ንሓገዝ ገዳም ደብረ ቢዘን ይጸልዎ'ዶ? ላግጺ ኣባ መቃርዮስ ንስማዓዮ Tewahdo zebeaman ዕድመ ንንስሓ ይሃበና።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 137

  • @yemaneberhantsegay2269
    @yemaneberhantsegay2269 14 วันที่ผ่านมา +21

    ሰላም ሕዝበ እግዚአብሔር በዚ ወሪዱ ዝነበረን ዘሎን ጸለመ፡ ኣጸያፊ፡ ፍንፉን፡ ብዕሉግ ንኽተድምጾ እኳ ኣሰካፊ ዝዀነ ቃላት ኣይንሰንብድ። ብዛዕባ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ሃይማኖትናን ገዳማትናን እንስንብደሉ ነገር ክህሉ የብሉን። ምኽንያቱ ከይተፈለጦም/ጠን ሕማቕ ይዛረቡን ይገብሩን ኣለዉ። ፍሬ ናይ ተዋሕዶ ሃማኖትና ግን ዝያዳ መልኪዑን ጸቢቑን እዩ ዝወጽእ ዘሎ። ብመሠረቱ ድማ ፍሬ ዘይብሉ ገረብ መን ይጥምቶን ቊልሕ ይብሎን ኢልና ንሓስብ፧! ፍሬ ዘለዋ ገረብ ግን ኩሉ ጠማቲኡን ደላይኡን ስለ ዝዀነ ኩሉ ናብኡ እዩ ዝጥምት፡ ይሽምጥጣ፡ ይስሕባ፡ ይውጥጣ፡ ነቲ ኣብታ ገረብ ዘሎ ፍሬ ምርካቡ እንተሰኣነ ከኣ እምኒ ይድርቢ። ስለዚ ፍሬ ሕይወት ዝዀነት ሃይማኖትና ኩሎም እምኒ ክድርብዩ እንተ ረኣና ኣይንደነቕ፡ ክሳዕ ክንደይ ተፈታዊትን መገዲ ሓቅን ምዃና እዩ ዝምስከረላ ዘሎ እሞ፡ ኣይንረበሽ፡ ክንገብሮን ክንሰርሖን ዘሎና እና ገበርናን እናሰራሕናን፡ እምነትና/ሃይማኖትና ክሳዕ ሞት ምሳኺ ኢና ንበል። ነቶም ብምኽሪ ዲያብሎስ ተታሊሎም ካብ መገዶም ዝወጹ ድማ እግዚአብሔር ምስትውዓሉ ይሃቦም። ምኽንያቱ ኦርቶዶክሳዊት ተዋጅዶ ሃይማኖትና ትምርቕ እምበር ኣይትረግምን፡ ምኽንያቱ ዋናኣ መድኃኔ ስለ ዝኰነ።

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 14 วันที่ผ่านมา +2

      Nay egziabher yabi ewe seb aqmi yeblun yai neberti nmesil Orthodox tewahedo haymanotey ksab elete motey✝️✝️✝️🙏🙏🙏❤️❤️❤️

    • @ያሬዳዊ
      @ያሬዳዊ 13 วันที่ผ่านมา

      በጃኩም ኣብ ናቶም ኣቲኩም ስምዕዎም ክትምስክሩ ምሉእ ትምርቲ ስምዕዎም

    • @hibtaykibreab6104
      @hibtaykibreab6104 11 วันที่ผ่านมา

      Egzoe,egzoe,egxoe maharena kurustos bedgame.amlak yekre behalay eiy.

