"ናይ ግዜ ጉዳይ ተዘይኮይኑ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ናብ ሓደ ምምጽኡ ግድን 'ዩ!" ዕላል ምስ ነባር ኣባል ኢህኣፓን ደራሲ 'ፍቅሪ ዓሲምባ' ካሕሳይ ኣብርሃ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024
  • Well Come To Berakhe Show TH-cam Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
    © Copyright:Berakhe Show
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    #Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
    Well Come To Berakhe Show TH-cam Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
    © Copyright:Berakhe Show
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    #Brakhe_Show
    #ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
    #brake_show
    #Berake_Show
    #Brake_Show
    #Medhin_Gebreslassie
    #ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
    #Amhara_ethiopian_criss
    #eritrean_community
    #Eritrean_Poletics
    #Tigiray_poletics
    #ethio_forum
    #Tefetawi_Tolk_Show
    Eritrean Interviews
    #ቃለ_መሕትት_ምስ_መም_ኣብርሃ_ተኽሉ
    #Eritrean_Poletics
    #Interview_Abrha_Teklu
    #Proffesor_Fiseha_Asgedom
    #ብፁእ_ኣቡነ_ሰላማ
    #ሊቀ_ጳጳስ
    #mulugeta_Tuemzgi
    #Eritran_Activist_Mulgeta_Tuemzgi
    #ሙሉጌታ_ጥዑምዝጊ
    #Dejen_mezgebe
    #ደጀን_መዝገበ
    #ውናት
    #ናፅነት_ትግራይ
    #ካሕሳይ_ኣብርሃ
    #Kahsay_abrha
    #ፍቅሪ_ዓሲምባ

ความคิดเห็น • 538

  • @user-qq4zz3wz9g
    @user-qq4zz3wz9g หลายเดือนก่อน +42

    ሰላም መድህን ኣብ ታሪኽ ከም ዝፍለጥ ስርዓታት ሓለፍቲ'ዮም:: ህዝቢ'ዩ ነባሪ ::ንነዊሕ እዋን ተዓዚበኪ ብፍላይ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዘለኪ ጽልኢ ዓቐኑ ዝሓለፎን ንሓንቲ መዓልቲ ስልጣን እንተዝዋሃበኪ ንህዝቢ ኤርትራ ካብ ገጽ መሬት ንኸተጥፍእዮ ድሕር ኣይምበልክን:: እንታይ ጸገምኪ?

    • @biriktihaile5499
      @biriktihaile5499 หลายเดือนก่อน +9

      ካብ ጸላኢኻ እንታይ ትጽበ እዞም ጎረቤት ዶብና ዓጺና ጥራሕ ኢና ሰላም ንነብር

    • @mubarek466
      @mubarek466 หลายเดือนก่อน +5

      ባህሪ ሓሳድ ጠፊኡኳ ማለት ድዩ ጥራሕ ዘይምግራህ 🇪🇷

    • @Nnn-t
      @Nnn-t หลายเดือนก่อน +1

      @@user-qq4zz3wz9g aytitehml tirah kubur hawu ab zelena Halina leali b ayni breseina kintmtom alona enbr ezom kusli eyom

    • @serenityshalom7387
      @serenityshalom7387 หลายเดือนก่อน +1

      eta nab aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit ne aboka bi meakor himam ketilato niskum akele hamasen seraye jeberti rashaida saho elkum tefiekum agame isayas ewn lambadusa atfiekum gena eta ne aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit gud alewa gena gena solution coming soon Islamic Arabic republic Eritrea 🇪🇷 then Erena nikdmit mis nai tilyan meshenit 😊babene alora kalas sakit mara fnistra kamicha endiayamo 😊😊

    • @danielandebrhan6616
      @danielandebrhan6616 หลายเดือนก่อน

      @@user-qq4zz3wz9g entay kem hanti agedasit gerkum twesdiwa abey keytibetsih eya....neana tdibuk gerom kem deyfeltuna tray eyom dinegruna delewu

  • @matthews3810
    @matthews3810 หลายเดือนก่อน +44

    The Algiers agreement is unshakable. No matter what anyone says or does, nothing will alter its course. Eritrea is solely for the Eritreans.

    • @user-nl1hv7ni2l
      @user-nl1hv7ni2l หลายเดือนก่อน +1

      ABSOLUTE CORRECT AND ABSOLUTE PERFECT!!!! THANK YOU!!!!!. CONTINUE!!!.

  • @InspireEritrea
    @InspireEritrea หลายเดือนก่อน +35

    ዉዕል ኣልጀርስ እያ.. እታ መፍትሒ.. ካልእ ኩሉ ኮለል እዩ ኣይትድከሙ

    • @robelaraya7139
      @robelaraya7139 หลายเดือนก่อน

      Ab wel aljers ko tigray eya terebahit tekon denorotat... abti wieli bota aytekesen ezi nabzi ezi nab zi aybeln....gn mebzehatu gn nab tigray eyu zeatu..tumuyat sheabiya

    • @eriblood803
      @eriblood803 หลายเดือนก่อน

      ​@@robelaraya7139 eta cenawit ghembi teref drone adeka b timet timewut ala

    • @MekonenBeraki-ln1id
      @MekonenBeraki-ln1id หลายเดือนก่อน

      ​@@robelaraya7139kemu tekoynu daa slemntay neti wsane nay Algiers teqebilkum meretna gedifkumo zeywexakhum.

    • @Asmara1991
      @Asmara1991 หลายเดือนก่อน +2

      ኣቲ መድህን እንታይ እዩ ሽግርኪ ሓደ ድሕሪ ሓደ
      እተቅርብዮም ሰባት፡ ብትግ
      ራውነቶም፡ ብቋንቆኦም ዘይ
      ኮረዑ ከማኺ፡ብዘይካ ክቱር
      ጽልኢ ኤርትራን ኤርትራውነ
      ትን ጽልኢ ካልእ ቁመነገር
      ዘይተዓደሉ ጃለታት ኣበይኺ ትረኽብዮም? እዚ ዝስዕብ ከኣ በቲ ንሱ ዝርድኦ ቋንቋ ጌርኪ ሓደራ ኣረድእዮ።፡1.ኣብ መንጎ ኤር/ኢት ዘሎ
      ዶብ ክልቴና ዝፈጠርናዮ ዶብ ዘይኮነስ ብገዛእቲ ዝተ
      ሓነጸጸ፡ ኢንርናሸናል ዶብ፡ ብ
      UN ዝተፈልጠ አዩ።
      2.ፍርዲ ኣልጀርስ ፍርዲ ዝተዋህበ በዚ ኣብ ላዕሊ
      ዝጠቀስኩዎ መሰረት ብም
      ግባር እዩ።
      3.መንግስቲ ኤርትራ በዚ
      ፍርዲዚ መሰረት ዶብ ኤሪ/
      ኢትዮ ሓንጺጹ።
      4.እዚ ጋሻኺ ንምርግጋጽ
      እንተደልዩ፡ GPS ሒዙ ናብ
      እቲ ቦታ ዶባትና ከረጋግጽ ከም ዝከኣል ሓብረዮ።
      5.ኩለን ሃገራት ኣፍሪቃ ከኣ
      ናይ ኮሎኒ ዶባት ከኽብራ
      ብሓባር ተሰማሚዐን ኢየን።

  • @ghirmaiyohannes597
    @ghirmaiyohannes597 หลายเดือนก่อน +36

    ብሓይሊ ድኣ ወያነ እንድዩ ንዕስራ ዓመታት ሒዝዎ ዝጸንሐ፡። ሎሚ ተረዲኡካ፡

  • @matusalayohannes9964
    @matusalayohannes9964 หลายเดือนก่อน +30

    ናይ ኤርትራ ዶብ ብውዕል መግዛእቲ ዝተሐንጸጸ ካርታ እዩ ሐድሽ ዝሕንጸጸ የለን እቲ ዘገድስ ናይ መን ዩ እቲ መሬት ብውዕል ኣልጀርስ ከኣ ተወዲኡ እዩ::

    • @user-nl1hv7ni2l
      @user-nl1hv7ni2l หลายเดือนก่อน

      ሓቒ ዝፎቱ ኩል ጊዜ ብ ኹ ሉ ፍቱውን ተኸባርን እዩ::

  • @peace2386
    @peace2386 หลายเดือนก่อน +27

    መድህን መጥሓን የድልዮ ኣሎ ርእስኺ ሰላም ጌርኪ ዓሪፍኪ ተቐመጢ

  • @andebrhanteklemariam9739
    @andebrhanteklemariam9739 หลายเดือนก่อน +46

    እቲ ዝገርም ህዝቢ ኢሮፕ ወይ ከባቢ ባድመ ካብ ስርቅን ሃንግን ጽቡቕ ኣሎ ብኣንጻሩ ኣብ ውሽጢ መቐለ ዝነብር ግን ብስርቅን መጭወይትን ዓመጽ ደቂ ኣንስትዮን ኣመና ከም ልሙድ ተወሲዱ እንዳ ነበረ ከም ፅቡቕ ዲኻ ቆፂርካዮ ?
    ድሓር ከኣ ውዕል ኣልጀርስ እግባይ ዘይብሃሎ ውሳነ ምዃኑ ዓለም ትፈልጦ ሓቂዩ ስለዚ ሕጂውን ካብ ሽንኮለል ወፂኹም ነዚ ተቐቢልኩም ኣተግብሩዎ ነዚ ህዝቢ ሰላም ክረክብ ህዝቢ ኣብቲ ይሃሉ ኣብቲ ባእሲ የብሉን ኣብ ደስ ዝበሎ ክነብር ይኽእሉዮም።

