TDF ምስ ኮነ ፍቕሪ ደጊሱኒ ፡ ከም ወርቂ ዝተፈተነ ፍቕሪ ተጋዳላይን ተጋዳሊት ድያስፖራን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 958

  • @ChdjdhhdHdbxxjxj
    @ChdjdhhdHdbxxjxj หลายเดือนก่อน +113

    ብስሩ ነዛ ጋዘጠኛ ከማይ ዝፈትዋ ይህልዶ ብስሩ ምዕሩግቲ ተቅርቦም ሰባት ሙዑሩጋት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም 🙏🕊🕊🕊

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน +6

      ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

    • @ssseeeae7287
      @ssseeeae7287 หลายเดือนก่อน +4

      Me to I love you❤❤

    • @ChdjdhhdHdbxxjxj
      @ChdjdhhdHdbxxjxj หลายเดือนก่อน

      @@ssseeeae7287 🕊🕊🕊

    • @hiwetgaltigray2147
      @hiwetgaltigray2147 หลายเดือนก่อน +3

      ብሓቂ❤❤❤

  • @MariG-z3l
    @MariG-z3l หลายเดือนก่อน +112

    እፍፍፍፍ መን ኣሎ ከምዙ ከማይ ተመሲጡ ዝተካታተሎም ዋውው ደስ ዝብል ፍቅሪ ምትሕልላይን ፍቅርኩም የሰስን ወለድ ክበዱ ወላድ ደሞ12 ኢኩም ትወልዱ ከም ፈቃድ ፈጣሪ ጀጋና TDF ናዓና እውን ክንነብር ስለዝተቃለስኩም የቀንየልና ተጋሩዋይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน +2

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን Mari 🙏🙏🙏❤❤❤

    • @ህንፃባርያእመብርሃንየ
      @ህንፃባርያእመብርሃንየ หลายเดือนก่อน +1

      ኣነ ብሃንቅቆውታ እየ ልፅበዬም

    • @DgG-ji1sr
      @DgG-ji1sr หลายเดือนก่อน +1

      ኣነ ኣለኹ ህያበይ❤❤❤

    • @jfsf4802
      @jfsf4802 หลายเดือนก่อน

      ኣነ ኣለኩ ዚያዳይ

    • @GooklGookl-oh5pz
      @GooklGookl-oh5pz หลายเดือนก่อน

      ኣነ❤❤❤

  • @zed-fw8xu
    @zed-fw8xu 13 วันที่ผ่านมา +3

    ኣሰይ ተጋሩዋይ ፍቅርኩም የብዛሓዮ ፈጣሪ 🙏🙏🙏

  • @freweynidesta
    @freweynidesta หลายเดือนก่อน +67

    መዳለዊት መደብ ሓፍትና ኣቀራርባኪ ንባዕልኪ እውን ፍቅሪ ኢኪ ቀፅልሉ ፅብቅተ ይ ወላዲተ ኣምላክ ትሓግዝኪ👍🥰🙏🙏🙏

  • @ራሄላጓልኣክሱምይትዬብ
    @ራሄላጓልኣክሱምይትዬብ หลายเดือนก่อน +80

    የቀንየልና ጋዜጠኛ ሓፍትና🥰 ደም ይፈትወኪ እየ ቡኡነት❤️ ዛእንበይተይ ምዕርግቲ
    እግዚአብሔር ቃል ኪዳንኩም ይባርከልኩም እስካብ ዘልኣለም🥰 ውላድኩም ብጥበባ የዕብየልኩም🥰
    ግና ዘለና ውን እግዚአብሔር ዝጠቅመና ኣብ ቤቱ ዘንብረና ሓዳር ይፍጠረልና። በተለይ ደቂ መዳመይ💝

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน +3

      ኣሜን ኣሜን ክብረት ይሃበልና ራሄላ ሓፍትና 🙏🙏🙏❤❤❤

    • @FihbHhjj
      @FihbHhjj หลายเดือนก่อน +1

      ደምረኒ ወለላይ ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @TubeMerkebselamTube
      @TubeMerkebselamTube หลายเดือนก่อน +2

      አሜን ፫ ዛምቤተይ ጥዑም አፋ

    • @ChdjdhhdHdbxxjxj
      @ChdjdhhdHdbxxjxj หลายเดือนก่อน +1

      አሜን አሜን ብልፅተይ🎉🎉🎉🎉

    • @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
      @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን❤

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti หลายเดือนก่อน +62

    ንበረከት ቀዛሕታለ ኣቅርብልና ተጋሩዋይ ጽሩያት🥰🥰🥰

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน +3

      እሺ ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

    • @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
      @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ หลายเดือนก่อน

      ብሓቂ❤

    • @yewhin21
      @yewhin21 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ❤

