ተጋ. ስዪም መስፍን ኣባይ ፀሃየን መስዋእቲ እንትከፍሉ ኣብቲ ቦታ ነይረ ፡ ናይ ብፆተይ ስድራ ዘይተረደአሉ ምክንያት. ..➡️ተጋዳላይ ፀጋይ 0963001997
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 19 มิ.ย. 2024
- Subscribe and hit the notification bell and stay updated with us with all new uploads!
ተጋ. ስዪም መስፍን ኣባይ ፀሃየን ኣስመላሽን መስዋእቲ እንትከፍሉ ኣብቲ ቦታ ነይረ ፡ ናይ ብፆተይ ስድራ ዘይተረደአሉ ምክንያት . . . ➡️ተጋዳላይ ፀጋይ 0963001997
ንሓደሽቲ ስራሕቲ ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን!
Copyright ©2024: seret media; 🔔Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted
ፀጋይ ሐወይ ንሰካ ናይ በሐቂ ጀግና ተጋደለይ ኢካ። ክበርን ምጎሰን ንጀግኑ ሰዉአትና
Tegaruwa ayenay meswati nemen?amawaweta kelbi moytkum..1.5 million tekostirkum si jegna!!
ዝገርም ታርኽ ህይወት እንክዕ ብሰላም ወጽኻ ናይ ብሕቕይ ጅግና ን ጀጋኑን ጝበዝ ጋዝየጠጝ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
ልክዕ ድዩ ሽም ምልዐል ግዝኡ ድዩ ምስጥር ምውፃእ አይተወደኤን ጉድና ገና እዩ ናተይ ጀግና መዐረይ ምህረት የውርደልካ
This is what I am saying, too. I fully agree with you. We are still under siege
እታ ጋዜጠኛ ክስተኻኸል ዝግብኦ ክተስተኻኽል ኣለዋ ብፍላይ ሽም እቶም ሓደሓደ ምፅራሕ ኣየድልይ።
Exactly. I agreed with your comment.
ድሕሪ ሕጂ ኣቢይ ዓቕሚ ረኺቡ ናብ ትግራይ ገፁ ክትኩስ? ንፋኖኳ ኣይከኣሎምን
ትፈርስ ዘላፍራስ ሃገር
@@kibromgoitaom6001ተጋሩ እኮ ኩሉ ግዘ ፀላኢና ስለ ንንዕቅ እዩ ዋጋ ዘክፍለና😢
ብጎይታናን መድሓኒን ኢየሱስ ክርስቶስ : ሰላምን ፍቅር የውርደልና ::
ጎይታዋይ እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ክቡር ሓውና ተጋዳላይ ፀጋይ ክብሪ ንዓኩም አሕዋተይ😢❤❤❤
ኣጆካ መዓረይ እንኳዕ ተረፍካ ንታሪክ ኢሉ ፈጣሪ አትሪፉካ አሎ።
አትን ሐቦኛታት ዋዕሮታት ትግራይ ነዞም ጀጋኑ ሐርበኛታት ንክእል ከም ቤተሰብ ንግበሮም ንሐግዞም እዝወደሐንክን❤❤❤
ዓሕ 😭😭😭😭😭😭😭😭ንምስምዑ ዘስደምም ጅግንነትን ፅንዓትን ጅግናና ምስ ዝተረፉ ቡፆትካ እንዃዕ ኣትረፍካ ፈጣሪ ምሕረት ንጉዳኣት ኣካል ጀጋኑና ዘልኣለማዊ ክብሪ ንጀጋኑ ስውኣትና 🙏🙏🙏
ኣበይ እዩ ዘሎ እቲ ጂግንነት እባ ገለጽዎ ክክ
ካብ መጠን ንላዕሊ ለባም መስተውዔሊ
💎❤️❤️💛🐆🐆🐆🌹🌹🌹🌿🕊️🙏🏻ትግራውነት ሰብኣውነት ጅግንነት ኩሉ ጽቡቅን ክብርን ኣብኡ እዩ ቃላት የብልናን መግለጺ ግን ክብሪ ንልዑል እግዚኣብሄር ይኩን ኩሉ ብቁዱስ ጥበቡን ፍቃዱን እዩ ❤️🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ኣንታ ወደይ መስዋእቶም እንድሕር ኣረጋጊጽካስ ንምንታይ ንዝምልከቶ ኣካል ሓቢርካ ዘየርድእዎም። ኣብ መድረኽ እኳ ወጺእካ እንዳተዛረብካስ ፡ ንዝምልከቶ ኣካል ምሕባርዶ ኣይመሓሸን።
There’s no proof of anything but that drama is old fashion Tegaru game over better to think about peace and how to change the situation try to eat from kuenti to tihlo 😂😂😂😂😂
ይሕሱ እንዲዩ ዘሎ:: ከይተዋገእ ክሃድም ከሎ እግሩ ሴሮምሉ: ነዚ ድሁል::
ኣልዕል ኣቢሉ እዩ ይፍለጥ 😂😂
አጆኻ ጅግናና ናይ ትግራይ ሃርበኛና ኢኻ።
😅
😂😂😂
Wayway Jegnenet !!!
