ህድሞና ሾው - ሰፊሕ ዕላል ምስ ስነጥበባዊን ጋዜጤኛን ኣቡበከር ዓብደልኣወል | Yonas with Abubeker - New Eritrean Show 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 362

  • @zakariamera3601
    @zakariamera3601 2 หลายเดือนก่อน +25

    እንቃዕ ብሰላም መጻእካ ኣውበከር ዓብደል ኣወል 💐💐💐!! ኣውበከር ዓብልኣወል የ ክትብል ከለኻ ኣብ ጸብጻብ የ ዝዝክረካ 😃!! ደስ ዝብል ጽቡቕ ዕላል ምስ ተመክሮ የቐንየልና ቀጽሎ።

  • @neamintesfazghi9242
    @neamintesfazghi9242 2 หลายเดือนก่อน +14

    ዮናስ ሎሚ ናይ በሓቂ ዘሐጉስ ስራሕ ሰሪሕካ።ኣነ መደባትካ ካብቶም ብልዑል ትጽቢት ዝከታተሎ መደባትካየ።ሎሚ ድማ ንኣቡበከር ብምምጻእካ ፉሉይ ደስታ ተሰሚዑኒ።ኣቡበከር ድማ ንስነጥበብ ዝተፈጠርካ ፉሉይ ህያብ ኢኻ እሞ፡እንቋዕ ተቀልቀልካ ደስ ኢሉኒ።ብዝተረፈ ዮናስ በርብሮ ሰብ ረኺብካ ኣሎኻ።ናይ ሳዋ ናይ ጋሽባርካ፡ናይ ወራራት ፈትሾ ፡ሓደራ ኣዝዮ ሰብ ዝኾነ ሰብ ረኺብካ ኣሎኻ ክፋላት ኣብዝሓዮ።ኣቡበከር ዓርከይ ድማ ተበርበር ከም መዓር ብርዕኻን ሓንጎልካን ዕድሜኻን ይሰስን።ብፍላይዕድሜካ 57x3 =ክኾነልካ ይምነ።ንኣምን ተስፋዝጊ (ጂባ)

  • @abrahamghebreseasie9640
    @abrahamghebreseasie9640 2 หลายเดือนก่อน +9

    ኣዝዩ ደስ ዘብል ቃለ-መጠየቕ፣ በዚ ኣጋጣሚ ኣብ ርእሴኻ ሓደ ዓቢ ዝኽሪ ኣለኒ። ማለት ኣብ ግዜ ጥምጥም ምስ ወያነ ሰሊኾም ምስ ኣተው ጋህሲ ዩ ተዳልይሎም ዘሎ ከም ዘይምለሱ ጥርጥር የለን ዝበልካዮ ኣዝዩ ዓቢ ዘረባ ዩ ጥራይ ዘይኮነ ረቢ/ኣምላኽ ዩ ኣዛሪብካ ብሓቂ። 👍👍👍👍👍👍👍💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐
    ሓው ዮናስ ከኣ ነዚ ክቡር ምኩር ጋዜጠኛ ዓብደል ቃ. ኣ. ብምቕራብካ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @zufanghermai7459
    @zufanghermai7459 2 หลายเดือนก่อน +7

    ንኡድ ስራሕ!! ኣቦይ መምህር ስለዝነበረ ወረቐት ትበሃል ምቕዳድ ነውሪዩ!! ቅድሚ ክልተ ዓመት ትምህርተን ዝወድኣ ደቀይ ሒዘየን ኣስመራ /ዓዲ/ ኽይደ:: ናይ ቀዳማይ ክፍሊ በዓል ሕንጻጻት: ሀሁ ጥራዛተን ምስ ኣርኣኹወንሲ ኣዝየን ስሒቐን ኣመስጊነናንውን !!!

  • @VeleroMedia4952
    @VeleroMedia4952 2 หลายเดือนก่อน +7

    ብጣዕሚ መሃረን ኣዛናይ መደብ የቀንየልና

  • @haderakelati1160
    @haderakelati1160 2 หลายเดือนก่อน +5

    እዋይ ኣቡበከር ሓቂ ብሓቂ ወዲ ሰብ በቲ ዝሓስቦ ሓሳብዩ ዝጽሎ ጌና ለኹ ምባልካ ነብሰ ምትሓት ኣይስማዓካንዩ
    ጌና ኣሎኹ ምባልካ ንሓንጎልካ ስለ ተእምኖ ዘለኻ ጌና ሓይልኻ ሙሉእ ዕቤት ዊን ኣይስማዓካን ዩ ሞ ኣቡቦከር
    ግርም ኢኻ ዘለኻ ኣጆኻ ጥራይ ንፋዕ።
    ❤🇪🇷🎉❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉❤🎉

  • @Mera-I4m
    @Mera-I4m 2 หลายเดือนก่อน +4

    We need more episodes, please yonas !!! because he is incredibly intelligent, modest, and smart. I know we will learn a lot from him!!!!
    So Toump up those who agree with me that this amazing man should be interviewed multiple times!!!!!!!

