ወርቂ ዓይኑ - 7ተ ክፍላተ ሰራዊት ሻዕብያ ዝተሓምሸሻሉ ዓውደ ውግእ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024
  • #tigray #ሰማእታት #tdf #tegaru #tigrignamusic

ความคิดเห็น • 238

  • @user-bp5ye2rh6f
    @user-bp5ye2rh6f 7 หลายเดือนก่อน +6

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉የኔ ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክብርን ሞጎስ ንጀጋኑ ኣያታትይይ ንኣሕዋተይንን❤❤❤❤

  • @user-du5hg8id7i
    @user-du5hg8id7i 7 หลายเดือนก่อน +5

    ❤ጀጋንና ቃልክም አይትዕብርን ጀጋኑ ትግራይ

  • @user-wr5ym5qt3x
    @user-wr5ym5qt3x หลายเดือนก่อน +1

    ጀጋኑና ዘይሓልፍ ዝመስል ሓልፍኹም ብጀግነነትኹሙን ብፈጣሪ ሓይልን ወፅዓኹምን ድኻምኹሙን እካዕ ዘየጣፈእልኹም ደቅኖዋ❤🎉🎉

  • @kahsaygra2742
    @kahsaygra2742 7 หลายเดือนก่อน +4

    ፅቡቅ መዝገብ እዩ ካብዚ ብዝበለፀ ኣስፊሕክም ክተቅርቡልና ንፅበ።ዝክርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ክብሪ ንኹለኹም ሰራዊትና

  • @meronmekonen8828
    @meronmekonen8828 7 หลายเดือนก่อน +1

    🎉 ፅላል ንገባሪ ፅቡቕ ሰራዊት ትግራይ!!! ንሓይልታት ሸፋቱ ወረርትን ወትምኽሕትን ናብ ሓመኹሽቲ !!! ኣሜን🎉

  • @danielgebrewahd7328
    @danielgebrewahd7328 7 หลายเดือนก่อน +4

    ታሪኽ ጸሓፊ ልፍዓተይ ተስፋ ብርሃነ ገብረክርስቶስ

    • @abrahaleytewelde9290
      @abrahaleytewelde9290 7 หลายเดือนก่อน

      ኣብዚኣ ኣነ ተሳቲፈ እየ ንሕና ካብ ፅጌሬዳ ተበጊስና ብኣልዓሳ ጌርና ንገረብግባን ቶጎጋን ሓሊፍና ንማርያም ዶንጎላት ዓዲዓብሶ ከቢድ ኩናት ኣካይድና ኢና።

    • @kidane6417
      @kidane6417 7 หลายเดือนก่อน

      Xawxaway 😂😂😂😂

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 7 หลายเดือนก่อน +4

    ስላም ፅቡቅ ታሪክ ትስንድ አለካ ድምፂ ቲሂቱ

    • @miheentertainment
      @miheentertainment  หลายเดือนก่อน

      ክንእርም ኢና 👏👏👏

  • @andemeskeltekleweini9970
    @andemeskeltekleweini9970 7 หลายเดือนก่อน +1

    መቸሞ ባዕልኺም ኢኹም ትርከሱ ክክክክክ ኣብ ዝሓለፈ ግዜ እኮ ባዕልኹም ንመራሕትና ከነድሕን ክፍለሰራዊት ሙሉእ ከፊልና ኢልኩሙና ኣብ ወርቂ ዲኖ 🇪🇷💪

  • @yonastekeste4671
    @yonastekeste4671 7 หลายเดือนก่อน +2

    ምኳን 45 ታንክታት'ኳ ሃደ ቆልዓ ዝደምሰሰ ደኣ እንታይ ኮንኩም 7 ክፍለ ሰራዊት ዘይትድምስሱ። ሻዕብያ መጸ ብዝሰማዕኩም ክትሃድሙ ኣሕሊፍኩሞስ ክንድኡ ከኣ ደምሲስኩም።

