ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን፡፡ ቤተ ክርስትያን ኪዳነ ምህረት ኣቡነ እንጦንዮስ ግብጺ ካይሮ። ሰላም ኣምላክ ምስ ኩልኹም ይኹን፡ ፍቑራትን ፍትዋትን ስድራ ሕያው ኣምላክ ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ዘለኹም ሕዝበ ክርስቲያን፡፡ መጀመርታ መንፈሳዊ ሰላምታና ብምቅዳም ናይ ኤርትራ ቤተ ክርስትያን ኪዳነ ምህረት ኣቡነ ኣንጦንዮስ ካይሮ ግብጺ ከም ፍቃድ ኣምላክ ንዓኩም ምሕጋስን ጠለባትኩም ምምላእን ነቶም ኣብ ዝተፈላለየ ኩርንዓት ዓለም ዘለኩም ሕዝበ ክርስትያን ናብዚ ዓዲ መጺኩም ቅዱሳት ቦታታት ክትበጽሑን ክትመጹን ትደልዩን ቤተ ክርስትያን ኪዳነ ምህረት ኣቡነ ኣንጦንዮስ ግብጺ ካይሮ፡ ኢዳ ዘርጊሓ መርሓባ ኢላ ክትቅበለኩም ምካና ብሓጎስ ተበስር፡፡ ስለዚ ንኩሉ ኣብዚ ዓዲ ትደልይዎ ቀረባት ካብ መደቀሲ ጀሚርካ ክሳብ ትራንስፖርትን ኣብ ቅዱሳን ቦታታት ምብጻሕን፡ ካልእ ትደልይዎ ቀረባት ከምዘሎ ክንሕብረኩምን ከነበስረኩምን ምካና ብትሕትና ንሕብር፡፡ ስለዚ ንዂሉ ትደልይዎ ሓበሬታ ይኹን ሕቶታት በዛ ቀጺላ ዘላ ተሌፎን ብውሽጢ መስመር ክትረኽቡና ከምትኽእሉ ብትሕትና ክንሕብረኩም ንፈቱ።ሰላም ኣምላክ ምስ ኩልና ይኩን። ቁጽሪ ቴለ ፡ 00201159367225 imo, viber,whatsapp ክትረኽቡና ትኽእሉ። ስብሃት ለእግዚኣብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ማርያምወለመስቀሉ ክቡር፡፡ ኣሜንኣሜንኣሜን፡፡
Egziabher zemen agelglotkum ybark .bereketkum ykfelena
Eza telphonkm. Mesrahe abeatne
Amen (3) qalehiwetu yesimialina bereketu xelotu nay abona Simon sefayi chama aye feleyena
❤❤❤❤
እቶም ከምዚ ከማይ ክትሪእዎ ትምነዩ እግዚኣብሄር ኣብዚ ቦታ ክንበጽሕ የብቅዓና 🙏
Amen amen amen mearey
ኣሜን
Amen Amen Amen
Amen mussie hawen emo amalke enateyy yasena 🍀🍀🍀🍀🤲🤲🤲🙏🙏
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ታሪኺዩእዛ ማሕበር ኦርቶዶክሳዊት ተሃህዶ ቤተክርስያን ካብ ናይ ኢትዮጵያ ቤተክርስትያን ምስ ናይ ግብጺ ማሕበር ኦርቶዶክስ ጥቡቅ ዝምድና እንተትገብር ዝያዳ ምተማህረትን ምማዕበለትን።ካብዛ ናይ ኢትዮጵያ የዋህዶ ካብ ደብተራታትን ጠንቆልትን እንታይ ክትመሃር ኢላ ኢያ።ካብቲ ዘገርም ናይ ግብጺ ማሕበር ኦርቶዶክስ ብጣዕሚ ኢያ ማዕቢላ።
Amen Amen Amen kal hiwat yasemaln zhawey begaka eba bzh amxalna nay gdamat gbexi.
ኣሜን ብሓቂ በረኸቶም ይሕደረና፡ክብረት ይሃበልና ድማ ኣሕዋት፡ከም ፍቃድ ኣምላክ ኣብ ግብጺ ዘለኩም ኩሉ ቅዱስ ቦታ ገዳማት ከምዚ ገይርኩም ከተቅርቡልና ብትሕትና ንጽበየኩም፡እቶም ባኣካል ክንሳተፍ ዘይከኣልና ብከምዚ ተቅርብዎ በረከት ክንሳተፍ ስለ ንኽእል፡
Wowow Amen Amen💖💖💖🙏🙏🙏🙏🙏🙏➕➕➕➕
amen amen amen kal hiwet yesmeina
ሰላም ኤርትራውያን ወንድሞቻችንእንወዳችኋለን ። እኔ ኢትዮጵያዊ ነኝ።
ሰላም ኤርትራውያን ወንድሞቻችንእንወዳችኋለን ። እኔ ኢትዮጵያዊ ነኝ።thanks this ones hoily vido
Amen amen amen kale hiwet yesmalna
Hawey Natey Aziyu Des Zebl Eyu Amelak Tsegeu Yebzhalkum Kbrn Msganan N'goytanan Medhaninan Ykun AMEN ( 3 ) 💒❣💒❣💒❣🙏
በረኸቶም ኣብ ልዕሊ ኩልና ድቁ ይሕድር ኣሕዋት ገዳም ኣቦና ኣንጦንዮስ ከኣ አባ ኣላልዩና ከሙኡ'ውን ኣቦና ቅዱስ የስጦስ ታሪኾም ብዝሰፍሐ ክንፈልጥ❤
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna berktkum mes kulena yekun nay aglglot zebnkum ezgabher yebrek🙏💒🙏
amen kal hiwet yesmalna dyakon haben hawuna xegu yebzhalka
qal hiwet yesmealna egziabher amlak
Amen Amen Amen qale hiwet yesmeAlna ezgabiher Amlak xegu yebzhalkum
Amen amen amen qalehiwet yesmana
Orthodox church for ever and ever
Kale hiwet yesmalna Edmen tenan yhabkum habu hawey
Amlak ybarkum des zebl kudus tarik. Egziabiher tsegaeu yebzehalkum Kale hiwet yesmealna
ቃለ ህይወት የስመዓልና የህዋት በረከት ጸሎትን ምልጃ ቅዱስ ስምኦን ምስኩላትና ይኩን ኣሜን
Amen amen amen kale hiwet yesmalna 🙏🙏🙏🏽🙏🎚🎚🙏🏽🙏🏽🎚🙏🙏🏽
ካለ ህይወት ያሠማልን በጣም ያምራል ታድለህ ይህን ቅድሥት ቦታ መርገጥህ መመረጥ ነውበረከትህ ይደርብንእባክህ ሌላ የማርኛ ቲዬብ ከፍተህ ሁሉንም ያወረድከውን ቢድዮ ደግመህ አውርድልን ሦል በትህትና አጠይቃለሁ።ያበርታህ ወንድሜ ተባረክ።
Amen amen amen kal hiwet yesmealna ezgaabher xegue yebzehalka zhawey
Amen bereketom yhderena.xegiu yebzhalkum ahwattt.