    • @ababazahara548
      @ababazahara548 หลายเดือนก่อน

      ምሰ ባዓልቲ ቤቱ አቅሪብልና በረከት​@@fkrientertainment

  • @alganeshberhe314
    @alganeshberhe314 หลายเดือนก่อน +9

    ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል።እንካዕ መድሃኔዓለም ብሓደ ገበረኩም።ሰሥኑ ከም እንቅዓ ጣፍ ደቂ ሓላል መርየት።
    ክብር ሞጎስን ንስወአትና ነዚ ክንሪኢ ዝገበሩና።
    ጅግና ተጋዳላይ ወርቂ።እንካዕ አብዚ አብጵሓካ ጅግናና Our hero God bless you.
    በዓልቲ ቤትካ ድማ ጅግና ዲያስፖራ።
    እንካዕ ካብዚ ጅግና ወርቂ ለባም ህዝቢ ተፈጠርና።
    ደስ ብሃልቲ ክልተ ጵቡቓት አሕዋት ትመስሉ።
    ❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ኣልጋነሽ ሓፍትና #Respect 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @hdbhdh9108
    @hdbhdh9108 หลายเดือนก่อน +29

    ኣሰይ ተጋሩዋይ ፍቅርኩም የብዛሓዮ❤❤❤❤ሚድያና ለ ነዕቢ ተጋሩዋይ

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና hd 🙏🙏🙏❤❤❤

    • @yewhin21
      @yewhin21 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ

  • @ሜሪጓልእመብርሃን
    @ሜሪጓልእመብርሃን หลายเดือนก่อน +24

    Well come ፍቅሪ ኢንትርትመንት
    ደስ ዝብሉ ሰብ ሓዳር እግዚአብሔር ሓዳርኩም ይባርኽ
    ንዓናውን ቅዱስ ሓዳር ይፍጠረልና ፈጣሪ⛪💜💜

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ሜሪ ሓፍትና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @user-hiwen
    @user-hiwen หลายเดือนก่อน +20

    ፅሩያት ድስ ክትበሉ ኣብ ጉዑዞ ህይወት ቡዙሕ ነገረ ይጋጥም እዩ ኩሉ ግዲፍኹሙ ፍቅረኩሙ ሰለ ዝሕደሰኩሙዎ ግን መምሃራን ኢኩሙ ሓዳረክሙ ይባረክልኹሙ🎉🎉🎉🎉🌻🌻🌻🌻🌻

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና ሄዊ 🙏🙏🙏❤❤❤

    • @Awet355
      @Awet355 9 วันที่ผ่านมา +1

      ሂዊ ደምርኒ ❤

    • @user-hiwen
      @user-hiwen 8 วันที่ผ่านมา

      @@Awet355 ደሚርኪ ልማኒትይ😁💝

  • @kingking9720
    @kingking9720 หลายเดือนก่อน +71

    8ቲ ሓሊፉለይ 👍ርገፁ😍

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ክብረተይ💚💚💚💚

    • @kingking9720
      @kingking9720 หลายเดือนก่อน

      @@tsegatsega238 እሹኒ👍

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน +1

      ክብረት ይሃበልና king 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @abedaberhan
    @abedaberhan หลายเดือนก่อน +15

    ብጣዕሚ ኢና ንመሰግንኪ ሰናይትዋይ ከለት ጀግኑና❤❤❤❤❤TDF ደቂ ህዝብ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @MulerTigraweti
    @MulerTigraweti หลายเดือนก่อน +17

    *_ደስ ክብሉ ተጋሩዋይ ጋዜጠኛ ግን ትፍለይ ኢኪ ፀሓይ ገፃ💌🎉🦋❤_*

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @ritaaraia7123
    @ritaaraia7123 16 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ገረምቲ ፍቅሪ ፈጣሪ ይባርክኩም

  • @YohansGebremeskel-dz1wf
    @YohansGebremeskel-dz1wf หลายเดือนก่อน +20

    በሓቂ ፍቕርኺም ጥዑም ንባዕለይ ብተሓጓስ ነቢዓ😢❤❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና jhon 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
    @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ หลายเดือนก่อน +14

    _ዋይ ኣነስ ከም ድራማ እየ ዝካታተላ እዛ ሚድያ🎉🎉❤ ግን እዝም ወርቃ ናይ ኣዳኣ ቃልኪዳና ገይራ ዝትምረዕዋ ፍቅራት ኣባ ሚድያ ካፈትሎም ብጣዓሚ እዩም ደሰ ዝበሉኒ ብሓዳሻ ዓመት ከይዳኪ ዘነበረኪ ማዓረይ❤🎉🎉_

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน +2

      ክብረት ይሃበልና እመበይተዋ፡ ዩተይብ ንምኽፋት ብዙሕ ወፃኢ ስለዘለዎ እዩምበር ምተኸፈተሎም የይሩ🙏🙏🙏❤❤❤

    • @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
      @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ หลายเดือนก่อน +1

      እወጋለይ ንማንኪ❤

  • @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
    @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት หลายเดือนก่อน +9

    እሰይ ደስስስ ዝብል ፍቅሪ ኣምላኽ ኣብ ፍቅርኹም የንብርኹም ዉላድኹም ድማ ብጥበብን ጸጋን የዕብየልኹም ሰሱኑልና ፍቱዋተይ
    ክብርቲ ሓፍትና መዳለዊት ፍቅሪ ኢንተርቴንሜንት ድማ ትሕትናኺ ይፍለ እዩ በርትዒልና ብዙሕ ስለ እንመሃር ዘለና ክብረት ይሃበልና🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሀበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @fsedfsd-ch9fk
    @fsedfsd-ch9fk หลายเดือนก่อน +16