  • @MTecle-t5r
    @MTecle-t5r 7 หลายเดือนก่อน +2

    እንዳጃህራ ድራሮም ጸሞም ዝሓድሩ ርኹሳት ለከምቲ ህዝቦም

    • @dessubelay7016
      @dessubelay7016 7 หลายเดือนก่อน

      ሞግዚት ታዴኻ ኣፍሊጥካ ሓቀኛ ታሪክ እዩ

  • @baqr4383
    @baqr4383 7 หลายเดือนก่อน +1

    Hasawti Shefatu

  • @thanksgodforeverything8949
    @thanksgodforeverything8949 7 หลายเดือนก่อน +7

    Kkkkkkk ata men kehafrelkum eiyu 1.5 million axnitkum

    • @Berihiley-cw4uc
      @Berihiley-cw4uc 7 หลายเดือนก่อน

      120ሚለን መን ደው አቢልው ጠራጢ ሕፈር ንባዕልካ

    • @asmelashtesfay5931
      @asmelashtesfay5931 7 หลายเดือนก่อน

      ጓሓፍ ሃዳሚ ከማኻ ዳአ ዘይሃደምና

    • @HabenHaile-tf7xb
      @HabenHaile-tf7xb 2 หลายเดือนก่อน

      ካብ መላእ ህዝቢ ክጠፍእ1.5 ምኽፋል ንድሕነት ህዝቢ እዩ ንስርቂ ጀሪካን ኣይኮነን

  • @michaelzere8780
    @michaelzere8780 7 หลายเดือนก่อน +1

    አንታ አንታ 7 ክፍለ ሰራዊት አብ ሐደ ሰሙን ተትድምስሱ ዳአ ከመይ ጌርኩም ተሳዒርኩም ዕጥቅኹም ፈቲሕኩም

  • @KhanKhan-xw1hn
    @KhanKhan-xw1hn 2 หลายเดือนก่อน

    አይስስስ ጀጋኑና❤❤❤

  • @Wedi.22haile.weyanay
    @Wedi.22haile.weyanay 7 หลายเดือนก่อน +1

    እድመ ን TDFይ ጀጋኑ❤❤❤❤❤

  • @simonmengstab2620
    @simonmengstab2620 7 หลายเดือนก่อน +3

    Klae bexsbx hasewuti 1000000 million menesey tigray regifu si hasot hji

  • @tsiyonawiAxumawi
    @tsiyonawiAxumawi 7 หลายเดือนก่อน +1

    ጀጋኑና

  • @hagosyohanns9443
    @hagosyohanns9443 7 หลายเดือนก่อน +1

    ቲግራዋይ ክሑሱን፡ ኣብ ቲክቶክ ክስዕሽዕን ዩ ተፈጢሩ።

  • @kibromgoitaom6001
    @kibromgoitaom6001 7 หลายเดือนก่อน

    ሕጅውን ዘድሊ ምድላዋት ጌርኩም ፅረጉልና ጀጋኑ ሰራዊትና:: ብዝተኸፈለ መስዋእቲ ኣይንጠዓስን

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 7 หลายเดือนก่อน +1

    ወርቂ ዓይኑ ተባዕ አመራራሓ

  • @dendeneritrea9494
    @dendeneritrea9494 7 หลายเดือนก่อน +2

    7 ተ ክፍለሰራዊት? ቅቅቅቅቅቅቅቅቅ

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 7 หลายเดือนก่อน

    ህዝባዊ ሰራዊት ትግራይ ልፍንታውያን አእላፍ ወረርትን መወልቶሙን ዝሕፈረ ጅግና ሰራዊት

  • @Tsehaye-tp9mn
    @Tsehaye-tp9mn 7 หลายเดือนก่อน +2

    ክብሪ ሞገስን ንጀጋኑና ❤💛❤️💛❤️💛❤️💛💐💐🌼🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @abielsolomon6322
    @abielsolomon6322 7 หลายเดือนก่อน +2

