Tesfazion. ስለምንታይ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ቁጽሪ ሓደ ሓሳዊ፣ ከዳዕን ዓሌታዊን ኮይኑ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024
  • Tesfazion. Why Is Isaias Afewerki Traitor, Corrupt And Racist?

ความคิดเห็น • 240

  • @bereketweldu2870
    @bereketweldu2870 2 ปีที่แล้ว +18

    እዚ ፖሎቲካ እዚ ተዘይውለድ፥ከመይ ምኾነ እቲ ጉዳይ፧

  • @metkelzion3987
    @metkelzion3987 2 ปีที่แล้ว +8

    እሰያስ ከዳዕ ጥሙይ ዓሌታዊ ብነብሰምትሓት ዝሳቐ ዩ።

  • @bana4me935
    @bana4me935 2 ปีที่แล้ว +22

    ለንቅነ ተሐጉሰኒ ዘለኻ ትተፋኣና የሎካን.....ሕስብ እሞ ኣብሎ ንስኻ እንተዘይትመጽእ ኔርና ብእልፊ ለኸብጥ.ሓሰዉቲ.መዳነገርቲ ልብና ጦቅ መበሉና. u r absolutely legend 💕💕💕💕

  • @samimoha2027
    @samimoha2027 2 ปีที่แล้ว +4

    Hero

  • @amanielu4216
    @amanielu4216 2 ปีที่แล้ว +7

    መርሓባእ ተስፋጽየን ወዲ ማይ ጋይላ ጻዕዳ እንቓዕ ብዳሓን ወጻእካ ተስፌ ጂግና

  • @arifmesfin2610
    @arifmesfin2610 2 ปีที่แล้ว +7

    First to comment welcome!!!

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 2 ปีที่แล้ว +5

    ንኤርትራ እዚ ኹሉ መስዋእቲ ፣ ስንክልና ፣ ድኽነትን ቃንዛን እተኸፍለ ንኣና ንኤርትራ ክትመስል እዩ። በዚ ኣብ ኤርትራ ኣብዛሒ መንነትና ባህልና ንትግረ ትግርኛ (85%) ካለኦትን ይጥርንፍ። ባዕዳዊ ዓረባውነት ክንወርስን ልዕሊ ናትና ሕጋውነት ክለብስ ኢሉ ዝሞተን ዝሰንከለን የዋህ ኤርትራዊ የለን። ኣብ ታሪኽና ብዙሓት ሱሱዓት መስፋሕፋሕቲ መጺኦም፡ ቱርኪ ፣ ዓረብ ፣ ኢጣልያ ፣ ኣምሓራ ወዘተ እቶም ወራዙትን ተባዓትን ኣቦታትናን ኣዴታትናን ነዚ ኩሉ ዕብለላን ጭፍለቓን ሰጊሮም ናትና ክቡር ቋንቋታት፣ ባህሊ ፣ ስርዓትን ልምድን ኣውሪሶምና እዮም። ስለዚ ፡ ዝኾነ ሓላፊ መገዲ ካብ ዓረብ ፣ ኢጣልያ ፣ ኣምሓራ ይኹን ጀበርቲ ወሎ ፣ ቤጃ ሱዳን ኣብቲ ደምና ዝኸፈልናሉ ሃገርና መጺኡ ክእዝዘና ወይ ክሸነልና ወይ መጽሓፍቲ ቋንቋታትና ብሓዊ ከንዲደልና ብፍጹም ኣይነፍቅድን።

    • @petrostsegai8738
      @petrostsegai8738 2 ปีที่แล้ว

      እምቢሕ በል ወዲ ሐዎቦይ ወዲ ዳግማዊ

  • @kflezionzerazion3369
    @kflezionzerazion3369 2 ปีที่แล้ว +5

    መምህር ሓቂ!
    ብሓቂ ኣነስ ብሳላ መምህር ተስፋ-ጽዮን ,ብሳላኻ ተስፋን ብርሃንን ሰኒቀ, ሃገር ከምዘላትኒ, ፈሊጠ ተሓቢነ ይነብር ኣለኹ.
    ብዛዕባ ሃገረይ ክሕበንን ጥራይ ዘይኮንኩ,ሃገረይ ናተይ ምኻና ኣሚነ ተወፍየ ክሰርሓላን ክስወኣላን ኣብቂዒኻኒ.

