ካብዛ ንእሽተይ ሃገር ዝወጸ ተቐዳዳማይ ክንድዚ ዝግዝፉ ዓወታት ከመዝግብ'ሞ ንመን ዘየገርም...?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ต.ค. 2024
  • #EMMA_TUBE

ความคิดเห็น • 400

  • @habtomok255
    @habtomok255 3 หลายเดือนก่อน +46

    Ema hawey abziea hanti kbla zdeli ፍሊፕሰን ዘይኮነ ደኺሙ ቢኒ’ዩ ከልጢፋ ዘሎ 100% ምሳይ ዝሰማማዕ like 👍.

    • @Kiki-i5i
      @Kiki-i5i 3 หลายเดือนก่อน

      Yes

  • @Kevindurant35734
    @Kevindurant35734 3 หลายเดือนก่อน +236

    *ብስንኪ ዓወት ናይ ቢኒ ሽውሃት ናይ ኮዕሾ እግሩ ዝትዓጸወ እንተ ሃሊዩ እስኪ 👍 ይውቀጥ*

    • @SenayMichea
      @SenayMichea 3 หลายเดือนก่อน +4

      ናይ ኤማ ክትመጽእን ክኽልየንን ሓንቲ እምበር ተብዓታይ ጸወታ እዩ ዘሎ

    • @filijosi6420
      @filijosi6420 3 หลายเดือนก่อน +2

      Ane aleku zgermeka

    • @negasiisak1718
      @negasiisak1718 3 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤

    • @masawalove9479
      @masawalove9479 3 หลายเดือนก่อน +7

      @@Kevindurant35734 ብትኽክል 👍 ኣበይ ዘሎ ክዑሶ?? ንብኒ ጅግና ነብሪ ጎልጎል ሓበን ሃገር 🇪🇷 ንምዕዛብ ኣዒንትና ሽውሃትና ምስ ብኒ ጅግና 💪🇪🇷🇪🇷💪

    • @youandmetogether7276
      @youandmetogether7276 3 หลายเดือนก่อน +3

      Aleku abzi results kirei teray jemire 😂

  • @Merike-ts5eo2nl4b
    @Merike-ts5eo2nl4b 3 หลายเดือนก่อน +70

    ኣስምሩላ እዚኣ🙌
    "ንቢኒ💪 ደዉ ከብሎ ዝኽእል ቢኒ ጥራይ እዩ" ተንታኒ ኣማንኤል ኣልኣዛር👌🏼

  • @eritreanentertmenthabesha7387
    @eritreanentertmenthabesha7387 3 หลายเดือนก่อน +8

    ኤማ ትዛረቦ ዘለካ ጽቡቅ እዩ።ግን ከኣ ኣብ ባይታ ብፍጽም ክከውን ዘይክእል እዩ።ብናተይ ኣረእያ እዚ ሕጂ ብብንያም ተረኪቡ ዘሎ ዓወት ብመንጽር ህዝቢ ኤረትራ ኣብ ሳይክል ዘሎዎ ፍቅሪ ወይ ባህሊ ደንጉዩ ዝመጸ ዓወት እዩ።እቲ ከምዚ ክከውን ዝገበሮ እቲ ድክመት ፈደረሽን ብሽክለታ ሃገርና እዩ።እቶም ሕጂ ንሪኦም ዘለና ካብ ዳኒኤል ጀሚርካ ክሳብ በዓል ብንያም ዘለዉ እውን ብጻዕሮምን ብጻዕሪ ቤተሶቦምን እበር ዝኮነ ዓይነት ድጋፍ ናይ ፈደረሽን ስለ ዝረከቡ ኣይኮኑን ኣብዚ በጺሖም ዘለዉ። ኣብ ሃገርና ሕጂ ዘለዉ ተቃዳደምቲ ዳርጋ 99% ናይ ዞባ ማእከል እዮም እዞም ናይ ዞባ ማእከል እውን ብናይ ውልቆም ጻዕሪ እዮም ኣብዚ በጺሖም ቁሩብ ካብቶም ኣብ ካሊእ ዞባታት ዘለዉ ዝፈልዮም ኣብ ኣስመራን ከባቢኣን ስለ ዝነብሩ እዮም ።ንኣብነት ኣብ ዞባ ደቡብ ብፍላይ ኣብ ዓዲ ካላ ድባርባ ፥ዓዲ ቀይሕ ፣ሰንዓፈ ዝኣመሰላ ከተማታት ሓዊ ዝኮኑ ተጻወቲ ይወጹ እዮም ግን ድኩም ዝኮነ ፈደረሽን ስለ ዘሎ ተስፋ ቆሪጾም ናብ ካሊእ ሞያ ይከዱ ሽልማቶም ከተረፈ እዮም በቶም መራሕቲ ፈደረሽን ናይተን ከተማታት ዝስረቁ።እዞም ኣብ ዞባ ማከል ዘለዉ እውን ብናይ ውልቆም ጻዕሪ ሓርኮትኮት ስለ ዝብሉ ገለ ዕድል ረኪቦም ናብ ደገ ወጺኦም ብቅዓቶም ስለ ዘዕብዩ ደኣበር በቲ ፈደረሽን እኩል ውድድር ስለ ዝስረዓሎም ኣይኮነን።ብሓቂ እተመጺና ተቃዳደምቲ ሃገርና ምስ ቅርጺ መሬትናን ቅርጺ ሰብነትናን ኣብ ዓቀብ እነድምዕ
    ህዝቢ ኢና ግን እቲ ፈደረሽን ናይ ብረካታት ውድድር ስለ ብብዝሒ ዘይሰርዕ ኣብቲ ከነድምዓሉ እንክል ከነድምዕ ክንዕወት ኣይንክእልን ዘለና።ስለዚ ቅድሚ ዝኮነ ምሕላምና እዚ ፈደረሽን ክጎሓፍ ኣለዎ ብሓዱሽ ሓሳብ ሓዱሽ ኣሰራርሓ ክትካእ ኣለዎ።