ዘይተነግረ እንበር ዘይተገብረ የለን፤
መንእሰይ ትግራይ ቅያኻ ! 🎉
Entay geru jigna kibehal ?😅😅😅😅
ክብር ሓወና አንኳዓ ብሂወት ተረፍካ ጀግና 💪💪💪💪🤴🤴🤴🧡❤🧡❤
ይህን እየሰማን እንዴት ነው ከዚች በስባሳ የተረገመች ጦቢያ ጋር አብረን የምንቀጥለው ተጋሩም የነዚህ ወጣቶች ግፍ አብረን መቀጠል የለብንም በሪፈረንደም መለየት መለየት መለነት መለየት መለየትዲያስፖራ የትግራይ መንግስት በቃ ቁረጥ መቀጠል የለብንም ወንድሞቻችን በእሳት ተቃጠሉ አይናቸው ጠፋ እግራቸው ተቆረጠ ለማን ብለው ለትግራይ ለኛ ብለው
ከኢትዮጵያ መገንጠል ለእናንተ የሚመች ቢሆን ኖሮ እስከአሁን አትቆዩም ነበር፤ ነገር ግን አይሆንም።
@@habtom2275ከዚች ጨፍጫፊ አንካሳ የሆነች የተረገመች አገር ምንአባህ እንፈልጋለን።
ከሰይጣን ጋር ይኖራል?
😂😂😂😂 ኣንቲ ቂማላም ዓጋመ ሊ ኢትዮጵያ ወዲህም ጥላህም ትጊዛሊህ
@@habtom2275
Ethiopia is a curse country. She has been killing her children from century to century. We don't want Ethiopia.
I agreed with your comment. Ethiopia is a curse country. She has been killing Tigrai children from century to century. We want Tigrai to be a country
😢😢😢ጎይታዋይ እንኳዕ እስከ ብሂወት ተረፍኻ❤
Jeganu kbrin mogosn yigbeakum
ጅግንነተኳ ንኮርዕ ናይ ጀጋኑ መራኸትና መሰዋዕቶም አይገለፅካዬን
ጨነዉቴ. ወያ ጥእምኩዋ ዘይተፍሩ ፈጣሪ ተፈሪድኩ ነምሰይ ትግይ አወዴሁሞ.
እዘን ቃላት " ያው ፡ እና " እቶም ተጋሩ ካብ ዋናታት ኣምሓሩ ዝያዳ ክጥቀምለን ይስምዑ ።
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
Your advise is amazing and correct/ Veterans in other countries have much respect , moreover those who lost their limbs. As you said you could have hide but chose to sacrifice your lives for others. You guys deserve better treatment than that. Kudos to the heroes. God bless you all!
ናትኩም ጀግንነት ማእለያ የብሉን ክብሪ ንዓዅም ይኹን ናይ ዘላለም ጀጋኑና ኢኹም ንወለዶ ዝሓልፍ ቅያ ኢኹም ሰሪሕኹም ❤❤❤❤❤
Entsy yom gerom 😂😂 jigna zibahal ko tegadilu hagr xemxe u hhh
😂😂😂😂😂😂😂
Accept my condolences and respect for all Tegarus who paid dearly sacrifice for the people of Tigray!
