"ዓመፅ - ካብ ሰብኣይ እኖ ክሳብ ሻዕብያ!"

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 770

  • @aneeri6921
    @aneeri6921 หลายเดือนก่อน +50

    ሻዕብያ ኣብ ጾታዊ ዓመጽ ኣይትጸንብርዎ ሓሰውቲ ሻዕብያ ኮሎ ድየን ተዓሚጸን ዋላ ሕጂ ንጎሩና ምዕማጽ ገዲፍኩም ትቀትልወን ዘለኩም ባዕልኩም ዶ ኣይኮንኩምን ንስኩም ግን ናይ ዓለም ሓሰውቲ ኢኩም ክፋእኩም ከኣ ባዕልኩም ንባዕልኩም ኣብ ቅድሚ ዓይንኩም የርእየኩም ኣሎ ጽዩፋት ፍጥረት።

    • @saramengst1309
      @saramengst1309 หลายเดือนก่อน

      Dedeb, deneze, barreyawu resehat , denaqoiri seldekonkum yeahkanezi nelailey aytehasebun Dehurat!😡

    • @akezaweldehawaryat6833
      @akezaweldehawaryat6833 หลายเดือนก่อน

      Resah serekty

    • @tesfuberaki2776
      @tesfuberaki2776 หลายเดือนก่อน

      ኣምሓሩ ስጋ ሰብ ዝበልዑ ከምዚ ጌሮም ዘይብልኩም ነቲ ስነስርዓት ዘለዎ ሰራዊት ኤርትራ ሻዕውያ ሻዕውያ ክትብሉ ዝገርም እዩ።

    • @st9535
      @st9535 หลายเดือนก่อน

      @@saramengst1309 Algsi lokmats amets ab tigray ember ab Eritrea semiena aynfelitin hasewti
      Serawit shaebya bigbue zitehantse discipline zelewo serawit eyu kem natkum elfi bara kab tsirgiya tegefifu keytemehare wetihader zisime aykonen.
      Foe rkusat gorebet rekibna. Abey emo hagerka haf abilka twised tetkewin agannti kulu kekifiu biakum ena nisemio newramat

    • @aneeri6921
      @aneeri6921 หลายเดือนก่อน

      @@saramengst1309 ደናቁር ይሕዋቶም ትዕምጹን ዝቀትሉን ምኳን ባሕልኩም እዩ ንዘይፈልጠኩም እዩ ዝሕድሶ ጎሓፋት ፍጥረት።

  • @ዓቃልዩህዝበይ-ደ4ኘ
    @ዓቃልዩህዝበይ-ደ4ኘ หลายเดือนก่อน +48

    እቲ ንሻዕብያ ብዘይ ገበሮ ዓሚጽና ቀቲልና ዳበልኩም ተጸልምዎ ዘለኩም በሕዋትክን ትፍደየኦ ኣለክን ኣንትን ረሳሓት ሸራሙጥ ገና ክሳብ ሓቂ ዘይተዛረብኩም ጸገምኩም ክበዝሕ ኢዩ ቀተልቲ የሕዋቶም

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤

    • @ዓቃልዩህዝበይ-ደ4ኘ
      @ዓቃልዩህዝበይ-ደ4ኘ หลายเดือนก่อน +2

      @SelamTekle-uk8kq ሻዕብያ ይምራሓና በሊ ቅድም ኡሱ ይሕሸና በሊ

    • @tsiongebre3064
      @tsiongebre3064 หลายเดือนก่อน +4

      ዝአመን ዘረባ አስከ ተዛረቢ ሓሳዊት ኣየ አዞም ሻዕብያ ጉድ ረክቦም

    • @ItHuu-sr5cp
      @ItHuu-sr5cp หลายเดือนก่อน

      ​@ዓቃልዩህዝበይ-ደ4ኘረሳሕ መጋል

  • @endlesslove5873
    @endlesslove5873 หลายเดือนก่อน +48

    በጃ ሻዕብያ ጋሕ በሉ , ሕጂ ከኣ ሓዳስ ፊልም ጀሚርኩም

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq หลายเดือนก่อน

      ደምሩኒ❤

    • @destatirfu3235
      @destatirfu3235 หลายเดือนก่อน

      We Eritreans shall try to encourage the victim. We should not add salt on what has already happened.

    • @fserdss1437
      @fserdss1437 หลายเดือนก่อน

      ዋይ ሰሉ ታማ ኣብፀርፊ ደምሩኒ😂​@@SelamTekle-uk8kq

  • @bhbt8884
    @bhbt8884 หลายเดือนก่อน +2

    Be strong, sis.may God give you strength

  • @tsemiyuninafikebitsotey1089
    @tsemiyuninafikebitsotey1089 หลายเดือนก่อน +8

    God bless shabiya they saved your life ❤

  • @harerta9151
    @harerta9151 หลายเดือนก่อน +3

    Beja shaebya gah belu lementi sereqti nenbaelukum tebalau rkusat budatat 😢😢

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤

  • @teagesyemane3389
    @teagesyemane3389 หลายเดือนก่อน +7

    ኣነስ እቲ ሻዕብያ ዝብል ምግዳፍ ድዩ ኣብይኩም።ብዝኾነ ኩሉ ግዜ ክምልሶ ስለ ዝኾነ እቲ ገባሪ ክፉእን ሓሳውን ክቕላዕ እዩ።እንተ ሰራዊት ኤርትራ ግን ኣብ ዓመጽ ኣይውዕልን እዩ።
    ሕራይ እስከ ሰራዊት ሻዕብያ ንደቀ ኣንስትዮ ደፊሩ ይብሃል ኣሎ? ሕጂ'ኸ ሻዕብያ ኣብ ዘይብሉ ግዜ ንምንታይ ኣብ ፍቖድኡ ይድፈራን ይቕተላን ኣለዋ፧
    ሻዕብያ ድዩ ኣብ ትግራይ ዘሎ፧ እንታይ ኣበይ ይብሃልን ምፍላጥ ጽቡቕ እዩ።

