ብንያም ግርማይ 1ይ ኤርትራውን ጸሊም ኣፍሪቃዊ ተቐዳዳማይን ኣብ ዙር ፈረንሳ መድረኽ ዝተዓወተ ብምዃን ታሪኽ ሰሪሑ...!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ต.ค. 2024
  • #EMMA_TUBE

ความคิดเห็น • 623

  • @nlyGodcanjudgeme
    @nlyGodcanjudgeme 3 หลายเดือนก่อน +218

    ንኽቡር ዓወት ቢንያም ግርማይ like ረጊጽና ንሕለፍ ፍትዋት❤❤❤

    • @ኩሉክሓልፍእዩ
      @ኩሉክሓልፍእዩ 3 หลายเดือนก่อน +4

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣንበሳ ጅግና ዓለምና ቢኒ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Merike-ts5eo2nl4b
    @Merike-ts5eo2nl4b 3 หลายเดือนก่อน +81

    ኤማ እዚ ዓወት ንኤርትራውያን ጥራይ ዝውክል ኣይኮነን፡ ንሙሉእ ኣፍሪቃ ዓቢ ሓበን ስለዝኮነ እዚ ትንታነኩም ብእንግሊዘኛ ከማን ይተርጎም።
    BINI JUST WOW!...👑

  • @maramihari6453
    @maramihari6453 3 หลายเดือนก่อน +38

    ኣነ ኡይይይይ ኢለ ብምልኣ ሰራሕተኛታት ትኣኪባ ገለ ዝኮንኩ መሲልዎም ብጣዕሚ ነቢዐ ናይ ሓጎስ ንብዓት እቲ ሓጎስ ክሳብ ሕጂ ኣሎ ኣይተራጋግኣኩን ከማን ኣለኩ ነብሰይ ክሳብ ሕጂ ሕማቅ ኣሎ ብዝተረፈ ንኩልና እንኳዕ ሓገሰና❤ ❤❤❤❤❤ ,

  • @Merike-ts5eo2nl4b
    @Merike-ts5eo2nl4b 3 หลายเดือนก่อน +61

    ብ BINI👑🔥 ዝትሓበንካን ዝተኸየፍካን ኣበይ ኣለካ ድምጽኻ ኣስምዓኒ ☝️

  • @lyonmiki
    @lyonmiki 3 หลายเดือนก่อน +89

    ❤❤❤ ኮንግራ ህዝቢ ኤርትራ ሓሳብ ልብና ሰሚራ ካብ ስደት ክሳብ ኣስመራ like ርገጽ ኩልኻ ኤርትራዊ

    • @wedifinhas1071
      @wedifinhas1071 3 หลายเดือนก่อน +1

      Asmera Xaeida Ewa Yeake ❤❤❤🎉🎉🎉Tekar Xeba Astiyunä

    • @yonasghebretnsae9135
      @yonasghebretnsae9135 3 หลายเดือนก่อน +1

      Hagos yhabka ❤

    • @abrehet9083
      @abrehet9083 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@yonasghebretnsae9135😂❤😅

    • @abrehet9083
      @abrehet9083 3 หลายเดือนก่อน +1

  • @ksanet14ever69
    @ksanet14ever69 3 หลายเดือนก่อน +42

    ንብዓት ሓበን ተሓቢና ቢንየይ ሓበን ይሃብካ ኣምላኽ ታይ ይሰኣኖ ዝተረፈ ከኣ ብሰላም የፈጽምካ ቢንየይይይይ ዝተሓበንካ/ኪ እንቋዕ ሓበነና 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @samuelfoto1113
    @samuelfoto1113 3 หลายเดือนก่อน +35

    ሕልምና ተጋሂዱ! ቢኒ ሊዕሊ ወርሒ ሰቒልካያ ባንዴራና! ንብዓትስዒሩና'ቱም ሰባት!

  • @Xehaytv24
    @Xehaytv24 3 หลายเดือนก่อน +8

    ብ ሽም ቢኒ መዓልትኹም ቅድስትን ብርኽትን ትኹን፡ናብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተገዲስኩም የሕዋተይ 🎉🎉

  • @bs5311
    @bs5311 3 หลายเดือนก่อน +20

    ካብ ስራሕ ቀልጢፈ መጽኤ። ነብሰይ ቀጥቀጥ ኢሉኒ። ኣውያት ደርግሔዮ፡ ጋለይ ሰንቢዳ፡ ጎረበተይ ሰንቢዶም። ተጸሊለ።

  • @Abdalla..adulis
    @Abdalla..adulis 3 หลายเดือนก่อน +20

    ኤርትራ ብመገዲ ብንያም
    ግርማይ ኣብ ቱር ደ ፍራንስ
    ፈላሚ ዓወት ተጎናጺፋ!
    ኣፍሪቃ ብመገዲ ቢኒ ፈላሚ ናይ መድረኽ ዓወት ቱር ደ
    ፍራንስ ስዒራ!
    ኣብ ምሉእ ዓለም ዝርከብ ጸሊም ህዝቢ ሎሚ ብብንያም ተወኪሉ ኣብቲ ናይ ዓለምና ዝሃበበ ቅድድም ቱር ደ ፍራንስ ተኣምር ብምስራሕ ቀዳማይ
    ወጺኡ!
    Congratulations bin 🇪🇷🥇💪

    • @DanielGhebrezghi-kl6fl
      @DanielGhebrezghi-kl6fl 3 หลายเดือนก่อน

      Inermarche win qedamay aweta zgerm eyu 🎉❤❤

  • @daniErihumble100
    @daniErihumble100 3 หลายเดือนก่อน +10

    ድሕሪ ዘይሕለል ጻዕሪ ስድራቤታትን ዘየቃርጽ ደገፍ ደገፍትን ተጸዋርነት ኒሕን ኣትለታትናን ተሓቢንና "ኤርትራ ኤርትራ ኣብ ዓለም ጨቢጣቶ ናይ ብሽክለት ግቡእ ክብራ" ኢለ ይዝምር ኣለኩ። ምስዚኣ ትሰማማዕ ላይክ ርገጽ