ክብርን መጎስን ንጀጋኑ አሕዋትና ❤❤
በጃኪ ዛሓፍተይ ሶፍቲ ቀርቢ ተቅርብዬም ዘለኺ ኣጋይሽ ተጋደልቲ እዬም ዘሕለፍወ ስቃይ ክዝንትው ደም ዘንብዕ ዛንታ እዬም ዝዝንትውልና ዘለው።
ፀጋይ ሐወይ ናይ ባሐቂይ ጀጋኑ ኢኩም ግድን ደሞ ከትከበሩው አለኩም ንእሰነትኩም ንትግራይ ሂበኩማ ኢኩምሞ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዛረሳሕ ዓዲ ሀይማኖት ኣልባ ኢትዮጵያ ከይተላቐቕና ኩሉግዜ ሞትን ድክነትን መከራን ሕሰምን ስደትን ስቓይናን ኢና ነራዝም ሙሁራት ተጋሩ ስርሑሉ ተስፋ ኣይኑቅረፅ
ትግራይ ኣካል ዛ ጠላም ዓዲ ኮይና ብዝዋዓለት ብዝሓደረት ቁፅሪ ትግራይ ንዘልኣለም ክንስእና ኢና ት ምርጫ ናትና እዩ።
ፈቲኻ ጺሊኻ ዓዲኻ እያ ኢትዮጵያ ካሊአ ዓዲ ናዓኹም ዝኺዉን የሊን ዓጋመ ዛኣምነኩም ስብ የሊን ካብ ጉራባቢቲኹም ጢልመትን ከሕዲትን ሰጋብ ዝይገዲፈኩም ዓቅሚኹም ካኣ ፊሊጡ
@@user-vu3zf3fb4k ናታያ ሓሪርዋስ ናይ ሰብ ተሕበር ድዩ ዝባሃል እንታዲካ ይምልከተካ ወድዞም ቡሽቲታት 👙(ተወገርቲ)😜
ዓጋመ ፉንፉናት ፍጥረት ፡ንሓፍቶም ኣዲኦም ኣቦኦም ዝቀትሉ ፡
@@hybirdgenetic7096 ሸየጥቲ ኩልት ምስ ሙጭጭላ አብ ጉድጋድ ዐብኩም አይተመሀርኩም ቁሩብ መለስ University አብ ትግራይ አምህርኩም ኤርትራ እካ እንታይ አለዋ ሀንቲ ነይራ ተዐፅያ ተመለስ ናብ ጉድጋድካ ግለት አደብ
ጀጋኑ የሕዋተይ ከርተት ኢልኩም ናይ ብሓቂ ከብድካ ይብልአካ
ፀግሽ ዋይ ከመይ ገይርካ ብዓል እቲ ገዛ ዝሃበና እፍሬም ፍሬው ክንደይ እሞ ከጠቅስ ብዝኮነ ሂወቶም አብ ሓደጋ ገይሮም ሂወቶም ከይሰስዑ ንዓና ክንነብር ሓድሽ ሂወት ዝሃቡና ንብረቶምን ምግቦም ዝሃቡና አነ እቲ ኩነታት ክዝክሩ የስካሕከሐኒ እዩ ጊን ምስጋና ንልዑል ፈጣሪን ነቶም ንዓና ክብሉ አብ ውሽጢ ፀላኢ ኮይኖም ሂወት ዝሃቡና ህዝብና አነሕና ዕድለኛ ኢና ንክንዛረብ እካ በቂዕና ብዝኮነ ህዝቢ አክሱም ካልአይ ሂወት እዮም ሂቦሙና መብሬ ኮነ ፀግሽ ብድጋሜ ሰለ ዝረአክኩም ብጣዕሚ እየ ተሓጊሰ
እግዚአብሄር በዚሁ በቃ ይበለን:: ይሄ ወጣት የልጆቼ እድሜ ውስጥ ያለ ነገር ግን: ለዚህ ብሎ ሊነግረን እንኳን ለማይችለው አላማ ህይወቱን ለመስጠት የደረሰና በአካለ ጎዶለነት የሚኖር ምስኪን ጀግና ነው:: ይህን ወጣት አይተን ማዘን ብቻ ሳይሆን : ለምን እዚህ አዘቅት ውስጥ ወደቅን ብለን መጠየቅ አለብን::
ፋኖና ሻዕቢያ ባመጣብን መዘዝ ነው , ግን እናንተ መወነጃጀል ነው የምታዉቁት
እፍ ያማል ቃላት የለኝም ወንድሜ እይዞህ እህቴ እንደነዚህ ጀግኖች ስታቀርቡ ለሁሉም ነገር የ bank account ማስቀመጥ ጥሩ ነው
መን ወሪሩኩም ኣይታሃፍሩን እዚስ ንዛንታ ከመን ጽቡቅ ኣይኮነን በዕልኩም ኢኩም ኪናት ጀሚርኩም ተለሚንኩም ፓፓሳት ከማን ከይተርፈ ለሚኖም እዲታት ኣጥባተን ኣውጺኢን ለሚነን ፡ንሱኩም ግን ኣቢኩም የሕፍር ዘራቡኩም
Shabia ሻዕቢያ
Gegna enqe nebsika bikalsika miszgabiher adhankaya we are proud of you hero
ሓፍትና ፅቡቅ ቁምነገር ኢኺ ኣሕሊፍኪ ክብረት ይሃበልና ::
