ብቐፀፅን ህልኽን ዝግበር ኣኼባ ጉባኤ ክኽውን ኣይኽእልን፣ ገዚፍ ክሕደትን ሓደጋን እዩ፣ ምንታይ ኣብቲ ጉባኤ ኣትዮም ዘይካትዕሉ? 8/18/2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024
  • ብቐፀፅን ህልኽን ዝግበር ኣኼባ ጉባኤ ክኽውን ኣይኽእልን፣ ገዚፍ ክሕደትን ሓደጋን እዩ፣ ምእካቦም እንድሕር ዘይተርፍ ንምንታይ ኣብቲ ጉባኤ ኣትዮም ዘይካትዕሉ? 8/18/2024 www.gofundme.c...
    Please join and become a member / @tigraionline
    #Tigray #Tigrai #Eritrea #ethiopia #amhara #almata #tdf #WesternTigray
    www.tigraionlin...
    / tigraionline
    / tigraionline
    / tigraionline
    / tigraionline

ความคิดเห็น • 128

  • @user-zf7cz6sp5q
    @user-zf7cz6sp5q 24 วันที่ผ่านมา +8

    ስዲ ቆልዔዔን ከይሐንቃ ሲ ቆልዓ ጎረቤት ይሐንቃ ተባህሉ ሕጂ ዓቡይ መጠንቀቅታ ጌታቸው ረዳ ነዞም መራሕቲ ሕወሐት ብሐሶት ወንጂሉ ብፌደራል የዔፍኑ ከጥፍኦም ኢዩ ሠራዊትን ፀጥታን ትግራይ ነዞም መራሕቲ ህወሐት ጽዑቅ ሐለዋ ክግበረሎም ሐደራ ብዝተረፈ እዞም ናይ አጥፍእካ ጥፋእ ወንጀለኛ ጉጂለ ሐደገኛታት ዑሱባት ባንዳታት ኢዮም

  • @Weldemariam-l9w
    @Weldemariam-l9w 23 วันที่ผ่านมา +3

    ህወሓት ኣብ ጠንቃራ ቃልስን ስራሕን ናተሰሓለ ብፈተና ኸምወርቂ ኣብ ሓዊ ደሚቁ ፀርዩ ብዝላ ታሪኻት ናይምስራሕ ልምድን ሃፍታም ተሞክሮታት ዘለዎ ውድብ እዩሞ ንባዕሉ ኣፅሪዩ ኸምልማዱ ኽዘልልን እዩሞ ንዝለል ንሰላማዊ ቃልሲ ንቃለሰ ጆነሳይድ ትግራይ ዓለም ዝፈልጦ ጉዳይ እዩሞ ስግኣት ኣይሃልየና

  • @muluBerhe-g3j
    @muluBerhe-g3j 23 วันที่ผ่านมา +8

    ትክክል ትክክል ትክክል ሓቀኛ ምድያ ማለት እዝይ እዩ ኣብሓቂ ዝተመሰረተ ማለት እዩ በርትዕ ጅግና እኻ ሓወይ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @tsedalegher4705
    @tsedalegher4705 23 วันที่ผ่านมา +1

    መብዛሕትኦም ብግዕዝይና ጥሒሎም ዝተኣኻኸቡ እዬም

  • @haqitisier8947
    @haqitisier8947 23 วันที่ผ่านมา +1

    ጌታቸው ብልጽግና እንበር ህወሓት ኣዮኮነን ።

  • @kasahunterfiesolomon7513
    @kasahunterfiesolomon7513 24 วันที่ผ่านมา +6

    መፍትሒኡ ሐደን ሐደን እዩ:ህወሓት ናይ እንበዓል ጌታቸውን ናይደብረፅዮንን ድያ:; አይኮነትን:: ስለዚይ ህወሓት ካብዚኦም ዝሐሸ አመራራሐ ይምረፅ:: እኒ ደብረፅዮን ዝሐሸ እዮም ጌታቸዉ ሽግር አለዎ እንብል እንተኾይንና ትግራይ አኺልዋ ትጠፍእ አላ:: ኩሎም ናብ አባልነት ይውረዱ:: TDF ሰላም ህዝብናን ናይ ህወሓት ሐደሽቲ መራሕቲን ክመርፁ ይግበር::ዉድብ ዝፀንሐ አፍልጥኡ ክምለስን ንብረት ህወሓት ናብ ህዝቢ ትግራይ ክምለስ አብ ትግራይ ዘለው ተናሐናሕቲ ውድባትውን አብ ጎኒ ህወሓት ደው ኢሎም ህልውና ውድብ ከድሕኑ ይግባእ::መረፃ ክመፅእ ከሎ ከዓ ብፕሮግራሞም ንምርጫ ይቕረቡ:: እቲ ንብረት ህወሓት ከዓ ንህዝቢ ክተሐላለፍ አለዎ::አልመዳ ሳባ አዲስ መድሐኒት መሰቦ ስሚንቶ ንህዝቢ ትግራይ ካብ ዝሀቦ ጥቕሚ መፃወቲ ፓለቲካዊ ቁማር እዩ ዝውዕል ነይሩን ዘሎን:: ንህዝቢ ትግራይ ኢሎም እንተኮነ ኢፈርት መን ተቆፃፀረ እዩ እቲጉያ::ህዘቢ ትግራይ ኩሉ ይፈልጥዩ:: ተስማሚዕኩም ገንዘብና ብልዑ ሐሶት ግደፉ ንበለዕቲ ነብሲ ዐሕሊፍኩም አይትሀቡና ከምዝብል አይጠራጠርን::