  • @yomreview
    @yomreview หลายเดือนก่อน +9

    ይቅሬታ እዚ ኣዘራርባኣ ግን ምንም ሓቂ ዘለዋ ኣይትመስለንን! ፅቅ ኢላ ማስክ ጌራ ሓገዝ ገንዘብ ክተተኣካክብ ዝደለየት እያ ትመስል

    • @kiduteklebrhane62
      @kiduteklebrhane62 หลายเดือนก่อน

      ዘይኩርምትኻስያ እምኒ ቆርጥመሉ ድዩ ዝበሃል።

  • @ባባቱዩብ
    @ባባቱዩብ หลายเดือนก่อน +59

    ሻዕብያ ድኣ ብምንታይ ዕድልኩም ክትረኽብዎ ፡ ጉድ አንዲና ንሰምዕ ዘለና ተጋሩ ንዘይፈልጠኩም ኣታልሉ፡ ንፉዓት ዓመጽቲ፡ ንፉዓት ቀተለቲ ባዓልኩም ኢኹም፡፡

    • @yordaee1264
      @yordaee1264 หลายเดือนก่อน +3

      Kkk Shabiya Tirahi eyom ziblu komalati nistro Sheketi beles sahisahii Agame Ethiopians habesha we eritrans Pure honest people

    • @Fantantsh
      @Fantantsh หลายเดือนก่อน

      Shabia slots don't worry you have donate 80,000 mercenary die for years. Kings abiy Ahmed, everything happened to that lady it will happen to you twice stronger😊

    • @semenmedianetwork__
      @semenmedianetwork__ หลายเดือนก่อน

      ዶንቆሮ

    • @Danayt-Tubu
      @Danayt-Tubu หลายเดือนก่อน

      Suku bolu jerarat hasadat😢😢😢

    • @semenmedianetwork__
      @semenmedianetwork__ หลายเดือนก่อน

      @Danayt-Tamrat ዋእ አቲ ጋሕባ

  • @BereketHadgu-c2g
    @BereketHadgu-c2g หลายเดือนก่อน +10

    Anta resah beja shaebia emrkum tihxer tekal bahriatkum nhasot,sirki,mdngar nbse mthat zitefeterkum eshok gorobet.

  • @michaleteages9586
    @michaleteages9586 หลายเดือนก่อน +15

    Ewy bog teblki hesawit shabya kemaki ain't sib aytnkufun eyom eti hesot natna elkum hezkumo sala shabya teriyaki lokumax resah

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤

  • @filmonsolomon7943
    @filmonsolomon7943 หลายเดือนก่อน +2

    Aye Tegaru hsurat Akilkum kithswu ktnebru hasot, srqi, hsdna dea Bahlkum edu

  • @Yididiya1Dejene1
    @Yididiya1Dejene1 หลายเดือนก่อน +8

    አጆኪ ዝሓፍተይ አምላክ ዘይረአዮ ነገር የለን ኩሉ ብፈጣሪ ክፍታሕ እዩ ሕማቅ ጌሩ አብዛ ዓለም ብሰላም ዝነብር የለን ፈጣሪ ምሕረት ይልአከልኪ

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤

    • @Almas-sp6wu
      @Almas-sp6wu 13 วันที่ผ่านมา

      ❤መልሲ​@@SelamTekle-uk8kq

  • @mebrakmehari1839
    @mebrakmehari1839 หลายเดือนก่อน +2

    Eway aetum sebat kisab hji hisot tizaru ezguo😊😊

  • @medhin8187
    @medhin8187 หลายเดือนก่อน +10

    ኣጆኺ ጠንካራ ኢኺ ፈጣሪ ዕድመ ይሃብኪ ሓሊፉ ክትርኢዮ ኢኺ ።

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤

  • @akileakile3263
    @akileakile3263 หลายเดือนก่อน +35

    እዞም ዓጋመ እዛ ሻዕብያ ትብል ጽብቕቲ መለመኒ ብጣዕሚ ኢኹም ትጥቀሙላ ተወሊድና ክሳብ ናዓቢ ሻዕብያ ትብል መዝሙር ከይትገድፍዋ ኣቢኹም ብኻልእ እንዶ ለምኑ ዋላ ቀይሩ ደደቢት ገለ ቀይሩ ዶስ ሻዕብያ ፎብያ ጌርልኩም እዩ ዘይትማሓየሹ መሊስኩም ከኣ ሰላም እናበልኩም ትዝምሩ ኩለን ጎረባብትኹም እኮ ከማኹም ጸገም የሕሊፈን እየን ግን ከምዚ ናትኩም ሃለውለው ኣይበላን ። ኣየነይቲ ዓጋመ ኣላ ሓቲትካያ ታኣብየካ እስከ ንገሩኒ ብዝኸድካዬ ተፈደል እየን ኣኸለ።

    • @ErmiasHaile-j5z
      @ErmiasHaile-j5z หลายเดือนก่อน

      Ata hmaq aytzareb hafti yeblkan diu

    • @tigraylove6
      @tigraylove6 หลายเดือนก่อน

      😂😂 ተካል ወዲ ተረፋ ጣልያን ንባዕልካ ታይ ኢልካ ከም ትፅሕፍ ዘለካ ከ ተረዲኡካ ድዩ ቡሽቲ 😂😂 ዓጋመ ክትብሉ መሬት ዝዓረበትክሙስ ነዓና ክትዋራዘዩ😂 ንስካትኩም እኮ ካብ ብህፃንኩም ኣትሕዚኩም ዓጋመ ፀላእትና እዮም ናተብሃልኩምን ናበልክሙን ብዘይ ኮነ ኣተዓባብያ ዝዓበኩም ሓሳዳት ኢኩም ጎረቤትና ተኳሉ😂😂😂

    • @Bitew1991
      @Bitew1991 หลายเดือนก่อน +6

      ኣይገርመካን 😂😂😂 ተጋሩ ውልድ ክብሉ ከለዉ ሻዕብያ ትብል ቃል እያ እንዳለምንኩም እንጀራ ክተብልዓኩም ትኽእል እንዳበሉ እዮም ዘዕብይዎም 😂😂😂😂

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤

    • @destatirfu3235
      @destatirfu3235 หลายเดือนก่อน

      We Eritreans shall try to encourage the victim. We should not add salt on what has already happened.