አጆኻ ገድሊ ገደል ዘይምግዳል በደል ተባሂሉ እዩ አብ ቃልሲ ብዙሕ ነገር እዩ ዘጋጥም ፅንዓት ጥራይ፣
አጀኳ ዝወደይ እዛ ጨካን ኢትዮጰያ ንሱ እንዳአሉ ስራሐ እስካ አለካ እንዶ ምስክር ካብ ብሱል ጥረ ዝወፃእካ::
እዙይ ተራ ዕላል ድዩ ዋላ ቃለ መጠይቅ። እዚ ናይ ፈጠራ ወረ ይመስል ድሁል ውቃበ።
ከግማሽ በላይኮ አማርኛ ነው የሚናገርው ምን ማስተርጎም ያስፈልገዋል?
መን ትርጉም ጠይቑካ ድዩ?
ክክክክክክክ😂😛
Tell him to get to the point! Intai iu izui, siddi nibab?
Kemey nebrna tibli aleki seb inateketle, inatiharede ab maikel Adu bigezai yehwatu. Uy beli tigray
THANK YOU ❤️ 😘 ❤️ 😘 ❤️
ክብርን መጎስ ንሰማእታትና
ሓለፋ እባ ምተገባአኩም ወደይ❤❤❤
ብጅግንነት አይንሕመን 👌 ጅግንነትና ዜይካሐድ ሐቂ እዩ ✊❤️💛
ብጣሚ ሓዚነ ኣጆኻ ጅግና ኢኻ ሓወይ ማዓረይ
Thank you for your service, Tegadaly Tesgaye. May the Lord God bless you and heal your entire body, in Jesus' precious name.
ብምሕባእ ወዲእኻያ ::
እወዶ ሓደ እግሩ ተቆሪፁ ታይ ክገብር ደሊካዮ
@@user-yb2hk1ry6d ምእንቲ ስልጣን መራሕቲ ህወሓት እዩ ::
@@lomiayneyberhe8136 ምእንቲ ህዝቡን ሂወቱን እባ ደነዝ ክዓ አይምልከተካይ ሸካዕ
Lomiayney kkkk bi-koblel gezeu atfiewo kkk
I carry so much pain listening to stories like this being from Eritrea.
Ajokum, The best days is yet to come. You cannot forget, but hopefully you can forgive. Peace at last to both sides.
Nothing became peace with them unless they were thinking about their future stop 🛑 blaming Eritrea 🇪🇷
Shut up banda barya kulom you Pay the price soon!!@@kokebgebremariam3140
Peace for Tegaru and innocent Eritreans. Shabia 👎🏽
ሰክት ወድዛ ዓጋመ
No you're wrong Eritrea can't burn injury people
Hasot bahlom eyu
Ane Eritrawit ye ab 2009 sgredob ksegr keleku tekisemulna 2 sebat moytomna ane msti delalay sle zneberku ab meshela tehabiena wialna segirna hji ka tegadelti Eritra aykonen nxelaetom n ahwatom Eritrawyan wn b temelketeley zketlu yom
@@Sanirey777 ata wedi lemanit kkintubka neyrwom hasawi beti tiblo zeleka eina segirna ayni seb aytenkur kemtom hasewti weyane abotatka junta wahid leyba!
