Tesfazion. ስለምታይ ኣከለጉዛይ መንሽሮ ኤርትራ ኮይና?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024
  • Tesfazion. Why Is Akeleguzai Cancer Of Eritrea?

ความคิดเห็น • 684

  • @2020-c8b
    @2020-c8b 2 ปีที่แล้ว +25

    Kkkkkkkkkk this guy is in his last move ,shirking to its end.

    • @TwYakob
      @TwYakob 2 ปีที่แล้ว

      ይመስለካ ዶ ኹዕንቱዋ

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 2 ปีที่แล้ว +4

    .... ተጠሊምና እምበር ኣይጠለምናን ? // ኣብ ሓቂ : ብድፍረትን ትብዓትን ጸኒዕካ ሞት ፡ ዘልኣለማዊ ትርጉም ጀግንነት እዩ።
    "መንግስተ ሰማይ እንተረኸብኩ 'ምበር፤ ጳጳስ ንምዃን ኢለ ኣይመንኾስኩን። "💔
    ቃል ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቦና ኣቡነ እንጠንዮስ //
    ኣብ ሓቂ : ብድፍረትን ትብዓትን ጸኒዕካ ሞት ፡ ዘልኣለማዊ ትርጉም ጀግንነት እዩ።
    "መንግስተ ሰማይ እንተረኸብኩ 'ምበር፤ ጳጳስ ንምዃን ኢለ ኣይመንኾስኩን። "💔
    ቃል ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቦና ኣቡነ እንጠንዮስ/

    • @theworldbreath620
      @theworldbreath620 2 ปีที่แล้ว

      Beso we kedos Abuse Antonio's wedi Hamasien eyom, mes tegaru koknka ne deki hamasien ketetefe zetebegeskas beyenay melekee eka nezom abo Hamasien halayeom koinka ketezareb ? Lekbat seraki

  • @especially4657
    @especially4657 2 ปีที่แล้ว +29

    ንስኻን
    ኣድሓነትን
    ልቸንሳ ጹሉላት ዝወስድኹም ኢኹም

  • @Adulisawi
    @Adulisawi 2 ปีที่แล้ว +5

    Akele adey adi jeganu, adi sebawnet nhna aynzarebn ena !!
    Ab tegbar ena namn.

    • @samikahsai6679
      @samikahsai6679 2 ปีที่แล้ว

      Asey teawet jigna wedi jeganu::

  • @lulrbahri
    @lulrbahri 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣከለጉዛይ ኣይኮነትን መንሽሮ ኤርትራ እቶም ኣብ ኣከለጉዛይ ተወሊዶም ዝዓበዩ ጓሶትካብ በረኻ ናይ ኤሮጳ ኣሜርካ ዝኣተዉ እዮም መንሽሮ ንህዝቢ ምሉእ ኣይትለክም ኣይተጸልምን ዳሕራይ ክኣ ባዕልካ ዝኣጎድካዮ ሓዊ ኣግኣዝያንዶ ገለ ኢልካ ሓንጎሎም ሓጺብካዮስ ከተማርሮም ኣየጸብቀልካን እዩ ኣያ ሳጼን ክብረትኩም ሓልዉ ደኣ፡ ኤርትራ ናይ ንኤርትራውያን ዝሓስቡ እያ ኣኸለ ኣይትድከምኡ

  • @yordanossolomon5629
    @yordanossolomon5629 2 ปีที่แล้ว +20

    እዞም ኣከለጉዛይ ፕሪፈሪ ንሃገርኩን ንምጽናትን ንምዕናውን ገንዘብ ዘዋጻእኩም ንሕዋሓት መግዝኢ ኣጽዋር, ድሮን..., ኣስመራ ብሚሳይል ክትድብደብ ትዕልሉ ዝነበርኩም ኣውራጃውያን ከምቶም ጃሃዳውያን ኣብ'ዛ ስደት ዝበለዩ ንስኹም 'ውን ኣስመራ ኣይ ትረግጽዋን ኢኹም ::

    • @erimetera4208
      @erimetera4208 2 ปีที่แล้ว

      yordanos komal agame Teguar tigraweite Eritrea is for Eritrean game is over viva president isayas

    • @yordanossolomon5629
      @yordanossolomon5629 2 ปีที่แล้ว +1

      @@erimetera4208 ትግርኛ ኣንቢብካ ኣይ ትኽእልን ዲኻ?
      ክንድዚ ትበኪ!

    • @yordanossolomon5629
      @yordanossolomon5629 2 ปีที่แล้ว +1

      @@fesseha1071 እንታይ ኢኺ ክትብሊ ደሊኺ ሓሳብኪ ኣነጽርዮ?
      ኣይ ትፍርሒ!

    • @Gl.f
      @Gl.f 2 ปีที่แล้ว +1

      Yordanos teratit siq eilki nkulu Akologuzay aytilekimi beal Seltene 1 2 seabtom n Akologuzay aywikiluwon eyom . Akologuzay ab Eritrea e u zelo.

    • @rabababamrabababam5500
      @rabababamrabababam5500 2 ปีที่แล้ว +1

      @@Gl.f እንታደኻ ኮይኖም ዘይዉክልዎ ሰላም እምበር ጽልኢ ኣይኮኑን ዝዘርኡ ዘለዉ ይዋእ እዮም ንደቂ ደቁ ጽልኢ ዝገድፈሎም ዘሎ እምበር ።

  • @gm5215
    @gm5215 2 ปีที่แล้ว +15

    ተስፋጽዮን ር አሲ መዲድ ር አሲ አንቓቒሖ ኢዚ መጻሕፍቲ ብሓቂ ዲኻ ተንብቦ

    • @mahariabraha7054
      @mahariabraha7054 2 ปีที่แล้ว +1

      🤣🤣🤣 ygrmka Eyu

    • @teshometesfamariam185
      @teshometesfamariam185 2 ปีที่แล้ว +2

      ኣንቢቡስ ንዓኻ ድርባይ ከማን የረዳኣካ ኣሎ!