  • @dwdfdwrf7117
    @dwdfdwrf7117 หลายเดือนก่อน +1

    እህህህህ ሕርርር ኢልካሰ ሱቁ😢😢😢😢😢እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት ይልአከልኪ❤

  • @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ
    @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ หลายเดือนก่อน +10

    አዘኪ መዓረይ ኩሉ ብማዓልቱ ክሓልፍ አዩ ምሕረት የውርደልኪ ፈጣር ኩላአለም😢😢

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤

  • @shishayzemichaelhaile1699
    @shishayzemichaelhaile1699 หลายเดือนก่อน +4

    ይሕዋትኪን ዕሚጾም ብጎቦ ዘጽድፉክን ዘለዉ ንገንዝብ ክትብላ ኣይታሓስዋ

  • @zaideyalex4314
    @zaideyalex4314 หลายเดือนก่อน +3

    Hiv ms hazeka dhri 3 werhi eyu zflet nab hamatki zkedklu dhri 7mealti tnsi zflet dhri werhi kulu zeyrakeb nab hasot gexa keyda eza guday shaebiya wala tedeferuki ab kdmi seb zeyemen

  • @astregatesh4310
    @astregatesh4310 หลายเดือนก่อน +8

    ሐሳዊት ምካንኪ በዚ ትፊለጥ ንምኒታይ ን ሰብአይኪ ዘይትነግሪዩ እንዲሕሪ ብሐቂ ተደፊሪኪ ኮንኪ ብጣዓሚ ሐሳዊት 100%100 ሐሳዊቲ ሐሳዊቴ ንምንታይ አብ ሕኪምና ዘይስደዲኪዩ ሐሳዊት

    • @mebrhit-vz5mr
      @mebrhit-vz5mr หลายเดือนก่อน +1

      1*ኣቱም ደናቁር ደቂ ሻዕብያ ኣብ ፀገም ኮይና ካበይ ኣምፂኣ ገንዝብ ኣብ ሕክምና ክተሰዶ ኢላ እያ ተከይድ ከ ?
      2* ንሰባኣያ ዘይነገሮቶ ትብል ዘለኩም ደሕረ ሐጂ ሰባኣያ ነገረቶ ኣይነገረቶ ንኣኣ እንታይ ይዓብሰላ ኣዲኡ ኮ ንጊራቶ ኣወፅኣ ደርብያታ ::

    • @Lemlem-w2r
      @Lemlem-w2r หลายเดือนก่อน

      ከምአ ይፍጠረልኪ😢

  • @berekechtadese2084
    @berekechtadese2084 16 วันที่ผ่านมา

    ❤❤😢 አጀኪ ማዓረይ❤❤

  • @ፀሃይገስላሴ
    @ፀሃይገስላሴ 14 วันที่ผ่านมา

    😢😢😢አጆኪ😢

  • @samibest9099
    @samibest9099 หลายเดือนก่อน +25

    ሻዕብያ ስነ ስርዓቱ ዝሓለወ ብድስፕሊን ዝተሃብጸ ሰራዊት እዩ ዝውንን፡ዝደፍር ነይሩ እንተዝኸውን እተን ደቒ ኣንስትዮ የሕዋቱ ምሞታን ምስተደፍራን ምስተቐትላን ነይረን!

    • @kirostsehainesh8243
      @kirostsehainesh8243 หลายเดือนก่อน +1

      ገስረጥ ግፍዐኛ ኣፍካ ኣክብ ኣብ ክንዲ ብጹሕ ውላድካ ኣይትምሓል ኣብ ደቅኻ ከይበጽሓካ

    • @okbafishaye967
      @okbafishaye967 หลายเดือนก่อน

      Tm beli bejaki haqi zeytzarebi nnisnetki intay hizkli kndizi hasot

  • @SabaTema-f7x
    @SabaTema-f7x หลายเดือนก่อน +10

    ኣይ ሓሶታት ሻዕብያ ኮሙ ኣይገብርን

  • @NuraHuriya
    @NuraHuriya หลายเดือนก่อน +1

    Ngsti haki tzariba balom yhwatkn ayom zdefrkun weridwom shabya

  • @WggWggfg
    @WggWggfg หลายเดือนก่อน

    ኣሕሕሕሕሕ ህዝበይ😭😭😭😭😭💔💔💔💔🖤🖤😊

  • @amanuelaraya3743
    @amanuelaraya3743 หลายเดือนก่อน +20

    ሻዕብያ በፍጽን ኣይውዕሎን ኢዩ እሞ ካኣ ብዝሓት ኮይኖም ሓሶት ወትሃደራት ኤርትራ ብሓለፍቱ ዘለዎ ጽቕጥን ብዘይ ፍቓድ ስድሪ ከምዘይትስጉም ጽቡቕ ጌርና ንፈልጦ ኢና ስለዚ ድራማኹም ሰብ ከይስልችዎስ ካልእ ዳኣ በሉ

    • @jhjv7573
      @jhjv7573 หลายเดือนก่อน

      bariya wedetom barayu eda alkum tekifilu zeyewida eda atom asicarati nay kereni africa ani nebaley ne tigeray mess temlesiku hadi eretirawi nay gedeni keketeli eye kale nesemaye ne mederi ☝

    • @genet3442
      @genet3442 หลายเดือนก่อน

      እንታይ ኮይኖም ዝይገቡሩ ኣሐዋተይ ኩሉ ንብሮቶም ወሲዶሙና 😢 ሱቅ ጡዑም እልና ኣብ ልብና ኣሎ ቃንዛ😢😢 ፍርዲ ንኣምላክ ህብናዩ ኣለና ካልእ ይገቡሩ ነይሮም ግን ደሓን 😢ፍርዲ ኣሎ ኣብ ኣምላክ☝

    • @mahari5851
      @mahari5851 หลายเดือนก่อน

      Selam nekulu hezbi bemkxal eza hafetna kabzi zhabto kale entay astwela mslkum rongo information betami teblo zela tgracewa zekun wethader Eritrea hemam telawu kab ab gezu eyu kofe zebel kaley zey sena megbrwi befxem emo kab kedmi sebat ezi xelme eyu

  • @senaitgirmu1692
    @senaitgirmu1692 หลายเดือนก่อน +7

    Hasawit lieba

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤

    • @destatirfu3235
      @destatirfu3235 หลายเดือนก่อน

      We Eritreans shall try to encourage the victim. We should not add salt on what has already happened.