  • @omermohamednur21
    @omermohamednur21 2 หลายเดือนก่อน +5

    Mashallah Mashallh Allah yehfezak Abubaker AbedlAwel❤

  • @RahwaAbreha-rq5rw
    @RahwaAbreha-rq5rw 2 หลายเดือนก่อน +4

    ዕላሉ ክጥዕም ባባ ኣቡበከር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤😊

  • @abebabeyan7687
    @abebabeyan7687 2 หลายเดือนก่อน +3

    Wow he is sooo smart and brilliant guy 💐👏🏼👏🏼 thank you for inviting him please bring him back he is a great man and intelligent person ❤❤❤

  • @amana7675
    @amana7675 2 หลายเดือนก่อน +4

    ደስ ዝብል ዕላል Thank you .

  • @zantagezai1564
    @zantagezai1564 2 หลายเดือนก่อน +3

    The legend Abubeker abdelawel zebhere akhriya, thank you Yonas for presenting this interview, hope the next part will be on his artistic works,

  • @letinagebreweld8296
    @letinagebreweld8296 2 หลายเดือนก่อน +7

    ዋው ኣውበከር ኣኽርያዊ ሕጋዊ አርትራዊ ኦርጅናል ዕላል ንካላኣይ ጊዘ ብሃንቀውታ ክንጽበየካ ኢና

  • @tesfamichaelmebrehatu841
    @tesfamichaelmebrehatu841 2 หลายเดือนก่อน +7

    ዕላሉ ጥዑም ምቕልቃል ኤርትራና ዘፍረየቶም ጀጋኑና ሓደዩ ጋዜጠኛ ዮናስ ንኣቡበከር ስለዝቕሩብካዮ ብልቢ የመስግነካ

  • @merhawitesfay9552
    @merhawitesfay9552 หลายเดือนก่อน +2

    Azye adnikeka,kbur gazetegnan derasn Abubeker Abdelawel.natka srahn guezon xeluni iyu.biabiu ab Barentu sle ziabekhu kabakha bzuh temahire.Egziabiher edmen tinan yihabkum ms sdrabetka.

  • @SH-xg2lv
    @SH-xg2lv 2 หลายเดือนก่อน +3

    I love his energy greetings from California ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @senaitgeremedhin6515
    @senaitgeremedhin6515 2 หลายเดือนก่อน +2

    Thank you Journalists Yonas and Abubeker.Well done.Great.❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🐪🇪🇷🐪💪🐪

  • @EriDahlak
    @EriDahlak 2 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ መሳጥን ዓሚቕን ዕላል። ቀጻሊ ዕላልካ ክትግሰልና ተሀንጢና ንጽበ። ረቢ አብ ሂወትኩም አሳልጦ ይሀብኩም 🙏🏽🇪🇷🥰

  • @birktyferdi3628
    @birktyferdi3628 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኣቡበከር አንካዕ ገጽካ ርኣና ኣነስ ዓቢ ተዘክሮ ኣለኒ ጽብጻብ ናይ ወራራት ኣብቲ ቦታ ጅግንነት ከተምሓልፍ ከለኻ ይዝከረኒ ❤

  • @asterpawlos2230
    @asterpawlos2230 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤረይ ብጣዕ ደስ ዝብል ሓቀኛ ዛንታን ዕላልን ብዘይ ሕብእብእ ጋዜጠኛ ኣቡበከር ወላ ብዛዕባ ሕሉፍ ሂወቱ ገሊጹ ማሃሪ ዕላል ሓቀኛ ኤርትራዊ🇪🇷🇪🇷🌷🌷🇪🇷👌

  • @filmongebremedhen8724
    @filmongebremedhen8724 2 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ደስ ድብል ዬኒ ሐወይ በጃካ ቃልጢፍካ ኣስዕበልና❤❤❤

