ምስጢር ሃብቲ ኣይሁዳውያን ካበይ!ዩ : ዕዳጋ ኣልማዝ ቴል ኣቪቭ።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 มิ.ย. 2021
  • ምስጢር ሃብቲ ኣይሁዳውያን ካበይ!ዩ
    ብልጽግና ሃገረ እስራኤል ካበይ--ናበይ።
    ዕዳጋ ኣልማዝ ቴል ኣቪቭ።

ความคิดเห็น • 44

  • @hiwethayal8193
    @hiwethayal8193 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣታ ኣነ በዛ ሃገር ተጸሊለ እየ ሓደ ማዓልቲ የርእኒ ይከውን ፈጣሪ

    • @Asliselomun
      @Asliselomun 2 ปีที่แล้ว

      ዋላ ኣነ ማራ

  • @kubromghebrhanes2091
    @kubromghebrhanes2091 ปีที่แล้ว

    ጽቡቕ መደብ ቀጽሎ

  • @meazakrstos3209
    @meazakrstos3209 2 ปีที่แล้ว

    Genesis 12 (ትግ) - ዘፍጥረት
    1: እግዚኣብሄር ድማ ንኣብራም በሎ፤ ካብ ምድርኻን ካብ ኣዝማድካን ካብ እንዳ ኣቦኻን ኣነ ናብ ዘርእየካ ምድሪ ኣቢልካ ውጻእ።
    2: ንዓብዪ ህዝቢ ኽገብረካን ክባርኸካን ከኣ እየ፡ ንስምካውን ከዕብዮ እየ፡ ንበረኸት ድማ ክትከውን ኢኻ።
    3: ንዚባርኹኻ ክባርኾም፡ ንዚረግመካ ድማ ክረግሞ እየ። ዓሌታት ኵላ ምድሪ ድማ ብኣኻ ኪባረኹ እዮም።
    4: ኣብራም ከኣ ከምቲ እግዚኣብሄር ዝበሎ ኸደ፡ ሎጥ ድማ ምስኡ ኸደ። ኣብራም ካብ ካራን ኪወጽእ ከሎ ኸኣ ወዲ ሰብዓን ሓሙሽተን ዓመት ነበረ።
    5: ኣብራም ድማ ንሳራይ ሰበይቱን ንሎጥ ወዲ ሓዉን፡ ነቲ ዘጥረይዎ ዅሉ ጥሪቶምን ነቶም ኣብ ካራን ዘጥረይዎም ነፍሳትን ወሲዱ፡ ንምድሪ ኸነኣን ኪኸዱ ወጹ፡ ናብ ምድሪ ኸነኣን ከኣ መጹ። abzi yjmir eti Tarich

  • @mesunasium5433
    @mesunasium5433 2 ปีที่แล้ว +1

    eza eritrana tesfa mlue alewa❤

  • @user-ql9cn6mq6g
    @user-ql9cn6mq6g 3 ปีที่แล้ว +7

    ለክራም በዚሁ ጽቡቅ መደብ ግን!

  • @helenteame4054
    @helenteame4054 3 ปีที่แล้ว

    Waww btaemi des zbl medebn agelalxan ab qexali yerakbena xexbuqu

  • @merhawihabte5563
    @merhawihabte5563 3 ปีที่แล้ว

    ❤🙏🙏🙏🙏🙏

  • @alexanderniguse6075
    @alexanderniguse6075 2 ปีที่แล้ว

    Xbqe serha hawey

  • @teweldetesfalem2184
    @teweldetesfalem2184 3 ปีที่แล้ว

    ጽቡቅ ጽቡቅ ክስማዕን ክፍለጥን ዝነበሮ ጽቡቅ ስነዳ እዩ የቀንየልና።
    ብዝኾነ እስራኤል ሚሊታሪ ኣቃውማኣን ኣብዚ ግዜዚ ከመይ ኣሎን ተተቅርበልና ወይ ተትቅጽለልና ኣይምጸላእኩዎን