    መግለጺ የብልካን ህዝቢ ትግራይ ብጅግንነትካ

  • @adhanombeyene81
    @adhanombeyene81 7 หลายเดือนก่อน +1

    ደፊኖምና በሉ ተጋሩ

  • @user-nc1wr4ni8z
    @user-nc1wr4ni8z 7 หลายเดือนก่อน +1

    Gs hasawi

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 7 หลายเดือนก่อน

    ወርቂ ዓይኑ ወዲ ህዝቢ ትግራይ

  • @hanstesfu3624
    @hanstesfu3624 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዳግማይ ታሪኽ ወርቂ ዓይኑ ፡ኣብቲ ኣብ ሳሕል 6ይ ወራር ኣብ ዝነበረ ካብ ታባ እስፓርታክስ ፡ሮረት ኢትታሓልበብ ሓሙኽሽቲ ጫፍ ናይ ናሮ ፡ ህግ ንምድሓን ነቶም ንሱ ጠርኒፍዎም ዝመጹ ሓይሊ ህላዌና ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ክዕወት ብተወፋይነት ብትብዓት ክንሰርሕ ኣለና ዝበላ ቃል፡ሕጂ ውን ብግብሪ ደጊምዋ ወርቂ ዓይኑ፡እቶም ኣብ 6ይ ወራርን ሕጂ ኣብ ክባን ዕጽዋን ዝተሳተፉ ብሂወት እንተለው ፡ሓቀጛ ምስክርነቶም ክህቡ ይላቦ።እንተ ኣለኻ ካሕሱ፡እንተ ኣለኺ ብርዛፍ ፡ኣስማቶም ክዝክሮም ዘይካኣልኩን፡ካብ ሻዕብያ ሚኪኤል ዳንጩ ኣብርህድም ዓፋን፡ወዲ ብቀ ካሎኦትን።ወርቂ ዓይኑ ጅግና ኣብ መትከሉ ነቕ ዘብል ጅግና እዩ፡ካብቲ ባሕሪ ብጭክፋ እዩ

  • @ephremgebrehiwot485
    @ephremgebrehiwot485 7 หลายเดือนก่อน +1

    ሓሶት ባህላዊ ጸወታ ትግራይ! 7 ክፍለሰራዊት ሻዕብያ ኣብ ሓደ ኪናት ካኣትዋ ኣብ ግንባር ባድመ ቅድሚ 20 ዓመት ኢዩ። ኣብ እንዳ 29 ክሰ በርቂ ዝበሃል ኣዛዚ ሰራዊት የለን። ሰራዊትና ላምባ ኣፍስዩ ክልልክን ናይ መልቀስን ቁዛማን ቀይርዋ ኢዩ።

  • @BahreNeGash
    @BahreNeGash 2 หลายเดือนก่อน

    Where were you when the Eritreans were marching in Mekelle, Tigray?

  • @user-no7fm3gk1c
    @user-no7fm3gk1c 7 หลายเดือนก่อน +2

    Hasawy hdamiy

  • @dkg4657
    @dkg4657 7 หลายเดือนก่อน

    Shaebia Forever

  • @danielwoldu1855
    @danielwoldu1855 7 หลายเดือนก่อน

    😢አነ ወርቅአይኑ ብደንቢ እፈልጦ አየ ጅግና እዪ

  • @TekaHaile-hu3wh
    @TekaHaile-hu3wh 7 หลายเดือนก่อน +3

    Eway agame hasote 7 kifleserawite malet 21,000 malet u ay agame qondafe

    • @genygen5351
      @genygen5351 7 หลายเดือนก่อน

      90 000 Eritrean youth are in Tigray mountains brother! what do you think it was? it was a war! ABEY ALEWU AHWATEY ELKA HITET!