  • @mekonnen233
    @mekonnen233 2 หลายเดือนก่อน +2

    Thank you brother Abubeker for sharing this. Thanks Yonas 👍🏾🙏🇪🇷

  • @mohammedsalihismael9407
    @mohammedsalihismael9407 2 หลายเดือนก่อน +6

    ኣነኮ ወዲ ገዛውተይን ዓቢ ሓወይን ከም ሙኻኑ ኣብ ቡዙሕ መድረኽት ይዝክሮ እንተዘይ ተጋጊየ ዑፉን ዘርእስታ መሳጢት ልብወለድ መጽሓፍውን ጺሒፉ ነይሩ ኣብ ተዋስኦ ኣብ ሓጸርቲ ኮሜዲታት ብጣዕሚ ዩ ዝምስጠኒ ብዓቢኡ ኣብ ወራር ኣብ ዝነበረሉ እዋን ዝህቦም ዝነበረ ጸብጻባት ኣብ የእሙሮ ቡዙሓት ኣሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር ዓቢ ሓውና ኣቡበከር ዓብዱልኣወል 😊

  • @tesfamichaelmebrehatu841
    @tesfamichaelmebrehatu841 2 หลายเดือนก่อน +6

    ኩቡር ስነ-ጥበባዊንጋዜጠኛን ጄግና ኣቡበከር ዓብደል ኣወል ካብ ግንባራት ማእከል ኩናት እናተዳረገመ ሃገራዊ ግቡኡ ብጅግንነት ናይ ተውለ ስራሕን ጅግንነትን ዝፈጸመ ሙኩር ጋዜጠኛ ምኻኑ ኩሉ ኤርትራዊ ዝምስክረሉ ሓርበኛ ኢዩ

  • @tsigewynitesfay7855
    @tsigewynitesfay7855 2 หลายเดือนก่อน +3

    You guys amazing you make me smile and happy

  • @robatejohn2352
    @robatejohn2352 2 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ብሓቂ ዓቢ ምኽሪ ኢዩ እዚ ናይ ወልፊ ሓደ ካብዚኦም ኢየ ኣነ ሞ ተስፋ ይገብር ቢዚ ናትካ ምኽሪ ለውጢ ከምጽእ thank you ኣቡበከር🙏 ተስፋ ይገብር እዚ መደብ ክቕጽል

  • @nejum6889
    @nejum6889 2 หลายเดือนก่อน +4

    Eway Abubeker bitaami des zibil Aboka Arki Aboy neyru tsebuk gize Ahlifom Baba Abdulawel Alah yirhamhom Sidrana kulom 🤲🤲❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @berhanezerray5706
    @berhanezerray5706 2 หลายเดือนก่อน +6

    መሳጢ ዕላል ኣቡበከር ዝዓበኹሉ ኩሉ ነገር ኣኽርያ ኣዘኪሩኒ። ምስጋናይ ዝለዓለ ኢዩ። ኩዕሶ ጸወታ ናይ ኣኽርያ ኣቡበከር ኣይዘከራን ናብ ስነጥበብ ኣድሂቡ ግዲ ኾይኑ። "ወዲ ዒገላ ሕደግ ሕደግ ሰኪዔት ከይትቐደላ"" ክበሃል ከሎ ይዝከረኒ። ንዝኾነ ዮናስ ኣቡበከር ስለቲ ዝኸፈትኩምዎ መደብ ነመስግን። ሓውኩም ወዲ ኣጋዱ እኽርያ።

  • @beriezerom9682
    @beriezerom9682 2 หลายเดือนก่อน +3

    ሕጂ ግርም ህድምና ናይ ብሐቂ ጽብቅቲ መደብ ካልኣይ ክፋል ክንጽበ ኢና፡

  • @yohanesadmokom4181
    @yohanesadmokom4181 หลายเดือนก่อน +1

    My favorite journalist and comedian. I am very happy to hear your voice.

  • @yoditgebrekidan5490
    @yoditgebrekidan5490 2 หลายเดือนก่อน +3

    Waww amazing 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤️

  • @hagosdebesay8000
    @hagosdebesay8000 2 หลายเดือนก่อน +2

    Abubeker Abdelawel Legend Artist ! Edmen tienan yhabka ❤🎉❤🎉❤🎉🎉

  • @elsag2834
    @elsag2834 หลายเดือนก่อน +2

    መርሐባ ደቂ ኤረይ ሰስኑልና::
    ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
    🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @በረኸትዮ-ሕልና-ej5gs
    @በረኸትዮ-ሕልና-ej5gs 2 หลายเดือนก่อน +4

    እዋይ ገዲም ሰነ ጥበባውን ጋዜጠኛን ኣብወከር ዓብደል ኣወል እንቃዕ በል መዋጸኦ ፈጠረልካ ፈጣሪ 🙏🫶🏻🙏 ክብሪ ነደን ወድን ይኹን ከምቶም ዝሓቀ ቁ ብጾትካ ኣይሓቀቅካ ጸሎት 🙏ወለድካ ን ሓው ዓምራ ምሉእ ሰድራቤት ክኣ እንቃዕ ዳግማይ ተወለድካ እታ ኣብ ፓቸፊላ ዘዕለልካና ናይ ኬንያውያን ዝበሉካ ኩሉግዜ እየ ድዝክረካ ዳግማይ እንቃዕ ተወለድካ 🙏🙏🙏ኣክርያ ደሰ ይበልኪ 🫶🏻🙏🫶🏻

  • @zerayohannesghebreyesus8466
    @zerayohannesghebreyesus8466 2 หลายเดือนก่อน +1

    Truthful answers ,thank you Abubeker.