  • @haftomtesfay3112
    @haftomtesfay3112 23 วันที่ผ่านมา +1

    ብልፅግና ብጌታቼው ተሸፊና ሕውሓት ንምፍራስ ትሰርሕ ኣላ

  • @ninaabay2140
    @ninaabay2140 23 วันที่ผ่านมา +2

    Thank you TOL

  • @AsdfghZxcv-jl8vk
    @AsdfghZxcv-jl8vk 23 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ገታቸው ውድብ ህወሓት ትባሃል ዓንጃል ማሃይም

  • @leberlegataamen7080
    @leberlegataamen7080 23 วันที่ผ่านมา +2

    NAY-Behakei, thank you! brother

  • @AsdfghZxcv-jl8vk
    @AsdfghZxcv-jl8vk 23 วันที่ผ่านมา +2

    ዓንጓር ምድየ ተለአአኺ ናይ አርባዕተ ሰባት ወገነኛ

  • @mikeyfutbol3561
    @mikeyfutbol3561 24 วันที่ผ่านมา +5

    What has Getachew and his interim government done, did the IDP’s return home? What about the incarcerated Tegaru? What about the territorial integrity of Tigray? Mr Getachew Reda needs a reality check.

  • @EagerBocce-vl1ri
    @EagerBocce-vl1ri 23 วันที่ผ่านมา +1

    እዚ ጌታቸው ዝብልዎ ልኡኽ ብልጽግና እዩ ኩሉ ነገራቱ ናይ ኣብይ ስራሕ ዝሰርሕ ዘሎ እዩ ናይ ትግራይ ዋላሓንቲ ራኢ የብሉን

  • @saessefa
    @saessefa 23 วันที่ผ่านมา +3

    He is becoming like abey Ahmed one man show😮😮😮

  • @asefudesta441
    @asefudesta441 23 วันที่ผ่านมา +2

    ክንደይ ተጋዳላይ ሞይቱ: ንዚ ሰብ ከሐሉ:ንትግራይ ዘይጠቅም::አብ በረሐ ኰይኑ ይከዉን ምስ አቢ ይዛረብ ዝነበረ? እዚ ሰብ አይአምኖን እየ!!!!!!!!

  • @GarbelHilla
    @GarbelHilla 23 วันที่ผ่านมา +3

    ሲጀመር ጌታቸው ረዳ እና ጻድቃን እንዴት ወደ ስልጣን ታመጣለህ😂😂😂😂

  • @Mengeshaamareshibeshi-p2n
    @Mengeshaamareshibeshi-p2n 23 วันที่ผ่านมา

    ሐዚ ተረዲኡኒ ጌታቼዉ ኣቦ መምበር ምዄን ደሊዩ እዩ ሐዚ ንወምበሩ በይኑ ተቆፃፂሩወ አሎ

  • @wedigermen2776
    @wedigermen2776 23 วันที่ผ่านมา +1

    ተቲ እልካ ከመይ ግርካ ህዝቢ ትግራይ ሑጉስ ምግባር እዩ ህዝቢ ንብዓቱ ዝደርዘሉ እዩ ዝደሊ ሕጂ

  • @G.maryamAsgedom
    @G.maryamAsgedom 23 วันที่ผ่านมา +3

    መድረኽ ዝፈርሕ ከመይ ገይሩ ይመርሕ ፈራሕን ዕሱብን ዝመርሐ ትግራይ የላን !

  • @ghch5195
    @ghch5195 23 วันที่ผ่านมา

    baHaki kbur weladina nsa eya eta Haki btkkl ktkewn zgbeo ezia eya keTlelna berte btaemi nemsgn❤❤❤❤❤❤

  • @user-gj8wf7xe4x
    @user-gj8wf7xe4x 23 วันที่ผ่านมา +1

    ኩቡሩ አያና ክምቲ አያና ትገልጾ ዘለካ ልክዕ እዩ ሀይለ ደደብት ክማኻ ይገልጾ ነሩ ናይ ህዝቢ ሐለይቲ ስለ ዝኾንኩም

  • @tadesetafere9213
    @tadesetafere9213 24 วันที่ผ่านมา +1

    ብልጽግና ብሕዋሕት ምድባቅ አይከአልን ሕቢትግራ ክትሸዉድ አይትክልን ድሕሪ ሐዚ ዝመጽ ጸገም አብትግራይ ብቴሪኽ ተሐቲ ኢየም

  • @selamnkulu2541
    @selamnkulu2541 23 วันที่ผ่านมา +2

    ኢትዮጵያ ከይትፈርስ ተባሂሉስ ተጋሩ በቢ 20 ዓመት ክንፀንት? ተዘይተገንፀልናስ ጀኖሳይድ ከይድገም ምስኢትዮጵያ ሓድሽ ውዕል አድላይ እንድዩ: አቱም ምስ ጌታቸው ዝሓበርኹም ተጋሩ ባንዳ እናኾንኩም ኢኹምሞ ሕሰቡሉ: እዝ ኹሎ ትግራዋይ ሀሊቁስ ምስአብይ ትሓብሩ? ናይደገ ኢድ ዘሎስ ምስባንዳታት እዩ:

  • @tsedalegher4705
    @tsedalegher4705 23 วันที่ผ่านมา

    ብሽም ጉባኤ ካብ ሕገደንቢ ወፃኢ ውድብ ንምፍራስ እዩ ልኡኽ ዘፍፅም ዘሎ

  • @leberlegataamen7080
    @leberlegataamen7080 23 วันที่ผ่านมา +1

    Yes, eze sekaram

  • @asadi-preform-factory
    @asadi-preform-factory 23 วันที่ผ่านมา +1

    Gahshar

  • @askualweldetinsae2273
    @askualweldetinsae2273 23 วันที่ผ่านมา

    Tikikil jegna hawna🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉

  • @tigray447
    @tigray447 23 วันที่ผ่านมา

    👍👍

  • @user-en6wt4hb3t
    @user-en6wt4hb3t 23 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @LuelBrook
    @LuelBrook 23 วันที่ผ่านมา

    Nayi men gubaeee!!!!