  • @selamgeremedhin7622
    @selamgeremedhin7622 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢😢😢አጆኪፈጣሪ ይሪድኢኪ

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 หลายเดือนก่อน

    Egziabher. Mehaeret. Aurdelena. Nesbe. Tigray. Ahwatey. Uaye 🙏😢😢😢

  • @tesfuberaki2776
    @tesfuberaki2776 หลายเดือนก่อน +9

    ከምዞም ኣህባይ ነንሕድሕድኩም ትጋበሩ ዝገርም እዩ

    • @Yididiya1Dejene1
      @Yididiya1Dejene1 หลายเดือนก่อน

      አንታ ባርያ ጥልያን ሰራቂ መንከሽከሽ

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤

  • @Kasangom
    @Kasangom หลายเดือนก่อน +6

    😂😂😂😂 shabya keblu akelwom fo kemey gerina msakum yehwat nekwn gorbtna mekankum keman ayqsenann

  • @maekele384
    @maekele384 หลายเดือนก่อน +11

    ኣንታ ሓወይ መንእሰይ ኢኻ ንገንዘብ ምእራይ ክትብል እንታይ ትዘርእ ከምዘለኻ ይርደኣካ ዶ ይኮውን? ምኻን ሓቅኻ ኣብቲ ሓዊ ኔርካ እንተትነብር ምፈለጥካዮ ኔርካ ቁሩብካ ካብቲ ዝሓለፈ ዘይትመሃር ክንደይ ወዲ ድኻ ኣብ በረኻ ብሰንክኻን ከማኻን ተዛሕዚሑ ተሪፉ ደሓን ግን ኣብቲ ዘመጽ ስለ ዘይነበርካ መሳኪን ደቂ ድኻ ከመይ ከምሃለቁ ከርእየካ ቴለግራም ቁጽርኻ ስደደለይ ክሰደልካ ቁሩብ ልቢ እንተገበርካ በጃኻ ግደፊ ነዚ ህዝቢ ኣኺሉካ ኩሉ ጌዜ ይርእየካ እሞ ንጽልኢ ጥራይ ትጎይ እሞ ከኣ ናብ ህዝቢ ኤርትራ ሻዕቢያ ጥራይ ክትብል ክትነብር ክንድምንታይ ጽልኢ እዩ ዘለካ ነታ ሻዕቢያ ክተድምጻ ከለኻ ትንድር ግደፍ ደኣ ኣብ ጽልኢ ኣይትንበር ዝባሕ ግን ኩሉ ሰላም ምስኮነ ክትሓፍር ኢኻ መንእሰይ ኢኻ ካልእ መህዞ ማሃዝ

    • @brhaneye
      @brhaneye หลายเดือนก่อน

      ረሳሕ 😏 ኪዲስከ ካብዚ ጥፍኢ ቡዳ 😏

  • @TigrayCommunityRefugees
    @TigrayCommunityRefugees หลายเดือนก่อน +2

    ኣጆኺ ሓፍተይ ማዓረይ ክሓልፍ እዩ። እንተ መራሕትና ተዋሪዶም ኣዋሪዶምና

  • @yonasbokredingil5008
    @yonasbokredingil5008 หลายเดือนก่อน +4

    Fetewty tegaru Eritreawyan men eyom hasewty tegaru !!!!!!!!

  • @diary4991
    @diary4991 หลายเดือนก่อน +26

    መስጣ ሻዕብያ ወሪድኩም እድዩ ገና ዉን ከርእየኩም እዩ ከክትሰምዖ ዘስካሕክሕ ትገብርዎ ዘለኹም የሕፍርኩም ጨካናት💔

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤

    • @destatirfu3235
      @destatirfu3235 หลายเดือนก่อน

      We Eritreans shall try to encourage the victim. We should not add salt on what has already happened.

  • @ShAvv-i4w
    @ShAvv-i4w หลายเดือนก่อน +8

    😭😭😭😭😭😭ኣጀኪ ማዓረይ እግዚአብሔር ምስኪ ይኩን 😭😭😭😭😭

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤

  • @meleymekonen9798
    @meleymekonen9798 หลายเดือนก่อน +1

    Ms kndey seb tebaeski abzia zereba mis sebay adeki,mis hamatki,mis sheabiya.

  • @danielmenghisteab5051
    @danielmenghisteab5051 หลายเดือนก่อน +1

    Tigrigna nay tigray wey dema nay eritrea meknu keman lyfeleteken
    Kemay (sure) shaebia mekanom.

  • @AfnanHeart
    @AfnanHeart หลายเดือนก่อน +12

    ወይ ሓፍተይ ኣጆኪ ብጣዕሚ ጥንካራ ኢኪ ኩሉ ክሓልፍ እዩ 😢

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤

  • @Muzey-x3c
    @Muzey-x3c หลายเดือนก่อน +3

    አጆኺ ማዓረይ

  • @FgGj-z6h
    @FgGj-z6h 22 วันที่ผ่านมา

    😢😢😢ኣጆኪ ማዓረይ

  • @RaF-x2d
    @RaF-x2d หลายเดือนก่อน +28

    በጃ ሻዕብያ ጥፍኡ

    • @Yididiya1Dejene1
      @Yididiya1Dejene1 หลายเดือนก่อน

      ተወቀጥዎ ሕራይ ወያል አጥዒምልኩምስ ውክልና ሻዕቢያ ትወስዱ

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤

    • @destatirfu3235
      @destatirfu3235 หลายเดือนก่อน

      We Eritreans shall try to encourage the victim. We should not add salt on what has already happened.