  • @HelenKuwait-m7f
    @HelenKuwait-m7f 14 วันที่ผ่านมา +5

    አሜን አሜን አሜን 🎉❤ ቃለ ህይወት የስማዓልና ከቡር አቦና እግዚአብሔር አምላክ ጸጉ የብዛሓልኩም🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉❤❤❤❤

  • @g776yy3
    @g776yy3 14 วันที่ผ่านมา +6

    ኣሜንንንንን ቃለ ሂይወት የስማዓልና ✝️🙏✝️🙏✝️🙏✝️❤️✝️❤️✝️❤️✝️🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @tsejsjqj
    @tsejsjqj 14 วันที่ผ่านมา +4

    መ/ም ኣማኑኤል ቃለ ሂወት የስማልና ።
    ከምቶም የህዋትና ኣብ ምርቃ ኣቦታትና የብቅዓና ።
    ካብዞም ነውራም ትዕብተኛ ኣቦ ከኣ ይሰውረና።

  • @aliksandrowelderfial
    @aliksandrowelderfial 14 วันที่ผ่านมา +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና እግዛቢሄር ኣምላክ ጸጉ የብዛሓልኩም ❤❤❤❤❤❤

  • @floragebrea5mlak437
    @floragebrea5mlak437 14 วันที่ผ่านมา +2

    ቃል ሂወት የስምዓና ቁዱስ አቦናን መምህርናን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🙏❤🙏❤🙏❤

  • @abebagebrekiros6722
    @abebagebrekiros6722 13 วันที่ผ่านมา +2

    ቃለሂወት፣የስማአልና፣
    ዕድመን፣ጥዕና፣ያሃብኩም፣መምህርና🙏🙏🙏

  • @ghenethaile2803
    @ghenethaile2803 12 วันที่ผ่านมา +1

    Amen AMEN Amen ❤️ Egziabher ymesgen Amen AMEN Amen kalehiwot yesmealna ❤❤❤

  • @SaintGabriel-s6p
    @SaintGabriel-s6p 9 วันที่ผ่านมา +2

    AmlaK lbona yhabena.
    Memhr Fetari tsegu yebzhalka.

  • @ማርያምኣደጎይታ-ጰ4ዐ
    @ማርያምኣደጎይታ-ጰ4ዐ 12 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና❤

  • @rahelfesaha942
    @rahelfesaha942 13 วันที่ผ่านมา +2

    Amen Amen Amen abona. Such a bless abona.

  • @EPLF-dg9ly
    @EPLF-dg9ly 14 วันที่ผ่านมา +6

    ኣማን ብኣማን መምህር ቅኑዕ ኣለኩም ከማኩም ይብዝሑ ብቀዳማይ ሰልጠነ በዓል ኣባ መርቆርየስ ቀሺ ገብረሚካኤል ጽቡቅ ኣለዉ ምስ በለ ገሪሙኒ ኣምላክ ጻማኩም ይከፈለኩም ብርግጽ ከኣኒ ክትክፈሉ ኢኩም .

  • @g776yy3
    @g776yy3 14 วันที่ผ่านมา +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስማዓልና ስላም ኩቡር ሓውናን ኣቦናን ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ዕድመን ጥዕናን ጸጋን ጥበቡን የብዛሓልኩም ልኡል ፈጣሪ ሓደ ሓደ ግዜ ትጠፍኡና ኣለኹም እምበር ብጣዕሚ ኣቃራርባኹም ጽቡቅ እዩ ቀጽልዎ ቁዱስ እግዝኣቢሄር ብጸጉኡ ይሓግዝኩም ✝️🙏✝️🙏✝️🙏✝️❤️✝️❤️✝️❤️✝️🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏✝️✝️✝️✝️✝️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @user-hq4dn9zr7l
    @user-hq4dn9zr7l 13 วันที่ผ่านมา +3

    አሠይ እልልልልል አቦታትና መሪቆም የብፅሑ ረጊሞም የብፅሑ

  • @kflomdebessay646
    @kflomdebessay646 14 วันที่ผ่านมา +4

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቦና።

  • @ማርያመይመዝሙረይ
    @ማርያመይመዝሙረይ 13 วันที่ผ่านมา +3

    _እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይመሰገን ቃል ህይወት ቃል የሰመዐልና ክቡር ኣቦና ቅዱሰ እግዚኣብሔር ኣምላኽ መሰተወዓሊ ልቢ ይሃበና_