    • @TekaHaile-hu3wh
      @TekaHaile-hu3wh 7 หลายเดือนก่อน

      @@genygen5351 sire sahabya ko rikayo eka qola tenben kisab tihadem abo Texhaye seyume mesfen died abey kola tenben

    • @AaA-nq7il
      @AaA-nq7il 7 หลายเดือนก่อน

      ባርያ🙃🇪🇷🙃🇪🇷🙃🇪🇷🙃

    • @yerusalemdagnew313
      @yerusalemdagnew313 7 หลายเดือนก่อน

      camlake dirty

  • @user-yy1ev6hl6h
    @user-yy1ev6hl6h 7 หลายเดือนก่อน

    ወርቂ ዓይኑ ጀግና እዩ ናይ ሁርሶ መራሒ እናሃለየ ይፈልጦ እየ

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew6142 7 หลายเดือนก่อน

    ናይ ምህላውን ዘይምህላውን ወዶ ተጋሩ ዘመስኸረ ዓብይ ነጥቢ መቀይሮን አብ ታሪኽ ዓለም ዘይተካየደን ውሕሉልን መዳርግቲ አልቦን ናይ ተጋሩ ልዕልናን ምጥቀትን እተርኣየሉ መድሕና ወፍሪ ኢዩ ነይሩ !!2👌✍️🤝💪💪💪✌️✌️✌️

  • @samsonsamson5465
    @samsonsamson5465 7 หลายเดือนก่อน +2

    አጋሜ ስርቅን ሀስትን ናትኩም እያ

    • @user-jd2gu5jl8w
      @user-jd2gu5jl8w 7 หลายเดือนก่อน

      እቲ ናታስ ንዳሐማታ ክበሃል ዶ አይሰማዕካን እኻ😅😅😅

    • @samsonsamson5465
      @samsonsamson5465 7 หลายเดือนก่อน

      @@user-jd2gu5jl8w አብ ትግራይ ንመአልቲ ክንደይ ሰብ ይስረቅ ይፍጋዕ ብካራ ክይተረፈ ሰብ ይክተር

  • @HiruyHira
    @HiruyHira 7 หลายเดือนก่อน

    💪 💪 💪 tigray forever

  • @nanutasew42
    @nanutasew42 7 หลายเดือนก่อน

    Tigray God bless ❤️🙏

  • @esraelsolomon1560
    @esraelsolomon1560 7 หลายเดือนก่อน

    Shabya for ever

  • @SegenLilay
    @SegenLilay 7 หลายเดือนก่อน +1

    Ata eti kfle serawit tfeltwo dikum akilkum zeykone tarik nezi hzbi aytedenagrwo

  • @nanutasew42
    @nanutasew42 7 หลายเดือนก่อน

    TDF🐆🐆🐆🐆🐆❤️

  • @wediMezgbi
    @wediMezgbi 7 หลายเดือนก่อน +2

    Tdf🙏🙏🙏❤

  • @SolemenketyeblBelchaw-hf9zd
    @SolemenketyeblBelchaw-hf9zd 7 หลายเดือนก่อน

    ጀግና ተጋሩ

  • @hiritighebreselassie1546
    @hiritighebreselassie1546 7 หลายเดือนก่อน +2

    አሰይ ጀጋኑ ❤️🙏🏾👏🌺🌺

  • @FkaduBirhaneYigzaw
    @FkaduBirhaneYigzaw หลายเดือนก่อน +1

    Jgina eka ntdf adinko

  • @Tesfa-14
    @Tesfa-14 4 หลายเดือนก่อน

    Wow good hasot tegaru hasewti 1 5 million ⚰️⚰️⚰️⚰️⚰️😂😂😂😂😂

  • @FkaduBirhaneYigzaw
    @FkaduBirhaneYigzaw หลายเดือนก่อน

    Kemaka jgina afiro

  • @hiritighebreselassie1546
    @hiritighebreselassie1546 7 หลายเดือนก่อน

    ግርም ❤️💛❤️💛

  • @solomonzere4294
    @solomonzere4294 7 หลายเดือนก่อน

    Ata ata dino selmat yglbbkum

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh883 7 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @wenshettamerate642
    @wenshettamerate642 7 หลายเดือนก่อน +1