  • @selamberhe2807
    @selamberhe2807 หลายเดือนก่อน

    Nice to see you Abubaker. ጥዑም ዕላል❤❤ 🇪🇷 🇪🇷

  • @blackshadoweri9518
    @blackshadoweri9518 2 หลายเดือนก่อน +2

    I think he has so much potential to entertain and give a great lesson to our youth and people in general መርሓባ😊

  • @abrehakaterina7824
    @abrehakaterina7824 2 หลายเดือนก่อน +4

    እዋይ ኣቡበከር ኣበይ ደኣ ኔሩ ኣብ ገዛ ከንሻ ይመሃር ኔሩ ምውቅ ሓዳር ፍረ ሓቀኛ ፍቅሪ እዩ ትብል መጽሓፍ ኔራቶ እንተዘይተጋግየ እንቋዕ ብደሓን መጻኻ ❤❤

  • @kalidali2547
    @kalidali2547 2 หลายเดือนก่อน +2

    God bless Eritrea

  • @salehtaha826
    @salehtaha826 หลายเดือนก่อน +1

    Wonderful discussion ❤❤waiting for the next programme

  • @afromama9089
    @afromama9089 2 หลายเดือนก่อน +3

    Part 2 please
    Thank you

  • @mehretwoldai9237
    @mehretwoldai9237 2 หลายเดือนก่อน +3

    omG አነ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎኻ አብ ወራር ወያነ ብጣዕሚ እዩ አጻናኒዑና ብዙሕ ጊዜ ጠፍእኻና ነርኻ እንዃዕ ድሓን መጻእኻ ድሃይኻ አይታሓባእ። አብ ሂወትኻ ሰላምን ጥዕናን ፍቅርን አብ ስራሕኻ ዓወትን አሳልጦ ይምነየልኻ 🙏🏽🇪🇷❤️🌹🎉👍 አጆኻ ቀጽሎ።

  • @dolcevita1324
    @dolcevita1324 2 หลายเดือนก่อน +3

    He is so funny guy and with full of knowledge I like him ❤

  • @dl4055
    @dl4055 2 หลายเดือนก่อน +3

    Aseyyy❤ abubeker,jgna

  • @abdelletifMohammed
    @abdelletifMohammed 2 หลายเดือนก่อน +3

    ክቡር ጋዜጠኛ ዮናስ ኣብ እተቕርቦ መደባትካ መሳጢ'የ ነዚ ክቡር በሃር ስነ ጥበበኛ ኣቡበከር ዓ/ኣወል ዘቕረብካልና የቐንየልና 👍👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yonas-vx9zz
    @yonas-vx9zz 2 หลายเดือนก่อน +5

    ንዝቕጽል መደባት ንምስማዕ ኣዝየ ተሃንጥየ ኣለኹ። ምቕሉልን በሊሕን ሰብ ምስ ኣገዳሲ ተሞኩሮ❤

  • @AbebeYohannes
    @AbebeYohannes 2 หลายเดือนก่อน +2

    Very true in deed

  • @ahmedmusa9821
    @ahmedmusa9821 2 หลายเดือนก่อน +1

    Happy to see you Abubaker. I still remember when you published your first book. Wishing you long life and health, The youth association of that time used o take us to Edget or to Edaga Arbi movie theater ( forgt the name of it) to listen to the songs.

  • @michaelwoldeab7425
    @michaelwoldeab7425 2 หลายเดือนก่อน +3

    Abubeker 🎉🎉🎉❤❤❤ the Legend 🎉🎉🎉

  • @moab3336
    @moab3336 2 หลายเดือนก่อน +5

    ኣቡበከር ዓብድልኣውል ኣብ ስነጥበብን ኣብ ሞያ ጋዜጠኝነትን ዓቢ ኣበርክቶ እዩ ጊሩ። ንቡዝሓት መንእስያትውን ብፍላይ ደቂ ኣኽሪያ ኣብስነጥበብ ብብዝሒ ንኽዋስኡ ኣብነት ዝኮነ መምህርዩ። ተሞክሩኡን ዋዛ ምስቁምነገሩ ንከካፍለና ብምቅራብካ ደም ንኣቶ ዮናስ ብጣዕሚ ነመስግነካ።