  • @alaiai3236
    @alaiai3236 2 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ኣብ እስራኤል ዝነበር እየ 11 ዓመት ውን ገረ ሕጂ ናብ ኻናዳ ክብገስ እየ እስራኤል ብጣሚ መሪር ናፍቆት ይስምዓኒ ኤርትራዋን ሓቲ ኻብ እስራኤል ክንማሃሮ ዘለና እስራኤላዋን ብዴኦምን ብሓገረሙን ዝመጾም ኣፈትውን እዮም ፍቅር ሃገሮም ድማ 100% ኣለዎም ወዲ 18 ተኾንካ ግድን አካ ኣብ ወድታተር ተዓሊም ትወስድ ወለድኻ ውን ግዴታካ ምኻኑ ይነግሩካ 2 ዓመት ተገልግል ድሕሬኡ ንዓጻ ኮንካ ትነበር ምስቲ ዘለዋ ጽልዋ ኣብ መንጎ ኣዕራብ ብምኽባባ ድማ ዝኾነ ነገር ተልዩ ናብ ኪናት ዝኣቱ ያቱ በቃ ጽባሕ ከመይ ኤርትራ ክትፈጥር ትደል ተትብሉን ከም እስራኤል ጥራይ ዝኾነ ተተቃስ ከም ምሳይላት ተተደርብዋ ውን ኣብ ህዋ እንከሎ እያ ትፍንጅሮ ሂወት እስራኤላዊ ክቡር እዩ ሓደ ሂወት እንተ ሓሊፉ ውን ብሃገር ደረጃ ብኸመይ ኣበይ ንምታይ ዝበል ሕቶታት እዮም ዘልዕሉ ኣነ ወን ከመኡ ሂወት ኤርትራዊ ኣዝዩ ክቡር እዩ ኣብዝኸዶ ዝመውትን ዝጠፍእን ዝመውትን ዘይኮነስ ብግቡእ ብሃገር ደረጃ ሓላፍነት ትወስደሉ ህገር ምህናጽ እዩ

    • @Asliselomun
      @Asliselomun 2 ปีที่แล้ว

      ዋዉ ብጣዕሚ ደስ እትብል ሃገር እያ

  • @user-sh4rr2un4r
    @user-sh4rr2un4r 3 ปีที่แล้ว +1

    bizaeba england gele beluna zarawyan

  • @michaelweldayghebremariam2560
    @michaelweldayghebremariam2560 3 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ንፉዓት

  • @africanpiece5838
    @africanpiece5838 3 ปีที่แล้ว

    Tegagiga alewu negado abe africa madenat ziwesdu beflay kabe South sudankaloten kabe eritrea wen ide metettaw gera nera ne Asmara leti eda dewelu telalu hezbey etay tigber alka yebelu nerome kabe zidewelnalu Internet awexiome yedewelu nerome keme bale agaziane beflay serahe tesrihka 2 shefti malet 2500 dollar eka tekefele selezi nana welkawi hiwet eda habu kexiwetulna kemu 2007 zatewu bezia nerwome abe eritrea hemake kegeberu kelaku sele ziy kalu ka werketu tahdegu sebey South sudan gen heray sele zinelu yeriwo alekume fahfahe ela America ka deleta tegber ala maden hezbi yewsede alo abe welkiwian kona eritrewi gen awala yeqweme hageru ahlifu aheben eyu eritrea kulu nebesa maden eya ani ayti ve Israel 7 shenime ezi be Hebrew koynu ane abe Israel shewate amet gere haji ketifuni mes belu hadime abe africa alku deki eri hagerna haftame eya keme Israel hayalen haftamen hara ketkewn be technology resa kila ketkeyede nay kulatna temnit eyu gen antasho eday edka nebele yehwatna ne hagezie

  • @naevsuperstar6013
    @naevsuperstar6013 3 ปีที่แล้ว

    Albab❤️❤️❤️😂😂

  • @lulishmie5823
    @lulishmie5823 2 ปีที่แล้ว

    Nay hagern ke eseka nay mexayi tekno gelxelen tesfa tekenena

  • @amurygamie4604
    @amurygamie4604 3 ปีที่แล้ว

    Nesom indeyoum mesl senom zalewu da kem nefaheto ay tekounu

  • @wegahtagebre1020
    @wegahtagebre1020 3 ปีที่แล้ว

    ብዛዕባ ጸጉሪ ምትካል እባ ሓበሬታ ሃበና ሰበይ

  • @eritreaasmera8876
    @eritreaasmera8876 2 ปีที่แล้ว

    Eti Abona Yakob Do Aykone Kab Lomi Nska Esrael Ktbhal Eka Ztebahle. Resi Enber Chira Ayktkewunen Eka Zbel Kal Amlak u Nezi Kulu Zbelkayo Kekewun Zgebero. Nezi Zeytekeskayo Semaeti Ketebzh Mukanu Rduie u. Nsu u Ka Eti Haki. Esrael Malet Ka Hzbi Amlak Malet u.