  • @aradom.3489
    @aradom.3489 23 วันที่ผ่านมา +1

    Tigray Online is being bipartisan and supporting the Debretsion faction group. Why don't you criticize the bagabondizm of Detsi that he took a certificate to devolve the TPLF into a startup party just to clinch/keep itself in its already lost power. Tigray needs a progressive and genuine party.

  • @haqitisier8947
    @haqitisier8947 23 วันที่ผ่านมา

    ጌታቸው ቅመኛ ጉጅለ ጠልፍዎ ንህወሓት ዝጠለመ ጉጅለ ይምስርት አሎ ዓገብ።

  • @tsedalegher4705
    @tsedalegher4705 23 วันที่ผ่านมา

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @user-wz4hy5hp7q
    @user-wz4hy5hp7q 23 วันที่ผ่านมา +5

    ጉባኢ ናይ ህዝቢ ትግራይ እመበር ናይ ኒ ሞንጆሪኖ ዝበለስ መን ዩ ህዋህት ናይ ህዝኒ ትግራይ እምበር ናይኒ ድብረጽዮን ዝበለስ መን ዩ ንቡዙህ ዓመት ገዚኣኦም ዘይ ጭቆና ንህዝቢ ትግራይ ታይ ረብሁ

  • @user-en6wt4hb3t
    @user-en6wt4hb3t 23 วันที่ผ่านมา

    ብሓፂሩ እዞም ሰባት ዘለዎም ተልእኾ ፈርከሽከሽ ኢሉ ኣሎ ንሱ ኣይኮነን ሓሳቦም ። በቃ እዚኦም ኣብ ደገ ምህላዎም ኣብዚ ውድባዊ ጉባኤ ብሕም እትብል ምሽጥር ከይወፀት ቀንያ ካብዚ ዘይንርዳእን ዘይንቃለሶን እንተኾይንና ዝብኢ ጥራሕ ዘይኮነስ ሓራግፅ የፍርየልና ከምዘሎ እዚ ሕማቅ ጉጅለ ምሽጥር ኣኼባና ናብ መረባ ሚድያታት እናዘርገሐ ህዝባዊ ዓላማና ናብ ረሳሕ ዕዳጋ ኣውሪዶም ብዝረብሑን ዘይረብሑን ተመልሚሎም ሕያኻት ተባሂሎም ህዝብን ውድብን ዘባረረቶም ብኾናትል ቂምታ ተሸኪሞም ንዓረ
    ሰርተታት ዓመት ኣብ ስኖም ቀርቂሮም ሐዚ ረኸብናካ ሳኣናካ እናበሉ ብዙሕ ሓመሳ ኣካይዶም እዮም ሐዚግን ተነቂሑሎም እዩ ኢለ ይኣምን ።

  • @areaareaarea4587
    @areaareaarea4587 23 วันที่ผ่านมา +2

    ናይ ኣቦኦም ኣቢይ ኣሕመድ ትእዛዝ ዮም ዝፍፅሙ ዘለው ።
    ሕጅ ድማ ንተወከልቱ ኣፍልጦ ክህብ ዩ

  • @Addisuyosef
    @Addisuyosef 23 วันที่ผ่านมา +1

    ፀቢብ

  • @mulugetamuler464
    @mulugetamuler464 23 วันที่ผ่านมา

    Ayitenashiwom

  • @mearigtadesse7853
    @mearigtadesse7853 23 วันที่ผ่านมา +1

    ቻው ጉጅለ ኣደመ

  • @ba8690
    @ba8690 23 วันที่ผ่านมา +2

    Exactly. ከምዚ ዘበለ በሳል ነፃን ግልፅን ኣብልብና ዘሎ ሓሳብ ኢካ ገሊፅካዮ Thank you

  • @iseytekle1302
    @iseytekle1302 23 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ሓው በጃካ ምስ ሓደ ኣይትወገን

  • @abrahambaraki1414
    @abrahambaraki1414 24 วันที่ผ่านมา +3

    Mr.X your opinion is wrong 1st of all your propaganda side to president Debresion part
    Please don’t position us.
    Plus don’t talk without proof.

    • @adamsolomon3080
      @adamsolomon3080 24 วันที่ผ่านมา +1

      Wedy scrmuta donkro adgi.

    • @user-st6lh6hi8j
      @user-st6lh6hi8j 23 วันที่ผ่านมา

      Debtetsion is the best. Only bandas support fat getachew

  • @yemaneyohannes862
    @yemaneyohannes862 23 วันที่ผ่านมา +1

    The reason: There is remoure that TPLF has contacts with Iseyas, the genocider. Several news medias revealed that, one of them Assena TV. Tigrai people don't want that, I don't know about you Tigrai on line.

