ኣብርሃም ዘረኣብሩኽ ንሕፀ ዶስ ንምረቓ?🙆‍♂️ Is Abreham zereabruk going to be married or graduated.

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 253

  • @Yrgutube
    @Yrgutube 3 หลายเดือนก่อน +32

    ኣብርሃመይ ካብ ፌስቡክ እየ መፂአ ንገዛኻለ ሓዳሽ እየ ቀፅለሉ ዛሓወይ❤

  • @مازنحامضي
    @مازنحامضي 3 หลายเดือนก่อน +20

    ግን ኣብርሸይ እቲ ፈረፈይል ናይ ባዕልካ ፈቶ ግበረሉ ምክንያቱ ብዝሕ ፈላጢ ሰለ ዘለካ እየ ሓላለይ ብዝተረፈ ኣጀካ ቀፅለሉ ዶሞ እንካዕ ደስ በለካ ወድኖ ሓፈትካ ካብ ስዕዲ ዓረብ

  • @TsegaYouTube-w9p
    @TsegaYouTube-w9p 3 หลายเดือนก่อน +8

    አብራሃመይ አይዞካ ቀፅለሉ ሓዳሽ ተካታሊትካ እየ ኩሉ ግዜ አደይ ብሂወት የላይ እናብልካ ይሰመዐካ እሞ ከብደይ ትብለዕኒ እና አይዞካ ዛሓወ በርትዕ ሓፍትካ ካብ ስዑዲ ዓረብ እየ🙏🫶🏻

    • @elsatkleytuber2720
      @elsatkleytuber2720 3 หลายเดือนก่อน

      @@TsegaTH-cam-w9p ደምረን ዝሓፍተይ

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh 3 หลายเดือนก่อน +5

    እንኳዕ ደስ በለካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ብሐቂ ለባመይ ሰደት ክፍእ እዩ ዓድኩም ጠንኪርኩም ሰርሑ ንሕናለ ነተባበዓዮም ክብራተይ❤❤❤❤❤❤

  • @ሊሀምትግራይ
    @ሊሀምትግራይ 3 หลายเดือนก่อน +6

    እንኳዕ ደስ በለካ ክቡር ሓውና❤❤❤❤
    ኣብ ቀፃሊ ግን እቲ ሕቶ ብድምፂ ተዝኮን ፅቡቅ ምክንያቱ መብዛሕቲአና ኣብ ስራሕ ኮይንና ስለነዳምፆ

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo1460 3 หลายเดือนก่อน +7

    እንኳዕ ደስ በለኻ ዝሓወይ ለባም ቀፅልሉ ተምሂርና ዓድና ነልምዕ❤
    ብልኮነ ትሕዝቶ ምፀና ደስ ናበለና ኢና ንከታተለኻ ብሉፅ ኣቦ ትሕትና❤

    • @elsatkleytuber2720
      @elsatkleytuber2720 3 หลายเดือนก่อน

      @@merigaltewahdo1460 ደምረን ዝያዳይ

  • @RgatGeremedihin
    @RgatGeremedihin 3 หลายเดือนก่อน +4

    እንዃዕ ደስ በለካ ኣብራሃመይ እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዝካ ኣብ ኩሉእትሰርሖ ቅዱስ ሚካኤል መሪሕ ይኩንካ ክቡር ሓወይ ለባም በሊሕ ባዓል ቡሱል ሕልና ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብካ

  • @Hagosakeza07Dxb
    @Hagosakeza07Dxb 3 หลายเดือนก่อน +6

    አብርሸይ እንኳዕ ደሰ በለካ ተባዕ ጅግና ትግራዋይ🎉❤

  • @Meri-yu8yx
    @Meri-yu8yx 3 หลายเดือนก่อน +4

    እንካዓ ደስ በለካ ኣብርሸይ ጀግና 🥰🥰🥰

  • @SolianaTedros-ok3se
    @SolianaTedros-ok3se 3 หลายเดือนก่อน +7

    Congratulations bro🎉 Enqae afexemeka ❤❤❤ from 🇪🇷❤️

  • @TDF316
    @TDF316 3 หลายเดือนก่อน +3

    ኣብርሃመይ ለባም ዐል ድመን ጥዐናን ይሃብካ ዕድሜኻ ነዊሕ መፃኢኻ ብሩህ ይኹነልካ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk 3 หลายเดือนก่อน +6