  • @ereyalemey190
    @ereyalemey190 13 วันที่ผ่านมา +2

    ቃለ ሂወት የስማልና መምህር ❤️❤️❤️

  • @dejenhagos2682
    @dejenhagos2682 13 วันที่ผ่านมา +1

    ቃል ሂወት የስመዓልና መጋቤ ሓዲስ ኣማኒኤል፡
    ኣብ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ እምነትና የጽንዓና፡ ካብ ድፍረት ይሓልወና፡ ናይ ንስሓ ግዜ ይሃበና ኣምላኽ።

  • @mizkeren2697
    @mizkeren2697 14 วันที่ผ่านมา +4

    ቃል ሂወት የስምዓልና

  • @zeeMe2323
    @zeeMe2323 14 วันที่ผ่านมา +8

    Kale Hiwet yesmana Abona Amen Amen 🙏 🤲🙏🤲🙏🤲🙏🤲🙏🤲🙏🤲🙏🤲

  • @Yorsalem-vs1ji
    @Yorsalem-vs1ji 14 วันที่ผ่านมา +4

    ቃለ ሕይወት የስምዐልና ቤተክርስቲያንን ይልወልና ፈጣሪ

  • @fishweldu6379
    @fishweldu6379 14 วันที่ผ่านมา +2

    ቃለ ሂወት የስምዓልና

  • @bsrattesfaldete5478
    @bsrattesfaldete5478 14 วันที่ผ่านมา +3

    Aboy mekars nay nsaha zemen yfterelkum tewahdo knetn xnetn ya

  • @safiyasafiya5671
    @safiyasafiya5671 14 วันที่ผ่านมา +4

    Amen Amen Amen kalehiwet yesmealna.

  • @AlexAlex-ye4ig
    @AlexAlex-ye4ig 14 วันที่ผ่านมา +3

    ቃል ሂወት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣምላክ።ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ከዘላአለም ትንበር✝️💒🙏🙏🙏

  • @teklitbereket8263
    @teklitbereket8263 13 วันที่ผ่านมา +3

    ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ሓቀኛን፡ኣንጸፋዊትን፡ቅንዕትን ኢያ።
    ቃል ሂወት የስመዓልና መጋቢ ምስጢር መምህር ኣማንኤል መንግስተኣብ ወዲ ሊቃውንቲ ዝኮንኩም ኣቦ።
    እግዛኣብሔር ኣምላክ ይቅሬታ ይግበረሊም ካብ ኩሉ ሓይጣቶምን፡ጽዩፍ ቃላቶምን።
    ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ንዘላእለም ክትነብር ኢያ ክሳብ ምጾታት ዓለም።
    ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን !!!

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye1293 14 วันที่ผ่านมา +3

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna abona ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏

  • @kibrabahta4531
    @kibrabahta4531 13 วันที่ผ่านมา +2

    Kelhiwet yesmalna abona 🙏🙏🙏

  • @shimbayberihu1241
    @shimbayberihu1241 14 วันที่ผ่านมา +5

    ኦርቶዶክስ ተዋህዶ⛪⛪⛪
    ✅ሓቀኛን
    ✅ ኣጽናፋዊትን እያ
    ቃለ ህይወት የስመዓልና።

  • @banarufael6748
    @banarufael6748 13 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሰይ ዛጋለይ እቅረ ይበለልኪ እግዚኣብሄር ፡ሰባት ስለዝኮና ጌጋ የጋጥም እዩ ፡እቅረ ዘይብል ግና ናይ ካልእ እዩ።

  • @AregayTekle
    @AregayTekle 12 วันที่ผ่านมา +1

    qalehiwet yesmina aboy qeshei

  • @rigatasfaha2294
    @rigatasfaha2294 13 วันที่ผ่านมา +3

    Amenkalhivetyesmalna❤❤❤❤❤❤

  • @yonashagos-m4z
    @yonashagos-m4z 11 วันที่ผ่านมา +1

    ብዝደለኻዮ ቃንቃ እካድኣ ይዋእ ቶም ጳጳሳተይ ትብሎም ወንጌል ክምህሩ ዘይክእሉ እምበር እታ ቪዶ ኩላ ኣምጽኣያ ድኣ

  • @MchieleHaile
    @MchieleHaile 13 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @AdonayBrhane-i3h
    @AdonayBrhane-i3h 13 วันที่ผ่านมา +1