    Kebre le jegenochachene tdf ❤❤

  • @kibromgoitaom6001
    @kibromgoitaom6001 7 หลายเดือนก่อน

    30ዓመት ምሉእ ዓሊሙ ብላሽ ኢዩ ህግደፍ:: ወረ ገሊኦም ተጋደልቲ እንክነግሩኻ ይትረፍ ዓቐብን ቁልቁለትን ኣብ ጎልጎል ከምንቡር ክኸዱ ዘይኽእሉ ሽማግለታትዮም ኔሮም:: ምስይ እንተኢሉሞ ከኣ ፈፂሞም ኣይርእዩን ኢለሞም

  • @mebratgebreyesus7200
    @mebratgebreyesus7200 7 หลายเดือนก่อน

    በርትዕ ታሪኽ ህዝቢ ትግራይ ድማ ብዝኸአልካዮ ትስንድን ንዐና ድማ ተፍልጠናን ስለዘለኻ ቀፅለሉ ሐውና!!

  • @user-mk6vq2ig7e
    @user-mk6vq2ig7e 7 หลายเดือนก่อน

    xubuk neru shua

  • @danielfesshaye2359
    @danielfesshaye2359 7 หลายเดือนก่อน

    1.5 million kkkk teraeyu zetefelt

  • @nanutasew42
    @nanutasew42 7 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏

  • @kifalma7164
    @kifalma7164 7 หลายเดือนก่อน

    It is April the fool every single day in Tigray.

  • @tirhasagw5728
    @tirhasagw5728 7 หลายเดือนก่อน +1

    Don't worry God is with them 🙏🙏👈

    • @hailuwelay4633
      @hailuwelay4633 7 หลายเดือนก่อน

      ሸውዓተ ኽፍለሰ ሰራዊት እንድሕር ደምሲስካ ደኣ ዕጽዋን ክባን ጀነሳይድ እንታይ ኣምጽኦ ትግራዋይ ዝብሃል ኽስብክንደይ ኸም እትንዕቅዎንሲ ዘየ ለወረ ነንሕድሕዱ ዝጋጮ ወረ ብሓቂ ንዕቀት ተጋሩ እምበር ሻዕብያሲ ዓለም ዝርእዮ ተጠሊዕኩም ኽተእዎዮ ጌሩኩም እዩ ንትጋሩ ገበታ ሓሶት ክእለት ጨልነት ጌርካ ሕሰም ትውስኸሉ እበር ንኽትድብሶ ሞራልን ዓቕሚ የብልካን ይውእኢኻ ህዝቢትግራይ ብሕሰም ተበሊዕካስ ዘይ ስንኻሲ ሓጽኝ ቆርጥመሉ።

  • @kibromgoitaom6001
    @kibromgoitaom6001 7 หลายเดือนก่อน

    ህግደፍ/ሻዓቢያ ዓቕሞም ኣብ ስቪላትን መድፍዕ ናብ ከተማታት ምትኳስን ኢዩ

  • @WeyniTshaye
    @WeyniTshaye 7 หลายเดือนก่อน

    💛💛❤❤❤🙏🙏🙏

  • @tester8090
    @tester8090 7 หลายเดือนก่อน

    ኣየ እወ ጅግንነት ኣንበሳ ወዲ ትግራይን ፈኸራን ዓፈርፈርን ሓሶትን ስዕረት ሸዓብያን ክደይ ኢልካ ክውዳእ

  • @user-zm5ym8ys1v
    @user-zm5ym8ys1v 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤ jeganu 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💕💕💕💕💕💕💕🙏🙏🙏🙏🙏🙏 t d f