    • @robelaraya7139
      @robelaraya7139 หลายเดือนก่อน +1

      😂 medil keyterefe wesidkulom Tay emo zeserek alewom meshkenot.... kem Eritreawi telam resah yelem

    • @loveelroi4453
      @loveelroi4453 หลายเดือนก่อน +2

      @@robelaraya7139ሻዕቤላ ቤላ አሎ እንዶ አቡኡ ዳአ ክገርፈኩም ተኾይኑ ወ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @yared7831
      @yared7831 หลายเดือนก่อน +2

      @@robelaraya7139 no tegagika serawit Eritrea missile tank mortar eyu wesidu. Nefat zelewo mendil dea entay kigebrelu

    • @teshememebrahtu6136
      @teshememebrahtu6136 หลายเดือนก่อน +3

      ተጋሩዋኒ ባድመን ኢሮብን ከም ጡብ ኣዴኹም ቅበጽወን፡ውዕል ኣልጀርስ እግባይ ዘይብሉ ስለዝኾነ ፍርድኹም እሺ ኢልኩም ተቐቢልኩም፡ሰላም ግበሩ። ዘየለ ጽውጽዋይ እናምጻእኩም ህዝብኹም ኣይተታልሉ።

    • @peaceandlove.
      @peaceandlove. หลายเดือนก่อน

      Eti sawan gifan ke? Eti ashihat kefilka dob misgar ke?😂😂😂

  • @Paulos-zh5gc
    @Paulos-zh5gc หลายเดือนก่อน +32

    ንኤሮፕ ኣኤርትራውያ ኩኑ ኢሉ ዘገደዶም የለን። ኢትዮጵያዊ እየ ዝበለ ናብ ኢትዮጲኡ ክኸይድ ዝኸልከሎ የለን።

    • @tiebeghebru2649
      @tiebeghebru2649 หลายเดือนก่อน

      ❌❌❌

    • @peaceandlove.
      @peaceandlove. หลายเดือนก่อน

      Meretom hizom yikedu.

    • @loveelroi4453
      @loveelroi4453 หลายเดือนก่อน +3

      @@tiebeghebru2649 ዋዮ ኸይዶም, ከምቲ መለስ ዝገበሮ አይንሶግግን, እንተ ታ መሬት ግን ነቕ አይትብልን ያ

    • @eriblood803
      @eriblood803 หลายเดือนก่อน

      ​@@peaceandlove. 😆 🤣 😂 aye agame cenewuti komalat ghembi funfunat fitret...the border is marked once for all....final and binding::::

    • @peaceandlove.
      @peaceandlove. หลายเดือนก่อน +1

      @@eriblood803 even zalambesa and some villages around tserona?

  • @yohanesmhretab7775
    @yohanesmhretab7775 หลายเดือนก่อน +43

    ስርቅን ሓሶትን ጥልመትን ተጋሩ ከይገደፍኩሞ ሰላም የለን።

    • @SOLOGEB-xz1jh
      @SOLOGEB-xz1jh หลายเดือนก่อน

      እንስሳ ድሁር ባሪያ ፡

    • @amanuelh210
      @amanuelh210 25 วันที่ผ่านมา

      ሰክት ወድዛ ባርያ ተጎምባሒ ባኣኹም ባ ንዋረድ ኣለና

  • @genetn366
    @genetn366 หลายเดือนก่อน +28

    መድህን ኤርትራ ኢርትራ ክትብል ጥፍጣፋ ደሪቁ። መሃይም ጋዜጠኛ ከምዚኣ ኣይራእናን።

    • @tigrignaculture1555
      @tigrignaculture1555 หลายเดือนก่อน +1

      Sahsah sdetegna tm ilka zeytmhar

    • @genetn366
      @genetn366 หลายเดือนก่อน +3

      @@tigrignaculture1555 እስኻ ደንቆሮ ስለዝኾንካ ነዓኻ ብዑቅ ኢዩ። ንሕና ግን ሓሉፍናኩም ተውንጪፍና ኢና። ረድኢትካ ጥራይ ለምን

    • @mebrattesfay5436
      @mebrattesfay5436 หลายเดือนก่อน +2

      🇪🇷💗🤣👍

    • @tiebeghebru2649
      @tiebeghebru2649 หลายเดือนก่อน

      @@genetn366❌❌❌❌

    • @tiebeghebru2649
      @tiebeghebru2649 หลายเดือนก่อน

      ❌❌❌

  • @ukbayc
    @ukbayc หลายเดือนก่อน +11

    ዓጋመ ኢትዮጵያውያን ኢኹም መንነትኩ ኣሚንኩም ከምታ ናይ 50 ታት ዝነብርኩማ ተመገን ኢሉም ትነብሩ የሕዋትኩ ኢትዮጵያውያን እዮም
    ኣትባዕተ ነጥቢ !!!

  • @loveelroi4453
    @loveelroi4453 หลายเดือนก่อน +16

    ምስ ተጋሩ ይትረፈና, ምሰ አትማን ይትረፈና, መን ክግረሀሎም ሓጅ ግዳ ግን ይትረፈና, ምስ ጅቡቲ ደይከዱ እንታይ ዮም ዱሩቡሹና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @mebrattesfay5436
      @mebrattesfay5436 หลายเดือนก่อน +1

      🇪🇷💗👍

    • @tiebeghebru2649
      @tiebeghebru2649 หลายเดือนก่อน

      ን ሓደ ዓመት ዝኸዉን ምስ ኣምሓሩ ተደምረናልዶ ክትብለና ኤይነበርካን ኣንታ ትሩፋ ህዝቢ እዩ ዝመርጽ ።

    • @loveelroi4453
      @loveelroi4453 หลายเดือนก่อน

      @@tiebeghebru2649አብ አልጀርስ ምስ ተፈረደ,አይኮነን ንመንግስቲ ንህዝቢ ዶ አምሪጽክሞ ኢኺም? 20 ዓመት ብድሕሪ አልጀርስ ሒዝኩሙዋ, ሕጂ ደአ እንታይ ኢኺ ለባም ሉባም ትጻወቲ,

  • @berekhetkfle9556
    @berekhetkfle9556 หลายเดือนก่อน +15

    ኣየ ተጋሩ ቦርደር ኤርትራን ኢትዮጽያን እኮ ኢንተርናሽናል ቦርደር እዩ ኣብ ናይ መን መሬት ኮንካ ኢኻ ክትድራደር ቁሩብ እስከ ሕሰቡ ዋልቃይት ኣምሓራ ናትና ይብሉ ተጋሩ ድም ናትና ትብሉ ኣብ ኲናት ውን ኣሎኹም ናትና ግን ካብ 1900 ዝተኻለለ መሬት እዩ ካልእ ኣበይ ኔርኩም ቅድሚ 25 ዓመት ሕጂ ሓሶት ግደፍዎ ንሕና ናትና ኣይንህብን ዘይናትና ድማ ኣይንደልኝ

  • @zeratsiontesfayweldemichae8094
    @zeratsiontesfayweldemichae8094 หลายเดือนก่อน +36

    ናይ ኣልጀርስ ናይ መወዳኣታን ቀያዲ ውዑል እዩ ኣይደልን ዝበለ ናብ ትግራይ ይኺድ እምበር ኣብ ክልተ ምብላዕ የለን ንስኻትኩም መግዛታዊ ውዕል ኣይትአሙን ኢኹም ዓመጽትን ኢኹም ን25 ዓመታት ብጣዓሚ ዝበደልኩሞ ሎሚ ዋጋ የኽፍለኩም ኣሎ ውዑል እዩ እንተሎ ብመግዛታዊ ውዕል ዝተወስነ ሎሚ ንስኻትኩም ትቅይርዎ የለን

    • @jubilee_john4862
      @jubilee_john4862 หลายเดือนก่อน +1

      💯

    • @amanuelh210
      @amanuelh210 25 วันที่ผ่านมา

      ህግደፍ ከ መን ጻድቕ ጌርዋ እሾኽ ዝኾነት ጉጅለ ሽበራ

  • @tesfaygebrekidan9767
    @tesfaygebrekidan9767 หลายเดือนก่อน +17

    ኢሮፕ ኣብክልተ ምኽፋል ዘይጉቡእ ዝኾነሉ ዓፋር :ኩናማ:ትግሪኛ ኸ' ግቡእ ዝኾነሉ በይናይ መለኪዒ እዩ ውዑል ኣልጀርስ ቀያዲ እግባይ ዘይብሉ ውዑል ምኻኑ ኣሚንኩም መክንያታት ኣምጺኢኹም ዕንክሊል ኣይትበሉ ኣብ መግዛእታዊ ውዑል እመኑ ህዝቢ እተኾይኑ ኣብ ዝኣምነሉ ሃገር ይምብር ብሰላም ተቀበልዎ

    • @ukbayc
      @ukbayc หลายเดือนก่อน

      @@tesfaygebrekidan9767 ኣብ ክልተ ኣይተኸፍለን ኢሮብ ብምሉእ ናይ መሬት ኤርትራ እዩ ደጊሙ ከኣ ቤት ፍርዲ ናይ ዓለም ኣራጋጊጸዎ ኣርባዕተ ነጥቢ። ሕጂ ናይ ጉዳይኩም ትገብሩ ክልል ራያ ክልል ዓጋመ ክልል ትግርስይ ተጋሩ መስርቱ