    Amen amen amen 🙏 kale hiwet yesmalna Egzabiher tsegeu yebzhalkum ❤❤❤

  • @NazretTeklu-yf4gv
    @NazretTeklu-yf4gv 14 วันที่ผ่านมา +2

    Amen qal hewat yesmaln

  • @amaretemesghen4875
    @amaretemesghen4875 14 วันที่ผ่านมา +4

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና የኔታ❤❤❤

  • @SolomieMehari
    @SolomieMehari 13 วันที่ผ่านมา +2

    Amlak xeguu yebzhalkum kal hiwet yesmaalna tewahdonas nay zelealem eya

  • @MussieGhirmay-u5h
    @MussieGhirmay-u5h 14 วันที่ผ่านมา +5

    ክብረት ይሃብኩም ክቡር ኣቦ !!ክ ክ ፉኡ ክምጹኡ ።ጦቅ ኣቢሎሙና

  • @biniamzere9776
    @biniamzere9776 14 วันที่ผ่านมา +4

    Amen kale hiwet yesmalna🙏🙏🙏

  • @bsrattesfaldete5478
    @bsrattesfaldete5478 14 วันที่ผ่านมา +2

    Amen kale hiwet yesmealna

  • @tesfitzeray7956
    @tesfitzeray7956 14 วันที่ผ่านมา +2

    Amen amen amen 🙏🏽 kale hiawot ysmalna abna

  • @rahelzerazion7617
    @rahelzerazion7617 14 วันที่ผ่านมา +5

    Amen 🙏 qal hiwet yesmealna memherna 🙏🙏🙏

  • @fshaemha4000
    @fshaemha4000 12 วันที่ผ่านมา +1

    እቲ ናታስ ንሓማታ፡ ን16 ዓመት ኣብ ማሓዮር ከሎዉ ቃል ዘይሃብካስ፡ ክትነቅፍ ዓገብ፡ ህዝቢ ስቅ እልኩም ኣሜን ኣሜን ጥራይ ኣይትበሉ።

  • @SenaitTeweldebrhan-l7s
    @SenaitTeweldebrhan-l7s 14 วันที่ผ่านมา +2

    Amen Amen Amen Abona abxeletkum zekurna

  • @bsrattesfaldete5478
    @bsrattesfaldete5478 13 วันที่ผ่านมา +2

    Amen ❤❤❤

  • @MeashoBeyene-im7nf
    @MeashoBeyene-im7nf 5 วันที่ผ่านมา

    ኦ ኣምላክ ዝብልዎ ኣይፈልጡን እዮም ሞ ይቅረ በለልና::

  • @miniasghid6386
    @miniasghid6386 13 วันที่ผ่านมา +2

    አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏✝️✝️✝️💕💕❤

  • @LuleyOkbay
    @LuleyOkbay 12 วันที่ผ่านมา +1

    Amen Amen Amen 🙏 🙌 👏

  • @ማርያምኣደጎይታ-ጰ4ዐ
    @ማርያምኣደጎይታ-ጰ4ዐ 12 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን❤❤❤

  • @abebafikadu2736
    @abebafikadu2736 14 วันที่ผ่านมา +2

    Ajokum abona ab gonikum alena ❤❤❤❤❤❤

  • @semhar9630
    @semhar9630 10 วันที่ผ่านมา

    Amen amen amen qal hiwet yesmona Abona xegu yebzhlkume 🙏👍🙏👍🙏

  • @elk5824
    @elk5824 14 วันที่ผ่านมา +3

    በስምአብ ወልድ መፈስ ቁዱስ ክንደይ ጥንቆልቲ ዮም ንኢትዮጵያ ወሪሮማ ንኤረትራ ከምኣ ስለ ዘይገበሩዋ ዮም እዚ ኩሉ ላዕልን ታሕተን፡ዝብሉ ዘለዉ። ተዋህዶ ግን ኣፍደግታት ሽኦል ኣይከናውጽዋን፡ ዮም።

