Amazing story, stay strong.❤ I have met you moore than 20 years ago as kid myself in Mekelle.(when aider hospital was on construction/midroc) your mother hade lunch place inside the site. She was a hard workind and kind person. You was just a child then. Sad to hear that you have to go trough all this but proud that you have turned in to a brave and wise man. Wish you all the best brother! hopfully we will meet again.
እዙይ ሙሩክ ኣይኮነን ምሩክ ኣይትበልዎ❤❤❤❤❤❤❤ጅግና ሃፍቶመይ❤❤❤❤
ጅግና እዩ ሙሩክ ኣይኮነይ እና ልምድያ ኢልካ ሱም ጀጋኑና ኣተትፍ ከሕርቀካ😢
ጀግናና እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ኣሕዋተይ ተሰዊኦም እዮም ግን ካልኦት ተጋደልቲ እንትሪኢ ኣሕዋተይ ህልዋት እዮም ታሪኮም ኣብ ታሪኩም ይሰምዖ ክብርን ሞጎስን ንህልዋትን ስዋኣትን ሰማእታትና❤❤❤❤
@@ትግራይእዩደመይTDF ፅንዓት ይሃብካ ወዲነይ
ፅንዓት😢የሃብኩም ፈጣሪ❤ደቅነዋይ😢
ጅግና እንኻዕ ሰላም ተመለስካ ታሪክ ናትካ ሰሚዐ ዓይነይ ከም ማይ ይከይድ ኣሎ ግን ምስ ታሕጓሱ እዩ እምበር ዝፈትዎም ደቅነይ 4 ብዝወፈርዎ እዮም ተሰዊኦም መስዋእቶም እምበር ቀንዝኦምን ታሪኮሙን ምስ ናናትኩም እየ ኣማሳሲለ እየ ዝሰምዖ ሂወተይ ሓወይ ብርሃነ ሓወይ ኣብርሃ ሓወይ ብርሃኑ ሓወይ ቅድመኩም ከይገብረኒ ናፍቆቱኹም ሓይልኒ ቃንዛ በዚሕኒ 😢😢😢
@ኣዶእዮብፈታዊትወዳ ኣይዞኺ መዓረይ
ንፉዕ ዘረብኡ ደስ ክብለካ ኣይዞኻ ኮሪዕናልካ ኢና ጅግና ሓወይ
ፖለቲከኛታት ዝፈጠርዎ ነገር እዩ እምበር አብ ህዝቢ እንታይ ዝበሃል ሽግር ዶ ነይሩ እዩ
ወይኔ ደቅና ዋላ እግሮም ተቆሪፆም እንተዝተርፉልና ነይሮም ክንደይ ፅቡቅ ምነበረ
ቆንጆ እንኳዕ ንወለድካ ወፃእካሎም ።
😢😢😢ዋይ አህዋተይ አንህና እዙኹሉ ለይነፈልጥ አብ ወፃኢ ኾይንና ንዕልል።😢😢😢😢😢
ትኽክል😭
,ኣጀካ ብፃይ ጅግና እዩ ልምረክ ካብኡ ከዓ ብዙሕ ፀገም ኢና ረኪብና ኣብ ኣዋሽ ኣሕ 😭😭😭😭😭😭😭እንካዕ ናብዚ ኣብቀዐካ ወድነይ
ጀግና በልዎ ሙሩኽ ኣይትበልዎ
😥😥😥😥😍😍💊💊💋💋💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
የኔ ጅግና ክንደይከ ይፅብቅ እንካዕ ተረፍካልና ጅግና ዋሕሰ ሂይወትና❤ ጋዘጠኛ ግን ኣሰተኻኺል ሙሩኽ ኣይትበል ሙሩኽ ኣይኮነን እዚ ጅግና እዩ❤❤❤❤❤❤
ሐወይ ዕሸለይ💕💕💕💕 እንኳዕ ብሰላም ተመለስካ💕💕💕my hero thank you for your service ❤❤💊💊💊💊💊
እግዝኣብሄር ኣምላክ እንኳዕ ብስላም ተረፍካ ዛሓወይ ካብዙኩሉ ፀበባ ወፂካ ልክትናገሮ እንኳዕ አብፀሕካ ፈጣሪ ኣምላክ❤🙏
አሜን
እግዚኣብሄር ኣምላክ እንዃዕ ተረፍካ ጅግና ሓወና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጀጋኑ መዘና ዘየብሉ ጅግነት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እግዝአብሄር አምላክ እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ዛሐወይ ካብዙኩሉ ፀበባ ወፂካ ልክትናገሮ እንኳዕ አብፀሕካ ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሓወይ እንኳዕ ተማረካ እንኳዕ እውን ተረፍካ ዝሓወይ ጅግና❤ ኣበይ እሞ ሓወይ ተማሪኩ ተዝተርፈለይ💔