Amen3 kle hiwote yasamalen yadegele mareym leje egzebher amen
Egzabher Tsheguau Yebzahalka.
ናይ ብሓዊ ዕድለማታትት እኩም ምክንያቱ ኣብዚ ክፉእ ዘመን ናብ ናይ ቅዱሳን ስፍራ እግዝአብሔር ስለ ዝመራሓኩም ንዓኩም ይማስለና
Tamrat nay fetari azyu zgerm eu xegeu yebzhalka hawey natey
ብሩኽ ሓውና በሓቂ በረኸት ኣካፊልካና ተመስገን ኣምላክ ኣቦይ ናብዚ ከብጽሕ ሓይልኻ ሃበኒ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣጆኺ ብርኽቲ ሓፍተይ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽ ዝሳኣኖ የለን ከም ትምኒትኪ ክገብረልኪ ኢዩ ።
🙏🙏🙏❤️❤️❤️🙏🙏🙏
ኣሜን ሓቡ ሓወይ ቃል ሂወት የስመዓና
amen amen amen bereket nay Abona Simon mis kulhana hzbe krstyan ykun🙏🙏🙏🙏🙏
ግብጺ ሺኮር ተናፋቂት ኢኺ ድያቆናትና ኸኣ ጽቡቅ ሐሳብ ሓሲብኩም ተስፋ ይገብር ንኹሉ ገዳማት ከተምጿኡልና ገዳም ቁስቁም ኣባ ኣንጠንዮስ ኣባ ቡሸይ ኣባ ሺኖዳ ማር ሚና ድሚያና ኣባ ኣባኖብ ኮታ ኩሉ ጸጋኡ የብዝሓልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሓሳባትኩም የስምሮ ኣብቀጻሊ የራክበና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና በረከት ጸጋ ረዲኤት ናይ ኣቦና ስምኦን ሰፋይ ጫማ ምስ ኩላትና ይኩን ንዓኩም ከኣ ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣሜን።
Amen tselotomn bereketomn ykfelene kale hiwet yesmalna zemen agelglotkum ybark💌💌💌💌💌
አሜን አሜን አሜን እግዚአብሄር አምልኽና ንዞም ናይ ሀይማኖት አቦታት እድመን ጥናን አብዝሁ ያሀቦም ክቡር ሀወና ዘይንፈልጦ ቅዱስ ቦታ ስለዘፍለጥካና. በእውነት ብጣእሚ ነመስግነካ የቀኔልና ተባርኽ እድመን ጥእናን አምኽ አብዝሁ ያሀብካ።
Amen amen amen qalahiwat yasmialna. Xalatomn barakatomn ayfalayana
ኣሜን (((3))) ቃለ ሂወት የስማልና ንኩልኩም ኣማላድነት ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ኣይፈልየና በረከት ናይ ኣቦና ስምኦን ሰፋዪ ጫማ ይክፈለና ፍቃድኩም እንተኮይኑ ካልኦት ገዳማት ክኣ ኣላልዩና እግዚኣብሄር ኣምላክ ዓስብኩም ይክፈልኩም ።
ነዚ ዝገበረ እግዝኣብሔር ክብርን ምስጋናን ይብጻሓዮ ንኩሉኩም ኣሓዋት ኣቅረብቲ ናይዚ መደብ ካኣ ብልቢ የምስግነኩም። ናይ እምነትና ፍረ ጽንዓት ኣብታትና ዘራክምና በርከቶም ምስ ኩሉና ይኩን።
በረከት ናይ አቦና ስምኦን በረከት አይፈለየና
ደስ ዘብ በረከት ናይዚ ቅዱስ ገዳም የካፍለና ድያቆን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣጆኩም በርትዑ ቀጽልዎ
Amen amen amen kale hiwet yesmalna 😍😍😍🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲
Qale hiwet yesmalna... EGZABHIER agolylotka ybark dyaqon haben
Amennn tebareku mhretu redietu menfese kudusu bereketu nay egzabhier abe lielkum yefsese Abe tekdewo kulu dema kekeidemkum yehlef. betami dema des ilena 👏👏
Amen Amen Amen brekt redieat nay bona smuon ms kluatna ykun xga yebzehalkum yhwatey mearey
Egziabhier amlak xegeu yebzhalkum brukat ahwatey ❤️❤️❤️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጾሎቶም ጸጋ በረከቶም የክፍለና ንገበሪቲ ሰናይ ተግባር ከምዚ ጌርኩም በረከቶም ክንካፈል ዝገበርኩሙና ጸጉኡ የብዘሐልኩም።
ኣሜን ኣሜን ጾሎቶምን ጸጋ በረከቶምን ናይ ቁዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና ኩቡር ሓውና ነዚ ጸጋ እዚ ዘስማዕካና ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ!
