ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን፡፡ ቤተ ክርስትያን ኪዳነ ምህረት ኣቡነ እንጦንዮስ ግብጺ ካይሮ። ሰላም ኣምላክ ምስ ኩልኹም ይኹን፡ ፍቑራትን ፍትዋትን ስድራ ሕያው ኣምላክ ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ዘለኹም ሕዝበ ክርስቲያን፡፡ መጀመርታ መንፈሳዊ ሰላምታና ብምቅዳም ናይ ኤርትራ ቤተ ክርስትያን ኪዳነ ምህረት ኣቡነ ኣንጦንዮስ ካይሮ ግብጺ ከም ፍቃድ ኣምላክ ንዓኩም ምሕጋስን ጠለባትኩም ምምላእን ነቶም ኣብ ዝተፈላለየ ኩርንዓት ዓለም ዘለኩም ሕዝበ ክርስትያን ናብዚ ዓዲ መጺኩም ቅዱሳት ቦታታት ክትበጽሑን ክትመጹን ትደልዩን ቤተ ክርስትያን ኪዳነ ምህረት ኣቡነ ኣንጦንዮስ ግብጺ ካይሮ፡ ኢዳ ዘርጊሓ መርሓባ ኢላ ክትቅበለኩም ምካና ብሓጎስ ተበስር፡፡ ስለዚ ንኩሉ ኣብዚ ዓዲ ትደልይዎ ቀረባት ካብ መደቀሲ ጀሚርካ ክሳብ ትራንስፖርትን ኣብ ቅዱሳን ቦታታት ምብጻሕን፡ ካልእ ትደልይዎ ቀረባት ከምዘሎ ክንሕብረኩምን ከነበስረኩምን ምካና ብትሕትና ንሕብር፡፡ ስለዚ ንዂሉ ትደልይዎ ሓበሬታ ይኹን ሕቶታት በዛ ቀጺላ ዘላ ተሌፎን ብውሽጢ መስመር ክትረኽቡና ከምትኽእሉ ብትሕትና ክንሕብረኩም ንፈቱ።ሰላም ኣምላክ ምስ ኩልና ይኩን። ቁጽሪ ቴለ ፡ 00201159367225 imo, viber,whatsapp ክትረኽቡና ትኽእሉ። ስብሃት ለእግዚኣብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ማርያምወለመስቀሉ ክቡር፡፡ ኣሜንኣሜንኣሜን፡፡
Amn Amn
Selame eza telphone gen mesrah abatne
@@tedrostekie3108 ewe aykbelun eyom
ኦ ጎይታ እዛ መሬትን ሰማይን ኩሉ ትክእል ኢካ ሞ 2021 ዓመተ ሰላም ዓመተ ፍቅሪ ዓመተ ራህዋን ይግበረልና❤️🇪🇷🇪🇹🇻🇳🇮🇱 🇪🇬 👏🏼🩸ኣሜን
አሜን
Amien Amien Amien
Amenn👏👏👏
Amen amen amen 🙇♀️
አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ቀሎታን በረከታን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣዴና ቅድስተ ቅድሳን ንጽህተ ንጹሃን ቅድስቲ ድንግል ማርያም ምእንታና ናብ ፍቁር ወድኺ ምህረት ለምንልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
ኣሰይይይይ እልልልልል 💖ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ✝️💒💖🤲🙏🇪🇹🇨🇳🇪🇷🇮🇱🇮🇶✝️💒💖🤲🙏
ኣሜን አሜን አሜን ጸሎት ናይአዴና ድግል ማርያም አፈለየና❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ብሓቂ ደስ ዝብል እዩ ነዚ ቅዱስ በረከት ከተባጽሑልና ምክንያት ዝገበረኩም እግዚኣብሔር ልዑ ወዲ ድንግል ማርያም ቅዱስ ኣማኑኤል ክብርን ኣምልኮን ውዳሰን ምስጋናን ንዕኡ ይኩን ፡ ቅድስተ ቅዱሳን ኣዴና ድንግል ማርያም ኩሉ ስለ ዘጠዓመትልኩም ምስጋና ይኩና ፡ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ብጸጋ ብበረከ ተፈጽምኩም
ቃል ሂወት የስምዓልና ናይ ብሓቂ ዕድለኛታት ኢኩም ኣብ ስደት ስጋን ነብስን ዝጠፍኣሉ ዘሎ ጊዜ ንስኩም ግን ንኩሉ ንኣምላክ ኣክእለና እንዳበልኩም ቅዱሳን ቦታታት ኬድኩም እንዳራኣኩም ትባረኩን ካብቲ በረኸት ተሳትፉና ኣለኩም ዕድሜኩም ይባርኸልኩም ይቐድሰልኩም ኣምላክ