  • @samimoha2027
    @samimoha2027 2 ปีที่แล้ว +5

    Tesfasion anbesa

  • @mi1394
    @mi1394 2 ปีที่แล้ว +4

    አቦይ tesfazion 🥰

  • @user-bv1bx4yp9k
    @user-bv1bx4yp9k 2 ปีที่แล้ว +9

    ኪድ በል ወደይ ሃብሮም ዝረገጽካዮ ለምለም ዝተዛረብካዮ ቀለም ይግበረልካ!
    ኣብ‘ዚ ሕሱም ዘመን - ክትጸውዮ ዝኸብደካ
    ህዝብኻ ከተድሕን - ዋልታኻ ገቲርካ
    በሎኽ በልካ ሓየት - ሓቂ ዝመንጸፍካ
    መርሽ በል ኣጆኻ - ኣለና ኣብ ጎንኻ።
    ኪድ በል ወደይ ሃብሮም ዝረገጽካዮ ለምለም ዝተዛረብካዮ ቀለም ይግበረልካ!
    ናብ ባሕሪ ክትጥሕል - ክምተር ኣካልካ
    ክብረዝ ባህልኻ - ክድፈር ታቦትካ
    ውላድ ምድረ-ግእዝ ኣርክቦ ንሓውካ
    ሰዓቦ ነቲ ሽም - ከም ንህቢ ከቢብካ።
    ኪድ በል ወደይ ሃብሮም ዝረገጽካዮ ለምለም ዝተዛረብካዮ ቀለም ይግበረልካ!
    ዓሰርተ ሚልዮናት - ቀንዴል ተኸቲሎም
    ይስዕቡኻ‘ለዉ - ብስራት ሰሚዖም
    ኣኽሊል ክደፋኡልካ - ኣብ ከተማ ኪዳነ
    ጸባ ኣስተኻኒ ውሉደይ - ብሓቂ ቀሲነ።
    ኪድ በል ወደይ ሃብሮም ዝረገጽካዮ ለምለም ዝተዛረብካዮ ቀለም ይግበረልካ!

    • @petrostsegai8738
      @petrostsegai8738 2 ปีที่แล้ว +1

      Kkkkk ዋልታጺዬን ዓኖደጽዩን፥ እዚ ካብ ኢሱ ዝገደደ ዉልቀ መላኺ እዩ፥ megalomaniac እዩ

    • @titirezene9592
      @titirezene9592 2 ปีที่แล้ว +1

      kkkk

    • @petrostsegai8738
      @petrostsegai8738 2 ปีที่แล้ว +1

      @@titirezene9592 kkkkkk

  • @wedirefotube3919
    @wedirefotube3919 2 ปีที่แล้ว +4

    waw tesfit hawey

  • @temporary995
    @temporary995 2 ปีที่แล้ว +4

    ተስፋጼንሲ እንኳዕ ምሁር ወይ ፈላጥ ኣይኮንካ

  • @qendeleyagazian2410
    @qendeleyagazian2410 2 ปีที่แล้ว +4

    Wawww qedmeyti

  • @jklmnk9596
    @jklmnk9596 2 ปีที่แล้ว +2

    Tesfatsion #1 seraki mednagri...

  • @ባዓልራኢ
    @ባዓልራኢ 2 ปีที่แล้ว +11

    መምህርይ ሎሚ አሽኪዕካኒ ኔርካ።
    ረኺበካ ግን፡ ክክክክክክክክ

  • @wedihaile6474
    @wedihaile6474 2 ปีที่แล้ว +7

    Merhaba abona ayana selam neaka

    • @petrostsegai8738
      @petrostsegai8738 2 ปีที่แล้ว +1

      አንታ ግደፍ አቦይ ሀይለ ከይተጉሁዬም

    • @genetisaak8371
      @genetisaak8371 2 ปีที่แล้ว

      @@petrostsegai8738 🤣🤣

    • @petrostsegai8738
      @petrostsegai8738 2 ปีที่แล้ว

      @@genetisaak8371 ገኒ ሽኮር 😂😂😂

  • @adonaiadonai2081
    @adonaiadonai2081 2 ปีที่แล้ว +5

    Welcome tesfit good to see you again

  • @ማይንሑጻን
    @ማይንሑጻን 2 ปีที่แล้ว +2

    Wawwb tesfe great man abo tigrigna

  • @sbahatleabhaile2415
    @sbahatleabhaile2415 2 ปีที่แล้ว +3

    ኩላ ቦቦታኣ ኣትሒዝካያ ዓርዓዶም ሰላሊዓ። 🎉🎉🎉

  • @yosieftekle9153
    @yosieftekle9153 2 ปีที่แล้ว +1

    Bereket mengsteab adu endamariam shewito adwa eyu adu mes deki dembya zerakeb welhade yeblun

  • @milihayle6384
    @milihayle6384 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ብሉጽ መምህር ኣቦና 🥰🥰🥰