  • @ኣማኑኤልሚኪኤልመጻኢናብሩ
    @ኣማኑኤልሚኪኤልመጻኢናብሩ 3 หลายเดือนก่อน +24

    ጽቡቅ ትንተና ግና ናይ በዓል ወዲ ቫካሮ ጻዕርን ወፍርን ድማ ኣብ ቅድድም ብሽክሌታ ሃገርና ክርሳዕ ዘይግባእ ኣስተዋጽኦ እዩ እሞ ። ዘይምርስዖም ጽብቕ እዩ።❤

  • @Huruy-oq5pb
    @Huruy-oq5pb 3 หลายเดือนก่อน +21

    ቢኒ ኣብ ኩሉ ውድድር ብሰላም ክትኣትወልና ዓወት ይሃብካ ጅግና ሓውና ንሃገርና ድማ ሰላምን ለውጥን የውርደልና ኣምላኽ

  • @HopefulDrum-xo2td
    @HopefulDrum-xo2td 3 หลายเดือนก่อน +15

    Wawwwwww ኣታ ከማይ ዶ ተሓጉስኩም ኣለኩም ሓጎስ ርኤ እየ ሞ ኣይከሎምን
    ሕጂ ሞት ከም ኣዳም❤❤❤❤

  • @tasfalemgotiom5650
    @tasfalemgotiom5650 3 หลายเดือนก่อน +11

    እልልልልልልልልል ቢኒ ኣንበሳ ጸባ ኣስትካና ጸባ ስተ እንኳዕ ኣሕጎሰና ደቂ ኤሬይይ ቢኒ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @bqse6142
    @bqse6142 3 หลายเดือนก่อน +11

    ዋውው ቢኒ ጸሊም ድያማንድ ሓበን
    ህዝብኻን ሃገርካን
    ዕድመን ጥዕናን
    ይሃብካ ፈጣሪ ።
    ዮሃና ሃገርን ህዝብን
    ዮሃና ምስ ጋንታኻ
    ዮሃና ንስድራ ቤት ቢኒ
    🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷🌹🇪🇷❤

  • @AsfedayWeldemichael
    @AsfedayWeldemichael 3 หลายเดือนก่อน +12

    Nay bhaqi congratulations bini❤🎉
    Congratulation Eritrea ❤🇪🇷🇪🇷
    Congratulation mama Africa
    Qexile ta idka fetfet ybleka zbela haqu iyu stage 3 knxihif stage 2 xiefna

  • @FacheTube1221
    @FacheTube1221 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣነ 70k ምስ ተረፎን ኢየ ክከታተሎም ጀሚረ። ብፍላይ ጋንታ ኢንተር-ማርሸ ኣብ ቅድሚ ምስ ረኣኽዋ ቢኒ ከም ዝዕወት ርግጸኛ ነይረ። ድሕሪ 1 ኪ.ሚ ምስ ተረፎም ተሌፎነይ ኣልዒለ ክቐድሕ ጀሚረ። ከምቲ ተስፋ ዘንበርክሉ ከኣ ካብ ማእኸል በሎኽ ኢሉ ስዕርዎም። ናይ ብሓቂ ዝተሰመዓኒ ስምዒት ክነግረኩም ኣይክእልን ኢየ። ነታ ዝቐድሓኽዋን ክሳብ ሕጂ እሪኣ ኣለኹ። ናይ ብሓቂ ዓወት ቢንያም ፍሉይ ስምዒት ዘሪኢልና። ኩሉ ግዜ ዓወት ይሃቦ።

  • @B-edlu
    @B-edlu 3 หลายเดือนก่อน +4

    ጸወታ ሪኤዮ ኢየ ካብቶም ቀዳሞት ፖስት ዝበልኩ ኢየ እውን ኮይኑ ግን ትንታነኩም ብሃንቀውታ ኢየ ክጽበ ጸኒሐ። congrats to Bini and to all Africa 🎉❤

  • @mmm-dw6md
    @mmm-dw6md 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብታሕጋስ ዚአክል TV 65 EH ሰሬያ 😢😢
    ልዒሊ ኩሉ ግን ደሐን በጃ ቢን ትኩን
    ንኩላትኩም ኤሪትራዊያን እንካዒ ሐጎሰካ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ክክክክክ ናይ TV do Gofindme ክከፍት በጃኩም ክክክክክክክክክክክ ሰሰናዩ ንኩላህኩም

  • @fenantsegay6143
    @fenantsegay6143 3 หลายเดือนก่อน +3

    ኣንስ እልልልልልል ምበልኩ ኤማ ዕድል ተትህበኒ ክብሪ ምስጋና ነቲ ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም ዘወድኦም ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላኽ Congra kulu Eritreawi Africawi Bini vini 🇪🇷❤❤💪🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Haaaakkkkk-y9q
    @Haaaakkkkk-y9q 3 หลายเดือนก่อน +6

    ኤማ ናይ ቢኒ ዓወት ሕልሚ እንተ ኮይኑ ክበራበር ኣይደልን እየ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷thanks🇫🇷🇫🇷

  • @AwetBereketab
    @AwetBereketab 3 หลายเดือนก่อน +6

    ከም በርቂ በሪቁ ጸሊም ኣፍሪቃዊ ዝናብ ሓጎስ ነቢዑ ንሓበን ሃገሩ እወ ጥምጥም ርኢዮ ምርብራብ ምስ ጸዓዱ ኣላሽ ኣቢልዎም ንኹሎም መጋጥምቱ ጸሊም ኣፍሪቃዊ በሪቁ ኣብ ቱር ዲ ፍራንስ ንዓለም ኣስደሚሙ ንሃገሩ የሕቢኑ ባንደሪኡ ኣንበልቢሉ ንዓለም ኣዛሪቡ ቢኒ ቢኒ ቢኒ እግዚአብሔር ብርክኻ የጽናዓዮ ኣሜን ። ቢኒ ቢኒ ቢኒ