ኣጆኺ ሓፍተይ ድሕሪ ጸልማት ብርሃን አሎ'ዩ
ዋይ መሕዘኒ እዝኩሉ ድያስቦራ ዛዋፃእናዮ ገንዘብ አበይ አተወ ህቶአለና ንህዝብና አይተጠቀመሉ ተጋደልትና አይተጠቀምሉ መን በሊዑዎ ይባሃል መሕዘኒ ዋይ ዞምሩጉማት 😢😢😢😢😢😢😢😢
ብሓቂ ዕደለኛ ኢኻ ሰድሰቱ ብሰምኻ ይፈለጠካ እዩ እንኳዕ ነዚ ታሪኽ ክትናገር አበቀዐካ ፈጣሪ
እንካብ ብሱል ጥራይ እንኳእ ተረፍኻ ልነዋኻ🤲ምእንታና እዝኹሉ🙏❤️🤲
ልገርም ታሪክ ጅግንነት። ሃፍቶም ብጣዕሚ ፍሉይ ጅግና ኢኻ። ታሪክኻ ልገርም እዩ ናይ ምውጋዕ ኽእለትኻለ ሃምኡ። እንኳዕ ብሂወት ተሪፍኻ እዙ ቕያ ልምውጋዕ ኣብፀሐካ
@@lisanuashebir5309 🙏🙏
ናይ ብሓቂ ጀግና እኻ ሃፍትሸይ ።❤ ገና ክትነብር እኻ❤❤🎉
ኩላ ሓሳቡ ሰሚዐዮ።
1,እዚ ቆልዓ ናይ ሚሊቴሪ Principle ዝተምሃረ ይመስል ዘለዎ Talented ዝገርም ቆልዓ እዩ።
2,ዘለዎ Ethics ዝገርም እዩ።
3,ናይ Military Art ወይም ጥበብ ዝወነነ ቆልዓ እዩ።
4,እዚ ቆልዓ ናይ ነዊሕ ዕድል ኣብ እስታፍ ኮሌጅ እንተዝመሃር በርግጠኝነት ናይ እስትራቴጂክ መራሒ ወይም ጄነራል ምኾነ ነይሩ።ብዝኾነ ሂወትካ ምትራፉ ዝዓበየ ዕድል እዩ።ጀግና።
@@GebrehiwotAdera የቀንየለይ ዝሓወይ
Interview ኽትገብር ኸለኻ ፅሩይ ማይ ቀርበሎም🥰
Kkkkkk haqka
Amazing story, stay strong.❤ I have met you moore than 20 years ago as kid myself in Mekelle.(when aider hospital was on construction/midroc) your mother hade lunch place inside the site. She was a hard workind and kind person. You was just a child then. Sad to hear that you have to go trough all this but proud that you have turned in to a brave and wise man. Wish you all the best brother! hopfully we will meet again.
ዓዶም ክከላኸሉ ዝተሰውኡ ጀጋኑ ተጋሩ መንግስተ ሰማይ የውርሶም ፈጣሪ ፡ ደም ንጹሃን ስውኣት ከንቱ ኣይተርፍን ዩ መውዳእትኡ ሃገር ምውናን ክኸውን ዩ
ብፃይ ስድስቱ እንኳዕ ናብ ስድራቤትካን ዓድካን ብሰላም መፃእካ።
አሜን
እዚጋአብሄር ኢኳዓ ቢሰላም ላብ ዓዲኻ ተመለስካ ጀጊና ተጋዳላይ
ንፉዕ ጅግና ሓወይ ❤❤❤❤
እምበር ተጋዳላይ!
እዙ ነበረያ ነበረ ዝመስል ቃለ መሕትት /እዙ ንምእማኑ ዝኸብድ/ ጅግንነት ተጋዳላይ ትግራይ ንህዝቢ ትግራይ ክበሃል ዝተኸፈለ መስውእትን ዝተፈፀመ ጀግንነትን እዩ።
ጀጋኑና ኽበሩ ንበሩ!!!
6ቱ ጅግና ብፃይ ወድ ኣሃዱየይ እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ 🙏🥰🥰🥰
Shikorina ❤❤tegaru yhwatey selam ywredelna
ሃፍትሽ ስድስቱ ጀግና ኢካ በሓቂ ..መዓት ዉጣ ዉረድ ሓሊፍካ እንካዕ ላብዚ አብቀዐካ ...አብ ኢድ ፀላኢ ልወደቅካሉለ ል ብፃይካ ክትብል እዩ እሞ ካብዚ ልላዕሊ መስዋእቲ የለይ .. ጀግና ኢካ ካብ ቃል ብላዕሊ ..sisay weres leሃምዚኦም ልበሉ ጀጋኑ መዓት እዮም እሞ ላታአላለሽካ ልክሕገዙ ግበር....