ጸጉኡ የብዘሐላካ የቀንየልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩ በርኸት ቁዱሳን ዘውትር ኣብ ዙርያና ይኩን
Amlak ybarkhka hawey
Amen Amen Amen zmare melaekit qal hiwet yesmalena hawuna des zebel
amen amen amen kale hiwet yesmealna Egziabiher Amlak nay xadeik abona Smeon sefayi chama berekt yekaflena
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ኣባ ቅዱስ ስምዖን ጸሎቶምን በረከቶምን ረዴኤቶምን ኣይፈለየና
Amen (3),nay bahaqi qal hiwet yesmana ናይ ኣቡነ ስምኦን ጸጋ በረከቱ ኣይፈለየና ደቂ ተዋህዶ bruk hawey xega bereketu ydereka yhderena ⛪️❤🙏
ብጣዕሚ ዘድንቕ ዘደስትን ቤተ ክርስትያን ኣርኹምና የሕዋትና፡ሉዕል እግዝኣብሄር እምላኻ በረኸቱን ጸጉኡን የብዛሓልኹም ፡ከምኡ ውን ነኣና።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና በረከት ረዲኤት ናይ ቅዱሳን ኣቦታት ኣይፈለየና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉ ይብዝሓልኩም⛪⛪❤
Amen beraktiom ayfelyana amlak xegiu yebzhalkium yehwat
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ናይ ኣቦና ቅዱስ ስምኦን ፍቅሪ በረከት ይሕደረና
Amen amen amen kal hiwet yesmalna abotatnan idmen tiinan yihabkum 🙏🏽✝️❤️🙏🏽✝️❤️🙏🏽💒❤️🙏🏽💒❤️🙏🏽💒❤️🙏🏽💒❤️🙏🏽✝️💖🙏🏽✝️💖🙏🏽✝️💖🙏🏽💒💖🙏🏽✝️💖
ብሓቂ ክንደይ ደሰ ይብል በረከት ናይ ኣቦና ሰምዖን ሰፋዪ ጫማ ይሕደረና ኣሜን✝️💟
Ayamnin eye anta Amlak aboy 💗 bteam eye lbey tehagise
Amen kal hiwet yesmaana tekafelti bereket ygberena amen
Amen amen amen qal hiwet yesmalna Ezgabher amlak berkatu abona semon yekfalana amen. Nakum ka Ezgabher amlak xega aba resi xega yedelkum ajokum nehezbkum kemu gerkum anqiqehu Ezgabher amlak ab emnaten yexenan amen💒🙏!!!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ።ቃል ሂወት የስማዓልና ጸጉ ይብዛሃልኩም ፈታሪ ኩሉ ዓለም።
በረከት ናይ ኣቦና ስምኦን ሰፋይ ጫማ ምስ ኩላትና ይኹን " ነዚ ዘቅረብክሙልና የሕዋት ካኣ ብጣዕሚ ነመስግን
Amen hawena yekenelna seleti zelaleekana ...
Egezyabher yetemesegen ukon Temesgen Temesgen ✝️✝️✝️🤲🏼🤲🏼🤲🏼
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና።እግዚኣብሔር በረኸት ጸሎት ቅዱስ ኣቦና ስምኦን ሰፋኢ ጫማ ይኽፈለና።ከም ፍቃድ ኣምላኽ ብሂወት እንተለኹ ንዓመታ ካይሮ ከመጽእ እየ ኣብዚ ገዳም ክበጽሕ እየ በረኸት ክካፈል ኣብ ጸሎትኩም ዘኩረኒ ወገናተይ ወልደሙሴ ኢልኩም ።
Mussie Teklit Be selam mexa hawena
Qale hiwet yesmealna hawna kea xegeu yebzhalka 💒🙏🙏🙏
ቃል ሂወት የስዓልና በረኸትን ኣማካድነትን ናይ ቁድይስ ስምኦን ኣይፈለየና
ቃለ ህይወት የስምዓልና ድያቆን ሓውና ንዘማሪ ዝማረ መላእክት የስምዓልና ብሓፈሻ ንኩላትኩም ማሕበር እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም ርሑስ ቅንያት በዓልን የሓንስ መስቀልን ይግበረልና
Aman Amen Amen bereketom redietom nay kdusan abotatna mes kulena hezbe krstiyan yikun
በጣሚ ደስ ዝብል ገዳም እዩ በጣሚ ነመስግን ኣውና ስለ ዘፋለጥካና ዕድመን ጥዕናን ንኩም ደቂ ተዋህዶ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amenn xegiu yebzhalkum.