  • @danielwater1321
    @danielwater1321 3 หลายเดือนก่อน +1

    Bini Bini Bini Bini
    Vini Vini Vini Vini
    Vidi Vidi Vidi Vidi
    ኢለ ኮ ነረ ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ነጥበ መቐይሮ ቅድድም ብሽግለታ ኣብ ታሪኽ ኣፍሪቃ ምስ ዓለም ክትመዓራረ ገርካ ቢኒ ቪኒ
    በዓል ረዚን ታሪኽ
    በዓል ፍሉይ ዓወት ቱር ዲ
    ፍራንስ መበል111ግዚኡ
    ብቢንያም ግርማይ 1ይ ናይ መድረኽ ዓወት ኣብ
    3ይመድረኽ መግለጺ ውን ክረኽበሉ ኣይከኣልኩን!
    ቢኒ ቢኒ ቢኒ ቢኒ ቢኒ ቢኒ
    Bini Bini Bini Bini
    Vini Vini Vini Vini
    Vidi Vidi Vidi Vidi
    ተኣምራታዊ ጅግንነት
    ዝፈጸምካሉዩ ሞ እንካዕ
    ሓጎሰካ እንካዕ ሓጎሰና
    ሃገረይ ኤርትራ እንካዕ ሓጎሰኪ፡እዚ ጸባ ዘስተየኪ ጅግና ቢንያም ግርማይ
    ወትሩ ሓበንኪዩሞ ተሓበንሉ!
    ቢኒ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ፡ተሪፉ ዘሎ ናይ ቅድም ግዜኻ ከኣ ብሰላም ክውዳኣልካ ንገታ
    ጾሎተይ የብጽሓልካ!
    ገታ ምስ ኩሉኹም ምስ ኩልና ይኹን ኣሜንንንን
    *ኤማ ኤማ ብውሕዱ
    1 ሰዓት ደንጊኻና፡ኣነስ ኣብታ ቢቢሲ ትግርኛ ትብሃል ወረ ኣብ'ኣ ምስ ረኣኽዎ ተለጢፉ፡ ንክልቲኡ ዩቱባትካ ፈቲሸዮ
    ግን ሓዲሽ ፈነወ ክረክብ ኣይከኣልኩን፡ኣብ ናይ ክብረኣብ ውን ከይደ ኣይረኽብኩን፡ ብጣዕሚ ደንጊኹም፡ ብዝኾነ ክብለካ ዝደሊ ኣብቲ ዓወት ዘመዝግበሉ ዋላ ሓጺር ናይ 2 3 ደቒቕ ናቱ ጥራይ ዜና ክትህበና እትኽእለሉ ኩነት እንተትፈጥር ጽቡቕ ነሩ ይብል፡ዝከኣል እንተኾይኑ
    ብጣዕሚ ደንጊኻ ኢኻ
    ሎሚ ተሰሚኢኡኒዩ እፍሊ ዝጠቕሙን ዘይጠቕሙን
    ዝምልከቶምን ዘይምልከቶም ክመናጠልሉ ስለዝረኣኹ።
    ኣብ መወዳእታ እንካዕ ሓጎሰና ኤማ ውን ስፖርት ሃገርና ንምዕባይ ነቲ ኩሉ እትሰርሖ ናይ ስፖርት ስራሕ እዚ ናይ ሎሚ ናይ ቢንያም ዓወት እቲ ዝገዘፈ ዓወት ውን ምስ ምኻኑ ንዓኻ ከኣ ጻማኻዩ ሞ ምስ መሳርሕትኻ እንካዕ ሓጎሰካ፡ምስ ሄኖክ መሳርሕትኻ ውን ኣዚኹም ተዓጊስኩም ተዓዚበ
    ደጊመ እንካዕ ሓጎሰና!

  • @MeronFessehaye
    @MeronFessehaye 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣታ ክቡር ዑንቂ ሓበን ኤርትራና
    እታ ንጽበያን ሃርር ንብላን ዘርኣኻና
    ወዲ ሓላል መሬት ዕባይ ገጅረትና
    ኣሰይ ኣሰይ ደቂ ዓደይ እንቋዕ 'ዚ ረኣና
    ተሓበኒ ወላዲት ዝጸርክዮ ነዚ ሓበን ኣህጉር
    ኩራዕ ዉን ወላዲ ዘትሓዝካዮ ቅኑዕ መስመር
    ሳላኹም ተገዚምና ንዘንትእለት ዝዝከር
    ቢንያም ጸሊም ኮኾብ እናተሓጎስካ ንበር
    ዓለም ትብሎን ትጽሕፎን ጠፊእዋ ኢላ ዕግርግር
    ኩሉ ዓወታትካ ርእይ ኮይንዋ መስተንክር
    ጅሮ ዲ ኢታሊ ኢላ ከይወደአት ናብ ስዊዝ ትሰግር
    ናይ ቮልታ እስባኛ እንጸሓፈት ደበኽ ኢልዋ ተኣምር
    ዕድለኛ'የ በዓይነይ ዝራእክዎ ነዚ ዉዕሎ ዘኢትነገር
    ኣርባዕተ ነጥቢ ጌርካሉ ንኹሉ ብመጀመርያ ዝጅምር
    - ናይ መጀመርያ ጸሊም ኣፍሪቃዊ ኣብ በልጁም
    - ናይ መጀመርያ ጸሊም ኣፍሪቃዊ ኣብ ጂሮ ኢታልያ
    - ናይ መጀመርያ ጸሊም ኣፍሪቃዊ ኣብ ዙር ስዊዝ
    ............... ኩሉ ናይ መጀመርያ መጀመርያ ......
    ሎሚ ግና በዛ ዕለት እዚኣ ነቲ ብመጀመርያ ዝጅምር
    ኣርባዕተ ነጥቢ ጌርካሉ ኣታ ፈጻሚ ተኣምር
    ቢንያም ( ጠቃር ) ቢንያም ( ጠቃር ) ቢንያም ( ጠቃር )