  • @yosiefabraham8329
    @yosiefabraham8329 2 ปีที่แล้ว +7

    ኣቃላጥፋ መርከብና ኣብ ዳህሪ።

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 2 ปีที่แล้ว +2

    ውስጠዘ ዘለዎ ፥
    ብዛዕባ ኤርትራ ኣዝዩ ደስ ዘብል እንታይ እዩ፧ እቲ ቐንዲ ታሪኽና መንነትና "ዓረብ" ምዃኑ እዩ። ኣዝማድና መብዛሕተኦም ዓረብ ራሻይዳን በደዊንን ስለዝኾኑ እዞም ኣፍሪካ ኩሎም ይቐንኡ። ኣብ ኤርትራ ኣመና ምዕቡላት ስለዝኾና ውን ዝኾነ ጀበሊ ካብ የመን ፣ ቤጃ ሃደንደዋ ካብ ሱዳን ፣ ጀበርቲ ናይ ኣምሓራን ውቕሮን ፣ ኣብ ኤርትራ መጺኡ ብቋንቋ ዓረብ ድላዩ ክእዝዝ ይኽእል እዩ። ዝኾነ ሓላፍ መገዲ ጀበርቲ ወይ በጃ ኣብ መንደፈራ ፣ ከረን ፣ ኣኽርያ ዝዓበየ ንቋንቋ ትግረ ትግርኛ ፈንፊኑ ብዓረብኛ እንተደለየ ኛኽኛኽ ክብል ይፍቀድ እዩ። እንተደለየ ውን "ትግረ ትግርኛ ዝበሃል ከይተርእዩኒ !" ፡ እናበለ ንኤርትራን ንመስዋእቲ ናይ ኤርትራውያንን ክብሩ ከርኢ መሰል ኣለዎ። ኣብ ዓለም ከምዚ ዓይነት ኣዝዩ ዝለዓለ ክብሪ ብጀካ ኣብ ኤርትራ ፡ ኣብ ኣሜሪካ ፣ ሽወደን ፣ ኣፍሪካ ወይ ስዑዲ ዓረብ የለን። (እዚ ትርጉም ናይ ኤርትራ ፡ በታ ዓረባዊት ጂሃዳዊት እዩ። ጀብሃ ኣብ ስልጣን እንተትመጽእ ኔራ፡ ሕሰቡ።)

  • @mikeg1324
    @mikeg1324 2 ปีที่แล้ว +6

    በሎም ነዞም መጅላጋት ከም ሶሎ ሜድያ ባእባእ ኣምሓራ መተካእታ ኢሳትን መረብ ቲቪ ‘ዚ ዓጢነን: ነዚ ትግርንያ ተዛራቢ ህዝቢ ጽልኢ የሳውርሉ ኣለው። ንስኻ’ድኣ ትመስል ፊኖ ከም ኣብረሃም ሊንከን:: መጻኢ ወለዶ ሓወልት ክተኽለልካ ኢዮ።

  • @phlippasme379
    @phlippasme379 2 ปีที่แล้ว +2

    ጅግና ኣደ ወሊዳ ትምከን ዝበሉ ኣቦታትና ስ ከምዚ ከማኻ ጅግና ምስ ረኣዩ እዮም ተጋዳላይ Dr. መምህር, ፕረሲደንት ተስፋጽዮን

  • @Senay402
    @Senay402 2 ปีที่แล้ว

    Amen Hallelujah adina selam ygibereln .

  • @TwYakob
    @TwYakob 2 ปีที่แล้ว +4

    Wow! Amazing and interesting topics you’ve explained. Thank you so much Ayay mearey.

  • @qendeleyagazian2410
    @qendeleyagazian2410 2 ปีที่แล้ว +6

    Edmen tenan yhabka ❤️❤️❤️

  • @asmerom1234
    @asmerom1234 2 ปีที่แล้ว +1

    ተፈጽየን እመነኒ ኸቃባጥር ደሌ ኣይክንኩን ኣብቲ ነዚ ዝብለካ ዞሎኹ ሓቁእዩ ንሕና ዘወለድና እቶም ዝቐርተዕና እመነኒ ሓቂ ሰድራና ኸይተረፉ ይኣምኑ ዋላ ዊን ዝዓበየ ኒሕ ኸምዘለና ኒፈለጥ በዚ ኣይቲጣራጠር ።

  • @Awget-golgol
    @Awget-golgol 2 ปีที่แล้ว +2

    Entay tesfa aleka ayenay fikri kittsaref endawealka bealet ketewrey kitzentel ezi deyu fikrin tesfan niaka guhaf.

  • @michaelokbatsion2137
    @michaelokbatsion2137 2 ปีที่แล้ว +9

    The one and only eritrean politician 👍

  • @nahomtareke7694
    @nahomtareke7694 2 ปีที่แล้ว +7

    Abdhari

  • @habtemariamdebesay2559
    @habtemariamdebesay2559 2 ปีที่แล้ว

    Tesfazion resha hibernate

  • @Senafe-v2r
    @Senafe-v2r 2 ปีที่แล้ว +6

    ስለምታይ ንስኻ'ኸ ሰራቒ ኮይንካ ? 😂😂

    • @dawitteame865
      @dawitteame865 2 ปีที่แล้ว +1

      ዓጋመ ስርቂ ዳአ እስካ ሓሳክ ዓጋመ ጋሳ በጊዕ ኣብ ዶብ ትነብር ህበይ ስረቅ እንበር ብሚሊዮናት ሽየጥ ሜሬትን ሃብትን ዘለዎ ዳአ ከመይ ኢሉ ክሰርቅ ።

    • @Senafe-v2r
      @Senafe-v2r 2 ปีที่แล้ว +1

      @@dawitteame865 ሃላይ ደንብያ🇪🇹 ናይ ጎንደርካ ግበር 😂😂😂

    • @weditigrinya4330
      @weditigrinya4330 2 ปีที่แล้ว

      @@Senafe-v2r haaa Wedi chluk maluk xerfi eke hasbkiya ab gobo tiweldika nezie sach zeblo hasab yeblkan nebse metihat meliekn endiu tera nesukum Zey wexe sedirka awexayom fikere hager yeblkum kuenti wahaddddd😅😅😅