  • @Yacob-e4w
    @Yacob-e4w หลายเดือนก่อน +12

    ገጻ ከፊታ ዘይትቀርብ ሓቀና ተኮይና ሓሰዉቲ ክንደይ ከፊሎምኪ ንክትሕስዊ?

    • @Lemlem-w2r
      @Lemlem-w2r หลายเดือนก่อน +1

      አምላክ ከምናታ ይፍጠረልካ😢

  • @metsanakieriena4391
    @metsanakieriena4391 หลายเดือนก่อน +2

    Is it a true story?
    I don't know. I have been confusing

  • @Aman80770
    @Aman80770 หลายเดือนก่อน +15

    ንዓኺ ብጨንገር ከማን አይንቐርበክን ሓሶት ንኽደይ ኤድስ መሸኒ ተጋሩ መንክቐርበኪ ናይ ግዜ ሕቶ ክትቓላዒ ኢኺ በጃ ሻዓቢያ ጋሕ ዘይትብሊ ፎኦ

    • @abrehetmirach1543
      @abrehetmirach1543 หลายเดือนก่อน

      @@Aman80770 kab Shabya welide ela meret ktwers kkkkkkk

    • @SelamTsegay-g3v
      @SelamTsegay-g3v หลายเดือนก่อน

      ዋይ ንአካ ደደብ ደንቆሮ ስቅ ዘይተብለ ንስካቶሙ በዛ ተጋሩ ተደፋእ ጂል

  • @HewanKiros-i4l
    @HewanKiros-i4l หลายเดือนก่อน +1

    ATuM dekza. Gahabu. Aretrawyan. Knetfeakum. Ena. Tlagets. Alekum

    • @peaceforever8115
      @peaceforever8115 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂ጥፉእ ከጥፋኣኩም እየ ይብል 😂😂😂😂😂😂

  • @dinuparti164
    @dinuparti164 หลายเดือนก่อน +4

    Hesotn tegarun ayhelfelkumn yu hsdnan hesotn keygedefkumo

  • @letengustesfamichael7043
    @letengustesfamichael7043 หลายเดือนก่อน +2

    ትደልዮ ሞ ይየዝንግዓኪ።

  • @senaitsereke2798
    @senaitsereke2798 หลายเดือนก่อน +13

    Hasawit eki ,abzihkiyo

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤

    • @kibreymawcha
      @kibreymawcha หลายเดือนก่อน

      ንባዕልኺዶ ይግበረልኪ አንቲ ርግምቲ?

    • @peaceforever8115
      @peaceforever8115 หลายเดือนก่อน

      ​@@kibreymawchaንዓኪ ውን ይፍጠረልኪ ሓውኪ ወይ ኣቦኪ ካብተን የሕዋትኪ ጥዒሞም ድዮም ሪጋ ናባኪ እያ ኣዳልውሉ ነቦኪ ዓጋመ ኣቡኣ ከለዋ ከመይ ኢላ እያ ብኤርትራዊ ትዕመጽ ሓሶት ጸለመ ፍትሒ ንዘውዲ ንማህሌት ንዳናይት ብኣቡኡን ብሓወን ብመዓኮረንን መሸኒተንን ትዓሚጸን ሓሪዶም ዝጓሓፍወን

  • @Hilfitweldi3833
    @Hilfitweldi3833 หลายเดือนก่อน +7

    😢 ኣጆኺ ጅግና ሓፍተይ❤

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd หลายเดือนก่อน +4

    ሲሰይ ጎኒ ዉፅዓት ኢኻ ጎይታዋይ ♥️♥️♥️
    ኣጆኺ ዝሓፍተይ እፍፍ 😥

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤

  • @ritaaraia7123
    @ritaaraia7123 หลายเดือนก่อน +4

    ምሕረት የዉርደልኪ ክብርተይ አጆኪ

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤

  • @Wedi_eri1962
    @Wedi_eri1962 หลายเดือนก่อน +2

    #ጥቅምቲ ኢላ ምስ ጀመረት ዓፈና ምዃና ግጡም😂😂😂😂😂

  • @ታማለለ
    @ታማለለ หลายเดือนก่อน +8

    እፍፍፍፍፍፍፍ 😢😢😢 ሕይወት ፈተና እያ ሓፍተይ ኣጆኺ መድሃኒአለም ምሳኺ ይኹን

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤

  • @askualaregawi2963
    @askualaregawi2963 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብ ኮሜንት ትላገጹ ዘለኹም ሽዓብያውያን ኣረሜኔታት ከዛ ሓፍትና ዝገጠማ ዓመጽ ንባዕልኹምን፣ንኣሕዋትኩምን፣ንኣንሽትኹምን ይግበረልኩም ደናቁር

    • @peaceforever8115
      @peaceforever8115 หลายเดือนก่อน +1

      ኣብ የሕዋትካ/ኪ ይወርድ ኣሎ እንዶ ፍትሒ ንዘውዲ፡ንማህሌት፡ንዳናይት ይበሃል ኣሎ እኮ እልፊ ሸራሙጥ ብመለሊኽ ስዋ ዝርውኣ ዝነበራ ስም ሰራዊትና ከጸልማ ኣይንደልን ኢና ገሊአን ኣቡአን ይዕምጸን ገሊአን ሓወን ዝዕምጸን ናባና ከላግብኦ ኣይንደልን ኢና ካልኣይ ካኣ እቶም ናይ ኢትዮጵያ ወተሃደራት ከ ዝብላ ኣለዋ ዶ ዜሮ ዜሮ ትግራዋይ ዘይብሉ ዜሮ ኢልኩም ፈኪርኩም ኣብ ሴፉ ከይድኩም ድንን ድንን ትብሉ ብፍርሒ መሻሙሽ ዝኮንኩም ህዝቢ ሓሰውቲ፡ዓመጽቲ ደቆም፡ቀተልቲ ይሕዋቶም ንስኩም ሰብ ኮይንኩም ሲ ነቲ ጭዋ ኤርትራዊ ከተጸልምዎ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 እሞ ካኣ ትግራይ እታ ንፈልጥ ሓንቲ ስዋን ጓል ኣንስተይትን ሓደ ዋግአን😂😂😂😂😂