  • @addisalemmesfin4849
    @addisalemmesfin4849 23 วันที่ผ่านมา +1

    ህወሓት ብብልፅግና አይስረቅን።ንቲ ሓደ ጉጅለ ዘይሕጋዊ ኢልካ ንቲ ካሊእ ብኸመይ ሕጋዊ ይኸውን?
    አብ ኢህወዴግ ዝነበረ ናይ ውሽጢ ውሽጢ ተንኮል ጌርካ ናብ ብልፅግና ዘተኸደሉ መንገዲ፣አብ ህወሓትን ትግራይን አይኾንን።ምኽኒያቱ አብ ኢህወዴግ ብዙሓት ዝተፈለየ ድሌት ዝነበሮም ውድባትን ዝመርሕዎ ህዝብን ነይሩ አብ ትግራይ ዝተፈለየ ኩነታት እዩ።
    ካሊእ ብልፅግና ብህዝቢ ትግራይ ድጋፍ ዘይብሉ፣መራሕቲ ትግራይ ምስ ብፅግና መራሕቲ ክረአዩ ደስ ዘይብሎ ትግረዋይ ብዙሕ እዩ።

  • @G.Ge-m8v
    @G.Ge-m8v 24 วันที่ผ่านมา +1

    Both group must focused on the interest of Tigrai like Republicans and Democrats

    • @adamsolomon3080
      @adamsolomon3080 24 วันที่ผ่านมา

      Not both, the donkro call wedy Reda have to go or he will meet his God soon

    • @G.Ge-m8v
      @G.Ge-m8v 24 วันที่ผ่านมา

      1993 ኣብ ሓድነት ንህዝቢ ትግራይ ብዙሕ ዋጋ ኣኽፊልዎ እዩ ሎሚ’ውን ብዝኸፈአ ይድገም ኣሎ።politicians
      ናብ ዓበቲ ዓዲ ( ምስ ሊቃውንቲ ትግራይ ይዘትዩ) ተጋሩ ብስንፍናና ኣብ ምፍራስ ዘላ ኢትዮጵያ ፅንሒ ንብላ ኣለና!

  • @yemaneyohannes862
    @yemaneyohannes862 23 วันที่ผ่านมา

    Until your dream of having independent Tigrai come true, you need to work as Ethiopian, there is no choice. "Zibei's ksab zdelwo yihnkis"

  • @yeabsrasra
    @yeabsrasra 23 วันที่ผ่านมา +1

    ኣብቲ ጉባኤ እዶ እቶ ካድረ ኢኻ ትመስል

  • @Gyoutubeme
    @Gyoutubeme 23 วันที่ผ่านมา

    ክንደየናይ እዩ ህዝቢ ትግራይ ተካሒዱ? ሕብሕቢኢተይ ክፃወቱሉ

  • @user-rl7pp6ij2i
    @user-rl7pp6ij2i 23 วันที่ผ่านมา

    አካይዳ ህፃናት

  • @theobserver2677
    @theobserver2677 23 วันที่ผ่านมา

    ሓንሳብ ዝኻሓደ ኣይምለስን።
    የእዳው ሲኣይኤ ምስ ሓባላት ነጋውስ ኣዕራብ ዝተኸልዎም ዳንዴራት እንሆ።ካብ ዳጋሎ ናይ ሱዳን ስጋብ ኣቢይ ኣሕመድን ደሳለፕ ሃ.ማርያም፤ ዛድግ ኣብራሃ፣ ሓጥኣን ወልደሞት፣ጌታቸው ረዳኔ፤ዊልያም ሩቶ ናይ ኬንያ ወዘተ ኣብነታት ኢዮም። ስለዚ ትግራዋይ ብምስውዓል ስረኻ ሸጥ ኣብል።

  • @WoldeM-jf9yc
    @WoldeM-jf9yc 23 วันที่ผ่านมา +2

    Please be matured. Most of the time what you talk is nonsense and unhelpful for the people of Tigray. Listening your program is unattractive because you are one sided and loyal to the old TPLF ideology. Open your mind! The central brain of any political party is its central committee, not a bunch of cadres! If you don’t understand how government works just read books related to this issue. The problem of Tigray will not allow TPLF old guards to play game in the name of people. Enough is enough!