    • @genetisaak8371
      @genetisaak8371 2 ปีที่แล้ว

      @@dawitteame865 tufffffff በአለጌ

  • @phlippasme379
    @phlippasme379 2 ปีที่แล้ว +1

    ♥️❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍👍♥️

  • @mengs2023
    @mengs2023 2 ปีที่แล้ว +2

    ተስፋጼን በዓል ተስፋ ጹቡቅ ትምርቲ 😘😘

  • @habtemariamdebesay2559
    @habtemariamdebesay2559 2 ปีที่แล้ว

    Very enjoy

  • @flyx1078
    @flyx1078 2 ปีที่แล้ว +9

    Enqae bdehan mexaka korieda

  • @6996-u7b
    @6996-u7b 2 ปีที่แล้ว +2

    # እቲ ሓቂ !

  • @ምንባርጥዑምእዩብፍቅሪ
    @ምንባርጥዑምእዩብፍቅሪ 2 ปีที่แล้ว +2

    Jigna aba tereg nkid tray

  • @berhetensea451
    @berhetensea451 2 ปีที่แล้ว

    Now Tesfazion is talking .

  • @lewhatchannel2983
    @lewhatchannel2983 2 ปีที่แล้ว +2

    ሙሽሙሽ ዓጢነ ኣፍ ሞቖምጥዒ ንመን ኣድኒቅካ ትፈልጥ።

  • @seeker9272
    @seeker9272 2 ปีที่แล้ว +2

    ❓️❓️ እዛ ብዙሐት ናትና እያ ዝብልዋ ስጋዕ ሕጂ ንብረት ናይ ገበነኛ ኢሰያስ ዝኾነት ኤርትራ ናይ መን እያ ❓️ ካብ ቀደም ስጋዕ ሕጂ ትግርኛ ተዛረብቲ ነንሕድሕዶም ይጻራረፉ ይቃወሙ ይድግፉ ይቃታተሉ ይብአሱ ይጻላልኡ ዘይካባበሩ ንኤርትራ ማራ ዝተሰዉኡላን ዝተቓለሱላን ዝሰንከሉላን ተዛረብቲ ትግርኛ Why ንስለምንታይ❓️ ምናልባት ነዘን ሑቶታት አቕልል አቢልኩም ትሪኢወን ትኾኑ ግን ህድእ ኢልኩም እንድሕር ሕስብ አቢልኩመን 😎 ካልእ ኸማን ምዝራብ ኣይድልየኩሙን እዩ ✋️

  • @Hager_hamassien
    @Hager_hamassien 2 ปีที่แล้ว +1

    ሃለሉያ ኢልና ኢና ፡ ኣነ ስለምንታይ ኢና ብሃገርና ንሓምምን ንሻቐልን ይብል ኔረ ለካስ ታሪኻዊ ተዘክሮ ኣብ ገዛና ንሰምዖ ዝነበርና እዩ የቀንየልና ኣባጥረግ።

  • @menkabmen5751
    @menkabmen5751 2 ปีที่แล้ว +1

    Tesfe tesfana tesfa hzbna tesfa hagerna edmen tienan yhabka fetari

  • @maltaweyfetmetat5653
    @maltaweyfetmetat5653 2 ปีที่แล้ว

    100% I agree with you

  • @ሉልኤሩ
    @ሉልኤሩ 2 ปีที่แล้ว +5

    መሰልቸዊ

    • @freemind5454
      @freemind5454 2 ปีที่แล้ว

      Meselchew entekoynu nmntay treo aleka lekbat kef hbka qunin elka ktreo endawealka, nmtay ekum ghn msluyat tkonu aye hzbna.

  • @bahribinam4796
    @bahribinam4796 2 ปีที่แล้ว +10

    መርሕባ ወዲ ከንተበይቲ ወዲ ሃብቱስሉስ እንቋዕ ብድሓን መጽእካ !!!!

  • @tesfana
    @tesfana 2 ปีที่แล้ว +3

    ዘይሕለም በዓል መትከል ፈረ ጻዕርካ ትሓግሰሉ ሕልምካ ጋህዲ ዝኮነሉ ርሑቅ ኣይኮንነን

  • @matimati749
    @matimati749 2 ปีที่แล้ว +6

    ወውው መጸ መጸ ሰላሊዓ መምህር ነዘን ደናቑር ምድረ ፋራ ዝማሃረን ዘንቀሐን ክክክ

  • @wedibatse1991
    @wedibatse1991 2 ปีที่แล้ว +1

    Kemey dika tesfish

  • @biniamhaile1301
    @biniamhaile1301 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ተስፋጽዮን
    በዞም ንህዝቢ ትግራይ ገንዘብ ዝስደዱ ኤርትራውን ብዙሕ ተቖጥዕኻ ግን ፈታዊ ህዝቢ ትግራይ ኢኻ ህዝቢ ትግራይ ኸኣ ሕጂ ኣብ ጥሜትን መኸራን ኣሎ ነዚ ዝጠመየ ህዝቢ ምሕጋዝ ሰናይ ተግባር ደይኮነን ኣብ ምንታይ አዩ ዘሎ አቲ ስኽፍታ?

