ጀነራል ወዲ ኣሸብር መን እዩ ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ส.ค. 2024
  • #tigray #ሰማእታት #tdf #tegaru #tigrignamusic

ความคิดเห็น • 63

  • @danielbitew4335
    @danielbitew4335 8 หลายเดือนก่อน +5

    Thank you, my beloved hero General Teklai Ashebir! For being so brave. I have the most respect for our generals and TDF fighters. Rest in peace to all those who sacrificed their lives to keep us safe!!

  • @gidayfantaye7803
    @gidayfantaye7803 7 หลายเดือนก่อน +1

    ተመስገን ፣ነዉ ፣ትግራይ❤❤❤

  • @ST-tq9el
    @ST-tq9el 8 หลายเดือนก่อน +2

    General🫡 thank you for all you did for tigray. Without your brilliant guidance and intelligence, our people wouldn't be here. THANK YOU!!

  • @Tom-lg1uf
    @Tom-lg1uf 8 หลายเดือนก่อน +2

    ዋላ ታሪኽ ወዲ ኣሸብር ብማንካ ዝተገለፀ እንተኾነ ብጣዕሚ ፅቡቕ ጅማሮ'ዩ። የቐንየልና ጀጋኑና። ክብሪ ንዝግብኦ ክብሪን እንትንህብ ጥራሕዩ ሰላም ዝዓስል። ዝኾነ ጉድለትን ጌጋን እናቖመልካ ብገለ ኮሓሎ መሲሎም መንቆሮ ዝግበር ዘሎ ወፍሪ ፀለመ ኣብ ልዕሊ ጀጋኑና ግን ዓገብ ክብሃል ይግባእ! ዘይጋገ ከም ዶንጎላ አብታ ዝተቐመጣ ዘይንቀሳቕስ ጥራሕ'ዩ። ክብርን ሞገስን ንኹሎም ስውኣትን ህልዋትን ጀጋኑ ትግራይ።

  • @zeegebru5059
    @zeegebru5059 8 หลายเดือนก่อน +2

    We are proud of you!! Instead worshiping nonsense saints in Tigray, we should respect for life this kind of brave Tigrayan. Thanks ❤

  • @BrktiGeb
    @BrktiGeb หลายเดือนก่อน

    ጅግና ወዲ ትግራይ ኣብ ኲናት ኩልኻ ኣይምወትን ወላ ብዙሓት ጅጋኑና ዝተሰውኡ እንተኾኑ ሕድሪ ስማእታትኩም ተሸኪምኩም ክሳብ ሒዚ ኣብቃልሲ ዘለኹም መፈፅምትኡ ሰላም ይርእየና ክቡራት ጅጋኑና❤❤❤ሽምኩም ደጋጊመ ፀዊዐዘይፀግቦ። ጅግና ወዱ ኣሸብርድጊመዝብሎ ብናይማንም ባንዳታትኣንድበት ሽምኩም ዘይለዒል ምኻኑ ይፍለጡ ሕርርይበሉ

  • @Nakfa-Erdina
    @Nakfa-Erdina 8 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷 EZI EINDYU SERAWIT TIGRAY MENESEIAT BIDHRI TEMELISOM. KITELOM TEKUSELOM EILU ZIKETELOM. 🌕 EWAY TIGRAY WERIDUWA ZELA MEAT 🌕🇪🇷

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh883 8 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abadittsegay3303
    @abadittsegay3303 8 หลายเดือนก่อน +1

    እንዃዕነይ!!!!

  • @samsomtesfamaryam2138
    @samsomtesfamaryam2138 8 หลายเดือนก่อน

    ወዲ ኣሸብር እቲ ጅግኛ መቅሰን ሓቀና ትግራዋይ ዕድመ የሃቦ ❤

  • @HdG-ul8ur
    @HdG-ul8ur 8 หลายเดือนก่อน +1

    ጂግና ወዲ ህዝቢ

  • @andayaman4097
    @andayaman4097 8 หลายเดือนก่อน +2

    ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ተጋሩ ዘጥፉኡን ንህዝቢ ትግራይ ኣደዳ ጥሜትን ልመናን ዝገበሩ ክትሓፍሩሎምዩ ዝግብኣኩም ማዕከን ድንቁርና።

    • @HdG-ul8ur
      @HdG-ul8ur 8 หลายเดือนก่อน

      መግለፂ ድንቁንራካ ኢካ ትገልፅ ዘለካ

    • @danielbitew4335
      @danielbitew4335 8 หลายเดือนก่อน

      Guhaf, chenawi, Mehyem HGDEF. Stay in your barren land, where Ethiopia produces cheap soldiers.

