Gebru Astrat just wants a seat in arat kilo. So what TPLF is working with EPLF, you worked with Ethiopia knowing full well Ethiopia was created to erase Tigray out of existence. As far as i am personally concerned you are and were apart of the problem that got us here. Tigray disappeared into the perrefery when you chose to save Ethiopia with Meles and tsadkan. At least Issias had the foresight to get Eriteria independence, what did you do but serve as PR tool for foreign interests.
Results speak louder than words and the results you Meles zenawi and Tsadkan deliverred Tigray is a genocide and no changes in the health and sanitation conditions of every day Tigrayans. Isaias can say he delivered them independence and lifted the UN sanctions that you lobbyed for.
ጽቡቕ ጅማሮ
ሕጂ ኩናት እንተ ተላዒሉ ብገብሩ ርእስኻ ተቆሪጻ ኣብ መቀለ ክትሪኣ ኢኻ
ሓቂ ኢዮ ዝተዛረቦ ህዝቢ ትግራይ ሓታታይ ይኹን
ብጣዕሚ ለሕዝነኒ ነገር ተመዛበልቲ መጫወቲ ፖለቲከኛታትይ ሰብ ሃፍትይ ምኻኖም እዩ, ተመዛበልቲ ናብ መረበቶም ንክኸዱ ናይ ፖለቲከኛታትይ ሰብ ሃፍትይ ሸቐጥ ኣየድልዮምን እሰቲ ዕድሉ ይወሃቦም እሞ ሃመይ ተመሊሶም ናብ መረበቶም ሃምልኸዱ ክዝትዩን ምስቲ ብሓባር ዝነበርዎ ወዲ ኻሊእ ብሄር ህዝቢ ምስ ህዝቢ ርክብ ክገብሩ ፍቐዱሎም ብርግፀኝነት ህዝቢ ስ ህዝቢ ሰላም ንምውራድ ኣይዕቅቦይ ብሱሩ እውን መሸቀጢ ኣይትግበርዎም !!!!
❤
ስለምዕራብ ትግራይ ኣትናገርም
አይተ ገብሩ አስራት ንስኻስ ምስ ብልፅግናዶ ትሰርሕ አየለኻን ንሻዓብያኮ ብልፅግና እዩ ፀዊዑ ዝጨፍጨፈናን ዘጨፍጨፈናን
ክብሪ ህዝቢ ትግራይን ግዝአቱን መሬቱን ክምለስ ተኾይኑ መንእሰይ ትግራይ ንዞም ዝስዕቡ መራሕቲ ጉጅለ ክሕደት ፋሺሽቲ ህውሓት ዝኾኑ ግለሰባት ካብፖለቲካ ትግራይ ከወጊዶም አለዎ ንሶም ካአ ክሊቲኦም ጌታቸዉያን ደብረፅዮን መንጀሪኖ አለም በየነን ካብ ዕግድዓ ህዝቢ ትግራይ ከወጊዶም አለዎ ፡፡
Gebru kefue megabru
ገብሩ ሀሳዊ ፀረ ትግርኛ እስካ ዝወላኣኻዬ ኩናትዮ ስጋብ ህጂ ኣብቅርህንቲ ኣትዩ ሕዝብታት ኢትዬጲየ ትቅደም!::
ብልፅግና ትግራይ ድዩ?
ትግራይ የራሱ ብሄርተኛ አለው ገብሩ ለጎጃም ያንቃ
እቲ ዓይኑ ዘይኮነ ኣተሓሳስብኡ ዕውርዩ ካብ ቀደሙ እቲ ሓደ ከኣ ድስኩል ተለኻኺሞም ጠፊኦም ዘይትገድፍዎ ንህዝብና ሰላም ክረክብ ግርም ተሓቢእካ ወረ ብቻ ።
ወዲ ሸርሙጣ ዓጋመ ገብሩ መሬት ኤርትራ ን20 ጎቢጥኩሞ ዝነበርኩም ናቱ ዘይትዛረብ.... ሕጅውን ኤርትራ አብ መሬታ እያ ዘላ ቆማላት ደናቁር
ኣብ እክሊ'ኮ ሓር ኢ እኽሊ ዝብሃል ኣሎ:: ከም'ቲ ካልእ እኽሊ ኣይብልዓን'ዩ: ይጉሓፍ ::ገብሩ ኣስራት ከኣ: ወያነ ሽሕ ግዜ ዝጉሓፎ ጉሓፍ'ዩ:: ብዛዕባ ፖሎቲካ ክዛረብ ክሓፍር ኣሎዎ::
ከም ዘርኡ ዝበሉ ዓሰርተ ሰብ ሃፍቲ ንትግራይና እንተዝህልውዋ ፀገማት ህዝብና ብወሳናይ መልኩዑ ምተቃለለ ነይሩ አሰር ዘርኡ አብዚ ሓዚ ሰዓት ዝክተል ባዓል ሃፍቲ ሕጂ የድልያ እዩ ።
Merahi giberiwo nizeru gebrelibanos mikniatu habtam eyu nigenzeb elu ayisetikin hakegna ewn eyu zimesil silezi bigiktsi tsejae Tigray abiy Eyu mikniatu Abiy eyu ezi yikun eti enabeke shenkokel zebilo zelo bigiktsi niabiy kinigero akewo entezeykone Tigray bab jalie amaratsi mietaw yigibea.