  • @dawitteame865
    @dawitteame865 2 ปีที่แล้ว +3

    አከለ-ጉዛይካቶሊካውነት ዝብሉ ጽውጽዋይ ስሚዒት መንሽሮ ካንሰር ሃገር ኤርትራ እዩ ።
    እቲ ርስሓት ክድዓት መትከል ኣልቦነት ዓሌታውነት ዘርአውነት ልቁምጽና አረሜንነት ካብዚ አከለ ጉዛይ ዝብል ካንሰር ስነሓሳብ እዩ ዝጅመር ።
    አብ 2015 እዛ ጉጅለ እዚአ እያ ምስ አስላም ኮይና ሰራዊት ኤርትራ ብዝርዝር አሽማት ደቂ ሓማሴን አዘዝቲ ሰራዊት ንዓፋርን ኩናማን አጽኒቶም ብምጽናት ዘርኢ ክክሰሱ አለዎም ኢላ ዝከሰሰቶም ።
    እዛ ኩላ ሙሁር አከለጉዛይ ትብል ምስ አስላም፡ልፍንቲ ከፊታ ንህዝቢ ሓማሴንን ኣዘዝቲ ሰራዊትን ብምጽናት ዓሌት ክትከሶም ወፍሪ ጌራ ክሳብቡ ቤት ፍርዲ ክበጽሕ ውን ቡዙሕ ሰሪሓ እሱ ከምዘለዎ ኮይኑ፥
    ሕጂ ካአ ከምታ ናይ ቅድም ሕጂ ውን ብጆኖሳይድ ኣብ ክልል ትግራይ ምክሳስ ጀሚራ አላ ።
    ሰራዊት ሓማሴን ህዝቢ ሓማሴን በዞም አከለ ጉዛይ ሰራየ አስላም ኢና ዝብሉ ክንደይ ግዜ ከም፡መጽነቲ ዓሌት ጌሮም አቅሪቦሞ ንምፍላጥ 3 ግዜ ...
    ብሽም፡* *ሜንኻዕ ዶ የሚን ዝብል ብድሕሪኦም መጽዮም ቀቲሎሞም ዝብል ጽውጽዋይን ,
    * ንህዝቢ ዓፋር ኩናማ ህዝቢ ሓማሴን ሰራዊት ሓማሴን አጽኒቶሞም ዝብል ጽውጽዋይ,
    * ሕጂ ካአ ንህዝቢ ትግራይ ሰራዊትን ህዝቢን ሓማሴን አጽኒቶሞም ዝብል ብወግዒ ተጠሊዖም ዝከሱን ዝካአሎም ንምስክርነት ዝዛረቡን ዝጹሕፉን እዩም ኮይኖም ንረክቦም ።
    እሞ እዚ ናይዞም ኑጹላት ብድክነት ብስደት ብምብትታን ሃለዋቶም ዘጥፍኡ ዝኮነ ሞራልን መትከል ዓቅምን አቃውማን ዘይብሎም ክድዚ ዝከውን ድፍረትን ጸለመን ምፍብራኮም ማዕሮ ክንደይ ኣብ ክወጽዎ ዘይክእሉ ውድቀት ከምዝወደቁስ ይርድኦም ዶ ይከውን ።
    ብክድዓት ቀዳሞት ብድሕረት ቀዳሞት ብስደት ቀዳሞት ንስደት ከም ሃብቲ ከም ጽቡቅ ዕድል ጌሮም ዝወስዱዎ ንስደት ከይወጹ 3/4/5 ግዜ ከይወጹ ዘይኮነሎም እቶም ዝደከዩ ከመይ ኢሎም ከምዚ ክብሉ ኪኢሎም ።
    እንተ ምጽናት ዝብልዎ ዘለዉ ነዛ ሃገር ዘጽንታ ዘሎ ደቂ ዓዶም እዩም ን30 ዓመት መመላእታ ንሰብ ብሂወቱ ከሎ ኣብ መሸማዕ ዓፊኖም ዝቀትሉ ደቂ ዓዶም እዩም ።
    ናይዚ ቀሊል አብነት ክንህበኩም
    * ዘምህረት የውሃብስ ሓላፊ ፖኮቲካዊ ቤት ጽሕፈት ክፍሊ ባህሊ
    * ኢሳያስ ኣፈወርቂ ቀንዲ ቀታሊ ጨዋዩ
    * ሳባ ሃይሉ ቀንዲ ሃንዳሲት ንክቅተሉ ዝዳለዉ
    * ስምኦን ገብረድንግል ብሱዉር ን30 ዓመት ሰብ ዘሳቀየ ቀንዲ ቀታሊ ሰያፊ
    * ኣብርሃ ካሳ ቀንዲ ሰላሊ ኣብ ጸልማት ኣብ እስርቤታት ሰብ ዝርሽን ዘሕቅቅ
    * መቀለ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ብደቂ ዓዱን ንደቂ ሓናሴንን እንዳሰለለ ንክቅተሉ ክርሸኑ ቦታ ዘዳሉን ዝመቓቅልን
    * ተስፋልደት ዋና ዝርዝር አስማት ዝቅተሉ ዝርሸኑ ዝእሰሩ ዘዳሉ ዋና ሚና ፋሓሲ መርዚን ክፍአትን
    * ሓጎስ ኪሻ ሃብቲ ሃገር ብሙሉኡ ጨቢጡ መቅተሊ መስከሪ መሸርሞጢ ብሕረዲ እስርቤት መክፈቲ ዋና መዋሊ ናይዞም መሳሩሕቱ
    * የማነ ማንኪ እቲ ወሳኒ ታራ ኣብ ምጽባት ምብትታት ኣብ ምድኻይ ሃገርን ህዝብን ዝሰርሕ ጸሊም ተመን
    * የማነ ቻርሊ ዋና ተቆጻጻራይ ማሕበራዊ ሜድያ
    እዚኦም ኩሎም ደቂ አከለ-ጉዛይ ዓጋመን እዩም ነዛ ሃገር ነዚ ህዝቢ ኣብ ከመይ ጸልማት የእትዮማ ከምዘለዉ መን ይስሕቶ እዚኦም ዘጽነቱዎ ብከመይ ይቁጸር ።
    ንትግራይ ኣብዚ ኩሉ ጥምየትን ውድቀትን ዝፈረዱዎም ውን እዞም ደቂ ዓዶም እዩም ነዚ ህዝቢ ኣብዚ ኩሉ ሽግርን መከራን ኣውዲቆሞ ዘለዉ እዞም ብነብሰ ምትሓት ዝሳቀዩ ደቂ አከለጉዛይ ዓጋመን እዩም ።
    እቲ ጽልኢ ዘዋፍሩዎ ዝምውሉዎ ባዕሎም ዝዋስእዎ ኣብ ስደት ካኣ ደቂ ዓዶም
    እቲ መርዚ ምንዋር ምጽላም ነቲ ሓማሴን ካአ እዚኦም ይምዉሉ ስእሊ ስድራ ቤታቶም ስእሊ ደቆም ነቶም ጨንፈራት ናቶም ደቂ ዓዶም ይሰዱሎም
    እቶም ደቂ ዓዶም ኣብ ሾሻል ሜድያ ነቲ ስእሊ ደቆምን ስድራ ቤቶምን ክቀባበሉሉ ከነውሩዎ ከጸልምዎ ፍርቆም ዩቱብ ይጽዕንሉ ፍርቆም ኣብ Fb ለጢፎም ክዝልፍሉ ፍርቆም ዘስካሕክሕ ርስሓት ክኩዕውሉ ይውዕሉ ።
    አብዚ ናይ ክልል ትግራይ ውን ታዓዘቡ እቶም ደቂ ዓዶም ንክልል ትግራይ መውጽእን መእተውን ዘይብላ ከርዲኖም የሳቅዩዋ፡
    እቶም ኣብ ስደት ዘለዉ ደቂ ዓዶም ውን ዓዲ ብዓዲ ገንዘብ የዋጹኡሉ ነቲ ውድብ ወያነ ።
    ቀተልቲ ባዕሎም ደንገጽቲ ባዕላቶም ታሓተቲ ባዕሎም ከሰስቲ ባዕሎም ክድዓት ባዕላቶም ከሰስቲ ከዳዓት ባዕሎም ሕፍረት ጭውነት ዝባሃል የሎን ። ዓይኖም ኣፍጢጦም ይሑሱዎ ዓይንካ ኣንቂሮም ይሕሱዎ ሎሚ ተመን ይኮኑ ጽባሕ ነፋሒቶ ይኮኑ ነዚአቶምን ንቀቢላታትን ኣሚንካ ሩባ አይትሰግርን ።
    ስለዚ ብሕጂ ንከምዚኦም ብጀኻ 2 ጀዲድ ሂብና ምጥራዞም ካልእ ምርጫ የሎን ።
    እተን ኣብ 1991 ዝተዋሃብዋ ዜግነት ክነሕድጎም ኢና ነቲ ናቶም ኾታ ካብ ኦሮሞን ኣምሓራን ሰብ ኣምጺእና ክንትካአሉ ኢና ።