  • @TefahiwetOkbagergs
    @TefahiwetOkbagergs หลายเดือนก่อน +10

    ርእስኩም ምስ በዓል ስዩም መስፍን ተቐቢሩ ሰበይ

  • @Asmera-1
    @Asmera-1 หลายเดือนก่อน +18

    እታ ናይ ኣርጀርስ ውሳነ ትቕበሉ መርሓባ ኣይኮነን ትድሰቑ።

  • @user-cq3mv9fs6g
    @user-cq3mv9fs6g หลายเดือนก่อน +13

    ጉዳይ ዶብ ሐንሳብን ንሐዋሩን ተወዲኡ ኢዮ ደናቁ ኬድኩም ካርታ ዓለም ራአይዎ

  • @ghirmaiyohannes597
    @ghirmaiyohannes597 หลายเดือนก่อน +42

    እቲ መሬት ናይ ኤርትራ'ዩ ዝፈተወ ይቕመጥ ዝጸልአ ይወጽእ፡፡

    • @peaceandlove.
      @peaceandlove. หลายเดือนก่อน

      Eti meret nay erob eyu.b des zibelom hager yimehaderu.

    • @comshtato
      @comshtato หลายเดือนก่อน

      ​@@peaceandlove.Hamam

    • @peaceandlove.
      @peaceandlove. หลายเดือนก่อน

      @@comshtato ehi meretom ember nsom ayedlyukanyom?

  • @yoditzekarias6011
    @yoditzekarias6011 หลายเดือนก่อน +6

    መድህን ምሽምሽቲ ጻሕጋር ወዛል ግርልባድ መላኽዒት

    • @tigrignaculture1555
      @tigrignaculture1555 หลายเดือนก่อน

      Gazetegnattki aesrki gazetgna sgr meado afa ktharmi anti mekan rsi resah mahxen

  • @rg8647
    @rg8647 หลายเดือนก่อน +12

    ጸማም ሐደ ደርፉ 😂

  • @loveelroi4453
    @loveelroi4453 หลายเดือนก่อน +8

    እዛ አርእስቲ ቐይርያ, ማንም ኤርትራዊ ምስ ትግራይ ክሕወስ አይደልን ዪ, ኢትዮጺያ አላትኩም.. ይአኽለና ምሳኹም, ዝበለዕሉ ጻሕሊ ዝሰቡሩ ደቂ መለስ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @fsahayeberaki9042
    @fsahayeberaki9042 หลายเดือนก่อน +30

    ብዛዕባ ህዝቢ ኢሮብ ከተምስል ትጭነቅሲ ህዝቢ አርትራ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ኣስመራ ብሰላም ይነብሩ ኣይነበሩ እንድዮም ብሓባር ይዋሰቡ ኣይነበሩን ድዮም አቲ ሽግር ህውሓት አምበር ዶብ ኣይኮነን ህዝቢ ኣይተዳናግሩ

    • @lemlemmirach7838
      @lemlemmirach7838 หลายเดือนก่อน

      @fsahayeberaki9042 wedey eti nebereya nebere tiblozelka ewe kiltiom hezbetat fiqri,mihelilay ,mewsibo neyru ewe Nay qdmi 6 , 7 amet zenbere Nay selam hawaw eti ab dobat hizbi zeglxo zenbere misekir eu hezi gina shala egdef yikun weyane entay tesaenu nihzbi Erob entetexneqt haqa abtiti werari doykunun zelewu weys kadre egdef eka

    • @kokebgebremariam3140
      @kokebgebremariam3140 หลายเดือนก่อน +1

      @@lemlemmirach7838terewaeit 😂😂😂eleki aleku donkoro Eritrea 🇪🇷 is independence country period the border is known all over the world why Tegaru tigeru alekum nmntay awyat werari gelemele natkum shigrkum hizkum ms cllkum chawww 😂😂😂😂😂😂

    • @loveelroi4453
      @loveelroi4453 หลายเดือนก่อน +1

      @@lemlemmirach7838 ትግራይ ክልል ብሙኻና ምስ ዕድልኩምን ምስ ኢትዮጵያ ተባአሱ እምበር አባና አይተዉጽዉዎ, No more Eritrea 🇪🇷. ኤርትራ ን ኤርትራውያን ጥራይ ያ።

    • @user-xk8sw5lo8o
      @user-xk8sw5lo8o หลายเดือนก่อน

      ሽግር ፈጠርቲ ኩሉ ጊዜ ህግደፍ እዮም። ዋላ ሕጂ ንስኺ/ኻ ብሰንኪ ህግደፍ ኣብ ስደት ኢኻ ዘለኻ ባርያ ህግደፍ

    • @loveelroi4453
      @loveelroi4453 หลายเดือนก่อน

      @@user-xk8sw5lo8o ኖ , ብሰንኪ ተናኩሌ መራሕቲ ዓጋመ, ማኛ ከም ከልቢ ካብ ባዓል አሜሪካ እንዳታዐንገሉ ብኦኦም የ, ትግሬይ ምልእእቲ ንኤርትራ ተጋሕጊሓ ክትመጽእ አይምጸለአትን አብዚ ሰዓት እዚ ወላ ንስኺ/ኻ.. መን እሞ ክግርሀልኩም ሕጂ, ምስላ አሎ ኸምዚ, ንትግራዋይ ድራሩ ሀቦ ግን አይተሕድሮ ይብሉ አቦታትና, ለካ ጹቡቕ ጌሮም ዮም ዝፈልጥኹም 😂

  • @erina2932
    @erina2932 หลายเดือนก่อน +24

    ተጋሩ ሽንፍላ ኢኹም
    ኩሉ ብተንኮልኩም እዩ ሕጂ ሱቕ ኢልኩም ጥራይ ብ ሽዋዊት ኢትዮጵያ ተደግደጉ።

    • @ayeleraberra4338
      @ayeleraberra4338 หลายเดือนก่อน

      ዕቡድይ ልቦና ልሳኣነይ እዩ ልፃረፍ
      ኣብ ተጋሩ ልበፅሕ እሎ ገጠመ ናፈጣሪ ፈተና እዩ።
      ቱ ህዝቢ ኸዚ ብነፃ ልናገሩሎ ናምዕባለ ቡቃል እዩ።
      ኣብ ኤርትራኸ ኣብ መንገዲ ኣንፃር ህዝባዊ ግንባር ትናገሩዶ?

  • @haqiwalatmrer7739
    @haqiwalatmrer7739 หลายเดือนก่อน +5

    ኢሮፕ ትግራዋይ እየ ኢንተኢሉ፡ኣጎዙኡ ጠቕሊሉ ንትግራይ ምንቁልቋል ጥራያ ምርጩኡ።እምበር ናይ ትግራይ ስነሓሳብ ከነሳሲ ጊዜ የብልናን።
    ትግራይ ዝመረጸ፡ስርቂ፡ሃንግ፡ዓመጽ ደቂኣንስትዮ፡ቅትለት ይጽበዮ ከምዘሎ ክፈልጥ ይግቦኦ።እምበር ኤርትራስ ደሴት ሰላምያ።

  • @t.b4065
    @t.b4065 หลายเดือนก่อน +6

    ኣብ መንጎ ኤርትራን ትግራይን ሰላም ክርከብ ዶብ ክሕጸጽ ኣለዎ
    እንተዘይኮይኑ ሽግር ትግራይ ኣይፍታሕን

  • @haileabraham8793
    @haileabraham8793 หลายเดือนก่อน +11

    ትድልዮ ሞ ይዝንግ ዓኪ

  • @eri-dairyeritrea1377
    @eri-dairyeritrea1377 หลายเดือนก่อน +5

    ድሕሪ ሕጂ ዝደናገር ኤርትራዊ የለን።

  • @ghirmaiyohannes597
    @ghirmaiyohannes597 หลายเดือนก่อน +9

    ኣታ ጸማም ብፍርዲ እኳ'ዩ ብሓይሊ ኣይኮነን

    • @amanuelh210
      @amanuelh210 25 วันที่ผ่านมา

      እንታይ ሓይሊ ኣለካ ኸ

    • @amanuelh210
      @amanuelh210 25 วันที่ผ่านมา

      እንታይ ሓይሊ ኣለካ ብሓይሊ ትብል

  • @eyobhabte3595
    @eyobhabte3595 หลายเดือนก่อน +9

    ውሳኔ፡ ንህዝቢ ክትህቦ ኣይካኣልን ኢዩ፡
    ቀዳምነት አቱም ተጋሩ፡ ነቲ ናይ አልጀርያ ስምምዕ ንከትሳማምዕሉ ብዓስርተ አጻባዕትኩም ፈሪምኩም ኢኩም፡ ተወዲኡ እቲ ነገር ማለት እዩ።
    አብዚ ፈቲኩም አይፈተኩም እመኑ፡ ሕጂ ተምጽእዎ ዘለኩም ምክንያታት ኣይሰርሕን እዩ።
    ከምቲ ዝበልካዮ ካብ ኤርትራ ዝተውሃበ መሬት ውን ንትግራይ ተወሲኑ እዩ ።
    ሰለዚ ንሱኩም ድማ ነዚ ውሳኔ አልጀርያ
    ተቀበልዎ ሰላም እንተ ደለኩም ።
    ዎላ ውን እቲ ውሳኔ ፡ ነሓንቲ ቤተ ክርሰሰትያን ፉርቂ መቂላ እታ ደረት( ዶብ ) ትሕለፈ ፡ እታ ቤተክርስትያን ኣብ ክልተ ክትምቀል ኣለዎ።
    ንስካትኩም ግን ሕግን፣ ፈርድን አይትአምኑን ኢኩም።
    ንመጻኢ ነቲ ኣበዚ ቦታ ተቀማጣይ ህዝቢ ከመይ ይነብር ንዕዑ ግደፉሉ።
    እዚ አሰንተዘይ አሚንኩሙሉ ፡ ዓለም ውን አይኸትቅበለኩም እያ ።
    ኢትዮጵያ ደማ ነዚ ፈሪማትሉ እያ፡
    ግን ንስካትኩም ኩሉኩም ጠለምቲ ኢኩም።