    ኣብራሃምይ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ቀፅለሉ❤

  • @ftggtt1969
    @ftggtt1969 3 หลายเดือนก่อน +9

    እንኳዕ ደስስ በለኻ ክብር ሓውና❤❤❤❤

  • @ZaydMebrahtom
    @ZaydMebrahtom 3 หลายเดือนก่อน +4

    ኣብርሃመይ ለባም ሰብ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ ❤❤❤ ዶሞም እንኾዕ ደስ በለካ

  • @rfduv1457
    @rfduv1457 3 หลายเดือนก่อน +7

    ኣብራህም ለባም እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ❤❤

  • @SOLYANA434
    @SOLYANA434 3 หลายเดือนก่อน +4

    ኣብርኃመይ🥰እንኳዕ ደስ በለካ ዝሓወይ💓👏

  • @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
    @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 3 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤እንኳዕ ደሰ በለካ ኣብርሸይ ዝፈትወካ ዘክብረካ ሓወይ❤❤❤❤❤🎉🎉🌿🎓🎓

  • @alganeshberhie1249
    @alganeshberhie1249 3 หลายเดือนก่อน +1

    Congratulations ❤️🎉🎊🎉🎊

  • @HanaAl-u9i
    @HanaAl-u9i 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንኻዕ ደስበለኻ ሓድግየይ ሓወይ ብርትዕልና ❤❤❤

  • @hareyahareya6870
    @hareyahareya6870 3 หลายเดือนก่อน +2

    እንኳን ናብዙይ ኣብቀዐካ ዝሓወይይ❤❤❤

  • @gereltamidya
    @gereltamidya 3 หลายเดือนก่อน +3

    አብርሃመይ ይፎትወካየ ኩሉ ግዜ ይከታተለካየ ቀፅለሉ ካልኤቲ ክብለካ ዝደሊ ጊን ፍቅሪ ሚዛን ብጣዕሚ ይከታተለ ብሃንቀውታ ይፅበያ ኔረ ብል አቃረፅክምዎ ጊን ብጣዕሚ ተሰሚዑኒ ኔሩ ጊን ትመፁና ተኮይንኩም ብሃንቀውታ ንፅበ

    • @elsatkleytuber2720
      @elsatkleytuber2720 3 หลายเดือนก่อน

      @@gereltamidya ደምርንይ ዝሓፍተይ

  • @ኣዙጋልትግራይ
    @ኣዙጋልትግራይ 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤🎉🎉🎉🎉🎉ኣብርሸይ እንኳዕ ደስ በለካ ብጣዕሚይ እየ ዝፈትወካ ጎይታዋይ ቀፅለሉ ቡዙሕ ኢና ንፅበ❤ካባኻ ኣብርሸይ❤❤❤

  • @berekechtadese2084
    @berekechtadese2084 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንኮዕ ደስ በለካ ኣብረሸይ የዋህየ ኣዜ ዝፈትወካ ለባም ሰብ። 🥰🥰🥰

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሓዱጉየይ. የንየ ጀግና❤❤❤❤❤ ክፍትዎካ ኮ. ዎደነይ. ሓወይ ኮይንካ ትስመዐኒ❤❤ እንካዕ ሐገሰካ ከዓ❤❤❤ተመሪቃ❤❤❤❤
    እና አደ መን ጥዕና የሃብካ❤❤❤እግዚኣብሔር. ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ይምነየልካ ኣጆካ ኣብ አንካ ኣለና❤❤❤❤