  • @samigereziher
    @samigereziher 8 หลายเดือนก่อน +1

    ጅግና ተጋዳላይ ❤❤❤❤❤👌

  • @tigrayarmy2293
    @tigrayarmy2293 8 หลายเดือนก่อน +1

    Good job keep up the good work.

  • @FantaneshB
    @FantaneshB 8 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you for all jeganuna

  • @BrktiGeb
    @BrktiGeb หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @allbaad6689
    @allbaad6689 8 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤ጅግና

    • @Samib-
      @Samib- 8 หลายเดือนก่อน

      ነዛ ፅሕፍቲ እዚኣ ተንብቡ ኣምላክ ገፁ ኣድናን ዓድናን የርአና ኣሕዋተይ ስደትና የሐፅሮ ናይ ግርማ ኣድ ኣቤተሰብ ኣብዚ ዘለኹም 😍 ፕሮፋይለ ኣቲኩም ካኣ ሳብክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋት🙏🙏🙏

  • @berhanekidane8604
    @berhanekidane8604 8 หลายเดือนก่อน +1

    ተጋሩ መወዳደርቲ ዘይብሎም ጀጋኑ

  • @fitsumfisha9058
    @fitsumfisha9058 8 หลายเดือนก่อน

    Tigray,adi,jeganu❤

  • @alganeshhagos5391
    @alganeshhagos5391 8 หลายเดือนก่อน +1

    My hero ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @rishanbitow3197
    @rishanbitow3197 8 หลายเดือนก่อน +1

    ❤️❤️💪❤️💪❤️💪❤️❤️❤️❤️❤️

  • @eradaerada1089
    @eradaerada1089 8 หลายเดือนก่อน +1

    Jeganuna kbri neakum❤❤❤❤❤

  • @user-ur1sh6kl8r
    @user-ur1sh6kl8r 8 หลายเดือนก่อน +1

    💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @agamezeru4005
    @agamezeru4005 7 หลายเดือนก่อน

    Wedi ashebir, jigna wedi hzbi..

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 7 หลายเดือนก่อน

    ወዲ አሸብር ማለት ምንም ልምድን ተመክሮን ዘይነበሮም ህጻውንቲ መናእሰይ አብ ጭፍራ አብ ካሳጊታ ዘጨፍጨፈ ብተደጋጋሚ ብሐንቲ መስመር እተው ናበሉ ዘህለቀን ዘወደአን ጨካን አረሜን እዩ። ንዜና ዓወት ክብል መናእሰይ ዘጨፍጨፈ ብደም ዝጠልቀየ ጨካን እዩ ።

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700 8 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks ❤❤❤😂😂😂

  • @AfariMadSleuthExportedSalt
    @AfariMadSleuthExportedSalt 8 หลายเดือนก่อน +1

    ዕቩድ ከልቪ

    • @danielbitew4335
      @danielbitew4335 8 หลายเดือนก่อน

      Chenawi, hassad, hasawi HGDEF! Be quiet. Jealousy is a terrible disease. Get well soon, haters.

  • @aatsedemekebeb2494
    @aatsedemekebeb2494 8 หลายเดือนก่อน

    We Respect your our best hero 💙👏❤❤ God bless you .