ሻዕቢያ አብ ሳሕል ተጋደልቲ አንጻረይ እዮም ዝበሎም ብሂወቶም አብ ሐዊ ዝጠብስ እዩ ተሐዲስኻ ከይከውን
እግዚአብሔር እንኳዕ ብሂወት ኣተረፈካ ክቡር ተጋዳላይ
ነዛ ቪዲዮ ትከታተሉ ዘለኹም ወገናት፡ ነዚ ቀሺ ተኽላይን መምህር ሓጎስን ዝተባህሉ፡ ኣብቲ ከባቢ ዘለኹም ኣፃርዩ። ኣብ ካብ ሓውዜን ናብ ዕዳጋ ዓርቢ ኣብ ዝወስድ መንገዲ ጣብያ ዓረና ትብሃል ቦታ ውን 17 ውጉኣት ተጋደልቲ ጠቊሙ ዘቕተለ ሰብ ተስፋይ ዝበሃል ወዲ ታ ጣብያ ኣብ ዓይኑ ሓበላ ዘላቶ፡ ቀጢን ወዲ እዩ። እዚ ካብ ምሩኻት ዝተረኸበ ሓበሬታ እዩ። ኣብ ዓዲ እንተሃልዩ ይፈተሽ።
It is wonderful how he munipulate as eye weetnes. Not to tell the truth on the wright time what it happens in unbeleivable telling the history on the leaders passing way,for me unbeleivable,?
ተጋሩ ተልመደን ናይ ኩናት ብደረጼን ጉራ ባዓልኹም ጀሚርኩም ኩናት ባዓልኹም ፡ተእዉዩ ግዳመኛታት ተጋሩ ደሽካ ምኻኑ ብምታይ ፈሊጥካዮ ናይ ሓሶት ታሪኽ ባህሊ ተጋሩ ። ።
*, ንፋዕ ተማሓራይ ናይ ኢሳያስ ተመን ወዲ ተምቤን ✅
ተሐብእም ይፍክሩ ይድከሩ መሳርያ ነርዎም ኢዩ ከመይ ይትኮስ ግን ኣይፈልጡን ምልማን ኢዮም ዝፈልጡ ቆማላት
@@mesfinabraham6412ኣይ ተጋሩ ኮይንኩም በቃ ብቀቢላ ክትዛረቡ መሬት ዓሪቡኩም። ኣብ ኤርትራ ኤርትራዊ ጥራይ ኢዩ ዘሎ።
@@genetn366 ከምዚ ከማኻ ወዲ ኣባት ጦር ተሰከምቲ ባንዴራ ውን ኣለውና 😂 ባይቶን ቕዎምን ምሰተኸልና ኣደቦኻ ከተናዲ ናይ ግድን'ዩ ቅድሚ ሕጂ እባይ ኣስመራ ኢልና ሸለል ዝበልናዮ ኢሳያስ አፈወርቂ ጭው ዝበለ ዓጋመ ኾይኑ ተመን ወዲ ተምቤን ይኣክለና ካልኣይ ከይንጋገ'ሲ ቅዎምና ክትፈርደካ'ያ 😂 ጥሪት ህግደፍ ተሰከምቲ ባንዴራ ግና ኣደቦኻ ብብሎኮ አዲግራት ጌርካ ሰብ እንዳሓተትካ ኣዲ ጋላሉ ብጻህ ❗️ *ሎኽሳስ ኣድጊ ለካቲት 😂
@@mesfinabraham6412 ዘረባ ደኣ ዝቕድመኩም የለን ጸበብቲ፡ ፈላላይቲ፡ እታ ትግራይካ ከም ሽምዓ ትመክኽ እያ ዘላ፡ ህዝብኻ ሓግዝ፡ እንዳወያኔ እንዳጠፋእኩም ትፍክሩ። ዓወት ንሓፋሽ
ሓሳዊ ንባዕሉ ተሓቢኤ ኔረ እንዳበለስ መሊሱ ከኣ ቀቲሎም ኣቃጺሎሞም ይብል። ዓይኒ ከዳዕ ነባዕ
ንዳሕራይ ልቢ እንትኾነካ ፡በዓል ስዩም ክቕተሉ እንከለዉ ኣብኡ ኔረ ዘይኮነስ ወረ ሰሚዔ ኢዩ ዝበሃል። ኣብኡ ኔረ ማለት ምስቶም መራሕቲ ኔረ ዳሕራይ ኩነታት እናኸበደ ምስመጸ ነብሰይ ከድሕን ሃዲመ ወይ ተወቒዔ ካብቲ ቦታ ኣልጊሰ ብዲሕሪኡ ጸላኢ ኣትዩ ቀቲልዎም ማለት ኢዩ።
ኣብ ዓለም ዘየለ ሓሶት ኣብዛ ክልል ኣሎ ። ሃዲሞም በረኻ ዝኸዱ ተጋደልቲ ካብ ምጽዋዕ ንኸፍእ እንታይ ኣሎ ። ረሺኖም ኢልካ ይሕሶ ይኸውን ፥ ኣቃጺሎሞም ግን ውጹእ ሓሶት'ዩ ።
ንስኻኸ ኔርካ ዲኻ ?