    • @mimuna-v6t
      @mimuna-v6t 3 หลายเดือนก่อน

      ድኹም ፈደረሽን እዩ

  • @SimonTesfabruk
    @SimonTesfabruk 3 หลายเดือนก่อน +26

    ቢኒ ወዲ ግርማይ
    ኣቢልካዮም ማይማይ
    ንስካ ትጎይ ትነፍር
    ጻዕዳ ቂቃ ትዓፍር
    ኣርእዮም ጥራይ ዳንጋካ
    ኣዛርቦም ብ ቃንቃካ።❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @a.s.h.6117
      @a.s.h.6117 3 หลายเดือนก่อน

      ኣቤት ግጥሚ ይበል እዩ wedi erey

  • @abielkiflay3382
    @abielkiflay3382 3 หลายเดือนก่อน +26

    ኤማን ሄኖክን ናይ ብሓቂ ምስጋና ይግባኣኩም፡ ንኹሉ ስምዒታትናን ሓጎስናን ብዝልዓለ መግለጺታትን ትንታነን ብልክዕ ትርግታ ልብና ትዛረቡልና ስለ ዘለኹም። ❤❤❤

  • @ማይተኸላ
    @ማይተኸላ 3 หลายเดือนก่อน +16

    ኣነስ መግለጺ ሲኢነሉ ነዚ ጅግና ❤❤❤❤❤❤❤

  • @adiamyonas-zp3qp
    @adiamyonas-zp3qp 3 หลายเดือนก่อน +24

    የቀንየልና ንበሎ ንብንያም ኤርትራውያን የሕዋት 🎉

    • @Niyetnatu
      @Niyetnatu 3 หลายเดือนก่อน

      ብጣዕሚ፡ ኤማን ሄኖክን ከኣ ብግዲ ከነመስግኖም ይግባእ'ዩ፡ስለቲ ዘቅርቡልና ብሉጽ ትንታኔ።

  • @emnettemesgen8551
    @emnettemesgen8551 3 หลายเดือนก่อน +7

    ቢንያም ግርማይ
    ብንያም ብሓቂ ሃገራዊ ንያትና
    ግራንድ ቱር ጌርካዮ ዓድና
    ትኸፍቶ እቲ ቀደም ዘይነበረና
    ዝናኻ የንጎድጉድ ብሒቱ ምድርና
    ህዝብኻ ኣዕሲሉ ብሓደ ሪኢና
    ድምር ኩሉ ብሓጎስ ነቢዕና
    እወ ንብዓት ሓጎስ ሓቢስና
    ሑሉፍ ታሪኽ እንተተወከስና
    ብሽክለታ ባህላዊ ኤሬና
    ወሪስካዮ እዚ ከተርኤና
    ብርሃጽካ ኣድሚቕካዮ ቲ‘ባና
    ምልክት ብዙሓት ሓየት ጅግና
    ስሑል ዳንጋ ወናኒ ሓድሽ ዝና
    ጸሊም ኮኾብ መግልጺ ሲኢንና
    ብብዝሒ ስካቶ ዘይክማህ ስብእና
    ጉልቦት ፈረስ ድዩ ኣንቱም ጨኒቁና
    ክትጅማር ብዳንጋኻ ንኹላ ተእምና
    ቢኒ ቢኒ ኣቢልካያ ዓለምና
    ቱር ዲ ፍራንስ ክንሪኤካ ናፊቕና
    ጋህዲ ገርካዮ ንትምኒትና
    ቀጠልያ ማልያ ተሰሊምና
    ብረዚን ቅያኻ ተዓጅብና
    ዝና ኣይኽበድካ ደጋግመና
    ክንዲ ሽሕ ዓንዲ ክብርታትና
    ኤርትራዊ ኩላ’ያ ተሓቢና
    ተሜ

    • @Niyetnatu
      @Niyetnatu 3 หลายเดือนก่อน

      ጸባ ስተ❤❤