    ❤ደስ ክትብሉ ተጋሩዋይ ዘይጋገ የለን ካብ ጌጋካ ምምሃር ግን ፀጋ እዩ ፍቅርኩም ይብዛሕ ኣሕዋት ዝተመነክምዎ ይሃብኩም

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @UjJh-yw9hi
    @UjJh-yw9hi หลายเดือนก่อน +8

    አንኳዕ ብሰላም መፃኹም ካባኹም ብዙሕ ትምህርቲ ወሲድና ሓዳርኩም ይባርኸልኩም ውላድኩምለ ስም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ብጥበቡ የዕብየልኩም ፈጣሪ ጋዜጠኛ ሓፍትና ድማ ክብረት ይሃበልና ተጋሩ ግን ኣይተሕሩቁኒ ተገደደ 50k ነእትዎም ይጠቅመና እዩ ዝቻናል

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግነኪ ክብርቲ ሓፍትና ነዓኹም ሒዝና ክንኣቱ ኢና #bIG respect 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @KalebAsmelash
    @KalebAsmelash 12 วันที่ผ่านมา +2

    መግለጺ ስኢነ ❤❤❤

  • @musayemane2268
    @musayemane2268 หลายเดือนก่อน +18

    እንቋዕ ኣብፀሐና ✝️
    እሰይ ክንደይ ደስስ ይብሉ ፍቅርኩም ይብዛሕ
    🎉🕊😍

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @ጋልትግራይ-ጨ2ጨ
    @ጋልትግራይ-ጨ2ጨ 19 วันที่ผ่านมา +2

    ብጣዕሚ ተመሲጠ ሰሚዐያ ነብዒ ብኡነት ተመስገን ፍቅሩኩም የብዛሓዬ ተጋሩዋይ ፅሩያት🙏❤️🥰🥰🥰

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  18 วันที่ผ่านมา

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @ፋነይ
    @ፋነይ หลายเดือนก่อน +6

    ሽኮሪናታት ደስ ብሃልቲ እዚ ኩሉ መሳናኽላት ሓሊፉኩም ኣብዚ ምብጻሕኩም ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ እቲ ትሓስብዎ ዘለኹም ድማ ኣምላኽ የስምረልኩም❤❤🎉🎉

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና Hg 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @hgushiwet8801
    @hgushiwet8801 หลายเดือนก่อน +4

    ፍቕርኹም ይባረኽ ደስ ክትብሉ ❤ ሙሉእ ይኹነልኩም ኤርትራዊ ሓውኹም ሰናይ ምንዮተይ ይገልጸልኩም

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @KmKm-ut4ec
    @KmKm-ut4ec หลายเดือนก่อน +5

    ተጋርዋይ እስኪ ናይ ባዓልና ሚድያታትና ነዐቢ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና ሞራል ስለዝኮንክና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @brhanwejerat516
    @brhanwejerat516 หลายเดือนก่อน +8

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ፍቕሪ ኢንተርተይመንት 😍 እንኳዕለ ንብርሃነ መስቀሉ ኣብፀሐኩም ደቅ ሪመይ✝️ 👏ደስ ክብሉ ፉቑራት ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹም ፍቕሪኹም ይብዛሕ ፍቕሪ ብሩሑቕ የኾነይ ተኻራሪኻ ናተፋቐርናኳ ዘለዎ ስቓይ ዘለናዮ እንና ንፈልጦሞ እንኳዕ እግዝያብሔር ኣታሓቛቖፈኩም ሓዳር ኣብራህም ሳራ ይግበረልኹም ኩቡራተይ ኣያፋልኹም👏♥️😍🥀 ዝተራሓሐቕና ዉን ንዓኹም የምስለና💜

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ኣሜን ብሬ ሓፍትና ኣሕቢሩ እንኳዕ ኣብፀሐና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️ ሞራልና ኢኺሞ ኣይትፈለዪና

  • @titiberhan9358
    @titiberhan9358 หลายเดือนก่อน +3

    ፍቅሪ entertainment የቀንየልና ❤❤ብሉፃት ሰባት ፍቅሩኩም የብዝሓልኩም ፈጣሪ

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti หลายเดือนก่อน +25

    ተጋሩዋይ ጽሩያት ፍቅርኩም ይብዛሕ ናተይለ ካብ ስደት ክምለስ ከለኩ ከምዚይ ገይርካ ተቃበለኒ😂 ጋዜጠኛ ይመችኪ ጽብቅተይ❤❤❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน +1

      ንሕና እውን ንቕበለኪ ኢና መቡ 🙏🙏🙏❤❤❤

    • @mebitigraweyti
      @mebitigraweyti หลายเดือนก่อน +1

      ​@@fkrientertainmentክብረት ይሃበለይ ማዓረይ🙏💜

    • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
      @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ หลายเดือนก่อน +2