  • @gebremedhinkassadrar425
    @gebremedhinkassadrar425 23 วันที่ผ่านมา

    Thank you my brother❤❤❤😂😂😂

  • @AradomBerri
    @AradomBerri 23 วันที่ผ่านมา

    አየ ጉጅለ ከደምቲ :
    ብሕኸኸኒ ክሐከካን ካብ ተሐታትነት ንከምልጥ ኢሉ ብተብተብ ጉባኤ ኢል ንህዝቢ ዘደናግር : ጉጅለ ጎሐላሉ : መን'ዩ ሕጋዊ ህወሐት ኢሉ ሰይምዎ ? :
    አይ ተገማጊምና ውድብና አፅፊፍና ቅድመ ተኸተል ተኸቲልና ኢና ንአቱ እንበር : ብተብተብ ንአትዎ ጉባኤ ሐደጋታት ክህልዎ ስለ ዝኾነ አይንአቱን ዝበለን ሐቅነቱ ዝሐዘ ድማ :
    ህወሐት አይኮነን ኢሉ ካብ ውድቡ ፈልዮ ዝፅውዖ መን'ዩ ? :
    እዚ ናይቶም ጎሐላሉ ግምገማን ምንቅቃፍን ከም ሰይጣን ንዘበርግጎም ከደምቶምን ናይ ዝበልዕሉ ኢዶም ዘልምፁን : ልእኽቶ'ዩ ።
    ናይ ብልፅግናን ናይ ሻዕብያን : ፅግዕተኛን ተለጣፍን ተሽሎኽላኽን : መን ምኻኑ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ፈሊጥዎ ስለ ዝሐደረ : አፉ ኸፊቱ ንዝተዛረበ ዓርማም : ዝእመን አይኮነን :
    ካብ ኢትዮጱያ ክንፀል ዘይደሊ ጉጅለማ : ቃል ብቃል በዓል አለም : ካብ ኢትዮጱያ ተፈሊኻ ከም ሃገር ሙኻን ዝሕሰብ ዘሎ : ጌጋ'ዩ ዝበሉ አለምን ደብረፅዮንን እዮም ።
    እሞ ድማ ካብ ናይ ህዝቢ ፀገም ምፍታሕ : ናይ ውድብና ህላወ የዓብየና ዝብሉ ካሕዳማት ጉጅለ :
    ነዚኦም ደጊፉ ዝህትፍ : አብ ናይ ኤርትራዊያን ሚድያ እናአተወ ሰበይቲ ድለያለይ እናበለ ረቁሐ ዘቀምጥ ዓርማም : ዕድሚኡ እካ 28 እዩ ዓመተይ እናበለ : እሞድማ ን 28 ዓመታት 28 እዩ ዓመተይ ዝብል ዓርማም : ስለ ናይ ህወሐት ውሽጣዊ ጉዳይ ንኽዛረብ ዓቅሚ ይኹን ሞራል የብሉን ።
    ትግራይ ብጉጅለ ጎሐላሉ ዝምረሐሉ ዕድል አይህሉን ።
    ትግራይ ሰብ አለዋ ።

  • @michaelbeyene7442
    @michaelbeyene7442 23 วันที่ผ่านมา

    ጌታቸው ረዳ ፣ ንስልጣን ክብል ጠሊሙ እዩ። ህዝቢ ትግራይ ሕሳብካ ግበር።

  • @AsmelashTieumelisan
    @AsmelashTieumelisan 23 วันที่ผ่านมา

    Tkkl eka nmntay abta gubae atyom hasabom zeyigeltsu

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 23 วันที่ผ่านมา +4

    ገታቸው ቆልዐ ህፃንዩ ዘሕዝን ልኡኽ አብይ ጥራይዩ።😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @tesfuleakemariam2023
    @tesfuleakemariam2023 23 วันที่ผ่านมา

    ዉናት ብሓቅ ዉድብ ናጽነት ትግራይ ድዩ ከም ሹሙ ? እንተደዓ ኾይኑ ናጽነት ትግራይ ዘይድግፉ ብዓል ጌታቸዉን ጻድቃንን ብሓባር ይሰርሑ ኣለዉ ? Trade mark does,t much with the product they cary

  • @mulugetamuler464
    @mulugetamuler464 23 วันที่ผ่านมา

    Medakeri

  • @Yirgalem-tp8rk
    @Yirgalem-tp8rk 23 วันที่ผ่านมา

    ትግራይ እትጠፍእ ብትግራዋይ ትግራይ ትልዓል ድማ ብትግራዋይ እያ።ትግራይ ነፍልጦ ምርካብ ብዝብል ከም ክልትኤን ሱዳናት መራሕቲ ትግራይ ኣብ ክልተ ተመቒሎም ናብ ምትፍናን ኣትዮም ሰላም ዘይብላ ትግራይ ክትፍጠር እዩ ዝስራሕ ዘሎ ።ትግራይ ዓደይ ኣስተባህል!!!

  • @user-oh6jo1pj7k
    @user-oh6jo1pj7k 23 วันที่ผ่านมา

    ATAHESI

  • @user-wj4fb2gr5s
    @user-wj4fb2gr5s 23 วันที่ผ่านมา +2

    አንተ ጺረ ቀሉዑ ትጊራይ ደቅካ ሐቅፈካ ደቅ መን እነካ ከተጺንት ሒጂ ከ ለቅማጺ ኪዲ ተኮሻሕ ምስ ደቅካ አረጊት ሸይጣን አይጢ

  • @leberlegataamen7080
    @leberlegataamen7080 23 วันที่ผ่านมา

    ewe! YES

  • @mmjjjhh
    @mmjjjhh 23 วันที่ผ่านมา

    እሞ ነዚ መፍትሕ ዝከዉን ገና አብ ህዝብና ምፍልላይ ከጀመረ TDF ተሎ ይሎም መፍቲሒ ይግበሩ ገታቸዉ ሐሳቡ አብ ትግራይ ሕፍሸፍሸ ከፍጠር እሞ ከብኡ ናይ ፈደራል መግሰቲ ንክአቱ ፈቂዴ አለኩ ግብል ዝተዘጋጀወ ምመሰል እዚ ደሞ ቀሰ ኢሎም መረሕቲ ሰራዉት ንምእፋን ክጥቀሙሉ ከምዝክእሉ ከይትጠራጠሩ አከያይድኡ አይጣአመንን ገታቸዉ

  • @habteabtekest7412
    @habteabtekest7412 23 วันที่ผ่านมา

    ከባብያዊነት

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 23 วันที่ผ่านมา

    ህዝቢ ትግራይ ፎአ ክብሎ አለዎ ነዚ ገታቸው አዚ መሳርሒ ጥራይ ኢዩ፥
    ባዕሉ ምስ ሕውሓትዶ አይኮነን ነይሩ፣
    ብስም ሕወሓት ይሽቕጥ አሎ፥፣
    አንታይ ገይሩሉ ንህዝቢ ትግራይ ደላሊ ናይ አብይ ብዙሕ ማትማቲክ ይደልዮንዩ፥
    ናይ ኤድሞንድ መግልፂ ስምዕዎ።