Amen Amen Amen 🙏 🙌 👏 ❤️ kale hiwet yesmalna bereketu miskulina Yukon Amen Amen Amen 🙏 🙌 👏 ❤️ ♥️ Thanks 🇪🇷 💕 🙏 ❤️
Amen amen amen kal hiwet yeasmalana 🙏🙏🙏
Bereket nay abona Simon ayfeleyena egziabher amlak xegau yehabena ni hageren eritrea selam u mehret yewrdelena fetari Tanks zhawey egziabher amlak edemen teanen yhabka
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና በረከት ረዲኤት ናይ ቅዱሳን ኣቦታት ኣይፈለየና ኣምላክ ጸጉ የብዝሓልኩም
ቃል ሂወት የስመዓልና ዲያቆን ሓበን ቡሩክ ጸጊኡ የብዘሓልካ ዚሓወይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዛቢሄር ኣምላክ ይሓግዝኩምን ይባርኩምን ኣዴና ድንግል ማርያም ባዕላ ትምረሓና ነዚ ቁዱስ ዶታ ክንበጽሕ፡ ኩቡር ሓውና ድማ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ብልቢ
Amen amen amen
ቃል ሕይወት የስመዓልና፡ክቡራት ኣቦታት ከም ኡ እውን ነዚ መደብ ዘዳለኹም ኣሕዋት፡፡እግዚኣብሔር ኣቦና ስምዖን ሰፋይ ጫማ ይኽፈለና፡፡
Xegu yebzhalkum berektkum ykfelena brukat ahwateyy 🙏🏽🙏🏽🙏🏽😍
amen kal hiwet yesmalna diyaqon hawey
Amen amen amen qalehiwet yesmeana KBR hawuna xega egziabhier amlak yabzalk
እግዚኣብሄር በረከትኩም የብዝሓዮ፡ ናይ ግብጻውያን ኣሰር ክንክተል ኣለና ክንዓቢ።
ይቅሪታ ደኣ እምበር ናትና ኸኣ ንምንታይ ዘይንኽተል ኣብ ግብጺ ስለ ዝቅመጥ እየ።
@@ወዲ78ኣስመራ ሐራይ ዝሓወይ ኣነ ግብጺ ኣይቅመጥን ኢየ ፡ ኣብ ጀርመን ሓደ ናይ ግብጺ ገዳም ኣሎ ኣብኡ ከይደ ኔረ፡ ብእምነት ሓደ ኳ እንተኮና ኣብ ተግባር ግን ብዙሕ ፍልልይ ረኪበ ንሳቶም ኩሎም ቅዱስ ቁርባን ይወስዱ ኢዮም ኩሉ ግዜ ድልዋት ኢዮም ንሕና ከኣ ምስ ዓበና ዓለም ምስ ጸገብናያ ዓለም ምስ ጒሓፈትና ነርከበሉ ኢና ንብል፡ ካልእ ንሳቶም ኣዝዮም ዝፋቀሩ ኮይኖም ረኪበዮም ንሕና ከኣ ጳጳስ ምስ ጳጳስ ቀሺ ምስ ቀሺ ዲያቆን ምስ ዲያቆን ኣማኒ ምስ ኣማኒ ብፖለቲካ ተፈላሊናን ተባኢስና ንነብር ኣለና፡ እዚ ኣነ ዝተዓዘብክዎ ንውሑዱ ኢዩ፡ በዚ ብዝተዓዘብክዎ ከኣ ኣሰሮም ምክታል ይሓይሽ ኢለ ካብ ከም ዘለናዮ ምቅጻል።ንስካ ከኣ ኣብኡ ስለ ዘለካ ርኢቶካ ሃበኒ።
ኣብ ግብጺ እንትኣሊኻ እሞ ካብቲ ኣብኡ ዘሎ ናይ ኤረትራውያን ባእስን ዕግርግርን እንታይ ኢካ ክትመሃር ወይ ክትስዕቦ እትምነ? ኣነ ኸኣ ካብ ግብጺ ኢየ?
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸገኦምን በረከተሙን ይሕደረና ክቡር ሓውና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ
Amen Amen Amen Kubur ሓወይ እግዚኣብሔር ኣምላክ የክብረልና ክብረት ይሃብካ ተገዲስካ ነዚ ዓቢ ነገር ምግባርካ ኣምላክ ዘይውዳእ ጸጋን ጥበብን ይዓድልካ ወላዲት ኣምላክ ምሳካ ትኩን
ይትባረክ አምላከ አበዊነ አምላከ ቅዱሳን እግዚአብሔር ይሴባሕ በረከትን ረዲኤትን ናይ አቦና ቅዱስ ስምኦን ሰፋዪ ጫማ ይሕደረና። ፀግኡ የብዝሐልካ የቀንየልናክቡር ሓውና ነዚ ቅዱስ ቦታ አብ ዘለናዮ በረከት ክንካፈል ስለ ዝገበርካ አሕዋተይ ደቂ ተዋህዶ ❤
ፀግኡ የብዘሐልካ በረከቶምን ረድኤቶምን ምስ ኩላትና ይኩን:: ልኡል እግዝኣብሄር እዚ ክንርኢ ዝፈቀደልና ይክበር ይመስገን
Asey D.Habu hawey qale hiwet yesmealna tsegiu yebzhalka Amlak 🙏🏽♥️❤️
ብኣማልድነት ድንግል ማርያም ጸጋ ጸሎት ለምንልና ኣሜን
ቃል ሂወት የስማዓልና ቀጽልዎ