  • @efremberaki1464
    @efremberaki1464 3 หลายเดือนก่อน +8

    Quality is better than quantity! ዉሑዳትን ርቡሓትን ዝሓዘት ያ ሃገረይ::
    እንቃዕ ሓጎሰና::

  • @ablelkidane5600
    @ablelkidane5600 3 หลายเดือนก่อน +18

    ብሓጎስ ነቢዐ ቢኒ ንጉስ ኣፍሪቃ ከም ሎሚ ታሓጊሰ ኣይፈልጥን❤❤❤❤

  • @LifeisGod-d3m
    @LifeisGod-d3m 3 หลายเดือนก่อน +10

    Deqi Erey kab haji nedehar turdi eritrea ente belenayo kemey mesay tesemameu alekum do enete alekum eseke like ❤❤❤

    • @danielwiki6795
      @danielwiki6795 3 หลายเดือนก่อน +3

      Abe Eritrea bezuhat hagerat kemixa iyen texebe tiray

  • @YonatanGhebretnsae
    @YonatanGhebretnsae 3 หลายเดือนก่อน +8

    Hawelti yiserhalu ab Asmara nibl eske abzi nteakeb

  • @S.i.e.m
    @S.i.e.m 3 หลายเดือนก่อน +7

    ኤማ ታይ ዓይነት ቃላት ክትጥቀም ኢካ ነዚ ዓወት ክትገልጽ ኢለ ተጨኒቀ ጸኒሐ ግን ገለ ዓይነት መግለጺ እንካዕ ሓጎሰና ሕጂ ውን ካልእ ልዕሊ እዚ ዓወት ክንጽበ ኢና❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @Niyetnatu
      @Niyetnatu 3 หลายเดือนก่อน

      እንተተረኺቡ ጽቡቅ፡ እንተዘይተረኺቡ ከኣ ሓንሳብን ንሓዋሩን ተዘኪሩ ዝነብር ገዝሚ ገዚምና'ዩ።ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ።❤

  • @Bleney
    @Bleney 3 หลายเดือนก่อน +2

    Ane akmey zefqedo khegez deluwe eye contitental ganta Abe memesrat kuluka wedi hager🇪🇷🇪🇷🦁🦁❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 bezi agetami xawit yekrbelka

  • @Eri91M90
    @Eri91M90 3 หลายเดือนก่อน +8

    እዉዉ ኣቱም ሰባት ቀዳማይ ሓጎስና ከይወዳእናስ ካላኣይ ደጊምና ብእዉነት 3ሳዓት ክዉድእ ተሪፍኒ ኮሎ ኣብ ስረሐይ ገዲፈዮ ወጽየ ምስቲ ማናጀር ተባእሰ ወጽየ ሓጎሰይ ምግላጽ ሲኢነዮ ጽባሕ እዚ ናይሎሚ ምክንያት ዘዉጻኒ ካብ ስራሕ ክገልጸሎም ኢየ😂
    🎉❤❤❤❤❤❤❤❤🎉ኮንጉራ ህዝበይ እንቃዕ ሓጎሰኩም ሓጎሰና😊 24:42