      _አጀኪ ካብ ሰደት መሰ ተመለሰና ክንቀረብ ኢና🤣💖_

  • @hhduue7620
    @hhduue7620 หลายเดือนก่อน +5

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ውለዱ ክበዱ ግንሲ ሕቶ ኣለኒ መርዓ ካልኣይ ፀገም የብሎን ቃል ኪዳን ግን ካልኣይ ይእሰር ድዩ

    • @tagelne
      @tagelne หลายเดือนก่อน +3

      ርክብና ድሕሪ ሽማግለ ምልኣኽ እዩ ተቋሪፁ ኔሩ ኣብ መርዓ ኣይበፀሐን

    • @hhduue7620
      @hhduue7620 หลายเดือนก่อน +1

      @@tagelne እሽኒ እግዚአብሔር የክብረለይ

  • @PoPo-gu1jk
    @PoPo-gu1jk หลายเดือนก่อน +10

    አሰይ ደስ ክብሉ እግዚአብሔር ሓዳሩኩም ይባረክ❤🙏

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @ArodoAkile
    @ArodoAkile หลายเดือนก่อน +16

    ፍረዩ ፅገዩ ኩሉ ጊዜ አብ ደስታ ንበሩ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @RgbeyTirnh
    @RgbeyTirnh หลายเดือนก่อน +2

    እዛ ጋዛጠኛ ኽትፈተወካ ኩሉ ነገሪ ምዕርዓትን ጽብቅትን ዛበይተይ ተባረኺ ንዙሞ ደስ ዝብሉ ፍቅራት ሰለ ትቅርብልና
    ተመሲጠ ክሪኣ ኣምስየ ሓዳሩኹም የባሪኹሉኩም ሳንጊላት ለ ክምዚ ዝበለ ፍቅሪ ይዕድልኹም /ና❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @ሜሪትግራዊቲ
    @ሜሪትግራዊቲ หลายเดือนก่อน +7

    ኣሰይ ተጋሩዋይ ክንድ ሽሕ ኩኑልና ♥️

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @DMEYEKiTGRAY
    @DMEYEKiTGRAY หลายเดือนก่อน +3

    ፍቅሪ አኮ መስዋአቲ አዩ ፍቅርኩም ይብዛሕ ተጋሩዋይ 🥰🥰👏👏👏💋💋

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @SeluKiros-lu9cv
    @SeluKiros-lu9cv หลายเดือนก่อน +10

    ዋውው ክንደይ ደስ ዝብል እዩ ሓዳርኩም ይባርከ 20 ሽሕ ነእትዎም ተጋሩዋይ ሳብስክራብ ንግበረሎም

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን ሰሉ ሓፍትና ነዓኹም ሒዝና ክንኣቱ ኢና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @dgvh7060
    @dgvh7060 หลายเดือนก่อน +7

    እንካዕ አብፀሐና ንባዓል መሰቀል ⛪❤
    ፍቅርኩም ይብዛሕ ተጋሩወይ❤❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና dg 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @BRETUBE1ብሬ
    @BRETUBE1ብሬ หลายเดือนก่อน +23

    ደስ ዝብሉ ፍቅራት🥰

  • @naodstudio2329
    @naodstudio2329 หลายเดือนก่อน +3

    ርሑስ ጋማ ይግበርልኩም ደስ ዝብል ታሪኽ እንኳዕ ኣራኸበኩም

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 หลายเดือนก่อน +6

    አሰይይይይይይይይ አምላኽ ቃል ኪዳንኩምን ሓዳርኩምን ይባርከልኩም ፍቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላኽ❤❤❤ክንደይ ደስ ይብሉካ ዉሽጠይ ብሓጉስ መልእለይ❤❤❤

  • @tseganigusse
    @tseganigusse 29 วันที่ผ่านมา +3

    Desbehalti ❤🎉❤Egziabiher Amlak mesakum yekun kulugeze ahwatena 🎉🎉🎉❤
    God bless you all your family ❤🎉

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  29 วันที่ผ่านมา

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @Mihira-o5t
    @Mihira-o5t หลายเดือนก่อน +6

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ደስ ክብሉ ሓዳርኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ይባርከልኩም ኣሕዋተይ❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና mhira ሓፍትና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @Channel-qe9mn
    @Channel-qe9mn หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ደስ ልብል ተፈቲኑ ዝሓለፈ ፍቅሪ ውጺኢቱ ጥዑምዩ ዘውፅእዎ ቃላቶም ደስ ክብል ዝድርበ ዘይብሉ ብፍቅሪ የንብርኩም አረአእያኩም ደስ ክብል❤ጋዜጠኛለ ካብ አከዳድናኪ ጀሚሩ ኩሉ ነገሩ ፍቅሪ ዩ ቀፅልሉ ❤
    አቱም ሰባት አነለ ምስ ፍቅረይ 5ተ ዓመት ንገብር ኢልና ቧዕ ስደት ሕሱም ዳፍቅሪ ሓደ መዓልቲ ክቀርብየ❤

    • @helengaltigray
      @helengaltigray หลายเดือนก่อน +1

      አጆኺ ማዓረይ ንኹሉ ግዜ አለዎ

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน +1

      ደስ ይብለና ንፅበየኩም ንዓድኺ የብቅዕኺ 🙏🙏🙏❤❤❤

    • @Channel-qe9mn
      @Channel-qe9mn หลายเดือนก่อน

      @@fkrientertainment ኣሜን አሜን አሜን ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን

    • @Channel-qe9mn
      @Channel-qe9mn หลายเดือนก่อน

      @@helengaltigray እሹኒ ክብረተይ💖

  • @AfeworkZeru
    @AfeworkZeru หลายเดือนก่อน +6

    ፍቅርኩም የብዝሓዮ ቡሩካተይ ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም 🙏🙏🙏

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ኣፌ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @tigesttessema
    @tigesttessema 15 วันที่ผ่านมา

    ብጥኣሚ. ደስ. ቃኽ ይብሉ ያንብረኩም

  • @Sol-vl8xq
    @Sol-vl8xq 25 วันที่ผ่านมา +4

    ትግራወይቲ❤ትግራዋይ

  • @latshlatsh7389
    @latshlatsh7389 หลายเดือนก่อน +4

    ኣሰይ ተጋሩዋይ ጥዑማት ፍቅርኩም ይብዛሕ ጋዛጠኛ እውን ፀሓይ ገፃ ንፈትወኩም ኢና❤❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @haftamuchekolerezene76
    @haftamuchekolerezene76 หลายเดือนก่อน +4

    ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ፍቅርኹም ሓሓዲሩ ይለምልም።መቅረብቲ ድማ ዝያዳ መምሃሪ እዩ ከምዚታት ማሕበራዊ ሂወት የፅንዕ የምህር እዩ።❤❤🎉🎉

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @hfgsdfhdhh9922
    @hfgsdfhdhh9922 หลายเดือนก่อน +6

    ታሪኩም ሰመዔ አይጸገብኩዎን ደጋጊመ ይሰምዖ ሙቁራት ማርያም ምስወዳ ታሐልኩም ነዚአ ተቡቡ አሜን ከይበልኩም ከትሐልፉ አሜን ።

  • @deradubai1754
    @deradubai1754 หลายเดือนก่อน +22

    ዌልካም ፍቅርታት ዝኮንኩም ተጋሩዋይ

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ክብረተይ💚💚💚

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @GjKj-cq8kx
    @GjKj-cq8kx หลายเดือนก่อน +8

    ፅቡቅ መደብ❤❤❤
    ቀፅሉሉሉሉ

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና Ggkj🙏🙏🙏❤❤❤

  • @ruu9052
    @ruu9052 หลายเดือนก่อน +7

    እንኳዕ ዳሕን መፃኹም ደሰ ዝብል መደብ እዩ በተለይ ኣብ ሰደት ዘለና ዓብይ ትምህርቲ እዩ ፍቅርኹም ብዝሕ ትርፍ የብለለይ ተጋሩዋይ ሙቁራት🙏

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ኣይትፈለይና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @እመብርኃንመርሕኒመንገዲቅ
    @እመብርኃንመርሕኒመንገዲቅ หลายเดือนก่อน +8

    ደስ ባሃሊት እግዚአብሔር አምላክ ፍቅርኩም የብዘሐልኩም ❤❤❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @Sara-hm6qs
    @Sara-hm6qs หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዕሚ ደስ ባሃልቲ ❤እግዚአብሔር ሓዳርኩም ይባርከልኩም❤❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @agyaju1331
    @agyaju1331 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፍቅራዊ ተመሲጠ ሰሚዐዮም ሓዳርኩም ይባረኽ❤❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ
    @ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ หลายเดือนก่อน +6

    _እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ገዛ ፍቅሪ 💗እሰይይይይ እግዚአብሔር ኣምላክ ይባርኹም ሓሳብ ልብኹም የሥምረልኹም ጽሩያት መጻምዲ🥰💙_

  • @ጋልትግራይ-ዐ2ገ
    @ጋልትግራይ-ዐ2ገ หลายเดือนก่อน +7

    እውይ ኽንደይይይ ደስ ይብሉ ፍቅርኩም ይብዛሕ🙏🥰🥰ጋዜጠኛ እውን ጎበዝ ኢኺ ከምኡ ናበልኪ ኣቅርብልና❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq หลายเดือนก่อน +5

    _ብጣዕሚ እኹም ደስ ትብሉ እግዚአብሔር ሓዳርኩም ይባረኽ🎉♥️_

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @BrktiEquar
    @BrktiEquar หลายเดือนก่อน +4

    ጀጋኑ መፃምድቲ ኢኹም እሞ እ;ር ሓዳርኩምን ፍቅሩኹምን እስካብ ሕልፈትኩም የፅናዓዮ ዘርእኹም የብዘሓዮ

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @birhankalayuasemaw9388
    @birhankalayuasemaw9388 หลายเดือนก่อน +8

    እግዚአብሔር አምላክ ሓዳረኩም ይባርከልኩም

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሀበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @ሊሀምትግራይ
    @ሊሀምትግራይ หลายเดือนก่อน +10

    ተጋሩዋይ ፍቅርኩም ይብዛሕ ❤❤❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ሊሀም🙏🙏🙏❤❤❤