  • @freweyinimelake5309
    @freweyinimelake5309 หลายเดือนก่อน +8

    መድሂን ጨው ዘይብላ፡አልጀርስ ሕጋዊ ንምድላይዶ አይኮነን?አብቲ ናይ አልጀርስ ውሳኔ ሽማግለ ዝብል የለን፡ነቲ ህዝቢ ጌጋ መረዳእታ አይትሃብዎ፡መድሂን ካብ ወገን ውጽእ ኢልኪ ክትርድእዮ ዝበለጸ

  • @t.t6664
    @t.t6664 หลายเดือนก่อน +12

    Algeres hanten nai mewedaieta frdi nai Algeres teferidu eyu dezareb yeblnan

  • @naherdawit1701
    @naherdawit1701 หลายเดือนก่อน +8

    ክላእ ሓለምቲ ንሕና ኣይ ንደልየኩምን ኢና እስኪ ርእስኹም ካኣሉ ካብ ጽግዕተኝነት ውጹ ግርምባ ክዝሕለካ ብኢድካ ክውዕየካ ብማንካ ኪዱ ቆማላት

    • @tiebeghebru2649
      @tiebeghebru2649 หลายเดือนก่อน

      🐖

    • @amanuelh210
      @amanuelh210 25 วันที่ผ่านมา

      ሰክት ባርያ ተጎምባሒ መነዴኻ ወኪል ሂብካ ኣይንደልየኩምን ትብል ጓሓፍ ስደተኛ

  • @tesfaldetyohannes197
    @tesfaldetyohannes197 หลายเดือนก่อน +8

    No way,to one. Eritrean belong Eritreans only.sorry Medhin Denakur

  • @user-nk9tb7wf8e
    @user-nk9tb7wf8e หลายเดือนก่อน +6

    መግዛእቲ ዊ ውዕለት አንቅበልን ድብሉ ተጋሩ እዮም ብዛዕባ ናይ አልጀርስ ገይጋ ተሊይዎ ብድሕሪኡ ብዛዕባ ናይ ዝተበደሊ ህዝቢ ምስ ተዘረበ ተጋሩ ግን ንሐንሳእ መግዛእቲ ዊ ውዕለት ፍሩስ እዩ ትብሉ ቀይሕ ባሕሪ ናህና እዩ አናበልኩም ሃገር ክትወሩ ንህዝቢ ኤርትራ ክትብትኑ ስጋብ ምድያታትኩም ዓንገረር ክትብሉ ትውዕሉ አለኹም ብምንታይመለክዒ እኹም ደለይቲ ሰላም ክትባሃሉ ተጋሩ ንኤርትራ ከተጥፍኡ ንዓመታት ህርድግ ትብሉ ኤርትራ ድማ ነብሲ ምክልኻል ክትገብር ግድን እዩ

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 หลายเดือนก่อน +3

    ብኹዕንቲ ዶንቂሩ እዩ እቲ ኣእምሮኹም ውዕል ኣልጀርስ ሽማግለ ዝብሃል የለን ተወዲኡ እዩ 20 ዓመት በጥ ዝበልክሙሉ ክትከፍልዎ ኢኹም

  • @user-dy1tk9ce5k
    @user-dy1tk9ce5k หลายเดือนก่อน +6

    ኑሶ ዳ ሓቂ ደን ደዩ ኢንታይ ዳገርኮም ሄጂ ሓቆም ኢዩም ኤርትራዊያን 🇪🇷⭐️♥️🇪🇷⭐️♥️🇪🇷♥️🇪🇷⭐️♥️🇪🇷⭐️♥️

  • @HenokHiyabu
    @HenokHiyabu หลายเดือนก่อน +6

    It proves that Eritreans always never compromis with any one Eritrea's future.

    • @loveelroi4453
      @loveelroi4453 หลายเดือนก่อน

      English pls ?

    • @HenokHiyabu
      @HenokHiyabu หลายเดือนก่อน +1

      ​@@loveelroi4453our weapons are silence.That is,instead of writing a large book,write two lines..

  • @abrahamkiros8140
    @abrahamkiros8140 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓዉበይ ካሕሳይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ሓሳባት ኢኺ ትህቦ ዘሎኻ ነዚ ወለዶ ንዝርዲኦም

  • @fsahayeberaki9042
    @fsahayeberaki9042 หลายเดือนก่อน +6

    ክረምትና የሕሊፍናስ ዘይክረምትና፡ ባድመ ክንብል ጠፊእናስ ወልቃይት ክንብል ከኣ ከነጥፋኣኩም፡ ንስኩም ምዕማጽ ዘይናትካ ምድላይ ዘይበልየልኩም ንትግራይ ሃገር አሞ ግበርዋ ምስ ኣምሃራ ተሓሳሰቡ ሹዑ ከም ሃገር ምስ ሃገር ትላዘቡ፡፡

  • @bereketberhe334
    @bereketberhe334 หลายเดือนก่อน +6

    ኢሮብ ኤርትራ ኢሮብ ኢትዮ ነይሩ እየ ትዕበ ትንኣስ እቲ ሽግር ዝፈጠረ ወያኔ ኣብ 1998 ባድመ ተወሪሩ ኢሎም ኹናት ዝከፈተ መለስ ገብሩ ኣስራት ዝበልው ናይ ዶብ ኣይኮነን እቲ ኹናት ናይ ቑጠባ እዩ ኢሎም ናብ ቤት ፍርዲ ኬድና ውሳኔ ተዋሂቡ በዚ ይዕጾ ዋጋ ኣክፊሉና ልዕሊ19 ሽሕ ብሉጻት ዝተፈጸመ በደል ንህዝቢ ኤርትራ ዘይርሳዕ

    • @amanuelh210
      @amanuelh210 25 วันที่ผ่านมา

      ንዘልኣለም ክትከፍል ክትነብር ኢኻ ገና ብሕጂ ዝዓበየ ይጽበየካ ኣሎ ኪድ ክተት ባርያ ጓሓፍ ስደተኛ

  • @letishkahisay1933
    @letishkahisay1933 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ገይርኪ መድሂን ንሱ ዝፅሕፎም ፁሑፋት ኣብ ሓቂ ዝተመስረቱ ክተንብቦ ዝስሕቡ ሓደ ሓደ ግዘ ኣብ ፌስ ቡክ ይፅሕፍ ነይሩ እዩ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ

  • @First-Eri
    @First-Eri หลายเดือนก่อน +17

    20 ዓመት ኣብ ስልጣን ከለኩም ኣቢኩም ነይርኩም
    ስለዚ ኣብ ስልጣን ዘሎ ኣቢ እዩ ምስ ኤርትራ ክዛራረብ ዘለዎ ወይ ኩሉ ተቀቢልኩም ብጺሒትኩም ሕተቱ

    • @amanuelh210
      @amanuelh210 25 วันที่ผ่านมา

      ኣብይ ክድክረካ ኢዩ ሕጂ ኪድ ክተት ጓሓፍ ስደተኛ

  • @t.t6664
    @t.t6664 หลายเดือนก่อน +68

    Eti eritrawi zikone nab hageru kiatu eyu, eti tigrawai dima nab hageru ethiopia yikeyed zezareb walahanti yelen::

    • @snaytfukad9523
      @snaytfukad9523 หลายเดือนก่อน +3

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @tsegaiabraha1867
      @tsegaiabraha1867 หลายเดือนก่อน +6

      25፡ዓመታት፡ን ኤርትራ፡ብሕውሓት፡ተጋሩ ዝመርሕዋ፡ኢትዮጵያ፡ኣይሰላም ኣኩናት፡ ኣብ ዕጽዋን ክባን፡ይእቲኩማ ኔርኩም፡ ሕጂ ብሕጋዊ ምውንገዲ፡ብውዕል ኣልጀርስ፡መረታ ብሓይላ ምመሊሳቶ ኣላ። ሰለዚ፡ነቲ፡ሕጂ ወን፡ ነቲ፡ብጥምየት፡፡ብሰርቒ፡ምዕማጽን፡ዝሳቀ፡ዘሎ፡ህዝብኹም፡ሕሰብሉ፡ ሰላም፡ሃብዎ፡ተገርኩም ፡ይሕሸኩም

    • @ayeleraberra4338
      @ayeleraberra4338 หลายเดือนก่อน +4

      ተጋሩለ ኣብ ኤርትራ ኣለዉ ዓፋርለ ኣብ ኤርትራ ኣለዉ ኢሮብ ገሊኦም ኣብ ኤርትራ ተሃለዉ ታይ ኣፋላላይ ኣለዎ? ሰላም እንድሕር ሃልዩ ዳርጋ ሓደ ዓዲ እዩ ልኾን። ብሰላም ዕዳጋ ልምግባር ይንቃሳቐሱ ሃምናቐደሞም ይእከቡ ይማራዐዩ። ታኣማሓድራይ ዘግነትይ እያ ተፋላልዮም እሱለ ዓብይ ነገር የኾነይ። ኢሮፕያዉያን ሪኢና ንማሃር።

    • @eriblood803
      @eriblood803 หลายเดือนก่อน +3

      ​@@ayeleraberra4338 😅😅😅 misakum hade koina ainifelitin ina....the border is the most important thing

    • @peaceandlove.
      @peaceandlove. หลายเดือนก่อน

      Meret eyu zezarib. Eti zikeyd nab ertra kone nab Ethiopia meretu hizu kikeyd eyu zideli.