  • @veronicaeyob3150
    @veronicaeyob3150 7 หลายเดือนก่อน

    እንታይ ደኣ ናብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣኸደኩም! 😅

  • @michaeltekle7228
    @michaeltekle7228 7 หลายเดือนก่อน

    Eske hantie video aryuna .shaibia kebats eu

  • @user-dg5ry8rh6u
    @user-dg5ry8rh6u 5 หลายเดือนก่อน

    Aye tegaru hasewti xbuk tmnit😂😂😂😂😂😂😂

  • @berhanegebre9813
    @berhanegebre9813 7 หลายเดือนก่อน +2

    Where is your siume mesfin

  • @amanuelberhane2068
    @amanuelberhane2068 7 หลายเดือนก่อน +1

    ክብሪ ንኩሎም ጀጋኑና አርቲስት ዳዊት ብርሃነ ሓወይ ዝተሰዋካሉ መዓልቲ

  • @TN-ie1yh
    @TN-ie1yh 4 วันที่ผ่านมา

    ኣየ ንስኻትኩም 7 ክፍላተ-ሰራዊት? ኣብ ታሪኽ ሻዕብያ ዘይተገበረ ታሪኽ ትነግሩና ኣለኹም ምናልባት ትሓስብዎ ፊልም ንኽትሰርሕሉ ዝሓሰብኩም ማኑስክሪፕት ኢዩ።እቲ ድርሰት ጽቡቅ ተደሪሱ ንገርግን ኣብ ባይታ ዘይከውን ጉዳይ ኢዩ። ክትበጽሑዎ ዝደለኹም እሞ ዘይተተግበረ ጽውጽዋይ ተጋሩ። ሻዕብያ መጺኣ ክትበሃል እንከላ ህድማ ንቅድሚት ነይሩ። ትግራይ ጽቢባትኩም መእተውኹምን መውጺ ኡ ኹም ጸቢባትኩም ።ኣብ መጨረሻ ብረትኩም ዕጥቅኹም ክትፈትሑ ፈሪምኩም ዲሒንኩም።

  • @goly9965
    @goly9965 7 หลายเดือนก่อน

    ዴላ ከይኮነስ ደላ እዩ

  • @HabenTekie-pr2rp
    @HabenTekie-pr2rp 7 หลายเดือนก่อน

    ኣሞ ዘትስዕሩ ደኣ 😂😂😂😂 ኣየ ወያነ ንህዝቢ ትግራይ ጅጋኑ ኢኩም ናበልኩም ኣጢኢኩሞምሲ 'ሕጂ ከኣ ትሕስውዎም ኣለኩም 😂😂😂😂😂

  • @yadomabreha5547
    @yadomabreha5547 7 หลายเดือนก่อน

    Auta wode computer zeflut sub duleka bu video awahdo

  • @user-vs5gu2xq9h
    @user-vs5gu2xq9h 7 หลายเดือนก่อน +1

    ገና ኣይጸገብኩምን መስለኒ ሃሰውቲ 1.5ኣትፌኩም ህጂ ከ አንታይ ደሊኩም

  • @user-qg3xq5nt5z
    @user-qg3xq5nt5z 7 หลายเดือนก่อน

    እሰይጀጋኑኩልጊዜአወትልማዱ

  • @meharihabtemicheal4808
    @meharihabtemicheal4808 7 หลายเดือนก่อน

    Jigna do pritorya yhadm eu hademti

  • @kokebhabte
    @kokebhabte 7 หลายเดือนก่อน

    አየ ዓጋመ ምሕፈሪኽን ተቀዲዱ እዩ ሻዒቢያ 14000 መካይን 200 ታንኪ መንጢልክን🤕🤕🤕🤕 ወሲድልክን ሓንቲ ኦራል ማሪኽና ኦይይይይይ🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh883 7 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @semaga2530
    @semaga2530 7 หลายเดือนก่อน

    Oww that is cute. 😂😂😂

  • @ZekiFrede-le5lc
    @ZekiFrede-le5lc 7 หลายเดือนก่อน

    Antum tegaruwani sekem alem. 2.5 million ahwatkum drar amora koinom. 1.5 million ahwatkum senkilom. Gena LAWZI MAWZI HIZI MIZZI LELE MELE tblu lekum.
    Anta beyen yom tehawisomo nezi ftret Adam, tegaruwani techefchifkum, texefi'ekum, hiji ke entay kitwisiku