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 หลายเดือนก่อน +4

    አሰይ ደስ ክብሉ ፍቅርኩም ንዘለኣለም ይባረክ ፍቅሪ ኢተርቴመንት የቅንየልና ፍቅሪ ክነስተማቅር ዝገበርኩምና

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ሰሚራ ሓፍትና ንፎትየኪ ኢና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @SesenMenasbo
    @SesenMenasbo หลายเดือนก่อน +6

    wowwwww really it amazing love. truly you are romyo and juliet . God bless your marriage

    • @freweynidesta
      @freweynidesta หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤👍🙏🙏🙏

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @gdhfteucdgb8388
    @gdhfteucdgb8388 หลายเดือนก่อน +6

    ተመስገን እንኳዕ ናብዚ አብቀዐኩም ፍቅርኩም ሓደርኩም ይባረክ

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @rehasekidane9679
    @rehasekidane9679 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሓዳር እግዚኣብሔር ቓል ኪዳንኩም ባሪኩ ፈረይትን ጸገይትን ኩኑ.።

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @ራዛtube
    @ራዛtube หลายเดือนก่อน +3

    ናይ ብሓቂ ፍቅሪ ዝኮነ ሚድያ ክሳብ ሕጂ subscriber ብዘይምግባረይ ሶሪ ሕጂ ግን subscriber like ክገብር እየ ዕበዪ ሰስኑ ዝተባረከ ሓዳር ይግበረልኩም ❤❤ትግራይ ዓደይ ሰላምኺ ይብዛሕ

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน +1

      ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን ክቡር ሓው ምክትታልካ ኣይፈለየና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @SmilingDominoes-sx1dh
    @SmilingDominoes-sx1dh หลายเดือนก่อน

    ኡፍ ማርያምን ስርሐይ ገዲፈ ክዉዳእ ዘይደለኹ ሰሚዕዮ ፈጣሪ ዝተረፈ ዘመንኩም ዝተባረኸ ይኹን. 👏♥️ኣዳለዉቲ መደብ ለ ፍቅሪ ኢኹም ብስሩ
    ናተይ ንጉስ ኣብ ሕልሚ እዩ... ናማን ንግስቲ ንክኾን ድማ ብዙሕ ዋላ ተፅዓርኩ. ኣጋጣሚ. ወይ ብስምዒት ወይ ከየስተወዓልካ ትጅምሮ ሂወት ግን ናማን ንጉስ ኣይገብር ናማን ንግስቲ ኣይገብር..😢ኣትን ዘይጀመርክን ኣሕዋተይ ከይተሃወክኽን ንጉስ ናትክን ምረፃ. ንግስት ንኽትኾና ድማ ናማን ተምሃራ

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ክብርቲ ሓፍትና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @MahletAsefa-s6z
    @MahletAsefa-s6z หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዕሚ እዮም ደስ ዝብሉ ፈጣሪ ይባርኽኩም ❤❤❤❤ፅሩያት

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @SelamA-xb3zq
    @SelamA-xb3zq หลายเดือนก่อน +2

    ደስ ክብሉ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርክ ፍትዋተይ ❤️💙

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @geregere-tt6im
    @geregere-tt6im 20 วันที่ผ่านมา +3

    ፅቡቅ እዩ።ግልፅነቶም ይበል ዘብል እዩ።

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  19 วันที่ผ่านมา

      ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @tigistiberhane8566
    @tigistiberhane8566 24 วันที่ผ่านมา +1

    Sweet Tirhasy Des zebl Fikre Haftey natey Mekuret Tirey

  • @ሂወትጓልተዋህዶ
    @ሂወትጓልተዋህዶ หลายเดือนก่อน +8

    እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርክልኩም ክብርቲ ሓፍትና ጋዜጠኛ ምዕርግት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @እየሩሳሌም-የ9ጸ
    @እየሩሳሌም-የ9ጸ หลายเดือนก่อน +2

    እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን እንዃዕ ብሰላም መፃኡኹም ብጣዕም ደሰ ዝብል ሓድርኹም ይባርክ እግዚአብሔር አምላክ ደስ ዝብል መደብ እዩ ቀፅሉሉ❤❤❤🎉🎉🎉

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @ኣዛ
    @ኣዛ หลายเดือนก่อน +3

    ኣቱም ኣትን ዝብል ኣብዚ ኸዚ ወሎዶ ካብዘይ ንሰምዕ ነዊሒ ኾይኑ ብጣዕሚ ኢኹም ደስ ትብሉ ኣምላኽ ሓዳርኹም ሂወትኹም ይባርኽ❤❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @fhhjf9904
    @fhhjf9904 22 วันที่ผ่านมา +2

    ደስ ክብሉ ዕድመና ጥዕና ይሃብኩም ፈጣሪ

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  21 วันที่ผ่านมา

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @AaAa-b8s5z
    @AaAa-b8s5z หลายเดือนก่อน +3