  • @user-jn5pu2ob8w
    @user-jn5pu2ob8w 23 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ኩቡራት አሕዋትና❤❤❤❤❤❤

  • @user-kc4mj9nq2c
    @user-kc4mj9nq2c 23 วันที่ผ่านมา

    ንአቶገታች ብችአኮን ንስኻዊን ምስደብረጸን ኢካ

  • @Weldemariam-l9w
    @Weldemariam-l9w 23 วันที่ผ่านมา

    እዘን ናይ ሓሳብ ምፅንቃቅ ናይክሕደት ቃላት ምንም ምትሕምማም ዘየድልየን ኽሕደታት ካብ ሓደ ንህዝቢ ይሓስብ እዪ ዝብል ዝብገስ ኣይኮነን ህልኽን ተሰዓራይነትን ምልክት ኽሕደትትት እዩ

  • @TesfayBerhe-j3o
    @TesfayBerhe-j3o 23 วันที่ผ่านมา

    ፅግዕ አይነሓዝ ህዝብን ፖሎትከኛታትን

  • @user-oi3zo5cy4n
    @user-oi3zo5cy4n 23 วันที่ผ่านมา +1

    ሎሚስ ጭንቅ እሉካ ዛራባ ጠፋኣትካ ገች ድዩ ባዳ ንስኩሙ ከ እንታይ ኡኩሙ ኣይ ገች ወድ ራያ ክንደይ ኣዘረብካዮም😂😂😂😂😂

  • @selamnkulu2541
    @selamnkulu2541 23 วันที่ผ่านมา

    ጌታቸውን ጀነራል ፃድቃንን በይኖም ምዓስ ነይሮም አብፕሪቶርያ እቶም ኻልኦትኸ ዘይዛረቡ? አብኢትዮጵያ ዘይነብሩውን ነይሮም ታይ አፍርሖም? ወይስ ተዘርበን ንፊርማ ዝቐረበ ወረቐት ተፈላለየ እዩ ነይሩ?

  • @SofiaKeren
    @SofiaKeren 23 วันที่ผ่านมา

    ኤርትራ ከይበልካ መሕላፍ ሓጥያት ኢዩ ፡ ካብ ሪሲ ኤርትራ ወረዱ፡ ትግራይ መስ ኤርትራ ሰላም መስትገብር ኢዪ ሰላማ ዝዋሓስ።ከም ምኽሪ

  • @alenalkieritrea3862
    @alenalkieritrea3862 23 วันที่ผ่านมา

    ኢትዮጵያ ሀገርኩም መንግስተ ሰማያት የዋርሳ እንታይ ይበሃል ኮይኑ ተጋርዋኒ😂

  • @user-ss5so6vt3r
    @user-ss5so6vt3r 23 วันที่ผ่านมา

    ብሱሩኽ እንታይ ዓይነት አኼባ ኢዩ ? ጉባኤ ድዩ ? ካሊኢ ዓይነት አኼባ ? ህወሓት አባላት ዘይኮኑ ግንድማ ናይ ህወሓት ሎግ ተጠቂሞም እዚዩ ብግልፂ አብ ውሽጢ ኮይኖም ዘጭብርብሩ ዘለው።

  • @meronbrhane6608
    @meronbrhane6608 23 วันที่ผ่านมา

    Etay malet Eyou nay bealeka tefat behewaha atmekeni getachw Adebe geberrrrr

  • @asefudesta441
    @asefudesta441 23 วันที่ผ่านมา

    አሁን ጌታቸዉ :ስብሰባ ያደረገዉ :አብይ ! ስብሰባአድግ ስላለዉ:ነዉ::ካላደረገ:እዉቅና መስጠት ያለበት :የሕዉሐትን ጉባኤ ነዉ: :ያ እንዳይሆን ጌታቸዉን ስብሰባ አድርግ ተብሎነዉ::😮

  • @HailuGebretsadik-i2f
    @HailuGebretsadik-i2f 23 วันที่ผ่านมา +1

    መንጎኛ ኸይነካ ክትሐስብ ይግበአካ ንባዕልከ ቀሸተኛ ኢካ

  • @eyobghebrehiwet310
    @eyobghebrehiwet310 24 วันที่ผ่านมา

    ኣቤ. ብዑሉ. ንጋታቻኦው. ምሮጽዎ. ኣይብልን. ድዩ. ሓንታኣ. ሽማት. ክቅባል. ኣብ. አትዮጵያ. ምስ ኣብይ. ክትሓኻክኡቅፍ. ኮሎ. ሱልኤ. ኤትላካ. ኣራና 🙏