Kale hiwet yasemaln🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷
ቃልህወት የስመዓልና
ኦርቶዶስ እኮ ፍልይቲ ያ ቃለ ሂወት የስመዓልና💒💒💒🙏🙏🙏
😍😍
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስምዓልና ድያቆን ሓበን ሓውና ጸሎቶም በረከቶም ናብ ኣቦና ስምኦን ይክፍለና እግዚኣብሔር ኣምላክ
Egzabher bereketu yebzahalkum. Kalehiwet yesmalna
AMEN AMEN AMEN Qale hewete yesemalena betame des zebele Qale xegu yebezahalkum fetare 🤲🤲🤲⛪⛪⛪
Kal hiwet yesmalna kudus ezgabiher amlakna mhretu yebzhalna amen amen amen❤🙏❤🙏❤❤🙏🙏🙏❤❤❤
ያባታችን ስምኦን ጨማ ሰፌው በርክቱ ይድርሰን ይደርብን በቁራራጠውም ሰማውት
እገዚአብሄር ይስጥህ ወደማችን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመኣልና በረከት ናይ ኣቦና ስማኦን ኣይፈለይና ይቀንየልና ነዚ መደብ ዝዳለኡም ቀጽልዎ ሓደራ ፨
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን፡፡
ቤተ ክርስትያን ኪዳነ ምህረት ኣቡነ እንጦንዮስ ግብጺ ካይሮ።
ሰላም ኣምላክ ምስ ኩልኹም ይኹን፡ ፍቑራትን ፍትዋትን ስድራ ሕያው ኣምላክ ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ዘለኹም ሕዝበ ክርስቲያን፡፡ መጀመርታ መንፈሳዊ ሰላምታና ብምቅዳም ናይ ኤርትራ ቤተ ክርስትያን ኪዳነ ምህረት ኣቡነ ኣንጦንዮስ ካይሮ ግብጺ ከም ፍቃድ ኣምላክ ንዓኩም ምሕጋስን ጠለባትኩም ምምላእን ነቶም ኣብ ዝተፈላለየ ኩርንዓት ዓለም ዘለኩም ሕዝበ ክርስትያን ናብዚ ዓዲ መጺኩም ቅዱሳት ቦታታት ክትበጽሑን ክትመጹን ትደልዩን ቤተ ክርስትያን ኪዳነ ምህረት ኣቡነ ኣንጦንዮስ ግብጺ ካይሮ፡ ኢዳ ዘርጊሓ መርሓባ ኢላ ክትቅበለኩም ምካና ብሓጎስ ተበስር፡፡ ስለዚ ንኩሉ ኣብዚ ዓዲ ትደልይዎ ቀረባት ካብ መደቀሲ ጀሚርካ ክሳብ ትራንስፖርትን ኣብ ቅዱሳን ቦታታት ምብጻሕን፡ ካልእ ትደልይዎ ቀረባት ከምዘሎ ክንሕብረኩምን ከነበስረኩምን ምካና ብትሕትና ንሕብር፡፡ ስለዚ ንዂሉ ትደልይዎ ሓበሬታ ይኹን ሕቶታት በዛ ቀጺላ ዘላ ተሌፎን ብውሽጢ መስመር ክትረኽቡና ከምትኽእሉ ብትሕትና ክንሕብረኩም ንፈቱ።ሰላም ኣምላክ ምስ ኩልና ይኩን።
ቁጽሪ ቴለ ፡ 00201159367225 imo, viber,whatsapp ክትረኽቡና ትኽእሉ።
ስብሃት ለእግዚኣብሔር
ወለወላዲቱ ድንግል ማርያም
ወለመስቀሉ ክቡር፡፡
ኣሜን
ኣሜን
ኣሜን፡፡
Egziabher zemen agelglotkum ybark .bereketkum ykfelena
Eza telphonkm. Mesrahe abeatne
Amen (3) qalehiwetu yesimialina bereketu xelotu nay abona Simon sefayi chama aye feleyena
❤❤❤❤
እቶም ከምዚ ከማይ ክትሪእዎ ትምነዩ እግዚኣብሄር ኣብዚ ቦታ ክንበጽሕ የብቅዓና 🙏
Amen amen amen mearey
ኣሜን
Amen Amen Amen
Amen mussie hawen emo amalke enateyy yasena 🍀🍀🍀🍀🤲🤲🤲🙏🙏
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ታሪኺዩ
እዛ ማሕበር ኦርቶዶክሳዊት ተሃህዶ ቤተክርስያን
ካብ ናይ ኢትዮጵያ ቤተክርስትያን ምስ ናይ ግብጺ ማሕበር ኦርቶዶክስ ጥቡቅ ዝምድና እንተትገብር ዝያዳ ምተማህረትን ምማዕበለትን።
ካብዛ ናይ ኢትዮጵያ የዋህዶ ካብ ደብተራታትን ጠንቆልትን እንታይ ክትመሃር ኢላ ኢያ።
ካብቲ ዘገርም ናይ ግብጺ ማሕበር ኦርቶዶክስ ብጣዕሚ ኢያ ማዕቢላ።
Amen Amen Amen kal hiwat yasemaln zhawey begaka eba bzh amxalna nay gdamat gbexi.