  • @shadowgamingtubehotshis7023
    @shadowgamingtubehotshis7023 14 วันที่ผ่านมา +2

    Amen amen amen 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @DawitAsmerom-b8m
    @DawitAsmerom-b8m 13 วันที่ผ่านมา +2

    ኣየወ ጸረ ኦሪቶደክሳዊያን ታሃዲሳዊያን ጠንቂ ናይ ቤተክሪስታያና

  • @ደብረ-ገነት
    @ደብረ-ገነት 14 วันที่ผ่านมา +4

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AkhberetGebremedihn-py4ih
    @AkhberetGebremedihn-py4ih 8 วันที่ผ่านมา

    Kale hiwet yesmealna Memhrnan abonan

  • @helenkahsai4982
    @helenkahsai4982 13 วันที่ผ่านมา +1

    Amen Amen Amen 🙏

  • @floragebrea5mlak437
    @floragebrea5mlak437 14 วันที่ผ่านมา +2

    ❤🙏❤🙏❤🙏❤💖💖💖💖💖

  • @amin-s8t
    @amin-s8t 14 วันที่ผ่านมา +5

    እዚ ኹሉ እኪትን ድፍረት የሕዋትናን እሓትና ዝተበላሸዉ ብሰንኪ ብኣባ መቃርዮስን ሰዓብቶምን እዩ ተሃድሶ መናፍቃን ናይ ብዓል ሞኒካን ጆን ብላክን ተሓተቲ ኢዮም ደቂ ተዋህዶ እዚ ተግባር መናፍቃን ፈሊጥና ንገዳማትና ንሓግዞም ነበረታዓዮም ሃይማኖትና ዝዕቅቡ ዝነበሩን ዘለዉን ገዳማውያን መነኮሳት እዮም ስለዚ ስላሴ ገዳማውያን ይሓልወልና።

    • @ሓጥያተናኢየናይእመብርሃን
      @ሓጥያተናኢየናይእመብርሃን 14 วันที่ผ่านมา

      እ'ዚ ኩሉ እባ ናይ ኣብረሃ ካሳ ሲኖዶስን ናይ ውልቂ ምላኪ ኢስያስ ኣቀሽተን ኣሕዋትና ይጠፍኡ ኣለዉ ብጹእ ወቅዱስ ኣቦና ኣቡነ
      መቃርዮስ ዳኣ ንውልቂ ምላኪ ኢድካ ስሓብ ስለ ዘብልዎ ድኹም መናፍቓን ትብልዎም ዘሎኹም ስለ ዘይስምዑዎ ድኹም ትጽልምዎም/ና ዘለኹም። ጆን ብላግ ካኣ ትበል አለኻ! ከም'ቲ ኣብረሃ ካሳ ንሲኖዶስ ዝእዝዞም ናዓና ከ ጆን ግባል ዝእዝዝዛና ድዩ ዝምስላኩም እሞ የለን። ኣብ'ታ ናይ ሕቶ ዝብልካያ ጎዳይ ካኣ ይራክባና እንተ ድሕሪ ውልቂ ምላኪ ኢስያስን ኣብረሃ ካሳን እንተ ብቕልጽምና ወይ ሓይሊ ኣምላኽ ምስ ዓነወ ጎይዮም፥ እንቋዕ እኳ እንዳ ኣብረሃ ካሳ ሲኖዶስ ኣይኮኑ ሃይማኖት ዝህቡን ዝክልኡ በስመኣብ ፥ ሎሚ ደቂ ተዋህዶ ጽባሕ ደቂ ተዋህዶ ኢና ንሕና ንስኹም ትሁቡናን ትክልኡናን ሃይማኖት ኣይምጽብን ኢና ንሕና ካባኹም ፥ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሎምን ጽባሕን ብዘይ ደገፍ ውልቃዊያን ነገስታት ምድሪ ትነበር።