ናይ ባሓቅ😥በጃኹሚ ክምዝ ገሪኹሚ ታሪኾሚ ኣርኡይና ቅድም ሕጅ ዘረአኽሙና ብስም ወላድት ኣምላክ ክነመስግነኩሚ ንፈቱ ብምቕጻል ኣጆኹሚ በርትዑ
Amen amen amen kale hiwet yesmalna Egzabiher ⛪⛪⛪amlak ykber ymesgen ⛪⛪⛪⛪xeletkum aygadefena 🙏🙏🙏🙏🙏⛪⛪⛪⛪🌁🌁
Amen amen amen kale hiwet yesmalna
Kale hiwet yemalna Bruk wedey telefonk aba tsahafeley
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ ጥዑም ድምጺ ግብጺ ታሪካዊ ቦታ ክንሱ ክሳብ ሕጂ ኣይተተንከፈን ጸኒሑ
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ያሰማልን በእወነት የናታችን ቅድስት ቅድሳና ድንግል ማረያም በረክት አይለኝም
ዕልልልልልል ቃል ህወት የስምዓና ዲያቆን ሐውና ከምኡው ምሃበር ሰንበት.ዕድመን ጥዕናን.ጸጋን ይሃብኹም እወ ብሐቂ አዝዩ ደስ ዘብል እዩ ዘላለኩምና ናይ.ግብጺ ገዳማት አቦታትን አደታትን አገልገልቲ ናይ. ጎይታናን መድሐኒናን ኢዮሱስ ክርስቶስ.አገልገልቲ ነይ አደና ቅድስቲ ቁድሳን ድንግል ማርያም. ከምኡ ክአ ናይ መልአክቲን አዝዩ. ስሐብን መራክን እዩ:: ጸጉኡ የብዝሐሎም አሜን አሜን አሜን. 🙏🙏🙏❤❤❤💘💘💘💖💖💖💝💝💝💜💜💜💕💕💕
ቃለ ህይወት የስመዐልና ናይ ርህርህተ ህሊና ቅድስት ድንግል ማርያም በረከታ ይሕደረና አሜን👏💙
ቃል ሂወት የስዓልና (((3))) ናይ ብሓቂ ዕድሌናታት ኢኩም ኣብቲ ናይ ቅድስተ ቅዱሳን ንጽህተ ንጽሃን ድንግል ማርያም ገዳም ኬንኩም ንዓና ድኩማት ሰባት ብረክት ተቀቡሉና ኣለኩም ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ እግዚኣብሄር ኣምላክ ሓይሊ ይሃብኩም ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ጽላላ ተንብረልኩም ኩሎም ቅዱሳን ይሓልውኩም ።
Amen amen amen kal hiwet yeasmalana 🤲🤲🤲💒💒💒🙏🙏🙏🙏
❤❤❤Deqi mahber tenafeqti😘❤😘 d.fache qale hiwet yesmealna nay agelglot zebenkum ybark❤❤❤❣❣❣😘😘😘
ብሓቂ ክንደይ ደሰ ክብል ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡራት የሕዋትና ናይ እመ ብርሃን ኣደና ፀሎታን በረከታን ምሰ ኩላትና ይኩን ኣሜን✝️💟
ብሓቂ ክንደይ ደስ ይብል ፀጉኡ በረከቱ የብሐልኩም እግዚአብሔር ናይ ዘመን አገልግሎትኩም ይባረክ በረከታ ረዲአታ ናይ እመቤትና ቅድስት ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ይኩን
ኣሰይይይይ ቃል ሂወት የስማዓልና ዲያቆን ሓወይ ጸ ጉኡ ይብዘሃልኩም መደሓኒ ኣለም ኣቦይ ደቂ እመብርሃን ኣደይ ተሓልኩም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዕልና ደስ ዝብል ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም በረኸትን ረዲኤትን ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ኣይፈለየና ኣሜን
ተዓዊትልኩም በረከታን ኣማላድነታን ናይ እመኣምላክ ድንግል ማርያም ይሓልኩምን ይሓልናን!!!