  • @klant17denbosch44
    @klant17denbosch44 2 ปีที่แล้ว +11

    ምስኪናይ ጭንቀትዩዝኹሉ ዝዕዝፎዞሎ ብዘይሓዳርን ዉላድን ወዲሱሳኾይኑ።

  • @aronke2801
    @aronke2801 2 ปีที่แล้ว +15

    እንታይ ጸገም ኢዩ ዓዲ እንግሊዝ እንዳ ጽሉላት የብሎምን ድዮም።

  • @user-rz5zq4cj5b
    @user-rz5zq4cj5b 2 ปีที่แล้ว +24

    ሳጨን ልኡኽ ህግደፍ እዩ💯💯

    • @bynamtensae1165
      @bynamtensae1165 2 ปีที่แล้ว +1

      Anta Leba Hamasienay QomaL - At some time I supported some of your idea - Later I found out your many of lies that they seem nice for reason. Infact your mission is to protect the Hamasien criminals. U R poor - you do not know how to maneuver politics ur rude belligerent. QoYQaM. U hamasien immigrated to the dry slopes of hamasien. U hamasien were the one nearly killed EPLF in the 1970 and 80s when you fought for power, Protein food, and tegadelti women for sex. then esayas began cleansing the unwanted hamasiens and he killed, poisoned them some also killed by landmines. Stupidity and dishonest is in the blood of Hamasiens.

    • @kidaneftsum4010
      @kidaneftsum4010 2 ปีที่แล้ว +2

      ንክርዳኣካ ዶ ከቢዱካ ነቲ ስምዒት እዮ ዝሃርሞ ዘሎ ነቲ ስሚዒት ኣክሎጉዛይ ዶ ሰራየ ዝብሃል እዩ።

    • @user-rz5zq4cj5b
      @user-rz5zq4cj5b 2 ปีที่แล้ว +5

      @@kidaneftsum4010 ነቲ ሓማሴን ዝብሃል ስምዒት ካኣ ይከናኸኖ ኣሎ

    • @kidaneftsum4010
      @kidaneftsum4010 2 ปีที่แล้ว +1

      @@user-rz5zq4cj5b ሓማሴን ዝብሃል ኣውራጃዊ ስምዒት ብከንሻ እዩ ማዕቢሉ ነይሩ ሓማሴን ዝብሃል ሃገር ግን ካብ ቀደም እዩ ነይሩ ቅድሚ ጥልያን ቅድሚ ግብጺ ቱርኪ ታሪኽ ተወ

    • @user-rz5zq4cj5b
      @user-rz5zq4cj5b 2 ปีที่แล้ว +4

      @@kidaneftsum4010 ብሓሪ ነገስታት ዱባርዋ እዩ ኔሩ። ናብኡ ኢና ድማ ክንመልሶ ትም ኢልካ ደድሕሪ ዝጸደፈ ኣይትጽደፍ።

  • @user-fk8op3li3j
    @user-fk8op3li3j ปีที่แล้ว

    Tesfaxen jegena goyta hamsen ajoka teray alna meska kexelo teray❤❤❤

  • @samsonabraha6401
    @samsonabraha6401 2 ปีที่แล้ว +3

    Hamasen only they now how to work jerjen in Asmara Antha kezab. You must stop meantion about Akele guzay and Serayn. Antha Dekah Hamaseinay.

    • @lifeisbeautiful1250
      @lifeisbeautiful1250 2 ปีที่แล้ว +1

      I totally agree with you. What is their problem?

  • @user-jy7oc3lm6w
    @user-jy7oc3lm6w 2 ปีที่แล้ว +6

    ኪድ ደንብያ ናብ መቦቆልክን ክንሰደክን ኢና ኣጋባብ ግበራ ደንብያ።

  • @shabayt6274
    @shabayt6274 2 ปีที่แล้ว +23

    እዚ ጓሓፍ ኣውራጃዊ ነዛ ሃገርን ነዚ ህዝብናን ንምንቛት ከምዝተላዕለ ረአይዎ በሉ፡ ኣከለጉዛይ ዶ ሰራየ ዶ በቃ መውጽኢ ኣፉ ኮይኑ።

    • @kiflakifla9269
      @kiflakifla9269 2 ปีที่แล้ว +2

      መስኪናይ ንስካ ኢካ ንስካ ናትካ ሃንጎል ይሂት ስለዝኮነ ወላ ጽን አልካ ተሰማካዮ ክትሰሞ አምበር አንታይ ክብል ጸኒሁ ኣይርዳካን ኢዩ

    • @fesseha1071
      @fesseha1071 2 ปีที่แล้ว +1

      @@kiflakifla9269 ጽልኢ ፡ቒም በቐል፡ ብድዔ ፡ ኣብ መንጎ እሕዎት፡ ሓደ ሃገር፡ ሓደ ሕዝቢ፡ ምፍልላይ ምንዕዓቕ፡ ኣነ ይበልጸካ፡ ንስኻ ባርያይ ኢኻ፡ ኣነ ማእከል እየ ፡ ንስኻ periferi ኢኻ ምባል ድኣ ትምህርቲ ዘይኮነ፡ ዲቕ ዝበለ ፋሺዝም እንዳእሉ። ጥልያን ካብዚ ሓሊፉ እንታይ ጌሩ ድዩ። እሞ በቃ ባእሲ ውግእ ዕግርግር ምትፍናን ደሊኹም? በቃ ንሕዝቢ ሰራየን ንሕዝቢ ኣከለጉዛይን ከነምበርክኾም ኢና ድዩ እቲ ትምህርቲ፡ ኣብኮምኡ እንተበጺሕካ ድኣ ፡ እቲ ኣከለን ሰራየን ማይ ዓሙኹ ድዩ ክጽበየካ ዋልስ መሎኮታዊ ሓይሊ ዳዊት ኣሎኩም ኮይኑ እዩ። ግደፉ ሰላም ግበሩ፡ ለቡሙ፡ ሰብ ካብ ሰብ ኣይበልጽን እዩ፡ ናብ ዘመነ ፋሺዝም ኣይትመለሱ ንርእስኹም ክሕሸኩም፡ እምበር ኣከለ ይኹን ሰራየ ድኣ ተስፊጭ ስለ ዝለፍከፈ ኢሉዶ ንቕንቕ ዝብል መሲሉካ።

    • @shabayt6274
      @shabayt6274 2 ปีที่แล้ว

      @@kiflakifla9269 ኣነ ከማኻን ከምቶም ብወለንታኦም ባርያ ውልቀ ሰባት ዝኾኑን ኣይኮንኩን። ነዚ ንህዝብና ልክዕ ከም እንዳን ቀቢላን ፈላሊዩ ዘናቑት ዘሎ ሰነፍ ሰብ ዓገብ ምባል ሃገራዊ ግቡአይ ኢዩ። ሓደ ሰብ ቅኑዕ ድዩ ግጉይ ብውጽኢት ስርሑ ኢዩ ዝምዘን። ስለዚ እዚ ሰብ ነቲ ዝመርሖ ምንቅስቓስ ኣዘኽቲምዎ ይርከብ። ነዚ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ክትክሕዶ ኣይትኽእልን ኢኻ።

  • @yonasgezaibrhane8875
    @yonasgezaibrhane8875 2 ปีที่แล้ว +1

    መምህር ተስፋጽዮን ንጽር መግለጽ ኢዩ።

  • @solomonteame8142
    @solomonteame8142 2 ปีที่แล้ว +2

    What a brave men

  • @nazretgaim1241
    @nazretgaim1241 2 ปีที่แล้ว +1

    Thank you!

