ሽኮር አፅዋር እዪ ኮይኑ ፡ ሓላፊና ተማሪኹ ፡ ሹፌርና ናብ ፀላኢ ኣእትዪና ➡️ ተጋዳለይ መሓሪ 0992281564

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 ก.ย. 2024
  • Subscribe and hit the notification bell and stay updated with us with all new uploads!
    ሽኮር አፅዋር እዪ ኮይኑ ፡ ሓላፊና ተማሪኹ ፡ ሹፌርና ናብ ፀላኢ ኣእትዪና ➡️ ተጋዳለይ መሓሪ 0992281564
    ንሓደሽቲ ስራሕቲ ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን!
    Copyright ©2024: seret media; 🔔Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted

ความคิดเห็น • 42

  • @Haylushi
    @Haylushi หลายเดือนก่อน +15

    አነ ልገርመንስ አነ ባዕለይ ተጋዳላይ እየ ግንሲ ትዙሓለፍናዮ ሐዚ ክሰምዖ ተለኹ አሕ አሕ tdf ልወሃቢ ፀባ ዶ ይኽላእ ማጨባ

  • @lisanutilahun4975
    @lisanutilahun4975 หลายเดือนก่อน +9

    ክትዛረቦ ቀሊል ንዝዋዓሎ ውዕሎ ግን መሪርር ኣቤት ፅንዓት ኣፍቲ ጥሜት ማዓት❤❤❤❤❤❤

  • @salamsalam1464
    @salamsalam1464 หลายเดือนก่อน +6

    እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጎይታዋይ ❤❤❤❤

  • @haftomdebeasy3749
    @haftomdebeasy3749 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ሐውና ተጋዳላይ TDF ❤❤❤❤❤

  • @tirhas5702
    @tirhas5702 หลายเดือนก่อน +5

    እቲ ቃል ምሕታት ናይ ማይ መስተይ ብሬክ ግበርሉ 👍🏽

  • @Wedi.22haile.weyanay
    @Wedi.22haile.weyanay หลายเดือนก่อน +3

    እንኳእ ወፃካ ጅግና ሀወይ❤😢

  • @TarikKiros
    @TarikKiros หลายเดือนก่อน

    ዝወደይ ጀግና ቃንዛ ኻዓላይ ትዕግስተኛ ኹሉ ነገረ ዒኻ ሞ ካብ ልበይ ይፈቶካን ይክበረካን❤❤🎉🥰🥰🥰🥰

  • @user-nq1gm6rf3u
    @user-nq1gm6rf3u หลายเดือนก่อน +1

    ሓሊፉ ኩውጋዕ ጅግና ሓው❤❤❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @stpual1
    @stpual1 หลายเดือนก่อน +2

    ጀግና !

  • @EbrahimDh
    @EbrahimDh หลายเดือนก่อน +2

    እንካዕ ተረፍካ ዛሓወይ❤❤❤😢😢

  • @fisgeb5225
    @fisgeb5225 หลายเดือนก่อน

    ጀጋኑና: ክብሪ ንዓኹም

  • @rewdahassen-kl1xo
    @rewdahassen-kl1xo หลายเดือนก่อน +3

    Gofendme yekftelu kulna aakmna nehagz

  • @bahri1415
    @bahri1415 หลายเดือนก่อน

    ታሪክ ሻዒበያ እሰከ ሰሚዑ ተመከሮነ ትመሀረቲነ ከኮነኩም ነዚ ታረከ እለኩም ነመፀእ ወለዶ ከተህለፉ ከለኩም ከም ናየ ሻዕበያ ታሪከ ሰነዱ አመሓሩ ዲኩም ተጋሩ ትሕዘኑ ሸፈሪና መረጃ

  • @Teshemewedishewittig
    @Teshemewedishewittig หลายเดือนก่อน +1

    ጅጋኑ ኢኩም✊✊✊✊

  • @user-lw8hw3fc7j
    @user-lw8hw3fc7j หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግናና

  • @AmbachewFiseha-yv9mf
    @AmbachewFiseha-yv9mf หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤

  • @rewdahassen-kl1xo
    @rewdahassen-kl1xo หลายเดือนก่อน +2

    Yene mare

  • @kirosa1286
    @kirosa1286 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @JgfffghgvvFgytg
    @JgfffghgvvFgytg หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HabteBerhe
    @HabteBerhe หลายเดือนก่อน

    Hero

  • @gebreyesuselsa6998
    @gebreyesuselsa6998 หลายเดือนก่อน +1

    👍🏻😘😘

  • @Joe123_
    @Joe123_ หลายเดือนก่อน +1

    መዳኖኺ ሰናዲት ገቢሩኪ ቅርሺ ላይዩቱብ ክትበዒ እበይ ሃመይ ታይበለዕክየን ሕርር በሊ

  • @GgggG-w3l
    @GgggG-w3l หลายเดือนก่อน +1

    👍👍👍👍👍👍👍

  • @Ybabezemaryam
    @Ybabezemaryam หลายเดือนก่อน

    አብየት ጅግንነት❤❤❤❤❤

  • @ElsaFisseha-ww5kb
    @ElsaFisseha-ww5kb หลายเดือนก่อน +1

    Zegerem tarik eyu zetentenkayo mearey🤔🤔🤔🤔🤔 kendey gud ekum ahlefkum meenti neana ketbelu jeganu ahwatey 😢😢😢😢😢