  • @HenokHiyabu
    @HenokHiyabu หลายเดือนก่อน +8

    One person to another person said"You are me,everything you have is mine,your language belongs to me, your identity is mine.." such Idiots and idiotic ideas are around.I doubted.

  • @muger4702
    @muger4702 หลายเดือนก่อน

    ኣንታ ብሩኽ ኣቦ ቃልካ ይስዓር , አዞም ኣብ ኤርተራ ዘለና ሕብረተሰብ ካብ ደቡብ ተጋሩ ኣሕዋትና ተፈሊና ጥፋኣት አንተዘይኮይኑ ክሳብ ሎሚ ራህዋ ኣይረኣናን , ንስኻትኩም ውን ከማኡ ኣብ ቃንዛ ትነብሩ ኣለኹም , ኩሉና ኣይጠዓመናን , ኣምላኽ ነመን ኢልዎ አንተኮነ ሕብረት ናይ ክልተና ብሂወት ንርእዮ ንኸውን አንተዘይኮነ ካኣ ዝመጽእ ወሎዶና , ኣቦሓጎታትና ኣብመቓብሮም ከልዉ ዞም ደቀይ ሕበሩ አሕዋት ኢኹም ይብሉና ኣለዉ 🙏 ኣምላኽ ኣቦይ አዞም ክልተ ጨካናት ፍጥረት ሻዕብያን ወያነን ዝባሃሉ ኣረሜን ኣጥፈኣልና ብዘይካኦም ፈላልዩ ፋሕ በትን ዘበለና የለን ,

  • @keletaberhe7593
    @keletaberhe7593 หลายเดือนก่อน +7

    Medhin garage nimntay dea ni aljeris medium denkoro

  • @SamuelTesfazghi-ug1ij
    @SamuelTesfazghi-ug1ij หลายเดือนก่อน +4

    To remind you it is final and binding

  • @FikaduMare-my4ey
    @FikaduMare-my4ey หลายเดือนก่อน +3

    ብዛዕባ ኢሃፓ ዝነበሮም ሪኢቶ ዝነበሮ ከይኑ ኣሎ እዩ ብሪፈረደም ህዝቢ ይተሓተት ንብል ነርና ተገይሩ ከኣ ህዝቢ ኤርትራ ናጽነት ረኪቡ ኣይረከበን ግን ባዕሉ እዩ ዝምልሶ ኢልካ በል ሓዝ ክምልሰልካ፡ እወ ህዝባዊ ግንባር ወይ ሻዕቢያ እንኳይዶ ኤርትራ ኣራት ኪሎ ከዱ ከማን ንደርጊ ካብ ሱሩ ሚሓ ደርቢያቶ እያ። ኣብ ምሉእ ዓለም ከኣ በሓንቲ መዓልቲ ንናጽነት ህዝቢ ኤርትራ ብሰላም መሪጹ እዩ 99•98% እወ ንናጽነት መሪጹ ባንደራና ብዓቢ ድምቀት ምስ ዓለማ ኣብቲ ዘንጊ ሓቂ ሰቂልናያ ኢና። ማዕረ ሃገራት ከኣ ከምተን ካሎኦት ሃግረ ኤርትራ ተባሂላ ዝሓለፈ ጉንበት መበል 33 ዓመት ናጽነታ የሕሊፋ ትርከብ። ኣርባዕተ ነጥቢ።እቲ ዘይከሓድካዮ ቃል ግን ሃይለስላሴን ደርግን ንስካትኩም ተጋሩ ከኣ እንዳሓሰኩም እንዳተባራረዩ ዝተጨፍጨፍናዮ መግዛእቲ ክጥዕሞም ደልዮም እምበር ናይ የሕዋት ንዲሞክራሲ ኣይነበር ፡ ቀደሙውን ኤርትራ ካብ ቀደም ካብ ጥንቲ ሃገር ዝነበረት ናባኩም ከድና ኣይንፈልጥ ኣይንፈልጠኩምን ኢና። ወዮ ደኣ ታሪክ እንዳገምጠልኩም ትከዱ ኮይንኩም እምበር በዓል ዮውሃንስ ኣሉላ እንከለው ኣብ ጊዚኦም ክንደይ ክዝርፉን ክቀትሉን ኢሎም ከምዝወፈሩ ኣጸቢቅኩም ትፈልጡ ኢኩም 800 ሚእቲ ኣባሓጎታትና ዓሳክር ጢልያን ኮይኖም ኢልኩም ከም የሕዋትኩም ዘይኮኑስ ከምጸላኢ ጠሚቶም ደይኮኑን ሓሓደ እግሮምን ሓሓደ ኢዶም ዝቆረጽዎም ? ? ? ነቶም ጢልያን ግን እሺ እንዳበሉ ብክብረት ናብ ዓዶም ዘፋነውዎም።ንዕስራ ዓመትከ ድሕሪ ናይባድመ ኣብ ሕጊ ምብጻሕና ደይ ኮንኩምን ኣሻፈረይ ኢልኩም ንምጥፋእና ዝጸዓርኩም እዚ ይርሳዕ ፡የወጋ ቢረሳ የተወጋ ኣይረሳም ዲዮም ዝብሉዎ ኣምሓሩ። ! ደሓር ከኣ ንዓና ንምምሳል ኣብዚ ዕስራ ዓመት ዘይጻዓርኩሞ ዘሰረቅኩሞ ባህሊኮ የለን እዚኩሉ ናትና ናትና ገለመለ ትብልዎ ዘለኩም ናትና ባህሊ እዩ፡ ዋላ ቛንቋኩም ከመይ ግዲ እዩ ኔሩ ክትጽሕፍዎኳ ዘይትክእሉ ? እዚ ትዛረብዎን ትጽሕፍዎን ዘለኩም ናይ ህዝቢ ኤርትራ ትግርኛ ብሄር እዩ፡ ኣርባዕተ ነጥቢ። ነዚ ክትብሉ እኮ ኢኩም ኩሉ ወሲድኩም ትግራዋይነት ከተልብሱና ሒክ ትብሉ ዘለኩም፡ በሉ ይኣክለኩም። ከም ጎረቤትካ ምምሳል ሓጥያት ኣይኮነን ግን ነዚ ሒጂ ትብሉዎ ዘለኩም ክትብሉ መታን ክጥዕመኩም ንዓና ረጊጽኩም ወቀቲልኩም ቆርበትና ተከዲንኩም ንዓና ዋላ እንተመሰልኩም ግን እታ ውሽጣዊት መንነትና ግን ክትረክብዋ ኣይከኣልኩምን ፡ ብድሕሬኩም ካራ ሓቢእኩም ሓወይ ትብሉ ሓደ ኢና ትብሉ ህዝቢ ኢኩም በቃ ብፍላይ ሕጂ ቀደም ዝጠጃኩሞ ተንኮል ተጸሚቁስ ድሮ መጺጹ ጨጎራና የሕሚምናስ ክንተፋኩም ደሊና ብሕሱም ክፋእኩም።

  • @tesfalemabreha7461
    @tesfalemabreha7461 หลายเดือนก่อน +6

    ወላ መወዳአታ ዓለም ኮይኑ ዓለም ከትደምሰስ ከላ መሳኩም ከንተሃዋወስ ኣይንደልን ኤርትራ ብ ደም ስወኣት ዝመጸት ሃገር እያ ኣከለ ከትሓልሙ ገን መሰልኩም ዩ።

    • @loveelroi4453
      @loveelroi4453 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂😂 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @mebrattesfay5436
      @mebrattesfay5436 หลายเดือนก่อน

      🇪🇷💗👍🤣

    • @amanuelh210
      @amanuelh210 25 วันที่ผ่านมา

      መን ወኪል ጌርካ ስደተኛ ጓሓፍ

  • @WelediEri
    @WelediEri หลายเดือนก่อน +5

    Eritra ms tgraway befxum selam ayedlyan nleli 25ametat Kab Dobat Eritrea Kab bal badm dteserqa enssatatn dteqetlu Gasotn Gena demom keymelesna selam dbhal ayedlyenan

  • @degolabay7161
    @degolabay7161 หลายเดือนก่อน +1

    Very Amazing history of life ❤🎉❤ ato kahsay very honest mind man!!!