ኣሜን ብሓቂ በረኸቶም ይሕደረና፡
ክብረት ይሃበልና ድማ ኣሕዋት፡
ከም ፍቃድ ኣምላክ ኣብ ግብጺ ዘለኩም ኩሉ ቅዱስ ቦታ ገዳማት ከምዚ ገይርኩም ከተቅርቡልና ብትሕትና ንጽበየኩም፡
እቶም ባኣካል ክንሳተፍ ዘይከኣልና ብከምዚ ተቅርብዎ በረከት ክንሳተፍ ስለ ንኽእል፡
Wowow Amen Amen💖💖💖🙏🙏🙏🙏🙏🙏➕➕➕➕
amen amen amen kal hiwet yesmeina
ሰላም ኤርትራውያን ወንድሞቻችን
እንወዳችኋለን ። እኔ ኢትዮጵያዊ ነኝ።
ሰላም ኤርትራውያን ወንድሞቻችን
እንወዳችኋለን ። እኔ ኢትዮጵያዊ ነኝ።thanks this ones hoily vido
Amen amen amen kale hiwet yesmalna
Hawey Natey Aziyu Des Zebl Eyu Amelak Tsegeu Yebzhalkum Kbrn Msganan N'goytanan Medhaninan Ykun AMEN ( 3 ) 💒❣💒❣💒❣🙏
በረኸቶም ኣብ ልዕሊ ኩልና ድቁ ይሕድር ኣሕዋት ገዳም ኣቦና ኣንጦንዮስ ከኣ አባ ኣላልዩና ከሙኡ'ውን ኣቦና ቅዱስ የስጦስ ታሪኾም ብዝሰፍሐ ክንፈልጥ❤
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna berktkum mes kulena yekun nay aglglot zebnkum ezgabher yebrek🙏💒🙏
amen kal hiwet yesmalna dyakon haben hawuna xegu yebzhalka
qal hiwet yesmealna egziabher amlak
Amen Amen Amen qale hiwet yesmeAlna ezgabiher Amlak xegu yebzhalkum
Amen amen amen qalehiwet yesmana
Orthodox church for ever and ever
Kale hiwet yesmalna Edmen tenan yhabkum habu hawey
Amlak ybarkum des zebl kudus tarik. Egziabiher tsegaeu yebzehalkum Kale hiwet yesmealna
ቃለ ህይወት የስመዓልና የህዋት በረከት ጸሎትን ምልጃ ቅዱስ ስምኦን ምስኩላትና ይኩን ኣሜን
Amen amen amen kale hiwet yesmalna 🙏🙏🙏🏽🙏🎚🎚🙏🏽🙏🏽🎚🙏🙏🏽
ካለ ህይወት ያሠማልን
በጣም ያምራል ታድለህ ይህን ቅድሥት ቦታ መርገጥህ መመረጥ ነው
በረከትህ ይደርብን
እባክህ ሌላ የማርኛ ቲዬብ ከፍተህ ሁሉንም ያወረድከውን ቢድዮ ደግመህ አውርድልን ሦል በትህትና አጠይቃለሁ።ያበርታህ ወንድሜ ተባረክ።
Amen amen amen kal hiwet yesmealna ezgaabher xegue yebzehalka zhawey
Amen bereketom yhderena.xegiu yebzhalkum ahwattt.
Amen3 kle hiwote yasamalen yadegele mareym leje egzebher amen
Egzabher Tsheguau Yebzahalka.
ናይ ብሓዊ ዕድለማታትት እኩም ምክንያቱ ኣብዚ ክፉእ ዘመን ናብ ናይ ቅዱሳን ስፍራ እግዝአብሔር ስለ ዝመራሓኩም ንዓኩም ይማስለና
Tamrat nay fetari azyu zgerm eu xegeu yebzhalka hawey natey
ብሩኽ ሓውና በሓቂ በረኸት ኣካፊልካና ተመስገን ኣምላክ ኣቦይ ናብዚ ከብጽሕ ሓይልኻ ሃበኒ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣጆኺ ብርኽቲ ሓፍተይ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽ ዝሳኣኖ የለን ከም ትምኒትኪ ክገብረልኪ ኢዩ ።
🙏🙏🙏❤️❤️❤️🙏🙏🙏
ኣሜን ሓቡ ሓወይ ቃል ሂወት የስመዓና
amen amen amen bereket nay Abona Simon mis kulhana hzbe krstyan ykun🙏🙏🙏🙏🙏
ግብጺ ሺኮር ተናፋቂት ኢኺ ድያቆናትና ኸኣ ጽቡቅ ሐሳብ ሓሲብኩም ተስፋ ይገብር ንኹሉ ገዳማት ከተምጿኡልና ገዳም ቁስቁም ኣባ ኣንጠንዮስ ኣባ ቡሸይ ኣባ ሺኖዳ ማር ሚና ድሚያና ኣባ ኣባኖብ ኮታ ኩሉ ጸጋኡ የብዝሓልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሓሳባትኩም የስምሮ ኣብቀጻሊ የራክበና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና በረከት ጸጋ ረዲኤት ናይ ኣቦና ስምኦን ሰፋይ ጫማ ምስ ኩላትና ይኩን ንዓኩም ከኣ ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣሜን።
Amen tselotomn bereketomn ykfelene kale hiwet yesmalna zemen agelglotkum ybark💌💌💌💌💌
አሜን አሜን አሜን እግዚአብሄር አምልኽና ንዞም ናይ ሀይማኖት አቦታት እድመን ጥናን አብዝሁ ያሀቦም ክቡር ሀወና ዘይንፈልጦ ቅዱስ ቦታ ስለዘፍለጥካና. በእውነት ብጣእሚ ነመስግነካ የቀኔልና ተባርኽ እድመን ጥእናን አምኽ አብዝሁ ያሀብካ።
Amen amen amen qalahiwat yasmialna. Xalatomn barakatomn ayfalayana