  • @kamita878
    @kamita878 2 ปีที่แล้ว +4

    Iwey iwey nay ms tgray shiger key wedakas hgi ka AKOLOGZAY. Mhret da ywrdelna. Kemzi indhr koyno iti goday. Wedi iseyas ygzana

  • @titisebhatu6039
    @titisebhatu6039 2 ปีที่แล้ว +2

    ብምስልምና ክትፈላሊ ሐሲብካ አይኮነልካን ሕጁከአ በዉራጃ መጹካ አይትድከም ህዝቢ ነቂሑዩ አይትድከም

  • @kidusanyohans7201
    @kidusanyohans7201 2 ปีที่แล้ว

    yas yas

  • @eriboy6841
    @eriboy6841 2 ปีที่แล้ว +4

    ጋሽ ባርካ ክጽረፍ, ኣፍኩም ዘግፋሕኩም በሉ መጺኹም ኣሎ 🤣🤣🤣🤣🤣

  • @ghirmaihaile7910
    @ghirmaihaile7910 2 ปีที่แล้ว +10

    ደምብያ ሓማሴን ኣይትዉኩልን ከንፋር

  • @hebrawi7098
    @hebrawi7098 2 ปีที่แล้ว

    By the way did I hammer so hard those who were
    working to stereotype and misinform me on the
    social media ? I need your feedback < please !

  • @jesusislordrishan6595
    @jesusislordrishan6595 2 ปีที่แล้ว +2

    እቲ ኣግኣዝያን ዝብል ስነሓሳብ ብዓቢኡ ሰይጣናዊ ስነሓዳብ እንድዩ
    እቲ ኣርእስቲ ከኣ ሰይጣናዊ ስነሓሳብ እዩ
    ተመለሱ ንሰይጣን ካብ ምግልጋል ተቆጠቡ
    ኤርትራ ናይ ቶም 9 ብሄር ብዘይ ኣፈላላይ ብዘይ ዓሌትነት ርእሰወዳድነት ሓንቲያ ንኩሉ ንሄራ ብማዕረ እያ

  • @shabayt6274
    @shabayt6274 2 ปีที่แล้ว +16

    እዚ መጅራግ ዓለታዊ ነቲ ጭዋ ዝኾነ ህዝቢ ሓማሴን ምስ ህዝቡ ከናቑቶ ኢዩ ዕላምኡ። በጃኹም ብሰንኪ እዚ ሕሙም ከልቢ ነቲ ክቡር ህዝቢ ሓማሴን ኣይንጻረፍ፡ ምኽንያቱ ዕላማኡ ንሱ ኢዩ። እዚ ሰብ ከም ዝኸሰረ ነዚ ኮመንት ጥራሕ ምርኣይ እኹል ኢዩ።

  • @zerrugebremichael6895
    @zerrugebremichael6895 2 ปีที่แล้ว +6

    You are extremely resist man 👨.

  • @tseghayghebretsadkan9313
    @tseghayghebretsadkan9313 2 ปีที่แล้ว

    Andatehawaweseka Andyu mo

  • @bereketewelde5443
    @bereketewelde5443 2 ปีที่แล้ว +4

    መዓስ ዶ ኣኮሎጉዛይ መንሽሮ ኤርትራ ኮይና ያ ።
    ግን እቶም በሃሎስ ሓማሴን እዮም መንሽሮ ዓንቃርቢቶ ናይ ኤርትራ ኮይንኩም ዝብሉ

    • @fesseha1071
      @fesseha1071 2 ปีที่แล้ว

      እንታይ ፈሊጠሉ፡ ምዓስ ኣከለጉዛይ መንሽሮ ከምዝኾነት እንተዝገልጸልና እኮ ገሪምና ወደይ፡ ሰብሲ ምስ ሰብ ክቀራረብ ክፋቐር ክደሊ ኢና ንፈልጥ እምበር፡ ሱቕ ኢልካ ሱቕ ንዝበለን ዝገበረካ ዘይብሉ ሕዝብስ ኣህባይ ዘይነብርኦ ቦታ እዮም ዝነብሩ፡ ኩዕንቲ እዮም ዝበልዑ፡ ኢልካ ምንቁሻሽ፡ ኹዕንቲ እንተበልዑ እሞ፡ ኹዕንቲ ዓዶም እምበር ኹዕንቲ ሓማሴን ድዮም በሊዕም? ከምህበይ ኣብ ኣጻድፍ ትተቐመጡስ እንታይ ሓቢጥዎ፡ ኣብ ኣጻድፍ ኢና ዘሎና ኢሎምዶ መሬቱ ወሲዶምሉ እዮም። ተሓጎማይ ከሎስ ታሓዛይ ይጠርጥ ዝብልዎ እኮ ከምዚ እዩ።

    • @theworldbreath620
      @theworldbreath620 2 ปีที่แล้ว

      Selezefeletekom deyo kkk haka awseeqa alo

    • @fesseha1071
      @fesseha1071 2 ปีที่แล้ว +1

      @@theworldbreath620 ጽሕፈትካ ኣይንበብን ኣሎ፡ ወይ ብእንግሊሽ ጽሓፍ ወይ ብትግሪኛ።

    • @bereketewelde5443
      @bereketewelde5443 2 ปีที่แล้ว

      @@theworldbreath620 ወዲ ሃብተስሉስ ከዳዕ ወዲ ራእሲ ኣርኣያ ሃዳሚ ወዲ ራእሲ ወልደምንካኤል ባርያ ሞስሊም ግብጺ ወዲ ተድላ ባይሩ ባርያ ሃይለስላሴ ኣንድነታዊ ወዲ ከዳዓት ኮይኑ እምበር ነዚ ክቡር ህዝቢ ስገም ስርናይ ዕፉን ወዘተ ዘሪኡ ዝበልዕን ጽጉማት ዘዐንግልን ዶ ምደፈሮ ትብል።

  • @chelseaforever9905
    @chelseaforever9905 2 ปีที่แล้ว +2

    Welcome መም. ተስፍጼን ቅድም ቀዳድም ጀጋኑና ክኸብሩን ክቀሱኑን ኣለዎም

  • @user-fk8op3li3j
    @user-fk8op3li3j ปีที่แล้ว

    Tesfaxen jegena may gayla

  • @saimonteklemicael7286
    @saimonteklemicael7286 2 ปีที่แล้ว +1

    Haleluya haleluya

  • @keren7127
    @keren7127 2 ปีที่แล้ว +4

    Cancer Eritrea si nskha n kemakha zmeslun iyom. Bejaom tedefaE.
    👿👿👿👿👿👿

  • @mikeeritra9518
    @mikeeritra9518 2 ปีที่แล้ว

    Kelbi Wedi Kelli eka. Nikka zetifie tesaenu Motta yihabka...