መላኮስ ተላክስ እካ ዘሎካ ተማሳስልካ ትግራይይ ናብ ፀገም ተውድቁዋ አሎኩም ንስካን በረክት ሱምኦንን
Brosos atbzhu keltifkum asmuena
ከማኻ የብዝሐዮ
ዝፈላሊ መራሒ ክዀዉን አይግባእን
ገብሩ አስራት ማለት ምስ ህወሓት ስልጣን ስለዘይተውሃብካ ተቀይምካ ንህዝቢ ዘይኮነ ፓለቲካ እይትናገር።
ሐቁ እዩ ጎጅለ ጎባአ ዝአመነ ንተመን ዝአመነ ከፊእው ዝመጸ ኤርትራዊ ፈለማ ን ገንዘብ ይእሸጎ ኔሮም ሕጂ ድማ ዝመጸ ኤርትራዊ ን ሻአብያ አብ እቲ ትቆጻጸሮ ማእከላይ ሽረ ሻአብያ ከምድላያ ትእዝዞ ዝደለየቶ ትገብር ከምዘላ ክሉ ትግራዋይ ፈሊጡ ክሉ ኤርትራዊ ፈሊጡ አሎ ከፊእው ዝመጸ መንእሰያት ን ሻአብያ ምርካብ ወያነ ረሺናቶ ስለ ዘረከበቶም.
ብዝዓባ ሕወሓት እናተዛረብካ ዕድመኻ ኣሕልፍካዮ ብዛዕባ ተመዛበልቲ ደጋግመህ ተናገር ብዛዕባ መሬት ትግራይ ክምለስ ደጋግመህ ጠይቅ ሕወሓት ምስ ሻዕብያ ተራኺቡ እናበልካ ኣይትውዓል
እንታይ ዓይነት ለውጢ?
አዚ ስበአይ ኢዚ ገብሩ አስረት ትብልዩ ጸላኢ ሽዕብያ ዝይኩነ ጸላአ ህዝቢ ኤረትሪ አዩ 2ይ ጸዳቃን ውን ጻላኢ ህዝቢ ኤረትሪ ኢዩ ካብ ቅደም አዚ ስባአይ አዚ ጸላኢ አዩ ዓይኑ ጥረይ አኳንን ዕውሩ ልቡ ውቡ ውን ዕውሪ አዩ
ድንዙዝ ህዝቢ ኤርትራ ኢሎም ኣይፈልጡን ሻዕብያ እምበር
ኒ ደቅካ ሂሰበሎም ንስካ ሃደ አግርካ ጉድጋድ ኣትይ አዩ one day you get your price
እዚ ገብሩ ኣስራት ዝባሃል፡ቄናን ቂመኛ ትግራዋይ።መዋእሉ ክሕሱን ህዝቢ ዘረሓሕቕ ሓሳብ ክዛርብ መሬት ዓሪብዎ።ገጹ ትከወል ናይ ውልቁ ቂም ዳኣ እንተሃልይዎ'ምበር።ከምዚ ዓይነት ሓስውን ቂመኛን ሰብኣይ ተራእዩ ኣይፈልጥን።ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ3ይ ወራር ዝገበሮ ዕንወት ጠፊኡዎ ኣይኮነን።እልፊ ጋላን ሻንቅላን ካብኩላ ኢትዮጵያ፡ተኣኪቦም ዝመጹ'ሞ ኣብኡ ዝሃለቑ እንታይካ ኮይኖምኻ።ብድሕሪትን ብቕድሚት ተጨፍጪፎም፡መሬት ኤርትራ ዊሕጢዎም።ነብሲ ወከፍ፡ዝረገጽዋ መሬት ኤርትራ ድማ ዝውሰድ ወሲዶሞ።ዝተረፈ ድማ ብቲኤኅቲ እዕንይም ከይዶም።እዚኹሉ ሰሪቖምናዶ ወሲዶምና ትብልዎ፡ተጌሩ እንቱኮይኑ ንይኢድኩም'ኹም ረኺብኩም።ንኢሰያስ ክትብሉ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ክይን ህልኽኩም።ታሪኽ ናይ ኣበታትኩም ተወከሱ።ናብ ትግራይ ክዘምት ከገብር ዝኸይድ፡ምስፍን፡ዓቀይታይ፡ሽፍታ ካብኤርትራ ዝበቖለ ሰሚዕና ኣይንፈልጥን።ናይ ቀረባዘርከብናሉ፡ካብ ራያ ዝመጸ ኡኩብ ህዝቢ ኣብ197ታት ጀብሃ ኣብከባቢ ዛላንበሳ ብዶሽካ ዘጥፋኣቶ ምስክርዩ።
Gebru Astrat just wants a seat in arat kilo. So what TPLF is working with EPLF, you worked with Ethiopia knowing full well Ethiopia was created to erase Tigray out of existence. As far as i am personally concerned you are and were apart of the problem that got us here. Tigray disappeared into the perrefery when you chose to save Ethiopia with Meles and tsadkan. At least Issias had the foresight to get Eriteria independence, what did you do but serve as PR tool for foreign interests.
Results speak louder than words and the results you Meles zenawi and Tsadkan deliverred Tigray is a genocide and no changes in the health and sanitation conditions of every day Tigrayans. Isaias can say he delivered them independence and lifted the UN sanctions that you lobbyed for.
anes bitaemi zgermeni gebru asrat maalti tnewih enber halengi shaebya ayktgedfeka eya emeneni maaltka tetsebe zkone eritrawi kigedfeka elka aythseb
Kegarmeka abzi hji gezi meanta geyru nab tegray gexu aykyden eyu ab dega koinu eyu ze afer ab tegray hanti leyti aymhdrewon
ድርባይ ናይ ጊዜ ጉዳይ ምበር ተጋሩ ይድቁሱ እዮም ኢልካ ኣይትሕሰብ
@@TigrayCommunityRefugeesስትራተጅካዊ እላማ የለን እዚ ስለዝኾነት እያ ጎጅለ ጎባኤ አብቲሕቲ ሕግደፍ ተንበሪኪኻ