  • @luckydad7339
    @luckydad7339 หลายเดือนก่อน +2

    Dream is free. No pure Eritreans want to live side by side with Lementi Agame. Period. 😂

  • @bahrnameretna5687
    @bahrnameretna5687 หลายเดือนก่อน

    Haqi teqebira aytqbern 🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽 ....Thanks Haqi bemzrbka Ato Kahsay

  • @user-qq6vu9zo9j
    @user-qq6vu9zo9j หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም የሚመጣው ይግናኝ በሌለው ፍርድ እቀበላለው ብለው የገቡትን ቃል ሁለቱም ሲቀበሉ ብቻ ነው ።

  • @mogosberhane9026
    @mogosberhane9026 หลายเดือนก่อน

    መድህን ገብረስላሴ! ዕድመን ጥዕናን እናተመነኽልኪ: ብጣዕሚ ድማ እየ ዝከታተለኪ! ሓያል ቃልሲ ንህዝቢ ትግራይ ተካይዲ ኣለኺ ብጣዕሚ ዕላማኺ ውጽኢታዊ እዩ!
    ተጋዳላይ እየ! ናይ ሻዕብያ! ምስ ገድሊ ትግራይ ኣብ ገድሊ ህዝቢ ትግራይ ከም ሻዕብያ ተጋዲለ ንህዝቢ ትግራይን ንህዝቢ ኤሪትራ ድማ ዓቢ ኣፍልጦ ሂቡኒ!
    ኣብ ኣተዓባብያይ ድማ ኣብ ትሕቲ ስድራይን ተጋሩን ዓብየ ስለዝስ ክጋደል ንጭቁናት ዘገደደኒ እውን ንሱ እዩ::
    ህዝቢ ኤሪትሪ- ህዝቢ ትግራይ- ህዝቢ ኣምሓራ ሓደ ህዝቢ እዩ ብታሪኽ ከምኡ እውን ምስ ከባቢኡ::
    ካብ ኣዱሊስ ምጽዋዕ--ክሳብ ኣኽሱም - ጎንደር ፋሲደለስ ጥንታዊ ታሪኽ እዚ ህዝቢ እዩ::
    ፍቕሪ ብመውስቦን ጽኑዕ ባህሊን ዝተኣሳስረ እዩ!
    እንታይ ድኣ ሕጄ ይፋለስ ኣሎ!
    እዚ ካበይ እዩ ጠንቁ! እንታይከ መፍቲሒኡ!
    እቲ ካብ ሳሕልን ደደቢትን ዝመጸ መሪሕነት: ምስ ቃልሲ ዝመጸ ካብቶም ዝሓለፋ መሳፍንቲ ዝኸፍኡን መዳናገርትን : ኣብ ኣስመራን መቐለን ስልጣን ሒዞም ድሕሪ ዓወት ህዝብታት ኤሪትራን ኢትዮጵያን ብፍላይ ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ትግርኛ ዝዛረብ ኤሪትራን ኣብ ልዕሊ ስርዓታት ኢምብራጦርያ ናይ ኢትዮጵያ::
    ስለዚ እቲ ቃልሲ ህዝቢ ተጠሊሙ : ጽልእን መርዝን ዘሪኦሙሉ :: ህዝቢታት ድማ ይፋለሱ ኣለው::
    እቲ ጽልኢኣብ ኣስመራን መቐለን ተጠጂኡ: ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሽዋ እንደገና ይምስራሕ : እዚ መርዚ እዚ ብህግደፍ ዝስመ ስርዓት ኣብ ኣስመራን እዚ ህዋሓት ዝባሃል ዘሎ ምስ ጸበቦ ናብ መቐለ ናብ ህዝቢ ትግራይ ክሽጎጥ ዝመጸ መሪሕነት መቦቆል ደደቢትን ሳሕልን ዝኾነ እዩ::
    ስልዚ እዚ ክልተ ሓይልታት መሪሕነት ብፍጹም ከልግስን ክጸርን ኣለዎ::
    ብሓጺሩ ስርዓት ህግደፍ ካብ ኤሪትራ ክጽረግ ኣለዎ ዋላ ኣብ ተቓውሞ ዘሎ::
    እዚ ህዋሓት ዝባሃል ዘሎ ድማ ከልግስ ክጽረግ ኣለዎ! እዚ ከይተጸርገ እቲ ኣበሳ ትግራይ ብርግጽ ክቕጽልዩ::
    ህዋሓት ኣሰር ረብሓ ህዝቢ የብሉን: ንህዝቢ ትግራይ ዝብኢ ዘብለዖ መሪሒነት ህዋሓትን እቶም ኣብኡ ዝነበሩ ዋላ ኣብ ተቓውሞ ዘለው: እዮም::
    መሪሕነት ደብረጼን ብመሰረቱ ከልግስ ኣለዎ! እዚ ቀንዲ ተሓታቲ ጥፍኣት ህዝቢ ትግራይ እዩ!
    ዝኣረገን ዝመሽመሸን ከተልግሶ ኣሎካ! ሓድሽን ሓያልን መሪሕነት ዘይተበከለ ወለዶ ምትካእ ኣለዎ::
    ነቲ መንግስቲ ትግራይ እናጽረኻ: ነቲ ኣረጊት ዝመሽመሸ ብደደቢት ዝመጸ ልግስዎ::

  • @keletaberhe7593
    @keletaberhe7593 หลายเดือนก่อน +6

    Anta kondaf zey adika dea kemey German vitamin lementi hiwnet tezey arifkum eta mekele kemzeyneberet kitkown eya

  • @Deaf.youtuber-69
    @Deaf.youtuber-69 หลายเดือนก่อน +5

    Beqa kulu gze ktbekyu. Ayslchwekumn dyu. Wekaru

  • @mulegetalgam2319
    @mulegetalgam2319 หลายเดือนก่อน +2

    Tigray people I hope to anderstand that this issue every clear. Jeopardised the peace process with tigray
    people. It's international law,don't make excuses. Just implement ALGERS AGREEMENT.

  • @SamuelTesfazghi-ug1ij
    @SamuelTesfazghi-ug1ij หลายเดือนก่อน +3

    Where werewhen the weyane regime occupied the Eritrean land for more than 20 years

  • @girmalemyohannes6636
    @girmalemyohannes6636 หลายเดือนก่อน +1

    ተጋሩ ዝነበሮም ሚሳይልን ታንክን ናብ ኤርትራ ኣረኪቦም። ሕጂ ድማ (ብመልሖሶምን ብጥራጦም ገይሮም ንቀይሕ ባሕሪ ክንርብሾ ) ኢና ይብሉ ኣሎው። ኩንዕንትን ትካቦ ስርናይን እና በላዕካ ሞ ጥራጥ ካበይ ክግነ ኢዩ? ጥራጥ ብኣፍካ ጉራን መዓስ ኢዩ ሚሳይል ተቀይሩ? ተጋሩዋኒ ዋጋ ሕስድናኹም ኣስተማቅሩዎ።

  • @michaelmehari1915
    @michaelmehari1915 หลายเดือนก่อน +1

    EPRP found in Sahil Eritrea. Eritreans are the founders leaders of East Africa Politics.

  • @eritreanhiwot4667
    @eritreanhiwot4667 หลายเดือนก่อน +3

    መድህን እግሪ ሎሚ ገለ ዓይነት ብዕራይ ኣቕሪባ።

    • @amanuelh210
      @amanuelh210 25 วันที่ผ่านมา

      ብዕራይ ንስኻ ኢኻ ጽሑፍካ ይምስክረልካ ኣሎ

    • @eritreanhiwot4667
      @eritreanhiwot4667 25 วันที่ผ่านมา

      @@amanuelh210 መጻምድቱ ስለ ዝዀንካ እንዲኻ ትውክሎ ዘለኻ። ባዕልኻ ኣነ'ውን ብዕራይ እየ፡ ኢኻ ትብል ዘለኻ።

    • @amanuelh210
      @amanuelh210 25 วันที่ผ่านมา

      @@eritreanhiwot4667 ክላ ቋሕማም ፈዛዝ

    • @eritreanhiwot4667
      @eritreanhiwot4667 25 วันที่ผ่านมา

      @@amanuelh210 እንታይ ይመስለካ፡ ምስ እዚ ሰብኣይ ተቘሪንካ እንተ ሓረስካ። ክንደይ ዓሚምካ ምስ ወዓልካ። ካብ ጸርፊ'ውን ምተኣደብካ።

  • @andebrhanhaile7418
    @andebrhanhaile7418 หลายเดือนก่อน

    ወያነ ብሓይሉ ንዕስራዓመት ሒዝዎ ጸኚሑ። ኣበይ ድኣኔርካ ክሳብ ሎሚ ዘይተዛረብካ።

  • @loveelroi4453
    @loveelroi4453 หลายเดือนก่อน

    መድሕንዋ ተገጢሚኪ ኢኺ, ጽልእኺ አብ ልዕሊ ኤርትራውያን ግን ኤታ ሓቒ ዋሓጥያ, ንተጊሩዋኒ ሓቂን ቅንዕናን ከበደቲ የን ክዋሓጣልኩን

  • @eyoyeh8775
    @eyoyeh8775 หลายเดือนก่อน

    ሓደ ህዝቢ ወይ ብናይ ሓባር ሕልሙ ወይ ብናይ ሓባር ጸገሙ እዩ ሓድነቱ ዘትርር🌻🫶🏽🌿👏🙏

  • @abuahmed5354
    @abuahmed5354 หลายเดือนก่อน +3

    لايوجد علي وجه الدنيا اريتري يقبل توحيد مع تقراي مستحيل الف مستحيل حاربنا انيكون لنا دوله واستقلال كيف ننضم مع إقليم منكوب حلم بعيد المنال النصر للجماهير

    • @ybrahmesfun2338
      @ybrahmesfun2338 หลายเดือนก่อน

      @@abuahmed5354 اصلا نحن امة واحدة انت يمكنك ان تروح علي ما يعجبك. سوا ان كان سودان او يمن

    • @abuahmed5354
      @abuahmed5354 หลายเดือนก่อน

      @@ybrahmesfun2338 مسكين اذا انت من تقراي اذهب إليها اما نحن أهل اريتريا نحن اصحاب بحرالاحمر اريتريا ملكنا ولك أن تذهب الي اكسوم هي عاصمتكم النصر للجماهير

  • @Ermi
    @Ermi หลายเดือนก่อน +1

    You are smart and beautiful.