ወሬ ወሬ ወረኛ ነህ እሽ አብአለም ዘሎ ሀይሊ ጦር ብላእልን ብታህትን እንዳተቀጥቀጡ ተኸቢቦም እሲ ንዚ ጅግና ንስሀ ክተንቆሽሾ ሴታሴት
Ezi barya zeblo terah eyu abtippen bota ayneberkan ensesa Medea
ውግአት እዬም ኔሮም ነስተውዕል
እዚኣቶም ከምዙይ ዝበለ ፀገማት ኣሕሊፎም ዘምፅኡልና ንእሽተይ ሰላም መውደልደሎ ድማ ኣብ ከተማ ህፃውንቲ ክቀትሉ ይውዕሉ::
ኣጆኹም ጀጋኑና ካብ ፈጣሪ ቀፂልኩም መድሕን ህዝቢ ትግራይ ኢኹም ንዓኹም ዝኾን ዘመን የምፅአልና ኣብ ካሕሳኹም የውዕለና
ጀጋኑና ተሰወኦሞ ናዓና ኩብሉ ግን ኻዓ ንሶሞ መስዋእት ብዝኾፎልዎ ዓዲ ሰራቕ ዓማፅ ቐታል በዝሕዋ😢😢😢😢 የሕዝነካ
Welcome❤❤❤
እህህህህ ናይ ጦጵያ ክሕደት ከይአክልስ ናይ ባዓል ቀሺ ተኽላይ ምስ ሐው ክነብረላ ትግራይ ዩ ትዝሕዝን ታይ ሞ
ብኸመይ ተለኺዖም ብዝብል ይተኣረም። መስዋእትን መልካዕትን ይፈላለዮ ኢዮ።
ከቃጽልዎም ብዓይንኻ ዶ ሪኢኻ ወይስ ኢሎምኻ ? እንተዝባሃል ኢሎምኒ ኢዩ ናቱ መልሲ ምኽኒያቱ ናይወያነ ፖሎቲካ ካብ ቀድም ክሳብ ሕጂ ከምዚ ኢዩ
It’s their culture all Tigray 😂😂
ናይ ወያነ ሽንቶም ክትከውን እውን አይትኽእልን አሽንኳይዶ ሽም ወያነ ክተልዕል ሽንቲ ምስ ጀጋኑ ክዛረብ አይክእልን ፈስፋስ
@@actttig9753 kid fesawi estik
ተጋሩዋየ ዝ ዘሪእኩሞ ኢኹም ዓፂድኩም
ኣየ ተጋሩ መሕዘናት ኩፉኣት ፍጥረት ኢኹም ፡ነንሕድሕድኩም ትባልዑ ፡ትማሊ ትማሊ ከማን ዜናኹም ሰሚዕናዮ ህጻን ቆልዓ ማህሌት ዝተባህለት ጋል ዓድዋ ቀቲልኩማ ጨካናት ተጋሩ ቶጋራት ፎእ ኣደድ ዑዕ ፍጥረት
እቶም ኮላሊት ሕዋቶምን ኣሓቶምን ዝሸጡኸ?