  • @elk5824
    @elk5824 14 วันที่ผ่านมา +4

    እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ። እዞም ኣቦ እዚኦም ህዝቢ ሒዞም ዮም ዝጠፉኡ ዘለዉ።እግዚአቢሔር ይቅረ ይበለሎም እቲ ዝገደደ እቶም ትስዕብዎም መንግስቲ ኤረትራ ጸሊኤ እንተበሉኹም ብናይ ፖለቲካን ዓድን ኣውራጃን ደደሕሪኦም ትኸዱ ምስትውዓል ከድልየኩም ዩ ደብረ ብዜና ኣይትምቀልን ያ። እግዚአቢሔር ድማ ኣይክገድፋን ዩ። ኤረትራ ናይ ቃል ኪዳን ሃገር ያ እግዚአቢሔር ሓርይዋን ባሪኽዋን ዩ፡ ወይልኡ ዝትንክፋ ከምቲ ነብስሔር ኣቦና ወልድኣብ ወልደማርያም ዝበልዎ ኣምላኽ ዩ ኣዛሪብዎም።ብሓቂ ክቡራት ስድራ እግዚአቢሔር ኣዒንቲ ልቦናና ይኽፈተልና። መምህርና እግዚአቢሔር ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርኽ።❤❤❤

  • @azmeratuccu9108
    @azmeratuccu9108 14 วันที่ผ่านมา +4

    እዞኦም ምስዉኖኦም የለዉን

  • @azmeratuccu9108
    @azmeratuccu9108 14 วันที่ผ่านมา +3

    ንጽናዕ ጥራሕ ክበንን ኢዩ ኩሉ አንጻር ተዋህዶ ዝግበር ዘሎ

  • @berhanemeskeltewelde4301
    @berhanemeskeltewelde4301 14 วันที่ผ่านมา +3

    ጉጉይ ኣገላልጻ ብዝዕባ ኣቡነ መንቕርዮስ ኣይትሃብ። ሊቕ ዝኾኑ ኣቦ እዮም ። ዓገብ ትገብሮ ዘሎኻ ዝንጠላ። መጽሓፎም ኣንቢካ ወቐሳኻ
    እንተሎካ ተዛረብ።
    ዓገብ ዓገብ ዓገብ ፈሪሃ እግዚኣብሄር ይሃልዎ ኣዘራርባኻ።

    • @AlayGere
      @AlayGere 14 วันที่ผ่านมา +3

      ገና ኣቱም ብዕሉጋት መቃርዮስን ስዓብቱን ጉድኩም ከነቃልዖ ኢና መራሕቲ በዓል ሞኒካን ጆን ብላሽን ዕዚ ብዕሉግ ዕዋላ መቃርዮስ ኣርዮስ ከኣ ክነጻፍፈኩም ኢና።

    • @merontekleabwedisaryam
      @merontekleabwedisaryam 14 วันที่ผ่านมา +3

      ኣታ ኣይትሓፍርን እንዲኻ! ብጣዕሚ ተሕዝን😢😢😢😢

  • @letayhabteghergis2037
    @letayhabteghergis2037 14 วันที่ผ่านมา +4

    ኣይትፍረዱ ከይፍረደኩም እቲ ፍርድስ ናይ ጎይታ እዩ ህዝብና

  • @abrhaleytewolde5870
    @abrhaleytewolde5870 13 วันที่ผ่านมา +2

    Bgega ttrgumwo alekum kbur memhr
    N Salsay Patriaric Eritrea Aba Entenyos kalom keytesemia Ab mahayur kmetu nzgeberu msti mengsti nzelewu abotat Eyom tgageyu alekum zblwom zelewu kemiu entekexilom dma blkie bietekrstian ktmekakel tkiel Eya zterefa win yelen
    Etom likawnti mwnjal gedifkum nab selam mrhuna