    ኣሰይይ ደስ ክቡሉ ሽኮራት ፍቅርኩም የብዛሓዮ❤❤❤❤❤

  • @SERWNA941
    @SERWNA941 หลายเดือนก่อน +2

    እፍፍፍፍፍ ብጣእሚ ደስ ዝብል ፍቅሪ አምላክ ብካልአይ ውላድ ዝበለፀ የህጉሰኩም እየ ዝብል ካባኩም ብዙህ እየ ተማሒረ ዛም ናተይ. by the way ፍቅሪ ብትግርኛ ክግለፅ ብጣእሚ እዮ ቃህ ዝብል❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሀበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @FreweyniGalagame
    @FreweyniGalagame หลายเดือนก่อน +7

    እሰይይይ ተዓዲሎም tdf ምካን ትዕድልቲ እዩ❤❤❤❤በይዛክን ዲያስፖራ tdf ከይትውደአልና አለና ዓዲ ዓረብ ንtdf ንፅበለና😂😂😂❤❤❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน +2

      😂😂😂 ❤❤❤

    • @FreweyniGalagame
      @FreweyniGalagame หลายเดือนก่อน +1

      @@fkrientertainment ተጋግየ ድየ ?

    • @SamuKahsu
      @SamuKahsu หลายเดือนก่อน

      ​@@FreweyniGalagameኣይተጋገኽን ዛእምበይተይ ብሓቂ ኣነሰ ፍሉይ ሰምዒት ኣለነመ ምሰ 💞Tdfey 💞ክብሪ ንዓኹም መድሕን ህዝቦም

    • @tahgasalema7545
      @tahgasalema7545 หลายเดือนก่อน

      ajoki Mearey😂❤❤❤​@@fkrientertainment

  • @negestinina-dg6pi
    @negestinina-dg6pi หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ተመሲጠ እየ ኣዳሚፀኩም❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሰሱኑልና ❤🎉🎉🎉 ጋዜጣኛ ትፍለይይ ኢኺ ማዓረይ ፀባይ ሰናይ❤❤❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน +1

      ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @mehariokbagebriel3955
    @mehariokbagebriel3955 หลายเดือนก่อน +9

    Betaemi azya hayal gobiz kolea eya feqrikum Egzeabiher yebarkelkum
    Kab hawkum Eritreawi hawkum Mehari delay selam feqri kab hagere Switzerland

    • @ክብርቲኣብርሃ
      @ክብርቲኣብርሃ หลายเดือนก่อน

      ውሰደና ባ😂

    • @mehariokbagebriel3955
      @mehariokbagebriel3955 หลายเดือนก่อน

      @@ክብርቲኣብርሃ tay neyruwo tezkeal me wesdkuki haftey endiki

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ማሬ ሓውና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @kiflomgebretekle4766
    @kiflomgebretekle4766 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይ ፈጣሪ ኣይፈላሊኩም ፈተና ንወድሰብ ዞሎ እዩ እና ንበዝሕጂ ግና ዕጥቅኩም ይኩን❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @ZekaryasWeldu-m4e
    @ZekaryasWeldu-m4e 26 วันที่ผ่านมา +3

    እወ ብጣዕሚ ደስ ይብል ክብርን ሞገስን ንብፆት

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  25 วันที่ผ่านมา

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @terhasgualtomfadeytihenaTDF
    @terhasgualtomfadeytihenaTDF 10 วันที่ผ่านมา

    Wow So Beautiful 💖Congratulations to you both 💖💖🙏🙏🎉🎊🥂🍾👏👏

  • @berry-lc8lt
    @berry-lc8lt หลายเดือนก่อน +5

    ተጋሩዋይ🎉❤እስይ ደስ ክብሉ❤
    ጋዜጠኛ ዋው ምቅርተይ🎉❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @askualtsehaye3096
    @askualtsehaye3096 24 วันที่ผ่านมา +1

    ተመስገን ደስ ኢሉኒ አምላክ ይባርኩም

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  18 วันที่ผ่านมา

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @rahwahrahwah1899
    @rahwahrahwah1899 หลายเดือนก่อน +10

    የስምረልኪ በሉኒ ፍትዋተይ ኣነ ለ ቃል ኪዳን ኣሲርና ተፈላሊና ድሕሪ ሓሙሽተ ዓመት ሎሚ ተዳዊልና ተስፋ ኣለኒ ብኣካል ክንራኸብ😔 🙏💚

    • @LmyaLm
      @LmyaLm หลายเดือนก่อน +1

      እግዚኣቢሄር ኣምላክ ናብ ቃል ኪዳንኩም ይመልስኩም ሓሳብ ልብኩም ይስምረልኩም

    • @ርግኣትጓልሃገረትግራይይ
      @ርግኣትጓልሃገረትግራይይ หลายเดือนก่อน

      Yerakbkum za haftey marey 🙏❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      wow ኣሜን ይስመረልኪ ራህውሽ ንሕና እውን ንፅበ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

    • @rgathaylemnkael605
      @rgathaylemnkael605 หลายเดือนก่อน

      የስምረልኩም ዝሓፍተይ

  • @medhin8187
    @medhin8187 หลายเดือนก่อน +2

    #ፍቕሪ እንኳዕ ድሓን መፃእኹም ❤
    ጋዜጤኛ ግን ክፈትዋ ብሓቂ ጥዕምቲ ❤
    ፍቕርኹም ይሰስን ❤
    ወደ ሮሚጥ ዉን ይቕረበልና 👍😍