  • @daniErihumble100
    @daniErihumble100 3 หลายเดือนก่อน +1

    In Eritrean lands where the mountains rise,
    A young rider with determined eyes, Biniam Ghirmay, with strength untold,
    Pedaled his dreams,
    relentless and bold.
    Through the winding roads and the test of will,
    He conquered barriers, his spirit still.
    From Gent-Wevelgem's triumphant ride,
    To Giro d'Italia, where dreams collide.
    Now, on Tour de France's grandest stage,
    He writes a new a cycling page. With every pedal, a rhythm true,
    A victory song for Eritrea's view.
    Proud African son, with each swift race,
    You've shown the world your relentless pace.
    A beacon of hope, a trailblazer's stride,
    In your journey, courage will abide.
    Biniam Ghirmay, with heart of fire, Your triumphs lift us all, inspire.
    In Eritrea's pride and Africa's cheer, Your name shines bright, year after year.
    So, ride on, Biniam, ride with grace, Your victories echo in every place. In cycling's lore, a hero's stance, Biniam Ghirmay, pride of Africa's expanse.

  • @tile864
    @tile864 3 หลายเดือนก่อน +5

    ❤❤❤🎉🎉🎉 ሎሚ ምዓልቲ ነታ ናይ 2022 girodii italy ትንተናካ ደጊመ ክርእያ ውዒለ ግዲ ነብሰይ ነጊሩን😅

  • @TomasOkubazghi
    @TomasOkubazghi 3 หลายเดือนก่อน +12

    ነቢዐ ብሓጎስ 😢😢😢😢😢😢

  • @isaacabraha9481
    @isaacabraha9481 3 หลายเดือนก่อน +8

    ኣሰተማቂርካ ዘይጽገብ ዓወት ቢኒ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷⚘

  • @bahlbikessete306
    @bahlbikessete306 3 หลายเดือนก่อน +5

    Ata za eritreanas teadila congrats all Eritreans and africanaaa🇪🇷💪🇪🇷💪🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @gibtsawitewelde3409
    @gibtsawitewelde3409 3 หลายเดือนก่อน +1

    This is Eritrean cyclist day July 1 /2024 this will be remembered forever .❤

  • @MedhanieTesfalem-g2p
    @MedhanieTesfalem-g2p 3 หลายเดือนก่อน +2

    Waw waw kem lomi tehagusie ayfeltn entay kem zhz entay kem zxbet tefieni congra bini ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @wintahaile-wn6n
    @wintahaile-wn6n 3 หลายเดือนก่อน +3

    Elllllllll Bini natna jgna beqa edmen teenan yhabka bhagos aserasirkana we r so proud our hero❤️❤️❤️❤️❤️

  • @salah-su3ee
    @salah-su3ee 3 หลายเดือนก่อน +2

    🇦🇷🐐messi .🇧🇷pele🐐.🇵🇹 Cristiano 🐐.(Eritrea 🇪🇷🦁bini ane musom zesro ab natu moyo

  • @keflomAbadi
    @keflomAbadi 3 หลายเดือนก่อน +3

    Congratulations 👏👏👏👏👏🎉🎉🎉🎉🎉🎉 Bini haben hagern Ahgurn eka emo edmen tinan yhabka fetari 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @tsadiqjoohitekle1505
    @tsadiqjoohitekle1505 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኤማ ኣውሒድካሉ ቃላት ዲካ ሲኢንካሉ ❤ዋላ ብሓጎስ ኢካ ምዝራብ ሲኢንካ

  • @adiamyonas-zp3qp
    @adiamyonas-zp3qp 3 หลายเดือนก่อน +9

    ንብንያም እንተ ዋሓደ የቀንየልና ንበሎ🎉

  • @nice1-pn3tv
    @nice1-pn3tv 3 หลายเดือนก่อน +7

    Ane ema hawey beka.nay bahki ey bekeye 😢😢😢

  • @KubromMehari-c3s
    @KubromMehari-c3s 3 หลายเดือนก่อน

    Wwwww ab hiwetey zeyrsa smiat zweredeni lomi kof ele kulu mis reakuwo degagmi riyeya emo kamin kebidni❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yohannswerede-vb4uy
    @yohannswerede-vb4uy 3 หลายเดือนก่อน +1

    Hagerawi beal tezgberelu keman ygbo eyu🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😊😊😊🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @yosieftesfamariam8149
    @yosieftesfamariam8149 3 หลายเดือนก่อน +3

    Asey Asey elllll elllll elllll. Truck 🛻 driving endageberku b hagos tesarasire… congratulations 🎊🍾🎉 bini and the whole team. Thank you 🙏 bini and henri… congratulations 🎈🍾🎊 the Eritre 🇪🇷 people and the whole Africa nation.