    • @mnbar_tum_eyu
      @mnbar_tum_eyu 2 ปีที่แล้ว

      ኣብ ጸገም ህዝቢ ትግራይ ምሕጋዝ ክንድዚ የሕርቀካ እንተኾይኑ! ንስኻ ሓይሊ ምስ ትረክብ ካብ ኢሰያስን ሂትለርን ከምትገድድ ፍሉት ኢዩ። ካብ ዝገርመኒ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ንዝወረደ ግፍዒ ኣፍልጦ ክትህቦ ዘይምድላይካ ኢዩ።

  • @LamdaAlpha65
    @LamdaAlpha65 2 ปีที่แล้ว +7

    ጣውላ ጠፍ ኣባህላኻ ቁሩብ ኣትርር ኣብሎ። ከምዚ ድርዕ ድርዕ ዘብሉኻ ዓይነት ጌርካ። ጠፊኡካዶ ክክክ። ምናልባት እታ ሓማሼን ቦሎኽ ኢላ ትወጽእ ትኸውን ንኻልኦት'ውን ተበራብረን። እምበር ደቒሻ ክክክ😛 ለንቅነስ ክኣ ምሉቕሉቕ ኢልካ፡ መተርከሻ ትረክብ ኣለኻ ዲኻ፡ ኮቪድ ተኸፊታንድያ ክክክ🤫

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 2 ปีที่แล้ว +1

      ንኤርትራ እዚ ኹሉ መስዋእቲ ፣ ስንክልና ፣ ድኽነትን ቃንዛን እተኸፍለ ንኣና ንኤርትራ ክትመስል እዩ። በዚ ኣብ ኤርትራ ኣብዛሒ መንነትና ባህልና ንትግረ ትግርኛ (85%) ካለኦትን ይጥርንፍ። ባዕዳዊ ዓረባውነት ክንወርስን ልዕሊ ናትና ሕጋውነት ክለብስ ኢሉ ዝሞተን ዝሰንከለን የዋህ ኤርትራዊ የለን። ኣብ ታሪኽና ብዙሓት ሱሱዓት መስፋሕፋሕቲ መጺኦም፡ ቱርኪ ፣ ዓረብ ፣ ኢጣልያ ፣ ኣምሓራ ወዘተ እቶም ወራዙትን ተባዓትን ኣቦታትናን ኣዴታትናን ነዚ ኩሉ ዕብለላን ጭፍለቓን ሰጊሮም ናትና ክቡር ቋንቋታት፣ ባህሊ ፣ ስርዓትን ልምድን ኣውሪሶምና እዮም። ስለዚ ፡ ዝኾነ ሓላፊ መገዲ ካብ ዓረብ ፣ ኢጣልያ ፣ ኣምሓራ ይኹን ጀበርቲ ወሎ ፣ ቤጃ ሱዳን ኣብቲ ደምና ዝኸፈልናሉ ሃገርና መጺኡ ክእዝዘና ወይ ክሸነልና ወይ መጽሓፍቲ ቋንቋታትና ብሓዊ ከንዲደልና ብፍጹም ኣይነፍቅድን።

  • @roxyjones8335
    @roxyjones8335 2 ปีที่แล้ว

    እብሀል ኢልካ እዩ ሐዳር ሎሚ ብ ሂወቶም ከለዉ ቆልዑት የዘኽትሙ

  • @abrhambahta2668
    @abrhambahta2668 2 ปีที่แล้ว +1

    ሃሳዊ ጉረኛ መደናገሪ .።

  • @tesfalemfrezgi3169
    @tesfalemfrezgi3169 2 ปีที่แล้ว +1

    heart land people of Tigrinya is hamassen .GOD BLESSING THIS PEOPLE AND LAND

  • @alexandrociero41
    @alexandrociero41 8 หลายเดือนก่อน

    Esha member aykonkan it is better to say Devil

  • @adietekle9756
    @adietekle9756 2 ปีที่แล้ว +1

    Don’t judge people

  • @senaitselam4632
    @senaitselam4632 2 ปีที่แล้ว

    Aytitsaref

  • @samsonwoldu8802
    @samsonwoldu8802 2 ปีที่แล้ว +1

    ኢዮብ

  • @klant17denbosch44
    @klant17denbosch44 2 ปีที่แล้ว

    ፈሊጥናካለና ብሰሪናይመውሱቦ ጸገሚኻ ኣአሙሮኻ ሲሒትካ ካባኻየድሕነናምበር ሱሳን ሓሙሽተን ዓመትንዲኻ ኣቑጺርካ።

  • @habtukidane3178
    @habtukidane3178 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሃገራውነቱ ብፖለቲካዊ መርዛም ሓሳባቱ , ብክብራዊ ባህሉ , ብምስረታ ስድራ ቤቱ , ሕልኩስነቱ ዓብሊሉ ክብሩ መሬት ድዘበጠ ዝጠፈሸ ተስፋቢስ , ሓያል ጽምዋን ዕጽዋን ተወሲኽዎ ክሳብ ክንድዚ ተተሸረጠ እንተቕለውለወ ዘገርም የብሉን .
    ተስፋበዮስ ከምታ እኪት ውኻርያ ኣብታ ጸልማት ጉድጓድ ተሸጉጥካ ጥራሕ , ዓዲ እንግሊዝ ዝደርበየትልካ ቁራስ ብኽልተ ምዕጉርትኻ እናሓየኽካ ማርያም ትሃብኩምካ ቀጽል .
    ኤርትራ ከም እንቋቕሖ ከይትወደቆም ዝከናኸንዋ ዘፍቅርዋ ዝሓልፉላ ዋናታት ኣለውዋ ብዙሕ ኣይትሰከፍ !!!