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน +1

      ክብረት ይሃበልና መድሂነይ እሺ ክንሓቶ ኢና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @Haregte
    @Haregte หลายเดือนก่อน +5

    ዓሕሕሕሕ ፍቅሪ ክንርኢ ከለና ፍቅሪ ከይሕዘና የስግእ😂😂😂😂ፍቅሩኹም ይብዛሕ ዞም ናትና❤🎉🎉🎉 ውለዱ ክበዱ መማሲቲ ይግበርኩምም ሓሳብ ልብኹም የስምረልኩም🤲

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      😂😂😂 እሞ ፍቕሪ ፅቡቕ ኮ እዩ ሀረግ ሓፍትናን ክብረት ድማ ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

    • @ሜሪዩቱብ-ቘ3የ
      @ሜሪዩቱብ-ቘ3የ หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ አባ ግበርለይ ማዓረይ🙏💜

  • @wesenambaye1200
    @wesenambaye1200 21 วันที่ผ่านมา +2

    Wow wonder full family

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  19 วันที่ผ่านมา

      ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @RomanAbrhaጓልዓድዝጊ-v4z
    @RomanAbrhaጓልዓድዝጊ-v4z หลายเดือนก่อน +11

    ልገርም ፍቅሪ❤ዙወዶም ለለ ሱቅ ኢሉ እማ 💋ተይ ልኮነ ❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏 ሮሚ ❤❤❤

  • @elsaniraya6745
    @elsaniraya6745 หลายเดือนก่อน +2

    ዋውው ብጣዕሚ ደስ ዘብል እግዚአቢሄር ይመስገን 🙏🙏🙏💕💙

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @freweynidesta
    @freweynidesta หลายเดือนก่อน +12

    ብኡነት ስለ ኩሉ ነገር እ/ር ይመስገን ኣጋጣሚ ኮይኑ ሳርፕራይዝ ክትገብራ ከለካውን ሪኤኩም ነይረ ከመይ ደስ ትብሉ ኣሕዋትና ካባኹም ቡዙሕ ተማሂረ የቀንየለይ ነቲ ምጩዉ ዉላድኹም ስሙ ይመርሕ ንተግባር ከም ዝበሃል ክርስትያን አሰሩ ዝክተሉ ለባማት ኣሕዋት ፈጣሪ ወሲኩ ወሲኹ ብዉላድ ክባርከኹም ሰናይ ትምኒተይ እዩ ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @marshetTekay
    @marshetTekay 28 วันที่ผ่านมา +2

    ዕደመ ጥዕና ይሃብኩም

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  27 วันที่ผ่านมา

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu หลายเดือนก่อน +3

    ኣሰይ. ተጋሩዋይ. ሙቅራት❤❤❤❤ ክንደይ ደስ የብሉ. ፍቅርኩም የብዘሐዮ❤
    ካብኡ. ከዓስ. ማናቱ. ክብል. ኩሎ ብተለይ ዛፅቃጥ ደያስ. ዋላስ. መኒአን ክብል. ከለ ማራ. ሲሐቀ😂😂😂😂😂
    ፍቅርኩም የብዘሐይዮ. ዉለዱ ክበሩ❤❤❤❤😊

    • @GmhlHpyu
      @GmhlHpyu หลายเดือนก่อน

      ተመሲጠ. እየ ሰሚዐዮም. ክንደይ ከ ደስ ይብሉ❤❤❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @henokhuruy4856
    @henokhuruy4856 20 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤ ፍቅሪ ስዕሩ ደስ ይብልሉ አምነት ኣለወም

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  19 วันที่ผ่านมา

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @deradubai1754
    @deradubai1754 หลายเดือนก่อน +11

    ቀዳመይቲ ባዕለይ😅 Layk ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ክብረተይ💚💚💚

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ንፈትየኪ ኢና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @Feryweldelchel8502
    @Feryweldelchel8502 หลายเดือนก่อน +1

    God bless you hero, Tdf there are you two beautiful people Tigaru so amazingly!!!!

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      thank you so much 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @tesfa20052
    @tesfa20052 หลายเดือนก่อน +3

    መጀመሪያ ፕራንኩ ምስ ራኣኹዎስ ፈጣሪ ኣትርፉካስ ነዚ ምብቃዕኻ ምስ ራኣኹዎ ነብዐ ነይረ

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @SosA-tg4ll
    @SosA-tg4ll หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይይይይ እ/ር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባኽ👏💞🤴👸💦💘🥰🥰🥰 ፁቡቃት መዳለዊት ድማ ማራ ኢኺ ትምቸዉኒ ቃፅልሉ👌🥰

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @kbetenkbetan6548
    @kbetenkbetan6548 หลายเดือนก่อน +4

    ደስ ክብሉ ፍቅሩኩም ይብዛሕ ተጋሩዋይ❤❤❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @ሓፍቲተጋዳላይ
    @ሓፍቲተጋዳላይ หลายเดือนก่อน +1

    እሰይ ፅሩያት ተጋሩዋይ ሰላምኹም ይብዛሕ ኣነስ ዛዳላዊት ክፈትዋ ምዕርግተይ ❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