  • @modeleyabofikiri4169
    @modeleyabofikiri4169 3 หลายเดือนก่อน +2

    Woww ata ellllll🎉❤❤❤❤❤ bini bini wedi gramay abilkamoymai mai ata hanbesa haben hager
    Cong deki rim thaks ema mis heni jahksey mikuxxaer sienoyo❤❤❤❤
    Enkua hagisena🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @berekettesfamariam2486
    @berekettesfamariam2486 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንታይ ዝዓብሳ ወደይ ቸለሲ ኣርሰና ወዘት ኣንቱም ሰባት ሓጎስና ምቁጽጻር ስኢናዮ

  • @israelteklu4467
    @israelteklu4467 3 หลายเดือนก่อน

    ኽብሪ ይሰማአኹም ኤማ ሄኖኽ ቶቦ ኽብራአብ ኽለሃኹም ጋዜጤናታት ናይ ኤርትራ ብ ፋላይ ኤማ Congregation ema ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @aronea4893
    @aronea4893 3 หลายเดือนก่อน +7

    Bini Congratulations 🍾

  • @berekettewelde7287
    @berekettewelde7287 3 หลายเดือนก่อน +7

    Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 congratulations bini

  • @yosiefmsgna8693
    @yosiefmsgna8693 3 หลายเดือนก่อน +1

    Dhri bini nifuat tekedademti mifray kedliena u dhrirka win emma nifuat gazieteinatat mifray kedliena u 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @merongabr6631
    @merongabr6631 3 หลายเดือนก่อน +4

    Eway hagos ketem beqa teum nebeat nebiena proud of you our hero 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷🇪🇷 and kebri nezi abi beri zekefetu legends dani b felay beqa so proud of to be Eritrean ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @WeldishBrhane
    @WeldishBrhane 3 หลายเดือนก่อน

    ቢኒ ኮኾብ ኤርትራ❤️🇪🇷❤️🇪🇷 ሞባይለይ ክሳብ ትወድቅ ከይተረድኣኒ ኣውያት ደርጊሐዮ ❤️🇪🇷❤️🇪🇷እንቃዕ ሓጎሰና ደቂ ኤረይ❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @michaelforgiveness2964
    @michaelforgiveness2964 3 หลายเดือนก่อน +1

    yahhhhhhhhhhh fet fet ilni nebsey, after 2 kilo meter to F line.

  • @romankflie389
    @romankflie389 3 หลายเดือนก่อน +2

    Congratulations bini ❤❤🎉🎉🎉 congratulations my lovely country eritrea ❤❤ ❤❤❤❤❤

  • @amlesetshishay6627
    @amlesetshishay6627 3 หลายเดือนก่อน

    Deki rimey jeganu enkae hagosena Bini hawey Congratulations 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉💯💯💯💯

  • @John..ጆን
    @John..ጆን 3 หลายเดือนก่อน +3

    በሓቂ ቢኒ ሕንጻጽ ምስ ረገጸ ኣነ ነቢዐ😢 ..... ስመኢተይ ምቁጽጻር ስእነ ክብሪ የሃቦ ቢኒ ኣክርዕና ❤

    • @HawiFebu-qs5jc
      @HawiFebu-qs5jc 3 หลายเดือนก่อน

      ይገርመካ ዩ ❤❤❤ታይ ዕይነት ማልቲ ዩ ሎሚ❤❤❤❤❤❤

  • @tekilatekila126
    @tekilatekila126 3 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ በሓቂ ክጽንበል ዘለዎ ዓወት ኢዩ ቢኒ ሰራሒ ቅያ ዓወትን ጌና ቀጻሊ ዩ❤❤❤

  • @mebrahtufessehazion4473
    @mebrahtufessehazion4473 3 หลายเดือนก่อน

    ኣጆና ጥራይ ኤርትራውያን ሕጂ ብመገዲ ቢኒ ኤርትራና ሮራ ኮይና ኣላ ኣብካልእ ዝተረፈ ኩሉ መዳይ ክኣ ፍሉይነት ኤርትራ ናይ ከም ጸሓይ ንዓለም ምሉእ ከብርህዩ። እዚ ናይ ግድንዩ ኪኸውን ምኽንያቱ ኩሉ ፈጣሪ ዝፈትዎ ምሳና ኣሎ።
    ካልእ ኤርትራን ኤርትራውነትን ኣብ ዝኣተዎ ኩሉ ክዕወት ቀዳማይ ክንኸውን ዝገብረና ሓደ ስውር ሓይሊ ኣሎ እዚ ሓይሊ እዚ ዋላ ንነብብሲ ወከፍ ነቲ ኤርትራዊየ ዝብል ዝተሰወረ ሓይሊዩ ። እዚ ሓይሊዚ ዝግለጽ ኣብቲ ናይ እንካን ሃባን ህሞት ክብለጽ የብለይን ዝብል ዝትኮስ ውሽጣዊ ምልኣት ክመጽእ ከሎ ኣዩ። ኣይኮነን ካልኦት ኤርትራውያን ውን እንተኾና ምጡር እዩ።
    ኣብነት ኤርትራዊ በይኑ ንኹሉ ሓይሊ ዓለም ሲዒሩ መሰል ነጻነትቱ ከውሕስ ዘኽኣለ እዚ ምስጢር እዚዩ። ኤርትራ ኒሕን ብልጸትን ሕጂ ዝተፈጥረ ኣይኮነን ካብ ኣቦዋትና ዝተወርሰ ብዕትብቲ ዝወራረስ ደም እዩ። ሓቁ ንምርግጋጽ ምሉእ ነጻነት ኣብዘይነበራ ኣብ 30ታት ዝነበረ ጀረጃ ኤርትራ ምፍታሽ ይከኣል ። ኣብ ስፖርት ቀዳሞት ኣብ ትምህርቲ ቀዳሞት ኣብ ቢዝነስ ቀዳሞት ኣብ ሓድነት ቀዳሞት ... ኣብ ኩሉ ቀዳሞት ክንከውን ንዓና ዝተሓዝአ እዩ ብርቂ ከኣ ኣይኮነን ንዓና ። ስለዚ ኣጆኹም ኤርትራውያን እቲ ዝተረፈ ክኣ ኩሉ ከምዚዩ ኪኸውን ኤርትራና ምስጢራ ብዓወት ኪገሃድ እዩ።