  • @jamalalideen8636
    @jamalalideen8636 2 หลายเดือนก่อน +7

    ዮናስ ምስ አቡበከር ዝገበርካዮ ዕላል እንዳተዛናግዕ ተማሃር እዩ ይቀንይልና ።

  • @umizahra741
    @umizahra741 2 หลายเดือนก่อน +3

    ጽቡቕ ምደብ መሃርን መዘናግዕን

  • @blackshadoweri9518
    @blackshadoweri9518 2 หลายเดือนก่อน +1

    It’s very impressive thank you all

  • @hayatabdulkaderabdulkader9988
    @hayatabdulkaderabdulkader9988 2 หลายเดือนก่อน +2

    Eway abubeker enkae ezia arayena abey nerka ezi kulu ametat aytekyerkan gin❤❤❤

  • @SamiKiko-v3r
    @SamiKiko-v3r 2 หลายเดือนก่อน +3

    Yenas ሓወይ ኣቡበከር ዓቢ ሰብ ዩ ቡዙሕ ዝባሃል ኣለዎ pls መደባት ስርዓሉ

  • @tsehaihadgu678
    @tsehaihadgu678 2 หลายเดือนก่อน +2

    ጥዑም ዕላልን ጽቡቕ ሌላ❤️🇪🇷

  • @Shammengs-b8o
    @Shammengs-b8o 2 หลายเดือนก่อน +4

    ዮኒ ካልኣይ ክፋል አባ ግበረላ ደስ ዝብል መደብ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @madenamadena7662
    @madenamadena7662 2 หลายเดือนก่อน +7

    🙏🙏🙏❤❤❤ ማሸኣላህ እንካዕ ዳሐን መጻእካ አቡበከር ሐውና ድሕሪት መሊሲና ጽኒሑ አክሪያ አብታ ካንሾሎም ተጻውትና ኢና ዓቢና እንዳ 70 ንብላ ንርና ማዓት አቆልዑት እዩም ነሮም አብታ ካንሾሎ 😂አሕዋትና ተሲኢኖምና አብቲ እንዳ 70 ራአዩወም ንባሃል ነርና አቡበከር ሐውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 2አይ ክፋል አይትደኒጊና ዮናስ ካአ ምስጋና ይግባአካ እዩ ቁምነገር ዝለውም ስባት ኢካ ተምጻልና ኩሉ ጊዜ ክብሪ ይኩንካ ዬናስ ሐወይ

    • @SamiKiko-v3r
      @SamiKiko-v3r 2 หลายเดือนก่อน +1

      @@madenamadena7662 ya da
      70 abuu kebabi yu gezawtey kebabi da haji beker.......

    • @mohammedsalihismael9407
      @mohammedsalihismael9407 2 หลายเดือนก่อน

      ወላ ኣነ ፊት እንዳ ሓጂ ኣቡበከር ገዛይ መን ኮን ትኸውን❤

    • @mohammedsalihismael9407
      @mohammedsalihismael9407 2 หลายเดือนก่อน

      እዋይ እወ ወላሂ ኻንሸሎ እንዳ ኣቦይ ሳልሕ ዛይዶም እንዳ 70 ምስ ብዓል ናስር ዱሩቕ ምስ ደቒ ሕሴኖ ምስ ሳምሶም ምስ ብዓል ሱዑድ ዝዓበናሉ ካንሾሎ❤

  • @mebrahtuaregay3520
    @mebrahtuaregay3520 2 หลายเดือนก่อน +2

    ቅቅቅቅ❤❤❤❤ ኣፍ ዘየኽን ዕላል ኣቦቦከር መድሃኒት እዩ ብሓቂ ቀጽሎ።

  • @freweininegash765
    @freweininegash765 หลายเดือนก่อน +3

    ዝፈትዎ ሰብ ጋዘጠኛ ኣቦበከር። ብፍላይ ኣብ ሓንጎሎይ ዘይርስዓ ኣብ 3ይ ወራር ወያነ ዓዲ በጊዖ ክገልጽ ኮሎ:ኣበርክቶ ናይ ኤርትራውያን ኣዴታት ትም ይሓይሽ ንብዓት ክስዕረና ኢሉ ዓጽይዎ። ክርእዮ ኮሎኹ እተን ቃላቱ ኣብ ሓንጎለይ እመጻኒ። ናይ ብሓቂ ዘይምኖ ዕላሉ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ዮናስ ድማ የቐንየልና ብእትገብሮ መደብ ዕጉባት ኢና። ኽድመን ጥዕናን ይሃብካ።