  • @eeee4739
    @eeee4739 3 หลายเดือนก่อน +2

    አብርሃመይ እንካዕ ደስ በለካ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @SaraSara-ji6gr
    @SaraSara-ji6gr 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብርሃመይ ኣነሰ ክፈትወካ ደሰሰ በሃል እየዋ🎉❤❤

  • @አስሊጓልትግራይለዛምስጓል
    @አስሊጓልትግራይለዛምስጓል 3 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ደስ በለካ አብርሻ አዝየ እየ ዝፈትወካን ዘድንቀካን
    ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ሓወኒ

  • @Dolar1219
    @Dolar1219 3 หลายเดือนก่อน

    አነስ ዳገሬ ብቻ እየ ዝከታተለካ 😊 ግን ሎሚ ብሕልመይ ፅቡቅ ነገር ሐሊመልካ 😅 ምስ ወለደይ ዝኮነ ደስ ዝብል ስራሕ 😊 በእውነት ሕልሙ ናይ ብሐቂ ይግበረልና ዝሐወይ 😊

  • @مازنحامضي
    @مازنحامضي 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብርሸይ ሓላል እንካዕ ደስ በለካ ኣናስ ክፈትወካ ሓወይ ኮይንካ እካ ትስመዐኒ ወድናይ❤❤❤🎉🎉

  • @TsrhaTsrha
    @TsrhaTsrha 3 หลายเดือนก่อน

    አብርሽ እንኳዕ ደስ በለካ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💊💊💊💊💊💊

  • @SlamhSlamy
    @SlamhSlamy 3 หลายเดือนก่อน

    እንኻዕ ደሰ በለካ ኽቡር ሓውና❤❤❤❤

  • @yalemgedion926
    @yalemgedion926 3 หลายเดือนก่อน

    Good luck Abraham wodina new generation we depending on you please work hard you will be successful with god

  • @ነቢላንድ
    @ነቢላንድ 3 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ደስ በለካ ኣብርሽ🎉

  • @ቲቲጋልውቅሮ
    @ቲቲጋልውቅሮ 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብሩሸይ ጎይታ ሕሊና❤❤

  • @ryfgtfyg5639
    @ryfgtfyg5639 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንካዕ.ደሰ.በለካ❤❤🎉

  • @MustWith-w1u
    @MustWith-w1u 3 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ደሰ በለካ ክቡር ሓውና❤❤❤❤❤

  • @rahmamohamad5784
    @rahmamohamad5784 3 หลายเดือนก่อน

    Abrshy anhnawn kmaka zyblu Ybzhlna enkae des blka mary❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @galtigray7413
    @galtigray7413 3 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ደስ በለካ ማዓረይ🎉🎉🎉🥰🥰🦋🦋

  • @hdhud9018
    @hdhud9018 3 หลายเดือนก่อน

    እንኮዕ ደስ በለካ ማአረይ ❤❤❤❤

  • @fanustesfay7175
    @fanustesfay7175 3 หลายเดือนก่อน +2

    እንኳዕ ናብዚ ኣብቃዓካ ኣብርሻ🎉❤

    • @62114646
      @62114646 3 หลายเดือนก่อน

      Hadigu I love and respect you very much!

    • @62114646
      @62114646 3 หลายเดือนก่อน

      Hadigu I would like to contact you in person by any means you very good young artist with your family in Gere emun specially Lemlem Ayenay

  • @Aነኝየደንግልማርያምልጅነ
    @Aነኝየደንግልማርያምልጅነ 3 หลายเดือนก่อน

    አንኳዕ ደስ በለካ ማዓሪይ ❤❤

  • @ፀዲነኝየኬቢታናሽ
    @ፀዲነኝየኬቢታናሽ 3 หลายเดือนก่อน

    ኣብርሸይ የኔ የዋህ ብጣዓሚ እየ ዝፈትወካ🥰

  • @SlamhhHapshi
    @SlamhhHapshi 3 หลายเดือนก่อน

    እኳዕ፡ደስስስስ፡በለካ፡ኣብርሸይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HdEjje-h9e
    @HdEjje-h9e 3 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ. ደምሰሰ. በለካር. ሓዉና❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Sara-v3u2d
    @Sara-v3u2d 3 หลายเดือนก่อน