    • @Hager_hamassien
      @Hager_hamassien 2 ปีที่แล้ว

      ክክክክ ጃጂኺ ዶ ጌና ክነዕርበኪ ኢና ኣሽሓት ወሊዱ ሰዊዱ እዩ ።

    • @weditigrinya4330
      @weditigrinya4330 2 ปีที่แล้ว

      May Haweska gena diqe hager hij tesena Ena

  • @befairbalance7507
    @befairbalance7507 2 ปีที่แล้ว +1

    With all respect with all knowledge you have why are you focusing on individuals he side she said wawooo, you should be a raw model for future generations, it doesn't fit you brother. Please come out from your narsastic attitude..you keep saying TPLF TPLF all your life

  • @kflezionzerazion3369
    @kflezionzerazion3369 2 ปีที่แล้ว +4

    ህዝቢ ትግራይ ጥር,ትብል ገንዘብ ንማለሊት ኣየውስጽአን.እዞም ፐሪፈሪ ግን ሚልዮናት ዶላራት ኣዋጺኦም እዮም.ኢዶም ብደምና ተሓጺቦም እዮም.ጽባሕ ዋጋ ክኸፍሉላ እዮም.

    • @mnbar_tum_eyu
      @mnbar_tum_eyu 2 ปีที่แล้ว

      ንጻዕዳ ጻዕዳ ንጸሊም ጸሊም ምባል ጽቡቅ ኢዩ። ህዝቢ ትግታይ ገንዘብ ኣይኮንርን ደቁ ኢዩ ዝህብ ዘሎ።

  • @abrhambahta2668
    @abrhambahta2668 2 ปีที่แล้ว

    Why do you order books to look educated?

  • @petrostsegai8738
    @petrostsegai8738 2 ปีที่แล้ว +1

    ጸረ ትግራይ እኖተኾንካ እመ ኬብ ኢሱ እንታይ ይፈልየካ።

  • @marriyasantana2914
    @marriyasantana2914 2 ปีที่แล้ว +1

    ድንበዛ ሰብአይ አይተልዕን ኢካ ፈራሕ

  • @yemanebarya7089
    @yemanebarya7089 2 ปีที่แล้ว +3

    Welcome our hero ተስፋ ናይ ጽዮን

  • @eyobmashio5391
    @eyobmashio5391 2 ปีที่แล้ว +2

    Aba hewket Asli Asmarini the behere Santa Ana

  • @binyamandebrhan6478
    @binyamandebrhan6478 2 ปีที่แล้ว +2

    Wedi berhe tsaeda zblae tntane qetslo

  • @sam1f5y
    @sam1f5y ปีที่แล้ว

    ደረጃና ትሑት ሰለ ዝኾነ ንዓኻ ክርዱእኻ ዝኹእሉ ውሕዳት ኢዮም እሞ ቀርኒኻ ንድሕሪት እናገበርካ ዳኣ። ህዝብና ዝጠቕሞን ዝጎድኦን ጌና ኣይለለዮን ዘሎዎ።

  • @Senafe-v2r
    @Senafe-v2r 2 ปีที่แล้ว +4

    ህውታትያ 😂😂😂

  • @sirak1626
    @sirak1626 2 ปีที่แล้ว

    tesfie the great

  • @azukiflemariam8927
    @azukiflemariam8927 2 ปีที่แล้ว

    Egziyabhre yemhrka sebe sikna xeble zewsdeka miskinaye mulu mehrte yegbrlka

  • @habtemariamdebesay2559
    @habtemariamdebesay2559 2 ปีที่แล้ว +1

    Garbage 🗑

  • @melakesogen647
    @melakesogen647 2 ปีที่แล้ว

    Hamassien denbia nenihidikin tenakesa, akeleguzay nizelalem tekebiran tehafiran kitibir ya, hamassien denbia kustir belu rigumat Amharu ekum

  • @Kdkdhehjdje
    @Kdkdhehjdje 2 ปีที่แล้ว

    Ate dumu mchiale embaye wedi schormuta netia adey xinah ab anika kgoyi eye ayfeletkanan aleka nejs

  • @redsea2432
    @redsea2432 2 ปีที่แล้ว

    Men eika niska nihna tibl kofkaf xinah kitdfae eika abti zelekayo 😡

  • @ሓዊሓዊ
    @ሓዊሓዊ 2 ปีที่แล้ว +4

    ሃለሉያ 🥂🙏

  • @alexandrociero41
    @alexandrociero41 8 หลายเดือนก่อน

    Eseha zeytistelos sub yelen .