    • @askualaregawi2963
      @askualaregawi2963 หลายเดือนก่อน

      @peaceforever8115 ኣልግስ ጉሓፍ ካባኹም ዝሓሰረ ሃልዩስ ንዓና ሕሱራት ክትብሉ።ሽዓብያውያን ጨካናት ኣረሜኔታት ኢኹም።ንዘይ እቶም ሓደ ሓደ ጥዑያት ማለት እዩ

  • @hailetecleselasie5983
    @hailetecleselasie5983 หลายเดือนก่อน +2

    Ata ezi hasot zeytigedufuwo shaebia kemu aigebirin iyu ni selam zaitizarebu gohafat ekum

  • @ጋልትግራይሓላል-ጰ5መ
    @ጋልትግራይሓላል-ጰ5መ 18 วันที่ผ่านมา

    ኣይዞኪ ማዓረይ😢😢😢😢

  • @JohnReda-dq1jq
    @JohnReda-dq1jq หลายเดือนก่อน +1

    God bless you so my sister

  • @AbelMeliake
    @AbelMeliake หลายเดือนก่อน +2

    ሻዕቢያ ሰ ንዓኹም ከድሕን ኢዩ መኤኡ ከይትድፈራ

  • @ElamKeleta
    @ElamKeleta 9 วันที่ผ่านมา

    Foooooo aythafrun dikum shabiya ktblu iti haki nrio alena kulen tegaru b yhwatna tdefirna ilen selemawi selfi wzien, intai iyu shigrkum ms Eritrawyan aytrdann mhret ywrdelkum

  • @philiposezewda2564
    @philiposezewda2564 หลายเดือนก่อน +1

    😭😭😭😭😭God will be in your side🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @tesfuberaki2776
    @tesfuberaki2776 หลายเดือนก่อน +30

    ሻዕብያ ክትብሉ ግዜ ክሓልፈኩም እዩ።

    • @Yididiya1Dejene1
      @Yididiya1Dejene1 หลายเดือนก่อน +2

      እሞ እንታዴካ ረጊፅካ ጨው እግሩ

    • @tesfuberaki2776
      @tesfuberaki2776 หลายเดือนก่อน +1

      @@Yididiya1Dejene1 ንመን ኢኻ ንስኻ እንታዴኻ ትብሎ ብስርቅን ሓሶትን ዝታሃነጽኩም ሕብረተሰብ ሕጂ ሃለውለው ኣይትበሉ።

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq หลายเดือนก่อน

      ደምሩኒ❤

    • @brhaneye
      @brhaneye หลายเดือนก่อน

      ​@@SelamTekle-uk8kq ኣቲ ይደምርኪዋ ግደፍናንዶ ጓል ዲኺከ ብስሩ 😐😏

  • @NahomAsgodom-x4h
    @NahomAsgodom-x4h หลายเดือนก่อน

    Dmtsawun keyrula kuburhawuna❤❤❤❤

  • @hailetecleselasie5983
    @hailetecleselasie5983 หลายเดือนก่อน +1

    Hive zihazen shaebia geyruwo mallet iyu hasewti

  • @MebrahtomYemane
    @MebrahtomYemane หลายเดือนก่อน +3

    ዛሓብተይ ኣይትጋገይ ኤርትራዊ ከምዚ ትብልዮ ዘለኪ ኣይገብርን እዩ ኤርትራዊ ተመስሉ ትግራዋይ ዩ ተጻውትልኪ

    • @HiwotTkue
      @HiwotTkue หลายเดือนก่อน

      ኣሕዋት እዚ ጉዳይ ሓቂ ድዩ ሓሶት ሓደ ኣምላኽ ጥራሕ እዩ ዝፈልጦ ግን ከም ሰብ ምዃንና መጠን ኢና ክንመዝኖ ዘለና እምበር ብዘረኝነት ኣይንምዘኖ ሕማቕ ዝሰርሕ ትግራዋይ እውን ውሑድ ኣይኮነን ስለዚ ንሰብኣውነት ንፍረድ

  • @sabateklay4890
    @sabateklay4890 หลายเดือนก่อน +23

    ኣይትሓስው እስኪ እንታይ ማለት ሰበይቲ ስኢኖምስ ንትግራይ ከይዶም እስኪ ሕፈሩ 🤑🤑

    • @tsigefeseha5178
      @tsigefeseha5178 หลายเดือนก่อน

      Antum reshat kaftiun kaftiun bzey ukd ztefeterkum hmakat drbayat begiu ena adgi ekum tgebru resehat endashabya nay gize guday eu egziabyher kferdekumeu!!!

    • @ሰላም-ኰ8ዘ
      @ሰላም-ኰ8ዘ หลายเดือนก่อน

      @Sabateklay 4890 እዛ ጋል ዝበፅሓ ከም ውርሲ አብ ደቅኪ ምሉእ ዓሌትኪ ይብፃሕ 😢 አይገብሩን እንድኪ ኢልኪ።ክንድ ሰራዊትኪ አይኮነን ክንድ ውላድካ አይማሓልን

    • @Yididiya1Dejene1
      @Yididiya1Dejene1 หลายเดือนก่อน

      አቲ ድርባይ

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤

    • @destatirfu3235
      @destatirfu3235 หลายเดือนก่อน

      We Eritreans shall try to encourage the victim. We should not add salt on what has already happened.

  • @salemaraya9182
    @salemaraya9182 หลายเดือนก่อน +1

    Shaebya kemzi aygebruni eyom wetaderawi disiplin yfeltu eyom

  • @mia_cool4
    @mia_cool4 หลายเดือนก่อน

    Ajoki zekaftey kewgeh eu,Nay akmey kehgezeki eya😢😢

  • @hailetecleselasie5983
    @hailetecleselasie5983 หลายเดือนก่อน +1

    Zikone eritrawi key tihiguzu hasot iyu kulu tizarebo zella

  • @ያልተኖረ
    @ያልተኖረ หลายเดือนก่อน +2

    😢😢😢 አቤት ሻዕብያ ጨካናት እርጉማት😭😭😭

    • @peaceforever8115
      @peaceforever8115 หลายเดือนก่อน

      እቲ ዝረውኣ ኣቡኣ ከ ጨካን ድዩ ወይስ ኣብ ትግራይ ኣቡአን፡ሓወን ፡ዘመደን ክዕምጸን ንቡር ኢኩም ወሲድኩሞ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @senaitkidane7460
    @senaitkidane7460 หลายเดือนก่อน +2

    Hasaeit agame lokamix. Gexkum trhaki.