  • @Weldemariam-l9w
    @Weldemariam-l9w 23 วันที่ผ่านมา

    እዛ ኣቀማምጣስ ዓብይውን ኣይገበራን ምናልባት ኣብ ትግራይ ቤት ምኽሪ ስለዘይብልናዶ ይኾን??መሕዘኒ ክሕደት

  • @JonNati
    @JonNati 23 วันที่ผ่านมา

    ኣይተርርደአካን ናይኒ ጌታቸው ኣኼባ መራሕቲ ንምምራጽ ወይከኣ ሓድሽ ሕጊ ንምውጻእ ኣይኮነን እቲ ዘኒሀ ንህዝቢ ንምግላጽ ኢዩ ናይኒ ደብረ ጽዮን ወይከኣ ደብረ ዕንክሊል ግን ዘይደለይዎም ሰባት ካብ ከባቢኦም ንምብራር ካልኣይ ዝሰረቕዎ ከይሕተቱ መእንቲ ተመሊሶም ናብስልጣን ንምውጻእ ኢዩ ስለዚይ ብደብረ ጽዮን ዝምራሕ ህወሃት ንትግራይ ጆነሳይድ ዘምጸአሉ ናይ ኣመራርሓ ናይዓቕሚ ጸገም ዘለዎም ስለዝኾኑ ሀዚእዉ ን ገና ንትግራይ ሓደጋ ኢዮም ስለዚይ ካብስልጣን ክእገዱ ኣለዎም ብፍጹም በፍጹም ድሕሪ ገዲም ትግራይ ናይኩሎም ተጋሩ ኢያ

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 23 วันที่ผ่านมา

    ገታቸው ሓሳዊ ዝኸፍኤ ካብ አብዩ
    ዘይትግራዋይ ልቦና ዝግደሎ ከመ ይ ገይሩ ጉጅለ ዝብልስ ንመንዩ ባዕሉ አብ ሓላፍንት ዝነበረዶ አይኮነን ዘገርም ምስ አብይን ኢሰያስ ተሰሪዑ ብሰብኪ ህልኽ ህዝቢ ትግራይ አንዳበለ ከምዚ ኢሰያስ ስውአትና ኢንዳ በለ ርአሲ ሰብ ዘድንን ሳልሥይ ዲክታተር መጺኡ በሉ ።
    ምፅናት ህዝቢ ቐዳምበት ከይተዋህበ አብ ህልኽን ብተወሳኺ ኩሉ ዘለካ መዕነዊ ውላዳ አጥፊካስ ሕጂ ጉጅለ ጉጅለ ዘይ ኢሰያስን አብይን አንታይ ይፅውዑኻ ነይሮም አብቲ ክጥፍኡኹም ክደልዩ ኸለዉ ዘሕዝን ዘሕዝን ትፋአካ ምብላዕ።😢😢😢😢😢😢

  • @ba8690
    @ba8690 23 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ሕወሓት ዓርሓ መራሒ ብዘይ ምህላዉ እያ ንድሕሪት ትጉተት ዘላ ነዚ ክሓስብሉ ይግባእ::

  • @semirberhe7592
    @semirberhe7592 23 วันที่ผ่านมา +2

    TIGRAY TSIER ❤️💛

  • @asefudesta441
    @asefudesta441 23 วันที่ผ่านมา

    ቍስሊ:እናሐከክና :አይንነብርን ኢሉና:ትዝ ይብለኩም: ብዛአባ ተመዛበልቲ: ሕዝቢ ይመለስ እምበር: ብዝአባ መሬት አይገድሸናን ኢሉ: አሜሬካመፂ ከሎ:እንታይ ኢሉ:ንሰብ: ካታልል :አብሐደ ሚሊየን ስወሐትና:አብ መጨረሻ ተፈራሪምናከለና:ሐደ ወአሮ ሞይታ:ተብሒለ ኢሉ እዮ ቱዘረባ ጀሚሩወ:ንምንታይ እዮ ተዛሪብወ:ንምንታይ :ፖርቶሪያ :ክንደይ ሕዝብ ሐሊቍ :ሕዚተፈሪሙ :ኢልና:ከይንሐቶ እዮ:እዚኩሉ ናይ አብይ ፖላን ነይሩ: ዘይተሐተቶ ዝመለሶ: ከምዚ ዝአክል ሠራዊት አለና ኢሉ ተዛሪቡ: ንአናድዮ ንአብይ :ይዛረቦዘሎ: እዚኩሉ ሺርሒ እዮ ነይሩ:: እዚ ሰብ ካብድሮም ሕዉሐት አይነበረን:አይአምነሉን: : ንብልፃግና እዮ !ትግራይን ክአረክቦም ዝደልይ! ንሕዉሐት አይሕብን እዮዝብልዘሎ::😮

  • @MekonnenSeid-nx7gg
    @MekonnenSeid-nx7gg 23 วันที่ผ่านมา

    አስርተ አርበዓተ? More than a 1000 reported by My Views on News, Sir.

  • @dansen1965
    @dansen1965 23 วันที่ผ่านมา

    Bigimit mizirab aygidin!!!!!
    Itiom halefti TDFk??? Nisomk bikemey tiriom aleka????

  • @spiritandlifeword
    @spiritandlifeword 23 วันที่ผ่านมา

    Cloning TPLF

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 24 วันที่ผ่านมา

    Abe. Kulu. Akeba. Zegeberelu. Bota. Degefete. Garede. Akemetu. Eyu. Eze. Dema. Tselaete. TEGARU. EYOUME.