  • @banaentertainment3891
    @banaentertainment3891 3 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @DawitDawitGehbremichael
    @DawitDawitGehbremichael 3 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ትማሊ ኣብ ምዝንጋዕ ከለና ቢኒ ቀዳማይ ክወጽእ ዩ ኢለ 500 dollar ኣትሒዘ ግን 100% እዩ ተስፋይ,ነይሩ፡ ስለዚ ክልተ የሕዋት ተዓዊትና ግን ኣነ ኣብ ግዜ ቮላታ ዝነበሉ ህሞት ድኻም ልቢ ገይሩለይ ።ከም ቢኒ ዉሑዳት ፉጡራት ጥራሕ ኢኻ ክትረክብ ትኽእል።ሓንቲ ንዓኹም ክብለኩም ዝኽእል ንቢኒ ሓይሉን ዓወቱን ኣብ የማን ጥራሕ ዩ የማን ምስ ዝሕዝ ብክዕ ዩ ዝዕወት በጃኹም ንገርዎ ኩቡራት የሕዋት።

  • @MebrahtuReasu
    @MebrahtuReasu 3 หลายเดือนก่อน

    እንቃዕ ሓጎሰና ደቂ ኤረይ ክብርን ምስጋናን ይብጸሓዮ ንቢኒ የሐጊስናዩ ናይ በሓቂ።
    ዝያዳ ዘሐጎስትኒ ድማ ኣብ ናይ ቻምፒዮን ኤርትራ ዝሃቦ ቃል ኔራ። ነዓይ ኣብ ቱር ዲፍራንስ ምዕዋት ይቀለኒ ካብ ቻምፒዮን ኤርትራ ኢሉ ኔሩ ። ከምቃሉ ድማ ኣሪኢና ኣብ ትንተናኹም ከተምጹዋ ተጸቤኩም ኔረ ግን ኣየልዓልኩማን። ኤማ ሓወይ ምስቲ ሓጎስ ዘረባውን ስለ ዝርሳዕ ክኸውን ይኽእል አዩ። እምበር እታ ሽዑ ዝበላ ዓባይ ዘረባያ እም ህየሳ ተትገብሩላ ጽብቅቲያ።

  • @abrahamkidane1771
    @abrahamkidane1771 3 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ትግራይ ባህልና ጸወታና ኩናት ፡ባህልና አዩ ከይሓፈሩ ተብሉ፡፡ኣብ ኢርትራ ንነውሕ ዘመን ሰረት ዝሓዘ ከም ባህሊ ዘውቱር ብብሽግለታ ቅድድም ስብ ዳንጋ ኣብ ዓለም መዘና ዘይብሉ ዓወታት ንሃገሮም ዘጸውዑ ኣለዋ ዘይወዓለ ዘይሓደረ ናይ ሎሚ መዓልቲ kingቢንያም ግርማይ ዙር ፈረንሳ፡ተዓዋታይ Tour De france,ምስቶም ሓራግጽ ተውዳዶሩ ቀዳማይ ብምውጽ'ኡ ጸባ ኣስቲና ብራቮ ቢኒ

  • @Abi-ll1fz5wl5
    @Abi-ll1fz5wl5 3 หลายเดือนก่อน

    ብኒ ጅግና ኣርእካና 🎉🎉🎉💯💯💯 ተሓበን ኤርትራዊ ጎብለ ኣፍሪቃ ጎብለል ዓለም ኣነስ ሓጎሰይ ክሳብ ሕጂ ኣለኹ 👑👑👑👑👑🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @amanuelghebrehiwet5764
    @amanuelghebrehiwet5764 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤ Congratulations to all Eritreans ኤማ ሄኖክ ብተወሳኺ ኣብ መደብ ሕቶን መልስን ናይ ብዓል ጴጥሮስ መንግሰን ፡ሱሌማን ዑስማን ዓበ ከም ሕቶን መልስን ከቅርብዎ ነዘኻኻር ።ንመጀመሪያ ጸሊም ኣፍሪቃዊ ቱር ዲ ፍራንስ ዝትዓወተ መን ኢዩ ወዲምንታይ ሃገር ኢዩ ፡

  • @AwetAtaklti-r5n
    @AwetAtaklti-r5n 3 หลายเดือนก่อน

    ሓጎስካ ብንብዓት ክትገልጽ ከለኻ ኽንደይ ክጥዕም ቢነይ ብሓጎስ ኣንቢዒካኒ ወደይ ሓቂፎዮ ከምዘለኩ ረሲዐ ብታሕጋስ ኣዉያት ደርጊሖዮ ወደይ ሰንቢዲኡ ምሳይ ኣዉያት ሰበይተይ ወደይ እንታይ ረኪብዎ ኢላ ኣውያት ኣነ ናይ ሓጎስ ይበኪ ሰበይተይን ወደይን ክኣ ብስንባደ ይበኺዩ ብኒ ሎሚ ዝገበርካኒ❤❤❤❤❤እንካዕ ሓጎሰና

  • @naboobsprit5638
    @naboobsprit5638 3 หลายเดือนก่อน

    ንሕዞን ንጭብጦን ከማን ኣብ ስራሕና ጠፉእና ደቂ ኤረይ ❤❤❤❤ ኣብ ሂወተይ ከምዚኣ ታሐጊሰ ኣይፈልጥን ኩሉ ኤርትራዊ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ኤርትራዊ ንታሪክ ክሰርሕ ዝተፈጥረ ህዝቢ ጥራይ ኢዮ
    ኤርትራ ኣብ ዓለም ጨቢጣቶ ግቡእ ክብራ ::