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሓልኩም ይሕዋት
ኣሜን 3 ዝሓወይ የቐንየልና ንዓኻ ከኣ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ብጾትካ
በረከት ረዴኤታ አማላድነታ ፍቅራ ናይ ኣዴና ቅድስት ማርያም ምስ ኩላትና ይኩን
አስይይይይይ እልልልልልልል ቃል ሂወት የስማዓልና ደያቆን ሓወይ.በረክት እመብርሃን ምስ ኩላትና ይኩን።
ኣሜን ኣሜን ኣሕዋተይ ዘመነ ኣጎልጉሎትኩም አግዛቢሄር ኣምላኽ ይባርከልኩም ምስ ገዳም ኣቡነ ኣንጠንዮስ ከኣ አባ ኣላልዩና😊
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና።እግዚኣብሔር ዓስብኻ ኣብ ሰማይ ይሃብካ ሓዉና ኸምዚ ገርኩም ዝተረፈ ኣላልዩና።ግብጻውያን ኣቦታትና ሓበን ኦርቶዶክስ ዉሑዳት ግን ክንዲ ኣሽሓት ሰላም የብዝሓዮ።
amen amen amen nezi kudus bota qusqam nana ndukumat zerakumna bhaki egziabhier alak ybrkum❤❤❤🙏🙏🙏🤲🤲🤲
AMEN AMEN AMEN Kalehiwet ysmalna Egzabher amlakna xegau yebzhalkum ab xeletkum zekruna 🙏🙏🙏
ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡራት አሕዋተይ አሜን/፫/
Amen amen amen kale hiwet yesmalna ahiwatina. Egzabher amilak xegiu yebzihalkum. Nay adiena kidsti dingl mariyam bereketan redietan ayifeleyena amen. Eta mezmur eba sidedulna
እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም! ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ
ኣስይይይይይይ ደስ ዝብል ቃል ሂወት የስማዓልና ክብራቲ ኣሕዋተይ
Amen amen amen kale hiwet yesmealna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ካል ሂወት የስመኣልና በረክርትን ረዲአትን ናይ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣደና ምስ ኩሉና ይኩን ኣሜን
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም እግዚኣብሔር ይባርክ በረከት ኣማላድነት ናይ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ምሳኩም ይኩን እመ ኣምላክ በስደታ ትቤዘወና ስደትና የሕጽረልና ፈጣሪ ብሓቂ ከም'ዚ ነቲ ዝተረፈ ገዳማት ከተላልዮና ብስም እግዚኣብሔር ናይ ቅዱሳን መላእክቲ ተስፋና እዩ ነቶም እንዳ ረኣዮ ዝዓወሩ ካብ እምነቶም ዝወጹ ድማ ዓቢ ምስክር እዩ እሞ ቀጽልዎ የሕዋተይ ብሩካት ።
Amen amen amen 🙏 kale Hiwet yesmealna egziabhier nay agelglot zebenukum ybark
በሓቂ ደስ ዘብል እዩ ኣሕዋት የቀንየልና። በረከት እመ ብርሃን ምስ ኩላትና ይኩን።
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና አሜን አሜን አሜን
Amen amen amen nay bahaqi qalehiwet yesmeana KBR hawuna⛪👏👏👏👏
Kal hiwet yesmalna kubrat ahwatey ab xelotkum zekuruni amen
በረክታን አማልድነታና ናይ ኣደና ደንገል ማራይ ም ይሕደረና አሜ ን አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ኩቡር ሓውና ናይ ዘመን ኣጎልጉሎትኩም ይባርክ ኣምላክ
Amen amen amen amen 🙏🙏🙏 kale hiwet yesmaaelna yehwatey
ኣዝዩ ደስ ዘብል ስራሕ አምላኽ ፀግኡ የብዝሓልኩም ማሕበርና።
Amen qalu hiwet yasmalna tsegu yabzhi eigziabher Amleki 💒🙏💒🙏💒🙏❤❤❤
Amen amen amen Qal Hiwet yesmealna bereket adena kdsti dngl maryam ms kuluna hzbe krstyan ykun
እግዚኣቢሄር ኣምላክ ናይ ዘመን ኣጎልጉሎትኩም ይባርክ ፡ ኣብ እምነትና ከኣ ጽንዓትን ሓይልን ይሃበና ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ።
እግዚአብሔር ፀግኡ የብዝሕልኩም ኣሕዋተይ በረከቶም ይሕደረና
ቃለ ሂወት የስምዓልና የሕዋት ጸግኡ የብዝሓልኩም
AMEN AMEN AMEN Qale hewete yesemalena 🤲🤲🤲