  • @user-ls9oh7wr8m
    @user-ls9oh7wr8m หลายเดือนก่อน +14

    እዚስቕ ኢልካ ዓጀውጀው ኢዩ !!
    ሰላም ዝመጽእ ቅድም ን ህውሓትን ጨናፍራን ምስ ስነሓሳቦምን ካብ ትግራይ ይኹን ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ጓሕጊሕካ ምስ ኣለኻ ኢዩ።

    • @kibreabesey9582
      @kibreabesey9582 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤ብምጥፍእ ደረጃስ
      ህግደፍ ድአ ይቅደም
      እዚ በላዒ ደም❤❤❤

    • @user-ls9oh7wr8m
      @user-ls9oh7wr8m หลายเดือนก่อน +1

      @@kibreabesey9582 ምስኪናይ ኣንጭዋ! ንስኻ ደኣ ጠንቆልቲ መቐለ ጸይቖም ጸያይቖም ዝጉሓፉኻ ግዳይ እንዲኻ !! ምስ ወያነ ክትጉሓፍ ኢኻ 😊

    • @eriblood803
      @eriblood803 หลายเดือนก่อน

      ​@@kibreabesey9582 eta cenawit ghembi teref drone adeka b timet timewut ala

    • @kibreabesey9582
      @kibreabesey9582 หลายเดือนก่อน

      @@eriblood803 ይፈልጥ እኮ እየ ብሓስብ ዝስዕር ዘይኮነስ ጸርፊ ዝፍትፍቱ ከምዚ ክማኻ ዝብሉ አብ ኤርትራ ይፈርዩ ከምዘለው ዋግኦም ድማ ሕሱር ምክንያቱ ከም ባምቡላ ናይ ብዓሎም ሓሳብ ስለዘይብሎም!!እስኪ ናብ አስመራ ኬድካ አብ ብዓል ጎድና ዓወት ከባቢ ባር ሰንዓፈን ድሕሪ እንዳ ዓሳን ርኤሞ አንስቲ ሰራዊትና ንደቀን ዘብልዕዖም ባኒ ክብላ ደቀን አደቂሰን ድሕሪ ሰዓት 10 ምሸት ናብ ምንዝርና ይውፍራ እለዋ!! አደ ትግራይ (ንዓኻውን አዴኻያ ጥዑይ አእምሮ እንተዝህልወካስ) እንተጠመየት እቲ ንሃገር ዘይኮነስ ንውሑዳት ጄኔራላት ከም አቅሓ ዘገልግሉ ዘለው ሰራዊት ህግደፍ ሰርቅዎምበር

    • @eriblood803
      @eriblood803 หลายเดือนก่อน

      @@kibreabesey9582 😆 🤣 😂 1 million agame ab tihti gudgad alewu...5 million agame b timet yisakeyu alewu....firki meret tigrai tewesidu...missile tementilkum....kulom gorebetkum fenfinomukum....elelelll eyu imbeiii

  • @WediWeldab
    @WediWeldab หลายเดือนก่อน +1

    መድህን ግን ብዛዕባ ኣብ ኤረትራ ዘሎ ክዛረብ ከሎ ከሊፋቶ ስለምንታይ ምክናቲ ግን ከም ተረድኣኒ ተጨኪኖም ስለ ዝብሉ ከየፍሽሎም ሓሳዊት ኢኪ ግን

  • @senafe90
    @senafe90 หลายเดือนก่อน

    መጽሓፍ ብትግሪኛ ኣበይ ክርኽባ ይክእል ሰላም ንኩሉ ይውረድ

  • @teweldenugusse175
    @teweldenugusse175 หลายเดือนก่อน +1

    ማዓር ዝኮነ ወግዒ

  • @filmonteferi4760
    @filmonteferi4760 25 วันที่ผ่านมา

    ምርጥ ሰብ በሐቂ ኢትዮጵያዊ ካብዛም ሰጋብ ሎም ዘቅረብክዮም ፉሉይ ቁኑእ ሰብ
    🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 27 አመት መን እዩ ዝመርህ ነይሩ ንምንታይ ደአ እሻኽ ኢያ ኢትዮጵያ ዘይበልኩም ወልቃይ በየናይ ህጊ ኢኹም ካብ ቤጌምድር ክልል 1 ዝገበርኩሞ ንስኹም ግፍኢ ክትገብሩ ህጋዊ እዩ ማለት ድዩ?

  • @belaroba5782
    @belaroba5782 หลายเดือนก่อน +1

    ኣበየናይ ዓንቀጽ ውዕል ኣልጀርስ እዩ ናይ ክልቲኦም ወገናት ሽማግለታት ይረኸቡ ዝብል? ውዕል ኣልጀርስ ኮምሽን ዶብ ቆይሙ ናይ መጨረሻታን ቀያድን ዶባት ክልቲኤን ሃገራት ክሕንጽጽ ዝብል ዓንቀጽ ጥራይ እዩ ዘለዎ። በዚ መሰረት ድማ ኮምሽን ዶብ ውሳኒኡ ( delimitation) ድሕሪ ምሃብ ንካርቶግራፊክ ኣሃዱ ውድብ ሑቡራት ሃገራት ኣብ መሬት ንከምልክቶ መዚዝዎ። ነዚ መስርሕ እዚ ወያነ ስለ ዝዓንቀጾ ድማ፡ ኮምሽን ዶብ ብማንዛ (virtually) ዶባት ብምሕንጻጽ (demarcate) ብምግባር ውዱእ ካርታታት ንሑብራት መንግስታት ሃገራትን ንኽልቲኦም ወገናት ብምርካብ ስርሑ ብግቡእ ዛዚሙ ተዓጽዩ - ኣርባዓተ ነጥቢ! "ድሕሪ ፍርዲ ፈጽሚ" ከምዝብሃል ድማ እንሆ ሎሚ ፈጽሚ ረኺቡ ይርከብ።

  • @tuemai8645
    @tuemai8645 หลายเดือนก่อน +3

    I don't think Medhn knows who the guy she is interviewing. 🤔

  • @amlesomredie4093
    @amlesomredie4093 หลายเดือนก่อน +5

    qonedfff

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 หลายเดือนก่อน +1

    ልመና ድኣ ዘልኣለም ናትኩም እንድዩ

  • @asliErda62
    @asliErda62 หลายเดือนก่อน

    Just great Medhin sis as a host...& Ur guest..❤ it ..hope not wrong he said all correct...I heard all from my uncle who was with them..Eri man still alive in z diaspora ❤

  • @meharitekeste8551
    @meharitekeste8551 หลายเดือนก่อน +2

    ቡሉፅ ሙሁራዊ ገለጻ ኩሉ ይመሀር
    Thank you, Medhin. Our politicians, please take a lesson on what the principle is. How should act and explain as a politician and what inrtenationalism is.

  • @dadidad4572
    @dadidad4572 หลายเดือนก่อน +1

    😂😂😂 ናበይ ጽግዕ ጽግዕ ምሳኩም ደምነት ኣሎና ጌና ዘይከፈልኩሞ ዋጋ ደም ኣብ ኢድኩም ኣሎ ሕኔና ክንፈዲ ምኻና ኣይትዘንግዑ ምሳሓኩም ይትረፍ ሓደ ክንከውን ዶብና ብፈንጅን ኤለትሪክን መንደቅን ክንልኩቶ ኢና ኣትማን ኢኩም ተጋሩ

  • @medhanieteklemariam8282
    @medhanieteklemariam8282 หลายเดือนก่อน

    ኣቶ ካሕሳይ ብሓቂ ለባም መስተውዓሊ ሕቀኛ ሰብ ምኻኑ መዚነዮ ካብዛ ዝተዓዘብኩዏ ሓጻር ናይ ብራኸ ሾው ቪድዮ፡
    ሰላም!!!