  • @thomasgebreslase7681
    @thomasgebreslase7681 7 หลายเดือนก่อน

    ክላእ ፈኲስ ሃላይ ከምዚ ገርኩም ዘይኮነ እንዳሓሰኹም መንእሰይ ትግራይ ኣጥፊእኩም። ሻዕብያ እንኳን 7 ክፍለ ሰራዊት ክድምሰሶ፡ ኣብ ታሪኽ ኲናት ናይ ሻዕብያ ካብ 1 ክፍለ ሰራዊት ንላዕሊ ኣብ ወግእ ኣየአቱን ኢዩ።

  • @lemlemassefagrmay7148
    @lemlemassefagrmay7148 7 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢

  • @user-qn5mc6hh8f
    @user-qn5mc6hh8f 7 หลายเดือนก่อน +12

    ኣየ ንስኻትኩም ትገብሩ መቸም ትያትርኩም ኣይውዳን ኢዩ።

    • @mengstabsegid8985
      @mengstabsegid8985 7 หลายเดือนก่อน

      ከፍቲ

    • @mengstabsegid8985
      @mengstabsegid8985 7 หลายเดือนก่อน

      ደንቆሮ አበይ ይርዳአካሞ መልሓስ ጥራይ

    • @user-yv1uf6zx4l
      @user-yv1uf6zx4l 7 หลายเดือนก่อน +1

      እንታይ ማለትካ እዩ?አየ ንስኻትኩም ማለትካ።? ሻዕብያ አይተቐጥቀጠን ድዩ?

    • @user-qn5mc6hh8f
      @user-qn5mc6hh8f 7 หลายเดือนก่อน

      @@user-yv1uf6zx4l እወ ትቐጥቂጦም ዋእ ንዓኹም ደኣ መን ክኽእለኩም ከከከክ🤣🤣🤣🤣

    • @user-qn5mc6hh8f
      @user-qn5mc6hh8f 7 หลายเดือนก่อน

      @@mengstabsegid8985 እቲ መልሓስ ደኣ መን ክቕድመኩም ናትኩም እንድዩ😀😀።

  • @kidane6417
    @kidane6417 7 หลายเดือนก่อน

    😅😅😅😅😅😅 meshq tarik

  • @AaA-nq7il
    @AaA-nq7il 7 หลายเดือนก่อน

    💪💪💪🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁💪💪🦁🦁

  • @efremhaile4153
    @efremhaile4153 7 หลายเดือนก่อน

    ኣታ ክንደይ ትሕስዉ 7 ኽፍለ ሰራዊት ደምሲስና 🤣🤣🤣7ደምሲስካ ማለት እኾ ኤርትራ ኣቲካ ማለት ኢዩ።

  • @peintatonic5296
    @peintatonic5296 7 หลายเดือนก่อน

    ኡይይ 😂😂 በቀደማይ ከኣ እታ oral ካብ ፋኖ እየ ይብል ነይሩ

  • @filigebre8474
    @filigebre8474 7 หลายเดือนก่อน

    Antuem komealeat 😅😅 7 keflseraweit demseiskuem dea Asmera zeayeatkueim😅😅😅

  • @aom5ader225
    @aom5ader225 7 หลายเดือนก่อน

    ❤🎉❤🎉❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-mz2oi9cp3e
    @user-mz2oi9cp3e 7 หลายเดือนก่อน +1

    Gexkum trhak eshok zkonkum gorobet

  • @meharihaile4976
    @meharihaile4976 7 หลายเดือนก่อน

    ኣንታ ቅሩብከ ኣይትሓፍሩን ሰብ እንታይ ክብለና ኣይትብሉን ኣብ ፍቆዶ ባዓቲ ጉድጋድ ከመንጭዋ ዳተሓባካስ መቀለ ንካላይ ግዜ ክንሕዛ ናይ ሳዓታት ተሪፍናስ 7 ክ ሰራዊት ተኮሊፍና ኣሜሪካ ኣድሒንኩም