  • @Yosief88
    @Yosief88 3 หลายเดือนก่อน +10

    ኤማ & ሄኖክ ኣብዛ channel ኩም ናይ ተለፎን ሓጎስ መግለጺ መደብ ስሩዑ ኢኩም ባጃኩም ሓጎስና ከነዉጺእ 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @eruonlinejob9525
    @eruonlinejob9525 3 หลายเดือนก่อน +3

    It’s Bini’s time
    It’s our turn
    Viva wedi Ghirmay
    Viva 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yohannesgmeskel401
    @yohannesgmeskel401 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣታ ኣነ ብተደጋጋሚ ዓወት ይሰክር ኣለኩ ገለ በሉኒ 🇪🇷❤💪🇪🇷❤💪🇪🇷❤💪

  • @RobelRobi-t2i
    @RobelRobi-t2i 3 หลายเดือนก่อน +8

    FOR EVER ERITREAN 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 129

  • @Fala-TV24
    @Fala-TV24 3 หลายเดือนก่อน +3

    ሎሚ ውን እንደገና ኣንበሳ ሃጂሙ ጎብለል ኣቢሉ.Bini1st🇪🇷💎Bini our own Eritrean blood, the legend, the history maker strikes once again and put the name of our beloved country Eritrea 🇪🇷 & the whole continent of Africa at the top of the world grand tour stage👉 (Tour de France ) where it's always supposed to be placed at. Congratulations again Biney & all deqi rimey xaeda🇪🇷💎🇪🇷

  • @ghirmayjena785
    @ghirmayjena785 3 หลายเดือนก่อน +11

    ወደይ በሐጎሰ ከይ ተረደኦ ተለፈዝን ሰርዋ ዘገር ዓወት

    • @cumba3551
      @cumba3551 3 หลายเดือนก่อน

      ኢር ፍን ኬዝ።ደርቢየ፡ኡይ ኢለ፡ሰብ ክርድኡን መጺኡ።

    • @tim582
      @tim582 3 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂

    • @Niyetnatu
      @Niyetnatu 3 หลายเดือนก่อน

      ዘየዳገምካያ ምሉእ ሓጎስ ክኸውን😅😅 በጃኻ ትኹን።

  • @misssefe5387
    @misssefe5387 2 หลายเดือนก่อน

    አቲ ዛንታ ናይ ዓለም ተፈጢሩ ደቂ ጋንታ ከኣ መግለጺ ኣልቦ ተስፋ ወለዶ ኮንካና ቢኒ ❤❤❤

  • @Berheawet
    @Berheawet 3 หลายเดือนก่อน

    Congratulations Bini history maker 🇪🇷 team intermarche -wanty 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @peaceispower2904
    @peaceispower2904 3 หลายเดือนก่อน +1

    Congratulations Biniam!!
    Eritrean is not a small country in terms of area.
    Here are the areas of the famous cyclist which are way smaller than Eritrea in square kilometers:
    - Slovenia: 20,273 km²
    - Slovakia: 49,037 km²
    - Eritrea: 117,600 km²
    - Belgium: 30,528 km²
    - Denmark: 42,933 km²
    - Netherlands: 41,543 km²

  • @SAMdave183
    @SAMdave183 3 หลายเดือนก่อน +2

    ቢኒ ምስ ደገመ " This is too much ፕሮፌሳ" unbelievable!

  • @tasfalemgotiom5650
    @tasfalemgotiom5650 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ኣሕገሰና ቢኒ ጅግና እንኳዕ ኣሕጎሰካ በቃ ሕጉስ ሕጎስስስስ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Yoni-ri3uw
    @Yoni-ri3uw 3 หลายเดือนก่อน +2

    ቢኒ ጅግና መንኮን ይበጽሖ ይኸውን ክብርታትካ 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @heyabdaniel-ee2nt
    @heyabdaniel-ee2nt 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብ ናይ ቻምፔን ዓለም ደኣ ይጋንዮኦ እንደየን ነዚ ጅግና ሓወይ ሪኢናዮም ኢና እኮ ኣብ ኣውስትራልያ ዝሓለፈ ዓመት ክውቀሱ ኣለዎም በዓል ኤማ ሸክሱ መራ!