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha6811 หลายเดือนก่อน

    Deki hzbi❤

  • @atsedetewelde8497
    @atsedetewelde8497 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ 15:55 15:57 16:00 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @YemaneTsegay-ou1eg
    @YemaneTsegay-ou1eg 11 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @YghgddhigGdtugdw3-yz7je
    @YghgddhigGdtugdw3-yz7je หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hskf4344
    @hskf4344 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @geneteden4343
    @geneteden4343 หลายเดือนก่อน

    ስልኪ ቁፅሩ ጥራይ ዘይኮነ ናይ ባንኪ አካውንቶም እንተሀልይዎም ፅሐፍዮ በጃኪ ብዙሕ ግዜ ቃለ መጠየቅ እንበር ስልኪ ቁፅሮም ባንኪ አካዉንትም ክጽሕፍዮ አይትራአይን ከምዚ አይነት አእምሮ ንጡቅ ቆልአ ዶ አብ ዘይፈልጦ ጦርነት አካሉ ምስ ስአነ 🤔💔💔😨😨😨😨

  • @avgasbbs7173
    @avgasbbs7173 หลายเดือนก่อน

    ፓውውው ኩሉኩም ካብ ሓንቲ ዒላ ከምተቀዳሕኩም ጃሶትኩም ሓደ ዓይነት ንሓሶት ኮሩስ ኢኩም ትወስዱሉ ፉንፉና

  • @geneteden4343
    @geneteden4343 หลายเดือนก่อน

    ሳላ ናይ ወያኔ ሐለፍቲ ምንም ዘይፈልጦ ቆልኡት አደዳ ሐዊ ኮይኖም 💔💔💔💔💔በግዚኡ ምስ ሻእብያ ዝነበረ ናይ ዶባት ምስሕሐብ እንተዝእፀው እዚ ኩሉ ደራዕ አይምስወረደን 💔💔💔💔💔 ቅርሚ ናይ ባድሜ ጦርነት ንክልተ ዓመት ዝከዉን ልኡካን ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ይመፁ ነይሮም ብዛዕባ ዶብ ምሕንፃፅ አነ ካብቶም ሉኡክ አቦይ ወላድየይ ስለዝነበረ በደንቢ እየ ዝፈልጥ ድሕሪ ጦርነት እዉን ናይ ወያኔ ሐለፍቲ ይግባኝ እንዳበሉ ናይ ኤሮፕ ህዝቢ አብ ክልተ ስለዝተከፈለ አይንቅበሎን ናይ ካርታ ኮምሽን ኢሎም አይንቅበልን ኢሎም ግን ንሰላም መፃኢ ወለዶ ቀሲኑ ክነብር አይሐሰቡን እንበር አብ ሸራሮ ተቀሚጠሙሉ ዝነበሩ ስደተኛ ኤርትራ ናይ አሮፕ ህዝቢ ብሰንኪ ናይ ካርታ ሕንፃፅ ዝላአሉ ህዝቢ ምስፋር ምስተክአለ እንዳ መሳመስካ ስድተኛ እንዳ አከብካ ብስደተኛ ዝርከብ ገንዘብ 💰💰💰ን ህዝቢ አዲስ አበባ ኮዶምኔም ምህናፅ ህዝቢ ኦሮሞ ምፍንቃል ሐረስቶት ኦሮሞ ምስ ደቁም አብ ሜዳ ምድርባይ ምስ አምሐሩ ክአ ብጃንሆይ ናብ አዲ አምሐራ ዝተካለሉ ስፍራታት ናይ ሚድያ ስራሕ ክንዲ ምስራሕ ንሐድ ሐደ አምሐሩ ስልጣንን ገንዘብን አዝንብካ አብ ህዝቢ ግን ምንም ፖለቲካዊ ታሪካዊ ስራሕ ዘይምስራሕ ሎሚ መንእሰይ ትግራይ ከቢድ ዋጋ ከፊሉ 💔💔💔💔💔💔💔💔ሕጂስ እዚ ንእሽተይ ወዲ ንቁሕ አእምሮ ዝመስል ክንዲ ጉዳይ ትምህርቱ ዝገብር ደራእ ወሪድዎ አነ ኤርትራዊ እየ ካብ ልበይ እየ ዝሐዝን ጅግናም አይብሎን ዳራእ ዝወረዶ መንእሰይይይይይይይይይ እንበር 💔💔💔💔💔💔ሕጂዉን ንህዝቢ ኤርትራን ትግራይን አምላክ ይወድአሉ ሐሳሩ ን ሞቱን 🙏🏿

    • @maebelteklay-z8p
      @maebelteklay-z8p หลายเดือนก่อน

      Amen hawey ntey bahkeka eka brzerey

  • @dh4343
    @dh4343 หลายเดือนก่อน

    ናይ ህዝቢ ንብረት ኣይትልዕሉ ትብሃሉ እንተነርኩም ደኣ ትቤት ሕክምና ህዝቢ ዝሕከመሉ፡ ትቤት ትምህርቲ ህዝቢ ዝመሃረሉ ተወሲዱ ዝተረፍ ዓነውነው ኣቢልኩሞ ዝኸድኩምስ ናይቲ ህዝቢ ንብረት ኣይኮነን ማለት ድዩ?

  • @raya8366
    @raya8366 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-oz9qu9ob5k
    @user-oz9qu9ob5k หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @user-mr6yu4ml5c
    @user-mr6yu4ml5c หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @selamteklit9169
    @selamteklit9169 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @Dsaert-jf7mq
    @Dsaert-jf7mq หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