  • @tsion587
    @tsion587 2 ปีที่แล้ว +14

    ሃለው ኣንታ ሓወይ ስለምንታ ኢካ ብሰንኪ ሓንቲ ስብ ንሰራዬ ተዋርድ ሰራዬ ኣኮ ብዘይ ሓሶት ሞሶብ ኤርትራ ኢያ ስራዬ ለምለም ይቅረታ ክሓት ኣለካ ኣዝይ ትብሎ ዘሎኻ ጌጋ ኢይ

    • @fesseha1071
      @fesseha1071 2 ปีที่แล้ว +5

      ጽልኢ እንድዩ ዝሰብኽ ዘሎ፡ ፍቑራት ሕዝብና ኸባእስ ደልዩ።

    • @trueloveisneverend4110
      @trueloveisneverend4110 2 ปีที่แล้ว +1

      Seray dea lemlem hamasen shhn bann dea tumuyat

    • @amanmeko
      @amanmeko 2 ปีที่แล้ว

      ጽቡቅ መልሲ ሂብካዮ ነዚ ጎሓፍ

  • @kbrensh6800
    @kbrensh6800 2 ปีที่แล้ว +2

    ጣልያን ዝዘርኦ ጽልኢ እዩ ካቶሊክ ማለት። ጣልያን ዓሻ አይኮነን። አበይ ይዘርኦ ነቲ ጽልኢ ይፈልጥ እዩ አበይአለው ዝደንቆሩ ሰባት። አለልዩ እዩዝፈልጦም እንበር አቦታትና ድአ። ምስጣልያን እንድዮም ነይሮም። ግን ብኤርትራን ብኤርትራውነትን ዘይዳደሩ ምካኖም ስለዝፈልጦም። ጣልያን ጽልኢ ወይ ካቶሊክ ክሰብኮምም አይክኣለን ጣልያንንሕማቅ ሰብ ጥራሕ እዩ ክፍአት ወይ ካቶሊክ ዝሰብክ። አቦታትና ግን ጹኑዓት ከምእምኒ ዓረ እዮም ኔሮም። ነዚእዩ ክአ ኤርትራ ሃገረይ ነጻነታ ረኪባ

  • @tad2332
    @tad2332 2 ปีที่แล้ว +13

    ሕማቕ ሰብ ኢኻ ። ሕማቕ ታሪክ ትፈጥር ትደሊለኻ አብ ማእኸል ትግርኛ ። ርጉም ኢኻ ቻው
    ገፅካ ትርሓቕ
    እፅፊ ኢሳያስ ኢኻ

    • @fesseha1071
      @fesseha1071 2 ปีที่แล้ว

      ሓቅኻ እዚ ሓወይ፡ ቂም ዘለዎ እዩ ዝመስል፡ ብፍላይ ምስ ሕዝቢ ኣከለጉዛይ፡ ብጣዕሚ ሕማቕ ሕማቕ ጽዩፍ ሰብ እዩ። thank you my brother for your honest comments.

    • @goiteomgezaei9066
      @goiteomgezaei9066 2 ปีที่แล้ว

      እታ ዘቕረባ ናሬቶቭ እምነት ኤሊት ሓማሴን እያ። ብግልፂ ምዝራቡ ተኾይኑ እምበር ዘረብኡ ሓቂ እዩ።

    • @fesseha1071
      @fesseha1071 2 ปีที่แล้ว

      @@goiteomgezaei9066 ብድዔን ትዕቢትን ሕብረተሰብ ብሓፈሻ ምቅላል ድዩ እቲ ሓቂ?

    • @fifififo4529
      @fifififo4529 2 ปีที่แล้ว

      @@goiteomgezaei9066 ዘረቡኡ ሓቁ ኢዩ ትብልሲ ጠቃ ሓቂ ኣይቅረብን ቀድም ሊቃውንቲ አቦታት መሰላ መሲሎም ኢዮም ኣፈ ሰራየ እንተ ትምጉተሉ የባሃል ምክኒያቱ ለባማት ሰል ምጊቶም ድሰሙዑ ኣፈ ኮሎጊዛይ እንት ትበላዓሉ የባሃል ምክኒያቱ ምልሓሶም ጹቡቅ ላዛ ሰል ዘሎውም ምልሓሰ ሓሚሲየ እንት ትሓራኣሉ የባሃል እዚ ግን አይትየሙይ ሊቃውንቲ ኣቦታትኩም ዘምሰልው ኢዩ ዘሓብጠ የቶኮሰ

    • @lionkingrivange3416
      @lionkingrivange3416 2 ปีที่แล้ว +2

      ኣረይቲ ኩዕንቲ

  • @rasalula1140
    @rasalula1140 2 ปีที่แล้ว

    Harai

  • @hebrawi7098
    @hebrawi7098 2 ปีที่แล้ว

    So one who comes from Africa settles working in
    a Nursing Home even if while he has a BA or MA
    graduate degrees....or some take ESL classes at
    community colleges or some of them repeat all
    the 4 or 6 yeras of study again to be certified and
    accepted for jobs in a new country.

  • @jeganewyehwatna8040
    @jeganewyehwatna8040 2 ปีที่แล้ว

    ሃታፍ።

  • @robelbeyene9146
    @robelbeyene9146 2 ปีที่แล้ว +3

    መርሓባ መራሒ ተስፋጽዮን እታ ሓቅነትን ክዉንነትን ሃገርና ብግቡኡን ንጹር መልክዑ መስመሩ ኣትሒዝካዮ ንሕና ሃገረ ሓማስየን እንበር ዋላ ሓንቲ ሕጊ ባህሊ ዛንታ ስልጣኔ ሓሳብ ዘይብሉ ሰራየ ኣኮሎጉዛይ ኣይኮንናን። ኣኮሎጉዛይ ሰራየ ካብ ምሕደራ ሽም ሓሊፉ ካልእ ጣቛ የብሉን።
    ዓንዲ ሕቆ ኤርትራን ትግርኛን ድማ ሓማስየን እዩ ።

    • @hailetesfu2092
      @hailetesfu2092 2 ปีที่แล้ว +1

      ኣነ ተስፋጽዮን ጽሉል ዝበሃል ኪሪኢ ከለኹ ኪስሕቕ ኢየ ዝውዕል ጽሉል የስሕቐኒ ።

    • @hailetesfu2092
      @hailetesfu2092 2 ปีที่แล้ว +1

      ተስፋጽዮን ገለገለ ገለገለ ኪትብል ጽሉል ። ኣንታ እንዳጽሉላት ዘይተእትውዎ ሰብ የብሉን ድዩ?

    • @user-xt6lt2zf3k
      @user-xt6lt2zf3k 2 ปีที่แล้ว

      😂😂😂😂😂 You're funny ዓሻ ዋሒድ !

  • @saimonteklemicael7286
    @saimonteklemicael7286 2 ปีที่แล้ว

    Subuk barista

  • @tsegaia2909
    @tsegaia2909 2 ปีที่แล้ว +1

    King 👑 Of Agazian His Final Message . Weygud..

  • @user-hx1zv8ih5m
    @user-hx1zv8ih5m 2 ปีที่แล้ว +1

    አታ ሱቅ በል ሕፈር ብዛዕባ ሓማሴን ሓንቲ አፍልጦ የብልካን ናይ መን ጽልኢ ከምዘለካ አጽኒዕናካ አለና ሓማሰነይ ኩቡር እዩ ንስኻ ብትግራይ ዝተተሞቅካ ሑሱር ፍጥረት ከምዚ ከማኻ ፈጣሪ መኻን ይገብሮ ምእንቲ ሕማቅ ውላድ ንኸይወልድ ስለዚ ድሕረይ ሳዕሪ አይብቆል ኤርትራውያን ፋሕፋሕ ይበሉ ኢልካ ትሰርሕ አለኻ ሓማሰናውያን ጨዋታት እዮም ሽሞም አይተበላሹ ብሓፈሻ ሽም ኤርትራውያን አይተበላሹ፡፡

  • @awetgrmay518
    @awetgrmay518 2 ปีที่แล้ว

    Thank beqa nezi kulu zeredakana

  • @bookreview378
    @bookreview378 2 ปีที่แล้ว

    hello tesftion its me selamwit baraki yes i am Agame and I am shum agame through my father haile baraki and my mother senit baraki I am agame abey adeka entylom sedraka gezaka enteylom agame belom wedi zom ...............i guess we are not sandwich wofer tebefez kemzi hizi

  • @jesusislordrishan6595
    @jesusislordrishan6595 2 ปีที่แล้ว +2

    ሃገረ መንግስቲ ትግርኛ ዝበሃል የለን
    እዚ ሰይጣናዊ ስነሓሳብካ ጉሓፋ ዩ
    ህዝቢ ኤርትራ ብሩኽንኹሉ መርሓባ ዝበል ከምዚ ናትካ ኣተሓሳስባ ስለዘይብሉ
    ቦታ የብልካን ክፋኣትካ ንዓኻ ንንዳጉሓፍ ኣእትዎ

  • @mheteabmekonen5704
    @mheteabmekonen5704 2 ปีที่แล้ว +3

    እዋይ ትብዓት ኣማላልሳ መን ዋናታት ምስ በለኩም (ፕሪፈሪ) ንትግራዋይ ባሕሪ ኣይምልከተኩምን ትብልዎም???? ንብዓኣሎም ነኣስመራን ንባሕርን ክኣትዉ ብዙሕ ሕቶታትን ጻዕርን ከምዘሎ ይፈልጡዶ?