  • @elk5824
    @elk5824 14 วันที่ผ่านมา +2

    ኣባ ማቃሪ ኣይትሕለምዎ ቤተ ክርስታን ክትመቅሉ ኣይትሕሰብዎ ቤት እግዚአቢሔር ኣይትምቀልን ያ ዔብ ዓሌኩም።ኣብ ልቡኹም ተመለሱ።

  • @MmWerede
    @MmWerede 13 วันที่ผ่านมา +2

    በጃኹም እዚ ሰባይ እዚ ካብቶም ናይ ጸሪፍ መንፈስ ዘለዎ ርኩስ ኢዩ። እቲ ዘሕዝን ግና ሰበክቲ ኢና ዝብሉ ነዚ ከየስተውዓሉ እንታይ ጌሮም ኣቦና መቃርዮስ እናበሉ ክሕለቑ ይረኣዩ። ኣቤት ጥፍኣት

  • @LucchiGebreamantekelu
    @LucchiGebreamantekelu 10 วันที่ผ่านมา +1

    Amen amen amen 🇪🇷🙏❤⛪️❤️⛪️❤️🙏

  • @danielgilazgi4956
    @danielgilazgi4956 14 วันที่ผ่านมา +4

    ❤❤❤

  • @TadseSahle-p8k
    @TadseSahle-p8k 10 วันที่ผ่านมา

    ቃለሂወት ይስምዓልና

  • @ምንባሪብሜላ
    @ምንባሪብሜላ 12 วันที่ผ่านมา +1

    🙏🙏🙏❤❤❤🙏🙏🙏❤❤❤🙏🙏🙏❤❤❤

  • @LucchiGebreamantekelu
    @LucchiGebreamantekelu 10 วันที่ผ่านมา +1

    Yknylna qubur abona 🇪🇷🌾❤️🙏🌿❤️✝️🇪🇷🙏🙏

  • @user-hq4dn9zr7l
    @user-hq4dn9zr7l 13 วันที่ผ่านมา +2

    ካብ ሐደ ዓቢ አቦ ዘይትፅበዮ ዘረባ አይይይይይይይይይይ ጉድ ንድሕሪት

  • @filimonteklesenbet456
    @filimonteklesenbet456 13 วันที่ผ่านมา +1

    🙏🇪🇷🙏Eritrean

  • @mikaelmeconen7764
    @mikaelmeconen7764 14 วันที่ผ่านมา +4

    🇪🇷🇪🇷💪💪

  • @luciamarikosketema9327
    @luciamarikosketema9327 14 วันที่ผ่านมา +4

    🙏🙏🙏

  • @himanteklemariam8749
    @himanteklemariam8749 14 วันที่ผ่านมา +3

    🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @azmeratuccu9108
    @azmeratuccu9108 14 วันที่ผ่านมา +4

    ኣቦ ምባል እኮ ግቡእ እንተኮነ ነዚኦም ምባል ግን አይግድን መጻወትን መላገጽን ሃይማኖት ምካን

  • @kuflomhabtemaryam526
    @kuflomhabtemaryam526 13 วันที่ผ่านมา +2

    ንደብረ ቢዘን ዘፍረስዋ ጉጂለ ኣባ ሉቃስ ኢዮም ሃቂ ኣይነዘብሎ

  • @TeklitGebre
    @TeklitGebre 14 วันที่ผ่านมา +2

    Amen

  • @SaraDubai-v4x
    @SaraDubai-v4x 13 วันที่ผ่านมา +1

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏 I ❤❤❤

  • @amin-s8t
    @amin-s8t 14 วันที่ผ่านมา +2

    ትብዓቶ እንታይ እዩ ንቤተክርስቲያን ስለ ዝመቐሉ? ኣባ መቃርስ ደኣ ከም ኣባ ገብርሃን ጸጋ ዝተገፈፎም ብኽሕደት ን ብምስላን ደርፍን ብ ሰሓቕን ላግጽን የሕልፍዋ ኣለዉ እዛ ግዜ

  • @abebafikadu2736
    @abebafikadu2736 14 วันที่ผ่านมา +2

    Gega yebilun tibil bel 😂😂😂😂bog bel bog bel seyitenawi telieko abona xibuk megilexi tebareku❤❤❤❤❤❤❤

  • @ADEGOYTA-db9wi
    @ADEGOYTA-db9wi 14 วันที่ผ่านมา +2

    Eza gual ezia Ameleja eya memhrr. Ezii ko metewiii sldii geratoo. Bkemzi zmexi atawii dma mekzefia eyuu. Ezi ena feletettt zgebereto u zmesill. Mkniatu ewaa zxelaka seb keman kemzi geru ayzarebnn. 😢😢😢 zgerm u.