  • @Nathanhury
    @Nathanhury 2 หลายเดือนก่อน +2

    You make my night 🌙 ✨ 💙 💕 God bless you 🙏 ❤

  • @yehdegotekie9218
    @yehdegotekie9218 2 หลายเดือนก่อน +4

    ኩቡር ሓው ጋዜጠኛ ኣቡበከር ዓብደልአወል እንቛዕ ገጽካ ንምርአይ ኣብቅዓና፡፡
    ዓቢ ሞያዊ፡ ዕላሉ ቁምነገር ዝተሓወሶ ኮይኑ ኣዝዩ ማራኽን ምቁርን እዩ። እንከላይ ንዑመር ዓርከይን መማህርተይን ዝራአኹ ኮይኑ ተሰሚዕኒ፡፡ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡፡

  • @saratsegay6095
    @saratsegay6095 หลายเดือนก่อน

    Enqu bedhan Mexekum Abubeker betam kurue Eritreawi Jegna Nebrelna 🙏❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @searemekonen9941
    @searemekonen9941 2 หลายเดือนก่อน +4

    ዮናስ ሓውና ከም ወትሩ ተቅርቦም ሰባት ብሉጻት አንድዮም : አዚ አያና (ሓዉና ኣቦበኮር ክንብሎ ከይኩሪ 🤣) ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዕላል ስለዘለዎ ክንጽበየኩም ኢና አሞ ኣይትደንጉና. We love you!!

  • @SenaitTesfamichael-iv5mx
    @SenaitTesfamichael-iv5mx 2 หลายเดือนก่อน +2

    Well come Abubeker.we love you.

  • @nardostesfazghi9923
    @nardostesfazghi9923 2 หลายเดือนก่อน +3

    ብጣዕሚ የቐንየልና ዮናስ ሐወይ ነዚ ክቡርን መምህርን ሐውና አቡብከር ዘምጻእካልና ካብዚ ክቡር ሐውና ብዙሕ ክንጽበ ኢና እሞ ደጊምኩም አምጹኡልና ከምቲ ዝበሎ ድማ ዕድመ ቁጽሪ እዩ ኣቡበከር ሐውና ከአ እቲ ወጢንዎ ዘሎ ኩሉ ክበጽሖ እዩ።

  • @kedanegebreselassie3302
    @kedanegebreselassie3302 2 หลายเดือนก่อน +6

    ሓው፡ኣቦኮር፡ጅግና፡ግጽ፡ንፈትዎ፡ረአና፡ዕድመን፡ጥዕናን፡ኣብ፡ወራር፡ወያነ፡ዓቢ፡ስራሕካ፡ብሉጽ፡ጋዜጬኛ፡ውትሩ፡ኣብ፡ልብና

  • @marssemay69
    @marssemay69 2 หลายเดือนก่อน +3

    ክቡር ዮናስ፡ ንእትሰርሖ program, ኣዝየ የድንቐካ። ቀጽሎ። ንኣወል ሲዒድ ድማ፡ ኣቕርበልና።🇪🇷

  • @AlmightyGOD812
    @AlmightyGOD812 2 หลายเดือนก่อน +2

    Please we need to see more episodes about this "Legendary" man.

  • @asterwoldu6559
    @asterwoldu6559 2 หลายเดือนก่อน +4

    ኣውበከር እንኳእ ብስላም መፃእካ ነዊሕ እዋን ኣይረኣናካን ምስ ረኣኩኻ ደስ እልኒ ኩሉ ይዝክረካ ወዲ ገዛውቱይ መዓረይ ብፍላይ ግን አብ ግንባር ባድመ ቅድሚ ካልአይ ወራር ናይ አሃዱ ባህሊ አብ ምርኢት አብ ዚነበር ተሃተቲ ነብስይ ትብል ግጥምካ ተንካፊት ግጥምካ ኩሉ ግዝየ እይ ዝዝክሩካ welcome back

  • @KiflomWeldeab
    @KiflomWeldeab หลายเดือนก่อน +1

    Hi Yonas, it was nice of you to bring Abubeker and promise to bring him back. It has been 3 weeks and no sign of him as of yet. Please tell him we’re waiting. Thank you!

  • @habt8607
    @habt8607 หลายเดือนก่อน +2

    God bless you all❤

  • @Hagos1971
    @Hagos1971 2 หลายเดือนก่อน +3

    ጡዑም ዕላል ካብ ዝፈትዎ ሰብ፡ ኣቡበከር ሓወተመይ እንካዕ ራእኩኻ፡ ዮናስ ንኣቡበከር ስለዘቖረብካልና የመስግነካ🙏ካልኣይ ክፋል ግበረልና በጃኻ