ጀጋኑ፡ ቃለት የለን ነዓኹ ዝገልኣፅ።
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ተረፍካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክዉር ሓወይ❤❤❤❤
ኣታ ጅግና ክንደይሞ ታሪክ ለይሰርሑዮም😢
እታ ምሩኽ እትብል Edit ገይርኻ ኣስተኻኽላ ሽሻይ ወረስ☝️ እዙይ ጅግና ተጋዳላይ ማእገር ህዝቢን ዓድን እዩ❤
ጅግና ❤️❤️ወድይ. ህዝብይ 💋💋💋💋💋❤️❤️❤️❤️
ሙሩኽ ኣይትበልዎ ጀግና እዩ❤
ስድስቱ ኣታጅግና ወሊድካ ፅቡቕ ረመፅ በሎ❤❤❤❤
እህምምም በዚ ዕሸል ዕድሜኹም እዚ ኹሉ ከርተትን ሕማቅ ርኢኹምን ብህይወት ደው ምባልኩም መግለጺ ቃላት የብለይን።ብዝኾነ እንኳዕ ውጻእ መዓት ኮንካ ብኹሉ መዳይ መንእሰይ ትግራይ ድጋፍ ይገበረሉ።አጆኹም አሕሕ ቅድሜኹም ይስጠሓኒ❤❤❤❤🙏🙏🙏
ናይ ልበይ ሓሳብ ትኽክል 100%
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ማዓረይ❤❤
ዝገርም ታሪኽ!
ዕድመ ንእስነቶም ብሰላም ብናፅነት ክነብሩ እናተገበአ ብፍሹል መሪሕነት ህወሓት ምኽንያት ዝኹሉ ፍዳ ምእንተ ህዝቦም ኢሎም ብፀጋ ተረኪቦሞ☝️
እዋይ ዕሸላት ኣሕዋተይ!!
መስዋእትነትኩምን ጅግንነትኩምን ዘልኣለም ኣብ ልብና ይነብር🙏
ህዋሓት የላን ማለት ትግራይ የላን ማለት እዩ ኣታወዲ😂
መንእሰይ ትግራይ ክሳብ ማዓስ እዩ እናሞተክነብር ጅግና ጅግና እናተጻወቱ ብሂወት ህጻውንቲ ይጻወቱታ ኣለዉ የሕዝን እዩ።
ጅግና ጅግና ጅግና ኢለካ ኣለኩ ወለላይ❤❤❤❤
እንካዕ ደኣ ዘይሞትካ ዝሓወይ ከሙኡ ኢሎምያ መተመለስ ዝም እሕዋትና መሓዝተና 😢
ጅግና እንካ ብስላማ ተመለስካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ልአና እዩበይ ዕዳ በአኻትም ዘይተነገረ እምበይ ዘይተሰረሐ የለን
የንየ ጅግና እንካዕ ተመለስካ🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ተመስገን እንዃዕ ተረፍካልና
እሞ እዝይ ዶ ተማሪኩ ከይኑ ደናቁር
ዘይት ማረከ ጅግና ኢካ ንስካ ጎይታዋይ
እንኳዕ እግዚአብሔር ብሰላም ወጻእኻ ጀግና ተጋዳላይ ሃፍቶም ❤❤❤❤❤
ጋዜጠኛ ቃላት መሪፅካ ተጠቀም ሞራል ጅግና ኣይትተንክፍ። ካብ ዓቅሙ ብላዕሊ ብዝኾነ መንገዲ እዩ ኣብ ኢድ ፀላኢ ወዲቁ።
አየ ጅግንነት መን ከምትግራዋይ ግን ታይዋጋ አለዎ ዞም ከብዳማት መራህትና ክሕደሙኩምንዶ መሕዘኒ ንወንበር ክብሉ ይባለዑአለዉ ህዝብና ናብመረበቱ ከይምልስዎ አደዳ ፀላኢ ገይሮምና😢😢 እንካዕ ተረፍካልና ጅግና ሐዉና ❤
ክንደይ ሚልዮናት ብሄራት ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂርኩም መንነቶም ክሒዶም ክዝመቱ ክሳቀዩ ክቅተሉ ! እዋይ ማርያም ኣደይ 130 ሚልዮን ኣምሓርኛ ምሂርኩም ክተባልዕዎም ! መርገምኩም ከቢድ'ዩ ! ፌራ ፌራ መንደፍ ይመጻኩም ኣሎ !
ዎ ሉዑል ፈጣሪ ካብ ኣምሓርኛ ዝዛረብ ትግራዋይ ሓልወኒ !
እዝጊኦ መሓረና ክርስቶስ ካብ ኣምሓርኛ ዝዛረብ ትግራዋይ ሓልወና !