    • @amanmebrahtu5167
      @amanmebrahtu5167 3 หลายเดือนก่อน

      Hakika biflay mera si mengedi yregix eu regixu kisab volata sihbu kemxo hangidu ab next dea ykhusuna ykonu emeber nay zihalefe hsdinas 2 yeblun

  • @kibromteklemariam2021
    @kibromteklemariam2021 3 หลายเดือนก่อน

    Great team intrermarché congratulations habe hager bini hero 💪💪💪💪💪🇪🇷🥇🇪🇷🇪🇷

  • @nahsigezana5891
    @nahsigezana5891 3 หลายเดือนก่อน +35

    Hiji zexgmeni ne bini kefrmley Abey krekbo ye endie be geza hawey 😮

    • @WediSawaMendelay
      @WediSawaMendelay 3 หลายเดือนก่อน +5

      😂😂😂😂 natka kiea fuluy

    • @habtommehari8963
      @habtommehari8963 3 หลายเดือนก่อน +2

      😂😂😂😂😂Ane wn kemzi kemaka eye 😮😮😮😮😮😮😮

    • @gutenmorgen9404
      @gutenmorgen9404 3 หลายเดือนก่อน

      😮😮😅​@@WediSawaMendelay

    • @gutenmorgen9404
      @gutenmorgen9404 3 หลายเดือนก่อน

      😮😮😅​@@WediSawaMendelay

    • @AdiamGhirmay
      @AdiamGhirmay 3 หลายเดือนก่อน +2

      Be gele rekibkayo entferimelka copy gierka sdedeley eka ma dear

  • @Aman-sh4tu
    @Aman-sh4tu 3 หลายเดือนก่อน +2

    Bwelahanti meglexi Zeyblu mana eyu weridna zelo yehwat temesgen mbal tray eyu

  • @kidanemebrahtomberaki7184
    @kidanemebrahtomberaki7184 3 หลายเดือนก่อน

    Congra for bini,and for all eritrean

  • @masawalove9479
    @masawalove9479 3 หลายเดือนก่อน +5

    ጎብለል ኣፍሪቃ ኣይ ትበል ኩቡር ሓው ሄኖክ 🙄ጎብለል ዓለም በል ኣርማ 🙏 ብኒ ጅግና ጎብለል ዓለም ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪congra ደቂ ኤረይ 🇪🇷

    • @habtommehari8963
      @habtommehari8963 3 หลายเดือนก่อน +1

      Asmirela eza comment 🎉🎉🎉🎉

    • @fenantsegay6143
      @fenantsegay6143 3 หลายเดือนก่อน +1

      🇪🇷🇪🇷♥️💥

    • @yonasghebre7940
      @yonasghebre7940 3 หลายเดือนก่อน

      Yes Africa is very low rate in bike. Except eritrea.

    • @hagostesfamichael9737
      @hagostesfamichael9737 3 หลายเดือนก่อน

      Kemey abilka goblel alem tbil haki haki goblel alem entay zteawete eyu

    • @yonasghebre7940
      @yonasghebre7940 2 หลายเดือนก่อน +1

      @hagostesfamichael9737 the best sprinter of tour de france

  • @abrahamghilai2262
    @abrahamghilai2262 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኤማ ሄኖካ ኣዝየ እየ ዘመስግነኩም ቀጽልዎ።

  • @AbedOkbazghi
    @AbedOkbazghi 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዋውውውውው ኢዩ ዘብል ካልእ ትብሎ የለን
    ኣምላኻ ኣቦይ ጥራይ ካብ መውደቕቲ ይሰውሮ ❤❤❤❤❤

  • @desalemlash6732
    @desalemlash6732 3 หลายเดือนก่อน +2

    Ema ane kab hji bini qedamey wexu aygeremin eye😢😢😢

  • @mikyebyo3764
    @mikyebyo3764 3 หลายเดือนก่อน

    ቢኒ ሓበን ኩሉ ኢኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መንደላይ ምንኣስ ዋርሳይ ውላድ ይክኣሎ ንልቢ ኤርትራዊ ዘረስረሰ❤❤❤

  • @mussiemehari5482
    @mussiemehari5482 3 หลายเดือนก่อน +6

    Dehay tv ብጣዕሚ ኢና ንካታተለኩም።ንምንታይ ግን ደንጒኹም ተቕርብዎ።ዝበዝሕ ሰማዒኹም ብ ካልኦት ቻነላት ሰሚዕዎ ስለዝጸንሕ፡ዝዕዘበኩም ውሑድ እዩ እሞ ሕሰቡሉ