  • @samigereziher
    @samigereziher 8 หลายเดือนก่อน +1

    😍😍😍😍😘😘😘

  • @millionkubrom7961
    @millionkubrom7961 5 หลายเดือนก่อน

    Serihu ykewun u gn ms shabiya ayserhn u

  • @KbromGurum
    @KbromGurum 8 หลายเดือนก่อน

    ዓወት ወዳጅ

  • @mebrahtuhadgu7215
    @mebrahtuhadgu7215 8 หลายเดือนก่อน

    ተኽላይ ኣሸብር ከምቶም ብስልጣን ሰኺሮም፡ህዝቢ ትግራይ ረሲዑ ኣብ ስርቅን ዝምታን ዝተጸመደ፡ህዉሓት ካብስልጣን ምስ ተሰጉ ፡ ጥቕሙ ስለዝጎደሎ፡ንጥቕሙን ረብሕኡን ክብል፡መንእሰያት ኣብ ሓዊ ጠቢሱ፡ንክንዲ ደቂ ደቁ ዝኮና ደቂ ኣንስትዮ፡ሓሓርዩ ይዉሸመን ዝነበረ፡ሓደ ካብቶም ብደም ደቅና ክሕተት ዝግብኦ ሰብ እዩ።

    • @danielbitew4335
      @danielbitew4335 8 หลายเดือนก่อน

      Hasawi leba! Wutaf neqay! Stop believing in conspiracy theory. You lie to demonize any chance you get.

  • @wediwelday7862
    @wediwelday7862 8 หลายเดือนก่อน

    💪💪💪💪

  • @Yohannesgebre29
    @Yohannesgebre29 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @filimonmebrahtu2812
    @filimonmebrahtu2812 8 หลายเดือนก่อน

    Tgray seb siena😂😂

  • @filimonmebrahtu2812
    @filimonmebrahtu2812 8 หลายเดือนก่อน

    Ntgray zey mewut belo zbele dyu 😂😂

  • @user-cs6oc3ej4m
    @user-cs6oc3ej4m 8 หลายเดือนก่อน

    ሽዕብያ ዳኣ ስራኣ ኣፍቲሑ ቀምሽ ኣልብሱ ኣብ ጉብጥሽ ዘእተዋ ወያነ ባዶ ገረወይና እያ

  • @user-xg9qd9mh6t
    @user-xg9qd9mh6t 8 หลายเดือนก่อน

    armi 42 ahwatna be dihur silti kunat awediewom. kalie tarik yeblun ezi hitsanat miwdae embey

  • @binyamygizaw6680
    @binyamygizaw6680 8 หลายเดือนก่อน +1

    ሚሐ ጽቡቅ ስም እዩ ለለካ
    ግን ወዲ ኣሸብር ኣብ ትግራይ ህጊ ተልህሊ ወንጀለኛ ምኾነ ነይሩ . 1991 ዐ.ም ኣብ ጸሮና ልነበረ ውግእ ክንደይ ኣጥፊእና እዩ ኣነ ልነበርኹሉ እየ ልምስክር ለለኹ .ናይ ኸዝለ ኣብ ጭፍራ ።ብሽኸት ( ምላዛት) ኣብ ልነበረ ውግእ ክደይ ሃዱሽ ምልምላት ላእተየ ኣወዱኡ እዩ ።
    2 . 1 ሚልዮን ሕዝቢ ለጥፈኣ መራሒስ ጅግና ትብልዎ ልገርም ድንኹርና እዩ ።
    ሰብ እዚ ት.ድ.ኤፍ። ውቁዐት እናረእዮም ገዲፍኩምዎን ንዑ ክንምለሶም ኢና ኢሉ ኣብ (ምላዛት ) ልበሃል ቦታ ሓዲግዎም ከይዱ ካብ 11 ውቑዐት 3 ተሪፎም ትህዝቢ ኣድሂንዎም እዩ ።
    እሞስ ህደጉና ኣብዚ ላመጻኹም ድንቁርናኹምን ኣይትሓሽውና😮😊

    • @danielbitew4335
      @danielbitew4335 8 หลายเดือนก่อน

      Oh, really! Poor you! Nice try. Hasad, hasawi HGDEF! Sit in the corner. Your inferiority cmplex is astounding.

  • @user-gf2xv1zd9v
    @user-gf2xv1zd9v 8 หลายเดือนก่อน

    awe azom kulom jeganu zefreyet adi hezi kemey ala zbl gin wala hade merahi yelen

  • @mashogher
    @mashogher 8 หลายเดือนก่อน +1

    ሳሞራ ግን ትግራዋይ ድዩ ???