  • @Rshan-p7n
    @Rshan-p7n 17 วันที่ผ่านมา

    Ata etom ab tigray zelewu ertirawiyan zeytirshnuwom dekiza sheyatn. Ay tigray lewah Haftey ajoki jigna eiki

  • @tesfuberaki2776
    @tesfuberaki2776 หลายเดือนก่อน +8

    ሻዕብያ ኣብ ቅድሚ ሰብ ኣይደፍሩን እዮም ኣምሓሩ ወይ ክዳን፡ናይ ሻዕብያ ዝለበሱ ተጋሩ እዮም።

    • @Wezamteklay-l7c
      @Wezamteklay-l7c หลายเดือนก่อน

      አበይት ትምክሕቲ በስምኣም

  • @sophiaafworki1284
    @sophiaafworki1284 หลายเดือนก่อน +1

    Wayyyy gudam entay eina 🦻zelena? Ajoki zhaftey , there is a light at the end of tunnel keep going girl.

  • @eritreanizm
    @eritreanizm หลายเดือนก่อน +3

    ብዙሕ ዘይእመን ዝተመስረሐ ቃለመሕትት እዩ እዚ
    ንሽግራት ዘጋፍሕ ስምዒት ሰባት ዝፈታትንን ዝፈናትትን እዩ
    Creation of Polarization to people

    • @_Abi172
      @_Abi172 หลายเดือนก่อน +2

      ገበርቲ ዘይነበረ መንዩ ባ ክሓፍረልኩም ግዕዝዕናኹም ክትሽፍኑ ትሓስቡ እንስሳታት ዝኮንኩም ፍጥረት ዘይበፀሓ አይተዛረበትን ንሳ😢

    • @peaceforever8115
      @peaceforever8115 หลายเดือนก่อน

      ​@@_Abi172ኣቡኣ ናበይ ምስ ከደ እዩ ኤርትራዊ ዝዕምጻ 😂😂😂😂😂😂😂 ትግራወይቲን መለሊኽ ስዋን ዋግኡ ሓደ እዩ ዘይንስኩም ኣይትምሰሉ እስከ ስውብ ኣይትረብሹ ዜሮ ዜሮ ኢልኩም ድረፉ ኣቱም እንዳዜሮ ንሃገር ኢሎም ተቃሊሶም ኣብ ቆሎ ጥጥቆ ናይ ድራማ ዝውዕሉ

  • @merateyjohn7209
    @merateyjohn7209 หลายเดือนก่อน +52

    ካባኹም ናባኹ ።ሓሶት ፡ስርቂ ፡ዓመጽ ፡ቅትለት እዚ ኩሉ ሲና ትግራይ ትግነ ።ፍርሓት እግዛብሄር ኣምላኽ ዘይብልኩም ፎእ ።

    • @frered3116
      @frered3116 หลายเดือนก่อน +3

      Enity de Ahemmek Aibek wyen heawek abu neru dey Resh gheof

    • @merateyjohn7209
      @merateyjohn7209 หลายเดือนก่อน +3

      @frered3116 ታይዮ ደኣ ጎሓፍስ ላይኪ ኢዩ ኣጸበካ ኣይገፍሓካ ማዕቐንካ፡በላዒ ኩዑንቲ ፡ባላዒ ዝነቀዘ ስርናይ ናይ ኣመሪካ ፡ዓማጺ ጋሉ ፡ቀታሊ ሓፍታ ብሃንጊ ትልል ክልል ፎእ ።ድሕሪ እዚኣ ትዛረብ ጽቡቅ ገይረ ርእስካ ክሳብ ትሓምም ክቐልጠካ ኢየ ኣንታ ሕሳድ ጽቡቅ ዘይፈቱ ።

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq หลายเดือนก่อน

      ደምሩኒ❤

    • @destatirfu3235
      @destatirfu3235 หลายเดือนก่อน

      We Eritreans shall try to encourage the victim. We should not add salt on what has already happened.

    • @ግዜ-ቘ6ጘ
      @ግዜ-ቘ6ጘ หลายเดือนก่อน +1

      😂ግዛዕ የደምሪኪ ጨናውት ሰብ ናተፃረፍስ ደምሪኒ ትብል መሕፈረት​@@SelamTekle-uk8kq

  • @letushletay2903
    @letushletay2903 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሕሕሕሕ ህዝበይ💔💔

  • @fkarAyulbey
    @fkarAyulbey หลายเดือนก่อน

    እዋይ ሓፍተይ ኣይ 😢😢😢😢😢💔💔💔💔💔 ኣይዞኪ ዝሓፍተይ

  • @beautyQueen-of6me
    @beautyQueen-of6me หลายเดือนก่อน +6

    Ezen shabiya zideferen iyweldan diyen😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

    • @mihretyemane7301
      @mihretyemane7301 หลายเดือนก่อน +1

      😂😂😂😂😂😂😂😂

    • @peaceforever8115
      @peaceforever8115 หลายเดือนก่อน +1

      😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂ሓቅካ እባ እዚኣ ዘይሰማዓናያ

  • @tadeabrha
    @tadeabrha หลายเดือนก่อน +1

    ትግራዋይይ እንታይ ዋጋ አለዎዎ ረስዓቲ እንዲናና ኾንና😂😂😂😂😂 እቲ ዝሕግዘኪ ቆልዓ ግን አሎዶ🎉🎉🎉

  • @ኣነእኮኣነየ1ፍሽክታካብ100
    @ኣነእኮኣነየ1ፍሽክታካብ100 หลายเดือนก่อน +27

    ሻዕብያ ምድራዊ ናይ ዘመና ብጹእ ሓላዊ ህዝቡ እዩ።
    እንተ እቲ ክፉእ ተግባር ዓመጽ ኣዋልድኩም ግን ካብ ቀደም ጥንቲ ባዕልኩ ገበርቱ።