  • @negagetachew974
    @negagetachew974 3 หลายเดือนก่อน

    ቢንያም ግርማይ ቤተሰቡን ሕዝቢ ኤርትራ እንዃዕ ደስ በለካ ደስታካ ደስታና እዩ፣ አነ ትግራዋይ እዩ 1970 ባዓል ጀጋንተ እንዳራአኩ ስለ ዝዓበኩ ናይ ኤርትራ ብሽክለታ አድናቃ እዩ። ኤርትራ ብስፖርቲ ካብ አፍሪካ ዝላዓለት ዓዲ ነይራ ሕጂውን ቀጽላ አላ። በርትኡ

  • @debesayhabteslasi6546
    @debesayhabteslasi6546 3 หลายเดือนก่อน

    Ane endii smitey kiqoxaxer aykealkun enqa hagosena deki eza halal merit🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @almazmelake6460
    @almazmelake6460 3 หลายเดือนก่อน

    ብንያም ኣንበሳ ብቡርቱዕ ጻዕርኻ ክት ዕወት
    ምክኣልኻ እንቃዕ የሔጎሰካ ናይ ሙሉእ ህዝብና ዓወት እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
    ኤርትራ እስካን ከማካን ምፍራያ ዓቡይ ጸጋ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Hanesye
    @Hanesye 3 หลายเดือนก่อน

    ኣቱም ሰባይ ከምዚ ከማይ ንዝኾነ ዓይነት ሰብ ወላ ካብ ኤርትራዊ ውጻኢ ኣብ መንገዲ ዝረኸብኩሞ ከምዚ ከማይ ኢዚ ኤርትራዊ ዩ ኣብ ቱር ዲ ፍራንስ ተዓዊቱ ኢልኩም ተሪኢዎም ኣለኹም ዶ ደቂ ኤረይ ጸሊም ኣልማዝ ብተኣምር ክወጽእ ካብቲ መጻብቦ 🎉እምባሕ በል ኤሪትራዊ በቃ

  • @efremabrha3758
    @efremabrha3758 3 หลายเดือนก่อน +2

    Awet kalsena bedmne mes kem bal gebluole bine hawena eze eritrwe malet ❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @ephraimtik920
    @ephraimtik920 3 หลายเดือนก่อน

    ናይ ምታይ አፍሪካ😂😂😂😂
    ኤርትራውያን🎉 ኤርትራውያን ኢና🎉🎉🎉
    ነብሲ እዚ ጋውና ህዝቢ አፍሪካ ምስ ኤርትራውያን ዘራኽብ የብሉን።

  • @jhonsimon1691
    @jhonsimon1691 3 หลายเดือนก่อน +9

    ዓወት ሓፋሽ ❤❤🇪🇷🇪🇷

  • @bereketgundrin76
    @bereketgundrin76 3 หลายเดือนก่อน

    ኣነስ ኣብራከይ ከማን ራዕራዕ ኢሉኒ
    ንሱ ዲዩ ክጎዩ ውዒሉ ኣነ እንድዒ / ትርግታ ልብና ካብ መጠን ንላዕሊ ወሲኩ
    ሓበን ሃገሩ/ሓበን ኣፍሪቃ/ሓበን ጸለምቲ/ሓበን ጋንቱኡ

  • @eruonlinejob9525
    @eruonlinejob9525 3 หลายเดือนก่อน

    ሓጎስይ ወሰን የብሉን (ጸባ ስተ ፥ጸባ ኣስቲኻና )ዝተረፈ ብሰላም ኣጀሚሩ ብስላም የፈጽምኩም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🙏🙏🙏

  • @abrahamnegash6598
    @abrahamnegash6598 3 หลายเดือนก่อน +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤

  • @azmarina
    @azmarina 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🎉🎉 bini bini,abilwa kula ade welida tmken yeak kurat afrukana kurat hagerna nay behaki mergexi teseaniwo ezi mediatat

  • @AWET605
    @AWET605 3 หลายเดือนก่อน

    በየናይ ጀሚርካ በየናይ ክውዳእ the king back diamond እቲ ጸሊም ኣልማዝ::እንቃዕ ሓጎሰና 1/07/2024 ሓደ ሓምለ ተዚክራ ክትነብርያ መጀመርያ ንዓና ኤርትራውን 💪💪🇪🇷🇪🇷👏 ካልኣይ ድማ ንመላእ ሕዝቢ ኣፍሪቃ 💪💪🇪🇷👏እንቃዕ ሓጎሰና::

  • @Eruna757
    @Eruna757 3 หลายเดือนก่อน +1

    እልልልልልልልልልል 🎉🇪🇷❤️ ቢኒ ጅግና 🫶🏽።

  • @naboobsprit5638
    @naboobsprit5638 3 หลายเดือนก่อน

    ኣመስኪራ ኤርትራ ብተግባር
    ባንዴራ ኤርትራ ከምናይ ካልእ ኣሁጉር ባንዴራታት ዓለም ሱቅ ኢላ ኣይኮነትን ትስቀል
    ብታሪክን ብተግባርን ኢያ ባንዴራና ተንበልብል ❤❤::

  • @FiliWedihannes
    @FiliWedihannes 3 หลายเดือนก่อน

    Ab hiwetey mulu hagosi ziaseleni lomi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 viva

  • @zerouandom
    @zerouandom 3 หลายเดือนก่อน +2

    ዋውውውውውውውው ኢለ ክሓልፎ ጹሩይ ናይ ታሕግጋስ ንብዓት ኣንቢዕካኒ ቢኒ ጅግና ወዲ ኤራና

  • @ኣራራት
    @ኣራራት 3 หลายเดือนก่อน +4

    Congrats Bini 👏👏👏🥇🇪🇷 God Bless you I am proud of you 👏 👏👏

  • @FanielTesfaslasie
    @FanielTesfaslasie 3 หลายเดือนก่อน

    ልክዕ ብራቮ ኤማ ማዕከናት ዜና ዓለም እንታይ በላ ብዓቢኡ ጋንቱኡ ከ እንታይ መግለጺ ሂባትሉ ኣምጻልና ብዝተረፈ እንቋዕ ሓጎሰና ኩልና ኤርትራውያን ብፍላይ