  • @regatgebreu9130
    @regatgebreu9130 2 หลายเดือนก่อน +2

    Well done ❤❤❤❤ I love the program and keep it up the great work

  • @MerhawiKahsay-i2x
    @MerhawiKahsay-i2x 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣቡበከል ሓኣያል ሰብ ኢዩ። ዕላሉ ውዝኡ ኮታስ ኩሉ ነገሩ መምህር ኢዩ። ብፍላይ ኣብ ባረንቱ ኢየ ዝፈልቶ ቆላ ከለአኩ ብዙም ተርካብ ዘረባ ዝዛረብ ሃምብል ሰብ ምንባሩ ይዝክር። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እስታዝ።

  • @Brioche2024
    @Brioche2024 2 หลายเดือนก่อน +3

    ዳሃይካ አይታሓባእ አውል ጥዑም መልሓሱ አበይ ከይዱ ንብል ኔርና❤️💐🌺💐

  • @edenthatwasamazingfikitor9415
    @edenthatwasamazingfikitor9415 2 หลายเดือนก่อน +1

    Wow Des zebl hawi
    ....and his maturity is next to non hopefully will see him part 2

  • @awelkerhagos3484
    @awelkerhagos3484 2 หลายเดือนก่อน +3

    መተዓብይቲ አቡበከር ገና ብዙሕ ንጽበ ካባኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዮናስ ሓወይ ሰላም በለለይ ካብ አወልኬር ሓጎስ ዶቶረ .

  • @militeaman409
    @militeaman409 2 หลายเดือนก่อน +3

    Abubeker the great❤❤❤

  • @habtomkebedom7159
    @habtomkebedom7159 2 หลายเดือนก่อน +2

    Aboker nice to see you yonas nefio seb meshak amesikalna thank-you I'm 1 round

  • @tesfamichaelmebrehatu841
    @tesfamichaelmebrehatu841 2 หลายเดือนก่อน +5

    ቁኑዕ ምኻን ኣብዚ ግዜ ዚ ክንረክብ ኣዝዩ ከቢድ ኢዩ ኩቡር ሓው ኣቡበከር ተማሓላልፎ ዘሎኻ ዓቢ ናይ ሂወት ተመኩሮን ንቡዙሓት ዓቢ ትምህርቲ ኢኻ ተማሓላልፍ ዘሎኻ ብዙሕ ግዜ እንተትመጽእ ፍልጠትካን ተሞኩሮኻን ክተካፍለና ይምሕጸን ንሎሚ ግን ኣዚዩ ጽቡቕ ትምህርቲ ኢኻ ኣመሓላሊፈልካ።

  • @WHabte
    @WHabte 2 หลายเดือนก่อน +2

    እንኳዕ ብደሓን መጻእካ ክቡር ዋርሳይ ገዲም ጋዜጠኛ ኣቡበከር ዓብደል ኣወል።

  • @SamsonKidane-o5z
    @SamsonKidane-o5z 2 หลายเดือนก่อน +6

    ሐቀኛ ምስክር ነብሳት ይሀንጽ🎉

  • @mototoyusuf
    @mototoyusuf 2 หลายเดือนก่อน +6

    ዮናስ ካልይ ክፍል ግብረሉ ሕክያ ናይ ኣክሪያ ክንግረና ኑኩልኩም ሰልም ❤ ደቂ ኤርይ

  • @mesfnbokretsion3386
    @mesfnbokretsion3386 2 หลายเดือนก่อน +7

    ኣውበከር ሓወይ እንቋዕ ሰላም ረኣኹኻ ኣብ ሩባ ጂሜል ኮሎና ዘይርሰዓ ዘስሓቀና ንመራሕ ጋንታና ስዉእ ሃይና ዝበሎ ሃይና በራሕ ስለዝነበረ ገጽካስ ክገጂፍ ሃይና ላዕላይ ሃይና ታሕታይ ኢኻ ትብሃል ከምዚ ሽማንጉስ ላዕላይ ሽማንጉስ ታሕታይ ኢልዎ ይብለኩም ካብ መስሓቅ ተረካብ ዘረባ ኣዉበከር ክክክክክክክ

  • @mihretshimay655
    @mihretshimay655 2 หลายเดือนก่อน +8

    ሽጋራን መስተን ዘየዋዓዉዕ ፊልምታት ግርም። እዛ human hair ዝብሉዋ ከኣ ተተጥፍኡልና ክንደይ ጽቡቕ ኔሩ። ኣለባብሳን ጸጉርን ስነጥበባዉያን ሃገርና ኣዝዩ ዘሕዝንዩ☹️ጽልዉኡ ኣብ ሕብረተሰብ ከኣ ኣዕናዊ💔

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 2 หลายเดือนก่อน +14

    ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tesfaldetlovemylive
    @tesfaldetlovemylive 2 หลายเดือนก่อน +3