ኣሜን (((3))) ቃለ ሂወት የስማልና ንኩልኩም ኣማላድነት ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ኣይፈልየና በረከት ናይ ኣቦና ስምኦን ሰፋዪ ጫማ ይክፈለና ፍቃድኩም እንተኮይኑ ካልኦት ገዳማት ክኣ ኣላልዩና እግዚኣብሄር ኣምላክ ዓስብኩም ይክፈልኩም ።
ነዚ ዝገበረ እግዝኣብሔር ክብርን ምስጋናን ይብጻሓዮ ንኩሉኩም ኣሓዋት ኣቅረብቲ ናይዚ መደብ ካኣ ብልቢ የምስግነኩም። ናይ እምነትና ፍረ ጽንዓት ኣብታትና ዘራክምና በርከቶም ምስ ኩሉና ይኩን።
በረከት ናይ አቦና ስምኦን በረከት አይፈለየና
ደስ ዘብ በረከት ናይዚ ቅዱስ ገዳም የካፍለና ድያቆን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣጆኩም በርትዑ ቀጽልዎ
Amen amen amen kale hiwet yesmalna 😍😍😍🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲
Qale hiwet yesmalna... EGZABHIER agolylotka ybark dyaqon haben
Amennn tebareku mhretu redietu menfese kudusu bereketu nay egzabhier abe lielkum yefsese Abe tekdewo kulu dema kekeidemkum yehlef. betami dema des ilena 👏👏
Amen Amen Amen brekt redieat nay bona smuon ms kluatna ykun xga yebzehalkum yhwatey mearey
Egziabhier amlak xegeu yebzhalkum brukat ahwatey ❤️❤️❤️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጾሎቶም ጸጋ በረከቶም የክፍለና
ንገበሪቲ ሰናይ ተግባር ከምዚ ጌርኩም በረከቶም ክንካፈል ዝገበርኩሙና ጸጉኡ የብዘሐልኩም።
ኣሜን ኣሜን ጾሎቶምን ጸጋ በረከቶምን ናይ ቁዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና ኩቡር ሓውና ነዚ ጸጋ እዚ ዘስማዕካና ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ!
ጸጉኡ የብዘሐላካ የቀንየልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩ በርኸት ቁዱሳን ዘውትር ኣብ ዙርያና ይኩን
Amlak ybarkhka hawey
Amen Amen Amen zmare melaekit qal hiwet yesmalena hawuna des zebel
amen amen amen kale hiwet yesmealna Egziabiher Amlak nay xadeik abona Smeon sefayi chama berekt yekaflena
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ኣባ ቅዱስ ስምዖን ጸሎቶምን በረከቶምን ረዴኤቶምን ኣይፈለየና
Amen (3),nay bahaqi qal hiwet yesmana ናይ ኣቡነ ስምኦን ጸጋ በረከቱ ኣይፈለየና ደቂ ተዋህዶ bruk hawey xega bereketu ydereka yhderena ⛪️❤🙏
ብጣዕሚ ዘድንቕ ዘደስትን ቤተ ክርስትያን ኣርኹምና የሕዋትና፡ሉዕል እግዝኣብሄር እምላኻ በረኸቱን ጸጉኡን የብዛሓልኹም ፡ከምኡ ውን ነኣና።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና በረከት ረዲኤት ናይ ቅዱሳን ኣቦታት ኣይፈለየና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉ ይብዝሓልኩም⛪⛪❤
Amen beraktiom ayfelyana amlak xegiu yebzhalkium yehwat
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ናይ ኣቦና ቅዱስ ስምኦን ፍቅሪ በረከት ይሕደረና
Amen amen amen kal hiwet yesmalna abotatnan idmen tiinan yihabkum 🙏🏽✝️❤️🙏🏽✝️❤️🙏🏽💒❤️🙏🏽💒❤️🙏🏽💒❤️🙏🏽💒❤️🙏🏽✝️💖🙏🏽✝️💖🙏🏽✝️💖🙏🏽💒💖🙏🏽✝️💖
ብሓቂ ክንደይ ደሰ ይብል በረከት ናይ ኣቦና ሰምዖን ሰፋዪ ጫማ ይሕደረና ኣሜን✝️💟
Ayamnin eye anta Amlak aboy 💗 bteam eye lbey tehagise
Amen kal hiwet yesmaana tekafelti bereket ygberena amen
Amen amen amen qal hiwet yesmalna Ezgabher amlak berkatu abona semon yekfalana amen. Nakum ka Ezgabher amlak xega aba resi xega yedelkum ajokum nehezbkum kemu gerkum anqiqehu Ezgabher amlak ab emnaten yexenan amen💒🙏!!!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ።ቃል ሂወት የስማዓልና ጸጉ ይብዛሃልኩም ፈታሪ ኩሉ ዓለም።
በረከት ናይ ኣቦና ስምኦን ሰፋይ ጫማ ምስ ኩላትና ይኹን " ነዚ ዘቅረብክሙልና የሕዋት ካኣ ብጣዕሚ ነመስግን
Amen hawena yekenelna seleti zelaleekana ...
