🛑 ንሰብኣያ ረሺኖም ደሙ ንክትረግፆ ኣዚዞማ ፡ ወርሒ ሙሉእ ተሓቢአ ፡ ብፎቅ ዘሊለ ወፄ ፡ እስርቤት ሓሪፍ ግዜ አሕሊፈ | መሰረት (ሕውየት)0914748620

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ต.ค. 2024
  • #habesha #aura #tigrigna #ኦራ #drama #tigray #ethiopia #tigrignamusic #eritrea
    #tdf #meskel
    subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
    ንሰብኣያ ረሺኖም ደሙ ንክትረግፆ ኣዚዞማ ፡ ወርሒ ሙሉእ ብፖሊስ ከይትሓዝ ተሓቢአ።ፀጥታ ገዛይ ከቢበሞ ስለነበሩ ብፎቅ ዘሊለ ወፄ ፡ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ሓሪፍ ግዜ እየ አሕሊፈ | መካየዲት ስራሕ ትካል ገባሪ ሰናይ ሕዉየት መሰረት (ሕውየት) 0914748620
    ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
    Copyright ©2024: aura ኦራ multimedia; 🔔Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

ความคิดเห็น • 18

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7ki 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    መስረት ሐፍትና በርትኢ ቀሊል ሕውየት አይኮነን ፈጣሪ ፅንአት ይሐብኪ ❤❤❤❤

  • @salamsalam1464
    @salamsalam1464 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ መስየይ❤❤❤❤

  • @shalom5798
    @shalom5798 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    መሱ ዓይነይ ኣምላኻ ሰማይ ይባርኺ ብሓቂ ተባዕን ጀግናን ❤❤❤ ዓብይ ክብሪ !!!

  • @macksyou3743
    @macksyou3743 23 นาทีที่ผ่านมา

    ጀግና ኢኺ ናይ ብሓቂ ዋዕሮ ትግራይ🙏🏽

  • @WeldshTewelde-us9ef
    @WeldshTewelde-us9ef วันที่ผ่านมา

    ፅንዓት ይሃብክን ዘን ኣሕዋተይ

  • @Dsaer4
    @Dsaer4 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መስየይ ዛሓፍተይ ይክእልክን እምበይ ከብድዩ እዝኩሉ ግፍዒ ዝበፅሐን ደቀንስትዮ ምእባድ ንክሓውያ እትገብርዮ ፃዕሪ ዘለኪ ጥንካረ ግርም እዩ ዝብለኒ ኣነስ ክትዛረቢ ከለክኳ ሞራለይ ድክም ይበለኒ😥💔

  • @habegahabe1695
    @habegahabe1695 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Bejakum hassot gedfo

  • @breyefkrsew5240
    @breyefkrsew5240 วันที่ผ่านมา

    ቀፅሉሉ ኣራ ሚድያ ❤❤❤

  • @habegahabe1695
    @habegahabe1695 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Tegaru hassot meas ekum tegdfwo

    • @asterk4968
      @asterk4968 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Afkan edkan egrikan mshaska, you will see the changes. She is expressing or telling things that happened in reality. So if it is hard to swallow change room why bothering. Take it as advice.

    • @leulgebremariam3379
      @leulgebremariam3379 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Ata duhur shabiya.Felitnaka duhur

  • @Lilu10424
    @Lilu10424 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Professional comedian I like the way u lie👽

  • @-yw8uk
    @-yw8uk 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Bog bali resah hasawit beja shabeya gah beli teref dron

  • @habtomtekie8717
    @habtomtekie8717 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    በዚ ትሕስውዎ መርገምን ሽግርን መከራን ኢኩም ትጽውዕሉ ዘለኹም ንህዝቢኹም የሕዝን

  • @mihretyemane7301
    @mihretyemane7301 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣበየለኻ ዘይበልዎስ ኣብዚ ኣለኹ ይብል እቲ ሓሶት ናይ ኣቦታትኩም እዩ 😂

  • @yohannes9891
    @yohannes9891 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሓሶትግደፊ ንዝመተስ ደሙርገጽዮ ኢሎምኒ ናይምናታይ ደምድዩ ናይ ኢዮሱስ ደምድዩ ሓሶት ኣየቅይሕን