Kale hiwet yesmealnaBereketn teredaenetn eme Brhane qdste qudusan ade goyta dngl Maryam ms kulna ykun. Amennnnnnn
ቃል ሂወት የስማዓና ናይ ባሓቂ ደስ ዘብልዩ
qal hiwet yesmealna egziabhier amlak xegue yebzhalkum
Amen amen amen kalehiwet yesmealna btaemi xbuk kexlwo xegeub yebzehalkum
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከት ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ይክፈለና ነዓኩም ከኣ ጸጉኡ የብዘሓልኩ እግዚኣብሄር ተዋህዶ ትንበረልና ንዘላኣለም✝✝✝💖💖💖
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna yhwat dnglay xelotiki ayfeleyna 🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰qexlo hadra
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና ረድአታ በረከታ ኣይፈለየና አሜን
Amen amen amen qal hiwet yesmalna egzabher amlak xegu yebzahlukm hawna
ቃል ህይወት የስሚዐልና እግዝአብሔር ይባርክኹም የሕዋት እመበቴ ማርያም ምሳኹም ትኹን አሜን
Amen egziabiher nay agolgulet zebenkum ybark egziabiher nabau yebkeana
ትዓዲልኩም ክንደይ ደስ ይብል ተመስገን ነዚ ቅዱስ ቦታ ክንርኢ ዝፈቀድካልና ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ክብሪ ምስጋና ንዓኻ ይኹን እመ ብርሃን አዴና በረከትኪ አማላድነትኪ አይፈለየና ወለላይቱ 🙏🎚⛪
Amwn amwn amen qal hiwet yesmana burkat yehwat nay agolguletkum zemen ybarek
qale hiwet yesmalna kubur hawna bereketn redietn nay kdste kudusan dngl maram mskulatna hzbe krstan ykun 🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኩቡር ሓው።ካልእ ገዳማት ግብጺ ኣላልየና።ብጣሚ ብዙሓት ገዳማት እዮም ዘለው።
Amen Amen Amen kalhiwet yesmalna
Amen amen amen kale hewet yesmealna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና በረክታን ጸጋ ረዲኤታን ናይ አመብርሃን ምስ ኩሉና ህዝበ ክርስትያን ደቃ ይኩን ኣሜን
ቃል ሂወት የስምዓልና ናይ ብሓቂ ዕድለኛታት ኢኩም ኣብዚ ናይ ስጋ ስደትና ከዚ ክትበጽሑ ምብቃኩም ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም።
አሜን ቃል ህይወት የስምዐልና ጽጋ የብዝሓልኩም ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩኒ!!!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸጉኡ የብዘሐልኩም የሕዋተይ በረከቶም ይሕደረና👏✝️💟
ቃል ሕይወት የስመዓልና በረኸት ድንግል ማርያም ይኽፈለና። እግዚኣብሔር በረኸቱ የዕዝዝአልካ።እዚ ገዳማት ናይ ምልልላይ መደብ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣሎ፡ንከታተሎ ኣሎና።ብጃኻ ነዘን ኣብ ግብጺ ዝርከባ ገዳማት በብሓቲ ኣርእየና ።ዝነኣድ ስራሕ።ኣስማት ናይ እቶም ዘላልዩኻ መነኮሳት ምልላይ ከኣ ጽቡቅ ይመስለኒ።
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ብሓቂ ክንደይ ተዓዲሎም እዮም😥
Amen amen amen qale hiwet yesmealna tselotan bereketan dingl weladite amlak adey ayfeleyena
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዲያቆን ሃውና ጸጉኡ የብዝሃልካ ፈጣሪ
Amen amen amen qal hiwet yesmalna ahwateyyy
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣሕዋተይ ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ በረከትኩም ይሕደረኒ አሜን
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealina
Amen amen amen qal hiwet yesmalna
እግዚአብሔር ይመስገን አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዕልና አዱና ቅድስት ድንግል ማርያም ትባርካ