  • @wintaghebremedhin2500
    @wintaghebremedhin2500 14 วันที่ผ่านมา +1

    ezi kulu tenkol gedamatna nkeyhgeza dyablos zexawdo zelo eyu egzabihaer yqre ybelena

  • @hanetsaembaye5108
    @hanetsaembaye5108 11 วันที่ผ่านมา

    Kale hiwot

  • @frezgiandemicheal9844
    @frezgiandemicheal9844 13 วันที่ผ่านมา +3

    Entay sle zterefo zelwom eyom kisab kindzi mkifae' ni orthodox kanatan zeqallu egzabher yqre ybelelom 😂😂

  • @elk5824
    @elk5824 14 วันที่ผ่านมา +2

    ክሰሱና ሃገር ኣለና ኤረትራውያን ኢና ። ንስኹም ውን ኤረትራዊ የ ኢልኩም ኢኹም ኢድኩም ሂብኩም።

  • @ShambelTesfamariamAsgodo-sz1ft
    @ShambelTesfamariamAsgodo-sz1ft 10 วันที่ผ่านมา +1

    ኣምላክ ልብካ ይክፈት ሙስሉይ ዝኮንካ ወዲ

  • @natsnetweldeab2919
    @natsnetweldeab2919 13 วันที่ผ่านมา +1

    Mhret yewdelku

  • @AlayGere
    @AlayGere 14 วันที่ผ่านมา +2

    ደቂ ተዋህዶ ነዚ መቃርዮስ ልኡኽ ሳጥናኤል ሰብኣይ ቱፍ በልዎ እዚ ሰብኣይ ጋኒን እዩ

  • @azmeratuccu9108
    @azmeratuccu9108 14 วันที่ผ่านมา +2

    ኣቦና አብ ንሳሀ የላን ሃይማኖት የብለይነ ኢላ ሎሚ ከማን ስለዚ እዚአ ብመደብ ኢያ ትሰርሕ ዘላ

  • @afratabrhane2847
    @afratabrhane2847 14 วันที่ผ่านมา +2

    Abey alo

  • @PenMATester
    @PenMATester 9 วันที่ผ่านมา +1

    Orthodox the Right Way.

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 9 วันที่ผ่านมา

    🤔🤲dhefir temina kepulu anewari herisa alewom abgedaim kedey mopai yatuw iyu gedam ytare maleit hiezb eritrean🇪🇷❤🕊🤝 uyu demhyuso deserho 💓⛪️📖💓⛪️❤🕊🤝90 amit temna derik konina deblu asega aleim harmirim anebel😢

  • @tomasmael4735
    @tomasmael4735 13 วันที่ผ่านมา +2

    Anutay amo kinibil kinidizi difiret sidinet teadiliki.Yikire yikunika merhawit habtina.

  • @hibtaykibreab6104
    @hibtaykibreab6104 11 วันที่ผ่านมา

    Bealu amlak yemhar ,ezgyo msharena kurustos

  • @AsterAmbesajir
    @AsterAmbesajir 8 วันที่ผ่านมา

    😊😊😊😊abona amlak yqre ybelelkym ane ahazn 😊

  • @NatugrmayGebrehiwet
    @NatugrmayGebrehiwet 10 วันที่ผ่านมา

    ንሓድነት ሕሰብ መምህር ዘኣማኑኤል ሌላን ጉሌላን ግደፍ please በዚ ፋሕፋሕ እናበለ ገለ ጠቅሊሉ ናብ መናፍቅነት ገለ ከኣ ኣብ ኣጉላጉል ኮይኑ ዝጠፍእ ዘሎ ንጹህ ህዝቢ ከይትሕተትን ከይትፍረድን ኩሉ ጊዜ ንሓድነት ቅድስቲ ቤተክርስትያን ጽዓር ከም መምህርነትካ መጠን ?