Egezyabher yetemesegen ukon Temesgen Temesgen ✝️✝️✝️🤲🏼🤲🏼🤲🏼
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና።እግዚኣብሔር በረኸት ጸሎት ቅዱስ ኣቦና ስምኦን ሰፋኢ ጫማ ይኽፈለና።ከም ፍቃድ ኣምላኽ ብሂወት እንተለኹ ንዓመታ ካይሮ ከመጽእ እየ ኣብዚ ገዳም ክበጽሕ እየ በረኸት ክካፈል ኣብ ጸሎትኩም ዘኩረኒ ወገናተይ ወልደሙሴ ኢልኩም ።
Mussie Teklit Be selam mexa hawena
Qale hiwet yesmealna hawna kea xegeu yebzhalka 💒🙏🙏🙏
ቃል ሂወት የስዓልና በረኸትን ኣማካድነትን ናይ ቁድይስ ስምኦን ኣይፈለየና
ቃለ ህይወት የስምዓልና ድያቆን ሓውና ንዘማሪ ዝማረ መላእክት የስምዓልና ብሓፈሻ ንኩላትኩም ማሕበር እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም ርሑስ ቅንያት በዓልን የሓንስ መስቀልን ይግበረልና
Aman Amen Amen bereketom redietom nay kdusan abotatna mes kulena hezbe krstiyan yikun
በጣሚ ደስ ዝብል ገዳም እዩ በጣሚ ነመስግን ኣውና ስለ ዘፋለጥካና ዕድመን ጥዕናን ንኩም ደቂ ተዋህዶ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amenn xegiu yebzhalkum.
Amen Amen Amen 🙏 🙌 👏 ❤️ kale hiwet yesmalna bereketu miskulina Yukon Amen Amen Amen 🙏 🙌 👏 ❤️ ♥️ Thanks 🇪🇷 💕 🙏 ❤️
Amen amen amen kal hiwet yeasmalana 🙏🙏🙏
Bereket nay abona Simon ayfeleyena egziabher amlak xegau yehabena ni hageren eritrea selam u mehret yewrdelena fetari Tanks zhawey egziabher amlak edemen teanen yhabka
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና በረከት ረዲኤት ናይ ቅዱሳን ኣቦታት ኣይፈለየና ኣምላክ ጸጉ የብዝሓልኩም
ቃል ሂወት የስመዓልና ዲያቆን ሓበን ቡሩክ ጸጊኡ የብዘሓልካ ዚሓወይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዛቢሄር ኣምላክ ይሓግዝኩምን ይባርኩምን ኣዴና ድንግል ማርያም ባዕላ ትምረሓና ነዚ ቁዱስ ዶታ ክንበጽሕ፡ ኩቡር ሓውና ድማ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ብልቢ
Amen amen amen
ቃል ሕይወት የስመዓልና፡ክቡራት ኣቦታት ከም ኡ እውን ነዚ መደብ ዘዳለኹም ኣሕዋት፡፡እግዚኣብሔር ኣቦና ስምዖን ሰፋይ ጫማ ይኽፈለና፡፡
Xegu yebzhalkum berektkum ykfelena brukat ahwateyy 🙏🏽🙏🏽🙏🏽😍
amen kal hiwet yesmalna diyaqon hawey
Amen amen amen qalehiwet yesmeana KBR hawuna xega egziabhier amlak yabzalk
እግዚኣብሄር በረከትኩም የብዝሓዮ፡ ናይ ግብጻውያን ኣሰር ክንክተል ኣለና ክንዓቢ።
ይቅሪታ ደኣ እምበር ናትና ኸኣ ንምንታይ ዘይንኽተል ኣብ ግብጺ ስለ ዝቅመጥ እየ።
@@ወዲ78ኣስመራ ሐራይ ዝሓወይ ኣነ ግብጺ ኣይቅመጥን ኢየ ፡ ኣብ ጀርመን ሓደ ናይ ግብጺ ገዳም ኣሎ ኣብኡ ከይደ ኔረ፡ ብእምነት ሓደ ኳ እንተኮና ኣብ ተግባር ግን ብዙሕ ፍልልይ ረኪበ ንሳቶም ኩሎም ቅዱስ ቁርባን ይወስዱ ኢዮም ኩሉ ግዜ ድልዋት ኢዮም ንሕና ከኣ ምስ ዓበና ዓለም ምስ ጸገብናያ ዓለም ምስ ጒሓፈትና ነርከበሉ ኢና ንብል፡ ካልእ ንሳቶም ኣዝዮም ዝፋቀሩ ኮይኖም ረኪበዮም ንሕና ከኣ ጳጳስ ምስ ጳጳስ ቀሺ ምስ ቀሺ ዲያቆን ምስ ዲያቆን ኣማኒ ምስ ኣማኒ ብፖለቲካ ተፈላሊናን ተባኢስና ንነብር ኣለና፡ እዚ ኣነ ዝተዓዘብክዎ ንውሑዱ ኢዩ፡ በዚ ብዝተዓዘብክዎ ከኣ ኣሰሮም ምክታል ይሓይሽ ኢለ ካብ ከም ዘለናዮ ምቅጻል።
ንስካ ከኣ ኣብኡ ስለ ዘለካ ርኢቶካ ሃበኒ።
ኣብ ግብጺ እንትኣሊኻ እሞ ካብቲ ኣብኡ ዘሎ ናይ ኤረትራውያን ባእስን ዕግርግርን እንታይ ኢካ ክትመሃር ወይ ክትስዕቦ እትምነ? ኣነ ኸኣ ካብ ግብጺ ኢየ?
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸገኦምን በረከተሙን ይሕደረና
ክቡር ሓውና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ
Amen Amen Amen
Kubur ሓወይ እግዚኣብሔር ኣምላክ የክብረልና ክብረት ይሃብካ ተገዲስካ ነዚ ዓቢ ነገር ምግባርካ ኣምላክ ዘይውዳእ ጸጋን ጥበብን ይዓድልካ ወላዲት ኣምላክ ምሳካ ትኩን