኢሞ ሽዑ እቲ ትሓስቦ ዘለኻ ግበሮ ።ደቂኻ ኣብ ደገ ኣቀሚጥካ ብዛዕባ ትግራይን ህዝቢ ትግራይ ሓላዪ ኣይኮንካን
Tigray on line you are absolutely right there will not be Tigray Region at all even the one we have now they will take it 😢😅shame on our leaders so sad it's a nightmare for Tegaru
ስሑልሚካኤል ተሳሒልካ ሰብ ትስሕል መርማሪ ነገራት አብ ረብሓ ትግራይን ተጋሩን
ሓሳዊ በሎ
❤❤❤❤❤❤💛❤❤❤❤❤❤💊💊💊💊💊🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳✊💪
👍
እዚ ጄኔራል ፃድቃን ገ/ትንሳኤ ዝበሃል ሰብ ኩሉ ግዜ ቀምሽ ሓማተይ የዐንቂፍኒ እናበለ ብአዴታትን ህፃውንት አቦታትን ኮታስ ብዝተመዛበለ ህዝብናን ዝመንጠለ ግዝአታትና ቁማር ዝፃወት ጨካን አረመኒ ሓላፍነት ዘይስመዖ ስለዝኾነ ጀነራል (ሂትለር) ክበሃል ይግበኦ።ምኽንያት ህዝብና ክፀንት ይሰርሕ አሎ።
ጻድቃን ይኹን ጌታቸው ሓንቲ ማዓልቲ ብዛዕባ ትግራይ መሬት ላኣላውነት ተዛሪቦም ኣይፈልጡን ብዛዕባ ኣብ ስደት ዝንከራተት ዘሎ ህቢና ተዛሪቦም ኣይፍልጡን ክቅሕዳማት ኮዳማት አዮም ።
ደቂ ምርኻት ተረፍ ምርኻት ጻዲቃን ጎይታኹም ኢዩ ኣድስ ኣባባ ከይድና ብዛዓባ ዝተማዘበሉ ክንዛረብ ከለና ኣቦታኩም ንጌታቸው ካብ ስልጣን ኢለየልና ኢሎም ክልምኑ ኢዮም ዝመጹኡ ኢልኩም ኢዩ ትግርኛ ኣይርዳኣኩም ዲዩ ግጅለ ዓለታዋይ ጡፍ 1.5 ሚሎን ህዝቢ ዘጥፍእ ኣቦታትኩም ኢዮም መሬት ትግራይ ዘውረሩ ኣቦታትኩም ሃደምት ኢዮም ጻዲቃን ኣይኮነን ዓለታዋይ ምኻንኩም ግን መላሓስኩም ናብ ጻዲቃን ትውርውር ክንረአ ኢና ምሳኹም ሓዊን ሓሰር ከይና ኢና ክንነብር ወይ ተፋላልና ክንነብር
✅️✅️✅️✅️✅️✅️👏👏👏👏👏
ፃድቃን ኮነ ኢሉ ህዝቢ ትግራይ ንምድኻም እዩ ኩሉ ተግባሩ ዝፍፅም ዘሎ ንጠንቀቆ ተሪርና ንቃለስ ህዝቢ ዝሓዘ ይዕወት።
ፃድቃን ናይ ወፃኢ ሓይሊ ምውል ዒሉ እዩ
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
ትግራይ ዘይናታ ክትደሊ ዘለዋ ከተጥፍ እያ ፡ኣኩስም ናትና ይብሉ ኣለዉ ኣምሓራ
ክልተ ደላዪ ሓደ ይስእን
የተከዘ ዘብ አሰልጢነናል እበሉ ክዛቡ ሰሚዕናዮ
ዝተዳለው ይዳለው ክነጥፍኦም ኢና ከይጥፋእናኩም ስላም የለን ዞም ሀደምቲ አቅሎም ፀቢብዎም እዩ ዘጉርኡ ዘለው
He must go.
እወ
The King of TIGGER TIGRIYANS TPLF❤ The king of TIGGER TIGRIYANS TDF❤ Absolutely regardless tough Genius faster fighter in the world our GENERALS CORINAYALS long live TIGGER TIGRIYANS TIGRAY❤❤❤ ብቅልፅምና ብስሬና
ንሕና ኣምሓራይ ኢና ✅
አነ ዝገርመን እተን ተነሓናሕቲ፡ውድባት ዝትጣየሻሉ ምኽንያት ሕወሓት ንምፅራፍ ድዩ
ንትግራይ ዝጠቅም፡ኣይዶሎጂ ከምፅኡ ይመስለኒ ነይሩ ነገርግን ልእኽቶ ዝትዋሃበን ይመስል
ሰራዊት ትግራይ ይፍረስ እንክባሃልስ ስቁ ካብ ምዐራብ ትግራይ ወፅኦም እዮ ክብ ከሎ ፃድቃን ዋላ ሓንቲ ብሕጭ አይበሉን
ንሶም ፅልእቶም ሕወሓት ዝብል ሽም እዩ
ታይሞትብለና ኣለካ ኣብርእሲ ሕራሮትና
መራሕትኹም ኢና ዝብሉ ንኹሎም መሬት ተኸፊታ ትውሓጦም
ኣሲሮም ንበላዕቲ ዝሃቡና ዋላ ሕወሓት ካባይ ንላዕሊ ሕወሓትየ ዝብለኒ የለን ክሳብ ዛሕዚ ሰዓት ንቕድሚት'ውን ውድበይ ኢያ ግን ካሊእ ተሪፉስ 400 ዝኣኽሉ ጄኖሳይደርስ ካብ መሬትና ንሳቶም እውን ኣብ መሬት ትግራይ እናሃለዉ ፃፀ ኣይኮኑን ብፃፀ'ውን ኣይኮኑን ኣሳፊሮም ሰዲዶሞም ዓበይቲ ካሚዮን ኢዮም ኣሳፊሮሞም ስለዚ ኩሎም ኣሳሲሮም ቆራንዮም ንበላዒ ሂቦምና
ፃድቃን ፃድቃን አቱም መራሕቲ ነበር ፃድቃንስ መፂኡ እዩ ብቁምነገር
ናይ ምንታይ ጀነራል እዩ ኮሚሳር ፃድቃን እምበር በክዩ ለሚኑ ዘምፅኦ ጀነራል እቲ ሽም እውን ናይ ተጋሩ ሽም እዩ ትግራዋይ አይኮነንን ኮሚሳር ፃድቃን😂 ጀነራል እንዳበልካ አይትፀዋአዬ
አብይ አጦንቁሉ አድንዚዝዎም ኽይኾውን እምበር ኽሳብ ኽንድዚ ኽሕደት ህዝቢ ኽብድሉ ይገርም እዩ እዚ ኹሉ ጅግንነት ትግራይ ሐሺሾሙወ
Tsadikan has never been politician. Like abbey Ahmed trained as simple soldier.
ወዲ ምርኻት ግጅለ ዓለታዋይ ካብ ጻዲቃ ጻዲቃን ትብል፡ነቶም ኣብ ግዜ መርሕነቶም ሃደምቲ ኣቦታትካ 1.5 ሚሎን ህዝቢ ዘጥፍእ መሬት ትግራይ ዘውረሩ ዘይትከሶም ኣንቱም ዓለታዋይ ምሳኹም ክንጻረ ኢና ደቂ ምርኮኛታት
ምናገበህ ስለትግራይ ።👌
❤❤❤❤❤❤