  • @tesfaikifle7170
    @tesfaikifle7170 2 ปีที่แล้ว +1

    Gah gah agame Lemani komal

  • @goitomzereyohannes2780
    @goitomzereyohannes2780 2 ปีที่แล้ว

    Eway Kihisu zey nere tarik Amxieu yizareb hamasen ke emin lomis nekihna ena hasawi

  • @minbarbmisgana
    @minbarbmisgana 2 ปีที่แล้ว +2

    ካብ ኩፍእ ሰብ ኩፍእ ሓሳብ ይውጽእ

  • @milenghiwet167
    @milenghiwet167 2 ปีที่แล้ว

    Well said 👏.

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 2 ปีที่แล้ว

    Anta Twabay Shelho Amharay

  • @amorashlakoloba442
    @amorashlakoloba442 2 ปีที่แล้ว

    Ane ms tesfazion agazian kslef eye! Nay bhaki! Kndi tesfazion hasab zelewo yelen

  • @msginatesfalem6898
    @msginatesfalem6898 2 ปีที่แล้ว +1

    kale.begaka Tim bel.medanegeri.hizbiy da ketekayayim ember bhayli da.

  • @mebrahtuhadgu7215
    @mebrahtuhadgu7215 2 ปีที่แล้ว +7

    ንሕና ኤርትራውያን ኢና ኩልና፡ወዲ ኣኮሎግዛይ ወዲ ሰራየ ወዲ ሓማሴን፡ወዲ ባርካ፡ወዲ ሰንሒት ፡ወዲ ጋሽ ሰቲት ወዲ ደንከል፡ ኩሉ ድማ ነታ ሃገር ተሰውኡ እዮ፡ ግና ሓደ ሓደ ጥላቕ ትግራዋይ ኣግኣዚ ፡ከምዚ ከማኻ ደንቖሮ ብዛዕባ ኤርትራውን ኣይትምህረናን ኢኻ፡ሓማሴን ድማ ከማኻ ሽለት ኣይንወልድን ኢና፡፡

    • @ibrahimhajj7554
      @ibrahimhajj7554 2 ปีที่แล้ว

      ኣንበሳ:ናይ በሓቂ ጽሩይ ኤርትራዊ።

    • @tsegaia2909
      @tsegaia2909 2 ปีที่แล้ว +1

      Thank you Bruk Haw

  • @hebrawi7098
    @hebrawi7098 2 ปีที่แล้ว

    And in Eritrea pfdj its own people/supporters
    told us that it is selling its own people and
    their rgans for a foreign dealer in the market.
    And they told us even more secrets how the
    pfdj works or used to work. Good information
    to alert us.

  • @hebrawi7098
    @hebrawi7098 2 ปีที่แล้ว

    SOME PEOPLE WRONGLY ACCUSE ME
    AS IF MY VIEWS AND OPINIONS ARE
    AGAINST AKELEGUZAY AWRAJA AND
    THE PEOPLE FROM THERE.
    ምስ ሓደ ሓደ መታዓብይትናን መማህርትናን
    ደኣ ሰኣን ምርድዳእ ከይንቀያየም ኢልና ኢና
    ድኣ እምበር ፡ ናይ ሕዝቢ ኣዉራጃ ኣከለጉዛይ
    ሲ ምገለጽናልኩምን መረዳእናኩምን ነይርና ።
    ግን ኣብ ዉሽጣዊ ፖለቲካ ሃገርና ን ዝምድናታት
    ሕዝብናን ፖለቲካዊ ማለተይ ኢየ ብመንጽር ፖለቲካ
    ባዕዳዉያን ገዛእቲ ሓይልታትን ደፊርካ ምዝራብ ስለ
    ዘይፀነሐን ዋላ ክሳብ ሕጂ ዉን ስለ ዘየሎን ጥራይ ኢዩ
    ምኽንያት እቲ ዝረአ ቁጡብነት ።
    Because in our Eritrea we do not have internal
    politics and discussion and dialogue about internal
    awraja affairs politics....if there is any KULU B EBETO
    EBETO EYU ZIKHEYID EMBER.....B ZUH ZIBEHAL ALO !

  • @alexgoitom4441
    @alexgoitom4441 2 ปีที่แล้ว

    Aregit kemia ilka Arika wedi 70 Amet konka ayweledka aymeselka Dirbay gena nihna Ertrawyan abza zelekaya ika kitarig nab ertra kitatuw zeykone n Ertra getska Aytisheynin ika ata kufu merayu tsegem

  • @adhanaghebrab9612
    @adhanaghebrab9612 ปีที่แล้ว

    Tesfallxen si hagerku devolepement huger eyu elkum himat sebat kulkum ketwaxeu tekuelu eku m nsekum genhimakat yehwat hizina entay mo hgerat hageren kihanxa kaleot sebat emo kale hiwet selementay megemert ezi tesfaxin zeblwo sehade kem seb u yegber nufue yuokunmal tesfaxen mas eritrea kemze zey tekowen elom eyom zemagot A gdefu nskum hiseb neskum himakat sebat Aykonku pleas every change on the time

  • @rozaabreha6862
    @rozaabreha6862 2 ปีที่แล้ว

    አንታ ግደፍ እባ አይትፃረፍ

  • @isuabyi5683
    @isuabyi5683 2 ปีที่แล้ว +2

    ሃጠው፣ቀጠው፣ጎሓፍ።

  • @fifififo4529
    @fifififo4529 2 ปีที่แล้ว +1

    አሮማይ ተኪትካ አብቲ ጽዓዝጋ ብምቁሕ ክትሰር ኢካ ኣታ ዶንቆሮ ሓንጎል ዶረሆ ሓማሰየን ሰራየ ኣኮልግዛይ አይትፈላሊ ኩሉ ካብ ኩሉ ተዋሊዱ አዩ ኤሪትራ ጽባብ ኡያ ጓና የብልናን ንሰካ ሓደ ረሳሕ ንብሰካ ሰል ዘጸላእ ነህቢ ከተጻል ትፈተን እምብር ሓንጎልን የእሙሮን ዝልው ሰብ አይኣምነካን ኢዩ አተ ግጽ ኤድሰ ንሰካ መንሺሮ ናይ ጽዓዝጋ ነፈልጠካ ኢና ምሰ ውዲ ዓድካ አይትሰድድ አታ ሚሸሙሸ ትግሮን ትሰርሖን ጠፊአካሰ አብ አውራጃ ኣቲካ ንህዝቢ ኸተናቁት እቶ አጋዝያንኸ ግንዝብ ምሰ ሰረቅካ ተሰጉካ መሰፈን ሓጎሰ ከመውትዮ ከሰቶ ከምውት ኢዩ ባዓል ኩሰቶ ከምቱ ኡዩም ቅድሚኦም ጋሕ ብል ሓሳዊ ምኳንካ ኡኳ አብ ግጽካ ኢዩ ዘንበብ

  • @habtes6907
    @habtes6907 2 ปีที่แล้ว +30

    ጎሓፍ፡ ትሩፋ ዓዲ እንግሊዝ። ስቕ ኢልካ በነፊትካ ብላዕ።

    • @bynamtensae1165
      @bynamtensae1165 2 ปีที่แล้ว +1

      Anta Leba Hamasienay QomaL - At some time I supported some of your idea - Later I found out your many of lies that they seem nice for reason. Infact your mission is to protect the Hamasien criminals. U R poor - you do not know how to maneuver politics ur rude belligerent. QoYQaM. U hamasien immigrated to the dry slopes of hamasien. U hamasien were the one nearly killed EPLF in the 1970 and 80s when you fought for power, Protein food, and tegadelti women for sex. then esayas began cleansing the unwanted hamasiens and he killed, poisoned them some also killed by landmines. Stupidity and dishonest is in the blood of Hamasiens.