    • @solomonberhe7963
      @solomonberhe7963 3 หลายเดือนก่อน

      Ezia bay bhaki neay wn tehrkeni entay koynom eyom zdnguyu bae

  • @fetanmedia2894
    @fetanmedia2894 3 หลายเดือนก่อน +3

    Biniam zesgo Biniam baelu ema wedi 🎉

  • @zenawiyemane5689
    @zenawiyemane5689 3 หลายเดือนก่อน +3

    ውውውው 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌👍👍👍

  • @johni7071
    @johni7071 3 หลายเดือนก่อน +1

    ጽብቲ አበሃህላ ሄኖካ ዋላ እቶም ዝጸልኡኻ ከይፈተው ዘዛርብ ዓወት

  • @yibrahasfaha6143
    @yibrahasfaha6143 3 หลายเดือนก่อน +3

    Wawwwwww kem lomi tehaguse ayfeliten❤❤❤❤❤

  • @HanibalTeshome-wu1zl
    @HanibalTeshome-wu1zl 3 หลายเดือนก่อน +1

    Bini mekuru Hager ata ambesa❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tedroshaile5279
    @tedroshaile5279 3 หลายเดือนก่อน

    Emma Ybel ybel meglexi !
    Kemti zbelkayo kalat yelen nkngeltso !
    Agenae Bini ❤🇪🇷🎊🎊🎊🎊

  • @awate8695
    @awate8695 3 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ባሓቂ ጅግና

  • @Asmerawi-zu8yo
    @Asmerawi-zu8yo 3 หลายเดือนก่อน

    Kancha, Dawit Hayle wedi embagalano eyu ab zelowo edmen teuunan yehabo ze be herr Embagalano ❤

  • @tumezgihaghos
    @tumezgihaghos 3 หลายเดือนก่อน +1

    ጽባሕ ውንክስልሳዩ ቢኒ ጸሊም ነብሪ

  • @abraham109
    @abraham109 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንዃዕ ሓጎሰካ ቢኒ 🎉🎉🎉. ባዓል ኤማ እንኮላይ የቀኔልና ።❤❤❤

  • @abiti1991
    @abiti1991 3 หลายเดือนก่อน +5

    ባባ ኢሱ ከም ዝበሎ ከም ቁጽርና ኣይኮነን ሓይልና (ብቅዓትና)

  • @hermonamine8070
    @hermonamine8070 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤ eway tahagas zelena wala tseadu eyom banderana yenbelbluwa alew.

  • @Festivalmedia1942
    @Festivalmedia1942 3 หลายเดือนก่อน +2

    Viva Bini viva 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @ftwiweldab9841
    @ftwiweldab9841 3 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤ ቢናም ቀልጢፍና ንስኹም ዚሒልኩምና ።

  • @zemuymeharizemuy3871
    @zemuymeharizemuy3871 3 หลายเดือนก่อน +2

    Xelim almaz

  • @HenuWedey
    @HenuWedey 3 หลายเดือนก่อน

    Amazing Bini 🎉Bini 🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏

  • @MeseretWerede
    @MeseretWerede 3 หลายเดือนก่อน

    Congratulations 🎉 bini congrats Eritrean people

  • @MAchanel-fb3rt
    @MAchanel-fb3rt 3 หลายเดือนก่อน +2

    እንታይ እሞ ቢኒ ጥራይ ኣይኮነን ዘለዋ እዛ ሃገር ሽሕ ቢኒ አለዉ ዕድላት እንተ ዝኽፈት

    • @nugusezhans4267
      @nugusezhans4267 3 หลายเดือนก่อน

      ዕድላት ስለተኸፍተ ስለዝኾነዶ አይኮነን እዞም ኩሎም ኤማ ክዝርዝሮም ዝጸንሐ ኩሎም ተቀዳደምትና ሃገሮም ዘስምዩ ዘለው ከም አብ ብሽግለታ ዝተዋህባ ዕድል ከማን የለን

  • @HaniHani-uo9xc
    @HaniHani-uo9xc 3 หลายเดือนก่อน +1

    Well come kixibeyekum xenihe congra bini congra eritrea

  • @hanibalmerhu7625
    @hanibalmerhu7625 3 หลายเดือนก่อน

    Congratulations 👏🏻 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @2024cape
    @2024cape 3 หลายเดือนก่อน +2