ብ@@kibromgoitaom6001ኩሉ ን ኤርትራዊ ዝበደለ እቲ ቅዙፍ ዝተተገመ ብዝኸደመሎም ብዓረብ ጤል ሓባብ መለስ
ኮይኑ ኣምላክ ሕነ ፈድይሉ ኤርትራዊ፡ ንቶም
ደቂ ማይጠላሚት ድማ በታ ትፍንፍኖም ኢትዮጵያ በቲ ዘዕበይዎ ከልቢ ተሃዲኖም። ስለዚ ጠላም ትግራዋይ እምቨር ጠላም ኤርትራአኢ የለን። ኩልት ኤርትራው ብዕሱባት
ተጋሩ እዩ ዕዳጋ ወሪዱ። ሕነ ድማ ከፊልክነኣ
ኣዛብእ ተከዘን ገባብልን ጸጊበሙልኩም።
ኣይ ህወከት
ውፃእ ካብዚ ኣይገዛካን ጠንባር 😏ናታያ ዘይረኣየትስ ናይ ሓማታ
Guhafe chenawi gebare defare hafetu adeuo temuyate alete funfunate sedetegnatate
Nzelalem❤kburat eikum geganuna tesfa alekum bertuu msakum eina ❤❤❤❤❤❤❤❤
ጅግናና እንቛዕ ብሂወት ተረፍካልና🙏
ፀላእትና ግን ናይ ጊዜ ጉዳይ እምበር ናይ ኢዶም ክረኽቡ እዮም።ነ
Aytsegebkinin hji kea
ምንም ፍረ ዘይብሉ ቃለ መሕትት ::
አታይ አባህላካ እታይ ኮይኑ ፍረ ዘይብሉ አታ ነውራም ቀታሊ አራዊት ።
ያዉ: እንትን: እእ: ግና :ካብኡ :
ተወዲኣ ጉዳይ እንታይ ይብሃል።
Anyone who can translate the main point of the interview part
Hamedka ede shabya Ms qolut getimu gilya kab goytu aybelxn eu shabya eu mhirkum nal leyabu tarik
Kabza nay tgray kanser zekonet ethiopia tbehal key tegelagelna kulu shae endamotna endahazena ena kenenebr 🙏🏾💊💊💊
ኢኒ ትብል ኣስተካክልዎ ምድረ ኣላሾ ገንዘብ ብቻ 😢😢😢
ተጋደልቲ ናበይ ከይድኩም
❤❤❤❤❤❤❤❤kbur hawna amlak msakatkum ykun❤❤
ለኣና ክትዕመና ክንደይ መከራ በሊዕኹም ኣሕዋተይ አንካዕ አካ አስቲ ብህይወት ተሪፍካ ንምዝራብ ኣብቀዕካ ❤️🙏ግዜን ዕድልን ተዝረክብ ኩሉ tdf አንተትሕተትስ ክንደይ ጉድ ኹን ምሰማዕና?? 🤔🤔🤔💔💔💔😔😔😔😔
ከምዚ ዓይነት ቃለ መጠይቅ ግን ንቐፃሊ ፀገም ከይፈጥር
ኣታ ክንደይ ጥዕም ዛንታዩ መጽኦሙና ሃዲምና ሃዲምናበር መኪትና ዘይ ብላ ናዚ ከቃልሑስ ቁሩብ ሕፍር ኣይብሉን ድዮም እዚ ዝዛንትኦምሲ ይፍኩሩ ካኣ
በጃኺ እባ ናይዚ ጅግና ተጋዳላይ አድራሻ ስደድለይ!
ዝያዳይ ስልኩ አለኪ አብቲ more ወቅዕኪ ረክብዮ ❤❤
Entay sile zigeber hasewuti 😂😂
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ፈለማ እንኳኮዕ ብሰሌም ተረፍኻ ብሐልልተረፈ ጽዋኺሠምአጸጽነዩ አምሐርኜ አይትሕወሱ ልአብነት በብያንስ እና ካብ ምባል ከእንተነአአሰ ነን ተጥቀሙ
ናሎሚ ዘመን ወግዒ መስረጃ ለይብሉ
😂😂😂
ወድ ርግምቲ ረሳሕ ሻዕቢያ ከም የመንን ሱዳንን ሱዳንን ፋሕ ክትብሉ ኢኹም ቁሩብ ጊዜ ተጸበያ ጨነዉቲ
ናይ ሰዉር ተኩሲ መነፀር ኦቪ የድሊ እልካ ጌጋ መኤረምታ ክህበካ ብናይ ሰዉር መነፀር መነፀር ብምጥቃም ቀጥታ ተኩሲ ምትካሰ ይክኣል እዩ 30.00 ብምዛር ከም ቀጥታ መነፀር ምጥቃም ይክኣል እዩ ናይ ቀጥታ መነፀር ብዘይ ብሉ ግዜ ከም ቀጥታ መነፀር ምጥቃም ይክኣል እዩ ። ብዝተረፈ ጅግና እካ so ሰዉር ተኩሲ እንተ ኮይኑ ጥራሕ ኢና ብኦቪ ንትኩሴ ብራዘር እምበር ቀጥታ ተኩሲ ብሰዉር መነፀር ብቀጥታ መነፀር ምትካሰ ንክእል ኢና 🙏
ኣጆካ ጀግና ሓውና ጥንቃቀ ግበር እቶም ባንዳታት ሐዚ ኢዶም ክረክቡ እዮም
ኣብ ሓደ ሩባ ተደርብዮም ከም ዝሞቱ ይሕብር ናይ ናይ በሓቂ
ጅግና ዛሓወይ
ጀጋኑና ኽበሩልና❤
አያታትኪሞ: ዝብኢ: በሊእዎም: ዎይ: ዎይዎዮ: ለለ: አቢይ: አያታተይ: በሊኡለይ: ምንቁር: የብለካ: አዉነአረጋይ
እንዃዕ ብሰላም ወፃኻ Bro
ዕድለኞ ኢኻ ዉፃእ ማዓት ንታሪክ ዝተዓደልካ ጅግና
I never seen foolish people like Tigeru. How in the world you trusted your enemies and handed over the wounded TDF to the enemies because the enemies told you to take TDF to the hospital?