    • @samuelson2010
      @samuelson2010 2 ปีที่แล้ว

      @@bynamtensae1165 hamasen asebut abotatka eyom wedi my telamit

    • @chelseaforever9905
      @chelseaforever9905 2 ปีที่แล้ว

      @@bynamtensae1165 ስቅ በል ለቅላቂ ሽንቲ

  • @Eritreaforever64
    @Eritreaforever64 2 ปีที่แล้ว +2

    ንስካ ጋሕ ዘይትብል ወደይ. አለተኛ ቀበላው ጎሐፋ👎👎👎👎👎👎👎

  • @samt7785
    @samt7785 2 ปีที่แล้ว +2

    ሕጂ እታ ፍልስፍና እናነጸርካያ ትመጽእ ኣለኻ። ግን ምስ ወልደኣብ: ጀ/ስብሓት: ሕሩይ ተድላ ምብኣስ ግን ኣይተዋጽእን እያ። ኩላ west ከንሻ እያ the most advanced Economy. እቲ ክዕቀብ ዘለዎ ኦሪታዊ values ይተዓቀብ : ግን ንሕና ትግርኛ ኢና: መድሃኔኣለማውያን(ክርስቶሳውያን) ድማ ኢና: ልዕሊ ክርስቶስ ድማ ኣይሁዳዊ የለን። ግን ተጋዳላይ እዮባ(ተስፋጽዮን) ሓውና: ካባኻ ቡዙሕ ተማሂርና ኢና። ግዜ ወሲደ ዝሰማዕክዎ መደብ እንተልዩ ናትካ‘ዩ። ብገርሀይ ቅድሚ ገለ ዓመታት እየ: እዚኸ ከምዞም በኸይቲ ድዩ ኢለ ተሰማዕኩኻስ very strange ዝኾነ ግን ክፈልጦ ዝህንጠ ዝነበርኩ ሓሳብ ክትዛረብ ሰሚዐካ: And, I really enjoyed listening your lecture. I also share many of your opinion and your pain too, about the heavy sacrifices we paid.

  • @kidaneftsum4010
    @kidaneftsum4010 2 ปีที่แล้ว +4

    ሰራየ፡ኣክሎጉዛይ ሓማሴን ምኳኑ ዘይስወጦም በሃማት ኣለው።

    • @user-xt6lt2zf3k
      @user-xt6lt2zf3k 2 ปีที่แล้ว +1

      ኣይትጻረፍ 🐂

    • @theworldbreath620
      @theworldbreath620 2 ปีที่แล้ว

      @@user-xt6lt2zf3k koroh arayee koentiy

    • @user-xt6lt2zf3k
      @user-xt6lt2zf3k 2 ปีที่แล้ว +1

      @@theworldbreath620 😂😂😂 ብዕራይ🐂 ደምብያ

  • @goiteomgezaei9066
    @goiteomgezaei9066 2 ปีที่แล้ว +1

    ፌደራል ሰራዊት ናበይ ከይዱ?
    ትግራዋይ ስለዝደምሰሶ‼
    ህግደፍ ደድሕሪ ኣምሓራይ፣ ዓፋር፣ ሶማል፣ ድጋፍ ብድሮን ኣፅዋር ኤማራት፣ ቻይናን ኢራንን ዝፈጠሮ ግዝያዊ ዓወት ኣይትዕፈር።
    እነወተ እታ ሓማሴን ትብላ ዘለኻ መረፀት ሃልዩዋ ኣይፈልጥን።
    ፈፂሙ።

  • @hebrawi7098
    @hebrawi7098 2 ปีที่แล้ว

    Their odd ways of belief , views and acts
    used to attract my attention and invited
    me to do more research and investigations
    on them and their education and way of Life.

  • @alikdavid285
    @alikdavid285 2 ปีที่แล้ว +1

    Seraki

  • @akliluyosief6408
    @akliluyosief6408 2 ปีที่แล้ว

    Abiet hasot zeyele tarik

  • @channel-in8uj
    @channel-in8uj 2 ปีที่แล้ว

    Tebeq

  • @michile-gebre6706
    @michile-gebre6706 2 ปีที่แล้ว +9

    ሓርማዝ ይርገጽካ ጉሓፍ ኣብ ሓማሴን ዘሎ ህዝቢ ትልክሞ ኣለኻ ብሰንኪ እዚ ኩፉእ መልሓስካ።

  • @hebrawi7098
    @hebrawi7098 2 ปีที่แล้ว

    And also my freedom still intact with me.

  • @saimonteklemicael7286
    @saimonteklemicael7286 2 ปีที่แล้ว

    Tesfasion gezey

  • @hebrawi7098
    @hebrawi7098 2 ปีที่แล้ว +1

    ስለምታይ ኣከለጉዛይ መንሽሮ ኤርትራ ኮይና ?
    May be because of Catholic education taken seriously
    as if true to Eritrea. Just guessing.

  • @fremhret5643
    @fremhret5643 2 ปีที่แล้ว +1

    ዕሽነት መግለጽ ግርህነት
    ለባም መግለጺ ጉርሒ
    በሊሕ መግለጺ ተንኮል
    ክሳብ ምዓስ ኢና እዚ ቋንቋ ክንጥቀም።

  • @tseghayghebretsadkan9313
    @tseghayghebretsadkan9313 2 ปีที่แล้ว

    Ata nhmasien aykonen nEritrea yu zbl

  • @johnabraham2545
    @johnabraham2545 2 ปีที่แล้ว

    Asmara is the Only political and economical center of Eritrea .
    Very True
    Asmara is located in Hamesien 44 point

    • @rabababamrabababam5500
      @rabababamrabababam5500 2 ปีที่แล้ว

      Its not true if the border Eritrean and Ethiopia open then Asmera is just city Senafe and Massawa wil be big Eritrean city thatsway you guys Dont like peace .

  • @ghebhaile
    @ghebhaile 2 ปีที่แล้ว +2

    ሓንቲ ናይ ትግርኛ ሃገር ኢና ዲካ ትብል ዘለካ ?

  • @channel-in8uj
    @channel-in8uj 2 ปีที่แล้ว

    Wedi shermer adig entay concer eskum

  • @zelalemmihretaab2477
    @zelalemmihretaab2477 ปีที่แล้ว

    Medanageri.......!!!!!