    ዛ ዓወትካ ንጭረመላ ዶ ዝዓርከይ🎉 ቺርስ

  • @ጆኒይየማርያምልጅ
    @ጆኒይየማርያምልጅ 3 หลายเดือนก่อน +1

    ቱር ፈረንሳ ንኢስና ያ ጀምዓ

    • @samigoytom3771
      @samigoytom3771 3 หลายเดือนก่อน

      Hji xegem mexa bro❤❤❤❤ 😂😂😂😂

  • @NATNALEsivanos
    @NATNALEsivanos 3 หลายเดือนก่อน

    Beslam nekweda terayy xelott🙏🙏🙏 negbrlu deki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @BiniamDermas
    @BiniamDermas 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሕጂ ግርም🎉🥂❤️❤️❤️❤️

  • @Festivalmedia1942
    @Festivalmedia1942 3 หลายเดือนก่อน +2

    J.Phlipsen no more Boxed

  • @sarajoh313
    @sarajoh313 3 หลายเดือนก่อน

    Congratulation Bin 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🎉🎉

  • @NATI-b9b
    @NATI-b9b 3 หลายเดือนก่อน +1

    I'm speechless less 😮😮😮 i can't speak..biniiiiiiiiiiiiii

  • @modeleyabofikiri4169
    @modeleyabofikiri4169 3 หลายเดือนก่อน

    Yohana yoh a enkua hagosena temesgen fetari alem kulu zikelalo
    Bini hawey mis kulu sodrabetka kulu hizbi eritrea haben hager meglexi sienelka❤❤❤iam so proud u bro❤
    Yohonna ema mie heni🎉🎉🎉🎉gezana alekum do kemey alo hogoes

  • @dinoybelo
    @dinoybelo 3 หลายเดือนก่อน +3

    Bini wife and his daughter they have to celebrate with him let them fly to France

    • @cumba3551
      @cumba3551 3 หลายเดือนก่อน

      ከምኣ ይሓስብ ኔረ።ኣቦኡን ኣዲኡን ውን ከምኡ።

    • @cumba3551
      @cumba3551 3 หลายเดือนก่อน

      ኣብኡን ኣዲኡን ውን ከምኡ።
      ከምኡ ይሓስብ ኔረ

  • @asmelashtarke774
    @asmelashtarke774 3 หลายเดือนก่อน

    Wooow cheetah(bini) mkurie hagerun ahgurun congra for every one. .

  • @mihreteabgebrekidan3144
    @mihreteabgebrekidan3144 3 หลายเดือนก่อน

    Bini bini digim digim❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @nftuabel
    @nftuabel 2 หลายเดือนก่อน

    Ema nay bhaki ayu ahgisna ab zezelenayo Eritrawya des Eluna alo ❤🎉👑👍👏⭐️

  • @yonasghebre7940
    @yonasghebre7940 3 หลายเดือนก่อน

    I expected biniam to win tour de france after i watched him jiro de italia 2023. Ke going and keep healthy biniam

  • @simontesfamichael6453
    @simontesfamichael6453 3 หลายเดือนก่อน +1

    Absolutely

  • @nahomtesfay2163
    @nahomtesfay2163 3 หลายเดือนก่อน +2

    Beshm bini like regex wedi ereyy halall❤❤❤

  • @fenantsegay6143
    @fenantsegay6143 3 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️ Congra Ema niaka win thouk u 💥

  • @1eriterahagery242
    @1eriterahagery242 3 หลายเดือนก่อน +1

    💪🏿🇪🇷❤️🙏🏿❤️🇪🇷💪🏿

  • @rigatmekonnen2551
    @rigatmekonnen2551 3 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾

  • @derihabte1422
    @derihabte1422 3 หลายเดือนก่อน

    Eritrean eritrawey ❤❤❤❤❤❤binma grmay ❤❤❤❤ከኾብ ኤርትራወይ ንይ ዓለም ❤❤❤

  • @mimuna-v6t
    @mimuna-v6t 3 หลายเดือนก่อน

    ካንቻ ጅግና ኣዘኪርካኒ

  • @tesfaldetmehari3784
    @tesfaldetmehari3784 3 หลายเดือนก่อน +1

    Congratulations 🚴 for Eritrean and African

  • @negasiisak1718
    @negasiisak1718 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብመጀመርያ ብጣዕሚ የመስግን ኤማን ሄኖክን ፡ ናይ ቢኒ ዓወታት እቓዕ ሓጎሰና ።

  • @GhirmaiHaile-bo4ls
    @GhirmaiHaile-bo4ls 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሓጎስ ዓወት ቢንያም ኣብ ቱር ዲ ፍራንስ ፡ ዘስሕቅ ጋዝ (laughing gas) ከም ዝወስድና ካብ ገጽና ፍሽኻታ ምፍላይ ኣቢዩ ስቕ ኢልና ብይንና ንስሕቕ ጸጸኒሕና ፍሽኽ ንብል፡፡ ጉዳም ዓወት ጸጸኒሑ ዝደጋገም ድግም ድግም!