ኣሜን ኣሜን ኣሜንኣብዚ'ዩ ደስዝብል መደብ ሌላ ገዳማትና ቀጽልዎ....
ወየሁ አምላኬ ኡፋ ሲያምር ተመስገን ይሄን ያሳየሀኝ
Egziabhier ymesgen Nay dngl mariyam redietan bereketan ayfelyena 💒❤🙏
Amen Amen
Amen amen amen xelotan bereketan nay kdste kudsan dngl mariam ms kuluna hzbe krstian ykun
Aseyyyy ደስ ክብለካ ቃል ሂወት የስምዓልና!ከም ፍቃድ ኣምላክ እባ ዛ መዝሙር ሊከ ግደፍለይ
Selam yehwatey mareyy eza Mezmer sedudlna eba kem feqad egzaber
እግዚአብሔር ይመስገን እግዚአብሔር ፀግኡ የብዝሐልኩም ናብ ደጅኺ አብቅዕና እመቤቴ ቅድስት ድንግል ማርያም
Kbret yhabeley. Kemzi. Gerkum alalna. AMEN
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏 qale hiwet yesmalna kubur hawna ❤❤❤
ቃለ ህይወት የስማልና በረከት ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም የካፍለና ኣሜን
አሰይይይይ አነስ ኦርቶዶጉስ ተዋህዶ ምኻነይ ብጣዕሚ እየ ዝሕጎስ ቃለ ህይወት የስምዐልና ክቡር ሓዉና ዓሲ ድኻምካ እግዝአቢሔር ይኽፈልካ 🤲🤲🤲
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ሓወና
Amen amen amen klle hiwet yesmana⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️
Kal hiwet yesmalna egzabiher amlk xegu yebzhalkum Nay agolglot zemenkum ybarkelkum
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና
ብሓቂ ብጣዕሚ ደስ ይብል እመ ብርሃን ድንግል ማርያን ምሳኹም ትኩን 🙏🙏🙏
Yehwatey goyta yebarkum zemenkum yebark yeknylna 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
አሜን አሜን አሜን በእውነት ቃለህወት ያሰማልን እግዝአብሔር አምላክ ምሳኹም ይኹን ናይ አገልጉሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም
ቃል ሂወት የስማዓልና መእተዊ እንተ ትገብሩሉ ዝያዳ ምጸበቀ።
ቆንቋዉበይገቫኝም ልቤበሐሤት ተመላቺ እግዚአቭሔር አምላክ እድሜናጤናይሥጥልንለወንድማቺን
Amen kale hiwet yesmslna zhawina tebareku amlak xrgou yebzhalkum
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን፡፡
ቤተ ክርስትያን ኪዳነ ምህረት ኣቡነ እንጦንዮስ ግብጺ ካይሮ።
ሰላም ኣምላክ ምስ ኩልኹም ይኹን፡ ፍቑራትን ፍትዋትን ስድራ ሕያው ኣምላክ ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ዘለኹም ሕዝበ ክርስቲያን፡፡ መጀመርታ መንፈሳዊ ሰላምታና ብምቅዳም ናይ ኤርትራ ቤተ ክርስትያን ኪዳነ ምህረት ኣቡነ ኣንጦንዮስ ካይሮ ግብጺ ከም ፍቃድ ኣምላክ ንዓኩም ምሕጋስን ጠለባትኩም ምምላእን ነቶም ኣብ ዝተፈላለየ ኩርንዓት ዓለም ዘለኩም ሕዝበ ክርስትያን ናብዚ ዓዲ መጺኩም ቅዱሳት ቦታታት ክትበጽሑን ክትመጹን ትደልዩን ቤተ ክርስትያን ኪዳነ ምህረት ኣቡነ ኣንጦንዮስ ግብጺ ካይሮ፡ ኢዳ ዘርጊሓ መርሓባ ኢላ ክትቅበለኩም ምካና ብሓጎስ ተበስር፡፡ ስለዚ ንኩሉ ኣብዚ ዓዲ ትደልይዎ ቀረባት ካብ መደቀሲ ጀሚርካ ክሳብ ትራንስፖርትን ኣብ ቅዱሳን ቦታታት ምብጻሕን፡ ካልእ ትደልይዎ ቀረባት ከምዘሎ ክንሕብረኩምን ከነበስረኩምን ምካና ብትሕትና ንሕብር፡፡ ስለዚ ንዂሉ ትደልይዎ ሓበሬታ ይኹን ሕቶታት በዛ ቀጺላ ዘላ ተሌፎን ብውሽጢ መስመር ክትረኽቡና ከምትኽእሉ ብትሕትና ክንሕብረኩም ንፈቱ።ሰላም ኣምላክ ምስ ኩልና ይኩን።
ቁጽሪ ቴለ ፡ 00201159367225 imo, viber,whatsapp ክትረኽቡና ትኽእሉ።
ስብሃት ለእግዚኣብሔር
ወለወላዲቱ ድንግል ማርያም
ወለመስቀሉ ክቡር፡፡
ኣሜን
ኣሜን
ኣሜን፡፡
Amn Amn
Selame eza telphone gen mesrah abatne
@@tedrostekie3108 ewe aykbelun eyom
ኦ ጎይታ እዛ መሬትን ሰማይን ኩሉ ትክእል ኢካ ሞ 2021 ዓመተ ሰላም ዓመተ ፍቅሪ ዓመተ ራህዋን ይግበረልና❤️🇪🇷🇪🇹🇻🇳🇮🇱 🇪🇬 👏🏼🩸ኣሜን
አሜን
Amien Amien Amien
Amenn👏👏👏
Amen amen amen 🙇♀️
አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ቀሎታን በረከታን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣዴና ቅድስተ ቅድሳን ንጽህተ ንጹሃን ቅድስቲ ድንግል ማርያም ምእንታና ናብ ፍቁር ወድኺ ምህረት ለምንልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
ኣሰይይይይ እልልልልል 💖ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ✝️💒💖🤲🙏🇪🇹🇨🇳🇪🇷🇮🇱🇮🇶✝️💒💖🤲🙏
ኣሜን አሜን አሜን ጸሎት ናይ
አዴና ድግል ማርያም አፈለየና❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ብሓቂ ደስ ዝብል እዩ ነዚ ቅዱስ በረከት ከተባጽሑልና ምክንያት ዝገበረኩም እግዚኣብሔር ልዑ ወዲ ድንግል ማርያም ቅዱስ ኣማኑኤል ክብርን ኣምልኮን ውዳሰን ምስጋናን ንዕኡ ይኩን ፡ ቅድስተ ቅዱሳን ኣዴና ድንግል ማርያም ኩሉ ስለ ዘጠዓመትልኩም ምስጋና ይኩና ፡ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ብጸጋ ብበረከ ተፈጽምኩም
ቃል ሂወት የስምዓልና ናይ ብሓቂ ዕድለኛታት ኢኩም ኣብ ስደት ስጋን ነብስን ዝጠፍኣሉ ዘሎ ጊዜ ንስኩም ግን ንኩሉ ንኣምላክ ኣክእለና እንዳበልኩም ቅዱሳን ቦታታት ኬድኩም እንዳራኣኩም ትባረኩን ካብቲ በረኸት ተሳትፉና ኣለኩም ዕድሜኩም ይባርኸልኩም ይቐድሰልኩም ኣምላክ
ናይ ባሓቅ😥በጃኹሚ ክምዝ ገሪኹሚ ታሪኾሚ ኣርኡይና ቅድም ሕጅ ዘረአኽሙና ብስም ወላድት ኣምላክ ክነመስግነኩሚ ንፈቱ ብምቕጻል ኣጆኹሚ በርትዑ
Amen amen amen kale hiwet yesmalna Egzabiher ⛪⛪⛪amlak ykber ymesgen ⛪⛪⛪⛪xeletkum aygadefena 🙏🙏🙏🙏🙏⛪⛪⛪⛪🌁🌁
Amen amen amen kale hiwet yesmalna
Kale hiwet yemalna Bruk wedey telefonk aba tsahafeley
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ ጥዑም ድምጺ ግብጺ ታሪካዊ ቦታ ክንሱ ክሳብ ሕጂ ኣይተተንከፈን ጸኒሑ
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ያሰማልን በእወነት የናታችን ቅድስት ቅድሳና ድንግል ማረያም በረክት አይለኝም
ዕልልልልልል ቃል ህወት የስምዓና ዲያቆን ሐውና ከምኡው ምሃበር ሰንበት.ዕድመን ጥዕናን.ጸጋን ይሃብኹም እወ ብሐቂ አዝዩ ደስ ዘብል እዩ ዘላለኩምና ናይ.ግብጺ ገዳማት አቦታትን አደታትን አገልገልቲ ናይ. ጎይታናን መድሐኒናን ኢዮሱስ ክርስቶስ.አገልገልቲ ነይ አደና ቅድስቲ ቁድሳን ድንግል ማርያም. ከምኡ ክአ ናይ መልአክቲን አዝዩ. ስሐብን መራክን እዩ:: ጸጉኡ የብዝሐሎም አሜን አሜን አሜን. 🙏🙏🙏❤❤❤💘💘💘💖💖💖💝💝💝💜💜💜💕💕💕
ቃለ ህይወት የስመዐልና ናይ ርህርህተ ህሊና ቅድስት ድንግል ማርያም በረከታ ይሕደረና አሜን👏💙
ቃል ሂወት የስዓልና (((3)))
ናይ ብሓቂ ዕድሌናታት ኢኩም ኣብቲ ናይ ቅድስተ ቅዱሳን ንጽህተ ንጽሃን ድንግል ማርያም ገዳም ኬንኩም ንዓና ድኩማት ሰባት ብረክት ተቀቡሉና ኣለኩም ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ እግዚኣብሄር ኣምላክ ሓይሊ ይሃብኩም ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ጽላላ ተንብረልኩም ኩሎም ቅዱሳን ይሓልውኩም ።
Amen amen amen kal hiwet yeasmalana 🤲🤲🤲💒💒💒🙏🙏🙏🙏
❤❤❤Deqi mahber tenafeqti😘❤😘 d.fache qale hiwet yesmealna nay agelglot zebenkum ybark❤❤❤❣❣❣😘😘😘
ብሓቂ ክንደይ ደሰ ክብል
ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡራት የሕዋትና ናይ እመ ብርሃን ኣደና ፀሎታን በረከታን ምሰ ኩላትና ይኩን ኣሜን✝️💟
ብሓቂ ክንደይ ደስ ይብል ፀጉኡ በረከቱ የብሐልኩም እግዚአብሔር ናይ ዘመን አገልግሎትኩም ይባረክ በረከታ ረዲአታ ናይ እመቤትና ቅድስት ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ይኩን
ኣሰይይይይ ቃል ሂወት የስማዓልና ዲያቆን ሓወይ ጸ ጉኡ ይብዘሃልኩም መደሓኒ ኣለም ኣቦይ ደቂ እመብርሃን ኣደይ ተሓልኩም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዕልና ደስ ዝብል ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም በረኸትን ረዲኤትን ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ኣይፈለየና ኣሜን
ተዓዊትልኩም በረከታን ኣማላድነታን ናይ እመኣምላክ ድንግል ማርያም ይሓልኩምን ይሓልናን!!!