    ኣብርሃምመይ ዕካዕ ደስ በለካ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @FjJf-m2f
    @FjJf-m2f 3 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ደስ በለካ❤❤❤

  • @tesgategrewyti6347
    @tesgategrewyti6347 3 หลายเดือนก่อน

    አብርህሸይ በርትዕ አጆካ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @tesfaeyusnkay5168
    @tesfaeyusnkay5168 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ደሰ ብለካ ኣብርህሸይ ዓብይ ሰብ ❤❤

  • @ተመሰገንኣምላኽ-ነ3ጠ
    @ተመሰገንኣምላኽ-ነ3ጠ 3 หลายเดือนก่อน

    እንኳን ደሰ በለካ ሓድጉዋይ ለባመይ ቀፅለሉ❤❤❤❤

  • @senugalTigray-r4l
    @senugalTigray-r4l 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤

  • @destalem3840
    @destalem3840 3 หลายเดือนก่อน

    አንካዕ ደሰ በለካ ❤❤❤🎉🎉

  • @muhraalomar7341
    @muhraalomar7341 3 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ደሰ በለካ ኣብርህሸይ ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @GGmanchanel-n6y
    @GGmanchanel-n6y 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሓድጉ ሓላል ሰብ ❤❤❤❤❤❤

  • @mulugebre6918
    @mulugebre6918 3 หลายเดือนก่อน

    Congratulations I am so proud of you Hadgu 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @Samsunga23-ks9jv
    @Samsunga23-ks9jv 3 หลายเดือนก่อน +1

    አብርሃም ሽኮር❤

  • @kirossyum271
    @kirossyum271 3 หลายเดือนก่อน

    እንካዓ ደሰ በለካ ኣብርሸይ ጀግና❤❤❤❤🎉🎉

  • @GhBj-l3j
    @GhBj-l3j 3 หลายเดือนก่อน

    እንዃዕ ደስ በለካ ዝሓወይ❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🥀🥀🥀🥀💘💘💘💘💘

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700 3 หลายเดือนก่อน +1

    Love ❤️ your performance ❤️ ♥️ 💖

  • @Mlate-ek7gh
    @Mlate-ek7gh 3 หลายเดือนก่อน

    ፈተውቲ ኣብርሃም በጃኩም ሳብስክራብ ተሓባበሩኒ ኣይክፈሎይ ዋ ዞም አሕዋተይ❤❤

  • @MymyRr-g8w
    @MymyRr-g8w 3 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ደስ በለካ ክብር ሓዉና❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @mili12619
    @mili12619 3 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ደስ በለካ ዝሓወይ😘

  • @uffi9277
    @uffi9277 3 หลายเดือนก่อน

    እንኮዕ ደስ በለካ መዓረይ😊

  • @RhohAbody
    @RhohAbody 3 หลายเดือนก่อน

    እንካዕ ደስ በለካ

  • @AaAa-g7j7z
    @AaAa-g7j7z 3 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ደሰ በለካ ዝሓወይ🙏🥰🥰🥰

  • @AbiAbi-nl8gv
    @AbiAbi-nl8gv 3 หลายเดือนก่อน

    እንካዕ ደስ በለካ አብርህሸይ ለባም🙏❤❤

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 3 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ደስስስ በለካ ኣብሩሸይ ለባመይ❤❤❤

  • @meaza8733
    @meaza8733 3 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ደሰሰ በለካ ዘሓወይ ❤❤❤❤