ነዚ እናሰማዕካ ከመይ ጌርካ ትድቅስ።
ነዚ ኩሉ ሽግር ዘሕለፈ ህዝቢ ከመይ ጌሮም ይጠልምዎ እንድዒ።
ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ህዝቢ ትግራይ።
ነቶም ገበርቲ እከይ ክኣ ናይ ኢዶም ይሃቦም ፈጣሪ።
ክብሪ ዝግበአኩም ነይሩ ግን አወ ዘይድኩም ረኺብኩም 💔😭😭😭😭
እዚ ኩሉ ኢንፎርመሽን ክንገር አይግቦኦን ሕጂ ጊዙኡ አይከነን አስማት ናይ ድርጅታት ንምንታይ??? አሕሕሕ
Deki mahber lemano enqae legesu.. ትግራይና ካብ ሕዚ ተደሓና እትመዕብል እያማ.
The king of king ትግራይ TDF ❤
ኣጆና ተጋደልትና ንፅናዕ ንሓርን ንሕበር ንተሓጋገዝ
😂😂😂
ውይ ሐወይ ትገብርዎ ሽጣራታት ዘርጊሕካዩ ካብ ሕጂ ደአ መን ክአምኖም ቀይሕ መስቀል ሐቢርካዩም ደስ ዝብል ሐቤረታ ከይተፈለጠካ ሚስጥር ተውፅእ አለካ ፒፒ መኖም ንመራሕትካ ከ መን ቀቲልዎም አቦይ ቀሺ ምስ ሐዎም ንመን አምፂኦም እቂትሎሞም ንበአል ስዩም አባይን በአል መን መፂኦም ከምዝቀተልዎም እይሐበርካን ፋኖ ወይስ ሻእቢያ ወይስ ወያኔ መን ቀቲልዎም ንገረና ባ
Nehna eritreanwan ne walhade hager wererna aynflten ena bealkum zejmerkumo kunat gen Temlsa nakum leblbatkum, We Eritrean are all shabiya and Mendlay 🇪🇷✊🇪🇷
ብጣዕሚ መሕዘኒ ፍፃመ እዩ።
ድምፂ ናይ ሚድያኹም ግን ብጣዕሚ ትሑት ድምፂ ውስኽ እንዳበልኩም ኣይትሕፈሩ የቐንየለይ
Proud of you our Heroes!! Viva TDF Viva Tigrai you are really Heroes 💪🏽💪🏽💪🏽❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛
በእኩልነት የሚያምን ሰው ከሆነ ለማወቅ ጥረት ያደርጋል
እህህህ አሕዋትና ከም አባጊዕ ብሐዊ ተጠቢሶም ክብርን ሞጎስን ንስውአትና አብ አፀደገነት የንብሮም ነስካ ክአ ዝሐወይ እካዕ ተረፍካ ብስውአትና ኢና ህዝብና ዘተፍስ ዘሎ ወፅዩ ዝመልስ ዘሎ ህዝብና ናይ ትግራይባ ግፍዒ ተዛሪብካ አይውዳእን የሕምምም
አጆኻ ናይና ኩሉ ሀላፋይ እዩ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Jigna hawna edmen tenan yhabka