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሓልኩም ይሕዋት
ኣሜን 3 ዝሓወይ የቐንየልና ንዓኻ ከኣ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ብጾትካ
በረከት ረዴኤታ አማላድነታ ፍቅራ ናይ ኣዴና ቅድስት ማርያም ምስ ኩላትና ይኩን
አስይይይይይ እልልልልልልል ቃል ሂወት የስማዓልና ደያቆን ሓወይ.በረክት እመብርሃን ምስ ኩላትና ይኩን።
ኣሜን ኣሜን ኣሕዋተይ ዘመነ ኣጎልጉሎትኩም አግዛቢሄር ኣምላኽ ይባርከልኩም ምስ ገዳም ኣቡነ ኣንጠንዮስ ከኣ አባ ኣላልዩና😊
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና።እግዚኣብሔር ዓስብኻ ኣብ ሰማይ ይሃብካ ሓዉና ኸምዚ ገርኩም ዝተረፈ ኣላልዩና።ግብጻውያን ኣቦታትና ሓበን ኦርቶዶክስ ዉሑዳት ግን ክንዲ ኣሽሓት ሰላም የብዝሓዮ።
amen amen amen nezi kudus bota qusqam nana ndukumat zerakumna bhaki egziabhier alak ybrkum❤❤❤🙏🙏🙏🤲🤲🤲
AMEN AMEN AMEN Kalehiwet ysmalna Egzabher amlakna xegau yebzhalkum ab xeletkum zekruna 🙏🙏🙏
ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡራት አሕዋተይ አሜን/፫/
Amen amen amen kale hiwet yesmalna ahiwatina. Egzabher amilak xegiu yebzihalkum. Nay adiena kidsti dingl mariyam bereketan redietan ayifeleyena amen. Eta mezmur eba sidedulna
እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም! ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ
ኣስይይይይይይ ደስ ዝብል ቃል ሂወት የስማዓልና ክብራቲ ኣሕዋተይ
Amen amen amen kale hiwet yesmealna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ካል ሂወት የስመኣልና በረክርትን ረዲአትን ናይ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣደና ምስ ኩሉና ይኩን ኣሜን
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም እግዚኣብሔር ይባርክ በረከት ኣማላድነት ናይ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ምሳኩም ይኩን እመ ኣምላክ በስደታ ትቤዘወና ስደትና የሕጽረልና ፈጣሪ ብሓቂ ከም'ዚ ነቲ ዝተረፈ ገዳማት ከተላልዮና ብስም እግዚኣብሔር ናይ ቅዱሳን መላእክቲ ተስፋና እዩ ነቶም እንዳ ረኣዮ ዝዓወሩ ካብ እምነቶም ዝወጹ ድማ ዓቢ ምስክር እዩ እሞ ቀጽልዎ የሕዋተይ ብሩካት ።
Amen amen amen 🙏 kale Hiwet yesmealna egziabhier nay agelglot zebenukum ybark
በሓቂ ደስ ዘብል እዩ ኣሕዋት የቀንየልና። በረከት እመ ብርሃን ምስ ኩላትና ይኩን።
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና አሜን አሜን አሜን
Amen amen amen nay bahaqi qalehiwet yesmeana KBR hawuna⛪👏👏👏👏
Kal hiwet yesmalna kubrat ahwatey ab xelotkum zekuruni amen
በረክታን አማልድነታና ናይ ኣደና ደንገል ማራይ ም ይሕደረና አሜ ን አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ኩቡር ሓውና ናይ ዘመን ኣጎልጉሎትኩም ይባርክ ኣምላክ
Amen amen amen amen 🙏🙏🙏 kale hiwet yesmaaelna yehwatey
ኣዝዩ ደስ ዘብል ስራሕ አምላኽ ፀግኡ የብዝሓልኩም ማሕበርና።
Amen qalu hiwet yasmalna tsegu yabzhi eigziabher Amleki 💒🙏💒🙏💒🙏❤❤❤
Amen amen amen Qal Hiwet yesmealna bereket adena kdsti dngl maryam ms kuluna hzbe krstyan ykun
እግዚኣቢሄር ኣምላክ ናይ ዘመን ኣጎልጉሎትኩም ይባርክ ፡ ኣብ እምነትና ከኣ ጽንዓትን ሓይልን ይሃበና ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ።
እግዚአብሔር ፀግኡ የብዝሕልኩም ኣሕዋተይ በረከቶም ይሕደረና
ቃለ ሂወት የስምዓልና የሕዋት ጸግኡ የብዝሓልኩም
AMEN AMEN AMEN Qale hewete yesemalena 🤲🤲🤲
Kale hiwet yesmealna
Bereketn teredaenetn eme Brhane qdste qudusan ade goyta dngl Maryam ms kulna ykun. Amennnnnnn
ቃል ሂወት የስማዓና ናይ ባሓቂ ደስ ዘብልዩ
qal hiwet yesmealna egziabhier amlak xegue yebzhalkum
Amen amen amen kalehiwet yesmealna btaemi xbuk kexlwo xegeub yebzehalkum
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከት ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ይክፈለና ነዓኩም ከኣ ጸጉኡ የብዘሓልኩ እግዚኣብሄር ተዋህዶ ትንበረልና ንዘላኣለም✝✝✝💖💖💖
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna yhwat dnglay xelotiki ayfeleyna 🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰qexlo hadra
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና ረድአታ በረከታ ኣይፈለየና አሜን
Amen amen amen qal hiwet yesmalna egzabher amlak xegu yebzahlukm hawna
ቃል ህይወት የስሚዐልና እግዝአብሔር ይባርክኹም የሕዋት እመበቴ ማርያም ምሳኹም ትኹን አሜን
Amen egziabiher nay agolgulet zebenkum ybark egziabiher nabau yebkeana
ትዓዲልኩም ክንደይ ደስ ይብል ተመስገን ነዚ ቅዱስ ቦታ ክንርኢ ዝፈቀድካልና ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ክብሪ ምስጋና ንዓኻ ይኹን እመ ብርሃን አዴና በረከትኪ አማላድነትኪ አይፈለየና ወለላይቱ 🙏🎚⛪
Amwn amwn amen qal hiwet yesmana burkat yehwat nay agolguletkum zemen ybarek
qale hiwet yesmalna kubur hawna bereketn redietn nay kdste kudusan dngl maram mskulatna hzbe krstan ykun 🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኩቡር ሓው።
ካልእ ገዳማት ግብጺ ኣላልየና።
ብጣሚ ብዙሓት ገዳማት እዮም ዘለው።
Amen Amen Amen kalhiwet yesmalna
Amen amen amen kale hewet yesmealna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና በረክታን ጸጋ ረዲኤታን ናይ አመብርሃን ምስ ኩሉና ህዝበ ክርስትያን ደቃ ይኩን ኣሜን
ቃል ሂወት የስምዓልና ናይ ብሓቂ ዕድለኛታት ኢኩም ኣብዚ ናይ ስጋ ስደትና ከዚ ክትበጽሑ ምብቃኩም ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም።
አሜን ቃል ህይወት የስምዐልና ጽጋ የብዝሓልኩም ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩኒ!!!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸጉኡ የብዘሐልኩም የሕዋተይ በረከቶም ይሕደረና👏✝️💟
ቃል ሕይወት የስመዓልና በረኸት ድንግል ማርያም ይኽፈለና። እግዚኣብሔር በረኸቱ የዕዝዝአልካ።እዚ ገዳማት ናይ ምልልላይ መደብ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣሎ፡ንከታተሎ ኣሎና።ብጃኻ ነዘን ኣብ ግብጺ ዝርከባ ገዳማት በብሓቲ ኣርእየና ።ዝነኣድ ስራሕ።ኣስማት ናይ እቶም ዘላልዩኻ መነኮሳት ምልላይ ከኣ ጽቡቅ ይመስለኒ።
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ብሓቂ ክንደይ ተዓዲሎም እዮም😥
Amen amen amen qale hiwet yesmealna tselotan bereketan dingl weladite amlak adey ayfeleyena
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዲያቆን ሃውና ጸጉኡ የብዝሃልካ ፈጣሪ
Amen amen amen qal hiwet yesmalna ahwateyyy
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣሕዋተይ ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ በረከትኩም ይሕደረኒ አሜን
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealina
Amen amen amen qal hiwet yesmalna
እግዚአብሔር ይመስገን
አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዕልና
አዱና ቅድስት ድንግል ማርያም ትባርካ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣብዚ'ዩ ደስዝብል መደብ ሌላ ገዳማትና ቀጽልዎ....
ወየሁ አምላኬ ኡፋ ሲያምር ተመስገን ይሄን ያሳየሀኝ
Egziabhier ymesgen Nay dngl mariyam redietan bereketan ayfelyena 💒❤🙏
Amen Amen
Amen amen amen xelotan bereketan nay kdste kudsan dngl mariam ms kuluna hzbe krstian ykun
Aseyyyy ደስ ክብለካ ቃል ሂወት የስምዓልና!
ከም ፍቃድ ኣምላክ እባ ዛ መዝሙር ሊከ ግደፍለይ
Selam yehwatey mareyy eza Mezmer sedudlna eba kem feqad egzaber
እግዚአብሔር ይመስገን እግዚአብሔር ፀግኡ የብዝሐልኩም ናብ ደጅኺ አብቅዕና እመቤቴ ቅድስት ድንግል ማርያም
Kbret yhabeley. Kemzi. Gerkum alalna. AMEN
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏 qale hiwet yesmalna kubur hawna ❤❤❤
ቃለ ህይወት የስማልና በረከት ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም የካፍለና ኣሜን
አሰይይይይ አነስ ኦርቶዶጉስ ተዋህዶ ምኻነይ ብጣዕሚ እየ ዝሕጎስ ቃለ ህይወት የስምዐልና ክቡር ሓዉና ዓሲ ድኻምካ እግዝአቢሔር ይኽፈልካ 🤲🤲🤲
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ሓወና
Amen amen amen klle hiwet yesmana⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️
Kal hiwet yesmalna egzabiher amlk xegu yebzhalkum
Nay agolglot zemenkum ybarkelkum