  • @michaelkt4669
    @michaelkt4669 หลายเดือนก่อน

    እቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ህዝቢ ኢሮብ ጽቡቕ ኣሎ ስርቂ የሎን ዋላ ገዝኦም ከፊተሞ ተኸዱ ስርቂ የለን ምስ በለኪ ኣስቂጥኪ። ሓቁ እዩ እንጌራ እዝጊ ብላዕ ነታ ንኤርትራውያን ከም ሰረቅቲ ኣምሲላ ብሓሶት ክትጉስጉስ ትውዕል ንዝነበረት እቲ ሓቃ ኣብ ገጻ ስለዝገለጽካላ የመስግነካ።መድህነይ ንስኪ ውን ብሰላም ክትድቅሲ ናብ ኤርትራ ዘወር በሊ።

  • @tesfalidermirajh5743
    @tesfalidermirajh5743 หลายเดือนก่อน +4

    Msakum ms tegarus nhna eritrawyan knsmer ke sban acheton mhwas malet eyu zeyhseb eyu tegarus abta nakas adukum dea.

  • @redseasahil7364
    @redseasahil7364 หลายเดือนก่อน

    Medhin, We know that your show would be nothing with out Eritrea click bait, As Eritreas we also would like to thank you what majority of Tigarue think about Eritrea.

  • @697ffiffgg
    @697ffiffgg หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤ bravo one ethiopia Is the save way

  • @eritreagreatgezavideos7683
    @eritreagreatgezavideos7683 หลายเดือนก่อน

    ተጋሩ እንተኮይኖምናብ ትግራዩም ይከዱ ኤሪትራውያን እንተኮይኖም ካኣ ኣብ መሬቶም ይነብሩ ብሓይሊ ኤሪትራውያን ኩኑ ዝበሎም የለን ካብ ስርቅን ሃንግን እዩም ዲሒኖም ዘለው ድቂ ክልል ሃንግ ዓመጽቲ ደቆም ንሕናውን ተጋሩ እንተኮይኖም እይንደልዩምን ኢና እብ መሬት ኤሪትራ ክነብሩ ምልማን ምስራቅ ምዕማጽ ዝለመዱ ውዱቃት ህዝቢ

  • @user-gf8nm5ln9n
    @user-gf8nm5ln9n หลายเดือนก่อน

    ካሕስሽ ብጣዕሚ ኧና ንፍትወካ ከማኡ ውን ነኽብረካ ኧቲ ናትካ ሓቂ ተደፍኑ ኣይተርፍን ጉዳይ ኧሮብ ናትና ኧዩ ብሽጣናዊ ትምንት ዝኾውን ነገር የለን ኧሮብ ኣብ 2 ኣይምቀልን ናብ ዝበለ ክብል ፍታዊን ጸላኧን ይፍለጦ ቻው

  • @comshtato
    @comshtato หลายเดือนก่อน

    መድህን ሰልፋዕ እግራ ሓቂ ኣይትፈትውያን ኢኺ!! ርግዓት የለን ትብሊ ከመይ ገዓት ጌሮም ይብልዑኺ ጸማም። ዶብ ይሕንጸጽ ንዘላቂ ፍታሕ ብድሕሪኡ ኮፍ ኢልካ ይዝረበሉ ኣኸለ።

  • @kibreabesey9582
    @kibreabesey9582 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤አብ ግዜ ሪፈረንዱም ናይ ህዝብና ንቅሓት ትፈልጥዎ ኢኹምሞ ቆልዓኮይነ ይዝክሮ ነቲ አብ ዓድና ዝነበረ ሓላፊ አፍደይ ክትሓቶ እንከላ ወይ ብድሌት ወይ ድማ ብጌጋ እታ ቀያሕ እንተመሪጸ እንታይ እየ ክኸውን?"" ምስበለቶ ""ካብ ደቅኽን ሰብአይኪን ፈሊና መረብ ከነስግረኪ ኢና"" ኢሉዋ❤❤❤

  • @62Amanuel
    @62Amanuel หลายเดือนก่อน

    All the fighting between the political parties were not about ideology or righteousness, it was about obtaining political power against the others.

  • @keseteberaki8367
    @keseteberaki8367 หลายเดือนก่อน

    Its simply ሓደ ህዝቢ'ዩ
    ኣብዚ ዓለም ምሉእ ውን ሓደ ብሄር ክነሱ ዘይለበመ ሕድሕዱ ዝጻላእ ዘሎ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘሎ ትግረዋይ'ዩ
    እቲ ዝለዓለ ኢድ ዘለዎ ኣብዚ ጉዳይ ካኣ እቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ክልተ ውድባት ህውሓትን ህግደፍን'ዮም።
    ኣብ መወዳእታ ግን ህዝቢ ምሕባሩ ዘይተርፍ'ዩ።

  • @dawitr
    @dawitr หลายเดือนก่อน

    ጸማም ሓደ ደርፉ Eritrea is a country period.

  • @NatnaelAndebrhan-ls4rz
    @NatnaelAndebrhan-ls4rz หลายเดือนก่อน +4

    Hegee wel algeris tebloo 20 amat dakeeskemoo merat.

  • @Ermi
    @Ermi หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ 1998፣ ቀዳማይ ዙርያ ኮይነ ኣብ ኣግዓ-ጠርቀን መኖኽሰይቶን ዛላ ኣንበሳን ሰርሓን ኔረ። ኣብ ፊትና ድማ ፋጽን ዓይጋን ኔሩ። ህዝቢ ትግራይ፣ ገርሂ፣ ብሩኽ ዘርኢ፣ ጻድቕ ህዝቢ ኢዩ ኢለ ከም ቅድመ-ግንባር ምስክርነተይ ክህብ ይደሊ።

    • @BiniyamZeray
      @BiniyamZeray หลายเดือนก่อน

      Tigraweyti dika temereika

    • @Ermi
      @Ermi หลายเดือนก่อน +1

      @@BiniyamZeray እስኻኸ መዓስ ኢኻ ትግራወይቲ ትምርዓው፧

    • @BiniyamZeray
      @BiniyamZeray หลายเดือนก่อน

      @@Ermi ketemasieley dika delika

  • @TekleTukue
    @TekleTukue หลายเดือนก่อน +1

    ጥልመት ስርቂ ሓሶት ልመና ክድምና ጃህራ ፈኸራ, ዓመጽ, ዝሕላገቱ ወያነ ፍርድ ዓለም ኣይተከበለን, አባክ ጥውይዋይ ልብ ተጋሩ ዝፈጠሮ ጸገም ኣሚንኩም ሓቂ ተመሃሩ, ካብ ተሞክሮኩም ዘይትመብሉ ኣብ ዓመጽን ሓሶትን ስጋብ ትነብሩ ፍታሕ ኣይርከብን አዩ. ስለዚ ካንሰር ከርን ኣፍሪቃ አኩም

  • @jklmnk9596
    @jklmnk9596 หลายเดือนก่อน +1

    Ezi hased sebay mes eza xefahe egri medhine darga hade eyu..40 Galen amet abe america tekemetu hanti haki wey nay selam zereba zeyzareb.

  • @user-cc5cq4jz1h
    @user-cc5cq4jz1h หลายเดือนก่อน

    ትግራይ ኣብ ልዕሊ ኢርትራዊ ቡዙሕ ግፍዕ ዝፈጸሙ ክልል ኢዮም ሕብሪ ዐይንኩም ደስ ኣይበለናን ኢልኩም ሕሙም ካብ ዐራቱ ደርብኩም ንበረቱ ወሪስኩም ተዛሪብካ ዘይውዳእ ግፍዕ ፈጽምኩም ተጋሩ ንርትራዊ ሐደ ኢዱን ሐደ እግሩን ነቦሐጎታትና ቆርጽኩም ትሰዱ ርጉማት ዘርእ ኢኩም ምሳኩም ንክሪእኩም ህዝብናውን ኣይንደልይን ንስኩም ኢትዮፕያ ንሕና ኢርትራ ንስኩም ስግር መረብ ኢኩም ርጉማት ክልል ተዋዱኡ ዳኣ ቆማላት ለመንትይ ትግራይ

  • @user-ni7ky4tn8w
    @user-ni7ky4tn8w หลายเดือนก่อน +2

    This woman ( Medhn) has some serious issues with the people of Ethiopia 🇪🇹 as if Tigray is a sovereign country? Come on ANCHI SETYO your question is nonsense most of the time. Why his first book is in Amharic is because he is Ethiopian and the official language in Ethiopia 🇪🇹 is Amharic.

  • @tsegaiabraha1867
    @tsegaiabraha1867 หลายเดือนก่อน +1

    ተጋሩ፡ህዝብኩም፡ኣይተዳንግሩ፡ውዕል፡ኣልጀርስ፡ክልቲኦም፡መንግስታት፡ዝፈረምሉ፡ይግባይ፡ዘይብሃሎ፡ወዕል፡እዩ።

  • @amanuelmuhtsun8623
    @amanuelmuhtsun8623 หลายเดือนก่อน

    መድህን ክሳብ ሕጂ ኩሉግዜ እየ ዝካታተለኪ ጸኒሐ። ሕጂ ግን ኣን ሳብስክራይብ ክገብረኪ ድንዕ ድንዕ ይብል አአለኹ። ንምንታይሲ ኣብ ልኡላውነት ኤርትራ ሕቡእ ዝጸንሓኪ መርገጺ ክስዕረኪ ጀሚሩ ኣሎ።
    ንሉኡላውነትና ዝተኸፍለ ዋጋ ኣዝዩ ክቡር እዩ።
    ክዋዘ ዝደሊ ኤርትራዊ ካኣ ዋላ ሓደ የልቦን።
    ዝጸንሓኪ ክብረት ኣይተጥፍእዮ።
    ጽቡቕ ወዲ