  • @GideyAbraha-i8j
    @GideyAbraha-i8j 24 วันที่ผ่านมา

    አሞ ነዚ አዩ ጌታቸው ረዳ ዋላ ጉባኤ ተተኻየደ ትርጉም የብሉን ዝበለ።

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 23 วันที่ผ่านมา

    ንስኻ ባዕልኻ ምስቶም ላዕልዎትዶ አይኮንካን ኢኻ ። ካብቲ አብይ ዝብሎ አይፍለንዩ ሓሶት ገታቸው ንጹርዩ፥
    ክልተ ክበሃሉ ስለ ዝተደልየ አታ አብይ ደልያ ክልተ ድማ ንሳዩ ፊልም ይሰርሕ አሎ።😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @ZufanJegher
    @ZufanJegher 24 วันที่ผ่านมา

    እዜ ወዲ ነቲ ባእዲን ናውሽጢ ሰራዊት ዓዲሙ ህዝቢ ዘወደኤ መንግስቲ ካብ ወንጀል አዲሒኑ ናብ ወያነ ወንጀለኛ ምልጋ ህዝቢ አቡ ሓደጋ ምስ አተወ መወዳእታ ጌታቸው ከምትብላ ፍለጥ

  • @saidaman6424
    @saidaman6424 24 วันที่ผ่านมา

    Tigray’s territorial integrity is still intact. Wolkait and Raya were forcefully annexed and TPLF deprived the people of Wolkait of their Gondre Identity. This is a fact. The sad part is that you insist in preaching fallacies that has been debunked by many Tegaru’s such as Megesha Seyum and others. Even Wede Werede alluded to the fact that the case in Wolkait won’t be easy as he described it very well when he alluded to the fact the people of Wolkait were mistreated. The closest admission by a TPLFITE. You know it well but you keep misleading your listeners.

  • @user-sb4dp6vo7c
    @user-sb4dp6vo7c 24 วันที่ผ่านมา +3

    ትግራይ ዖን ላየን ካብቶም ዝፈልጦም ሓቀኛን መስተዋላይን ሰብ ትመስለኒ ነይርካ ግና ስቕ ኢልካ ምዛናዊ ዘይኮንካ ሰብ ኢኻ :: ኣነ ኢትዮጵያ ታሪካዊ ጸላኢት ህዝቢ ትግራይ ምኻና ኣጸቢቐ እፈልጥ ይኹን እምበር እዛ መጥፈኢት ህዝቢ ትግራይ ንኽትሓብጥን ዓለም ኣተኣካክይባ ኣብ ልዕሊ ትግራይ "genocide" ንኽትፍጽም ዝገበረ ናይ ህወሓት ጉጅለን ብለይ ኣነ ካልእ ናይ ፖለቲካ ፓርቲ ኣብ ትግራይ ክህልው የብሉን ዝብል ናይ ህዝቢ ትግራይ ወርቃዊ ናይ ጀግንነት ታሪኽ ዝጨወየ ኣይንኡ ጉጅለ ዕዩ ?? ንሓድሽ ወለዶን መዓኢት ትግራይን ኩሉ ዘሳተፈ ቁረብ ዝሓሸ ምንቅስቓስ ዝገብር ዘሎስ መን ዕዩ?? ብኔት ዎርክ ተኣሳሲሩ ህዝቢ ትግራይ ሓሳደ መኸረኡ ንክርእይ ዝገብር ዘሎ ጉጅል ኣይንኡ ዕዩ?? እዚኣን ሕቶታት መሊስካ ንህሊናኻ ክትብል ምስ ሓቀኛ ቶተብ በል :: እንተይኮይኑ ግና ኣካያይዳካ ምስቶም ኔት ዎርክ ዘርጊሖም ዝንቀሳቐሱ ጉጅል ርክብ ዘለካ ዕዩ ዝመስል ::

  • @ahmaduhfyui2521
    @ahmaduhfyui2521 23 วันที่ผ่านมา +3

    ኣታ ዓብዪ ስብኣይ ዩሁዳ ሎሚ ሰብ ፈሊኩም እዩ ኣቱም ሌዋው ብስብስ ኣረጊት ደቅኻ ስደድ ናብ ኩናት ጋህታፍ ስኻ ልገስግስካዮ ሓደ ሚልዮን ህዝቢ ኣጥፊእኻ ዶኾንኻይ ኣታ ቡዳ ፀረ ህዝቢ

  • @user-gj8wf7xe4x
    @user-gj8wf7xe4x 23 วันที่ผ่านมา +2

    ጌታቸው ንብልጽግና ብግልጽ እዩ ንትግራይ ይሽጣ አሎ ግን ህዝብ ክቃለሶ አለዎ

  • @saessefa
    @saessefa 23 วันที่ผ่านมา

    He is a lair. .

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 24 วันที่ผ่านมา

    Eze. Eko. Shame. Shame. Eyu.

  • @tekleafewerk-eh9fm
    @tekleafewerk-eh9fm 24 วันที่ผ่านมา +4

    ናይ ሎሚ ትንትኔኻ ዝወፆ የቡሉን እቲ ዘሎ ኩነታት ብትኽክል ገሊፅካዮ ቀፅለሉ

  • @haregewoinebelay5206
    @haregewoinebelay5206 24 วันที่ผ่านมา +2

    😊በዛኻ ኢለካ ሓዊ አይተሳውር ነፃ ሃሳብ አብ ትግራይ ክሰፍን አለዎ ኩሎም ተጋሩ እዮም ብጌታቸው ንእሽተይ ይሰማማዕ ግና ሙሁራትና ናይ ግድን ለውጢ ንትግራይ ከምፅኡ አለዎም ምድፍፋእዩ ሽግር ዘምፅእ ዘሎ ዘረባኻ አስተውዕል

  • @angesomhagos300
    @angesomhagos300 24 วันที่ผ่านมา +2

    ናይ ደብረፅንተት ጉጅለ ስብሰባ እንትገብር ድህነት ትብሎ ናይ ጌታቸው እንትከውን ድማ ጉባኤ አይትከውንን ትብላ!አነ ክልቲኦም አይድግፎምን!አታ አንጃል ሓቂ ተዛራብ