  • @dawitteame865
    @dawitteame865 2 ปีที่แล้ว +7

    ኩሉ ስኑድ ኢዩ። ብትብዓትን ብብቕዓትን ዝትንትኖ ጥራይ ኢዩ ዝጽበይ ዘሎ። ንፈርሆ የለን ንሓፍሮ፣ ንፈልጥ ኢና ንገብሮ፣ ኣለና ተሞክሮ ድዩ ዝበለ በሃር በረኸት🌹

  • @hebrawi7098
    @hebrawi7098 2 ปีที่แล้ว

    So there is always no understanding of, partial understanding
    or misplaced understanding of our Eritrean history and Heritage
    by some or many which I say could be as a result of colonialism
    and not owning our history and political affairs as is now after
    1991 and social education is bringing more facts to the open
    though it is gradual process in its nature. So it doesn't stop here
    there is more and a lot yet to know and to come and learn.

  • @segen8531
    @segen8531 2 ปีที่แล้ว +1

    ሓማሴን ኣኮሎግዛይ ሰራየ ሓደ ኣብ ኤርትራ እዩ ፡ ኣብ ዩሮጳ ወይ ኣመሪካ ኣይኮነን ። ተወሳኺ ኣብ መሬት እምበር ኣብ ሰብ የለን ። ክንዛረብ ከሎና ስለምንታይ ነቲ ኣብ ሃገርና ዝነብር ዘሎ ህዝቢ ንርስዖ ? መን ዩ ተስፋጽየን ወይ ተፈታዊ ሸው ወይ ተመስገን መንዮም እዞም ሰባት ? እዚ ጠበቕ ተስፋጽየን ኣብ ትግራይ ከይዱ የቆላምጽን ይሕሱን ኔሩ ፡ ሽዑ ከኣ እስራኤል ከይዱ እቶም ደቂ ኣኮሎግዛይ ኡፍ ኡፍ ኢልኩም ትቕበልዎ ኔርኩም ፡ ሎሚ ከኣ ሓማሴን ጽዮን ዶ ገለ መለ ዶ እንዳ በልኩም ተጣቕዕሉ ኣሎኹም ..........እዚ ድዛረቦ ዘረባ ሎሚ ኣብ ርእሲ ሰብ ይዝራእ ኣሎ ፡ ጽባሕ ከኣ ፍሬኡ ክንዓጽድ ኢና ፡ ስለዚ የሕዋት በጃኹም ኣስፊሕና ንሕሰብ ንፍቕርን ሓቅን ድሰብኽ እምበር ከምበዓል እዚ ጉሓፍ ናብ ባጎኒ ነብሎም ።

  • @hailetesfu2092
    @hailetesfu2092 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣንታ ከመይ ዝበለካ ሰራቒ ዝኾነካ ሰብ እካ !

  • @hebrawi7098
    @hebrawi7098 2 ปีที่แล้ว

    ብዙሓት መርገጺኦም ከየነፀሩ
    ብናይ ተበላጽነት ጥበብ ካብ ሓደ
    ካምፕ ናብ እቲ ካልእ ካምፕ እንዳ
    ተገላበጡ ካብ ተሓታትነት ክሃድሙ
    ስለዝንሑን ይሃድሙ ስለዘለዉን በቲ
    በቲ ናይ ሃገራዉነትን ሓርበኝነትን መዐቀኒ
    ዝኾነ ስሙር ተሪር መኹባዕቲ ምጽፙቕ
    ኣድላይን ኣገዳስን ኮይኑ ተረኺቡ ኣሎ ።

  • @michaeltekie8122
    @michaeltekie8122 2 ปีที่แล้ว

    Stop excluding!

  • @sebaymicheal3135
    @sebaymicheal3135 2 ปีที่แล้ว

    Aymselka ANTA rgum zerie netom yhwatna deki meret hamassen tegagyom tkewn ngeliom. Tifatka sle ztemeneka nhzbi Akilegzay titnkf kemti Amharay Tifatom slezakele nhzbi Tigray ztenkefu tfatkum keakl kab Fetari iyu

  • @solomontesfamariam132
    @solomontesfamariam132 2 ปีที่แล้ว +1

    Terewae.afeka.akeb.resahe

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 2 ปีที่แล้ว +1

    Isaias Afeworki said, "ባጽዕ ሉል ናይ ቀይሕ ባሕሪ ትባሃል ኔራ ፣ ሎሚ ግን ባጽዕ ኣበይ ኣላ፧ ባጽዕ የላን። ዓሰብ ኣበይ ኣላ፧ ዓሰብ የላን" when he was appraising Isaias Afeworki's rule of Eritrea for 30 years. ሕጂ ካኣ ናብ መልኣከ ሞት ቀይርዋ።

  • @netsaseb6445
    @netsaseb6445 2 ปีที่แล้ว

    ata tsulul Hamasien kiburat jeganu eyom eska kab hasien tefetirka ilu zamen seb yelen.

  • @user-xc2bt9bl4g
    @user-xc2bt9bl4g 2 ปีที่แล้ว +2

    እንታደኻ ኣፍሊጥካ እዩ ብ ሴጋ ርእስኻ ማንጊስ መሲሉ ዘሎ ጨንባዕ ጨናዊ ዓይኒ

  • @user-xx6kh5xe1i
    @user-xx6kh5xe1i 2 ปีที่แล้ว +12

    wawww welcome tesfe ትጠፋኣና ኣለኻ ሕጂ ኢዩ ነዳዲ ዘድልና

  • @tesfitkibreab
    @tesfitkibreab 2 ปีที่แล้ว

    Ata fira hisur fitret

  • @goitomzereyohannes2780
    @goitomzereyohannes2780 2 ปีที่แล้ว

    Timali agaazian neru weyane mis tefeit nab hamasen temelisu sulul

  • @habzai4508
    @habzai4508 2 ปีที่แล้ว

    ATA loksas enkua keman tuy aykonka , nbalka aregits ktxaref ka twel aleka,entay kgebrelka eyu leli 50 koynu ametka nska controll tgebro kwnnet ktfetr bhsem nay sebat aklil ktsekl, kab Lomi kjmryu eti tdelyo congrat, bzuh Attention khbuka eyom kab Lomi gn Kem musye eti tzero zelka keyaxedkayo ktmewt eka, kema eya hiwet

  • @hebrawi7098
    @hebrawi7098 2 ปีที่แล้ว

    Even after the start of Sewra / Ghedli.....

  • @ariamemun9576
    @ariamemun9576 2 ปีที่แล้ว +8

    ናይ መነንት ተቃለስቲ ኣጋኣዝያን ከባቢ ኣስመራ መስሓቅ ?
    ኣከለግዛይ መላዕልትኻ ኣይኮኑን ተጠንቐቅ
    ዓቅምኻ ፈለጥ ::
    ደቂ ድንብያ ገንደር ክክክክክክክ
    ትግራይ ዓባይ ሃገር
    ቀይሕ ባሕሪ ናይ ተጋሩ ትግርኛ እዩ : :
    ወነቱ እዞም ተዛረብቲ ትግርኛ እዮም
    ኣብ ኤርትራን ትግራይን ዘለዉ ደቀባት እዮም ናይ ግዜ ሕቶ እዩ :: 🇪🇷❤️🇻🇳✊🏽

    • @ABRAM-ni1og
      @ABRAM-ni1og 2 ปีที่แล้ว +1

      ጉሓፍ 4 መሓውርካ ክግልብጠካ እየ ከዛብ

    • @trueloveisneverend4110
      @trueloveisneverend4110 2 ปีที่แล้ว +1

      You are right bahri nay Tigrina eyu

    • @samikahsai6679
      @samikahsai6679 2 ปีที่แล้ว

      Asey jigna gwal jeganu::

  • @dawithaile1606
    @dawithaile1606 2 ปีที่แล้ว

    Did you forget to take your medicine again?