  • @desbelehabte25
    @desbelehabte25 2 ปีที่แล้ว

    aytgage Israel nedadi kab dege eya temxie ember nedadi nay baela tefryo yeblan

  • @meazakrstos3209
    @meazakrstos3209 2 ปีที่แล้ว

    Israel eko Egzabhar Amlak zbareka n Abona Abraham zihaba Tsion eya Metshaf Qdus minbab zbeletse eu

  • @geregebre353
    @geregebre353 ปีที่แล้ว

    👍👍👍👍👍👍👍👌👌👌👌

  • @hermelabrhane7471
    @hermelabrhane7471 3 ปีที่แล้ว +1

    Eritrea ke Meas iya kem 🇮🇱 ktkewun

  • @amurygamie4604
    @amurygamie4604 3 ปีที่แล้ว +1

    Atom hasewty eto yehwatekom ab Israel zalewu da kewaxu zey texeru kumneger inta alkum koynu da

  • @yosiefhabtom5216
    @yosiefhabtom5216 3 ปีที่แล้ว +5

    እዚ ሕጂ ፍሊስጤምን እስራኤልን ዝብሃል ዘሎ ቦታ ከንኣን እዩ ዝብሃል ነይሩ ኣቦና ኣብርሃም ከም ስደተና እዩ ኣብ መንጎ ፍሊስጤማዉያን ዝነብር ነይሩ ብድሕሪኡ ድማ ያቆብን ስድሩኡን ንከንኣን ገዲፎም ንግብጺ ወረዱ ንደገና እያሱ ተመሊሱ ተዋጊኡ ነቲ ቦታ ሒዙዎ ደቂ እስራኤል ድማ ኣብቲ ቦታ ክነብሩ ጀሚሮም እምበር ቀዳሞት ነበርቱ ደቂ ወዲ ኖህ ደቂ ካም ፍሊስጤማዉያን እዮም ነይሮም ዋናታቱ

    • @adiamabay6731
      @adiamabay6731 3 ปีที่แล้ว

      ኣየን ኢዩ ምድረ ከንኣን ከ

    • @israelloveisraellove125
      @israelloveisraellove125 3 ปีที่แล้ว

      በቃ ስቅ ኢልካ ሃተፍተፍ ኣንብብ ክትፈልጥ

    • @edenyohannes5222
      @edenyohannes5222 3 ปีที่แล้ว

      ክክክክ ጹቡቕ ገበርዋ እንታይ ዩ ጎዲልካ

    • @yosiefhabtom5216
      @yosiefhabtom5216 3 ปีที่แล้ว

      @Angosom Habtemaryam ዮሴፍ እስራኤላዊ ወዲ ያቆብ እየ ፍልስጤማዉያን ደቂ ካም እዮም ከም ድማ ወዲ ኖህ እዩ ፍልስጤማዉያን ቅድሚ ያቆብ ዝነበሩ እዮም ብዓል ዮሴፍ ግን ድሓር ካብ ያቆብ ዝተወልዱ እስራኤላዉያን እዩም

    • @yosiefhabtom5216
      @yosiefhabtom5216 3 ปีที่แล้ว +1

      @@edenyohannes5222 ኩሉ ገግዚኡ ኣለዎ ከምቲ ቅድሚ ሕጂ ምስ ገፍዕዎም ሕኒኦም ዘምለሱ ሓደ ምዓልቲ ዉን ሓይሊ ምስ ረከቡ ሕኒኦም ከምልሱ እዮም ሕጂ ዉን

  • @wedim.d7674
    @wedim.d7674 3 ปีที่แล้ว +1

    Israel tibahal hager yelan 1948 British zehabuwo meret Palestine eyu kab Hitler hademom zemetsu sedetina eyom

    • @neverlosehope688
      @neverlosehope688 3 ปีที่แล้ว

      ወዲ ምሓመድ ቀቢላ ኪድ ጥራይ አቶም ጎይቶትካ የዕራብ ዝበልዎ ድገም፡ አንተስ አስራኤላውን ግን ብስሪኦም መሬት ኣቦታቶም ኣቦሓጎታቶም መሊሶሞ አዮም። ያ ዓብድ ዋሒድ ክክክክክክክ

    • @erey550
      @erey550 3 ปีที่แล้ว

      Sekit tray Palestine da men mishaseba u.
      Dahar kas eta xihifkala zelka app bimen kemtimahader filet. bizaba Israel kitzareb
      Bikat yebilkan tahabe tray.

  • @robi7719
    @robi7719 3 ปีที่แล้ว +1

    ኢስራኤል ሲ ከቡርኪ ዲኣ ንበሪ