እንኳዕ ብሰላም ወፃኻ ዝሓወይ🙏🥰
ዋይ ወደይ መዓረይ ናይምንታይኩምዩ ኾን እዝኹሉ መከራ እስኪ ፈጣሪ ካሕሳ ይፍጠረልኩም ሐዚ ታማ ክንብል ደቀይ .
እግዚኣብሔር❤ይመስገን❤እካዕ❤ተረፍካልና😢ጅግና እምበይ ❤❤❤❤
ጅግና ሐወይ እንኳን ተረፍካ ፅቡቀይ TDF love forever❤❤❤❤❤
እዋይ ኦሕዋተይ ማዓረይ እዝኩሉ መከራ አሕልፉክም መናአስይ ትግራይ ሕዚ መራሕቲ ንስልጣን ይባልዕ አለው መሕፈሪቲ.
ጀጋኑና❤❤❤
ምቁረይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ!!!! ናይ ባሓቂ ጅግና!!! ኣዶ ወሊዳ ትምከን።
እንኮዕ ተረፍካልና❤
😢😢😢 ዋይ አህዋተይ ክተውግዑ ከለኻስ ቐሊል ክትሐስቦ ተለኻስ ክንደይ መከራ አህሊፍኩም።
ደስ ኢሉኒ እንቋዕ እግዚአብሄር አትርፈካ አይዞካ ካብ ዝኩሉ ከቢድ ስቃይ
እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ትዲኤፈይ
አንደበትካ ናይ ጅግና እዩ ወለላይ ነዊሕ ዕድመ ይሀብካ❤❤❤
እንዃዕ ብሰላም ወፃኻ❤❤
My King TDfይ❤😊
ኽብሪ ንዓኹም ብሩኻተይ😢❤
እግዚአብሔር ይመስገን እንቃዕ ተረፍካ ዝሓወይ
ሙሩኽ ኣይኮነን ተወጊኡ ወጋ ከፊሉ እዩ ተታሒዙ,ተማሪካ ኣይትበሎ።
@@SenaitTeshager 🙏🙏
ጎይታዋይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ❤❤
ማዓረይ ቅድሜኻ እንካዕ ብሰላም ተረፍካ ።❤❤❤❤❤❤❤
❤❤
አሜን
መላምል ደቂ ትግራይ ጉድ እኾ እዬም አሕሊፎም ምሰ ሓለፈ ኽትዛረቦ ቀሊል
እዋ ኣታ ገዜጠኛ ታይእዩ ምርክ ትበለካ ጀግና tdf ተጋደላይ ዘይትበሎ🤔ጀግናዋይ ለኾዕ ብሂወት ተረፈካ ጎታዋይ🥰
❤❤❤❤🎉🎉🎉😢😢
Ere tebaetay eyu ezi ❤❤❤❤❤
ጅግና ኢዩ ዝማረክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
😭😭😭🥺
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉💖💖💖💖🙏🙏🙏
Yemane zbehal Hakim ke tfelteni do enlarged terefka❤❤❤
ጎይታዋይ ጅግና ሓወይ ምስሊ ወድነይ👑💊❤
@@wuneshgerezihar 😍😍
እንኳዕ ብሰላም ተረፍካልና ጀግና❤
እንካዕ ተረፍካ ጎይታዋይ❤
እንኳዕ ፈጣሪ ኣትረፈካ❤
ቀልጢፍና ንሓግዞ።
ማዓረይ❤😊
ጀግንነት ናይ Tdf ❤❤❤❤
I am glad you are alive zhaway, God is good ❤❤❤
6ቱ ኣታ ጅግና❤
ጁግና ሓወይ ❤❤❤❤❤❤
ጅግና ቡጻይ ❤❤❤
ጀግና ወዲ ህዝቢ❤❤
እካዕ ብሰላም ወፃእካ ዛሓወይ
❤❤❤❤enikaa terefka jgnana niberelna
እንኳዕ ተረፍካ ዝሓወይ🎉🎉
KBRN MOGESN NAKUM JEGANUNA ❤️ 🙏 ❤️ 🙏 ❤️ 🙏
ከመይ ገርካፀ ግን ምሩክ ትብሎ ዝክሉ ታሪክ ሰሪሑ??ምሩክ ዝብሃል'ኮ ከዲዑ ንፀላኢ ኢዱ ዝሃበ ዩ
I’m so proud of you our hero እንካዓ ብሰላም ተረፉካ 🙏🙏🙏❤️
🙏🙏🙏
እንቋዕ ድማ ብሂወት ተረፍካልና ሃፍትሸይ
❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
ዋይ ኣሕዋትና😭😭😭
Enka beslam temlska mare🙏🙏🙏❤❤❤☘️☘️☘️