  • @lemlemlemlem5087
    @lemlemlemlem5087 3 หลายเดือนก่อน

    ኣብርሃመይ ጅግና ❤❤❤

  • @Sara-dq1sk
    @Sara-dq1sk 3 หลายเดือนก่อน

    ሓድጉ ሓወይ እንድዒ አነስ ክፈትወካ ማዓት በእዉነት❤❤❤❤❤❤

  • @GalTewhdo
    @GalTewhdo 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብርሃም ወደያ ዘብራእብሩክ❤❤❤

  • @QweQwe-bw6pi
    @QweQwe-bw6pi 3 หลายเดือนก่อน

    Enikae des beleka hadigu haweyy❤❤❤

  • @ክብርንምስገናለድንግለማር
    @ክብርንምስገናለድንግለማር 3 หลายเดือนก่อน +1

    ልባም ሰብ❤❤❤❤❤

  • @beyblademasters9650
    @beyblademasters9650 3 หลายเดือนก่อน

    Congrantulations.❤❤❤

  • @alemfitsum1542
    @alemfitsum1542 3 หลายเดือนก่อน

    ኣጀካ ኣብርሃም ❤❤❤

  • @hshsusuei6713
    @hshsusuei6713 3 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ደሴ በለካ

  • @ተመሰገንኣምላኽ-ነ3ጠ
    @ተመሰገንኣምላኽ-ነ3ጠ 3 หลายเดือนก่อน +1

    ፈቅሪ ሚዛን ቀፅልዋ ጠፊኣትኒ

  • @WejeratAdey
    @WejeratAdey 3 หลายเดือนก่อน +3

    ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ ጀማሪት እየዋ🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Asa-dv3gv
    @Asa-dv3gv 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብርሸይ ለባምይ💎🥰❤️

  • @Amuጋልክልተኣውላዕሎ
    @Amuጋልክልተኣውላዕሎ 3 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @rewina11
    @rewina11 3 หลายเดือนก่อน

    ዋው ❤❤❤❤❤

  • @BxDv-s2y
    @BxDv-s2y 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ተቲየጋልተዋህዶ
    @ተቲየጋልተዋህዶ 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉

  • @ሃናጓልአበኑስላማ
    @ሃናጓልአበኑስላማ 3 หลายเดือนก่อน +2

    ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @alemalem2233
    @alemalem2233 3 หลายเดือนก่อน

    ኣብርሽ ❤❤❤

  • @arebtaemieyetenadidenrechr3813
    @arebtaemieyetenadidenrechr3813 3 หลายเดือนก่อน

    ማዓረይ ftwtewwww🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @edenaraya9795
    @edenaraya9795 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤

  • @halakriri253
    @halakriri253 3 หลายเดือนก่อน

    ለባም ኣብርሽይ❤❤❤❤

  • @ReF-x5l
    @ReF-x5l 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @GggYy-vx4ie
    @GggYy-vx4ie 3 หลายเดือนก่อน +1

    🥰🥰🥰🥰💐💐💐💐❤️❤️❤️❤️

  • @Tti-k6w
    @Tti-k6w 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mm7760
    @mm7760 3 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉❤❤❤

  • @genet6424
    @genet6424 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🎉

  • @زمزمدسته
    @زمزمدسته 3 หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉

  • @MAr-k9p
    @MAr-k9p 3 หลายเดือนก่อน

    ለባም ሰብ❤❤❤

  • @ngstihaileslassie9337
    @ngstihaileslassie9337 3 หลายเดือนก่อน

    ❤🎉🎉🎉🎉

  • @rtgh9245
    @rtgh9245 3 หลายเดือนก่อน

    ✅✅🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️👌👌👌##

  • @galmhrey
    @galmhrey 3 หลายเดือนก่อน

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @rsjv415
    @rsjv415 3 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @jfgrew7431
    @jfgrew7431 3 หลายเดือนก่อน

    😘😘😘😘😘😘❤

  • @XxxXxx-m5f
    @XxxXxx-m5f หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