  • @yikalogebremicael
    @yikalogebremicael 3 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ ኤማ ቀንዲ ክምስገኑ ዝግብኦም ስድራቤት እዮም፣ ብሰንኪ ባጀት ካብ ዘፍቅሮን ብዙሕ ሕልምታት ዝነበረንን ምስ የእጋረይ ከለኹ ዝተፋነኽዎዩ😢😢

  • @mikielhabte4694
    @mikielhabte4694 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብዓወት ቢኒያም ኩልና ኤርትራውያን ሓጎስና ወሰን የብሉን ::
    ቀጻሊ ዓወት ይሃቦ !!!
    እዛ ጸሊም ኣፍሪካዊ ዝበሃል ኣዘራርባ ኣይተዘውትርዎ ::

  • @asmeromandemichael391
    @asmeromandemichael391 3 หลายเดือนก่อน

    Bini jigna meglxi eko senalu teawet nay bhaki akurena
    Anes bethgas nbat seruni
    Enqia hagoseka Bini haben hager

  • @medhainebekit797
    @medhainebekit797 3 หลายเดือนก่อน

    ኩሉ ጸሊም ሰብ ኣብ ምሉእ ዓለም ዘሎ ዝከበረላ ዕለት ኢለያ ኣለኩ❤ ቢኒ ሰውራ ቅድድም ኤርትራ ኣብ'ት ዝልዓለ ዘንጊ ዓለም ሰቂሉ ካብ ሕጂ ንንዮው ከውርዳ ዝክእል የለን🎉🎉❤❤

  • @dendennakfa9415
    @dendennakfa9415 3 หลายเดือนก่อน

    እታ ወዲ ኣፎም ዝበላስ ኮይና እንቋዕ ሓጎሰና !!!!!!❤እዛ ዕለት 1-7-2024❤ ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ከም ሃገራዊ በዓል ክትክበር ኣለዋ ካብዚ ዝዓቢ ዓወት የለን።

  • @yon-h8z
    @yon-h8z 3 หลายเดือนก่อน

    Congratulations Bini🎉🎉🎉 Viva and all Eritrean 🇪🇷 people and all world black people❤

  • @SenayMichea
    @SenayMichea 3 หลายเดือนก่อน

    ኤማ ሓዋይ እመነኒ ኣይትእመነኒ ታሪኽ ከም ዝስራሕ ይፈልጥ ኔሬ ብኤርትራዊያን ኣነ ደጋፊ ሓላባይ ደጋፊ ናቱ እየ እንካዕ ሓጎሰና ደቂ ሃገረይ

  • @YohanesItbarek
    @YohanesItbarek 3 หลายเดือนก่อน +1

    Félicitations bini bel ketderr 💪🇪🇷💘💕💯💯💯❤️💘💪🇪🇷💘💕💯 ne bini zeftu like esk gebru ❤

  • @samuelgebredngl3834
    @samuelgebredngl3834 3 หลายเดือนก่อน +3

    Ezi zibelexe texawatey ab Tarik cycling hagerna BINI VINI VIDI period !!!!!! I am so emotional 🥹 and Happy for u Bini hawey, Amlak xegiu yebzihalka, congratulations to wedi Hailu and ur wife

  • @samsonestifanos2376
    @samsonestifanos2376 3 หลายเดือนก่อน

    I suggest that the trophy for the National Olympics should be in the statues of Bini's victory celebration until someone wins a stage victory in Tour De France. Please let me know your thoughts

  • @truthforpeace6978
    @truthforpeace6978 3 หลายเดือนก่อน

    First Eritrean and First African Tour De-France stage winner congrats Bini 🎊🎈🎉 All Africans and especially we Eritreans really proud of you 👍

  • @DanielGhebrezghi-kl6fl
    @DanielGhebrezghi-kl6fl 3 หลายเดือนก่อน

    Plssss like Subscribe ngber neibyo nezom yehwat kulu kfeltena

  • @josijosi1566
    @josijosi1566 3 หลายเดือนก่อน

    ፈደረሽን ሃገርና ኢንታይ ገሩ ንስኩም ትህብዎም ተስፋ ኢዩ ዘበርት ኦም ይህዋት ፈደረሽን ኤርትራ ኢድ የብሉን ኣብ ኣወት ቅድ ድም ብሽክለታ

  • @dawittsegay9211
    @dawittsegay9211 3 หลายเดือนก่อน +1

    King 🤴 👑 🦁 bini anes enka eritrawi konku

  • @haileandebrhan11
    @haileandebrhan11 3 หลายเดือนก่อน +3

    ኣነ ከም ሎሚ ታሓጊሰ ኣይፈልጥን ኢየ congura bini🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mer2474
    @mer2474 3 หลายเดือนก่อน

    i hope he inspires a lot young riders all over Eritrea. Nab Eri ab zmleselu bejakum nab mulue zobatat nay jgna akebabla gberlu, not only in Asmera......ab Mulue hager bzuhat nfuat kferyu ykeelu eyom

  • @TsegayKiflay
    @TsegayKiflay 3 หลายเดือนก่อน +3

    Bini hasab lbna asmrlna amlak ab zkedi mseu ykun❤❤ my hero

  • @josijosi1566
    @josijosi1566 3 หลายเดือนก่อน

    ንስኩም ዝሃብክሞም ተስፋ ይወቱ ኣለው ፈደረሽን ኢድ የብሉን መካዚኖ ኢዩ ፈደረሽን ኤርትራ

  • @OmerAbdella-wk4bz
    @OmerAbdella-wk4bz 3 หลายเดือนก่อน +4

    Congratulations Bini haben hager❤❤❤