  • @brhanefrezgi6987
    @brhanefrezgi6987 7 หลายเดือนก่อน

    Ata nay tegaru Drama

  • @WeditekleTekle
    @WeditekleTekle 7 หลายเดือนก่อน +1

    Kkkkkkk nesom ke kendey atfiomwlkwm 350000 atfiomlkum yekonw ember

  • @ermiastesf7298
    @ermiastesf7298 7 หลายเดือนก่อน

    ተማሪኽካ ማሪኸ ሃዲምካ ክንስኻ ከተማታት ሒዘ፡ ግንባር ግንባርካ ብጥይት ቁልቁል አፍካ ተደፊእካ ቀቲለ ትብል መልሓስ ወያነ ። ኩሉ ከተማታትን ገጠራት ትግራይ ተደማሲስካ ኣብ ከተማ መቐለ ተኸርዲንካ ተኸቢብካ ከለኻ ሲዒረ ትብለኒ እንተኾንካ ንህዝቢ ትግራይ ኒዒቕካዮ አለኻ ማለት ኢዩ። ፕሪቶርያ ዞኽ ዞኽ ኢልካ ኬድካ አብይ ፈርም አብ ዝበለካ ወረቐት ከየንበብካ ተገዲድካ ፈርምካ! ዝሰዓረ ብሓይሊ አፈሪሙካ ተትስዕር ኔርካማይ የምፈረምካ አታዪ

  • @yonastekeste4671
    @yonastekeste4671 7 หลายเดือนก่อน

    ኣታ እተን ክፍለ ሰራዊታት እስከ ኣስማተን ንገሩና። 7 ክፍለሰራዊት እንተደምሲስኩም ደኣ ኣስመራ ከይትኣትዉ እንታይ ሒዙኩም። 1 ሜትሮ ካብ መሬትኩም ክተምልሱ ዘይከኣልኩምስ ክድንዚ ደሮና።

  • @Berihiley-cw4uc
    @Berihiley-cw4uc 7 หลายเดือนก่อน

    አብ ጉያን ጎሮሮን ወርዒን ካብ ሞት ዝተረፍኩላ 🙏🙏

    • @mikeal672
      @mikeal672 7 หลายเดือนก่อน

      Inkse bi s3lam wexaka

  • @zocker8dq
    @zocker8dq 7 หลายเดือนก่อน +1

    Junta

  • @younesabdullah6564
    @younesabdullah6564 7 หลายเดือนก่อน

    ደናቁር ድሕሪ ትግራይ ናብ ኤርትራ ኢዮ ኣቢ ኣሕመድ ኢልና ተጋሩ ጥራሕ ይጥፉኡ እንበር ደሓን ተባሂልና። ተጋሩ ጥራሕ እዮም ልእልነት ኤርትራ ዘክቡሩ ኢልና ዓጋመ ተባሂልና። ሕጂ ከኣ ኣቢ ኣሕመድ መለስ እዩ ባሕሪ ኣረኪብዋ ናብ ኤርትራ ምስ በለ ጫውጫው ኮነ። ስለዚ ሃገራውያን ህግደፋውያን ነቲ በይንኩም ትሕንብስሉ ዝነበርኩም ባሕሪ ኬድኩን ተዋግእሉ። ኣነሞ 2% ከይከፈልኩ ስድራይ ዝሪኤሉ ዘመን ይመጻኒ ኣሎ። Freedom Freedom

  • @user-dv7vz1jr1o
    @user-dv7vz1jr1o 7 หลายเดือนก่อน

    Kkkkkkkk haswti

  • @NegaAkeza
    @NegaAkeza 7 หลายเดือนก่อน +2

    ትብፃሕ ናብ ደገፍቲ ህግደፍ ብጅግና ሰራዊት ትግራይ ዝተደምሰሰ ናይ ህግደፍ ሰራዊት ካብ 40ሽሕ ክሳብ 70ሽሕ ሰራዊት አብ መሬት ትግራይ ተቀቢሩ ከምዝተረፈ እናፈለጥኩም ምንም ከምዘይተፈጠረን ጫቂት ከምይ ጠፈዕኩም ኮይንኹም ምቅራብኩም የሕዝን ናብ ልብኹም ተመለሱ

  • @maekeleweld5032
    @maekeleweld5032 7 หลายเดือนก่อน

    Jasus