  • @wedeberitrea7997
    @wedeberitrea7997 2 ปีที่แล้ว

    Hader yelen wala wulda yele ab Europa::
    Sebay nab sebeyti koynu dekom ms gobozu Adkum iku yblwom netom zweledwom 🤔🤔 !!
    Weldaki kem hasawi Mengsti kem Amlak zhsebelu Bota Eropa ::
    Slezi hiwet yelen Ab Eropa Aythftm Aytdeki Sakt masinka ika tmewut ::
    Yehzneka eu Slezi Eropa ktsegonaa Alewo:: kidu Adkum zbl Memrhi kmexena xelot ngber ::

  • @marriyasantana2914
    @marriyasantana2914 2 ปีที่แล้ว +1

    ንስካ ጃግመ ንሓማሴን ንስካ አይውክልን ኢካ አብ ኤረትራ ከትእትው ትደሊ አይትሰብ ሰራቂ ንምታይ ትደይ አለካ አፍካ መሸኒትካ አይተከንሸብካን ወዲ ካዳ ወዲ ሰለ.ዝበለጸጸካ ኢካ

  • @metkelzion3987
    @metkelzion3987 2 ปีที่แล้ว

    ዝገርም ዩ ብድንቁርና ዝተዋሕጡ ብርስሓትን ብጭንቀትን ዝሳቐዩ ደቆም ኣመናዝር ብረድኤት መንግስቲ ዝዓብዩ ሒዞምስ ይኣይ ክጀሃሩልና ክክ ዝገርም ዩ።

  • @liluberhe476
    @liluberhe476 2 ปีที่แล้ว

    Entaymo kabs mszi zeleka kieletn fltetn tigray zeyblu poleticawi Rai entezhlweka kulu Seb mseabeka neru

  • @mnbar_tum_eyu
    @mnbar_tum_eyu 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣብ ጸገም ህዝቢ ትግራይ ምሕጋዝ ክንድዚ የሕርቀካ እንተኾይኑ! ንስኻ ሓይሊ ምስ ትረክብ ካብ ኢሰያስን ሂትለርን ከምትገድድ ካብ ሕጂ ትፍለጥ። ካብ ዝገርመኒ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ንዝወረደ ግፍዒ ኣፍልጦ ክትህቦ ዘይምድላይካ ኢዩ።

  • @yordanossolomon5629
    @yordanossolomon5629 2 ปีที่แล้ว +4

    ኢሰያስ ዓሌታዊ ምስ ስነሓሳቡ ኤርትራውነት ናእ እንዳን ቀቢላን ግን ዝጋሓፍሉ መድረኽ ኣኺሉ ኣሎ ::

    • @ismailmohammadahmaddin2692
      @ismailmohammadahmaddin2692 2 ปีที่แล้ว

      Kkkkkkkkk helme darhwo

    • @yordanossolomon5629
      @yordanossolomon5629 2 ปีที่แล้ว

      @@ismailmohammadahmaddin2692 ኣይ ኮነን ንሕና ኣግኣዝያን ንሓልሞን ንዛረቦን ክትርድኦ: ንስኻ ቀቢላ ብግቡእ ከማን ቃላት ክትጽሕፍ ኣይ ክኣልካን!!! ጉዳይ ስደትካ ጥራይ ግበር!!!

    • @ismailmohammadahmaddin2692
      @ismailmohammadahmaddin2692 2 ปีที่แล้ว

      @@yordanossolomon5629 kkkkkkk absedat kam zalakau ketaref eka man eu kabanan kabakumen nesdat kenrei ena malhakum da entay zay bala ab tagbar zaro tefatum mara wayana tafekum eta enkwo tarefateum zala malhaskum kabte zalakayo sedat tegrayum enda tafaet ketadhenuway aykalkumen enda gagazeyan dahan helamu abohagotatkum enda andenat abay baxehom asarom takatelkum abay kaytebaxu kkkkkkkkkkkkkkk

    • @ismailmohammadahmaddin2692
      @ismailmohammadahmaddin2692 2 ปีที่แล้ว

      @@yordanossolomon5629 kkkkk kkkk zewagrake deke senke

    • @ismailmohammadahmaddin2692
      @ismailmohammadahmaddin2692 2 ปีที่แล้ว

      Abahagotatke abotatke andenat eilom eko eseke tewate do yemaslake fushul sena hasab helme eu qabela mabwoqol eù gagazeyan da mabwqal zaybèlkuom man eu kegahaf negezya negdafo galza komaret aboa zaytefalet

  • @alexandrociero41
    @alexandrociero41 8 หลายเดือนก่อน

    Tenqolty tesftsio

  • @alexandrociero41
    @alexandrociero41 8 หลายเดือนก่อน

    , entay geyeruka Anta buda hzbi Ethiopia.

  • @mtztek636
    @mtztek636 2 ปีที่แล้ว

    zerka zerka ember ab hamasen tehabieka eritrea hansabn n haqarun chaw bela aytregxan eka ata aletawi awurajawi

  • @zezuzanzan4946
    @zezuzanzan4946 2 ปีที่แล้ว

    ኣንታ ሎሚስ ሃለፍታ ጌርላ እዛ ሞጭላቅ: ሓዳር ተዘይብልኪ ግን ኣብ ዓመት ክንደይ ግዜ ሴጋ ትገብሪ ?