  • @Wellaitay
    @Wellaitay 8 หลายเดือนก่อน

    ጀነራል ወዲ ኣሸቢር ሰገናት ትግራይ ዘህለቐ፡ ልሓንቲ ስርሒት ብኣሽሓት መንአሰያት አና ጠጠቕ ልድሕሪት ዚበል በሉዎ አና በለ ልትግራይና ባዶ ለቕረያ ሰብ አዩ።
    ቲግራይና ቲስዕር

    • @danielbitew4335
      @danielbitew4335 8 หลายเดือนก่อน

      Guhaf, hasawi. Lying is in your DNA!

  • @demozgebremedhin
    @demozgebremedhin 8 หลายเดือนก่อน

    ካብ ኢ/ያ ሰራዊት ዝወፀ ብ1995ዓ/ም እንተይኮነስ 2003 ዓ/ም እዩ

  • @coneralgera5900
    @coneralgera5900 8 หลายเดือนก่อน

    ተኽላይ ጀግና ሓበን ትግራይ እዩ ምስቲ ዝብኢ በላዕ ብፆቱ ኳርተር ተዳቢሉ ክቐርብ አይግባእን ሰብን ዝብእን ሓደ አይኮኑን

  • @hadgu2562
    @hadgu2562 7 หลายเดือนก่อน

    ወደ ሸቢር ኣብ ኩናት ጾሮና 1999 ፉሉይ ቦታ ኢግሪመኸል ኪፍለሰራዊት 20 ቢሙለኣ ኣብሩባታት በለሳ ኪሳብ ኪለሊዕ 70 ታንኪታን ኒ ሻዕቢያ ኣረኪቡ ዚሃደመ ኢሞ። ቢጻድቃን ኒሞት ተፈሪዱ ካብስውራዊት ተሰጉጉ ቢዝሰረቆ ገንዘብ ኣብዝለዓለ ሃፍቲ ዚተሰቅለ ጀነራል ኢዩ። ኣብዚ ኩናት ኢዚከኣ ኒቲግራይ ዘይመዉት ቢጢይትኩም በሉዋ ኢንዳበለ ኪንደይ ወዲ ድኻ ዘህለቀ ፈካሪ ጀመራል።

  • @Samib-
    @Samib- 8 หลายเดือนก่อน +3

    ነዛ ፅሕፍቲ እዚኣ ተንብቡ ኣምላክ ገፁ ኣድናን ዓድናን የርአና ኣሕዋተይ ስደትና የሐፅሮ ናይ ግርማ ኣድ ኣቤተሰብ ኣብዚ ዘለኹም 😍 ፕሮፋይለ ኣቲኩም ካኣ ሳብክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋት🙏🙏🙏

  • @HailemariamTesfay
    @HailemariamTesfay 8 หลายเดือนก่อน

    ሓሰዉቲ
    ዓቕሚ የብሉን

  • @haileteklemar5698
    @haileteklemar5698 8 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ጉድጋድ ኮይኑ ቦሉው ብድርህሪት ዘቢል አዩ

    • @danielbitew4335
      @danielbitew4335 8 หลายเดือนก่อน

      Hasawi, guhaf. Be quiet! Everything you say is a lie.

  • @user-jo4oe2ph8h
    @user-jo4oe2ph8h 8 หลายเดือนก่อน

    ወዲ ኣሸብር ካብቶም 6 ጄነራላት ንትግራይ ዝካሓዱ ሓደ እዩ ንTDF ብብደዐ ዝፃረፍ ባዕለገ እዩ!

    • @danielbitew4335
      @danielbitew4335 8 หลายเดือนก่อน

      Kondaf, hasawi. You would say anything that suits your purpose. Stop believing in fairytale.

  • @Nakfa-Erdina
    @Nakfa-Erdina 8 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷 EZI EINDYU SERAWIT TIGRAY MENESEIAT BIDHRI TEMELISOM. KITELOM TEKUSELOM EILU ZIKETELOM. 🌕 EWAY TIGRAY WERIDUWA ZELA MEAT 🌕🇪🇷

    • @moe3000
      @moe3000 4 หลายเดือนก่อน

      Loqmatse, hatela shabia