    Selam yoni nezi zelo weledo nemezekekar kabti natu serhat ab mengo tetereyewo xebuqe neru befelay abubeker abdelawel kab ........ilu zena kehelef kelo

  • @kesetegeresus3121
    @kesetegeresus3121 2 หลายเดือนก่อน +2

    Waww this guy are verey smart and funny 😂😂❤❤❤🎉🎉🎉

  • @senuyemane5224
    @senuyemane5224 2 หลายเดือนก่อน +6

    ኦርጋኒክ ዕላል🙏🙏🙏

  • @zufanghermai7459
    @zufanghermai7459 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣኽርያ እንድየ ተወሊደ!! ኣዝየየዝፈትዋ!! ❤

  • @sajesajer1782
    @sajesajer1782 2 หลายเดือนก่อน +1

    ደራስን ተዋሳኣይን ጋዜጠኛን ኣቡበከር ናይ በሓቂ ብዙሕ ስራሕ ከተበርክት ብቅዓት እንዳ ሃለወካ ካብ ስነጥበብ ብፍላይ መጽሓፍ ምጽሓፍ ጠፊእካ ነዊሕ ብሕጂ ግን እቲ ዘሎከ ብቅዓት ክትሰርሓሉ ንላቦ።
    ካብ ተዘክሮይ ኣብ ሳዋ ታዕሊም ከሎና ኣብ ኣንሶላ ብዓቢ ፣፣ሓቀኛ ፍቅሪ መሰረት ምውቅ ሓዳር፣፣ ትብል ጥቅሲ ጽሑፍና ይዝከረኒ፣ናይ ኣቡበከር ዓ/ወል መጽሓፍ ኣርእስቲ ዝወሰድናያ እያ ኔራ።

  • @Eri_nur5835
    @Eri_nur5835 2 หลายเดือนก่อน +1

    በመጀመርያ አልሐምዱሊላህ ዓላሰላ ማህ አንካዕ ረአናካ አቡበከር ሓዉና ልዑል መሰጋና ነዮናሰ በዚ አገጣሚ በምቅጻል ጀማል ሳልሕን አልአሚንን ንጽበ

  • @tesfutsegsy2385
    @tesfutsegsy2385 2 หลายเดือนก่อน +1

    ASLI deqi Asmara shikorat ajokim yehewat deqi hager ❤❤❤

  • @alemyohannes2084
    @alemyohannes2084 2 หลายเดือนก่อน +2

    ወርቂ እኳ ሕውሕደክን ሰብ መትከል ሰብ ቅያ🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷

  • @MerryFshatsion-r1i
    @MerryFshatsion-r1i 2 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉 edme yhabkum kexlwa 2 kfal

  • @Eri-nm7zs
    @Eri-nm7zs 2 หลายเดือนก่อน +1

    መጀመሪያ ሰላም ህድሞና
    ብምቅጻል ኣቡበከር ካብቶም ንፈትዎም ደራስን ገጣሚ ጋዜጠኛ ጻሓፍን ተዋዛያይ ወዘተ ዘይምኖ ዕላሉ እንኳዕ ብዳሓን መጸ ቀጻሊ ክተምጹልና ድማ ህድሞናን ዮናስ ድማ ንምሕጸነኩም።
    ወዲ በሪህ ሎንደን🇪🇷

  • @senayeri433
    @senayeri433 2 หลายเดือนก่อน +7

    ኣቡበከር ሽኮር ገጽ ንፈትዎ ረአና፡ የቐኔልና። ተቢዑ ዘትባዓካ ጂግና ጋዜጠኛ ብፍላይ ወርራት ወያነ ኣብቲ ጽንኩር እዋን ፎሲ ልቢ ህዝቢ ኤርትራ ዝነበረ። ንጂግና ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ጌሩ ዝገልጾም ዝነበረ፡ ህዝቢ ኤርትራ ንሰራዊቱ ኣሚኑ በጥ ኢሉ ዝድቅስ ዝነበረ ሳላ ኣቡበከር ኣብ ማእከል ኲናት ብካሜሩኡን ድምጹን ኣብ ልዕሊ ዝተቓጸላ ታንክታት ወያነ ተሰቒሉ ሓበሬታት ትህበና ዝነበርካ ኣብ ልቢ ህዝቢ ኤርትራ ተወቂጡ ዩ። ማራ ኢና ንናፍቐካ

  • @amanuelabraha5341
    @amanuelabraha5341 2 หลายเดือนก่อน +2

    Gets nifetwo Abubeker dihri newih gize riena
    Thank you
    Bflay abti werar eza chifra zigebro zinebere haberetatat ayrisaenyu

  • @arieerena6759
    @arieerena6759 หลายเดือนก่อน +1

    Wow amazing