  • @roxyjones8335
    @roxyjones8335 2 ปีที่แล้ว

    አወ ሀቂ አከዳድናኻ ዝወዳደረካ የለን /ወዝ ዉን ቀዳማይ

  • @Hmars2018
    @Hmars2018 2 ปีที่แล้ว

    ተስፋጽዮን መኻን !!!!

  • @traveltoeritrea7557
    @traveltoeritrea7557 2 ปีที่แล้ว +7

    ካባኹም ንላዕሊ ከዳዕ፡ዓሌታዊ የለን።ጥምዙሓት ካብ ዘረባ ዝሓልፍ ቁም-ነገር ዘይብሎም!

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 2 ปีที่แล้ว +1

      ኣብ ታሪኽና ብዙሓት ሱሱዓት መስፋሕፋሕቲ መጺኦም፡ ቱርኪ ፣ ዓረብ ፣ ኢጣልያ ፣ ኣምሓራ ወዘተ እቶም ወራዙትን ተባዓትን ኣቦታትናን ኣዴታትናን ነዚ ኩሉ ዕብለላን ጭፍለቓን ሰጊሮም ናትና ክቡር ቋንቋታት፣ ባህሊ ፣ ስርዓትን ልምድን ኣውሪሶምና እዮም። ስለዚ ፡ ዝኾነ ሓላፊ መገዲ ካብ ዓረብ ፣ ኢጣልያ ፣ ኣምሓራ ይኹን ጀበርቲ ወሎ ፣ ቤጃ ሱዳን ኣብቲ ደምና ዝኸፈልናሉ ሃገርና መጺኡ ክእዝዘና ወይ ክሸነልና ወይ መጽሓፍቲ ቋንቋታትና ብሓዊ ከንዲደልና ብፍጹም ኣይነፍቅድን።

    • @Hager_hamassien
      @Hager_hamassien 2 ปีที่แล้ว +1

      ነብሰምትሓት እዩ ከምኡ ዝገብረኪ ዘሎ ኣቲ ሓሳድ ጸርፊ ዝገደፍና የብልናን እተን ኣሓ ሞ ከይደን እየን

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 2 ปีที่แล้ว +1

      @@Hager_hamassienስለዚ ፡ ዝኾነ ሓላፊ መገዲ ካብ ዓረብ ፣ ኢጣልያ ፣ ኣምሓራ ይኹን ጀበርቲ ወሎ ፣ ቤጃ ሱዳን ኣብቲ ደምና ዝኸፈልናሉ ሃገርና መጺኡ ክእዝዘና ወይ ክሸነልና ወይ መጽሓፍቲ ቋንቋታትና ብሓዊ ከንዲደልና ብፍጹም ኣይነፍቅድን።

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 2 ปีที่แล้ว

      ሓደ ሰብ ፡ ካብቲ ንታሪኽ ኣባሓጎታቱ ፣ መንነቱ ፣ ቋንቋታቱ ፣ ስርዓተ ሕጉ ፣ ልምድታቱ ፣ ተውፊቱ ዝፈንፈነን ዝነዓቐን፡ ካብቲ ብናይ ክራይ መንነትን ስርዓትን ወደኽደኽ ዝብል ዓሻ ወይ ተበላጺ ጥራይ እዩ ፡ ክፈርህ ዘለዎ።

  • @samueltesfay1042
    @samueltesfay1042 2 ปีที่แล้ว

    Kkkkkkk shabiya nay hamasen eu shbiya nmtfa hzbi hamasen kab gex mdri ktef alewo ::
    Seraye adey neziam nmtfa aykonen ms tdf wala ms isis knserh alena
    Kanser hager zeri mergem eyom
    Amharan hamasenn zeyblu hzbi kfter aleyo abzi kebabina
    Gena ktlzi ika xelim kdan tkdeneli gize kereba eu
    Kemtom 4 yehwatka dem kelbi zfesesu kulom azmadka dem kelbi kfesu aleyom::

  • @alexandrociero41
    @alexandrociero41 8 หลายเดือนก่อน

    Narrow nationalist

  • @keleteasfaha3462
    @keleteasfaha3462 2 ปีที่แล้ว

    ህግደፍ ቀንዲ ትካል ምዕራባውያን ኮይኖም አብ ኢሊዥን ዝዕንድሩ ተዛራብቲ ባምቡላ ስለዝኾኑ ንኤርትራ ክሓስቡ አይክእልን።

  • @phlippasme379
    @phlippasme379 2 ปีที่แล้ว +1

    Our Heroes, well come

  • @weinybokurezion5249
    @weinybokurezion5249 2 ปีที่แล้ว

    አዋይ አዋይ ሰብ አየ ማለት

  • @eelias3043
    @eelias3043 2 ปีที่แล้ว +3

    ፕሮፌሰር ናይ ሓቂ ተስፋ-ናይ-ጽዮን፡ ተንታኒ ፖለቲካ ቀሪኒ ኣፍሪቃን ማእከላይ ምብራቕን።
    ነዛ ሕቂ ከም ፈትሊ ትፍትላ