    • @htthtt5890
      @htthtt5890 หลายเดือนก่อน

      ደደብ😏

    • @shewithabeshawit6721
      @shewithabeshawit6721 หลายเดือนก่อน +2

      ኣይ ናይ ብሓቂ ንሕፍር ሕብረተ ሰብ ኢና ኩሉና ሓበሻ። ብዓይኒ ሰብኣውነት ዳ እምበር ብዓይኒ ፖሎቲካ ክንርአኦ ኣይ ግባእን እዚ፣ ኣደ፣ኣደ እያ በዘየገድስ ዘገግነት ፣ ኣደ ዶ የብልካን/ ክን

    • @semenmedianetwork__
      @semenmedianetwork__ หลายเดือนก่อน

      ግን ኤርትራዊያን ከም ሰብ ዘይትሕስቡ ደናቁር

    • @fioriberhane7510
      @fioriberhane7510 หลายเดือนก่อน +1

      ሓቂ በልካ ወደይ

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤

  • @Kelemugebreyohans-jv5us
    @Kelemugebreyohans-jv5us หลายเดือนก่อน

    ኣጆኺ መዓረይ ሓሊፍክዮ ኣሕሕሕ

  • @TEBERHE1
    @TEBERHE1 หลายเดือนก่อน

    Shishay, Plot, zbelkaya entay nmalet Hasibka?

  • @ተስፋሁለኣዳምእመኣምላክ
    @ተስፋሁለኣዳምእመኣምላክ หลายเดือนก่อน +1

    መጀመርያ ነዛ ሓፍትና ካብ በሰላ ክትወጽእ ኣምላኽ ይሓግዝ እንተ ኮነ ግን ስለምንታይ ኢኩም ብዘይ ሻዕብያ ዘይ ኮነልኩም ሰብኣይ ኣዴኪ ዝተጻወተልኪ ስለምንታይ ናብ ሰራዊት ኤርትራ ዑቅባ ሓሶት ትዕቆቢ ሰራዊት ኤርትራ ይሕግዝ እምበር ኣይ ዕምጽን ሰራዊት ድስፕሊን ሰራዊት ስነ ስርዓት ምሽ ጋል ክዕምጽ ክሸይን ከማን ብዘይ ፍቃድ ሓለፍቱ ስጉምቲ ኣይንቀሳቀስን እዩ ስለዚ ካብዚ ለዋህ ሰራዊት ኢድኩም እንተ ትስሕቡ ምተሓገዝኩም ቀንዲ ኣንታ ጋዘጠኛ እየ በሃሊ እቲ ሓሶት ዓገብ በል ንገንዘብ ክትብሉ ዓዘራ ሓሶት ጸለመ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ኤርትራ ኣቃርጹ እቲ ሓቂ ተዛረቡ ሰብ ክድንግጸልኩም ፈጣሪ ውን ክድንግጸልኩም ክረድኣኩም

  • @Lemlem-w2r
    @Lemlem-w2r หลายเดือนก่อน

    እግዚኦኦኦኦኦ😢😢😢😢😢😢😮

  • @YtrFghy
    @YtrFghy หลายเดือนก่อน +1

    ኣጀኪ ዛሓፍተይ😢😢😢

  • @GenetWalezge
    @GenetWalezge หลายเดือนก่อน

    አጀኪ ዘሓፍተይ አብዛ ዓለም መፍተናት አምበር መንበሪ አይኮነን እና አጀኪ

  • @እግዚአብሔርእረኛዬነውእና
    @እግዚአብሔርእረኛዬነውእና หลายเดือนก่อน +4

    ተደፊረ እለን ዝኸሰሳ ምስክር ክብሃላ ይፈልጥ ተደፊረን ምስክር የድሊ ?

    • @teamedawit5028
      @teamedawit5028 หลายเดือนก่อน

      ክድፍር ካላ ጽተቀረጸ ስእል ዲኻ ደሊኻ፡ዘይከውን እባ ኣንሕተት

  • @TesfahalemWoldegabriel
    @TesfahalemWoldegabriel หลายเดือนก่อน

    ሓፍተይ ሓፍተይ ሓፍተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣጆኪ ተስፋ ቁርጸት ከይተቅርብዮ ናብ ጥቃኪ ፈጣሪ ምሳኪ ይኩን ❤️❤️❤️💐💐💐💐

  • @shewitngus
    @shewitngus หลายเดือนก่อน

    ኣጆኺ ዛናተይ ኩሉ ሓላፊ እዩ😢😢😢😢😢

  • @samicheay8706
    @samicheay8706 หลายเดือนก่อน +1

    Hasewti shabiya ktblu mhedemi xegemkum. srki ktlet balkum tegaru.

  • @almazteame9138
    @almazteame9138 หลายเดือนก่อน

    Hafyey natey ajoki mearey

  • @MERILEGESE
    @MERILEGESE หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢ኣጀኪ

  • @رهوهرهوه-ن3ز
    @رهوهرهوه-ن3ز หลายเดือนก่อน

    ፈጣሪ ምሳኪ ይኩን ዛሓፍተይ

  • @weldegebriealHagos
    @weldegebriealHagos 28 วันที่ผ่านมา

    ወሪዱዋሻዕብያ ነዉራማት ገበርቲኩፉአ ።

  • @ewe.s3077
    @ewe.s3077 หลายเดือนก่อน +1

    ሓሳዊት አብ ቅድምስብ ክምዘበልኪ. መሕፈራት አቅድምሰብ ተብሊ ከምዝሓሶት አሎ

  • @hmkl2789
    @hmkl2789 หลายเดือนก่อน

    ኣጀኪ😢

  • @AsgGd-j6p
    @AsgGd-j6p หลายเดือนก่อน +4

    ❤❤❤❤❤ማዓረይ ኣጀኪ 😪😪😪