#zaramedia

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 26

  • @Zaramedianet
    @Zaramedianet  22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7

  • @ZekariasZeke-yn9ul
    @ZekariasZeke-yn9ul 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ህወሓት ፀረትግራይክጠፍእዘለዎሽፍታእዩ

  • @mihretgebremariam3076
    @mihretgebremariam3076 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ብጣዕሚ ዝገርም ዩ
    ዘይሮም ዘይሮም እኮ ንህወሓት ኣጀንዳ ጌይሮም
    ብድኹም ጎኒ ኣትዮም ንምድብራይ 'ዩ 2ይ ሰምምዕ ፕሪቶሪያ ንምፍራስ ካዉኡ ህወሓት ኣፍሪሱዎ ኢሎም ኣብ ትግራይ ኴናት ክኸፍቱ እዩ ድሌቶም።

  • @Tsehaye-tp9mn
    @Tsehaye-tp9mn 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    💞 ሰላም 🙏 ኽቡር ሓውና እስታሊን ጅግና ድምፂ ሕዝቢ ትግራይ 💞👍❤️💛🌹💪

  • @tesfuleakemariam2023
    @tesfuleakemariam2023 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ይግረምኩም ሎሚ ቅድሚ 3 ሰዓታት ዘዉጻዕኹምዎ መግለጺ ቅድሚ 3 መዓልቲ ጄነራል ወድ ወረደ ስልጣንኩም ክትሕቡዎ ኣይግባዕን ኢለ ጽሒፈ እየ ህወሓት ብስክፍታ ክትዉስን የብላን ከይብሉና ብዝብል ኣታሓሳስባ ኣይትግበሩዎ ኢለ እየ ህዚዉን ንሱ እዩ መርገጺኢየይ።

  • @ZekariasZeke-yn9ul
    @ZekariasZeke-yn9ul 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ህወሓት ካንሰር ፀረትግራይ

  • @tigray447
    @tigray447 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    👍👍

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አቦታትና አያታትና ጀጋኑ ግን ናይ ጌታችው ዕሽነት ንብልጽግና ምእማኑ ይገርመኒ ኢሳያስ ንብልጽግና ክቐርብ ክሎ ብጉርሑ ብሐሳቡ እዩ ዋላ መንእስይ ኤርትራ ይወዱ በዜይ ኣይግድስኖ ድልየቱ ዕዲ ኢ / ዮ አብዘይ ትወሳ ዕዝቕቲ ግርዋ እዩ ጌታችው ግን ንህዝብ ትግራይ ምንም ነገር ከይ ገበር ባንዳታት መቀለቢ መረብሽ ህዝብ መበተኒ ይገብር እዝ ብቕልጡፍ ክእለ አለዎ

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @ZekariasZeke-yn9ul
    @ZekariasZeke-yn9ul 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ህወሓት ናይባንዳታትናይሰረቅትእኽብኻብናይህግደፍተለአአኽት

  • @danielfekadu3507
    @danielfekadu3507 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @atakltikassa7296
    @atakltikassa7296 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hashi lebabo gojely mahayeman

  • @kokebtarekegn1232
    @kokebtarekegn1232 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Why all these endless meetings, wasted time and no resolutions? Intrducing bad culture -Tigraybissuffering!

  • @abebugola7767
    @abebugola7767 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዝይ ፍሉጥ እዩ እንታይ እዩ መፍትሓኡ

  • @GebregergsGebreslasie
    @GebregergsGebreslasie 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣቶ ተወልደ እቲ ዝጭፍጨፍ ኣሎ ህበልካዮ ህዝቢ ጸለምቲ ስብኣይ ን ፈታዊ ህዝብ እንተኮንካ ክድ ኣድሕኖ ብዘረባን ምንጋር ቃንዛ ህዝብና ሓዲ ዜና ኣይኮነን ንዓና

  • @GebregergsGebreslasie
    @GebregergsGebreslasie 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትእመት ካብ ዝፍጣር ግልጽነት ዘሎዎ ኣሳራራሓ ነይርዎ ኣይፍልጥን እዙይ እንካን ትግረዋይ እቶም ኣብርሑቅ ዘሎው ህዝብታት ይፍልጥዎ እዮም ሎሚ ደኣ እንታይ ተፈጠር

  • @kidanehaddish
    @kidanehaddish 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብዛዕባ ትእምት መራሕን ኣባት ነብስን ዝኾኑ እስካዕ ሕዝውን ብቐጣን ትእዛዝ ይመርሑ ዘለው ኣቦይ ስብሓት ትእምት ናይህዝቢ ትግራይ ኣይኮነን እኮ ኢሎም ካብ ኔትዎርክ ኣ.ደ. መ እንታይ እዮም ዝፅበዩ?

    • @samsamsun367
      @samsamsun367 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ፅግተኛ ጉጅለ ናይ ሽመልስ አብዲሳ ስኒ ሞጎፅ ፎእ ሀሻክር ብልፅግና

    • @kidanehaddish
      @kidanehaddish 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @samsamsun367 ዓሻ ትግራዋይ የለን ለምዘበን። ካብሕሉፍ ስለንምሃር ኢትዮጵያውያን ንስብሓት ኔትዎርክ ኣደመ ይቀርቡኹም

  • @michaeleweldegebriel7169
    @michaeleweldegebriel7169 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንስኩም ክትሽልምዎ ዲኩም ከድኩም። አብ ትግራይ ናይ ሃይማኖት አቦታት ተለሚንኩም አቢይ ስልጣን ክህበና እዩ ኢልኩም እምቢ ኢልኩም። ታራፀርፊ ካብ ትፃረፉን ንሰራዊት ዓፊንካ ስልጣን አውህበና ካብትብሉ ሐቂ እንተሀሊይኩም ዘይትግምገሙ።

    • @samsamsun367
      @samsamsun367 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ናኩም ስልጣን ሂብኩ ማለት ድዩ አጎንቢሁ ክገብረኩም እዩ 😂😂ንለማ እንካ አይተመለሰን ተጠቂሙ ክድርብየኩም እዩ አቱም ናሽመልሽ አብዲሳ ስኒ ሞጎፅ ሀሻክር አብይ ፅግተኛ ጉድለ ካድሬታት

  • @aregawigirmay2160
    @aregawigirmay2160 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    08/01/2025 sorry

  • @fthi3585
    @fthi3585 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