  • @berhanetewolde3247
    @berhanetewolde3247 3 หลายเดือนก่อน

    ሓፊስ ዓወትን
    ሓፊስ ጸባን ሰትየ❤❤❤
    🇪🇷💪🇪🇷🙏

  • @mussieogbamichael7325
    @mussieogbamichael7325 3 หลายเดือนก่อน

    VIVA BINI et LONGUE vie a SHABIA. Et ERITRREA.❤❤❤❤

  • @eriawieriawi4517
    @eriawieriawi4517 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኢልካዮ እኮ ኢካ እስፔን ሓንሳእ ምስተዓወተት ደፋር ኮይና ክትዕወት ጀምራ the same ምስ ቢኒ ቪኒ ዊኒ 🥇🥇🥇

  • @ማርያምሆይኣማልድሽ
    @ማርያምሆይኣማልድሽ 3 หลายเดือนก่อน

    ኣነስ በዚ ዓወት ድቃስ ኣቢኒ ነቲ ናይ ቮላታ ቪድዮ ክደግሞ ይሓድር ኣለኩ ሓጎሰይ ጥርዚ በጺሑ ❤❤❤

  • @shewitsgem2653
    @shewitsgem2653 3 หลายเดือนก่อน +2

    Congrats ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
    Ema gn lomi dogikana

  • @KirosHintsa-y8g
    @KirosHintsa-y8g 3 หลายเดือนก่อน

    ኤማ ምግራምና ወድእና እንካዕ ሓጎሰና❤❤❤❤❤

  • @MUSIEBERAKI
    @MUSIEBERAKI 3 หลายเดือนก่อน

    Anesi July 6 BINIAM'S DAY entezkewin zbil hasab aleni..msay tsemamiu like habuni . Dmxi akibna knwsnelna...

  • @amanbahlbi4397
    @amanbahlbi4397 3 หลายเดือนก่อน

    Thanks so much brothers .🙏🙏🙏

  • @hope9203
    @hope9203 3 หลายเดือนก่อน

    Congratulations Bini and team intermarche 💚💚💚💚🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Kabilaqunte
    @Kabilaqunte 3 หลายเดือนก่อน

    Btami xbuq tntane ❤keep it up! Live atikum entetntnu kea tsbuq neyru!

  • @shewitsgem2653
    @shewitsgem2653 3 หลายเดือนก่อน +2

    Maeltna hgus girwo ywiel alo thanks bini🎉🎉🎉❤❤😊😊😂😂

  • @yosieftesfamariam8149
    @yosieftesfamariam8149 3 หลายเดือนก่อน

    Asey Asey Eway hagos b Hagos ko koyna. Mimanu zesheger eyu ane mo memelise yerio mo yigirem emo. Ab mongo ka yihigos beqa kelas. Thank you 🙏 Ema and henri… god bless you. Biniiii biniii biniiiiiiii congratulations 🎉🎈🎊 cheers.

  • @salkel8617
    @salkel8617 3 หลายเดือนก่อน

    Forsa BINI, CONGRA DEKI ERE!!!

  • @filmonalem3010
    @filmonalem3010 3 หลายเดือนก่อน

    Ane ayamenkun neyre hji amine aleku

  • @MunaSaleh-uy6sk
    @MunaSaleh-uy6sk 3 หลายเดือนก่อน +3

    ብኒ ጂግና ወዲ እቶም ጀጋኑ ቀጽሎ

  • @Driver2724
    @Driver2724 3 หลายเดือนก่อน

    Bini Girmay deserves NATIONAL HOLIDAY IN ERTREA. HI IS HERO IN INTERNATIONAL CYCLING SPORT BLACK DIAMOND. ⚫

  • @johni7071
    @johni7071 3 หลายเดือนก่อน

    12:33

  • @ykialomaekele9111
    @ykialomaekele9111 3 หลายเดือนก่อน +1

    Elll au enbeyyyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